ስነ-ስርዓት ሽልማት ኪን ያሬድ 1ይ ክፋል

  Рет қаралды 28,580

Tigrai Tv

Tigrai Tv

Күн бұрын

Subscribe Tigrai Television
-------------
©Copyright: Tigrai Television
Any Unauthorized Use, Copying or Distribution is Strictly Prohibited.
-------------
Website: www.tigraitv.com
Telegram: t.me/Tigrai_Ttv
E-maiL: info@tigraitv.com
Twitter: / tigrai_tv
/ tigrai.tv1
Instagram: / tigrai.tv
KZbin: / tigraitv
#ቴሌቪዥን_ትግራይ #Tigrai_TV

Пікірлер: 58
@RobelRobel-r5y
@RobelRobel-r5y 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ኢልና እዩ ❤❤❤❤ደብሪፀይ ከዓ ደስ ኢልና እዩ ስለዝረኣኹኻ
@freweynidesta
@freweynidesta 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@hhhgvg4542
@hhhgvg4542 9 ай бұрын
ኩብር ኣያና ደብረፅዮን❤❤❤ ተጋሩዋይ ንብሩሉና❤❤❤
@freweynidesta
@freweynidesta 9 ай бұрын
ጅግና ኣያና ዶ/ር ደብረፅዮን ደስ ኢልኒ ዞም ጀጋኑ ደቅካ ን ኣሕዋትካን ብኢድካ ምሸሽላሞም ክብሪ እዩ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ🙏🙏🙏❤❤❤❤🙏🙏🙏።
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 9 ай бұрын
😆😆😆😆😆👹
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 9 ай бұрын
​@@sarapopinh4329ተሓነቂ 🤮🤮
@ጓልትግራይ-ቘ3ዠ
@ጓልትግራይ-ቘ3ዠ 9 ай бұрын
መጀመርያ ሰላምኩም ይብዛሕ ተጋሩዋኒ🙏❤ ምሽላም ይግበኦም እዩ ነገር ግን ብጥምየት ዝሳቀዮ ዘለዉ ህዝብና ለ ቆላሕ በልዎም በይዛኹም ከምቲ ንምሽላም ዝተኣከብኩም ንዝጠመየ ለ ተኣኪብኩም ብፅሕዋ/ንብፀሐዮ ከብኡ ከዓ ኪነ ያሬድ ኢልካ ስም ምስያም ፅቡቅ እዩ እዙ ቅዱስ ያሬድ ኢልካ አብ ናይ ዓለማዊ መድረኻት ጥበባት ምግላፅ ከም ደስ ዝበለካ ግን ጌጋ ተጋሩ ነስተውዕል ማህሌታይ ቅዱስ ያሬድ ኣይተልዕሉ ንምንታይ እቲ ቅዱስ አብ ቅደስ ክላዓል ኣለዋ 🙏😥 ብሓፂሩ ቅዱስ ያሬድ ማህሌታይ ብናይ ሙዚቃ ዓለም ክላዓል የብሉን በይዛኹም ኣምላክ ምሕረቱ ከውርደልናስ ንእሽተይ ልቢ ንበል ቅዱሳን ኣባታትናስ ብናይ ሙዚቃ ክነልዕል በስመአብ ታይ ኮይንና ነብስና ንርስዕ ማዕረ ክንድዝይ ዘይ ናይ ትግራዋይ ባህርያት ኩሉ ስርዓት እኮ ኣለዎ።🙏😢
@SSa-q5w
@SSa-q5w 9 ай бұрын
ዓገብ ቅዱስ ያረድ😢😢😢😢
@MerryMerry-d3x
@MerryMerry-d3x 9 ай бұрын
ኩቡር ኣያና ዕድመን ጢዒናንንይሃብካ እንቃዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ደቂ ትግራይ ሓላላት
@user-hy6px3bw9s
@user-hy6px3bw9s 9 ай бұрын
ቅዱስ ያሬድ ዘማሪ እምበር ሙዚቀኛ ኣይኮነን።
@mass-media6445
@mass-media6445 9 ай бұрын
Tigray has two faces: those who care about its people and those who don't care about its people, some of them are looking for their own interest, so how can we save Tigray from this terrible moments. First of all, we need to guarantee food to those who suffer from hunger and do not need to celebrate in this dramatic situation. "God bless Tigray" .
@Geralta
@Geralta 9 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ድባብ ኔሩ በርቲዕኹም ቀፅሉሉ ሰነልቦና ትግራይ ዓለም ክፈልጦ አለዎ Love tigray❤
@nevicgalirob
@nevicgalirob 9 ай бұрын
በርህሸይ ወዲ ኢሮብ ❤️❤️❤️❤️ዝፈትወኻ 🥰❤️
@alefumekele3184
@alefumekele3184 9 ай бұрын
ዋውውው ደስ ዝብል ስራሕ አዳለውቲ ኪነ ያሬድ❤❤❤🎉🎉
@Samriye10-10
@Samriye10-10 9 ай бұрын
ንግስትዋይ መዓረይ ዓደይ ኣትየ ክረክበኪ እየ ፈጣሪ ናብ ዝነበረ ጥዕናኪ ይምለስኪ ምሕረት ይልኣከልኪ😢😢😢
@HalmaKatun-r2b
@HalmaKatun-r2b 9 ай бұрын
❤️❤️❤️erob ❤️❤️
@Samriye10-10
@Samriye10-10 9 ай бұрын
ኣያና መንገሻ ረዳኢ ጎይታ ዓቅሊ ይግበአካ እዩ❤❤❤❤ ኣጀብ ንግስቲ ሓየሎም ኣይ ጥዕና ምፃእ ንገዛይ እትብል ደርፍኪ ብጣዕሚ ይፈትዋ ነይረ እንፋቀር ክልተ ጎረቤት ነይርና ብሬድዮ ንሰምዓ ነይርና😢😢😢
@user-rh6np8li7p
@user-rh6np8li7p 9 ай бұрын
ንግስቲ ሓየሎም ስለ ዝረኣኹኺ ደስ ኢሉኒ
@tewoldetesfai1446
@tewoldetesfai1446 9 ай бұрын
It is really good to celebrate ocassions und feel happy. But how it will be more fruitfull if you can spend this money to protect HANGER and HELP the people in need of basic NEEDS, food, water and clothes
@selamburuk
@selamburuk 9 ай бұрын
አንቱም ተጠቀምቲ ማስ ሚድያ ድምጺ አብ ስኡዲ ዓረብ ዘለዉ እስራት ኩኑ በጀኩም ንሕልናኩም ኢልኩም መናእስይና ካብዚ ዘለዉዎ ሽግርን ጸበባን ንክወጹ ድምጺ ኩንሉና😢ሓደራ ሰብ ናብ ሰቡ ዝብኢ ናብ ገረቡ እዩ እሞ ንመግስቲ ድምጽና ኣስሙኡልና🥺🙏
@freybare5825
@freybare5825 9 ай бұрын
I'm so happy to see you again our hero❤❤❤
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 9 ай бұрын
እት ሽልማት እዋኑ ድዩ ኣይኮነን ካሊኢ ጉዳይ እዩ በእግዚአብሔር ሽም ክንብለኩም ቅዱስ ያሬድ ናይ መጉረዕትን ናይ ቆለኛታትን መሳርሒ ኣይኮነን ፈጣሪኡ ዘመስገነሉን እነመስግነሉን ዳኣምበር ስለዚ ብሕጊ ኣምላኽ ተጠንቀቑ ሕደጉ ናይ ያሬድ ኣይኮነን
@bibatigray4002
@bibatigray4002 9 ай бұрын
good to see you Debrits😍😍😍😍😍😍
@ኣኽሰማዊትሃገረTigrinya
@ኣኽሰማዊትሃገረTigrinya 9 ай бұрын
ህዝበይ ብስንኪ ህውሃት ፀላእትን በሪሱ መረበተይ ዓደይ ሑሞራ ንሻዓብያ ነምሓራይ ሸይጥክምዎ ኣቱም ባሮት ባራዩ ሽዋ
@FreAwet-u5r
@FreAwet-u5r 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@hariyaaregawi313
@hariyaaregawi313 9 ай бұрын
💥⛱👏👏👏
@user-wy8hx6jl9b
@user-wy8hx6jl9b 9 ай бұрын
ማህሌታይ ቅዱስያሬድ ቀዳሳይ ዘማራይ ቅድስያሬድ ድኣ ደራፋይ ሳዕሳዓይ ቅዱስ ያሬድ ኣይንፈልጥን ። ቅዱስ ያሬድ ትግራዋይ ምኻኑ ዓለም ብዓለማ እዩለፈልጥ። ማንም እይወስደልኩምን መንነቱ ኣይትሰሱዑታ ናይና እዩ ልማባል ናይ ምዓት ኣስማት ኔአው ጀጋኑ ደረፍቲይ ጨፈርቲለ ብኦም ሰይምዎ።
@frenahomgize8712
@frenahomgize8712 9 ай бұрын
Great ideaሽ👍👍👍👍👍👍👍
@frutenafrtuna3745
@frutenafrtuna3745 9 ай бұрын
ጽብቅ መደብ ደስ ኢሉና 🎉እንኳእ ከምዝይ ረአናኩም ❤🎉 ትኩረት ነቲ ብጥምየት ሓለንጊ ዝሕለብ ዘሎ ምስኪን ህዝቢ ትኩረት ንመሬት ትግራይ ግዝአት ተጋሩ ይመለስ
@hshsusuei6713
@hshsusuei6713 9 ай бұрын
❤❤❤❤
@weditigray5782
@weditigray5782 9 ай бұрын
Great that we are celebrating this occasion but let’s resolve the issues at hand with housing, feeding our people and the return of our people and land. This should be the main FACTOR
@YacobHanza
@YacobHanza 9 ай бұрын
ወይለይ ኽንደይ ትግራይ ድያ ዘላ ኣንቱም ሰባት ብልሓቱ ጠፊኢና እኮ ቡቱይ ሓደ ገፅ ህዝቢ ጥምየት ዕርቃን ሸነፈር ተወደአ ትቡሉና ለለ በቲ ኻልእ Hollywood Oscar Tigray ተርእዩና ጨኒቁና እኮ እዚ እንዳራኣየ ዓለም እንተጨከነ ናይ እማኖም እምበር
@smon4679
@smon4679 9 ай бұрын
ትግራይ ተጋሩ ብዘይኾኑ ድቓላታት ትምራሕ ከምዘላ መርአያ ዝኾነ ምድላው እዩ 🤑 ምክንያት መበረታትዒ ሽልማታት ፅቡቕ እዩ እቲ ዝዓበየ ጌጋ ግን ዝተገበረሉ እዋን ልክዕ ኣይኾነይ ህዝቢ ጠሚዩ መረበቱ ገዲፉ ናተሰደደ ህዝብና ጠሚዩ ካብ ሓመድ ኹዕንቲ ኣሪዩ ሂወቱ ናትረፈ ፍርቂ ትግራይ ፃዕዳ ተኸዲኑ ይስዕስዕ ፍርቂ ትግራይ ገሊኡ ኣብ ትሕቲ ፀላኢ ይሕረድ ይድፈር መንእሰይ ተስፉ ስኢኑ ይስደድ ገሊኡ ብጥሜት ይመዉት ገሊኡ ኣብ መዕቖቢ ተመዛበልቲ መወዳእታ ዘይብሉ ኸርፋሕ ናብራ ይነብር 😭 ክንደይ ትግራይ ድያ ዘላ??? ወነ ትግራዋይነት ዘይብሎም ድቓላታት እዮም ትግራይና ዝመርሑዋ ዘለዉ ንብል ብምኽንያት እዩ።
@hdjf4
@hdjf4 9 ай бұрын
❤❤❤❤🙏🙏
@freweynidesta
@freweynidesta 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@samrtss9936
@samrtss9936 9 ай бұрын
ኪነ ያሪይዲ ዝብል ክዉገዲ ኣሎዋ 😢😢😢😢😢
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 9 ай бұрын
ስለ ምንታይ ? ናይ አማራ ተሓላቂ ትመስል ? ፀረ ማህሌታይ ያሬድ ስለዝኮኑ? እምበር ናይ ያሬድ ስምስ ዓለም ለኸይ ክኮውን ነይርዎ ? ፈላማይ ናይ ዓለምና ማሃዛይ ዜማ ስለዝኮነ እሞማ እንታይ ማለትካ እዩ ???
@bereketissac9078
@bereketissac9078 9 ай бұрын
What is keyent mining
@hadushgebremikael4229
@hadushgebremikael4229 9 ай бұрын
ሐሻዊት ሆይ ሆይ እናበልኩሙባ መንእሰይና አወዳእክሙዎ😢😢😢😢ከዝውን ያሬድ ልብል ቀይርዎ ያሬድ ሊቅ ኦቀቦ ዝማር እዩ ዋይ
@mu-ue1gs
@mu-ue1gs 9 ай бұрын
ኪን ያሬድ ኢልካ ኣሎ እታ ትግርኛ ኣኺልዋ ዲያ ቀቢርኩማ ካልኣይ ከኣ እዚ ኮልታፍ ሰብኣይ ኣብ ኩሉ ዲዩ ዝድርገም
@NoilNam
@NoilNam 9 ай бұрын
They already forget their dead. Agame still donkoro..
@samuelbrhane8436
@samuelbrhane8436 9 ай бұрын
Kkkkkk antum sebat bhiere erop zbl yelen bhierom tigrina u konko ka saho ytkemu bae hwat zblwa wdb Gele ketemxi ya
@merhawidawit3935
@merhawidawit3935 9 ай бұрын
tsubuk eba ebi gzey chigr adisebebs hizi gey selam mekel
@gorfubitew6142
@gorfubitew6142 9 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮን ክተባባዕን ዘለዎ እዩ እሞ ዶ/ር ዘርኡ ጥራሕ አይኮነን እሞ ሰብ ሃፍቲ አበይ አለኩም ኢልኩም ኮርኩርዋቶም ?
@kahsayaregay9856
@kahsayaregay9856 9 ай бұрын
ሽልማት ኪን ፈልጦ ዘይኮነስ አፍልጦ ብዘለዎም ሰባት ዝተመሰሰ ምስውልቀ ሰብ ሃፍቲ ብዘለዎም ውልቃዊ ምትእስ ሳር ብዘለዎም ዝተመወለ ቃሓር እዩ ነዊሕ ድማ ኣይስጉምን ሃታ ሃታ ዝተሓወሶ እዩ
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 9 ай бұрын
tay malet eyu
@sarapopinh4329
@sarapopinh4329 9 ай бұрын
Mn eka niska hasad
@habeshaboss
@habeshaboss 9 ай бұрын
*Dont Show tiktoker in your Videos. We all see tigrai tv as a serious Television Channel These tiktoker who are Dancing day And night for clicks And Likes are not serious so dont Show Them!*
@teshag2006
@teshag2006 9 ай бұрын
Bro, They are the ones who paid for App and website developments. They have paid a lot. I developed the app and website and paid me 150,000 birr. They are not in the clip simply but they are the owners.
@RAYACHERCHER-dt2pn
@RAYACHERCHER-dt2pn 9 ай бұрын
ለካ ይኩኖ አምላክ በሙስና እዩ ተሸልሙ አየ ተጋሩ ንራያ ትግረዋይ አይኮነን እሎም ካብ ምረጫ አውፅኦም ፉሉይ ዝብል ሽልማት ተዋህብዎም ይገርም እዩ ንምታይ ክብሃል ከሎ እቲ አዘጋጃዊ አይ ብትግራይ ስለ ዘይስማዕ ዝብል መልስ እዩ ህቡ ራያ አዳምፁ ተጋሩ መሬትኩም እዮም ዝደልይዎ፡፡
@befairbalance7507
@befairbalance7507 9 ай бұрын
Eventhough dr. debresion i have a lot of respect for what you done during all struggle history, growth of tigray and the list is on and on, but i disappointed associated your selfish with those selfish self-centered, self-importance self-righteous few tplf corrupted tplf groups living for their be*lly at the expense of innocent young tegaru blo*od who are paying high price.
@user-wo7nb9sm6q
@user-wo7nb9sm6q 9 ай бұрын
ካብ ተምቤን ተወካሊ ግዲ ስኢንኩም ኣንቱም ለጃያት
@AbcAbc-qh1qs
@AbcAbc-qh1qs 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 126 МЛН
Men Vs Women Survive The Wilderness For $500,000
31:48
MrBeast
Рет қаралды 97 МЛН
ቖናጁ ትግራይ ልፈሰሳሉ ደስ ልብል በዓል ኣሸንዳ
43:23
KabNab Tube - ካብናብ ትዩብ
Рет қаралды 6 М.
ሕቶ መንበሪ ሳልሳይ ዙር 70 ካሬ
28:41
Tigrai Tv
Рет қаралды 1,5 М.
Sep 19/2024 ህጹጽ ሓቤረታ ግብረ መልሲ መልሲ
30:26
Filfil Tv ( ፍልፍል ቲቪ )
Рет қаралды 10 М.
🔴 በጎ ዘመን 2017 || እጅግ ድንቅ ትምህርት ርእሰ ሊቃውንት የኔታ አባ ገብረኪዳን ግርማ || Aba Gebrekidan Girma New sibket 2017
2:41:52
ፈውስ መንፈሳዊ ጣና ቅ/ቂርቆስ ፬ መጻሕፍተ ጉባኤ ሚዲያ Fews Menfesawi
Рет қаралды 227 М.
ሽልማት ኪነ ያሬድ 2 ክፋል #KINE YARED AWARD PART 2
1:01:20
Rigihe Entertainment ርግሀ ኢንተርቴይመንት
Рет қаралды 4,2 М.
Apple peeling hack @scottsreality
00:37
_vector_
Рет қаралды 126 МЛН