ምስትምቓር መጽሓፍ ካብ ኦሮማይ ናብ ኦሮማይ ብ ዶክተር ተኸስተ ፍቓዱ 2ይ ክፋል

  Рет қаралды 8,533

Hordata Media

Hordata Media

Күн бұрын

Пікірлер: 67
@ww1075
@ww1075 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ዶ/ር ተኸስተ ንወሎዶ ዝዉከስሉ ጽሑፍ ስለዝጸሓፍካ❤
@aynomgodefa8228
@aynomgodefa8228 Ай бұрын
Dr ክንዲ ሽሕ ዕድመን ጥዕናን እሃብካ
@edenpazom9452
@edenpazom9452 Ай бұрын
ኤሪትራውነት ዘይጻዓድ መንነት የቀኒልና አቦታትና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@biniamtesfazghi8181
@biniamtesfazghi8181 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ዶ/ር ተኸስተ ንወሎዶ ዝዉከስሉ ጽሑፍ ስለዝጸሓፍካ
@Tedros-ሰብ-ቀደም
@Tedros-ሰብ-ቀደም Ай бұрын
Thank You Doctor Tekest Fkadu For Your Service I'am Proud To Be Eritrea 💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@WelduFeshatsion-s4k
@WelduFeshatsion-s4k Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዶ/ር ተከስተ ፍቃዱ ፡ንወሎዶ ዝኸዉን ታሪኽ ጺሕፍካ thank for all Eritrean
@rtiko4359
@rtiko4359 Ай бұрын
Proud to be Eritrean 🇪🇷, thanks for your service abotatey kemiu wen ayatatey
@tmhb6247
@tmhb6247 Ай бұрын
ዘይምኖ ምቁር ዕላል! መጻሕፍቲ ዶር. ተከስተ ዳርጋ ኩለን ኣለዋኒ። ደጋጊመ የንብበን።ጽንዓት ትምሃር፤ ከም ሰብ ትተብዕ!!!
@asmerethadgu9816
@asmerethadgu9816 11 күн бұрын
Thanks Dr ertrawenat kbur menenat🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇸
@asefawgher6625
@asefawgher6625 Ай бұрын
Thank you doctor for your presentation of bitter struggle during liberation time
@yordi1683
@yordi1683 Ай бұрын
Omg ❤ neisenetna azekirkana zehlefnayo kinzikro higi kenilelelu teum eyu i’m proud of you ❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷
@mesfintesfay3336
@mesfintesfay3336 Ай бұрын
ሕልሚ ዝመስል ታረክ ❤🙏🇪🇷
@TabetuKidane
@TabetuKidane Ай бұрын
Nberu kberu anabs nakfa ❤
@lulakiflemariam4258
@lulakiflemariam4258 Ай бұрын
Dr Tekeste our Eritrean hero I am so proud of you long life for you 🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯🇪🇷💯
@biniambahta6525
@biniambahta6525 Ай бұрын
የቀኔልና እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም ፡ ነዓና ኽሕሸና።
@kibromhabtemariam603
@kibromhabtemariam603 Ай бұрын
ዘገርም ጽንዓት፡ ኒሕ ተወፋይነት፡ ካብ መትከልካ ነቕ ዘይምባል ፡ ተስፋ ዘይምቕራጽ፡ ንሕክትገልጾ ቃላት ዝውሕደካ ገድሊ ንናጽነት፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ፡ ዶር ተኸስተ ፍቓዱ
@gomida1552
@gomida1552 Ай бұрын
ተጻዋርነት: ሓቦ: ጅግንነት: ስኒ ምንካስ ተጋደልትና ብቃላት ክትገልጾ ከቢድ ኢዩ። ዶር ነዚ ዝሓለፈ ንታሪኽ ክስነድ ብመጽሓፍ ምቅራብካ ብጣዕሚ ዓቢ ስራሕ ኢዩ። ካልኦት ሰብ ውዕሎ'ውን ኣብነት ዶር ተኸስተ ክትወስዱ : ክትስንድዎን ይምሕጸን።
@Flower12347x
@Flower12347x Ай бұрын
Yes indeed ❤
@fitsumghebrewoldi4172
@fitsumghebrewoldi4172 Ай бұрын
Dr. Tekest I have no words to thank you for your service. You are a very detailed person. I can't wait for your new book. “If a book is well written, I always find it too short.” ― Jane Austen
@Flower12347x
@Flower12347x Ай бұрын
Jeganu zeydugemu shabiya seb mainta love ❤️ 💖💖💖🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💖❤️🥰🙏🏾🙏🏾
@Flower12347x
@Flower12347x Ай бұрын
Idimen tinan yhabika dr Tekeste jigina ❤🌹🌹🌹❤️💖💕🇪🇷🥰🙏🏾🙏🏾
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 Ай бұрын
Selam...deki erey 🇪🇷🇪🇷🇪🇷💔🐪🐪🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@SamsonMhreteab
@SamsonMhreteab Ай бұрын
Thankyou our fathers ❤ for all things you have done✍️✍️✍️🇪🇷
@yohannesestifanos9504
@yohannesestifanos9504 Ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንዶክተር ተኸስተ , አጋጣሚ አብ ተሐኤ ኔረ ግን ከምቲ ዶክ. ዝበሎ ብወገን ጀብሀ ዝረኤ ኲናት አይነበረን
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 5 күн бұрын
Akerbt yeknyela mjganuna konukum icalmtyk tegpurwo dlkum kezuluwo💪🇪🇷📚🖊❤🕊🤝
@mhreteabbrhanetesfay4296
@mhreteabbrhanetesfay4296 Ай бұрын
Right or wrong, always my country
@nohisack7796
@nohisack7796 Ай бұрын
ህዝባዊ ግንባር ሰሙን ግቡሩን መትከሉን ሐደ እዩ ብመትከላት ህዝባዊ ግንባር ሕቡናት ኢና ትማሊ ሎሚ ጽባሕ ህዝባዊ ግንባር ኢናፍ ዓወት ንሐፈሸ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@jossy222
@jossy222 Ай бұрын
Thank you Doctor your service 🙏
@mehretnegusse8569
@mehretnegusse8569 Ай бұрын
Genius Dr.❤❤❤❤❤.
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 Ай бұрын
እዋይ ዘሐለፋ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷😓🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓወት ንሕፋሽ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@1991-nx9kb
@1991-nx9kb Ай бұрын
ጅግና ዶር ፍቃዱ ተከስተ ሂወት ሰብ ኣብ ምድሓን ጥራይ ዘይኮነ አቲ ድርብ ትውህቦ ታርኽና ተዓቂቡን ታሪኽ ብውሕሉል ተሰኒዱ ንውሉድ ወለዶ መወከስን ከምዝኸውን ኣየጠራጥርን ።ንበረልና!
@danielzere9480
@danielzere9480 Ай бұрын
❤🇪🇷🌷
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 5 күн бұрын
Jegninet cabiy🇪🇷📚🖊🇪🇷kmziy keya dekina bworkik keleim zhafuwo atuum mhuran kengepuru nekil ngeruna woricaw tarik caby 🇪🇷📚🖊🇪🇷🕊🤝
@peace-x9s
@peace-x9s Ай бұрын
ክቡር ዶክተር እዚ ኩሉ ዘሕለፈ ገድልን ተጋዳላይን ድሕሪ ሐርነት ንምንታይ ደቃ ድሬር ዓሳ ይኾኑ ሰብ ብዘይ ሕጊ ንዓመታት አብ ጎዳጉዲ ይእሰር ስንኹናል ስግረዶብ ዝስደዱላ ሀገር ፈጢርና አብርሀልና 25:09
@eritrea6227
@eritrea6227 Ай бұрын
Hezbiwi gembar jiganu 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Veronica-cx7hl
@Veronica-cx7hl Ай бұрын
❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@terhasfessehazion7785
@terhasfessehazion7785 Ай бұрын
Sabia Sabia Mekesene Kulusalasabia Nizehleme Niberena Eritrea 🇪🇷 🇪🇷🌹💯🙏✊🌲🌺❤️🌴⭐️🌟🌳🇪🇷🌹sabia 🇪🇷🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹
@p.3914
@p.3914 Ай бұрын
መን ይንገር ዝወዓለ፣ መን የርድእ ዝቐበረ። ናጽነት እዛ ሃገር ብኸመይ ከምዝመጸ በዚ ክንርዳእ ንኽእል። እዞም ናይ ዘመና ተቓወምቲ ንተጋደልቲ ሸፋቱ ኢሎም ክጽውዕዎም ከለው ነዚ ታሪኽ ዝሕለፉ ጀጋኑ ምዃኖም ረሲዕም እዮም። ሕጂ ዋላ ዓወት ንሓፋሽ እዩ ጭርሖና። ክብርን መጎሰን ንሓርበኛታት ኤርትራን ስውኣትናን።
@hizbawignbar8484
@hizbawignbar8484 Ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 the land of heroism...
@yemanemehari1742
@yemanemehari1742 Ай бұрын
❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🇪🇷🇪🇷❤❤
@JoTsehaye
@JoTsehaye Ай бұрын
ላጥላጥ ዓርከይ ገለ ዓይነት መደብ
@nugusearey3923
@nugusearey3923 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brhanetesfamariam6682
@brhanetesfamariam6682 Ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️
@rezeneasfaha2612
@rezeneasfaha2612 Ай бұрын
እዚ ህያው ታሪኽ ገድልን መስገደልን ብሰብ ውዕሎ ነቲ ግዜን ቦታን ነቲ ኩነት ናይቲ እዋን እትን ክትሰምዖ ነዚ ወለዶዝን ንዝመጽእን ዘራኽብ ድልድል ኢኹም ትሃንጹልና ዘለኹም ሞ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም።❤ ክሳብዛ በጺሕካያ ዘሎኻ ምዝላቅ, ደው ኢልና ኣሎና, ካብኡ ከኸ ከምይ ተሓልፈን ተመከተን ብሃንቀውታ ንጽበ። ዶ/ተኸስተ ፍቃዱን ኩሎም ትንፋስ ምስኳዕ ጥራይ ትተርፎም ዝነበረት ዶካትር ህ ግ ቅያ ህንጸት ሕብረተሰብ ጥራይ ዘይኮነ, ነቲ ፍሉይ ፍጥረት (ተጋዳላይ) ለጋጊብኩም ገና በታ ተሪፋቶ ዘላ ክረባረብ ዘብቃዕኩም ኣርካናት ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ይኹን። ነዚ ዘቅረብኩም ከኣ ከምኡ።❤❤
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
@@rezeneasfaha2612 ህጂ'ኸ ሰብ ንህክምና ሱዳንን ኢትዮጵያ ይውህዝ ኣሎ - ተጋዲልካ እንታይ ፈጢርካ ???? ዚሮ ✅
@YosiefTesfazghi
@YosiefTesfazghi Ай бұрын
በዚ ተኣምር ዘይነጽፍ ጽንዓት ሓቦ መስዋዕትን መውጋእትን ሓርበኛታት እንሆ ኤርትራ ተወሊዳ።ዝኽሮም ብግብርና ይደበሱ።ዓወት ንሓፋሽ !!! 🙏👍❤🎉🇪🇷✌🇪🇷✌🇪🇷
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
@@YosiefTesfazghi ዓወትን ሓፋሽን ተላሊዮም ኣይፈልጡን ሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ኢሳያስ ወዲ ተምቤን ድሌቱ ዝገብረሉ ምህደራ ሸፋቱ ህግደፍ'ዩ ዘሎ 🙏
@YosiefTesfazghi
@YosiefTesfazghi Ай бұрын
@@mesfinabraham6412 ኪድ ቆሚሽጢ ወያነ ።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
@@YosiefTesfazghi ንሳያ ናጥሪት ህግደፍ ፍልጠት ዓጋመ ሓዚልካ ዓጋመ እንዳበልካ ምጅሓር 🤧 ሎክሳስ ኣድጊ ለካቲት 😋
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Ай бұрын
​@@mesfinabraham6412loser)👉🍔🍟+🍺🍺🍺+🚬🚬🚬🚬🚬🛌=😴😴
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
@@YosiefTesfazghi ንሳ'ያ አቅምካ ሃሳብ ፣ ሪዒቶ ዘይብልካ ገው ደንቆሮ ✅ ኢድ ናይ ወያነ ኣሎዎ ወስኸሉ 😀😀😀
@tmhb6247
@tmhb6247 Ай бұрын
ከም በዓል ዶር. ተኸስተ ፍቃዱ፡ ነዛ ፍትሒ ዘይብላ ዓለም ክንድይ ምመሃሩዋ!ብዛዕባ ኤርትራዊ ናይ ወድሰብ ጽንዓት ምፈለጡ!ቪቫ ህዝባዊ ግንባር!! ቪቫ ኤርትራዊ ኒሕ፣ ሓቦ!!!
@sawrawidegans2900
@sawrawidegans2900 Ай бұрын
የቀኔልና ዶክተር እዛ መጽሓፍ ኣበይ ንረክባ ተዘርጊሓ ድያ ኮሜንት ኣንቢብኩም መሉስለይ በጃኩም
@EmmaHaile413
@EmmaHaile413 Ай бұрын
ዶር. ተኸስተ ብ ባኣሉ ግርማ ዝተጻሕፈት ኦሮማይ ትብል መጽሓፍ ብዘንበብኩዋ መሰረት መጽሓፋ "ኦሮማይ " ድሰመየላ ምኽንያት ምስ ሙሩኻት ህግ. ኣብ ጁባ ናይ ሓደ ዝተማረኸ ዝጸነሐት መልእኽቲ ኮይና ን ኣስመራ ቅድሚ ምስዳዱ ተማሪኹ፤ ኦሮማይ ኮድ ስም ኣብ ከባቢ በራዲዞ ዝነበረ ተሓባባሪ ምስጢር ስምዩ
@JY-pz7ju
@JY-pz7ju Ай бұрын
Mizlaaque azyuu merrier eyu nerru , b qallaat ketgeltsoo wuun kellill aykonnen....? Bezzuh hadaamnent kedaatn neruu u bflaay kab meshaalieten gezgzzaan qutsrii zelwoom haddimom kediieaom eyoom ...Aab netsaaneet dagmaay rekibnaayom..
@bisratghoitom7155
@bisratghoitom7155 Ай бұрын
ኣነስ ዝገረነትንስ እቲ ናይ ማልኒውትረሽን ዓቀንሲ እናጠፋእካስ ትስንድዎ ማለት ኣብ ቅድሚ ጥፍኣትሲ ዝኾነ ነገር ዋጋ የብሉን ዋላ ታሪኽ ክስነድ ኢልካ ተሓሰብካ ። እቲ ካልእ ዝገጥመካ ዘሎ ብድሆ ኢዩ that's okay to register it. ግን እቲ deficiency of malnutrition ,ምስናዱስ ዝገርምዩ።
@teamrgomida7834
@teamrgomida7834 Ай бұрын
ኣቤት ሃገራውን ሰውራውን ጽንዓት! ከማኻትኩምስ ብሕጂ ይፍጠር ዶ ይኸውን፧
@MahtaSuper
@MahtaSuper 17 күн бұрын
እቲ መጽሓፍ እባ በጃኹም ዘርጉሑልና order ክንገብሮ ምስ ደቅና ታሪኽ ክንድረር እዚ ኩሉ ዉዕለት ጀጋኑ የሐዋትና በኹርን ሕሳስ ልደትን ስድራቤትና ዘሐለፍዎ መከራ ዝወደቕዎ መሬት 🌹🥲.መጽሓፍቲ ሽጡልና ኣዉጽዎ ዓጺኽሞ ስቕ ኢልኩም
@abrahamghebreseasie9640
@abrahamghebreseasie9640 Ай бұрын
👋👋👋👋👋👋👋👋👋👋👍👍👍👍👍👍👍👍👍👍💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐 ሓው ዶ. ተኸስተ ፍቓዱ መጽሓፍትኻ ኣንቢበ ኣስተማቒረዮ ብፍላይ ከኣ ቀይሕ ሽጉርቲ ከም ፈውሲ ክዕደል ከሎ፣ ብሓፈሽኡ ብላምባዲና ኦኘረሽን ክትገብሩ ብዙሕ ካልእ ኣዲኡ ትቑጸሮ ሕሰምን መከራን ዝተሓልፈ፣ ሰባት ንምድሓን ፍጹም ዓይንኹም ሰለም እንከይበለ ኣጋርኩም ብድንዝዙ ንየናይ ጠቒሰ ነየናይ ክገድፍ፣ ንባዕልኻ ብሰንኪ ሕማም ኣብ ፈተነ እንክትወድቕ፤ ቁጽሪ ዘይብሎም ንከተድሕን ኣምላኽ ብሓቂ ኣድሒንካ። እንቃዓ ነዚ ኩሉ ሕልኽላኻት ተሓሊፉስ ከምዚ ኢልካ ነዚ ዓቢ ዛንታ ከተዘንቱ ኣብቃዓካ ፈጣሪ። 🎂🎂🎂🎂🎂💐💐💐💐💐💐💐💐💐💐🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ዓመተ ምህረት ጌጋ ኣለካ ኣብ ውግእ ሕድሕድ። ቅድሚ ዚ ትብሎ ዘለኻ 10 ዓመታት ኣቢሉ ዩ ኔሩ ውግእ ሕድሕድ።
@NewVisionAfrica-wq2sw
@NewVisionAfrica-wq2sw Ай бұрын
1980 ምኻኑ ርዱእ እዩ።
@tesstess4591
@tesstess4591 Ай бұрын
ዘስደምም እዪ ክድገም ዘይክእል ታሪክ ኢኩም ሰሪሕኩም። አናብስ
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
** ሎሚ 1991 አይኮነን ሎሚ 2024 ኢና ዘለና - አብ ጽባህ ናጽነት ተዝኸውን እዚ መግለጺ መሳጢ ምኾነ ። ህጂ ግና ድህሪ 34 ዓመት ናጽነት ህዝብና ህክምና ሲዒኑ ናብ ኢትዮጵያን ሱዳንን አብ ዝኸደሉ እዎን ኤሌትራክን ማይን አብ ዘይብሉ ሃገር ፣ ህጊን ፣ባይቶን አብ ደይህሰበሉ ምህደራ ናይ ህግደፍ ብሓደ ዲክታቶር ዓጋመ ኢሳያስ ክከላበት አብ ዘሎ እዎን ፣ ባንዲራ ኢትዮጵያ ተሰኪምካ ተደምረናል አብ ዝበልኩሙሉ ዕዎን ** ካብ ናቅፋ ናብ ናቅፋ አይኮነን ካብ ኦሮማይ ናብ ኦሮማይ ክሰምዕ ድሌት ዘለዎ ሰብ የሎን መጽሓፍ ምጽሓፍካ ግና ክትምስገን ይግባዕ ። ንህግደፍ ኦሮማይ ጓኖት ከምዝኾኑ ኢና ንፈልጥ !😢
@asterisayas8522
@asterisayas8522 Ай бұрын
እስኺ ተአለይ ዶንቆሮ ንምንታይ ኾይኑ👉📖ደንቆሮ ርእሲ ሓምሓም
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 Ай бұрын
@@asterisayas8522 ዶንቆሮ ጥሪት ህግደፍ ዝኮነ ሪዒቶ ይኩን ሃሳብ ዘይብልካ ርእሲ ኣካት - ተበገስ ጥራይ'ዩ ዝርዳኣካ ጓሓፍ ኪድ ባንዴራ ኢትዮጵያ ተኸዲንካ ደቅስ ወሽላኽ አምሰሉ ።🤧
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 42 МЛН
They Chose Kindness Over Abuse in Their Team #shorts
00:20
I migliori trucchetti di Fabiosa
Рет қаралды 11 МЛН
amazing#devil #lilith #funny #shorts
00:15
Devil Lilith
Рет қаралды 18 МЛН
Real Man relocate to Remote Controlled Car 👨🏻➡️🚙🕹️ #builderc
00:24
መን'ዩ ተሓታቲ?
1:00:14
BUFE-ERI ቡፌ-ኤሪ
Рет қаралды 120 М.
Trick-or-Treating in a Rush. Part 2
00:37
Daniel LaBelle
Рет қаралды 42 МЛН