ስነ-ጥበብን ፖለቲካን - ሳባ ዓንደማርያም ካብ ውቅያኖስ ጉዕሽ ግጥሚ ክትቅበል ኣይነበራን! - New Eritrean Video 2024

  Рет қаралды 9,353

Paradise Media

Paradise Media

Күн бұрын

Пікірлер: 283
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh 8 сағат бұрын
ናይ በሓቂ መሊኡ ዝፈስስ ልቦና ኣለካ ኣየስተባህልኩልካን ጸንሐ ቀጽሎ
@JesusisLave
@JesusisLave 3 сағат бұрын
ኣብ ተዋሰኦ ስራሕትካ ብጣዕሚ እንድየ ዝፈትወካን ዘድንቀካን ነይረ ሐዚ እውን ብልቦናካን ኣታሓሳስባካን ኣብ ልዕሊየካ ክብሪ ወሲከ ሓፍትካ ካብ ትግራይ ቀጽለሉ ካብ ሓደ ብቅዕ ኣርቲስት ዝባሃል ንጽበዮ ነገር ስለ ዝተዛረብካና🎉❤❤❤
@goitommeresa9503
@goitommeresa9503 4 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ፅቡቅ ኣገላልፃ ምስጉን ሓወይ ኣምላክ ፍቅሪ ስኒት የውርደልና❤❤❤❤❤ ካብ ትግራይ ኣድናቒኻን ተኸታሊኻን ሓውካ!
@TecleHaile
@TecleHaile 57 минут бұрын
Forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@AbbiAbi-b6j
@AbbiAbi-b6j 9 сағат бұрын
ፅቡቅ ኣጋላልፃ ምስጉን ሓዉይ ካብ ወሽጢ ትግራይ ሓፍትካ ሰላም የዉረደልና😢🤲🤲
@Filmon-o1v234
@Filmon-o1v234 7 сағат бұрын
@@AbbiAbi-b6j ኣሜን ሓፍተይ ብርክቲ
@TecleHaile
@TecleHaile 56 минут бұрын
Forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@haftisem2712
@haftisem2712 2 сағат бұрын
ኣምላኽ መዝፈትዎ ለባም ዘረባ 🙏🙏👍😘❤️😘❤️😘❤️😘❤️😘❤️😘🙏😘❤️😘🙏😘❤️😘❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Mhret-sd1ty
@Mhret-sd1ty 6 минут бұрын
ብጣዕሚ ፅብቅ ኣገላልጻ 👌
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 8 сағат бұрын
ምሽ ዶ ሰላም ሰላም ኢዩ ብዓል ካሓሳይ በርሀ እኮ ኣብ ግዜ ሰላም ኢዩ መን ተዛሪብዋዎ ኢዩ እዚ ውቃኖስ ጉዑሽ ግን ኤርትራዊ ተጋሩ ኢዮም ሰለ ዝኾኑ እየ ዝህቦም ኢየ ዝበለ እዩ ንኣብነት ንኖሆም መስተ 2018 ዝደሮፎ ኣብ 2024 ምስ ንሆም ኮሰርቲ ከይትገብሩ ዝበሉ ኸ ዓገብ ኢልካ ዶ? ሚለን ሃይለ ዓዲሞም ንኖሆም ግን ህግደፍ ኢኻ ኢሎም እዚ ኸ ንምታይ ድኣ ዓገብ ዘይበልካ? ወዲ ኣብርሃ ኣይኮንካ እዳበልኩኻ ጽቅ ትብልዶ ንሱ ካኣ ኤርትራዊ ኣይኮንካን ይብለካ ኣሎ ኣብ ኡጋዳ ዘላ ትግራወይቲ መን ዶ ተዛሪብዋ ኢዩ ትሰርሕ እዶ ኣላን ምስ የሕዋትና ሕማቅ ኣይተዛረበትን ኣይጻሓፈትን።
@Lali-m4r
@Lali-m4r 9 сағат бұрын
ሓወይ አግዛብሄር አምላክ ኣብ ዘለኻዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ 🙏ከማካ ዝበለ ይብዛሓዮ እምበር ታይ ክንብል ኮይና
@girmeso12
@girmeso12 9 сағат бұрын
I am proud of you engineer msgun
@ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ
@ዓቃልዩህዝበይ-ደ4ኘ 41 минут бұрын
ዋላ ብዘለካዮ ጥፋእ ፈዛዝ ንሓደ ልእላውነትካን ክብርታትካን ዘየኽብረ ሰብ ብከመይ ትሰርሕ ናይቲ ኣዛን ውቃኔስ ጉዕሽ ዝበሎ ግን ኣይተዛረብካን ማንም ሃገረኣዊ ከኣ ብዘይ ሓደ ነገር ኣየጽልምንዩ ሓሳዊ ሰሚዕካ ተዛረብ ላሕታት ለባም ለባም ተበሉካስ ኮፊደንስ ጌርካ ሕጂ ዊን ብልእላውነትና ዘይኣምንን ህዝብና ዘየኽብርን ዝሰርሕ ሰብ ኣብ ሩኡሱ ኣለና ኣለና ዋልታ ሃገር ዋላ ንስካዊን ከምዛ ዘለካይ ንሃገራውያን ምህራም ቀጽላሞ ከም ጻሓይ ሳህራ ኣብ ርእስካ ኣለና ጋውና😢😢😢😢
@TecleHaile
@TecleHaile 21 минут бұрын
People like this KZbinr are for their money. They don't care how Tigrayans sometimes make Eritrean identity cheap. The biggest point is, Wikyanos is joking about the ERITREAN IDENTITY and Paradise Media wants to ignore this. Nergem eyu ezi.
@gebrehiwetokbay4933
@gebrehiwetokbay4933 4 сағат бұрын
ካብ ትግራዋይ ወሲዳ ኣይኮን እቲ መኽንያት ካብ ሉኡላውነት ኤርትራ ዘይ ኣምን ሰብ ምኻኑ ኢዩ ኤርትራ ንኤርትራዉያን 💒☪️🫶🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@yes6292
@yes6292 3 сағат бұрын
መንከ ንነጀርያ በለኩም ኣትም ህዝቢ ዋይ ኣስተውዕሉ 😅😅😅
@Dttgvv
@Dttgvv 2 сағат бұрын
@@gebrehiwetokbay4933 dqurna😂
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 2 сағат бұрын
@@yes6292 ክብረትኽን ዘይትሕልዋ ረሳሓት ❗️ንሓዉ ዘየክብር ጆኖሳይደር ዕረጥርያ ንዓኺ ክሰምዕ ❓ቆማላት ደቂ ቡሽቲ
@barackty826
@barackty826 2 сағат бұрын
😂😂
@yes6292
@yes6292 Сағат бұрын
@@dejenweldemichael4289 ደቂ ስድታት ካብኡ ኣይትሕለፉ ካብቲ ዓሳን ምግልታዕን ንሕና ተጋሩ ክብራተሰ ደቂ ክብራት እና ኣታም ሕስራት ገና በሐጂ ኣብይ ክድክረክን እዩ ተመስገን ንግዜ ጥራይ ኣትም ሕሱራት ንክድ ጥራሓ 😂😂😂😂🤗🤗🤗🤗🤗
@muhurgebrehannes7651
@muhurgebrehannes7651 2 сағат бұрын
ኣቤት ኣጋላልጻ ብኡነት ብጣዕሚ ደስ ዝብል ኣቃራርባን ጽፉፍን ብሉጽን ልሳን ኣለካ ምስጉን ኣጆኻ ቀጽሎ ❤❤❤
@TesfahiwetWelderufael-o4o
@TesfahiwetWelderufael-o4o 33 минут бұрын
Aboy meaday enginer kia eyom zibluka bimennetka legxi yeleken tegaru ketefitu aytileflif
@abrhaletekle3850
@abrhaletekle3850 9 сағат бұрын
ከምዚ ከማካ ቡሱል ምሁር ጥራይ ኢዩ ዝርዶኦ እንበር እዚ እኮ ምስ ዝኮነ ዘራክብ የብሉን ግን እቲ ህዝብና ኣብ ሸንኮለል ኢዩ ስሩሑ
@baqr4383
@baqr4383 Сағат бұрын
Mushmush hadami men flet ilka xahxahi Wkyanos Gex mxuxlay xelai Eritrea 🇪🇷 eyu Nska dma twelje tkewn fara
@EritrawiSuhul
@EritrawiSuhul 33 минут бұрын
ልክዕ ፈሊጥካዮ ኣለኻ ካብዞም ደቂ ሓደ ብዕራይ ቦጅባጅ ዩ ናይ ምልፍላፍ ማስተርስ ዘለዎ
@Mekelle_shkor
@Mekelle_shkor 7 сағат бұрын
ዘይተገንፀለ መፅሓፍ ኢኻ ዘለካ ርአሲ ❤🎉
@TecleHaile
@TecleHaile 54 минут бұрын
Forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@ህዝቢ
@ህዝቢ Сағат бұрын
Exactly ❤👌👌
@biniasmerom5757
@biniasmerom5757 4 сағат бұрын
ፈጣሪ ዕድመ የሃብካ ሓወይ ብጣዕሚ ጽቡቕ ሓሳብ እዞም ናይ ሕጂ ሰነጥበባውያን ሓላፍነት ዘይስኮሙ እቱርፎ ጽልኢ ክነዝሑ በጃኹም ንዚ ህዝቢ ሰላም ሃብዎ ካብ ትዕቢት ራሓቁ ብፍላይ ንሕና ኤርትራውያን ትሕት ንበል
@FjcGjgg-e7f
@FjcGjgg-e7f 7 сағат бұрын
ብሓቂ ለባም ሰብ ሓውካ ካብ ትግራይ❤
@brhanoqbazgi1333
@brhanoqbazgi1333 2 сағат бұрын
እንጀራ እዝጊ ብላዕ ወደይ ገርምና ኣሎ ናይ ዓድና ነገር እዝጋኣቢሄር ኣምላኽ ሰላም የዉርደልና
@SamiraBrahim-b8l
@SamiraBrahim-b8l 3 сағат бұрын
Btkkl Zehawey lebem Abyi seb Haftka keb ትግራይ❤
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 Сағат бұрын
ጽቡቕ ኣገ ላ ልጻ ዝሓወይ ከማካ የብዝሓልና እምበር ሎምስ ንሪኦም ኣለና ብዘይካ ክልተ ህዝቢ ከናቁ ቱ ካልእ ስራሕ ዘይብሎም ንፋሳት❤❤❤❤
@wedikiflu7784
@wedikiflu7784 Сағат бұрын
Nay Biheqi xibuq hesab u qexilo❤👍👍👍
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 5 сағат бұрын
ፁቡቕ ኣገላልፃ እንጅነር ሙስጉን ሕልም ፈርሕኻ ከይደቀስኻ ኣይሕደርን 😌🙏🥰
@eritrea63
@eritrea63 Сағат бұрын
ንምንታይ ግጥሚ ሂቡዋ ኣይኮነን እቲ ውቅያኖስ ጉዑሽ ዝበሃል ሉኡላውነት ናይ ኤርትራ ዘይኣምን ዓባይ ትግራይ ክምስርት ዝሰሓግ ዘሎን ኩሉ ዝገበሮ ኢንተርቪው ኣንጻር ህዝቢ ኤርትራ ኢዩ።ኣብ ኤርትራ ኸኣ ቡሉጻት ዘየምትን ገጠምትን ኣለዉና።በታ ሃገረ ሰማእቲ ዝኾነት ኤርትራ ሃገርና ዝመጽኣና ተናኸስቲ ንህዝቢ ኢና። ለባም ለባም ምጽዋት ግደፎ ዝሓወይ።
@TecleHaile
@TecleHaile 24 минут бұрын
Paradise Media, forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@sonofelamida
@sonofelamida 20 минут бұрын
ዳርጋ 70 ሚኢታዊ ስነጥበባውያን ኤርትራ ግጥምን ዜማን ካብ ውቅያኖስን ካብ በረከትን ወሲዶም እዮም ኣነ ክብሎ ዝደለኹ ናይ ውቅያኖስ ሓሳብ ገዲፍኩም ነቲ ስነ ጥበብ ሓፍ እንተነብሎ ማራ ምጠዓመ
@tesfu87
@tesfu87 Сағат бұрын
ነዓኻ ግን ብጣዕሚ ኣድኒቀካ🙏🙏🙏 እቲ ተዛራቢ ትግርኛ ግን መዓስ 'ዩ ፈታዊ ነብሱ ክኸውን :ተገምጢሉ ነብሱ ይጸልእ የሕዝን
@TecleHaile
@TecleHaile 54 минут бұрын
Stop talking about Tigrigna speakers. If you are Eritrean, there are 9 languages. Forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@HiyabBereket-d5l
@HiyabBereket-d5l 5 сағат бұрын
ከም ሕብረተሰብ ኢና ወዲቅና እምበር ካብ ውቅያኖስ ግጥሚ ወሲድኪ ኢልካ ዶ ይዝረብ ኮይኑ😭😭😭
@emteemte3985
@emteemte3985 4 сағат бұрын
gerimni ko enta ezom natna derefty ko kulom kab 7th grade zeyhalif eyu dereja tmhrtom
@GuushAtsbiha
@GuushAtsbiha 3 сағат бұрын
@@HiyabBereket-d5l wkyanos bi memeninetn natsnetn Eritrea zilagex seb yu , sle zikone dima Eritreawi ye bihali misu zesirh yeblun . Kahasay berehe & wedi bayRe , efrem amare & dawit serihom yom kemu gin aybelen seb , wkyanos gin kitur xilin niketinalewo
@DamiDami-o9g
@DamiDami-o9g 3 сағат бұрын
እስከ ብርዲኢት መልሰለይ ኤርትራ ከም ሃገር ዘይኣምን ኤርትራ ዝበሃል ምንነት የለን ናባይ ዝመጹ ትግራውነቶም ኣሚኖም ዝመጹ ዝበል እንታይ ዳኣ ክብል ኔርዎ ህዝቢ ንተጋሩ ክትከላኸሉ ከፊእኩም😅
@TecleHaile
@TecleHaile Сағат бұрын
Forget about the writing and Saba. Stress about what Wikianos said about Eritrea. Look at the bigger picture. Gohafat esubat!
@TecleHaile
@TecleHaile 50 минут бұрын
@HiyabBereket-d5l Wediki zeleki, kem beal Wikianos bi Ertrawinet kilagetsu mis gemeru eyu. The video boiled my blood. Ertrawit entedia kuenki kurub kisimiaki yigibio neru. Entay malet eyu endasehaka Akeleguzaying Serayen Tegaru ena kiblu gemirom malet. Bi Ertrawinet yilagets neru abti interview. If you are a Tigrayan, disregard my message.
@ክብርናምስጋናንእግዛብሄር
@ክብርናምስጋናንእግዛብሄር 5 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ዝሓወይ ኣምላክ ፍቅሪ ስኒት ይውርደልና ❤❤❤❤❤❤❤
@SelteneTeweldebrhan-ff6qq
@SelteneTeweldebrhan-ff6qq 9 сағат бұрын
ቡሰል ሓሳብ ዝተማህረስ ዝተማህረ ዳኣ
@gowinfinance
@gowinfinance 2 сағат бұрын
You are absolutely right !!!!
@ትግራይአደይማዓረይ
@ትግራይአደይማዓረይ 59 минут бұрын
ኣንባሰ ❤❤❤❤❤
@DhfDhgf-qs1uz
@DhfDhgf-qs1uz 9 сағат бұрын
❤❤❤❤ይበል ኣገላልፃ ጥበብካ ይፈልፍል ❤❤❤
@geremichaeltikue6373
@geremichaeltikue6373 Сағат бұрын
Very nice msgun
@BiniBini-j2c
@BiniBini-j2c 8 сағат бұрын
ግደፉና እስከ ሰላም ብ ደሪፍ ዝመጽ የለን ሰላም ብ ሓደ ሳስዒካ ዝመጽእ ኣይኮነን ሰላም ኮፍ ኢልካ ስለ ዝበላዕካ ኣይኮነን ሰላም ተካባቢርካ ኢዩ ሰላም ዘይናትካ ዳ ማትካ ዳ ተመነካ ኣይኮነን ሰላም ነቲ ሓደ ተጻረፍካ ኣይኮነን ሰላም ተካባቢርካ ኢዩ
@osmanadem7183
@osmanadem7183 6 сағат бұрын
Yes nezi ena zbelna,,
@BiniBini-j2c
@BiniBini-j2c 5 сағат бұрын
@@osmanadem7183 ኣብዚ ለዉካ እንዶ ለሓስሓስ ይብሉ ለዘይቲ
@habtom5113
@habtom5113 3 сағат бұрын
እቶም ግጥሚ ዝህቦም ትግራውነቶም ዝኣምኑ ብፍላይ ኣከለን ሰራየን ንዝበለ ዓገብ ዘይበልካዮ ግጥሚ ኣይኮነን ካብ ትግራዋይ ካብ afgan ጸገም የብሉን መን እቲ ሰብ ግን ጸላዊ ኣብ ክብርታትካ
@TecleHaile
@TecleHaile 28 минут бұрын
Paradise Media, forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@-se9hk
@-se9hk 7 сағат бұрын
ምስጉን ክèም ሽሙ ኣዛ ችነል ሕቡኣ ቃንዛ አልካ ሕጅግን ኣይግድን ናብ ዘየድልይ ትትውውይ ኣላ Ati ካልኣኣ ነቶም ካልኦት ግደፈሎም 🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@Biniam-ek5kh
@Biniam-ek5kh 8 сағат бұрын
100%True the Smart boy.
@ለለለ
@ለለለ 2 сағат бұрын
ሓቂ ይሃብካ ምስጉነይ ❤😊
@mhretabgerezghier8447
@mhretabgerezghier8447 Сағат бұрын
Yes musge you right.
@fsahatesfamariam7460
@fsahatesfamariam7460 5 сағат бұрын
btami busull lbona thank you so mach
@emteemte3985
@emteemte3985 4 сағат бұрын
kulu gzie ztemahre kemau eyu bnatu eyu zhasib
@eyobgezai243
@eyobgezai243 7 сағат бұрын
Zereba aytitemizizo eti guday bzaeba tgray aykonen hasawi bzaeba wkiypanos eyu .wikiyanos ageb elika yo do hager mulie npb ethiopea kesgira kelo nbeal esika mienti hager zfesese dem aytaykomin eyu
@yes6292
@yes6292 3 сағат бұрын
ንስካ እኮ ብልጽ እካ በሓቂ በፍልሚ ብቻይፈትዋካ ነይ ሐጂ ግን ዝያዳ ፈትየካ ኣለኩ ሰላም ንህዝብና 🎉❤💛💛❤👏
@hagosWediaraya
@hagosWediaraya 4 сағат бұрын
ትፍለ ኢካ👌✔️
@elsaselemon4057
@elsaselemon4057 2 сағат бұрын
Thanks msgun hawna Newh edma yhabka fetari❤❤❤❤❤
@Elyes-l9m
@Elyes-l9m 6 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ሙሱጉን ሓወይ ሳባ ውን እኮ እና ተፈለጣ እያ ግን ማራ ኸም ዜ ክኸውን ኣይ ነቦሮን 🙏🙏🙏
@zfanlave7057
@zfanlave7057 7 сағат бұрын
ዋውውው ምስጉን ሓወይ ብጣዕሚ ብሱል ሓሳብ ቀፅሎሉ ኢካ ዝሓወይ🙏
@BergedNhameduFthawi
@BergedNhameduFthawi 8 сағат бұрын
ጽቡቅ መደብ መሃርን ሓናጽን፡ ግን ሓንቲ ነገር ኣላ ትገርመኒ ናይዞም ደቂ ዓድና ስነ-ጥበባውያን መሰሎምን ክብሮምን ካብ ነንሶም ገዲፎም ካብ ህዝቦም ይጽበዩ እዚ ግን ጌካ፡ ምክንያቲ ክብርካ ንቅድም ካብ ነብስካ እዩ ዝጅምር እቲ ምንታይ'ሲ ሰባት በቲ ንስካ ዝሰራሓካዮ እዮም ዝፈርዱካ፡ ናይዞም ደቂ ዓድና ግን ህዝቦም ዝመረጸሎም እምበር ባዕሎም ብዝመረጹዎ ኣይኮኑን ዝከዱ፡ ሓንቲ ክብለካ ምስጉን ሓውና ሰባት ካብ ምባል ሓሊፎም ኣይፈልጡን እዮም፡ ምክንያቱ ጽቡቅ ጌርካ ክብሉካ እዮም ሕማቅ ሰሪሕካ ክብሉካ እዮም፡ ከምቲ ዝበልካዮ ሕልሚ ፈሪሕካ ከይደቀስካ ኣይሕደርን ኣጆካ በርትዕ ቀጽሎ!!!
@mebrhatueyob9169
@mebrhatueyob9169 8 сағат бұрын
ኒምኒት ወልዳይ ካብ መልኣከ ኣብርሃም ግጥሚ ወሲዳ ክትደርፍ ዶ ትኽእል ወይ ካብ ኣወል ሲዒድ ነዚኣ መልሳ?
@joy3t552
@joy3t552 8 сағат бұрын
ወሲዳ ደሪፋ እንድያሞ ወናኒ ዝብልኮ ናይ ኤርትራዊ ግጥሚ እዩ
@DejenMaeze
@DejenMaeze 8 сағат бұрын
@@mebrhatueyob9169 Entay xegem alewo
@SenedTB16
@SenedTB16 7 сағат бұрын
😂😂😂 aykealkun
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 сағат бұрын
ትምኒት እንተደልያ ኣወል ውን ተደልዩ ትወስድ እወ።ትምኒት ጥራይ ፍቃደኛ ትኹን።
@teweldehabtu9746
@teweldehabtu9746 5 сағат бұрын
@@mebrhatueyob9169 ወረ ንሱ ንበይኑ እዩ መኽንያቱ ኩሎም ኤርትራውያን ስነጥበበኛታት ትግራይ ናትና እያ ወይ ተጋሩ ኤርትራውያን እዮም ኣይብሉን እዮም እዚኦም ግን ኤርትርውነት ዘይኣምኑ ግጥሚ ሰዲዶምልናስ እንታይ ይዓብሰልና። እዚ ጨው ድበዝሖ መግቢ ቀሪቦም ሲ ደይበላዕካ ኢሎም ይኹርዩ እዩ ነገሩ። እቶም ነዚ ዝጣበቁ መሳኪን ድማ የግህየካ።
@gimjafishaye4117
@gimjafishaye4117 3 сағат бұрын
ኣብዚ ነሀልኩም ጥዑን ዘረባ ቀጽሎ ዝሓወይ👏
@ZegfetAromo
@ZegfetAromo 3 сағат бұрын
ኤንጅነር ሙስጉን ሓውና ብጣዕሚ ደስ ዝብል መግለጽን ሃናጺ ሓሳብን ሂብካና በዓል ንስኹም ዶ ምስ ተስደድኩም ብ ድርሰትካ ተሓግስና ብ ሓሳብካ ክኣ ዝይዳ ደስ ይብል ዘይምፍላጥ ዩ በር ዋላ ቶም ስነጥበብናታት ምከስከብኩም በዚ ኽልተ ህዝቢ ሰላም ተዝፍጠር ሕሶብዎ ክልተኡ ህዝቢ ተደምሩ ሲ ክንደይ ምከሰብኩም ኤርትራውያን ግን ካብታ ናይ ጸባብ ድስቲ ምውጽእ ኣብና ከምኡ ስለዝኾነ ክኣ ምስ ቡዙሕ ጸጋታትና ድክታት ኮይና 😢😢
@futsumtesfu4201
@futsumtesfu4201 2 сағат бұрын
Waw waw I proud of you keep it up
@TecleHaile
@TecleHaile 57 минут бұрын
Forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@edenzer8597
@edenzer8597 7 сағат бұрын
ዋውውው ልቦናኻ ይበል እዩ❤❤
@awetghrimay-f4w
@awetghrimay-f4w 2 сағат бұрын
gedefena eseki bae nesu endeher senetebabawi koynu selementay bezaeba polotica ateyu selezi hiji wen edun egrun yeakeb natu interviw qedem semeyo nay eritrewi dem endeher aleka
@EritrawiSuhul
@EritrawiSuhul 16 минут бұрын
ካብዞም ደቂ ሓደ ብዕራይ ዩ እንታይ ግድኻ ወይ ዕጉም ኮይኑ ኣብ ኤርትራ ዝተወልደ ይኸውን
@yirgalemenabi3020
@yirgalemenabi3020 4 сағат бұрын
Anta kiltkum astwelkum tezrbu.kab tegrway wasida ayknen teflto dika natey Wadi ertra zibhal yalen artrwan tegru eyom endu Zibla
@TecleHaile
@TecleHaile 18 минут бұрын
Paradise Media, forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@AmineMehari-ky4fx
@AmineMehari-ky4fx 9 сағат бұрын
ምስጉን ብሓቂ በሊሕን ሕልናውን ሰብ ቀጽሎ!
@osmanadem7183
@osmanadem7183 6 сағат бұрын
Ertrawi entekonka eziom hilawnetka zkehadu yom,, kemta president Eritrea zbela,, msziom bhade kinserh zeykone bhade wn knilmn aynikeln ena,, ezi nska tblo zeleka kulu tebahilu thalifu za arkey arkb ,, bfqri abilu entay aynet melikt yhalf kemzelo aytfeltn eka qdmi mzrabka ateka hiseb
@yaya-im3xo
@yaya-im3xo 5 сағат бұрын
ይበል ልቦና ኩቡር ሓው፣ ረብሕኡ ዘይፈልጥ ህዝቢ እንዶሞ ኮይኑ ኣብ ጽልኢ ተባዒጡ😊
@تلله-ش5ص
@تلله-ش5ص 8 сағат бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃካ መጎሰይ 🥰🥰
@BiemnetHagos
@BiemnetHagos 8 сағат бұрын
አረ ገለ ክንሰምዕ ኢና በጃካ ገለ በለልና ምስግና ሃወይ❤❤❤
@NatsnetBrhane-j3h
@NatsnetBrhane-j3h Сағат бұрын
👌👌👌👌👌☘️☘️
@MersetGaramskal
@MersetGaramskal 2 сағат бұрын
😘😘😘😘😘😘👌👌👌👌👍
@ሐሩ
@ሐሩ 8 сағат бұрын
ኦይ ጸባ ስተ ምስጉን ሓወይ ሓቂ ፕሮሰስ ኣየድልያን እዩ ኣነ ይግረምእየ ብዓል ሳባ ኻኣ ይሕፊረናና እየን ኣብ ዓለም እቲ ውልቃዊ ናጽነትካ ይሕሊፍካ ካብ ምሃብ ዝኸፍእ የለን ኣነ ካብቶም ንሳባ ንምንታይ ካብኡ ትወስዲ ዝበልዎ ንላዕሊ እቲ ናታ ይቕረ ምባላ ገሪሙኒ, በጃኹም ፍቕሪ ምሃሩና. ምስጉን ካ ኣጆኻ እግዝኣብሄር ይፈትዎ እዩ ዝበልካዮ ጥራሕ ተዛረብ ሕጂ ኸ እንታይ ይብሉኒ ይኾኑ ኣይትበል እቲ ኣምላኽ ዝፈትዎ ኩሉ ሰብ ኣይገብሮን እዩ ሓቂ ምኻኑ ግን ይፈልጥዎ እዮም.ከምዚ ኢልካ ኣብዚ መጺኻ ምዝራብ ዉን ተባዕ ጥራሕ እዩ ዝገብሮ ነዚ ክልተ ህዝቢ ሰላም የውርደሉ እና ተፋተወ ዝተዓጽወ🥲ብሩኽ ህዝቢ ስለዚ ክብረት ይሃበልና ምስጉን🙏
@TecleHaile
@TecleHaile 26 минут бұрын
Paradise Media, forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@Wawa61919
@Wawa61919 3 сағат бұрын
ስምዓኒ እንዶ ክቡር ሓው ንምንታይ ኢና ሓቂ ዘይንዛረብ ንምንታይ ኢና ለሓስሓስ ኣድለየ ፍቅሪ ግርም ዩ ጽልኢ ዩ ግናይ ውቅያኖስ ግን ደላዪ ፍቅሪ ኣይኮነን ንሓንቲ ሉኡላዊት ሃገር ዘየኽብር ምሳይ ዝሰርሑ ኣብ ትግራውነት ዝኣምኑ ዮም ድሮ ህዝብታት ሰራየ ኣከለ ተጋሩ ኮይኖም ዩ ዝብል እዚሲ ቅኑዕ ዩ ትብል ከመይ ዝበሉኹም ርኹሳት ኢኹን ንምንታይ ሓቀና ሰላም ዘይንደሊ ንዝጋገ ድማ ዓገብ ዘይንብል ምናልባት ምሶም ትህሉ ገዲዱ ዘዛረበካ ግን የለን ስለዚ ዓገብ የ ክብለካ ዝደሊ
@TecleHaile
@TecleHaile 19 минут бұрын
Paradise Media, forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@SmretGereziher
@SmretGereziher 5 сағат бұрын
ይመቸካ❤❤❤
@barackty826
@barackty826 Сағат бұрын
✅።❤
@selihomgrmay4158
@selihomgrmay4158 6 сағат бұрын
Right❤❤❤❤❤
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 6 сағат бұрын
ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኻ ፈጣር ምስጉን ኣብርሃ ለባመይ ካማኻ ይብዝሖ ወድ ዓበይት 💙💙🥰🥰🥰🥰 እት ፀገም ናይዞም ክልተ ሚድያ አዩ ኻልእ ምንም ዝበሉ ኣብ ረብሓ ዘነብሩ ሓሶውት እዮም ዝሮ ድንቁርኖኦሙን ድሕረቶሙን እዮም ገልፅም 🤔
@filimonhagos5140
@filimonhagos5140 3 сағат бұрын
Eway Lebam Seb Kabzey Ri Newuh Konu,Eska Gn Abi Libona Aleka Anbibkana Amlak Ablibna Ymlsena thank you Abi Seb
@Gebremedhin-nl8pk
@Gebremedhin-nl8pk 8 сағат бұрын
ኣረ ንስካ መምህር ዘይተገንፀለ መፅሓፍ ኢካብሓቂ ❤❤
@akberethaile9072
@akberethaile9072 7 сағат бұрын
God bless you 🙏🏿🙏🏿🙏🏿❤️❤️❤️
@tonishis
@tonishis 57 минут бұрын
ንፉዕ ኢኻ ፡ስነ-ጥበብ በዓል ንስኻ ሓዝዎ በጃኻ
@Tsama-ጻማTV
@Tsama-ጻማTV 2 сағат бұрын
Btami nfue senetbebawi. !!!!!!!!!!! ❤
@shikorinashikorina2085
@shikorinashikorina2085 Сағат бұрын
ሓንቲ ሕቶ ኣላትኒ ንዓካ እቲ ሓንቲ ንሶም ከ ንምንታይ ደኣ ካብ ኤርትራዊያን ዘይ ወሱዱ ካልእይቲ ንሶም ንነሄም መስተ ቅዲሚ ሕጂ ኣብ ኣዲስ ከልኪሎሞ ነይሮም ሹዑ ግን ኣይ ተዛረብካን ሳልሰይቲ ከኣ እቶም ናይ ኤርትራ ገጠምቲ ከ መን ክስርሖም ዲሊካ ሃላውሎው ኣይ ተብዚሕ
@TecleHaile
@TecleHaile 20 минут бұрын
Yes. Double standard!
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ
@ትጂነኝያኣምነኣረጋዊልጂ 9 сағат бұрын
ናይ ብሓቂ ክቡር ሓወይ ❤🎉🎉🎉
@merhawitdawitnegasi1251
@merhawitdawitnegasi1251 2 сағат бұрын
Bay bhaqi❤🙏🏻🙏🏻
@meditationmusicchannel3496
@meditationmusicchannel3496 4 сағат бұрын
ጽቡቕን ሚዛናውን ርትዓውን ንነዊሕ ዝጥምትን ዘረባ ነቶም ህዝቢ ንህዝቢ ኣብ ጽልኢ ከምብሩ ዝደልዩ ባምቡላታት ኢሰያስ ክኣ ግርም ጌርካ ጸፊዕካዮም ኣለኻ ❤
@ogbaykahsay5808
@ogbaykahsay5808 4 сағат бұрын
Nay behaki tsbuk aleka ❤ Amlak mhret yewrdelna. Wdket hbreteb u zemelakt
@ራኬቭ-ፐ6ነ
@ራኬቭ-ፐ6ነ 7 сағат бұрын
Yes nay bhaqi zgerm iyu xbuq hasab dma hibka l admire you from tigray♥️♥️♥️
@selamfkri4025
@selamfkri4025 4 сағат бұрын
ለባም ኢኻሞ ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን ❤❤❤❤🎉
@dymendteklab9752
@dymendteklab9752 5 сағат бұрын
በጃኻ አተሐሳስባካ አይትቀይር ፅቡቅ አጀማምራ genius
@ጓልትግራይ-ፐ1መ
@ጓልትግራይ-ፐ1መ 5 сағат бұрын
ሓቅካ ለባም ሓው አረ ኣነስ ብፍልምክምን ደርፍክምን ፅልልቱ እየ ሰላም የውርደልና👏
@yafetamanuel6539
@yafetamanuel6539 5 сағат бұрын
ዝኸበርካ ምስጉን ኣብርሃ ናይ ብሓቂ ጽቡቕ መድብ ኢኻ ኣቅሪብካ። ብእፍሊ ሓምሓም ርእሶም ሰባት ዝኾኑ ሰባት ዘይምግዳስ። እታ ቀንዲ ዝበልካያ ከኣ ሓደ ሰብ ንካልእ ሰብ ንስኻ ሃገራዊ ኣይኮንካን ኢሉ ክዝልፍ መን ስልጣን ሂብዎ ዝበልካይ 100% ዝሰማማዓላ ጉዳይ ኢያ።ምኽንያቱ ይትረፍ ስልጣን ሞራል ዝበሃል ውን የብሉን። ዘቤታዊ ጉዳይ ምስ ሃገራውን ፖለቲካውን ጉዳይ ኣተኣሳሲሮም ዝዛረቡ ደናቁር፡ሓምሓም ርእሶም ሰባት በዚሖም፡ግን ሞራልካ ዘይምውዳቕ ኣብ ስራሕካ ዓወት፡ኣብ ናብራኻ ሰላም፡ ኣብ ሂወትካ ከኣ ጥዕና ይምነየልካ
@AimnHph
@AimnHph 3 сағат бұрын
ምስጉን ሓቢቢ❤❤❤
@Taemetube-bo5xo
@Taemetube-bo5xo 8 сағат бұрын
በርትዕ ብሉፅ ሰብ ❤
@shewaasfaha546
@shewaasfaha546 9 сағат бұрын
Msgun👌🙏👍 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yemanemahary2626
@yemanemahary2626 5 сағат бұрын
You right
@matuayneydesta5307
@matuayneydesta5307 9 сағат бұрын
ጎበዝ edmen tienan ይሃብካ
@YordiYordi-i2m
@YordiYordi-i2m 8 сағат бұрын
ብሓቂ ኣለካ ዓብዪ ሰብ❤
@luambelay8495
@luambelay8495 3 сағат бұрын
❤❤❤❤❤👏👏👏👏
@merhawiteweldemedhin9845
@merhawiteweldemedhin9845 9 сағат бұрын
ዘረባ ኣይትጠምዝዞ ብዛዕባ እቲ ገጣሚ ኣብ ኤርትራውያን ኣብ ኤርትራን ልእላውነት ዘይኣምን ሰብ እንታይ ክትብሎ ደሊካ ነዝከ።
@BiniBini-j2c
@BiniBini-j2c 8 сағат бұрын
ዝገርመኒ ኩሎም ምስኦም ይደናገጹ ናቱ ተረሲዑ ናይ ሳባ የሕሚምዎም
@osmanadem7183
@osmanadem7183 6 сағат бұрын
Saba ertrawit ya tegagya yqreta hatita tewedia ​ @@BiniBini-j2c
@alganeshteclai1797
@alganeshteclai1797 5 сағат бұрын
Lebam lebam ywesa alo
@BiniBini-j2c
@BiniBini-j2c 5 сағат бұрын
@alganeshteclai1797 ይገረም ኢዩ ለሓስቲ ልሕስሕስ ይብሉ ኣለዉ ናይ ዉቅያኖስ ዘይሕመሞ ሲ ናይ ሳባ የሕሚምዎ
@semharkahsay1946
@semharkahsay1946 5 сағат бұрын
ብዘየገድስ ናቱ ስነ ሓሳብ።ብዛዕባ እታ ግጥሚ ተዛረቡ።
@awetghrimay-f4w
@awetghrimay-f4w 2 сағат бұрын
suq bel enfe ans mizanawi mesileni neyru atehasebaka lehasehas aytebel hagerka wega edaga ayteatu
@TecleHaile
@TecleHaile 15 минут бұрын
Paradise Media, forget about Saba and the song. Focus on the bigger picture and this is about what Wikianos said. He is someone who does not believe in Eritrean identity and who makes jokes about Eritrea/Eritreans. Wake up those who are Eritreans!
@MizanFtwi
@MizanFtwi 8 сағат бұрын
Edmen tieinan yhabka musgun hawey❤❤❤ketselelu abzi hezi zedlyena fkrn selamn eu🎉🎉❤❤
@tesfalemkidane
@tesfalemkidane 9 сағат бұрын
ዘረባ ኣይትጠምዝዞ ብዛዕባ እቲ ዝድረፍ ዘሎ ኣይኮነን ብዛዕባ እቲ ገጣሚ ኣብ ኤርትራዉያን ዘለዎ ነርገጺ እዩ ኣነ ዝብል ኣብ ዝሓለፈ ንናሆም መስተ ብዓል ኮንጎ ሳእኒ ኢልካ ደሪፍካሉ ንኢሰያስ ኢሎም ካብ ኮንሰርት ከትርፉዎን ክዝልፍዎን ከለዉ ተጋሩ ሽዑ ንምንታይ ንተጋሩ ዓገብ ዘይበልካዮም ስለምንታይ ኢኹም ኣብ ተጋሩ ሓላል ኣብ ኤርትራዊ ክበጽሕ ከሎካኣ ሓራም ዝኸዉን
@Sebmkaney
@Sebmkaney 9 сағат бұрын
Brabo abey emo yrdom bzaba getami eiu zelo zereba ab lali ertrawi arayau kemey eiu zelo eti guday aytgerhu
@BerakiKidane
@BerakiKidane 9 сағат бұрын
ከም ኖሆም መስተ ምስ ተጋሩ ዝሰርሐ ሰብ የለን ክሳብ ኣብ ትግራይ ከይዱ ኮንስርት ገይሩ ዩ ጉቡኡ ክብሪ ከኣ ሂቦሞ ኣብዛ ትብካ ዘለኻ ጉዳይ ከኣ ካብ ኮንስርት ብዘይካ ሓደ ሓደ ዘይሓላፍነታውያን ተጋሩ ካልእ ዝበዝሑ ተጋሩ ዋላ ሓንቲ ኣይበሉን ካልእ እቲ ነቲ ኮንሰርቲ ዝደላሉ ኣካል ጥራይ ዩ ክውስን ዝኽእል ደሃን እሱ ይጽነሓልና ሞ እዛ ሓዳሽ ደርፉ ገና ዘይተዘርገሐት ዘላ ምስ ተጋሩ ዩ ሰሪሕዋ ዘሎ ሕጂ ከኣ እንታይ ከም ትብልዎ ክንጽበ ኢና
@SenedTB16
@SenedTB16 7 сағат бұрын
✅️ብራቮ ዝዓርከይ 🫡 🙏
@semhartekleab1106
@semhartekleab1106 5 сағат бұрын
Ati donkoro nahom meste ab eritrea koynu zeyderf Ab addis koynu zderf
@emteemte3985
@emteemte3985 4 сағат бұрын
first of all go to the school nearest to you to avoid your ignorance then you will understand everything
@Filmon-o1v234
@Filmon-o1v234 7 сағат бұрын
ቡሱል ሰብ❤ 🎉
@yohannstekeste3287
@yohannstekeste3287 2 сағат бұрын
Kemaka ybzihu sirat kingebir
@-se9hk
@-se9hk 4 сағат бұрын
ሰብ መዛረብኡ ምስትውዓል የድልይ ati ሰብ መን አዮኡ ኣንታይከ ተዝስርቡ ነሩ ክድምሕጂ 4ነጥቢ
@heranheran8406
@heranheran8406 8 сағат бұрын
right bro
@emitiemiti1419
@emitiemiti1419 8 сағат бұрын
Emo ti getamay tegray tigrini eye belena. Anes ti zemharekum hezbi wallta ket kenewo yu mesleni 😢 ti zegetemo si tay aynet athsaseba alowo deyu zeytfelto kenka . Weyane te te arikom seb selam selam yebl we mes hezbi ko baesi yeblun.
@wediselie-w9v
@wediselie-w9v 7 сағат бұрын
Waww naybahaki qudus kal musugun hawey ❤❤❤
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 36 ( BY BRUNO )
42:38
Awra Tube
Рет қаралды 90 М.
كم بصير عمركم عام ٢٠٢٥😍 #shorts #hasanandnour
00:27
hasan and nour shorts
Рет қаралды 11 МЛН
One day.. 🙌
00:33
Celine Dept
Рет қаралды 52 МЛН
Sigma Kid Mistake #funny #sigma
00:17
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 7 МЛН
Mestyat Betna | ካብ ከተማ ኒው ዮርክ | New York City
16:45
way ihwatey  😭😭😭😭😭😭
7:04
Ketema gebrihiwet
Рет қаралды 297
ቅተላ ኢሎምኒ? አይውዕሎን ፈጣሪ አሎ።
22:14
Tuwfit Media - ትውፊት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
"ክልተ ፆታ ንዘለዋ ጓሉ ንምድሓን . . . !"
34:57
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 10 М.
كم بصير عمركم عام ٢٠٢٥😍 #shorts #hasanandnour
00:27
hasan and nour shorts
Рет қаралды 11 МЛН