"ስዉር ሃይማኖታዊ ኲናት ኣብ ትግራይ" 1ይ ክፋል {ክርስትያን ኤርትራውያን ነስላም ጠሊምክሞም} {ሓመድ ኢድሪስ ዓወተ ንኤርትራውያን ናጽነት ኣምጺኢልኩም}

  Рет қаралды 21,041

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)

Күн бұрын

"ስዉር ሃይማኖታዊ ኲናት ኣብ ትግራይ" 1ይ ክፋል

Пікірлер: 246
@selamgebru9876
@selamgebru9876 3 жыл бұрын
ኣቦና ሙሉእ ዕድመን ጥዕናን ክህበኩም ንእግዚአብሔር ይልምን ካብ ኩሉ ኩፉእ ዘበለ እግዚአብሔር ይሓሉኹም 🙏🙏🙏
@samueltsehaye930
@samueltsehaye930 3 жыл бұрын
እግዛቢሄር ስ ጽድፊ ይፈጥር እሞ መዳያይቦ ይገብር ይብሉ ኣቦታትና ሞ ኣቦና ከይንጠፍእ ንዓኩሙን ከምዚ ከማኩሙን ፈጢርልና ኣቦና ዕድመኩም የንዋሓዮ
@tamratevents
@tamratevents 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ እግዚኣብሄር ይመስገን። ከማኹም ኣቦታት ደው የብለልና ጎይታ
@teweldemahari4518
@teweldemahari4518 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ክቡር ሓውና ኣቦና መምህር ቀሺ ማርቆስ ደባስ ንሕና ኢና ትግራዋይ መንነትና ኣጥፊእና ዓያሹ ኮይና ምስ ኣሕዋትና ተጋሩ እንዳተቓተልና ንነብር ዘለና እምበር እምበር ኣእዕራብን ደቆሙን ደኣ እወ ካብ ዘተፈጠሩላ መዓልቲ ሒዞም ናይ ኣቦታቶም ይገብሩ ኣለዉ ስለዚ በጃኹም ንንቃሕ ንሕና ኣብ ኤርትራ ዘለናን ኣብ ትግራይ ዘለናን ኩልና ተዛረብቲ ልሳን ትግርኛ ተጋሩ ኢና ሓደ መንነት ሓደ ሃይማኖት ሓደ ባህሊ ሓደ ቋንቋ በጀካ ጸላእትና ካልእ ፈዚሙ ክፈልየና ዝኽእል ዘየለ ደቂ ሓንቲ ማህጸን ደቂ ሓደ ዘርኢ ደቂ ሓንቲ ማሕዘል ኣሕዋት ኢና ድሕር ሕጂ ዘሎ ጉዳይ ከም ቀደምና ከምቶም ኣቦታትና ንባዕዳውያን ጸላእቶም ግብጺ ቶርኪ ጥልያን መሃዲስት ካልኦትን ዝበሉ ጥንታውያን ጸላእትና ዝሰዓሩን ዘባረሩን ሎሚ ድማ ንሕና ብሓደ ኮይና ነዞም ወኪልን ተረፍ መረፍ ሽንቶሙን ዝኾኑ ድቓላታቶም ጸላእትና እንተዘይ መኪትናዮም ህላውነትና እንተዘይ ኣረጋጊጽና ከም ሓደ ሕብረተ ሰብ ናይ ምንባርና ዕድል ኣብ ቀረባ እዋን ከብቅዕ ምዃኑ ክንኣምን ክንክእል ኣለና ኣምላኽ ምሳና ይኹን ጸላእትናን ቀተልትናን የጥፍኣልና ካብ ኩፉኣት ጸላእትና የድሕነና ካብ ጥፍኣት ይሰውረና ኣሜን።
@t.708
@t.708 3 жыл бұрын
ኪብረት ይሃበልና ኣባ።ኪሳብ ኪንደይ ተዓሚትና ከምዝነበርና ይርዲኣና።ቢኣምላክ ሪከብዎ።
@kassazegeye269
@kassazegeye269 3 жыл бұрын
ኣምላኽ ይመስገን ኣቦ ቐሺ ከማኹም ዝበለ የብዝሐልና ዕድመን ጥዕናን የብዝሐልኩም ተመስገን🙏
@sratasrata5383
@sratasrata5383 3 жыл бұрын
የቀንየልና ኣቦ ቀሺ ዕድመን ጥዕናይ ይሃብኩም ኣምላኽ ንምድሪ ኣጋእዚት ይባርኽ ፅዮን ባዕላ ካብ ኩፉእ ትሓልወና ሰላምን ፍቅርን ታውርደልና
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 3 жыл бұрын
ድምጽኩም ኣይታሓባእ ኩቡር ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ
@ghebrezghitekle2952
@ghebrezghitekle2952 3 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን አንተ ቕሺ ማሪቆስ ጅግና አደ ወልዳ ጅግና አምላኽ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ አዚ ታሪክ ናይ ብሓቂ ህስትሪ ተዛሪቡ አምላክ ብርሃን ዓድክ ይረኢኻ።
@henokefrem5021
@henokefrem5021 3 жыл бұрын
Simply ሓሳዊ ቀሺ ውን ኣይብለካን መስቀል ናይ ዝሓዝካ ኣይኩነን 🙏🏽🇪🇷❤️🇪🇹
@WediEndayGobez4222
@WediEndayGobez4222 3 жыл бұрын
የቀንየልና ኣቦይ ቀሺ, ሓደራኹም ስቅ ኣይንበል ንመልሰሎም, ስቅታና አዩ አቲ ዝዓበየ ጸገም, ትግራዎት ኣሕዋትና አዮም.
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኣቦና🙏🏽 👍❤️🌹
@Hiwet-z6z
@Hiwet-z6z 2 ай бұрын
aythrequ aboy keshi. Maequs Ajokum Amlak alo zre🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@azerezghi482
@azerezghi482 3 жыл бұрын
ትክከል ብዘይ ጥርጥር ፈልጥናዮም ኣለና ክብሕጂ ዝኣምኖም ሰብ የለን ቦታ ክንህቦም ኣንከኤልን አና ኣጆኹም 🙏💯❣️
@shewitkidane5491
@shewitkidane5491 3 жыл бұрын
መርዚ ንካሕዳማት ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ወዲ ኣብ ወዲማርያም
@tesfamariam2155
@tesfamariam2155 3 жыл бұрын
ኣቦና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እግዚአብሔር ሓቂ ሕልና ንዘይብሎም ንግዝኡ ሓሳት ኢዩ ኣጆኩም ጥራይ
@simretgebre1445
@simretgebre1445 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@elsatesfay9974
@elsatesfay9974 3 жыл бұрын
Abana Keshi Markos God bless you and your family we all love and support stand with you Abana ❤ 🙏 ♥ ❤ 🙏 ♥ ❤ 🙏
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 жыл бұрын
ክምኒ መስጠፎ ዝበሉ ጋሓፋት ኣብ ትግራይ ቦታ የብሎም ክንጉሕፎም ኢና ፈሊጥናዮም ኣለና ትግራይ ክምነዚኦም ዝበሉ ኣክረርቲ ቦታ የብልናን ምስቶም ሞስሊም ተጋሩ ብዓዶም ብህዝቦ ዝሓስቡ ግና ሓቢርና ክነብር ኢና ንባዓ መስጠፋ ግና ትግራይ ኣይረግጽዋን
@nazeratehagos4279
@nazeratehagos4279 3 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ከማካትኩም ዝበሉ መማህራን የብዛሐልና አሜን 🙏🏾🙏🏾🙏🏾🌹🌹🌹🤍🤍🤍🕊🕊🕊🌴🌿🌴
@sahije8289
@sahije8289 3 жыл бұрын
በትክክል ኣሜን አሜን
@beyenechandarge5058
@beyenechandarge5058 3 жыл бұрын
you are the right person abona keshi MARKOS ,God bless you
@almazabraha8450
@almazabraha8450 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen 🙏
@awetkibreab9859
@awetkibreab9859 3 жыл бұрын
ክብረት ይሃበልና ኣቦና ወርቂ ዝኾነ መልእኽቲ።
@natsenat6087
@natsenat6087 3 жыл бұрын
አባ ቀሺ ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም እምበር እዞም ጥባሕ ጥባሕ ዘለዎም ዝገፉ ዝቅጥቅጡ አብ ኤርትራ ናይቲ ስርዓት ዋና አገልገልቲ ኣቶም ዝጨኮኑ እዮም።
@zenebeshneby9485
@zenebeshneby9485 3 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ያስምዕልና ክብር ኣቦና ኣሜን ኣሜን ኣሜን💛♥🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🤲🏼🤲🏼🤲🏼💐
@hailemaryamgebru165
@hailemaryamgebru165 3 жыл бұрын
መምህ እግዚኣብሔር ዕድመን ጥዕናን ኣብዚሑ ይሀበልና
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 3 жыл бұрын
ሐቅን ሐሶትን ፊትንፊት ቃለ ሂወት የስማዓልና: ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም አቦና :አምላኽ ምሕረቱን ሰላምን ፍቅሩን ይልአከልና አሜን 🙏🙏🙏
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ትንታኔ እዩ ኣቦና ቀሺ ማርቆስ ምስጠፋ ሱታዝ ናይ ሃይማኖት ጸገም እዩ ዘለዎም ህዝብና ኣብ ሓዊ እናሃለወ ነቶም ህዝብና ዝሓረዱ ቤተ እመነትና ዘፍረሱ ጠበቃ ኮይኖም ጠጠው ክብሉ ዘሕፍር እዩ
@kiflomhabtemariam4643
@kiflomhabtemariam4643 3 жыл бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ባሐቂ
@tsegayangosom5505
@tsegayangosom5505 3 жыл бұрын
የቀንየልና ናይ ሕልና አቦና
@LiveToHonest
@LiveToHonest 3 жыл бұрын
ሳብስክራይብ ዘይገበርኩም ላይክ ዝረሳዕኩም ጥውቕ ኣብልዋ ኣጀኹም። እዛ ቻነል ክትዓቢ ናይ ኩልና ስራሕ ይኹን። የቐንየልና ኣቦና ተበግሶኹምን ድፍረትኩም ወይ ትብዓትኩምን ን ፍርሕናን ትህኪትናን መድሃኒት ኮይኑ እንሆ ምዓንጣና ሸጥ ኣቢልና ንኹሉ ብኣተኩሮ ብደቂቕ ንዕዘቦን ንመሰልና ተጊህና ጎድኒጎድንኹም ንስጉም ኣለና።
@azebwalday7472
@azebwalday7472 3 жыл бұрын
Amen kale hiwet yesmealna abona, medihanialem aboy flrdika aydenguy 😭 😭😭🙏🙏🙏
@mazafesaha3309
@mazafesaha3309 3 жыл бұрын
አቦይ ቀሺ ቃል ሂወት የስምዓልና ደሐን አዴና ማርያም ፅዬን ማርያም ንምደረ አግአዚት እሕሊፋ አይትህበናን እያ
@tekleabgebrihwet6238
@tekleabgebrihwet6238 3 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@wedinegedenegede9813
@wedinegedenegede9813 3 жыл бұрын
Kale hiwet yesmalna abo keshi
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 жыл бұрын
ኣብ ህዝቢ ትግራይ ዘርኢ ናይ ምጻት ካብ ጥባሕ ጥባሕ ክሳብ ዱባይ ሱዑዲ ኣረብያ ትርኪ ይሳተፋ ኣለዋ ዓላማኦም ህዝቢ ትግራይ ክርስትያን ንምጥፋእ እዩ ካሊእ ዓለማ የብሉን
@eliasyisak9861
@eliasyisak9861 3 жыл бұрын
Asha
@deqeyalemey5087
@deqeyalemey5087 3 жыл бұрын
Xebib hangol go to school (donqoro)
@yordanosgirmay569
@yordanosgirmay569 3 жыл бұрын
ትግራይ ፅዬን ተፅልላ ትሐልዋ እቶም ግፍእን ጨፍንፍጫ ጥባህ ዘሎዎም እወ ምስኪን አስላም ድዬም ክርስትያን አይፈልጡን ግን ጥባህ ከምዘለዎም እዬም ግን አቤተክርስትያንን አብ ካህናትን ዝሐረዱ ግን ጥባህ ዘለዎም ኢዬም
@Hiwet-z6z
@Hiwet-z6z 2 ай бұрын
Amen amen🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@Feleg-q2t
@Feleg-q2t 3 жыл бұрын
ሰላም፡ኣባ፡ቀሺ፡ማርቆስ፡ኣምላኽ፡ዕድምን፡ጥዕናን፡ እሃብኩም፡ፈላጥን፡ኣቦ፡ሐቂን፡ኢኹም፡
@berhanetesfai1963
@berhanetesfai1963 3 жыл бұрын
ጽብቕ ትንተና ኣባ ማሪቆስ መዓርነታዊ መልእኽቲ።
@keriaebrahim1891
@keriaebrahim1891 3 жыл бұрын
Ere hferb bel hake.zemerh sene ynlkandy
@yorsalaemgerensae3648
@yorsalaemgerensae3648 3 жыл бұрын
ፈጣሪ ዝሃበና ኣቦ ንሓቅታት ብትንትን ኣቢሉ ዘውጽእ፡ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ። ንሳቶም ድላዮም ዳተዛረቡ ዳገበሩን፡ እዚ ናትና ምሁር ካኣ ኣስላም ከይቅየሙልና ዳበልካ ብዕበጦ ዕበጦ ምካድ ትርጉም የብሉን ባቃ። እቲ ሓቂ ኩላትካ ምክብባር እዩ።
@samsonama6855
@samsonama6855 3 жыл бұрын
@huse huse ኣራቢጣ ኣልእስላምያ እንታይ ነሩ ዓላማኣ ሸኽ እብራሂም ሱልጣን እንታይ ነሩ ዕላማኡ መንከ ልኢኹዎ ብእድሪስ ዓብደላ ትምራሕ ዝነበረት ጀብሃ እንታይ ነሩ ዕላማኣ ክርስትያንን ትግርኛ ንምጥፋእ ዶ ስቕ እንተበልና ስለዘይ ፈለጥናኩም እኮ ኣይኮናን ዕጉሳት ስለዝኾና ጥራይ ኢና
@stpual1
@stpual1 3 жыл бұрын
ይቅርታ ኣቦይ ቀሺ ናይ ዘርኢ ምጥፋእ ዝፈፀሙ ናይ ትግራይ ኣብያተ ክርስትያናት ዘዕነዉ ብኣሻሕቲ ዝቑፀሩ ካህናትን ዲያቆናትን ዝቐተሉ "ኩረት ምረት "ኢሉ ምፅውዑ ጌጋ የብሉን ሕሳራት ፍጡራት እዮም
@rosagonnise6713
@rosagonnise6713 3 жыл бұрын
Yes you are right 👍👍👍
@selammebrahtom4600
@selammebrahtom4600 3 жыл бұрын
Aboy miarey edmen tienan yhabelna egziabiher ❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት
@ተመስጌንፈጣሪአስፉመስረት 3 жыл бұрын
ልብ ዘለዎ ልብ ክብል ይግበኦ ግዙኡ ዝወግሕ ዘሎ ይመስለና እንተሉ ዕሽነት ጥራይ እዩ እስኪ ብደቢ እንታይ ዓይነት ሓዉ እዩ ዝቁስቆስ ዘሎ ህዝበይ ፈጣሪና ጥራይ ንለምን ንንስሃ ሞት ከብቀዓና አፍታ ፅንዕትን አፅናፋውትን ዝኮነት ሃይማኖትና ኦርተደኩስ ንክንነብር አፅዕቅና ፆሎትና ነብዝሕ እበር ግዜኡ ከብድ እዩ
@yordanosgirmay569
@yordanosgirmay569 3 жыл бұрын
እወ 27 ግዜ ብመድፍእ ተደብዲቡ ግን እግዝአብሔር ሐያል እዬ እቶም ብአካል ብገበል ተበሊኦም እዬም ተአምር እዬ ተመስገን ንአና ፅንአት እዬ
@lemlemgirmazgi3872
@lemlemgirmazgi3872 3 жыл бұрын
Realy true message. Thank you Kessis
@gebrielakidane9973
@gebrielakidane9973 3 жыл бұрын
Amlak ymesge kemakum memhr zrekebna 🙏🙏🙏🙏🙏🙏Amyen Amyen
@temesghen9252
@temesghen9252 3 жыл бұрын
Aboy keshi Markos jigna amlak ybarikum!
@shimoy1473
@shimoy1473 3 жыл бұрын
ትክክል አለኹም አቦይ ቀሺ
@habtomdebru2154
@habtomdebru2154 3 жыл бұрын
ንምንታይ ኢዩ ግን እዚ ህዝቢ ትግርኛ ዘይጎርሕ ታርክ ምፍላጥ ጽቡቅ ኢዩ እዚ ሰብኣይ ዝብሎ ዘሎ ኣብ ልቡ ኩሉም ኣታሓሳስባ ዓረብ ዘለዎም ኢዩ መልቅዎ ኣብ መጀመርታ ዓሰርተታት ዓመታት ናይ 19 ክፍለ ዘመን፡ ህዝብና ብወራር ኣምሓራይ ውበ ሰኪሑ ምንባሩ ይፍለጥ። እንተኾነ ድሕሪ ሞት ውበ፣ ሃጸይ ዮውሃንስ ኣብ ዝነገሰሉ ዘመን ህዝብና ብሕጊ እንዳ'ባ ይመሓደር፡ ሓሪሱ ምሒሱ ይኣቱ ግብሪ ንጉስ ድማ ከም ሕጊ እንዳባ መሰረት ይኸፍል ኔሩ። ታሪኽ ከም ዝምስክሮ ኣብቲ ግዜ'ቲ ግብጻውያን ኣብ ገማግም ቀይሕ ባሕሪ ይንቀሳቐሱ ነበሩ፡ ካብኡ ሓሊፎም ውን ናብ ከበሳ ገጾም ደይቦም ህዝቢ ከሸግሩ ይፍትኑ ኔሮም እዮም፡ እንተኾነ ናይቲ ግዜ እቲ ንጉስ ሃጸይ ዮውሃንስ ኣንጻር ግብጻውያን ማእለያ ዘይብሉ ወፍሪ ብምግባር ካብ መሬትና የርሕቖም ከም ዝነበረ መጻሕፍቲ ታሪኽ ወሲኾም የረድኡ። ግብጻውያንን ሱዳናዉያንን (ማህዳውያን) ብተደጋጋሚ ናብ መሬትና ወራር ይገብሩ ስለ ዝነበሩ፣ ሃጸይ የውሃንስ ንራእሲ ኣሉላ ኣብ ኣስመራ ኮይኑ ነቲ ወራር ክከላኸል ከም ወኪል ናብ ኣስመራ ለኣኾ። ራእሲ ኣሉላ ድማ ምስ ሰራዊቱ ኣብ ኣስመራ ዓሪዱ ነቶም ብተደጋጋሚ ክወሩ ዝመጹ ዝነበሩ ግብጻውያንን ማህዳውያንን ክሰጎም ጀመረ። ኣብቲ ግዜ እቲ ኤርትራን ኢትዮጵያን ዝበሃላ ሃገራት ጌና ኣይተፈጥራን ዝነበራ፣ ስለ ዝኾነ ሰራዊት ራእሲ ኣሉላን ሃጸይ የውሃንስን ተዛረብቲ ትግርኛ እዮም ዝነበሩ። ናይ ራእሲ ኣሉላ ሰራዊት እቶም ዝበዝሑ ካብዛ ናይ ሎሚ ኤርትራ ዝመጹ እዮም ኔሮም። እቶም እስልምና ከስፋሕፍሑ ብተደጋጋሚ ንኸበሳ ኤርትራን ትግራይን ዝብገሱ ዝነበሩ ግብጻውያንን ማህዳውያንን ብወገን ሰሜናዊ ባሕሪ፡ ብሸነኽ ከሰላ ከምኡ ውን ብመተማ እልቢ ዘይብሉ ወራራት የካይዱ ነበሩ። ብናይ ሓባር ቅልጽም ደቂ ትግርኛ ድማ ስዕረቶም ተጎልቢቦም ይኸዱ ኔሮም ። ገለ ካብተን ራእሲ ኣሉላ ጸረ እስላማዊ ምስፍሕፋሕን ባዕዳዊ መግዛእትን ዘካየደን ውሩያት ውግኣት እዘን ዝስዕባ እየን፥ • ቀዳማይ ኣብነት፥ ብ16 ሕዳር 1875 ራእሲ ኣሉላን ሃጸይ የውሃንስን ብሓባር ኮይኖም ኣብ ጉንደት ኣንጻር ግብጻውያን ኣብ ዘካየድዎ ውግእ ግብጻውያን ምሉእ ብምሉእ ተሓምሺሾም። እቲ ውግእ ኣብ ናይ ሎሚ ኤርትራ፣ ኣንጻር እስላማዊ ወራር ግብጻውያን በቶም ትግራዎት መራሕቲ እዩ ተኻይዱ፣ ሰራዊቶም ድማ ብትግርኛ ዝጭፍሩ፡ ብትግርኛ ዘጎይልዉ፡ ደቂ ትግርኛ እዮም ዝነበሩ። • ካልኣይ ኣብነት፣ እቶም ኣብ ጉንደት ተደማሲሶም ዝጠፍኡ ግብጻውያን ዳግማይ ድሕሪ ሓደ ዓመት ብ1876 ክሳብ ዓንቀሮም ዓጢቆም ኣብ ጉራዕ ዝበሃል መሬት ኤርትራ ኲናት ከፈቱ እሞ፡ ዕጫ ዝቐደመ በጺሕዎም ራእሲ ኣሉላን ሃጸይ የውሃንስን ጸራሪጎም ካብ መሬት ኤርትራ ኣውጽእዎም። • ሳልሳይ ኣብነት፣ ራእሲ ኣሉላ 1880 ኣብ ሰንሒት ንማህዲ ዝበሃሉ ናይ ሱዳን እስላማውያን ጥርኑፋት ኣሸበርቲ ጸራሪጉ ኣርሒቕዎም። • ራብዓይ ኣብነት፣ ብ1885 ራእሲ ኣሉላ ምስ ዑስማን ድግና ዝበሃል ማህዳዊ ኣብ ኩፊት ኲናት ገጠሙ እሞ፡ እቲ ስልታውን መንነታውን ናይ ደቂ ትግርኛ መጥቃዕቲ ዘይተጻወረ ዑስማን ድግና ቀምሹ ሰብሲቡ ንዓዱ ሃዲሙ፣ ራእሲ ኣሉላ ድማ ክሳብ ከሰላ ደድሕሪኡ ብምኻድ ሰጉጒዎ ተመልሰ።
@ghrmaykibreab2178
@ghrmaykibreab2178 3 жыл бұрын
👌👌👌😍😍😍
@SAS3W2
@SAS3W2 3 жыл бұрын
Simani tarik ina xibuk gerina nifelit ina natkium tarik iyu zey filet nay raisi welde mikael selomon ke intay tibile
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 3 жыл бұрын
ድምጽኩም ኣይተሓባእ ክቡር ኣቦ ።
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 3 жыл бұрын
Nice thanx God blles you
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 жыл бұрын
ቀሺ ማርቆስ ኩረት ወዲ ኩረት ክማን ክውሕዶም እዩ እርይራይ ደቂ እርይራይ ዘርኦም ካበይ ምኻኑ ዘይፍለጡ እቲ ክቡር ህዝብና ሓሪዶም ቤተክርስትያና ኣራኪሶም ክረት ክረት ዊሒድዎም ደቂ ርግምቲ ማህጸን ማዓልቶም ጥራሕ ይጸበዩ
@berhanegaletigray264
@berhanegaletigray264 3 жыл бұрын
ውይ ምስትውዓል ሉባና ይሃበና ኑኩላትና ከምኡ ኣይባሃልን
@alganeshtekie2859
@alganeshtekie2859 3 жыл бұрын
Kal hiwet yesmealna kbur memhrna lebam mestewali kemakum yebzhalna🙏
@smirahabd4371
@smirahabd4371 3 жыл бұрын
ኣቦና ብሓቂ ቃለሂወትየስመዐልና ልእልእግዚአብሔር ይቅር ይበላልና ፈጣሪአለም
@tttfff4025
@tttfff4025 3 жыл бұрын
edeme yahabekum fetari Aboy kesh
@berhe4910
@berhe4910 3 жыл бұрын
እዞም ጀሃዳዊ አታሓሳስባ ዘለዎም ንህዝቢ ትግራይን ኤርትራን አይውኩሉን ግን ንጠንቀቐሎም
@erimetera4208
@erimetera4208 3 жыл бұрын
Muslim Agazian ( Al nahda ) and Christian Agazian not jihadis
@lemlemgirmazgi3872
@lemlemgirmazgi3872 3 жыл бұрын
Wow every body supost be hear this history. Thank you kessis Brother
@muluezerezgi4747
@muluezerezgi4747 3 жыл бұрын
Amen
@Sembelawi__neber
@Sembelawi__neber 3 жыл бұрын
ኣስላማይ ወይ ክርስትያን ዝቐተሎ ሰብ፡ ኣስላማይ ወይ ክርስትያን ቀቲልኒ እንተበለስ እንታይ እዩ እቲ ጸገም። ንሶም በዓቢኡ እንዳተቐተሉስ፡ ንምንታይ ቀታሊኹም ትነግሩ ይባሃል?
@danielkidane3572
@danielkidane3572 3 жыл бұрын
ብጣዕሚ እምበር ፍልልይ ኣለዎ። መንግስቲ ውልቀ መላኺ ቀቲሉና እንተ ኢልካ ጥራይ እዩ ቅኑዕ። በቲ ሞይተ ዝብል በቲ ሓደ ከኣ ንሓድነትካ ዝዘርግ መርዚ ምዝራብ ቅኑዕ ኣይኮነን። ኤርትራውያን ወተሃደራት ቀቲሎሙና ካብ ምባል ዝሓይሽ ሓቂ የለን። ኣስላም ዶ ክስታን እናበሉ ድዮም ከጻርዩ ዝውዕሉ ነይሮም እቶም ህዝቢ? ኩሉ ነገር ትርጉም ኣለዎ።
@simonahagos3829
@simonahagos3829 3 жыл бұрын
💯
@simonahagos3829
@simonahagos3829 3 жыл бұрын
That’s true
@davidgidey1240
@davidgidey1240 3 жыл бұрын
Selam Menenet Agazian 🌄🙏🏾🙏🏾🙏🏾
@berketokubay5988
@berketokubay5988 3 жыл бұрын
ኣቦና እግዚኣቢሄር ዕድመን ጥዕናን የሃብኩም፡ በጃኹም ኣቦና ኣያ ኣይትበሎ እዚ ሽንፍላ፡ ኣብዝበጽሖ የብሉን ዝተረገሙ እዮም መንነቶም ዘፈንፍኖም ካሕዳናት።
@shimoy1473
@shimoy1473 3 жыл бұрын
ይገርመካ እዩ አነ ብህወተይ አብ ዝተፈላለየ ክልል ሃገር ዝነበር ክርስትያን ካብ አብ ትግራይ ዘሎ እስላማይ አቕርበ አይሪእዬይ ግን እስላማይ ማለት ምን ያህል ክደዕ ክልተ መልሕሶም ምኳኖም ክሕስብ ክለኹ ብጣዒሚ ሓዚነ ኦ ጌታ ካብ ክሕደት ማሓርና
@eliasyisak9861
@eliasyisak9861 3 жыл бұрын
Donkoro
@eliasyisak9861
@eliasyisak9861 3 жыл бұрын
Mahbere kidusan aslamay diyu?
@shimoy1473
@shimoy1473 3 жыл бұрын
@@eliasyisak9861 እሞ እነ ትኻታሊት ማሕበረ ቅደሳን አኮንኩን ይቕረ ማሕበረ ቅዱሳን እቶም ትክክለኛ ክርስትያን ትዋህዶ ዉን ካብ አብ ትግራይ ዘለው እሳላም አቅሪበ አይርእዮን እተ ንሶም ግን እዙይ እዩ ዝብለይዎ
@Hiwet-z6z
@Hiwet-z6z 2 ай бұрын
oo. ato mustofa aytebaesu eba bejakum selam eyu tum edmekum wedieku edme kale aytsawetu🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼🙏🏼
@ChristianityUnderAttack
@ChristianityUnderAttack 3 жыл бұрын
Abouna yesimealina, kalehiwet yesimealina, edime tienan yehabom.
@lulrbahri
@lulrbahri 3 жыл бұрын
እዝጊኦ መሓረና ክርስቶስ ቐሺስ ፍቅሪ ይሰብኽ እንበር ጽልኢ እዋይ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ተዋሪዳ። ነቲ የገልግሎ እየ ትብልዎ ክርስቶስ ብከመይ መልኽዕ ኢኹ እባ ትሰብክዎ ኣባ ቀሺ ማርቆስ፡ ኣምላኽ ፍቅሪ እዩ እኮ ንሕና ድማ ፍቅሪ ክንሰብኽ ኢና ተጸዊዕና ብዘይ ኣፈላላይ ንኹሉ። ኣፍሪቃውያን ግን ምኣስ ኢና ንነቅሕ ብዓሌት ፡ሃይማኖት፡ ቋንቋ ክንፈላለ ኣኺሉና ከይማዕበልና ብድኽነት ክንሳቀ ክንነብር በቃ ። ካብ ኩሉ ዝሕዝነካ ከኣ ቀሺ ተባሂሉ ንቋንቋ፡ ዓሌት ክዛረብ ከሎ እዩ። ከም ክርስትያን መንነትና ንዘክር
@samsonama6855
@samsonama6855 3 жыл бұрын
ብሃይማኖት ቐደምዩ ባዕሉ ፈላሊዩና ምስ ኣህዛብ ሓደኮና ኣይንፈልጥን እንተ እቲ ፍቕሪ ስበኹ ዝበልካዮ ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን እንዳ ተደፍረትን እንዳ ፈረሰትን ሃይማኖትኩም እንዳ በረሰ ስቕኣኣልኩም ረኣዩ ዘይበለ ዲኻ ደሊኻ ጎሮበትኩም መጺኡ ገዛኹም እታ ስድራኻ ዘዕቑቡላ እንተ ዘፍርሳ ኣቦኻ ንስለፍቕሪ ኢሉ እንዳፍረሳ ስቕኢሉ ምረእየኦዶ ነዓኹም ንደቑኸ ደሓን የፍርሳ ወላ መጽለሊ ዘይብልና ንትረፍ ስቕኢልኩም ረኣዩዎ ፍቕሪ ይዓቢ ምበለኩምዶ (ኦርቶዶክሳዊት ቤተክርስትያን ልክዕ ከምገዛኹምያ ነዓና ቤትናን መዕቕቢትናንን)ስለዚ ክትልብመልና ኣይትፈትን ድሕሪ ማሕረዲ ኣሕዋትና ኣብሊያ ብisis ንማሃሮ ትምህርቲ የለን ምስ ኣህዛብ ዝኾነ ይኹን ሕውነት የብልናን ፍቕሪ ኣብ ሞንጎና ጥራያ ተድየና ኣብ ሞንጎ ክርስትያን
@samsonama6855
@samsonama6855 3 жыл бұрын
ደሓር ክርስትና ዓለት ኣይኮነን እምነትዩ ኣባ ቐሽ ከኣ ብዓለት ኣይኮነን ዝዛረብ ዘሎ ብዛዕባ ምነትዩ
@lulrbahri
@lulrbahri 3 жыл бұрын
@@samsonama6855 ኣይትሓዘለይ እዚ ዝበልካዮ ግን ናይ ክርስትና ባህሪ ኣይኮነን፡ ንስካ ውን ስማዊ ክርስትያን ወይ ኦርቶዶክሳዊ ኢኻ
@samsonama6855
@samsonama6855 3 жыл бұрын
@@lulrbahri ናትና ኣይኮኑን ናትና እንተ ዝኾኑ ነሮም ምሳና ምሃለዉ ነሮም ይብልዩ መጽሓፍ ቕዱስ ዘይናትና ካብቶም ኣህዛብ ወይ ዝጠፍኣ ሞጋሰ ከይትኸውን ክርስትያን እንተ ኮንካ ንቤተክርስትያን ኣሕሊፍካ ኣይምሃብካያን ክትፈርስ ከኣ ነዚ ኩሉ ተጻብኦታት ስቕ እልኩም ረኣዩ ኣይምበልካን ስለዚ ናታ ኣይኮንካ
@eliasyisak9861
@eliasyisak9861 3 жыл бұрын
Hasawi keshi eyu
@seyoumelijah2312
@seyoumelijah2312 3 жыл бұрын
ኣያ፡መስጦፋ፡ናይ፡ገዛእ፡ርእስኻ፡ሽግር፡ኣለካ።
@woldaitesfamariam4950
@woldaitesfamariam4950 3 жыл бұрын
የቐንየልና ኣቦይ ቀሺ፣ ኣምላኽ ይባርኽኩም። እዚ ሙስጠፋ ዝበሃል ሰብኣይ፣ ናይ ፈይስ ቡክ ፕሮፋይሉ መን'ዩ ዝብል ?
@yohannesbisirat8912
@yohannesbisirat8912 3 жыл бұрын
🙏🙏🙏
@salihahusen1021
@salihahusen1021 3 жыл бұрын
🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖🐖
@medinaabdu9641
@medinaabdu9641 3 жыл бұрын
merzamat nskatkum andahalekum kemey geyrina selam nrekb merzamat
@tekle.teferygerechal697
@tekle.teferygerechal697 3 жыл бұрын
ቀይፊቱን አባ አርተፊሻል ቃለህወት የሰማን
@yordanosgirmay569
@yordanosgirmay569 3 жыл бұрын
ሐቂ አቦቀሺ ሐቂ ይሐቅኩም
@tsegatesfalem6131
@tsegatesfalem6131 3 жыл бұрын
መንፈሳዊ ሂወትኩን ጥራሕ ዘይትገብሩ፡ወላስ ንይምሰል ኢኩም ቐሺ እየ ትብሉና።
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 3 жыл бұрын
God bless you and to your family
@alemtekeste5757
@alemtekeste5757 3 жыл бұрын
Hi brother how are you thanks for true story Hod bless you
@Fekarkun
@Fekarkun 3 жыл бұрын
Amen abona 🙏
@okubaymichael6771
@okubaymichael6771 3 жыл бұрын
True, aboy keshi
@tsegayangosom5505
@tsegayangosom5505 3 жыл бұрын
ካብ ኣምለክ ርከብዎ :ዉዕለትኩም ከፊልካ ኣይካኣልን ክቡር ናይ ሕልና ኣቦ::
@amunasaad2201
@amunasaad2201 3 жыл бұрын
2 ሰባት ኢስላማይ ናይ ትግራይ ሐቂ ስለ ተዛረቡ ተገምጢልኩም ክርስቲያን ናይ ጂሀድ ዓረብ ኢዪም ኢስላም ክትብሉ ይሕፍር አግፊሕካ ተዛረብ ሱቅ ኢልካ ሕዝቢ ኤርትራን ተጋሩን አይተጋጱ .. ናይ አጋዚያን ያአክል ኢስላም የብላን ኤርትራ ኩሎም ተጋሩ ትግርኛ ኢያ ክብሉ ኢንከለዎ ደስ ይብለኩም ነሩ .. ንሕና ኤረትራውያን ንተጋሩ ፈጺምና ንፈልዮም አብዓድና ክትፈልጥ.. በዛዕባ ዓዋተ ከኣ አቦና ጎበዝ ጂግና ዝነበረ ኢዩ ፈቲኻ ጸሊእካ ..ጀብሃ ተጋድሎ ኢስላምን ክርስቲያን ኢዩም ተጋዲሎም ፍልልይ የብልናን ሀጀውጀው አይትበል ይብለካ.....
@kidanedebesay1639
@kidanedebesay1639 3 жыл бұрын
edmen tienan yhabkum fetari kubr Abona 🙏❤️
@geryeteame691
@geryeteame691 3 жыл бұрын
inquae kemakum zibelu halewu
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 жыл бұрын
ሰላም ኣቦይ ቀሺ ተባዓ ፍትሓዊ ኣቦ ዕድመ ይሃብኩም 🙏🏽❤️ኩሉ ግዜ ሓደ ዝተበደለ ሰብ ብዛዕባ በደሉ ክዛረብ ወይ ክጸርፍ ነቶም ነቲ ገበን ዝዋዓልዎን ከምኡ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ድላዩ እንተጸረፈ ጌጋ የብሉን እቶም ኣቂጠርቲ ወይ ብተንኮለኛታት ተሓቢሎም ወርዘይዘይ እንተበሉ መምዘኒኦም እዩ ። ኣብ ትግራይ ዝተገበረ ኣብ ልዕሊ ገዳማት ኣቦታት ማሕረዲ ምርሻን ኣቅሽሽቲ ዓይኒ እንተተሃረመት ኣፍንጫ ትነብዕ ኣብ ዝሃለና ሃሊና ኣመንቲ ክርስትና ንኹንኖ ኢና። ነዚ ካልእ ትርጉም ክህቡ ዝዉዕሉ ዘይፍትሓውያን ኣምላኽ ይፍረዶም።
@mebratyonas5428
@mebratyonas5428 3 жыл бұрын
እግዛቢሄር ምሳኻ ይኽን ሓውና ንሓቂደው ዝበልኻ
@ibrahimsaid-saleh1601
@ibrahimsaid-saleh1601 3 жыл бұрын
DEAR PRIEST MARKOS, NÖ WAY TO PEACE, PEACE IS THE WAY. YOU ARE GODS MAN PLEASE PREACH LOVE & PEACE FOR TIGRIANS & ERITREANS.
@eliasyisak9861
@eliasyisak9861 3 жыл бұрын
He is not priest he is satan
@kibreabtekle8226
@kibreabtekle8226 3 жыл бұрын
Well done welcome
@Master_neway
@Master_neway 3 жыл бұрын
👏🏾👏🏾👏🏾
@betrihaki3884
@betrihaki3884 3 жыл бұрын
brawa KESHI HAWEYI YINJERA YIZGI BILAYI. KULU HAKI SILE TIZAREB, BIZUH ADNIKEKA, KABAKA WIN BZUH TEMAHIRE
@ahmadyasin1518
@ahmadyasin1518 3 жыл бұрын
ንተጋሩ ዝጨፋጨፋትና መራሕቲ ኤርትራ ኢሰያስ ምስ ጀነራላቱ አመንቲ ክርስትና እዮም
@fishalehadera56
@fishalehadera56 2 жыл бұрын
ዓቕሚ ስኢኖም"ምበር ኣይመንበሩናን እዞም ጅሃድ።
@merci0961
@merci0961 3 жыл бұрын
ህዝቢ ክርስትያን ኤርትራ ናብ ሃይለ ስላሴ ሃዲምኩም ንኤርትራዊ እስላም ምስከዳዕክምዎ ኣስላማይ እድሪስ ዓዋተን ካልኦት እስላምን ግን ንበረኻ ወጺኦም ብረታዊ ቃልሲ ኣካይዶም ሓርነት ኣምጺኦምልኩም ምባሉ ኣዝዩ ጌጋ ጥራይ ዘይኮነስ ትሕስቶ ሃይማኖታዊ ምልዕዓል ዘለዎ መልእኽቲ 'ዩ ኣመሓላሊፉ. እቲ ንህዝቢ ትግራይ ሃይማኖታዊ ጥሩፍነት ብዘለዎ ታህዲድ ዓረብ ምህዳዱ ከኣ ካብ ሕሉፍን ዘሎን ሃይማኖታዊ ጀሃድ ዝፍለ ሓዱሽ ነገር ኣይኮነን. እቲ መሰረታዊ ነገር ካብ ኣብ ዓዲ እንዳማትካ ከይድካ ምዝማትን ምቕታልን ምቑጣብ ግን መንገዲ ቅንዕናን እግዚኣብሄር (ኣላህ ) ዝሰምሮ ቅዱስ መንፈሳዊ ሕጊ 'ዩ.
@gnkidtrah2257
@gnkidtrah2257 3 жыл бұрын
Egzabiher msakum ykun aba keshi. Lbka zkeft astemhro
@ክሮስጎይትኦም
@ክሮስጎይትኦም 3 жыл бұрын
ሓቂ ምስ ምስክሩ ከመዝ እዩ መሊሲ ማለት አፉ አትሕዝዎ መምህሪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@yonastsegay7168
@yonastsegay7168 3 жыл бұрын
ሰላም ኣባ ቐሺ ማርቆስ🙋‍♂️ ኩሉ ንትገብሮ መደባት እንዳ ኣመስገንኩ።ንስኹም ውን ነቲ ኩሉ ትገብርዎ ጽቡቅ ገዲፍካ ኣብታ ፍታሕ ክትመጹ ከለኹም ግን ተባዕን ቅኑዕን ኣይኮንኩምን ምክንያቱ ብዙሕ ደረጃታት ደይብኩም መወዳእታኡ ኣብታ ፖለቲካ ጀበርቲ ኢኹም ትወድቁ።ንኣብነት 1. -ኣብ ጉዳይ ኣውራጃውነት ነዚ ብፖቲካንን ጣልያንን ዝተሃንደሰ ከፋፊልካ ግዛእ ዝብል ሓሳብ ኣብ ህዝብና ዘታኣታተዋ ክንሰን ንስኹም ግን የለን ኣብ ገድሊ ምድረ ቡር ትብል ቃል ኣላ፡ እዛ ቃል እዚኣ ከኣ ነዚ ናይ ሕጂ ዘሎ ጅኦግራፍያዊ ቅርጺ መሬት ኣከለጉዛይ ያ ትውክል፡ እዚ ህዝቢ ኣከለጉዛይ ውን ናይ በይኑ ፍሉይ ታሪኽ ኣለና፡ ካልኦት ኣውራጃታት ዘይብለን ወይ ኣማዕድየን ዝረኣያሉ ናይ በይንና ውግእ ኣንጻር ውቤ ኣሎ።ስለዚ ንሕና ፍሉያት ኢና እንዳ በልካ ካብቶም ካልኦት ህዝቢ ትግርኛ ብፍላይ ካብ ሓማሴን ዘራኽብ ከምዘይብሉ ኣውራጃዊ ምክፍፉል ህዝብና ጥንቲታዊ ዩ ናይ ገዛእቲ መደብ ኣይኮን ኢኹም ትብልዎ። እዚኣ እታ ቐዳመይቲ ጀበርቲ ዝደልያ ያ። 2. - ብዛዕባ ኣግኣዝያን፦ ውድብ ኣግኣዝያን ነዛ ሃገርና ናይ ኦሪት ክብርታትን ግእዛዊ ሕጊ እንዳባን ስርዓትን ተሰከምቲ ታቦትን እምበር ዓረባዊ ክብርታትን እስላማዊ ሸሪዓ ወይ ሕጊ ከም ዘይብላ ዕላዊ ዝገበረ ውድብ ዩ ነዚ ውን ኣትሪርኩም ኢኹም ትቃወምዎ ። ንሕና ዓድታትና ከምቲ ኣግኣዝያን ዝብልዎ ነቲ ሕጊ ኣብ ጽላት ሙሴ ወይ ታቦት ዘሎ ኣኽቢረን ተኸባቢሩን ብዘይ ሓለዎ ፖሊስ ንዘበናት ኔረንን ይነብራ ኣለዋን ።ከም ተወሳኺ ከኣ ኣብ ማሕበራዊ ጉዳያተን ነቲ ሕጊ ሙሴ ወይ ዓሰርተ ትእዛዛት ከየፍረሳ ተወሳኺ ሕገ እንዳባ ኣለወን እዚ ክሳብ ሕጂ ኣብ ባይታ ኬድካ ውን ትረኽቦ ዩ። እሞ እዚ ካብ ኮነ ድኣ ስለምታይ ነቲ ሓቂ ኣብ መሬት ዘሎ ነጸክሞ ።ምናልባት ዶ እቲ ኦሪታዊ ክብርታት ምስ ኣይሁዳዊ እምነት ኣታሓሒዝኩሞ ትኾኑ ንሲሱ ውን ተኾነ ናይ ቀዳሞት ኣባሓጎታትና እምነትዩ ንስኹም ውን ኣጸቢቅኩም ትፈልጥዎ ይመስለኒ ስለ ዝኾነ ከኣ ዩ ክርስትናዊ እምነትና ታቦት ዘለዎ ኣብተን ካልኦት ክርስያናት ብሉይ ወይ ኦሪታዊ ተባሂሊ ታቦት የብለንን። እሞ እዚ ካብ ኮነ ደኣ ስለምንታይ ነጸግኩሞ። ካልእ እስልምና ሃይማኖት ጥራሕ ኣይኮነን እስልምንና ሕጊ ዩ ፡ስርዓት ዩ፡ ፖለቲካዊ ሓሳብ ዩ፡ ማሕበራዊ ቃልሲ ውን ዩ ። እዚ ካብ ኮነ እሞ ደኣ እቲ ፍታሕ እንታይዩ ኣብ ሃገርና። ካልእ ስርዓት ከንብረና ዝክእል እንታይ ኣሎ ኣብ ኤርትራ ። እታ ናይ ክርስትና የማናይ መትልሕካ ዝሃረመካ ብጸጋማይ መትልሕካ ውን ድገመኒ በሎ ገንዘብካ ንዝመንጠለካ ነተን ዝተረፋኻ ውን ሃቦ ዝብላ ቃላት ንናይ ግብጺ ክርስትያናት ዘይጠቀማ ፡ ንዓና ከሕስራና ዶ ብክብረት ከንብረና ይኽእላ ትብሉ💚 ከምኡ እንተ ጌርና ከ መጻወቲ ኤሊታት ጀበርቲን ሰዓብቶምን ዶ ኣንከውንን። የቐንየለይ!!!!
@muluebrhanmengis64
@muluebrhanmengis64 3 жыл бұрын
Ezi ab tigray zelo siwur nay mislimna ajenda tigrewot kiginzebiwo alewom kab eritra kab kulen nay alem hagerat yimaharu
@almazabraha8450
@almazabraha8450 3 жыл бұрын
Amlak edimen tienan yihabkum Abona
@simonahagos3829
@simonahagos3829 3 жыл бұрын
Yes it’s
@afewerkigebrekristos3614
@afewerkigebrekristos3614 3 жыл бұрын
Aba Sidet zelewi mesilim entay u tsegemom
@MohammedAhmed-ic2xq
@MohammedAhmed-ic2xq 3 жыл бұрын
ቀሺ ሓጥያት ደጊምካ ሕሰብ ካብዚ ትብሎ ዘልካ ንላሊ ሕማቅ ዘረባ የለን. መርዚ ንዝዘራኣ አያ ትወግኤ.
@mizankeshi4276
@mizankeshi4276 3 жыл бұрын
ተመሊስካ ታሪኽ ኣቦታትና ኣንብብ ሞስጦፋ መን ከም ዘምጾ ናጽነትና ክትፈልጥ ኣክራሪ
@samsonama6855
@samsonama6855 3 жыл бұрын
@huse huse ህዝባዊ ግንባርን ወያነን እተን ክርስትያናዊያን ውድባት ኣምጺኤንኦ ነታ ጀብሃ እስላማዊት ውድብን ደርግን ሃይለስላሰን ስዒረን ኣጥፊኤን ኣምጺአንኦ ሱዳን ኣላ ጀብሃ ፋሕ ኢላ ጠርንፋ
@samsonama6855
@samsonama6855 3 жыл бұрын
@huse huse ሓድ 61 ትማልዩ ታሪኺ ቓልሲ ኤሪትራ ካብኡ ኣይኮነን ዝጅምር ካልኣይ እታ ትምከሓላ እስላማዊት ውድብ ጀባሃ ብ ክርስትያናዊት ውድብ ህግሓኤ ብዕሸላያ ተቖጽያ ተሳዒራ ንሱዳን ሃዲማ ንስኹም ውን ሕጂ ተተላዒልና ክትሃድሙ ምዃንኩምየ ዝፈልጥ ሰብ ናይ ስድርኡዩ ዝወስድ ስድራኻ ሃደምቲ ስለዝኾኑዮም ሃዲሞም ሱዳን ተራኢዮም
@samsonama6855
@samsonama6855 3 жыл бұрын
@huse huse ታሪኽ ክጥምዝዝ ደሊኻ ምዃን ኣብ ሃይማኖትኩም ሓሲኻ ምትላልን ምዝማትን ምቕታልን ፍቑድዩ ብኡኡ ኢኻ ትኸይድ ዘለኻ
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 60 МЛН
Man Mocks Wife's Exercise Routine, Faces Embarrassment at Work #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 6 МЛН
''ሓቂ ዘይብላ ዕርቂ  ናይ ህግደፍ ጳጳሳት ጸይቂ' ዘይሰምዐ ይስማዕ 2/ነሓሰ/2024
57:59
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 9 М.
Robert Greene: A Process for Finding & Achieving Your Unique Purpose
3:11:18
Andrew Huberman
Рет қаралды 12 МЛН
መንፈሳዊ ዕዶት  ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ ባፍሎ ኒዮርክ  {ጸሎት ቅብኣ ቀንዴል}
8:36
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 2,1 М.
ሓዱሽ ትልሚ ህግደፍ ኣብ ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን
1:31:55
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 2,6 М.
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 60 МЛН