ሰዓብቲ ሰይጣን ይዓዩ ኣለኹ ንስኻ ኸ ውዲ መንግስቲ

  Рет қаралды 322

Bereket Aim

Bereket Aim

Күн бұрын

15/05/2023
[ ኤፌሶን 5 ]
15-16 እምበኣር ተጠንቀቑ፥ እቲ ቕንያቱ ኽፉእ እዩ እሞ፥ ነቲ ዝተዋህበኩም ጊዜ ብምሉኡ ኣብ ረብሓ እናኣውዓልኩም፥ ከም ዓያሹ ዘይኮነስ ከም ለባማት ንበሩ።
17 ምእንትዚ እቲ ፍቓድ ጐይታ እንታይ ምዃኑ ኣስተውዕሉ እምበር ዓያሹ ኣይትኹኑ።
[ 1ይ መልእኽቲ ዮሓንስ 3 ]
8 ካብ መጀመርታ ኂዙ ዚኃጥእ ዘሎ ዲያብሎስ እዩ እሞ፥ ኃጢኣት ዚገብር ካብ ዲያብሎስ እዩ። ወዲ ኣምላኽ ከኣ ግብሪ ዲያብሎስ ምእንቲ ኼፍርስ ኢሉ እዩ ዝተገልጸ።
[ ቈላስይስ 1 ]
13 ንሱ ካብ ሥልጣን ጸልማት ኣውፅኣና፥ ናብታ መንግሥቲ ፍቁር ወዱውን ኣእተወና።
14 ኣብኡ ድኅነት፥ ማለት ኅድገት ኃጢኣት፥ ኣሎና።

Пікірлер: 5
@bdal4966
@bdal4966 Жыл бұрын
Egzio meharena goyta yqrebelelna Amlak aqal msgana neaka
@selamawitweldemichael6712
@selamawitweldemichael6712 Жыл бұрын
Amlak yibrka bere hawey edmen tena yibrka tebrak
@bdal4966
@bdal4966 9 ай бұрын
Egziooooo meharena goitay
@seeker3963
@seeker3963 Жыл бұрын
🤔 ስለምንታይ እሞ ዝገርመና መፅሐፍ ቁዱስ እንተተቐደደ መፅሐፍ ቁዱስ ከምዝኾነ መፅሐፍ እዩ ማለተይ ብኸምዚ ኸማና ሰባት ብግምት ብይኸውን ብዘይኣፍልጦ ስለዝተፃሕፈ ስለዚ መፅሐፍ ቁዱስ መፅሐፍ እዩ እምበር ካልእ አይኮነን ከምኡዉን ብዙሕ ግዜታት እዩ ተቓያይሩ ስጋዕ እዛ ናይ መጨረሽታ መፅሐፍ ቁዱስ ኮይና ዘላ ደሐር ከአ ብዛዕባ ሸይጣን ዝብሃል ሐቂ ከምዘይኮነ ሸይጣን ሐሳብ ወይ ስምዒት እዩ ሸይጣን ፍጡር አይኮነን ሰብ ጌጋ ውሳነ ክውስን እንከሎ አብክንዲ ብዘይ ፍልጠት ብዘይ ርድኢት ከምኡዉን ብጌጋ ብፅልኢ ብቕይምታ ወዘተ ጌጋ ውሳነ ወሲነ ክብል ዝግባእ 👍ንሸይጣን ከም ፍጡር አቕሪቡ ይወቅስ ወይ ይገልፅ ብዝኾነ ብዛዕባ እንፈልጦም ነገራትን ሐሳባትን ጥራይ ክንዛረብ ክንሓስብ ይግባእ ሰላም ንኹሎም ፍጡራት
@bdal4966
@bdal4966 Жыл бұрын
Egzio meharena goyta yqrebelelna Amlak aqal msgana neaka
መንፈሳዊ ዓለም
20:31
Bereket Aim
Рет қаралды 754
99.9% IMPOSSIBLE
00:24
STORROR
Рет қаралды 31 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
ናይ ድቃስ ጸሎት
29:51
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
ወንጌል የዉሃንስ
2:06:36
Ruth Tv 📺 Channel
Рет қаралды 1,4 МЛН