KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ኣቁሑ ናይ ገዛ ኣበይ ይፅብቅን ይረክስን ኣብዚዶ ወይስ ኣብ ዓዲ#like #share #subscribe 💛
27:36
በድስ ፈሽህን አደድስ ያበሽ ቀሚሶች ጋብታወል በህልን በመስማልከት
18:21
#JasonDeruloTV // Funny #GotPermissionToPost From @SofiManassyan #SlowLow
00:18
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
00:42
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
01:01
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
#ሳልሳይ
Рет қаралды 5,070
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 9 М.
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Күн бұрын
Пікірлер: 86
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ሰላም ደቂዓበይቲ እንካዕ ሰላም መፃእክን/ኩም ቦትኡ ጂዛን ሱቅ ዳክል እዩ ኣብ ቀፃሊ ከሪኤክን ትደልዮኦ ሎሚውን ሓሳብክን ኣብ ኮሞት ኣካፍላኒ ከስተካክሎ ወይ ክእረመሉ ነገር ተልዮ ድማ ሪኢተኩም ኣካፉሉኒ ናትኩም ሪኢቶ ኣነ ንክዓብን ንክእረምን ሰለዝሕግዘኒ ኩሉጊዜ ሪኢቶኩም ኣይፈለየኒ🙏🏻ላይክ ሸር ላገበርኩም ቻናለይ ክተዕብዩለይ ክዓ ተስፋ ይገብር የቀንየለይ❤️🙏🏻
@mmaryamey
6 ай бұрын
ድርዒ ተምፅእልና ንፅበለና ደንጉኪ ግርማ ሓፍተይ❤❤❤
@70-io3nl
6 ай бұрын
ማዓረይ እንካዕ ሰላም መፃእኪ ክንፅበ ቀኒና ኣብ ቀፃሊ ድርዒ ትብላ ላይክ ግበራ ደቂ መዳመይ 🥰🥰🥰🥰❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@Mdgrgr
6 ай бұрын
ግርማዊተይ የቀንየልና ማዓረይብርክቲ ሓፍተይ ኣብ ቀፃሊ ክዓ ድርዕን ጨማሙን ኣርእይና ከም ፍቃድ እዝጋብሄር ዝሓፍተይ🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️🎉🎉🎉🎉🎉
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
እሽኒ ማዓረይ 🥰🙏🏻
@ተመሰገንኣምላክ-ጰ2ኈ
6 ай бұрын
የቀንየልና ዝሓፍተይ ንዓዲ ንከይድ ኣሓትኪ ሰለዘለና ብዓቅምኪ ትክእልዩ ኣርእይና ብዝተረፈ ቀፀልሉ🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@ህያበይናተይ-ጐ7በ
6 ай бұрын
ግርማዊተይ ከምሽሙኪ ግርማ የቀንየልና ኩሉ ሸር ትብልዮ ደስ እዩ ልብል🤍🤍🤍🤍🤍
@ሰላምንትግራይዓደይ-ለ7ጀ
6 ай бұрын
ሳብያለ ኣርእይና ማሓዛይ ሽኮር የኔ ልእልት🩷🩷🩷🎋🎋🎋🎋
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ካሊእ ጊዜ ሳብያ ክከይድ ከለኩ ክቃርፀልክን እየ ዛምበተይ🥰
@GooklGookl-qp2jy
6 ай бұрын
ዳወርቂ ከይድኪ ባ ሰንሰለት ወርቂ ኣርእይና ማዓረይ
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ቭድዮ ሰሪሐ እየ ናብ ውሽጢ ኣቲኪ ረአዮ ማዓረይ
@AmanNow-yc8rb
6 ай бұрын
ግርምሸይ ብliveንዒ ናፍቂናኪ በኡነት💓💓💓💓💓
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
እሺ ማዓረይ ክመፅእ እየ❤️🙏🏻
@اناالمسلمالحمدلله
6 ай бұрын
@@Channel-wj3xlየት ነው በአሏህ እኔ እፈልጋለሁ
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
@@اناالمسلمالحمدلله ጂዛን
@اناالمسلمالحمدلله
6 ай бұрын
@@Channel-wj3xl ሳውዲ ነው ወይስ የት ነው ጂዛን ማሬ
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
@@اناالمسلمالحمدلله ኣዎ ሱኡዲ ጂዛን ውዴ
@ሙሉእሰላምይግበረልና
6 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ሐደ ጥቅላል ንክንደይ ይኣክል ኣብ ቀፃሊ እውን ድርዒ ኣርእይና
@liliaregawi-ll5oz
6 ай бұрын
ግርማየይ ድምፅኪ ደስ ክብለኒ❤❤❤
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
የቀንየለይ ማዓረይ💜
@FreFre-iu4dd
4 ай бұрын
የቀንየልና ግርማየይ ኣብ ቀፃሊ ዉን ድርዒ ኣምፅእልና
@assass8589
6 ай бұрын
ነባረታተዐያ አሕዋተይ❤❤❤❤❤
@አሱጋልተዋህዶ
3 ай бұрын
የቀኒየልና ዛምበተይ ንሕናውን ነተባበዐያ ፍትዋተይ አነስ ክፈትወኪ ፅሪቲ❤
@Channel-wj3xl
3 ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ ብዝካኣልንኦ ሸር ግበራለይ
@SweetAmen-oj7kx
6 ай бұрын
ሰብና ነዕቢ ኣቱም ህዝቢ ነተባበዐያ 10'000ኣቲኪ ክሪእ ሃፂፀ😍😍😍😍😍😍
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
የቀንየለይ ክብረተይ🥰🥰🥰
@thdhyggeh8027
6 ай бұрын
ግርማዬ❤
@rhfdhgj696
6 ай бұрын
ፅብቅ ደስ ክብለካ ብኸመይ ክረክበኪ ይደሊ ነይረ
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
መሰንጀር ግርማ እድኣ
@zemedateka1891
4 ай бұрын
ብሓቂ ተንኪው 170 3+ ንሜትሮ ድዩ። ግርማዊት
@Msgna188
3 ай бұрын
አረ ስርሕ ርአይልይ አብ ደሕርት
@AbiGaltigray-ce3yt
6 ай бұрын
የቀንየልና ዝሓፍተይ ኩሉ ነገርኪ ፅፉፍ💛❤😍😍
@dhhgh6830
6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኪ ዛሓፍተይ❤❤🎉🎉ኣብ ሳብያ ከይድኪ ክተሪእና ተስፋ ንገብር
@rfhhffh4334
6 ай бұрын
ድርዕታት እውን አቅርብልና ግርማዋይ ምቅርቲ❤❤
@AmeenaAmi-ty8go
6 ай бұрын
ሰላም ሰላም ወዋዋዋዋዋዋዋዋዋያምራል👌👍
@ብዓልቲተስፋ
6 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ማዓረይ ፅቡቅ እዩ ናይ ሳብያ አዘለ ኣርእይና ድርዕለ❤
@ማዓርግማሓሪ
6 ай бұрын
ብምክንያት እና ንፍትወክይ ግርምየይ🎉🎉
@samiraahmed1322
6 ай бұрын
የቅንየልና መዓረይ ❤❤
@AbxhdBsjs-fl2ec
6 ай бұрын
ምስ መስፈይኡ ክንደይ ይዉድእ❤❤❤
@banaproducts393
6 ай бұрын
Haftey marey n USA misdad yekelu dyeyom buzuh taka delayed neyre
@mebrihitkidanu16
6 ай бұрын
የቀንየና ሓፍተይ❤❤
@ሜሪ-ጸ4ዘ
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉
@lmlmxx1720
6 ай бұрын
Marey hadashi eye ligezaki ❤️❤️❤️
@Mebrahti754
6 ай бұрын
ፍልይቲ ግርዋይ❤
@uffjg7073
6 ай бұрын
ሕልውልው እኮ ኣቢልክና ግርማ ሽኮር❤
@ስለሁሉምነገርተመስገንኣም
6 ай бұрын
ናይ ሳብያ ኣርእይና
@merimeri278
4 ай бұрын
ገዚእኪ ክትሰደልና ትክእሊ ዶ ንሳምጣ
@asterbahta7219
6 ай бұрын
Silki kusri habina
@assass8589
6 ай бұрын
ፅሪቲ ቀፅልሊ❤❤❤❤❤❤
@ጋልትግራ
4 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@liliaregawi-ll5oz
6 ай бұрын
ድርዕታት እዉን ኣቅርብልና ❤❤
@mtlalal
6 ай бұрын
ካብድሕር ከዚ ካብ ነጋዴ ከይትገዝእ ደቂ መዳም ንስተን ብልጢታት እየን😮😮😮
@ملكملك-ظ1ب
6 ай бұрын
ክብረተይ ጋል ዓደይ አነስ ርሕቅ ኣለ እየ እነአኩ ጋማ መላእኪ ትልእክለይ ዶ ለዓዲ ምቅርተይ እዙ ንብረት አነ ክነግረኪ❤❤❤
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ንዒ ብመሰንጀር ግርማ ኣድኣ ኢልኪ
@lemlemyoutube
6 ай бұрын
Des kbl ❤❤❤
@selamawit5256
6 ай бұрын
ኣሕዋተይ ኣብ ጅዳ ትፈልጣ እባ ሓብራኒ
@Yes-d8l
6 ай бұрын
Welcome mearey ❤
@hdrirw4604
6 ай бұрын
❤❤❤
@ebkebk-gs4qz
6 ай бұрын
ሰልኪ የለ አድራሻ እንታይ ክንገብሮ
@ራያራዩማ-ቨ8የ
6 ай бұрын
ኣብ ሳብያ ሽርጥ ፣ናይ ደቂ ኣንእስትዮ ክዳዊንት ኣርእይና ብቃፃል ቭድዮ❤
@mihiramulu409
6 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🥰🥰
@herilove7188
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏
@alematalemat3376
6 ай бұрын
ግርማየይ ገዚእኪ ክትልእክለይ ትክእልዶ
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
እሺ
@merigaltigray-u2n
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hadasshshay3636
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ራያራዩማ-ቨ8የ
6 ай бұрын
ኣነ ኮ ዝገርመን ናይ ተጋሩ ነገር ሰብስክራይብ ዘይትገብሩ ዋጋ ዘይኽፈሎ ካብ ጎራብት ባ ንማሃር ኣብ ካለኦትኮ ኣብ ወርሕ 80 ሰብስክራይብ ይረክቡ ኣለዉ
@ኤቨንኤዘር
6 ай бұрын
ስብስክራይብ ግብረለይ ❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
6 ай бұрын
@@ኤቨንኤዘር ገብረለኹ ዓሳዲ
@sabai12167
6 ай бұрын
ትዝደልዮ የቀንየለይ ግርማዋይ ግን ሳብያ ዘሎ ሽፎናት ይፅብቅ ማለትኪ ድዩ መልስለይ🙏💗
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ኣብ ሳብያ ፁብቅ ጤቃታት ኣሎ በቃደማይ ገዚአ ነይረ ሓደ ማዓልቲ ክቃርፀልክን እየ🥰
@sabai12167
6 ай бұрын
@@Channel-wj3xl እወዶ ኣነ ኣብ ጅዛን እየ ግን ይፅበ እሺ ወለላይ😍
@swiswuts4293
6 ай бұрын
ኣበይ ወገን ሳብያ@@Channel-wj3xl
@rabiarabi2150
6 ай бұрын
የትነው፣ውደ
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ሱኡዲ ጂዛን ማሬ
@ማህደርጓልትግራይ
6 ай бұрын
ግርማነሸይ ማዓረይ ሓንት ሰበይት እኮ 2መትር እየ ትውድእ ❤❤❤
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ኖኖ ሰለስተ እያ ኣረ ኣብ ዓድናስ ብዚ ናይሎሚ ኣሰፋፍያ 5ሜትሮ እያ ትክደን ዘላ
@Haregte
6 ай бұрын
ከም ቁመታ እባ ነይሩ 2 ረብዕን 2+ንፈረቓን ነይሩ ቀደም ናይዚ ዓዲ ክዓ ሓፂር እዩ ወርዱ ይመስለኒ ኣብ ዓዲ ዝክደናኦ ዘለዋ ዶ ይገርም እዩ ሓንቲስ 5+6+ ሜትሮ ይክደና ኣለዋ ፈሽን
@ኤቨንኤዘር
6 ай бұрын
ስብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ ጀማሪት እየ ዋ ❤
@Channel-wj3xl
6 ай бұрын
ገይረልኪ ማዓረይ
@ኤቨንኤዘር
6 ай бұрын
@@Channel-wj3xl ፡ እሺኒ
@Haregte
6 ай бұрын
ከቢሩ ዶ ሓቀይ 170 ዋእ ኣየዋፅእን
@ተመስገንአ
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@ghyu9291
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Th-si7zn
6 ай бұрын
❤❤❤❤❤
27:36
ኣቁሑ ናይ ገዛ ኣበይ ይፅብቅን ይረክስን ኣብዚዶ ወይስ ኣብ ዓዲ#like #share #subscribe 💛
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Рет қаралды 5 М.
18:21
በድስ ፈሽህን አደድስ ያበሽ ቀሚሶች ጋብታወል በህልን በመስማልከት
ZERITU LOVE DEZAINER ዘርቱ ፍቅር ዲዛነር
Рет қаралды 7 М.
00:18
#JasonDeruloTV // Funny #GotPermissionToPost From @SofiManassyan #SlowLow
Jason Derulo
Рет қаралды 14 МЛН
00:42
When you lose control of your Waboba Moon Ball. @TheWabobaTeam #wabobapartner
Daniel LaBelle
Рет қаралды 150 МЛН
01:01
Мясо вегана? 🧐 @Whatthefshow
История одного вокалиста
Рет қаралды 7 МЛН
01:03
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН
19:31
ናይቡዙሓት ሕቶ ድርዕታት ጋቢ ናይ ዓራት#like#share @selamtsegaysmile9152@gereemunentertainment@neshnesh_show
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Рет қаралды 5 М.
23:56
የዶናልድ ትራፕ አስደሳች መጨረሻ ይሄማ የኛ ፀሎት ነው | የታኩር ሙዚቃ ማቆም ጉዳይ
ድንቃድንቅ Dinkadink
Рет қаралды 1,3 М.
6:00
ልጀመርቲ you tubeልጠቅም ፅቡቅ ነገር
Mari Official
Рет қаралды 7 М.
17:11
Թթվասերով փախլավա/ Հյութեղ, ծորացող միջուկով/Հարցերի պատասխաններ
Arusyak Hokhikyan
Рет қаралды 109 М.
19:15
ናብ ደገ ሒዝኒ ወፅኡ ከይለኽፉኺ እልኒ
Mame & Hanan
Рет қаралды 36 М.
21:54
Qarashka kaaga bixi kara dhismaha gurigaan oo kale || Meeqaa siisay dhismahaan 10/10?
Jimcaale Deals
Рет қаралды 100 М.
4:47
5ዓመት ብሓደ ተቀሚጥና ስጋይ ስጋኪ እናተባሃሀልናሓጎስን ሓዘንን ብሓደ እናተካፈልና ሐዚ ግን ብንብዓት ተፋላሊና🥹🥹ስናይትምንትኩም ቅለፅልና🙏🏻🫶🏼
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Рет қаралды 2,4 М.
13:12
Անմարդաբնակ գյուղի ամանորը
Ankyun gumarats 3
Рет қаралды 300 М.
17:37
🔴በጣም የሚያማምሩ የሀበሻ ቀሚሶች ዋጋ በኢትዮጽያ 2016 traditional Ethiopian cloth price 2024
Rita Media
Рет қаралды 29 М.
29:05
#ካልኣይ ክፋል ከም ሕተኩም መሰረት ቆናጁ ዝኮኑ ሱፋት #like #share #subscribe ብምግባር ዝደለክምዎ ዓይነት ተልዩ ሓሳብኩም ኣብ#ኮሞት🥰🙏🏻
ግርማ ኣድኣ Grma adea Channel
Рет қаралды 2,1 М.
00:18
#JasonDeruloTV // Funny #GotPermissionToPost From @SofiManassyan #SlowLow
Jason Derulo
Рет қаралды 14 МЛН