🔥 ሰብኣያ ምስካሊእ ደቂሱ ጸኒሕዋገነት መልሲ ሂባ

  Рет қаралды 43,262

ዳኒ ቤሪ reaction

ዳኒ ቤሪ reaction

Күн бұрын

Пікірлер: 93
@almazgiday9935
@almazgiday9935 11 ай бұрын
አባህላካ ተጋሩ አተጋገዩን ተዲ ኩሉ ትግራዋት ንዓዱ እዩ ተሰዊኡ ትግራዋይ ዓዱ አይሸይጥን ባዓል አማራት የእትዩ ዓድና ዘውረረ አረሜን ሜሬትና ክሸይጥ ዝደለየ አብይ አዴታትና አሕዋትና ዝደፈሩ እሞሆይ ዝደፈሩ ህዝብና ብሐዊ ዝተጠበሱ አንርስዖን ዳኒ ተጋሩ ተጠቀቁ አፍትን አፍትን አትእመኑ ክትብል አስተዊዒልካ ተዛረብ ትግራይ ህዝብና ዘህልቁልና ዳኒ አስተዊዒልካ ተዛረብ ኢካ ።
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 11 ай бұрын
እታይ ግዱ ለባም ለበም ተፃዊቱ ክሸቅፆ ፅኖተት ህዝብና ይሸቅጥ ደማ ብዕለማ እዮም ዝሰርሑ ዘለው ሪኢቶ ተፃሒፍሎም ከጥፍእዎ አይከኣሉን ንዕቀቶም አክሱምን ሸራሮን ውቅሮን ተጋሩ እዮም ቀቲሎምኩም ክበሉ ክነደይ ደፈራትን ካሕዳማትን ከም ዝኮኑ ክዕፀ አለዎ ብስሩ ልዕሊ ክሕደት እንታይ ክሰርሑ 😢
@MmMm-zd3vu
@MmMm-zd3vu 11 ай бұрын
ቃል ትግራወት ይምስክር ወታደር ኤርትራ ብድስፒሊን ዝተሀነጸ እዩ 4 ነጥቢ
@almazgiday9935
@almazgiday9935 11 ай бұрын
ትግራዋይ ንዓዱ ንህዝቢ እዩ ወፅዩ አትጋገዩ ብኩሉ ይፍትኑና እዮም ዘለው ወድራያ ፅሉል
@senayt202
@senayt202 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤የኔ ማሮች ስታሙሩ
@Unity-mk8kd
@Unity-mk8kd 11 ай бұрын
ተጋሩዋኒ ለይኩም ግበሩ ሐሳዳት
@meritumzgi
@meritumzgi 11 ай бұрын
🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤ bela medeb muqurat🎉🎉
@ftsumsbhatu6790
@ftsumsbhatu6790 11 ай бұрын
ክልል ክምስረት እዪ ወልቃይ ምዕራብ ትግራይ ትግራይ ተዛሚታ ብላሽ ዝኾነ ኩናት
@berktiberhane6858
@berktiberhane6858 11 ай бұрын
Thanks guys u are really mature yourubers keep it up with z good work
@Yonas-u7v
@Yonas-u7v 11 ай бұрын
Tseliokum eye zeleku
@yacobtesfai2586
@yacobtesfai2586 11 ай бұрын
The greatest KZbinrs keep up 👏👏👏👏
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 11 ай бұрын
ሕቶ ኣለኒ ክብራተይ ናዕኽም ።እቱ ዝሓለፈ ቃልስይ ህዝብይ ትግራይ ኣትኣምንሉን ብኸመይ ተወርርና ዝኣተናዮ ክናት ዶ ኣከነን ንስኽምግን ኩሉ ጋዘ እቱ ኽናት ጌጋ ከምዝነበረእኽም ትናገሩ ካልእ ኣማረፅ ድዩ ነርናኸኑ እስከ ምልስለይ
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 11 ай бұрын
ህዝብና ፈትሒ ንከይረክብ ፀላእቲ ነዝበልዎ ነሰም እውን አሚኖም ይሰረሑ አለው እዚኦም አካል ተጋሩ ካብ ምበል ልዕሊኦም ፀላኢ የበልናን ታንከን ደሮን ሙሉእ መካናይዝዶ አብ ቅድሚ ህዝብና ተደቂኑ ካብ ጎጎ አዴታትና መላምል ተረሺኖም እንተበቅዕ ተጋሩ በዕሎም ይርሽኑ ነይሮም ኢልካ ፅዋ ልዕሊ ናይ ማንም ፀላኢ የሕምም ነገር እዞም ሓሳደት ተጋሩ ድዮሞ እንድዒ
@rehan222-l1h
@rehan222-l1h 11 ай бұрын
@@zewdihadera2132 ብሓቃ ይግርም እዩ እቱ ዝግርም ግን እዘም ገዛ ካብ ነውሕ ተዓዝበየም ኣፃር ተጋሩ እየም
@HelenWeldeslase
@HelenWeldeslase 11 ай бұрын
ሕውሓት ናትና ሚሊታሪ ክዳን ንሰራዊት ትግራይ ከዲና ኣብ ኪኔት እትገብሮ ግፍዕታት ሰራዊት ኤርትራ እዩ ከምዚ ጌሩካ ኢሎም ንህዝቢ ትግራይ ከደናግሩ ናይ መጀመርዮኦም ኣይከነን, ግን ሓቂ መራር ኦያ ግዜ ትወስደልካ ኮይና እምበር ስለዚ እቲ መራሕቲ ወያነ ዝገበርዎ ሓቅታት ክወጽእ ጀሚሩ ኣሎ🙏👌 ህዝቢ ትግራይ ምስ ጎረቤትካ ህዝቢ ኤርትራ ሰላም ጌርካ ምንባር ዘዋጽኣካ🙏🇪🇷❤️ ሰላም ንህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን 💐💐
@efrem7433
@efrem7433 11 ай бұрын
ኩናት ምርጫ አይኮነን ተገዲድካ ትአትዎ ንህዝብኻ ከፅንት ንዝመፅእ ፀላኢ እትኽፍሎ ሓበራዊ መስዋእቲ ኢዩ ፍታዊ ነብሱ ኮ ክሕብእ ይኽእል ኢዩ ከምዚ ከምዚከማኹም!
@SemereGhide
@SemereGhide 11 ай бұрын
Dani&Beki ገለ ዶ ክብለኩም ደቂነይ ስለ ዘኽብረኩም ኢየ ፡ ኣብ ፖለቲካ ኣይንኣቱን ኢኹም ትብሉ፥ ኣብ ነፍሲ ወከፍ ቪድዮታትኩም ግን ዝበዝሐ ክፋሉ ብዛዕባ ፖለቲካ ዝተባህለ ኢኹም ተምጽኡ፡ እሞ ኸኣ እተን ዝኸፍኣ፡ ዘባእሳ፡ ዝፈላልያ፡ ጸርፍታት፡ ኣሉታውያን ኢኹም ተምጽኡ ኣስተብህሉለን። ምኽንያቱ ነቲ ኣሉታዊ ናይ ፖለቲካ ርኢቶታት ግቡእን ርጡብን መልሲ ክትህብዎ ስለ ዘይትኽእሉ ምኽንያቱ ጸግዒ ምሓዝ ከየምስለልኩም ወይ ከኣ ዓሚቑ ኣፍልጦ ኣብኡ ስለ ዘይብልኩም። ስለዚ ብሩኻት ዘርኢ ትሕዝቶታትኩም ደጊምኩም እንተ ትርእይዎ እሞ ዳግመ ግምት እንተ ትገብርሉ ጽቡቕ ኔሩ።
@huruyteame3667
@huruyteame3667 11 ай бұрын
Behaqi neza haftna genet asqyoma ageb belwom bejakum
@helenb8411
@helenb8411 11 ай бұрын
እንዳ ቤሪ ስልክኹም ጸሐፋልና ሐደራ ❤
@ሳሪየድንግልማርያምልጅ
@ሳሪየድንግልማርያምልጅ 11 ай бұрын
ከመይ ኣለኹም ቆናጁ❤
@tedrosyemane
@tedrosyemane 11 ай бұрын
Afk alekum poltika ay tehawsul ❤❤❤❤kab hawkum wedi saho juba❤❤
@rahaserehase1097
@rahaserehase1097 11 ай бұрын
Seb elemo nay were O fetari selam yhabena yehwatey
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 11 ай бұрын
ለካ ኤርትራውያን ኢኩም ተረዲኡና
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 11 ай бұрын
Tegaru.hangolkum.asrhuwo.ďenkur.komalat.
@Ezgihareya
@Ezgihareya 11 ай бұрын
Xerfi gega eza haftey
@genettedla4209
@genettedla4209 11 ай бұрын
Thank you guys for this funny program keep going for good job 🤣👍
@Yaredtube23
@Yaredtube23 11 ай бұрын
ደቂ ዓደይ ፀቕጥኹማ እስኪ ሕለፉ ኣይክፈሎንባ ንቲሓጋገዝ ብልስ ከይዕፀየኒ❤
@senaitzeremaryim4225
@senaitzeremaryim4225 11 ай бұрын
ShikorinTat
@wxzlli
@wxzlli 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 11 ай бұрын
መሰል በዓልቲ ቤት ይከበር፡ ዳኒ ንቤሪ ኣይትኹለፋ ንስኻ ጥራሕ ብዙሕ ትዛረብ ኣሎኻ። ሓቀይ ድየ ቤሪ ሽኮር።
@semeretesfay2720
@semeretesfay2720 11 ай бұрын
መደብኩም ጺቡክ አዩ ግን ነዛ ሚሳካ ዘላ ካሊኤይትካ ኪቲዛረብ ከላ ኣይትኩለፋ ኣብ ሞንጎ ኪትዛረብ ከላ ኩሉ ግዜ ኢካ ቲኮልፋ
@asmaraeritrea4734
@asmaraeritrea4734 11 ай бұрын
Be Keberm Abe kendi metsewai ezom sebay endabelka mezental tsbuke aykonen tearemelu
@HermonHabtemariam-t8e
@HermonHabtemariam-t8e 11 ай бұрын
Entay yetkum politics nay Eritrea, Make you country better and brighter this is our problem,Tigray people give idea about Eritrean instead think about Tigray even likewise with Eritreans.
@Sol-mx2ty
@Sol-mx2ty 11 ай бұрын
Vido aytkelkku bejakum waaaa
@mehariestif1534
@mehariestif1534 11 ай бұрын
wela nskum nezi chanel tmerhu zelekum sebeayn sebetin btkikil tezarebu hasewti kem ahwatkum atkonu bejakum
@tikeywedi
@tikeywedi 11 ай бұрын
ኣነ ንኸገርመኩም ብእተቅርብዎ መደብ ኣይኮንኩ ዝምሰጥ ንሰበይትኻ ክርኢ ከለኹ ግን በቃ ሜራ እያ ደስ ትብለኒ እበር ንኽትግረም በይንኻ ሓንቲ መዓልቲ ቪዶዮ ስራሕ ዝረኤልካ ክስእን ኢኻ ቡነት ፈትና😂😂😂😂😂
@aziebtekie4932
@aziebtekie4932 11 ай бұрын
nay dhirhi politics nay weyane filut limudi eyu
@AdeGoytaTv
@AdeGoytaTv 11 ай бұрын
Eta nay yordanos adlauyi aykonen nskum aydliyekumn u kemzi. Genetey 😢😢😢😢😢gn adengistatni
@Eri1991-love
@Eri1991-love 11 ай бұрын
Semere aynu ayfesesen hasot eiu.
@Eri1991-love
@Eri1991-love 11 ай бұрын
Hasawi leqlaqi jhon jelae dea eti ambesa italy ms atew dea hadimika endika.
@eyobhagos4262
@eyobhagos4262 11 ай бұрын
Almeda cherqa cherqii ab zbhal fabrika zesrhiwo nay eritra uniform iyom trteqimom
@albadralbadr945
@albadralbadr945 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤😢😢
@weinisolomon
@weinisolomon 11 ай бұрын
Yes beal amaniel asena ko aganneeo euy bela ena bele drama kserh teraeyu eu nhzbtat tgrayn eritrean kebaesu zey serhwo ayneberen ageb
@AllBaad-sv6uc
@AllBaad-sv6uc 11 ай бұрын
❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉
@Vcinlv23
@Vcinlv23 11 ай бұрын
❤️❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏
@hegdefmendefxirehezbi7368
@hegdefmendefxirehezbi7368 11 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@Mili-w6s
@Mili-w6s 11 ай бұрын
አነ ዝገርመኒ እሲ እስኩም ትመስሉ ጹቡቃት ሲ ካብ ዝተገበረ እናምጻእኩም ጊዜኩም ተቃጽሉ ንምንታይ ሓድሽ ነገር ንህዝቢ መምሃሪ ዝከውን ካብ ቲክቶክ ውጽእ ኢሉኩም ሓድሽ ነገር ዘይትምህዙ ምስ ሰናይ ይቅሬቱኡ
@laylaal7008
@laylaal7008 11 ай бұрын
አነ ዝገርመኒ ስብ ኮ ል ነቡሱ ኢሉ እዩ ዝህብ ግን ልምንታይ
@meriedmeried9384
@meriedmeried9384 11 ай бұрын
Guhaf tesekem gheso kelbe.libiya seraf buhik kelbe.aghinet Beyene weshilak dumu iton
@hedatbahta1809
@hedatbahta1809 11 ай бұрын
💐💐💐💐💐💐💐💐
@nosacurry4257
@nosacurry4257 11 ай бұрын
Eway te gudey
@mudufawi
@mudufawi 11 ай бұрын
enetay ekum halowlow teqerebuwi mede adanagaene meharne zeyteqerbu were teray
@nebiatmehari9838
@nebiatmehari9838 11 ай бұрын
shebya poltica yankhaka ember kemze nay weyane mouse 🐁 zaytbatko kefat yablun hawey astewelka tezareb Shebyan weyanen hade aykonun
@SelihomDavey
@SelihomDavey 11 ай бұрын
Dani bery xbuqatn nfuatin ahwat❤❤❤
@hedatbahta1809
@hedatbahta1809 11 ай бұрын
💕💕💕💕💕💕💕💕💕💕
@Yuelberihu
@Yuelberihu 11 ай бұрын
Atum wedukum eba aruyuna eba nay mexai natkum tetekai
@SemereAndebrehan-ef2bg
@SemereAndebrehan-ef2bg 11 ай бұрын
wufuy danqoro da entay temhrete alawo eze deqala ab Europe aykonanene mefkari
@zerithadgu832
@zerithadgu832 11 ай бұрын
nay mntay kalsi eyu Ousubat kulom hade eyom donakr wala wfuy
@weldekirosmiruts9887
@weldekirosmiruts9887 11 ай бұрын
ወዲ ወሊዱላን ድዩ ሓድሽ ነገር ኣይኮኖን 7ዓመት ይኾኖ።
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 11 ай бұрын
ህዝብና ዝጨፍጨፎ ጠፊኡዎስ ንሰኩም ምስ ቀቲሎም ሞትና ከይፍለጥ ንዝሰርሑ ጨፍጨፍትና አወ ምባልኩም ከመይ ዓይነት መርዛማት ምካንኩም ካብኣቶም ዝነኣኣስ አይኮነን መከናይዝድ አሰሊፉ አትዩ ዘጨፍጨፈና ሰማሌ ወታደር ሓዊሱ ህወሓት እዩ ማለት እዋእ እሞ አብ አኽሱም ሸራሮ ውቅሮ ዓዲ ሙሉእ ትግራይ ብትዕቢት አሸሓት ወታደሩ እናተረኣዩ ብብደዕ ዘፅነተ ንምካኑ ጨለ ከምኡ ገይሩ ንበል ነትና ዝኮኑ አሸኪቱ እነተደኣ ጨፍጪፉ መን እዩ ከወፅእ ወይ ድሕሪ ሞት ናብ በረኻ ህይወት ሰረዑ ፖለቲካ ተጠቂሙ ዘገብር ተኣመረኛ ፍጡር አሎ እዩ ኢኩም ትብሉና ምስ ወታደር አሕዋቶም በቲ ግዜ እነተደዋወሉ እወ ንዓፅዶም አለና ኢሉ ከቀብሎም ነዚ ሰሚዖም መስተ ከፊቶም ተሕጎሶም እንተገልፁ እውን ህወሐት እዩ ዝነግሮም ነይሩ በሉና ግንን ንስኩም ነተን አብ ቅድሚ ዓይነን ደቀን ፈግም ዘበሉለን አዶታትን ህዝብን ደኮነይ ቀተልቲ ደቅክን አይትፈልጣን ነባዕልክን እዮም ትብለወን ዘለኩም ነታተን ፈንታ አብዝባንኩም ይብፃሕ እሞ ንመን ከም እትሕለቁን ገበነኛ ክትሸፍኑ ልቢ ሰብ ከምዘደመኩም ክፈለጠኩም ንምኻኑ ከሕዳማት አብትግራይ ዶየኮንኩምይ ነይረኩም ኤርትራውያን ድኩም ተጋሩ በዘይገድስ እንታይ ርኢኩም ድኩም ሃዲምኩም ሓሰውቲ ካሕዳማት አብ ትግራይ ዝነበሩ ኤርትራውያን የኮኒ ድዮም ዝነበርሉ ክራይ ገዛ አይንከፈልን ንዘሃደመ ትግራዋይ ገጠር ዝወፀ ነማቶም ገዛ አካርዮም ገንዘብ ዝወሰዱ ዝነበሩ ክንደ ሰለልቲ ነይሮም ንዓና መሲሎም ህዝብና አጨፍጪፎም ዝወፁ ብዝኾነ ይቅርታ ተሓቱ ሕተተቱ አይኮነን ትብሉ ግን ታረኩም ተሪክ ጨፍጫፊና ሰለልቲ ካም ዝኮንኩም ኩሉ ትግራዋይ ክፈልጠኩም ምግባር እዩ
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 11 ай бұрын
አይ ትጉዱኡና ንደገፍቲ አርሰናል
@Jgnaambesa
@Jgnaambesa 11 ай бұрын
Des ktblu
@zewdugalwembrttgray9281
@zewdugalwembrttgray9281 11 ай бұрын
አብዚ ሰለ ወራር ህዝብና ዝተፈፀመ ፅንተት ሲ ከመይ ኢኩም ትርኢዎ ክብደቱ እንታይ ገደሰኒ ዝዓይነቱ እዩ ዘለኩም አብ ትግራይ ተወሊድኩም ከምዚ ክትብሉስ የሰክፍ የሕዝን😢
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ
@ጓልዓጋመእየ-የ5ዀ 11 ай бұрын
ብናይ ነሽነሽ ዘረባ ቆሲለ😂😂
@yonatankelati2858
@yonatankelati2858 11 ай бұрын
B arsenal keldi yelen...
@ነላም
@ነላም 11 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@yorsaliembeyene270
@yorsaliembeyene270 11 ай бұрын
😏huwoet kebet bgezeb huwot ktmelsa kebid eyu hueoet iedher halya btena gezeb ketmzo zekelel ieyu dekey nabstyo bgexb angeza
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 11 ай бұрын
ሓቀይ መሪ ትደፍሪ ዶ አለኪ ? ዳኒ ትርር ኢልካ እንዶ ሽመል ገርካ ከከከከ
@beridani
@beridani 11 ай бұрын
እሺ
@anbesmebrahtom5560
@anbesmebrahtom5560 11 ай бұрын
@@beridani ህረማ አይ በልኩዃን ከይተባእሰኒ
@sesnu2161
@sesnu2161 11 ай бұрын
ውፉይን ጆንብላክን ፍልልዮም ክልቲኦም ደናቁር ነብሶም ዘይፈልጡ ትኽ ኢሎም ኤርትራ ክመርሑ ዝሓስቡ ንምዃን ዝደልዩ ሓለምቲ ፈሽፈሽ እዮም፡ በየነ ብገንዘብ ዘዋጽእዎ ይጥቀም፡ ንስኻ ንቢራኻን ሽጋራኻን ስኽራንካን መምስረኸብካ ዓፈርፈር ኣብ ሚድያ ነፋሒቶታት ኢንኹም።
@ነላም
@ነላም 11 ай бұрын
😂😂😂😂
@ሐሩ
@ሐሩ 11 ай бұрын
Neschu 🤣🤣🤣
@azmarina
@azmarina 11 ай бұрын
Anta dani nmntay eki tetababyo nezi wufuy shumu bgbueu kxhf zeykeal mskinay bkebabawi zsakes ygerm eyu kafti zehzneka,kea fetwi mesilu nhzbi tgray telako,zeleo,eyu zmesl xbah ngho,ko shabya wala beau geru keatwekum ykeal eyu men,yfelt
@ዝባንግራት
@ዝባንግራት 11 ай бұрын
😂😂ኣይትከውንን ያ ሳይበረዋ 😂
@Hanqewtax
@Hanqewtax 11 ай бұрын
Aytkewnin eya 😂😂
@mehariestif1534
@mehariestif1534 11 ай бұрын
ember ke ateamnlun eki nskum sherhi akonen tegaru eyom kemu zgebru tik belu tegaru
@nebay6937
@nebay6937 11 ай бұрын
እዋይ እዛ ቻናልኩም ብናይ ኤርትራውያን ሓማቅ ዝተባህልዎ ጥራይ እያ ተምጽእ ደስ ይብለኩም ማለት ድዩ ከምኡ ክባሃሉ ከለዉ
@beridani
@beridani 11 ай бұрын
eti nay mjemerta bzaeba entay eyu keyreakum kemzi aytibelu
@mecheyhone2203
@mecheyhone2203 11 ай бұрын
ወያኔ ኣብ ሓውዜን ከምኡ ጌሩ እዮም ልምድ ኣለዎም
@teberihtwolde9593
@teberihtwolde9593 11 ай бұрын
Abi.denkoro.dikal.
@RahwaTeame-of9fb
@RahwaTeame-of9fb 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@WaniyHalef
@WaniyHalef 11 ай бұрын
❤❤❤🎉❤❤🎉🎉🎉
@EliltaTekie-o1w
@EliltaTekie-o1w 11 ай бұрын
😂😂😂😂
@RahwaAsmerom-lu2mn
@RahwaAsmerom-lu2mn 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@FanuelTeklit-vz5xs
@FanuelTeklit-vz5xs 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@genetkiros8170
@genetkiros8170 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@AzebAbraham-l4m
@AzebAbraham-l4m 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ
@ሰሉጓልትግራይ-ቀ9ሰ 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@MichaelTeklay-x8i
@MichaelTeklay-x8i 11 ай бұрын
❤❤❤
@HdghdJdhdb
@HdghdJdhdb 11 ай бұрын
❤❤❤❤
How to treat Acne💉
00:31
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 108 МЛН
Что-что Мурсдей говорит? 💭 #симбочка #симба #мурсдей
00:19
She made herself an ear of corn from his marmalade candies🌽🌽🌽
00:38
Valja & Maxim Family
Рет қаралды 18 МЛН
//በስንቱ// BESINTU ''የልጅ ፍቅር'' S3 Ep1
36:07
ebstv worldwide
Рет қаралды 992 М.
Komedi
0:37
mahmutunbiri
Рет қаралды 20 МЛН
МАМА vs ПАПА !
26:24
A4
Рет қаралды 12 МЛН
аптека этажом ниже панин
0:48
Shorts Master
Рет қаралды 3,3 МЛН
wait for part 2 #shorts #funny #viral 🤣🤣🤣
1:01
Bridon Production LLC
Рет қаралды 38 МЛН
Жездуха 36-серия
26:55
Million Show
Рет қаралды 3,3 МЛН