No video

SAMI SHIKOR - ሞጎተ ኣብ ሞንጎ ራስ ዓማን ፥ ደሳለ ፥ ይክኣሎን ዛውለታይን።

  Рет қаралды 7,556

SAMI SHIKOR

SAMI SHIKOR

Күн бұрын

#eritrea #neweritreanmusic #samishikor #ኤርትራ
SAMI SHIKOR / DESALE BEREKET / RAS AMA / TESFABRHAN ZAWLETAY

Пікірлер: 28
@eyoyeh8775
@eyoyeh8775 18 күн бұрын
መሃሪ ዘተ ኣሕዋት
@user-vw9oz8dw2m
@user-vw9oz8dw2m Ай бұрын
ሳሚ ጽቡቅ መደብ ቅጽሎ
@saidabdelhay9977
@saidabdelhay9977 Ай бұрын
ኣኼባ ናይ ደናቈር ። ዱንቁረናኹም ዘይትኽእሉ ግዳ።
@tesbamicael9132
@tesbamicael9132 Ай бұрын
shefatu kulukum hasewti ekum
@simretkibrab8090
@simretkibrab8090 Ай бұрын
Sami shekor aytshekouirr leba ikaa intay zehebi aloka
@OgbaiZera
@OgbaiZera Ай бұрын
ዎው ስለስተ ሊቃውንቲ ኣብ ሓንቲ ማእዲ እቲ ቀንዲ ጸገም ሃገረ ኤርትራ ብስለስተ ዓበይቱ ጽልዋታት ዝሳቐ እዩ። ብቕንዱ ካብ ክልተ ኩርናዓት ናይ ደገ ሓይልታት ጽልዋታት እቲ ጅሳብ ሕጂ ኮለል ዝብለናን ዘሳቕየና ዘሎ ኮይኒ። 1/ ጅስብ ደቡብ ነገስታት ወይ መሳፍንቲ ኢትዮጵያ 2/ ክምቲ ይካኣሎን ዛአልታን ዝብልዎ ክስብ ሸነኽ እስካማዊ ጽልዋ ተልእኮን ዘለዎን 3/ እቲ ካብ ክልቲኡ እምነትስታት ዝተናእክለ ሓጋዚ ዘይብሉ ብስሚኣንን ደቡቡን ዝህረም ሃገራዊ ዝንባሌ ዘውንኑ እዮም። ዛውለተይ ኣብ ታሪክ ኣፍልጦ ኣለዎ። ኣብ መርገጹ ግን ናብ ደቡብ ገጹ እዩ ዝድህብ ብግምተይ ይካእሎ ዕባይ ሱዳን ብምካኑ ናይ ሱዳንን ከባቢኣን ጽቡቕ ኣፍልጦ ኣክርዎ። እንተኮነ መርገጹ ንጹር ኣይኮነን መምስ ዝነፈሰ ይዋዝን። ዲስፕሊን የብሉን ኣፍልጦ ግን ኣለዎ። ደሳለ ትምህርቲ'ካ እንተለዎ ኣብ ውሽጢ ሻዕብያውን ብምንባሩ ምስቲ ኩሉ ብልሑ ዳግመ ክልሳ ሓሳቡ ምትዕርራይ ከድሊ እዩ። ብሉጻት ሰባት ኪትኮኑ ንዓካትኩም ምስቲ ዘለኩም ኣፍልጦ ነቲ ብድቡብ ብስሜንን ዝምጽእ ተጽዕኖ ጽቕጢ ኪትምክቱን ብደቃ እትማሓደር ኤርትራ ናጽ ክስብጾም ግዳማውይን ጽልዋታት መጀመርያ ነብስኩም ሓራ ግበርዋ። ካብ ውሽጣ ዝብቖለ ሃገራዊ ጠማሪ ሓሳብ ክትምስርቱ ሓራ ኤርትር ብስርዓተ ሕገ መንግስቲ እትምራሕ ክንምስርት ሓያልን ምክንዩን ቃልሲ ብግህዲ ክንጠልብ ኣሎና። ንእብነት ተስፋብርሃን ብፍላይ ነቲ ብስሜን ብስም እስልምና ዝርኤ ምትእትታው ክቃወሞ ከሎ ብደቡብ ንዝምጽእ ግን ሸለል እዩ ዝብሎ ጌጋ በዓል ውዲ ንጉስ ኣብ ኣፍደገ ከረን ኮይኖም ትግራዎት ኢና ክብሉ ትም ኢልኩም ትስምዕዎም። ናይ ይካኣሎ እሞ ስለ ህልክ ኢሉ ምስ ኣምሓሩ ከይተረፈ እዩ ዝሕምብጥ። ኣጆኩም በርትዑ! ክብለኩም እፈቱ ካብ ዑቕባዝጊ ዕድመን ጥዕናን!
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos Ай бұрын
@danielteklehaimanot8839
@danielteklehaimanot8839 Ай бұрын
At this time Zawlethai , it sounds read numbers of books and come with resemble info . But, Desalenj come with full of lays specially about “ Mai Nefhi “ stories totally baseless !
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos Ай бұрын
ብጣዕሚ እዛ ናይ ሎሚ ብዛውለታይ ዝተላዓለት እታ ዝዓበየት ነጥቢ ከም ልጓም ጊራ ሒዛቶ ዘላ ነዚ መከራ ቀርኒ አፍሪቃ እያ።።ኩሉ ጶለቲካዊ ኩነታት አብዚ እዩ ድሕባእ።።
@simretkibrab8090
@simretkibrab8090 Ай бұрын
Sami zeyraayelu mkinat ke ientay i you
@simretkibrab8090
@simretkibrab8090 Ай бұрын
Sami intay zhebi alewo seraqi intezay kewin?
@mussiedebesay9870
@mussiedebesay9870 Ай бұрын
ጽቡቕ ትንተና ኢዩ ወዲ ሓማ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ደሳለ ብመጻሕትን ጭብጥንዩ ዝጓዓዝ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk Ай бұрын
ዛዉለታይ ብጽልእን ሰምዒትን ዘይተጻፈ ዘንብብ ጸብብ ሰብዩ ሰብ አምኖ ጭብጢ ክሕዝ አለዎ ተዘይኮይኑ ሃልወሳዩ
@kobramewael7857
@kobramewael7857 Ай бұрын
ኣብ ጉዳዩ ምስ መጸት ከልቢ ኣሲሩ ከዛርቦም ጀሚሩ ።
@tesfaldetlovemylive
@tesfaldetlovemylive Ай бұрын
That's the real history let's lesson guy's our bad history
@jamalhashalla5602
@jamalhashalla5602 Ай бұрын
ዝጠፈሹ ካድረታት 0%😂😂😂😂
@osmanomer619
@osmanomer619 Ай бұрын
Terawi adkuam
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 Ай бұрын
እሂ ነደኻ ስለ ከምኡ ትገብር ዲኻ፧ ተመሃር
@freweinighebresadick8260
@freweinighebresadick8260 Ай бұрын
ተኽእሎ እንተሎ: ናይ ኢትዮጵያ ዜግነት ሕተቱ::
@AqNatey
@AqNatey Ай бұрын
xbuk hasab....mensey kabakum bzuh yu zxibe ....koxilwo
@amen5067
@amen5067 Ай бұрын
Kkkkkkk hiji mis haleqkum da entay alo eritrea islam eya by tezaribkum felitkum temxieuwo yelen arifkum suq belu
@peace2684
@peace2684 Ай бұрын
Very nonsense discussion, you guys are tying day and night to destroy Eritrea history
@IsaiasGhirmay
@IsaiasGhirmay Ай бұрын
Zwletay lomi lomi lebimka
Чёрная ДЫРА 🕳️ | WICSUR #shorts
00:49
Бискас
Рет қаралды 6 МЛН
Little brothers couldn't stay calm when they noticed a bin lorry #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 20 МЛН
ኣፈወርቂ ግርማይ  ወለድኡ ካብ ዓጋመ ኮይኑ ጸኒሑ
48:06
እንታይ ይበሃል ኣሎ?
1:13:03
Kidyon
Рет қаралды 4,2 М.