ትግርኛ ድራማ መነንያ - ክፋል 1 New tgrgna drama menenya - part 1

  Рет қаралды 34,534

Sami Tigray Media

Sami Tigray Media

Күн бұрын

Пікірлер: 817
@samitigray4537
@samitigray4537 3 ай бұрын
ክቡራት ተከታተልቲ #መነንያ ድራማ ኩሉ ግዜ ምሸት ዓርቢ ልክዕ 2:30 ናይ ምሸት ብግእዝ ትልቀቅ ምካና ክንሕብረኩም ንፎቱ❤
@munatube2861
@munatube2861 3 ай бұрын
@@samitigray4537 እሺሳሚየ ቃፅለሉ
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
👍❤
@ahmed20m20
@ahmed20m20 3 ай бұрын
❤❤❤
@ሕጋዊትለጋሲትፍቅሪ
@ሕጋዊትለጋሲትፍቅሪ 3 ай бұрын
❤❤❤❤
@Bahgi_
@Bahgi_ 3 ай бұрын
ኣርእስቱ: " መነን 'ያ - ተኸታታሊ ድራማ - ክፋል 1 | Menen Eya - New Tigrigna Series Drama - Part 1" በሉዎ!
@Kalu_nekifar
@Kalu_nekifar 3 ай бұрын
እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ኣሕዋት🔥
@ለትሽጓልቅድስትኣርሴማ
@ለትሽጓልቅድስትኣርሴማ 3 ай бұрын
ቃሉዋይ ኣብ ዝራኣኹኻ ቑጽሪ ስሓቕ እንዳመጸኒ ኮ ተሸጊረ😂😂😂
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ 3 ай бұрын
ቃሉዋይ ኣብዙይለ ከይፀፍዓኻስ ኣይትምፃእ😢😅😅😅
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ
@ጽዮንማርያምአደይዋሕስሂወ 3 ай бұрын
​@@ለትሽጓልቅድስትኣርሴማኩለና ኢና ኮ 🥰🥰🥰
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋይ❤❤❤❤
@messipatra980
@messipatra980 3 ай бұрын
❤❤
@Negii-s6j
@Negii-s6j 3 ай бұрын
ከም መልሲ ዝበለት ፅቡቅቲ ፊልሚ ክትኮን ተስፋ ይገብር 👏❤ ዓመፅን መቅትልትን ዝበዝሓ ያ ትመሰል 😢ህዝበይ ሙሉእ ሰላም ይግበረልካ💔👏ብሸም መንጢላ👍 ወቅጡ❤
@mashoHaftemele
@mashoHaftemele 3 ай бұрын
ከመ መልሲ በፍፁም ኣይርከብን😢😢
@selamSelam33-ll1bs
@selamSelam33-ll1bs 3 ай бұрын
​@@mashoHaftemele ብሓቂ❤❤❤❤❤
@Almi_Alm
@Almi_Alm 3 ай бұрын
​@mashoHaftemele ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏
@Almi_Alm
@Almi_Alm 3 ай бұрын
​@@selamSelam33-ll1bs ሳብስክራይብ ግበረለይ🙏
@swswots6782
@swswots6782 3 ай бұрын
አረ ገራሚ ፊልም እያ ኣብ ሰሙን ክልተ ጊዜ ትለቀቅ ትብሉ🤙
@Almi_Alm
@Almi_Alm 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@TDF316
@TDF316 3 ай бұрын
ሓደራኹም ከይተቋርፅዎ ኣብ ስዓቱ ስደዱልና❤❤❤❤ተጋሩ ኣበይ ኣለና ናይ ባዕልና ቻናል ነዕቢ ብሓባር ላይክ👍ኣይኽፈሎን ኩልኹም ላይክ ጌርኩም ርኣዩ🎉🎉🎉🎉🎉
@Almi_Alm
@Almi_Alm 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበረለይ❤
@TDF316
@TDF316 3 ай бұрын
@@Almi_Alm ጌረልኪ እየ ማማየይ❤❤❤
@Hlfi-j4u
@Hlfi-j4u 3 ай бұрын
ምቅርተይ ሳብ ስክራይብ ግበርለይ👏
@Hlfi-j4u
@Hlfi-j4u 3 ай бұрын
​@@Almi_Almክገብረልኪ እየዋ ግበርለይ❤❤
@WeldayGebre-wg6lu
@WeldayGebre-wg6lu 3 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ክኮነልኩም ሰናይ ትምኒተይ እዩ ብስም መነነያ ድራማ ላይክ ግጭው አብሉና
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምረኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@Hlfi-j4u
@Hlfi-j4u 3 ай бұрын
ብስም መነንያ ድራማ ሳብስክራይብ ርለይ❤
@Shewit2112
@Shewit2112 3 ай бұрын
5ይ ባዕለይ እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ🎉 ብሽም እዛ ፊልም 100 ላይክ ሃቡኒ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 3 ай бұрын
ለማኒት ✌😐
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@YohannesMesfin-t2z
@YohannesMesfin-t2z 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ኮመንት ኣንቢበ።ኩሉኹም ብሽም ኣባላት እዛ ፊልም ብልቢ የመስግነኩም።ንዝሃብኩምና ሞራል ደረት ዘይብሉ ምስጋናይ ንዓኹም ይኹን።ንዓኹም ንፈተውትናን ተኸታተልትናን ሒዝና ጻዕርና ወሲኽና ክንሰርሕ ምዃንና ቃል ይኣቱ።ብጣዕሚ ሞራልኩም ደስ ኢልኒ የሕዋተይ።ደጊመ ክብረት ይሃበልና
@MamaMama-q3t
@MamaMama-q3t 3 ай бұрын
❤❤
@Eri91M90
@Eri91M90 3 ай бұрын
ካብ ጀመርኩማስ ኣይተቃርጽዋ በሉ እስኪ ሓዉኩም ካብ ኤርትራ ኢየ🎉❤🎉 ንዝኮነ ነገር ብፖሎቲካ ኣይትረድእዎ እዚ ሕማቅ ነገራት ኣብ ሕብረተሰብና ከም ልሙድ ዳኮነ ዝከደሉ ግዜ ኢና በጺሕና ዘለና😢
@YohannesMesfin-t2z
@YohannesMesfin-t2z 3 ай бұрын
ክብረትይሃበልና ሓው
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 3 ай бұрын
ሓቅካ ዝሓወይ❤
@MeriAlemayu
@MeriAlemayu 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@ምሰኩሉብፍቅሪ
@ምሰኩሉብፍቅሪ 3 ай бұрын
ደስ ዝብል እዩ ግን እታ ፍላሲት ኮይነን ዝሰርሕ ዘለዋ ቃል አምላክ አብዝሕ አቢለን የፃናናዓአ ማሃሩና መንፈሳዊ አብዝሕዎ❤
@tigrayadey9357
@tigrayadey9357 3 ай бұрын
መንጢላ ዝፈቱ እስከ ❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
መንጢላ ዋይ ላይክ ንግበርሎም ደኪሞሞ እዪም ዝሰርሕዎ ዘለዉዋ❤❤❤❤❤ተጋሩዋይ
@Hlfi-j4u
@Hlfi-j4u 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበሩለይ ተጋርዋይ❤❤❤❤
@user-zd3pw9dv8lmara
@user-zd3pw9dv8lmara 3 ай бұрын
እፍፍፍ ገና ላሃለየ ከፍርሐካ በስምኣብ ምቅትታል ኣይተብዝሑ ተጋርዋይ ብዝተረፈ ፅብቅ ስራሕ ቀፅልሉ👏😥😥
@Meri4555
@Meri4555 3 ай бұрын
ትክክል ምቅትታል ክበዝሕ የብሉን ኢቲ ባዕልቲ ሓዳር እናፋራረሐ ዝከይድ ዘሎ ከ ከማኡ ኣሎ ድዩ
@BerihuGgg
@BerihuGgg 3 ай бұрын
ኣድነቅቲ መንጢላ እስኪ ላይክ ግጨዩና ሽኮራታተይይ❤
@ጋልትግራይክሕሎ-ቨ7ቨ
@ጋልትግራይክሕሎ-ቨ7ቨ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ተጋርዋይ ከምዚ ከማይ ከራ ዘፍረሖ ኣሎዶ ፍሊሚ ምኻኑ ናፈለጥኩሰ ይድግፅ😢
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
ዋላ ኣነ ብጣዕሚ😢
@ጓልሃገረትግራይ
@ጓልሃገረትግራይ 3 ай бұрын
​@@Asa-dv3gv❤❤❤
@LovelyGeyser-qr1sx
@LovelyGeyser-qr1sx 3 ай бұрын
እንኻዕ ዳሓን መፃኩም ብሩካተይ መንፈሳዊ ዘለዋ ብምካናለ ኣመና መሳጢት እያ✝️🕯💗❤️‍🔥
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉
@selamyenas
@selamyenas 3 ай бұрын
ገና እየ የራኣኽዋይ ግን ኩለኻ ላይክ ከይገበርካ ከይትሓልፍ ነበረታታዓዮም ኣሕዋተይ❤❤🎉
@MhretTades
@MhretTades 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃእኹም ተፅቢት ሞትና ኣምሽና ላይክ ፁፉዕኒ ሓባይብ❤❤❤❤😂
@Zeni-r4i
@Zeni-r4i 3 ай бұрын
መበለ 70ደሕረይ ዝመፀአኩም ስላም በልኒ😂❤❤እንኳዕ ደሕና መፀኡኩም
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ዝያዳይ❤❤❤❤
@ኣዙጋልትግራይ
@ኣዙጋልትግራይ 3 ай бұрын
ዉዉዉ ልገርም ስራሕ እዩ ተጋርዋኒ❤🎉 ኣድነቕቲ መንጢላ ላይክ👍❤ ሃብኒ
@Tdfdemey-w6x
@Tdfdemey-w6x 3 ай бұрын
መንጢላዋይ ዋላ ኣነ ንባህልቢ ሓወይ ብጣዕሚ ይፎትዮ ነይረ ናብ ዘይትረኽብዮ ኣርሒቁ ገይሹ እዩ ሓሊፉ ዩ በይዛ ዓዱን ህዝቡን ኢሎምኒ እምበይ ልበይ ግን ኣይኣመነን ዓዲ ኣትየ ክሳብ ልቀብፆ ሎሎ እዩ ልመስለኒ ዞሎ 💔😢 ሰብ ልክስሕቅ ምኽንያት ይደሊ ኣነ ኸዓ ልኽነብዕ ምኽንያት ይደሊ ኣይኮነን ባህልቢ ልብል ሙሉ ሹም ረኺበስ Bትብል ፈደል ተረኺበ ኳ ንብዓተይ ክቆፃፀሮ የኽእልይ😢😢ኣደዳይ ረኺበ ደስ ናበለኒ ናነባዕኹ እየ ሪአዮ ኣብ ዓዉ ኢልካ ነቢዕኻ ሓዘንካ ክተዉፀአሉ ለይትኽእል ዓዲ ተቀሚጠ ብኸምዚ ንኑእሽተን እየ ቃንዛ ዉሽጠይ ለዉፅኦ😢😢
@dhur3631
@dhur3631 3 ай бұрын
ኣጆኪ ምዓረይ እግዚኣብሔር ኣምላክ መፅናንዒ መንፈስ ይሃብኪ🙏😢
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
ኣጆኺ😢ማዓሪይ🙏
@SsDd-gy2bf
@SsDd-gy2bf 3 ай бұрын
Ajoki Hafteni ስቃይ አብ ኩሉ እዩ ንርእሱ ስደት እካ ስቃይ አሽንካን ዶ ሞት ተወስክዎስ💔😢
@AbiGaltigray-ce3yt
@AbiGaltigray-ce3yt 3 ай бұрын
ኣጆኪ ወለላይ❤😍👏
@edon7537
@edon7537 3 ай бұрын
አጀኪ ማዓረይ ኩናት ካብ፣ዙመፁኡ ልብና ቆሱሉ እዩ ዘሎ ብፀሎት ንጥንክረ እንበር😢😢
@SENAYEnterteiment
@SENAYEnterteiment 3 ай бұрын
ሳሚ ሓወይ ብከሙዙይ ክትቀፅል ኣለዋ ብፍላይ ኣልባሳት ማርያምን ተመቺይኒ ኣሎ ቡኡነይ❤
@ሜሬጓልተዋህዶ
@ሜሬጓልተዋህዶ 3 ай бұрын
መበሊ 423 ባዓለይ ጎሳስ ዝኮንኩ ቆልዕ🙄🥰
@ልዋምጋልኣፅቢ
@ልዋምጋልኣፅቢ 3 ай бұрын
መንጢላ ዓይነይ😊❤❤❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 ай бұрын
ዘን ፍላሲት ኮይነን ዝዋሳ ዘለዋ ግን. መንፍሳዊ አነ ከዕብያ ኣለወን ምእንቲ. ሕብረተሰብ ክመሃርሉ❤❤❤
@meaza7313
@meaza7313 3 ай бұрын
ደስ ትብል ድራማ ብፍላይ መንፈሳዊ ዝተሓወሶ ስለ ዝኮነት ነተባበዖዮም ተጋሩዋይ💗💐
@Tige-zs4og
@Tige-zs4og 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ👏💊🌍💋ተጋሩ ንተጋሩ ብቻ💊💊👏
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ወለላይ😂😂😂😂
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 3 ай бұрын
ፅብቅ ሰራሕ እዩ ፅፈት ካሜራ ድርሰት ክላሲካሉ ጠቅላላ ዋው የብል እዩ ኣጆኩም በርትዑ ❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤🎉🎉
@YbrahLegese-vq7kb
@YbrahLegese-vq7kb 3 ай бұрын
እንኻዕ ብሰላም መፅእኩም ደቂ ትግራይ ፁሩያት ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@Reem-iy8pz
@Reem-iy8pz 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ስራሕ እዩ ግን ከምቲ ንፀብሒ ጨው ዘምቅሮ ነዚ ድራማ ዘምቅሮ ክኣ ክላሲካል ከብድካ ዝበልዕ ግበሩሉ ኣብ መንጎ መንጎ ኣብዚ ጥራሕ ዘይኮነስ ኣብ ኩሉ ናይ ትግርኛ ድራማ ቀፅልሉ ኣጆኩም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም❤❤❤
@senaithaftu7189
@senaithaftu7189 3 ай бұрын
ተጋሩና ኮ ትፍለዩ ኢኩም ቀፅልሉ❤
@aabaditmumu2317
@aabaditmumu2317 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰላም መፃኩም ፅቡቅ ስራሕ ቃፅልሉ❤
@ሳሌም
@ሳሌም 3 ай бұрын
ገለ ዓይነት ፊልም ቀጽልዎ ❤️❤️❤️❤️
@bitiQueen
@bitiQueen 3 ай бұрын
አረ ተገረም ፊልሚ እያ ቆፅሉል ሕዋተይ❤❤❤❤
@nevergiveup-ns6dz
@nevergiveup-ns6dz 3 ай бұрын
እንቋዕ ብደሓን መፃኹም ኣሕዋት። ቀፅሉሉ
@ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ
@ሜሮንሜሮን-ገ8ቀ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሓን መፃኹም ይሕዋት❤🎉
@YsHd-ei6ws
@YsHd-ei6ws 3 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም እመቤታችን ዋሕስን ጠበቃን ትኩንኩም ተጋሩዋይ 🥰💜🔥👏❷❶እናቴ ሓደራኪ ህዝቢኪ ባዓልኪ ዋሕስ ኩንዮ👏💜🔥
@ሄሉጓልዛሌ
@ሄሉጓልዛሌ 3 ай бұрын
ዋው ድሰ ባሃሊት ከም ምጅማራ ክትቅፅል ተሰፋ ንገብር ኣብ ትግራይ ዝበዝሐ ዝተጋነነ እዩ ብፍላይ ዝናይ ገጠረ ዘየለ እዮም ዘምፅእዎ ሶ ብዘለታ ትቀፅለልና❤❤❤❤
@AzuGere
@AzuGere 3 ай бұрын
እንቋዕ ብሰላም መፃኩም ❤🎉ነታባባዓዮም የሕዋት😍
@RigatAssefa
@RigatAssefa 3 ай бұрын
መነንያ💗
@SdJg-hx5fl
@SdJg-hx5fl 3 ай бұрын
ጓል ኣሰፋ ፍቅረይ😊😮😅
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
ፅቡቅተይ👸❤💋
@MerkebYoutube-ኣራንሺ
@MerkebYoutube-ኣራንሺ 3 ай бұрын
ዌልካም ክንፅበ ፀንሕና 🙏💙ሳሚየ ሰናይ ጅማሮ ናይ ዓወት ሰራሕ ,ሓደራ ኣብ ሰዓቱ ልቀቑሉና እኹም መንጥላ ዓይነይ ዝፈትዋ ❤😍ውይ ልላይ ግን ጮጎራና ክልሕፀና እዪ ዝመሰል😢ካብ ምጅማሩ ብሞት ጀምሩዎ 😭
@HadasTedros
@HadasTedros 3 ай бұрын
እካዕ ዳሕና መፃእኩም ❤ኣብ ሰደት ዘለና እዉን ሰደትና የሕፀረልና
@فريهشامع
@فريهشامع 3 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኹም ብጣዕሚ ዝፈትዎም ተዋሳእቲ በተለይ መንጢላ❤❤❤❤❤
@mm7760
@mm7760 3 ай бұрын
እንዃዕ ብደሓን መፃእኹም ኣሕዋት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤
@hgghcghhfn1786
@hgghcghhfn1786 3 ай бұрын
ፅቡቅ ጅምሮ እዩ ሰናይ ስራሕ ይግበረልኹም ደቅ ዓደይ❤
@munatube2861
@munatube2861 3 ай бұрын
ፅብቅ ጀምሮ እዩ ሰናይ ሰራሕ ይግበረልኹም ሳሚ ሓወይበርትዕ❤❤
@ነብያትሃይሉ
@ነብያትሃይሉ 3 ай бұрын
እንኮዕ ዳሓን መፃኩም ❤❤❤ፀረቢቅ ምጂማር እግዚአብሔር አምላክ የፈረፅምኩም ካባኩም ቡዙሕ ኢና ንመሃር በርትዑልና
@MeseleHagazi-nr5py
@MeseleHagazi-nr5py 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹም ክቡራትና❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 3 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ ንክኾን ንምነ ዶሞ ከይትቋረፅ መኒጢላ ስለ ዘላ ናይ መልሲ መታካእታ ክትኾን ይምነ ብዝተረፈ ቻናል ናይ ባዓልና ነዕቢ ነተባበዐዮም
@SalamSha-wl4tm
@SalamSha-wl4tm 3 ай бұрын
አሰይይይ ደስስስ ዝብል ፊልሚ(ድራማ)ቀፅሉሉ ኣሕዋተይ ጠንኻራታት ተዋሰእቲ ኢኩም 2ይ ክፋል ብሃንቀውታ ንፅበየኩም ክቡራተይ💝💝💝💝😢
@MeryMm-lk6iw
@MeryMm-lk6iw 3 ай бұрын
መነን ማለት ታይ ማለት ዩ ክብራተይ❤❤❤እንኳዕ ድሓን መጸኣኩም ጽቡቅ ስራሕ ክኣ❤
@edon7537
@edon7537 3 ай бұрын
መለኩሱ ትከን
@ኣድናቂትሙናራያንሳሚትግራ
@ኣድናቂትሙናራያንሳሚትግራ 3 ай бұрын
ዋዉ እግዛቢሄር ሰናይ ስራሕ ይግበረልኩም ጎተተት❤❤❤❤❤❤❤ባቢየ
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
ኣብዚኣ ዘለክም ተካታተልቲ መድነቅቲ መንጢላ ጀግና 👍❤ ብስማ ሳብስክራይብ ግበርሎይ ተጋሩዋይ❤
@Asa-dv3gv
@Asa-dv3gv 3 ай бұрын
ዋውውውው እንኳዕ ብሰላም መፃኡኩም ተጋሩዋይ❤ከም መልሲ ፅቡቅቲ ክትኮን ተስፋ ይግብር👍
@gal_tigray_498
@gal_tigray_498 3 ай бұрын
ደቂሪመይ ደሰዝብል ብጣዕሚ ቀፅልሉ❤❤❤😘❤😘❤❤❤
@mtlalal
@mtlalal 3 ай бұрын
10 ባዕለይ ንኪድ ጥራይ❤❤
@haymanotkiros
@haymanotkiros 3 ай бұрын
you have to be continue i like more it. there are so many brilliant actors used for cultural development drama Tigrigna.
@Melawitchanel
@Melawitchanel 3 ай бұрын
ኣታ ላየይክ እንዶ ግበሩ ቧእ እንኳዕ ደሓን መፃኹም የሕዋት❤️❤️
@MustWith-w1u
@MustWith-w1u 3 ай бұрын
እንኳዕ ብዳሕና መፃእኹም ብጣዕሚ ዝፈትኹም ተዋሳእቲ በተለይ መንጢላ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ኣርሱጋልትግራይ
@ኣርሱጋልትግራይ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃኩም ተጋሩዋይ ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም ደቂ ሪመይ ❤❤❤❤
@zufanabraha2824
@zufanabraha2824 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ሓሪፍ ድራማ እያ ግን ከይተቓርፅዋ ቀፅልሉ በጃኹም ❤
@dnglmaryamadey
@dnglmaryamadey 3 ай бұрын
ደስ ክትብል መንጢላዋይ😢በሉ ቀፅሉዋ አብ ሳዓታ ❤
@Entertainment-ms8th
@Entertainment-ms8th 3 ай бұрын
በጃኹም ሰብ ኮሜ ላይክ ግጨዩኒ የትበሉ ስግጥና እዩ ሓውኹም ወዲ በላይ እየ😂😂
@Shewit2112
@Shewit2112 3 ай бұрын
ላይክ በለኒ ክክክ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ
@ዮዳሄትግራይ-አ3ረ 3 ай бұрын
ኣነስ ባዕለይ ቀደማይ ላይክ ሃብኒ ዝብሉስ ዘይተምሃሩ መሲሎም ይስሙዑኒ ሕሙማት 😪
@RgbeyTirnh
@RgbeyTirnh 3 ай бұрын
እንካዓ ድሓን መጸኺ ተጋሩዋይ❤
@HshJbdj
@HshJbdj 3 ай бұрын
❤❤❤መሕፀኒት ፊልሚ እያ ላይክ እስከ ጠዉቁኒ❤❤❤
@fesehahailu8229
@fesehahailu8229 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፀቡቅ አህዋተይ ከምዚ ኢልና ክንአቢ ንተሓበር ክብረት ይሓበልና ክቅፅል ብፅቡቅ ምጅማር ዞም አህዋተይ ትግራይ ብደቃ ትህበን ትክበር እሺኒ አህዋተይ
@yes6292
@yes6292 3 ай бұрын
ተጋሩ ናይ በዕልና ንዕቢ ክልካ ክተትትት❤❤❤❤❤❤
@aizabfesutm5242
@aizabfesutm5242 3 ай бұрын
ቅድሚ ምርኣየይ ኮሜንት ይጽሕፍ ኣለኹ ጽቡቕ ክኽውን ድማ ተስፋ ይግበር❤❤❤😊😊
@Fili_brgidawi
@Fili_brgidawi 3 ай бұрын
ክጽበዪ የ ቀንየ welcome 👉💙🌿📚📚
@AmiAmi-yb1kn
@AmiAmi-yb1kn 3 ай бұрын
እንካዕ ብዳሓን መፃኩም♥♥
@ራሄል-ጐ5ለ
@ራሄል-ጐ5ለ 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሕና መፃእኩም ተጋሩ ወይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@FihbHhjj
@FihbHhjj 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም ሙፃኣኩም ተጋሩዋይ 💊💊💊💊💝💝💝💝💝💝💕💕💕💖💖💗
@shhdshhs4628
@shhdshhs4628 3 ай бұрын
ደስ ዝብል ስራሕ እዩ እና ቀፅልሉ ተጋርዋይ 🥰🥰🥰🥰🥰
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ
@ZaraZara-ff3mt
@ZaraZara-ff3mt 3 ай бұрын
ሰናይ ስራሕ ይግብኩም ተጋሩዋይ ❤❤❤❤❤
@ሜሪየሽሪልጅ
@ሜሪየሽሪልጅ 3 ай бұрын
ብጣዓሚ ደስ ዝብል ጅማሮ እዩ በሉ ቅልጥፍ ቅልጥፍ ኢልኩም ልቀቁልና❤
@samitigray4537
@samitigray4537 3 ай бұрын
ኩሉ ግዜ ምሸት ዓርቢ 2:30 ብግእዝ ክትልቀቅ እያ
@adyoMan-oc6kw
@adyoMan-oc6kw 3 ай бұрын
ክሳዕ ትልቀቅ ሃፂፅና ኔርና 🥰
@زايد-د8ع
@زايد-د8ع 3 ай бұрын
እንኳዕ ደሓን መፃኩም ተጋሩዋይ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅልሉ ❤❤❤❤❤❤🎉
@BrktiGidey
@BrktiGidey 3 ай бұрын
መነን ግን ታይ ማለት እዩ❤❤❤
@zewdihadera2132
@zewdihadera2132 3 ай бұрын
ፅሩይ ፈትሊ
@BrktiGidey
@BrktiGidey 3 ай бұрын
@@zewdihadera2132 የቀንየለይ
@edon7537
@edon7537 3 ай бұрын
ክትመንን፣ማለት ፣ካብ፣ ዓለማዉ፣ወፀኡካ፣ሕድረ፣፣ከይ፣፣ገበረካ፣ገደም፣ከይድካ፣መለኩሱ፣ሙካን🎉😢
@TsgeredaSeyfu
@TsgeredaSeyfu 3 ай бұрын
ፈትሊ እዩ ​@@edon7537
@Waad-q9y
@Waad-q9y 3 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃኩም ተጋሩዋይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@evaphone8724
@evaphone8724 3 ай бұрын
ፅብቅ ስራሕ እዩ እንኳዕ ብደሓን መፃእኹም ኣሕዋት❤❤❤
@ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ
@ተመስገንአምላኬ-ሐ6ረ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኹኹም ደስ ትብል ድራማ መሳጢት ቀፅልሉ❤
@sebkunMedia
@sebkunMedia 3 ай бұрын
ዝገርም ስራሕ
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
ደምሩኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤
@ትዕግስቲዩቱብCanal
@ትዕግስቲዩቱብCanal 3 ай бұрын
እንኻዕ ሰላም መፃኹም ናዓና ነዐቢ ተጋሩዋይ ላይኽ ሼር ንበለሎም ነባራተዐዮም💛❤️🌹
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ
@ተመስገንኣምላክ-ቀ3ጐ 3 ай бұрын
እንካዕ ብሰለም መፃእኹሙ ተጋሩዋ❤❤❤
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ
@ተዋህዶእዩእምነተይ-ፐ2ገ 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅቡቅ ስራሕ እንኳዕ ብሰላም መፃኹም 🎉❤ እዘን መንፍሳዊ ዝሰርሓ ግን ትምህርቲ ውስኽ የብላ ይብል ብወገነይ ዝተረፈ ይመቸኹም❤
@salamaa668
@salamaa668 3 ай бұрын
ከምዚ ከማይ በተ ክርስትያን ዝናፈቀ ላይክ❤ ፈጣሪዋ ስድትና ኣሕጭሮ
@ፍሪምናጦስTube
@ፍሪምናጦስTube 3 ай бұрын
ፅቡቅ ስራሕ እዩ ቀፅሉሉ ደቂ ምድረ ኣግኣዚት።
@dwerdaet6468
@dwerdaet6468 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃእኩም ኣሕዋተይ🙏💥♥️
@seret_gezana
@seret_gezana 3 ай бұрын
ብጣዕሚ ፅብቕቲ ድራማ እያ ከይተቋርፅዋ ኣሕዋት! ከምኣ ኢላ ትኽድ❤
@ብልፅቲሄዋን
@ብልፅቲሄዋን 3 ай бұрын
ብሉፅ ስራሕዩ ቀፅልሉ ክቡራት ኣሕዋት❤ ከይተኣጓጐለት ክትውድእዋ ክዓ ተስፋ ንገብር
@haymi-z3t
@haymi-z3t 3 ай бұрын
ፅቡቅ ጅማሮ ይግበረልኩም ተጋሩዋይ❤❤❤
@MiliGaltigray-mk7lm
@MiliGaltigray-mk7lm 3 ай бұрын
ሙቁራተይ🎉🎉🎉🎉
@Hiwet127
@Hiwet127 3 ай бұрын
ብጣዕሚ እያ መፍሪሒት😢
@user-hiwen
@user-hiwen Ай бұрын
ቡሩካትይ ፅቡቅ ጀማሮ ቃፁሉሉ🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ሸዊት-ጘ6ፈ
@ሸዊት-ጘ6ፈ 3 ай бұрын
እንኳዕ ብሰላም መፃከሐም ተጋረዋይይ❤❤❤
@IlilBrahen
@IlilBrahen 3 ай бұрын
ንመንጢላ ዝቱ ✌️👑❤
@mommommommom9907
@mommommommom9907 3 ай бұрын
ደስ ትብል ተጋሩዋኒ ቀፅልዎ ❤❤
@azimerakahasi7286
@azimerakahasi7286 3 ай бұрын
ደራሲ ብጣዕም ፅብቅ ሰራሕ ኣጀኹም ከይታቆርፁዎ 🎉🎉🎉
@Brihentsify-zc8wc
@Brihentsify-zc8wc 3 ай бұрын
ብጣዕም ንፋዓት❤❤❤❤❤❤😢
@HaftomWedigrey
@HaftomWedigrey 3 ай бұрын
እንኮዕ በሰላም መፅአካ ወድኖዋ
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 67 МЛН
Wait for the last one 🤣🤣 #shorts #minecraft
00:28
Cosmo Guy
Рет қаралды 25 МЛН
СОБАКА ВЕРНУЛА ТАБАЛАПКИ😱#shorts
00:25
INNA SERG
Рет қаралды 2,6 МЛН
Sigma baby, you've conquered soap! 😲😮‍💨 LeoNata family #shorts
00:37
1, 2, 3, 4, 5, 6, 7, 8, 9 🙈⚽️
00:46
Celine Dept
Рет қаралды 67 МЛН