Samsom ብሓሳብ እምበር ቪድዮ ቆሪጽካ ክስዓር ኣይግበኦን 🤔

  Рет қаралды 3,864

Wolodoy Production

Wolodoy Production

Күн бұрын

#eritreancomedy #eritreamovie #facebook WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.facebook.c... #KZbin WOLODOY PRODUCTION👇👇
• 7 ጥይት ዝተሃርመት ኤርትራዊት። @... #INSTAGRAM WOLODOY PRODUCTION👇👇 www.instagram....
FACEBOOK Habtom Hagos 👇👇
/ habtom.hagos.3762
@tefetawitalkshow @fnanappinfotech980 @jstudio1 @neshneshtv9967 @dawittv @MahderPro @EriOneTouchEntertainment @MahdernaEntertainment #eritreamusic #eritreancomedy #eritreamovie# #tigraynews #tigraymusic #tigraycomedy #tigraymovie #Eritrea News

Пікірлер: 81
@siedabdu3140
@siedabdu3140 23 күн бұрын
Wolodoy Production, ብጣዕሚ ጽቡቕ፡ቀጽሎ። ሓቅን ሓሶትን ፊት ንፊት😊
@zebibadhanom8219
@zebibadhanom8219 23 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ዘሎ ፣ ደለይቲ ፍትሒ ፣ፍትሒ ክጥፍኡ ከለዉ ፣ ቡዙሕ ሰክፍታ ይፈጥረለይ፣ መክንያቱ ኣፍካን ሰራሕካን ፣ ሐደ እንተ ዘይኮይኑ፣ እቲ ንደልዮ ለውጢ፣ ለውጢ ዲሞክራሲ ኣይመጽእን ኢዪ፣ ንሕና ደቂ ስባት በረዳድኣና ንፈላለ ኢና፣ ንሱ ኢዩ ከኣ እቲ ቁኑዕ፣ ሰለዚ ካባና ዝተፈልየ ፣ ሓሳባት ዘለዎም ሰባት ፣ይጠቅሙና እበር ኣይጎድኡናን ኢዮም፣ ንነገራት ብኩሉ መዳያት ክንፍትሾ ይሕግዙና ኢዮም፣ ሰለዚ ሳምሶም ካብቶም ዕድል ትምህርቲ ዝረከበን ፣ መሰተውዓልን ፣ ህዱኡን መንእሰይ ኢዩ፣ ናቱ ፉሉይ ሓሳብ ይጠቅመና እበር ኣይጎድኣናን ፣ ጅግና ከም ኩሉኩም ተቃለሰቲ ንትሒ ኢዩ።
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 23 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቅ ምቅላዕ ። ሰልጠነ ይቕሬታ ክሓተላ ኣለዎ ። ክገብራ ኢዩ ኢለ ድማ እኣምን ።
@fshaemha4000
@fshaemha4000 23 күн бұрын
ሃፍተጋ ብጣዕሚ እንዳ ፎቶኹኻ ከይደ፡ ሓደ ተቃላሳይ ንፍትሒ ይደልያ እንተሃልዩ፡ ቀዳምነት ንሱ ፍታሓዉን ሓቀኛን ክኸዉን ኣለዎ።
@abyel-je4pg
@abyel-je4pg 23 күн бұрын
ብጣዕሚ እየ ዘድንቀካ ኩሉ ግዜ ምስ ሓቂ ተጎዓዝ ብዙሕ ሰዓቢ ክህልወካ እዩ። ምክንያቱ ሓሳውን ስንቅን እንዳሓደረ ይፈኩስ ስለ ዝኮነ።
@yonasg1672
@yonasg1672 23 күн бұрын
Agree!!!!
@TsehayGhebremiceal
@TsehayGhebremiceal 22 күн бұрын
keep shining Habtom your the greatest in all time blessed 🙏🏾💕
@a.tedros7195
@a.tedros7195 23 күн бұрын
Wolodoy, n seltene kitneqf delika ember sbzias haqi yeblkan. N samsom kitdigif aygbeakan gega iyu zelo
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 23 күн бұрын
Felitkayo aleka
@mengsteabhagos-e3v
@mengsteabhagos-e3v 23 күн бұрын
ሰልጠነ ኣይንቀፍን ድዩ፧ካብ ከምኡ ትብልስ ንቲ ኦርጅናልን ነቲ ልቃብን ዘይትሰምዖ።ድሕሪኡ ጌጋ ንዘለዎ ንሃብቶም ይኹም ሰልጠነ ብዘየገድስ ትነቕፎም።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 23 күн бұрын
ብራቮ ወለዶ ፖሮደክሽን ቀጽሎሎሎሎ❤❤❤
@gere7187
@gere7187 23 күн бұрын
ኣጆኻ ጽቡቕ ትቃለስ ትሰርሕ ኣለኻ።
@samielyohans8942
@samielyohans8942 23 күн бұрын
ሃብተካ እቲ ዝበልካዮ ጽቡቕ ሓሳብ እዩ። ቁራጽ ቪድዮ ገርካ ንሰብ ምጽላም ጽቡቕ ኣይኮነን። እቲ ወዲ ግን ክኣ ሓደ ጡልቁይ እዩ፡ ምስ ህግደፍ ዘይተባተኸ እዩ፡ ካብ ንቃልሲ ንህግደፍ ይቐርብ። ዶክቶር ዝብል ኣብ ዓዲ እንግሊዝ ዘሎ ምስ ዮኤል ዝቀርብ ተመሳሳሊ ባህሪን ኣተሓሳስባን ዘለዎም እዮም።
@segank3747
@segank3747 23 күн бұрын
አንታይ ይብል ዘሎ ንሳምሶም ትድግፍ አለካ አይትዋራዘ ሳምሶም ረሳሕ ካሕዳም እዩ እዋይ ወሎዶይ አይትዋራዘ ሳምሶም ረሳሕ እዩ
@luley5106
@luley5106 23 күн бұрын
Ata donqoro tegediska simae
@robel4420
@robel4420 23 күн бұрын
ስክት እስክ ባራያ ጫማ ሰልጠነ
@goitomnegassi3888
@goitomnegassi3888 23 күн бұрын
ሳምሶም 100% ህግደፍ ዩ ኩሉ ዕላማ ስልቱ ሳምሶም ብዙሕ ግዝየ ንደምበ ፍትሕን ንደምበ ንሓሞዱን ክጸርፍን ከነኣእስን ዝዉዕል
@emintneeden
@emintneeden 21 күн бұрын
BRAVO HABTOM!!!!!!
@teklemsghina9099
@teklemsghina9099 23 күн бұрын
ኣብዚኣስ ቅሩብ ኣተንሽን እኻ ደሊኻ እበር ሳምሶም ደኣ ካብ መዓስ እዩ፡ተቓላሳይ፡ዝኾነ
@samaraweldu9600
@samaraweldu9600 17 күн бұрын
💙💙💙💙💙🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@girmayghebreab6446
@girmayghebreab6446 23 күн бұрын
Habtom have respekt for u,,Gin kemzi Aynet program,kab bihaliu Degamiu zibehl Zereba Alo
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 23 күн бұрын
ሰላም ሰላም ወድ ዓበይት 🥰💙
@okubaybeyene6231
@okubaybeyene6231 23 күн бұрын
ሳምሶም ሰላማዊ ቃልሲ ንቃለስ ዝብል ድዩ እሱ መዕገርገሪ ንዓና ወዲኡ ዓዲ ዓዲ እንዳ ኸደ ሽግርን ዕግርግርን ክጫጭሕ ዝውዕል ሰብ ብሰለማዊ ቃልሲ ማለት ገዳም ከድካ ብጾሎት ፈትን
@NatuFsha-c9r
@NatuFsha-c9r 23 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤
@ደብሪገዳም
@ደብሪገዳም 23 күн бұрын
Perfect Habtom 🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@saladcadceed7175
@saladcadceed7175 23 күн бұрын
Btaemi nfue eka, seltene mstweal ygodlo u. Bzuh gzie emotional ykewn u. Ezi kea nbzuhat teqalesti nab hlk yeitwom alo.
@yohannesdesta6954
@yohannesdesta6954 24 күн бұрын
Orangnal መጀመሪያ ምስማአ ኤዮ ፣ 📺👈🏿 please being fair is a discipline 🗝️🕊️⚖️
@tsegayweldeghebriel7461
@tsegayweldeghebriel7461 23 күн бұрын
ሰልጠነ ይሰርሕ ኣሎ .ክጋገ ከኣ ንቡር ኢዩ.ብዉሑሉል መገዲ መአረምታ ከኣ ጽቡቅ ኢዩ.ኣብትቀመሎም ቃላት ክተርር የቡሉን. ቀጺለ ሳምሶም ደላዪ ፍትሒ ከይመስለካ. ኢሰያስ እንተመይቱ ደቂ ተጋደልቲ ቦታ ክንረክብ ኢሉ ኢዩ ዝኣምን. ትምህትን ሰነ ልቦናን ንበይኑ ኢዩ .ልብም ዝበለ ኣይመስለንን. ሬሳ ናይ ኣቡኡ ንገዛ ኣምጸምልና ንሕና ንሓይሽ ኢሉ ኣመስጊኑ .በዚኣ ክትመዝኖ ቀሊል ኢዩ .ብጀካ እቲ ብደብዳበ ከነዉርዶ ዝበሎ .ንቡሩህ መጻኢ ዝበሎ ከኣ ሰሚዕካዮ ኣለኻ.ሐራይ ኢሉ ከም ሰብ .ደሓር ሰጢሑ ከይድርብየካ ዝብልዎ ግዲ ረኺቡ ኣቢዩ.ስለዚ ሓሳብ የቡሉን.ምስ በዓል ኣድማስ.ዉፍይ.ደሳለ ክማጎት ዓቅሚ የቡሉን.
@robel4420
@robel4420 23 күн бұрын
ስክት እስክ ኩሉ ግዜ ምስ ተጋገይ ገንዝብ ጥራይ ኣክብ በሎ
@alonaeyob6648
@alonaeyob6648 23 күн бұрын
Seltene zenkfo ayftun ey zewdso eyu zeftu
@IsaiasGhirmay
@IsaiasGhirmay 23 күн бұрын
Habtom nska seb eka kexlo Wolodey prodaktion
@weldehiwettsegu
@weldehiwettsegu 23 күн бұрын
Great as usual
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 24 күн бұрын
💙💚💙
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 24 күн бұрын
Welcome Wolodoy media
@robel4420
@robel4420 23 күн бұрын
ሰልጠነ ኣድጊ ሓንቲ ርእሲ ይብሉን ኣድጊ እኮ ኢልናዩ ነዚ ቃልሲ ፋሕ ፋሕ ኣቢልው ኣነ ጥራይ ፈላጥ እንዳብል
@زمزمدسته
@زمزمدسته 23 күн бұрын
💙💙💙💙💙👍👍👍
@goitomnegassi3888
@goitomnegassi3888 23 күн бұрын
ንህግደፍ ክትዉድስ ሞኽ ኢፕካ ጉድ ኺብና ክክክክክክ ሳምሶም ህግደፍ ዩ 100%
@HabtegebrielHaile
@HabtegebrielHaile 23 күн бұрын
Anta hawey ahwatka kab tehrm kale zey tserh
@gm5215
@gm5215 23 күн бұрын
እዚ ወዲ ንጹር አይኮነን ኮለል እዩ ዝፈቱ
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 23 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂 wsltna gele aynet tkedelka ala qexlo habtega 😮
@gatogato2852
@gatogato2852 23 күн бұрын
ኤእ ኣይትጋዩ ሰልጠነን ጆን ብላክን ኣይትንቀፉ ዓገብ፡ መላእኽቲ እዮም ፍሉያት ፍጥረት ኣብ ኣከለጉዛይ ስለ ዝኾነ ዓዶም ተጠንቀቑ ድኣ፡ ተደሊኹም ኣብ ካልኦት ኣውራጃታት ካብ ደንከል ባርካ ሰንሒት ወዘተ ዝተወለዲ ድኣ ንቐፉ።
@MebrahtomAbraha-j3n
@MebrahtomAbraha-j3n 23 күн бұрын
😂😂😂😂 tezarbka motka xebib akeleguzay emo kemaka zeykona
@asefawasmeromtekli8017
@asefawasmeromtekli8017 23 күн бұрын
ደፋር ንሪኢትኡ፡ ለባም ከኣ። ኣራሚ፡ ኣብ ሓቂ ዝተመርኮሰ ድማ። ቀጽለሉ።
@luley5106
@luley5106 23 күн бұрын
That is why eiye zifetweka wolodoy tanx
@meramerhawi1590
@meramerhawi1590 23 күн бұрын
Xebuq serah habtom hawna
@solomonweldeghebriel7333
@solomonweldeghebriel7333 23 күн бұрын
ብራቮ ሃብቴጋ ጺራይ ዚኮነ ዘረባ ቀጺሎ ፍራተሎ
@arayakidane2102
@arayakidane2102 23 күн бұрын
Ata men eyu nay samsom tetabakay geruka feshkal nsamsom mexle zkewn shihn miatn zolo aynexerkan kezab men eyu samsom ykun meron deleyti fthi gerwom bnebska lokmax eka nska
@AsmeretMedhanie
@AsmeretMedhanie 23 күн бұрын
Samsom tekalasay zeykone seltene nhigdef ykalesom niska kani neselten tkaleso aleka
@amanueltesfamichael2708
@amanueltesfamichael2708 23 күн бұрын
ሱቅ በል ፍሽካል ነስኻ መጀመርያ ነጽር ሳምሶም እኮ ብረሳ ኣብኡ ዝሕበን ሰብ እዮ ።
@Zwdtes
@Zwdtes 23 күн бұрын
Wuludey aytigage Samsom tekawami koynu ayfeltn iyu tegagika
@Habesha28
@Habesha28 22 күн бұрын
ንሳምሶም ምንቃፍ አየድልዩ ነብኡ ዝቐተለ ሰውራ ከምቅኑዕ ተሪኡ ሃገርን ህዝብን ዘብረሰ ህግደፍ ንዑዑ ቕኑዑዩ ዝብለካ ዘሎ ስለዚ ካብዚኣቶም እንታይ ትጽበ። እቲ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ቆራሪጽካ ሓሶት ግን አድላይ አይኮነን። ሜሮን ግን ከም ደለላ ህግደፍ እምበር ደላይ ፍትሒ አይኮነን።
@ghenetyemane8468
@ghenetyemane8468 24 күн бұрын
ሃውና ሰልተነ ካብ ደረት ዝወጸ ዝዛረብ ዘረባ ኢዩ።
@ደብሪገዳም
@ደብሪገዳም 23 күн бұрын
ሃናጺ ንቀፈታ እዩ ሃብተጋ good job
@Tesfieguesh
@Tesfieguesh 23 күн бұрын
እዚ ሳምሶም ዝበሃል ሜሮን ሪእካ ረአዮ
@michaletkesete7179
@michaletkesete7179 24 күн бұрын
Yeah eti hakis kemu kikwin eyu neru gin haki kabna kab Eritrawyan arhika tefia ala. B kurxrax vidotat uka libna tefana nimen kem niamin win harbtuna. Etom lebamat kemakan niskan kemzi gerkum eske ketbruhulna fetnu👍👌
@MulueTseghai
@MulueTseghai 23 күн бұрын
እዚ 'ሲ ንሰልጠነ ብውሽጢ ሓቢርካ ክእርማ ክትሕብሮ ኔሩካ መኽንያቱ ሳምሶም ንተቓለስቲ'ዩ ዘነእስ ኔሩ። እሞ ንቓልስኻ ዘናሹ ሓይሊ ካብ ሰልጠነ ወሲድካ ትዕድሎ ከምዘለኻ'የ ዝርእዮ ብወገነይ።ካብሳምሶን ዝፈሰሰ ብድዕን ንዕቀትን ኣብ ልዕሊ ብርጌድ ንሓመዱ ይዓቢ ካብቲ ሰልጠ ብቑራጽ ቪደዮ ዝነቕፎ።
@Filthebehreman
@Filthebehreman 23 күн бұрын
Seltne at zedonker seb eyi eko kemy gerka seb tebas kale yeblun
@ሰላም-ፍቅሪ
@ሰላም-ፍቅሪ 23 күн бұрын
ሰልጠነ ኣይትሸፍነሉ ኣጋጌሞ ኣይትበል ምሉእ መደብ ዘይከታተል፥ ሜድያ ሒዙ ሓቄና ሓበሬታ ዘየቅርብ፡ ብከምዚ ቁራጽ ሰልጠነ ክንደይ ሰብ ኣብ እንዳጉሓፍ ኣቲዩ? ሚካኤል ዓንዳይ፡ፍጹም በራኪ፥ ናሆም ምስተ ወዘተ መትዓቢቶም ኣዝማዶም ንዓኩም ከመይ ይርእይኩዎ ኢልካ ሕሰብ። ብዛዕባ ሰላማዊ ቃልሲ ዝበካዮ ናይ ሳምሶን ሓሳብ ኣይተርዳእኩሞን ከኣ ኣብ ኤርትራ erisat,asena , ዝተፈላለያ ዩትዩብ ይርኣ እዩ ጽልዋ ኣለወን ግን ብሕማቕ ን ጽቡቅን። ጽባሕ እዚ ሰብ ከም ህዝባዊ ግንባር ሓቂፉ ክቕበልካ እንተዳ ኮይኑ ተመሓላልፎ ሓቢሬታ ወገናዉን ካብ ሓቂ ዝርሓቀ ከይውን ክትጥንቀቅ ኣለኩም። ብዓል ንስካ ሓላፍነታውያን ከይመጻኩም ክንደይ እዮም ኣባላሽዮም ዘልዉ(ብፍላይ ኣብ ስልጣን ዘልዉ ንፈልጦም ሰባት ኣብ ኤርትራ ከለና ዝገበርዎን ዘይገብርዎን ክውረጡ ሰሚዕና)።
@ሰላም-ፍቅሪ
@ሰላም-ፍቅሪ 23 күн бұрын
ጽሑፍይ ብጌጋ ኣይትርኣዮ ኩሉ ኤርትራዊ ዝበዝሕ ደላይ ፍትሒ ኢዩ ጸገም ግን ኣብ ሞንጎና ጽልኢ ዝፈጥሩ ሰባት ምጥቃዕ ክንገድፎ ኣለና። ንሓቂ ሓቂ ን ጌጋ ጌጋ !
@HermonMehariTekie
@HermonMehariTekie 23 күн бұрын
Subuh nexr gorbad😂
@eri-dm
@eri-dm 23 күн бұрын
መንእሰያትና ተጠንቀቁ!! ምስ ሳምሶም ሓሳብ ኣይሰማማዕንየ፡ ርኢትኡ ከኣ የክብረሉ። ሰልጠነ ዝበሃል ሰብ ግን እቲ ቀንዲ ሓደገኛ ሰብ እዩ። ኩሉ ግዜ ከኣ ወላ ነቶም ምስቲ ናቱ ኣተሓሳስባ ዘይሰማማዕ ደለይቲ ፍትሒ ባራዩ ዶ ህግደፍ እንዳበለ ንኩሎም በጺሕዎም እዩ። ንግዜ ንግደፎ እምበር ሰልጠነን ማዕበል ኣለና ዋልታ ሃገርን ሓደ መዓልቲ ናይዚ ንዝኮነ ሰም ምጽላም ግድን ክክሰሱን ክቅጽዑን እዮም። ሃብቶም ከእ ንፉዕ፡ ቀጽሎ!!!!!
@gatogato2852
@gatogato2852 23 күн бұрын
ተዓወት፣ ጅግና መስተውዓሊ ኢላካ ኣሎኹ፡ ሰልጠነ እቲ ዝኸፍአ ሕማም ቃልስና ከም ዝኾነ ኣለሊኻዮ ኣሎኻ ምሳኻ ኣሎኹ።
@eri-dm
@eri-dm 23 күн бұрын
@gatogato2852 Thank you, ንሓቂ ከኣ ክንሞተላ ኢና
@robel4420
@robel4420 23 күн бұрын
ሰልጠነ እቲ ቀንዲ ጸገም ናይዚ ቃልሲ እሱ እዩ ግን ብወዲ ኣውራጃይ ይደግፍ ኣሎ ብከምዚ ካ ልውጢ የለን
@elilta70
@elilta70 23 күн бұрын
ቀስ ኢልካ ቴሌፎን ጌርካ ተፈታዊ ዘይትብሎ ትጋገ አሎኻ ንስኻ እውን ለባም ለባም አይትጻወት ድንግርግር ዘረባ ግደፍ::
@nahomyemane-iq7wb
@nahomyemane-iq7wb 23 күн бұрын
Kelae sukbel halaw
@wediadem8503
@wediadem8503 24 күн бұрын
Wela hasbtom ediyu kem gele
@shamram6200
@shamram6200 23 күн бұрын
Yelekulan
@teklehailu6924
@teklehailu6924 23 күн бұрын
አኺሉካ ሰልጠነ ቢግዲ ግብረ መልሲ ሃበኒ ትብሎ አለኻ ካብ ርእሱ ዘይትወርድ ወደይ ተሔዝን ሕጂሲ አክንዲ ነቶም ዝሰንዑዋ ትብሎም ፈጺምካ አየልዓልካዮምን አምፅእ አቢልካ ናብ ሰልጠነ ሰልጠነ ሰልጠነ እሞ ድማ ዘይኮነ ቢሓሶት አቅሪብካ ኒሰማዕቲ ክተታልሎም እንዳበልካ ምስ ደገፍቱ ክትፈላልየና ትሓስብ ትገብሮ መዓልታዊ ዘለፋታት አይትፀበ ። ዝጠሐና ጢሒነንሲ በአለማርያም ይብላ!! ሕጂ እውን ሰልጠነ ዋላሐንቲ ጌጋ የብሉን ንምንታይ ምኽንያት መዐልታዊ ትሃርሞ ከምዘለኻ እውን ፈሊጡካ አሎ ክምልሰልካ ኢልካ ከይትሓስብ ። ናይ ማስቲካ ሕማም ስለዘለካ ኢዩ ተገጢምካ አለኻ (ቢማስቲካ)
@mengsteabhagos-e3v
@mengsteabhagos-e3v 23 күн бұрын
ሰልተነ ኣብ ቻነሉ ዝዝርግሖ ሓበሬታ ሓቅነቱ ንምርግጋጽ ሓላፍነት የብሉን ትብል ከምዘለኻ'ስ ይርድኣካ ዶ ኣሎ፧ብኸምዚ ረኣዮ ብእምሮኻን ብግዜኻን ይጻወት ኣሎ።ዋላ ፍትው ወዓሎ ፍትው ሕደሮ ነእምሮኻን ንግዜኻን ግን ሕለየሎም።
@teklehailu6924
@teklehailu6924 23 күн бұрын
@ አየ መንግስትአብ ሓወይ ግደፎሞ ናብዚ ሃገር ሙሉእ ዝሰምዖ ናይ ትማሊ ዝሃቦ ቃለ መሕተት እዚ ሓውና ሳምሶም ዝብለና ዘሎን ዝኸረመን ሲ እብለካ አለኹ አነ ምስ ኢሰያስ ዑቡድ ከልቢ አብ ጠረጴዛ ኮፍ ኢልና ንዛራረብ ዕርቂ ንግበር , ዝቀተልከሸዮም አይንፀባፀበካን , ዝደቆስካያ ሀሸገር ይቅረ ክንብለልካ ኢና እዩ ስነ ሐሳቡ , እዋእ, ኢሰያስ ድአ ሞ ቢ ዝገበርከሸዮ ወንጀል አብ ሕጊ ክትቀርብ አለካ ወንጀል ተዘይብልካ ነጻ ኢኻ ሞ አብ ጠረጴዛ ኮፍ ንበል እንተአኢልካዮስ ሕራይ ኢሉ መሳኻ ይደራደር ኢልካዶ ትሓስብ? እንድዒ, ብዝኾነ ናይ ጥቅሚ እንተኾይንካ ይደክም እየ ዘከኹ!! ወይ ድማ ቢንፅህ ልብኻ እንተኾይንካ ተረዲእካኒ ክትውን ተስፋ እገብር !! ሰሰናዩ!!
@kamita878
@kamita878 23 күн бұрын
Tsbok srah ika tserh kolo gzye ketslo
@TesfuYohannes-pc8ih
@TesfuYohannes-pc8ih 23 күн бұрын
Wolody tgagika samsom Kab HGDF mntay yfle tay do baydose klsmitose I am not agree with samsom even 1 percent west time
@IsaiasGhirmay
@IsaiasGhirmay 24 күн бұрын
Seltene zeyseltene epe
@yonastsegay7340
@yonastsegay7340 24 күн бұрын
ሃብቶም ፋራ ንስኻስ ምስ ወዲ ኣስመራ
@adonairm2252
@adonairm2252 23 күн бұрын
ሕልፍ ሕልፍ ኢለ የ ዝሰምዓካ ብጣዕሚ ኣምሰሉነት ተዘውትር ኢኻ። ናይ ሳምሶም እንታይ ቁራጽ ኮይኑ ምሉእ ሓሳብ ዩ ተዛሪቡ ዘይከውን ክትካላኸል ኣይትፈትን።
@johnaraya3870
@johnaraya3870 23 күн бұрын
Kemzia natka zegebra yelon kula lemecmec eya tebal
@MichaelGebremedhin-s2z
@MichaelGebremedhin-s2z 23 күн бұрын
Sekt hasswi entay akmi aleka seb ktnekf. Sielka enjeraka ere
@rota8742
@rota8742 23 күн бұрын
Nska Hasawi ika Hafar hgdef
Une nouvelle voiture pour Noël 🥹
00:28
Nicocapone
Рет қаралды 9 МЛН
小丑女COCO的审判。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:53
超人不会飞
Рет қаралды 16 МЛН
ካብ ዞባታት፡ ንእሽተይ ጩራ ናብቲ ዓቢ ብርሃን - ERi-TV
34:59