ኣሰራርሓ ሽኽላ 👌✌❤️💪🏽 ብሩኽ ቅንያት ኣውዳመት::

  Рет қаралды 35,648

Mbrak tube

Mbrak tube

Күн бұрын

Пікірлер: 30
@ariamemun9576
@ariamemun9576 6 ай бұрын
ሰላም ፅቡቅ መደብ ዮቀነልና 💙👍🏽
@danielwater1321
@danielwater1321 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ ስራሕ፡ንፍዕቲ ሓፍተይ ቀጽልዮ፡ኣፈይ ከማን ማይ መሊኡኒ። ጽቡቕ ስራሕ እዚ ስራሕዚ ብንእሽቶይ ጀሚርክዮ ኣለኺ ሕጂ ናብ ገዚፍ ትካል ክትቅይርዮ ይከኣልዩ፡ሕጂ ግን እዚ ዝበልክዎ ሕሳብ ክህልወኪ ስለዘይክእል፡ከምዚ ጀሚርክዮ ዘለኺሞ ብንእሽቶይ ዝተፈላለዩ ኣሰራርሓ እናቐያየርኪ ቀጽልዮ፡ሓደ መዓልቲ ሓደ ዓቢ ናይ Bissnes ትካል ክትቅይርዮ ኣብ ኢድኪዩ ዘሎ። እዚ ማለት ደቂሰባ ኩሉ ንገብሮ ምንቅስቓስ ኣታዊ ንምርካብ ናብራና ንምዕባይ፡ እንተኾይንልና ውን ካብ ነብስና ሓሊፍና ጽጉማት ንምሕጋዝን ናብ ስራሕ ክንጥፉ ምብርባርን፡ብ'ኡ ኣቢልካ ከኣ ኣብ ሃገርካ ዘለዎ ኣበርክቶ ድምር ናይ ኩሎም ስራሓይ ተዋሃሂዱ ዕብየት ቁጠባ ምርግጋጽዩ። ስለዚ እዛ ጀሚርክያ ዘለኺ ንሕጂ ንዓኺ ንእሽቶይ ትመስለኪ እዚኣ ናብ ሓደ ዓቢ ትካል ክትቅየርን ምንጪ ኣታዊ ናይ ሓደ ገዚፍ ቁጠባ ክተረጋግጽ ትኽእልያ። እምበኣር ቀጽልዮ ንፍዕቲ፡ ኣነ ኣዝየ ፈትየያ። *ቁሩብ ግን ኣብ ኣገላልጻ ዝጎደለ ኣሎ፡ኣብነት እትርን ሶስ መማቕርቲ ኣብ ነኣሽቱ ኣቕሓ ቀሪብክየን ዘለኺ ሓንቲ ሰናፍጭያ፡ጠቕስክያ ኣለኺ፡ ከመይ ገርኪ ኣቃሚምክያ ግን ኣይገልጽክያን ክትግለጽ ኣለዋ። እታ ብጫ ሶስ ግን ጠቕላላ እንታይ ምኻና ብኸነይ ተቓሚማ ኣነ ውን ኣይፈለጥክዋን ዘለኹ። ንሳ ውን ብግቡእ ግለጽያ እቲ ሓዊ ነታ ካይላ ዘርስን ዘሎ ውን ኣዚኺ ኣውሒድክዮ፡ ልክዕ ከምቲ ንሶም ዝገብርዎ ተኸኽ ክብል ክኽእል ኣለዎ፡ማለት ንሳምፕል እኹልዩ እዚ ገርክዮ ዘለኺ ግን ከምዚ ክንገብሮ ንኽእል ኢና፡ኣነ ግን ንሕጂ ግን እዚ ኣብነትዩ ሰሪሐዮ ዘለኹ ኢልኪ ክትገልጽዮ ኣለኪ። ሓንቲ ብሓንቲ እንተላይ እቲ ንብረት እትጥቀምሉ፡ብመጀምርያ ብ'ኡ ጀሚርኪ ኩሉ በብሓደ ምስ ገለጽኪ፡ድሕሪኡ ስራሕ ክትጅምሪ ከለኺ ከኣ ልክዕ ከም'ኡ ሓንቲ ከየትረፍኪ እናገለጽኪ ትውድእዮ። ቪድዮኺ ቁሩብ ካብቲ ትስእልዮ ዘለኺ ርሕቕ ይበል፡ኣዝዩ ስለዝቐረበ ጽቡቕ ገርና ዘይረኣናዮ ኣሎ፡ ኣብነት እታ ስጋ ዝቖለኽላ ንብረት መቕሎ ናይ ስጋ ትመስልያ ግን እንታይ ኢያ ጽቡቕ ገተ ክፈልያ ኣይከኣልኩን። ብዝኾነ ከይፈለጥኩኺ ብዙሕየ ጺሒፈ ከም ጀማሪት ገረየ ገሊጸኪ ዘለኹ፡ጸኒሐ ኣብቲ ውሽጢ ኣትየ ምስረኣኽዎ ግን ኣቕሪብክዮም፡ዘለኺ ዝተፈላለዩ ስራሓት መግብን ዝስተዩን ኣዝዮም፡ብዙሓትን ደስ ዝብሉንዮም፡ ስለዚ ቀጽልዮ ጎበዝ ጥራየ ክብለኪ ዝኽእል ምብራቕ ሓፍተይ፡ዕድመን ጥዕናን ዓወትን ኣሳልጦን ይምነየልኪ ርሑስ ሓድሽ ዓመትን ልደትን ይግበረልና። ዝከኣል እንተኾይኑ ፈስቡክ ወይ ቁጽሪ ተለ ጽሓፍለይ ኣብዚኣሞ ቀልጢፈ ረኺበዮ ኢለ ክምልሰልኪየ ክት'ኣልይዮ ትኽእሊ ኢኺ
@mbraktube3258
@mbraktube3258 Жыл бұрын
Selam ,thank you Sleti hanaxi rytoka I hoop ab zhaxere gize bvideo Kmlesekaye !😊
@SelamTV.
@SelamTV. Жыл бұрын
ኣሰይ ዛሓፊተይ ዋሓለ እንቃዕ ድሓን መጻኪ❤❤❤🎉🎉
@mbraktube3258
@mbraktube3258 Жыл бұрын
Yeqenyeley My dear Sister ❤🥰❤
@Ewnetmedia2303
@Ewnetmedia2303 Жыл бұрын
ዋውው❤❤❤👍👍👍
@zebibhadish
@zebibhadish Жыл бұрын
Anbesa mebrikom haftey kexiliyio
@genetalem8059
@genetalem8059 Жыл бұрын
ንፋዕቲ በርቲዒ ቀጽልዬ እታ ዝፈትዋ ምግቢ ኢኪ ሰሪሕክያ
@hadastesfazion4678
@hadastesfazion4678 Жыл бұрын
♥️♥️♥️♥️💪🏼💪🏼💪🏼
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ Жыл бұрын
ዋእ ሸክላ ካብ ኤርትራዊት ደፊርኪ ክክክክክ(አዝማሪኖ) አይብሃልን ሮዝመሪ በሊ ክክክክክክ ወይ ኮፒ
@BirhanuAssefa-o2x
@BirhanuAssefa-o2x 11 ай бұрын
ምርጤሸክላ ጥብሲ
@leseytekle6036
@leseytekle6036 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@gideyweldemikael239
@gideyweldemikael239 Жыл бұрын
❤❤❤
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 Жыл бұрын
Wowww 👍👍💜🙏🩷
@MerryLoveTv
@MerryLoveTv Жыл бұрын
nfieti mbriko😊
@SelamHayelom
@SelamHayelom Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@tesfaytadesse7046
@tesfaytadesse7046 11 ай бұрын
❤️💯✅️
@DermasBerhe
@DermasBerhe Жыл бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉💯. 💯
@ghideykahssay9473
@ghideykahssay9473 Жыл бұрын
Thank you 🙏
@rezafima6883
@rezafima6883 Жыл бұрын
ሰላም ዛሐፍተይ ንፍዕቲ ቀስሊዮ ሽክላን አታ ናይሜስ እበይ ገዚአኪዮ?
@mbraktube3258
@mbraktube3258 Жыл бұрын
Tanx more haftey ❤ eta nay shkla ka Ethiopia end eta nay mes kab IKEA .
@RahwaTekle-ju8og
@RahwaTekle-ju8og Жыл бұрын
Nfoti kexliyo
@BirhanuAssefa-o2x
@BirhanuAssefa-o2x 11 ай бұрын
ምርጢ
@tsigerdaberakey2381
@tsigerdaberakey2381 Жыл бұрын
🩷💜🩷💜👍
@tweynisirak7877
@tweynisirak7877 Жыл бұрын
አረ ግደፉና በጃሁም ሸክላ ካብ መኣዝ ናይ ትግርኛ ዘዛረቡ ኮይና ነይ ጉራጌን ናይ ደቡብ ህዝቦች አንበር ትግርኛ ተዛረቡ በልስን ቆሎን ቅጫን አዩ ናትኩም ባህላዊን ዘመናዊ ምግብኩም ሱቅ ኢልኩም ነኩሉ ነገር ሰሪቅሁም አይደብረኩም ሃሳውያን ኩላ
@zebibhadish
@zebibhadish Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤
@lydiayamane1232
@lydiayamane1232 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@MdSalam-n4p
@MdSalam-n4p 9 ай бұрын
❤❤❤
@rahwateame7848
@rahwateame7848 11 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@OMARMOHAMED-rg8fn
@OMARMOHAMED-rg8fn 8 ай бұрын
❤❤❤❤
ኣሰራርሓ ኣዋዘ - How to make Awaz
11:31
zomay channel
Рет қаралды 42 М.
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН
Enceinte et en Bazard: Les Chroniques du Nettoyage ! 🚽✨
00:21
Two More French
Рет қаралды 42 МЛН
Мен атып көрмегенмін ! | Qalam | 5 серия
25:41
Каха и дочка
00:28
К-Media
Рет қаралды 3,4 МЛН
ቃንጣ አሰራርሐ ብቀሊሉ
15:54
Adi Elda-TV
Рет қаралды 36 М.
የፍየል የሸክላ ጥብስ አሰራር
10:41
Melly spice tv
Рет қаралды 52 М.
ኣሰራርሓ ዱለት// How to make dulet//
11:00
hiwi kitchen
Рет қаралды 51 М.
ናይ ንግሆ  ጸሎት
44:56
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 675 М.
ደረቅ ጥብስ አሰራር //Derek tibs //Ethiopian Food
8:02
Правильный подход к детям
00:18
Beatrise
Рет қаралды 11 МЛН