ሳስላ ቦራ ሽታ ናይ ኣስመራ ሒዝካለይ ነዓየ!! ዝነበረ ሓድነት ክልቲኡ ህዝቢ ዘመላኽት

  Рет қаралды 35,581

Wushatena Media

Wushatena Media

2 жыл бұрын

✅ ናብ ውሻጠና ሚድያ Join ብምግባር ዝኸኣልናዮ ንሓግዝ!!
/ @wushatenamedia
ሳስላ ቦራ ሽታ ናይ ኣስመራ ሒዝካለይ ነዓየ!! ዝነበረ ሓድነት ክልቲኡ ህዝቢ ዘመላኽት

Пікірлер: 325
@user-le4dq9iv9p
@user-le4dq9iv9p 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ሰላምና ይመልሰልና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መምህር ሙሉ ሓውና ❤️🇻🇳🤲
@imissyoumom238
@imissyoumom238 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ንኽልቲኡ ህዝብታት ሰላም የውርደልና 🙏❤🙏❤🙏❤
@selam801
@selam801 2 жыл бұрын
እንኳእ ብሰላም መጻእኻ መምህረይ አቦ ውጽዓት
@user-sk4dd4gq7s
@user-sk4dd4gq7s 2 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ክቡራት ወለድና ዝሃብኩም ብዝወፀ ይተከኣልኩም እግዚአብሔር አምላክ ሙሉ ሓውና እውን አብ ዝከድካዮ ሰላም ይግጠምካ ክቡር ሓውና🙏
@user-bq7mz3vf4m
@user-bq7mz3vf4m 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሳኹም ይኹን ክቡራት ወለዲ 🙏❤️❤️❤️
@gf7ghu754
@gf7ghu754 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላኬ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ መ/ር ሙሉ ኣቦ ዉፅዓት🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@tsruytibrhanu8879
@tsruytibrhanu8879 2 жыл бұрын
ህዝበይ ለዋህ ኣምላኽ ይብፀሐልካ በስምኣም ንሓንቲ ሽንበር 250 እግዚኦ ኡፍፍፍፍ ሓመድ ይብለዐኒ ህዝበይ ምዓረይ
@wediakeletigray2829
@wediakeletigray2829 2 жыл бұрын
🥰🥰😍😍😍❤️❤️❤️አግዝኣብሄር ኣምለኽ መሳኩም yekun ህዝበይ ትግራይ ክዳንምህረት መሳኩም tekun 😍😍🥰🥰❤️😭💔💔🥲🥲🥲🥲🙏
@yesus_goytayu1233
@yesus_goytayu1233 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር አምላኸና ናይ ቀደም ናይ ቀደም ፍቅርና ይምለሰልና🤲🤲🤲 ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ መምህር ሙሉ ሐዉና🤲✝️❤️
@vms2067
@vms2067 2 жыл бұрын
እግዚአብሔር ይሃብኩም አሕዋት አጆኻ ህዝበይ ክሓልፍ እዩ
@God-db9vp
@God-db9vp 2 жыл бұрын
ሙሉ በዓል ሕልና ኣምላኽ ምሳኻ ይኹን፡ ህዝቢ ኤርትራን ህዝቢ ትግራይን ሓው ህዝቢ ኢዩ።
@user-ws3ht4dc8t
@user-ws3ht4dc8t 2 жыл бұрын
ኣይይ ህዝቢና 😢ብንእሽተይ ነገር ብዙሕ ዳመስግን እስኻዶ ሃምትበደልኻ 💔 ፈጣሪ ግርህናኻ ርእዩ ሰላም ይመልሰልና 🙏🙏💛💛❤️❤️🕊🕊🕊
@negasitesfaye9978
@negasitesfaye9978 Жыл бұрын
ዝተባረኸ ናይ ፅድቂ መክሊት እዪ በርትእ መምህር ሙሉ ሀይለ ሰላሴ !!!
@binyam1578
@binyam1578 2 жыл бұрын
ይበል ፍቅሪ ሕጂ እዉን ክሓልፍ እዩ 🙏🏼💙✝️🥰🎻💞✌🏻🌿🌿🌿
@askalearegawi9403
@askalearegawi9403 2 жыл бұрын
ክብር ሓውና ዕድመነንጥዕና ይሃብካ ፈጣሪ
@rahel7771
@rahel7771 Жыл бұрын
እግዚኣብሔር ናይ ነብሲ ዋጋ ይግበረልካቱም ብሓቂ ✝️🕊
@Tigray122
@Tigray122 2 жыл бұрын
ህዝበይ ምዓረይይይ ዓይኒ ጸላኢካ ይደፈንንን 💔💔💔💔😭😭😭😭😭😭☝🏽️☝🏽️☝🏽️እህህ ኩቡር ሓውና መምህር ሙሉእ ክብሪ ይሃብካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ልዑል እግዛብሄር ምሳኻን ምስ መላእ ህዝብናን ይኩን ❤️🙏🙏🙏
@askalearegawi9403
@askalearegawi9403 2 жыл бұрын
እግዚአብሄር ኣምላክ ሰላም ይላከልና
@alefumekele3184
@alefumekele3184 2 жыл бұрын
ህዝበይ ለዋህ ፃዕራም ደላዪ ሰላም አጆካ ክርህው እዩ
@meri3353
@meri3353 2 жыл бұрын
ኣቦ ሕልና ጎይታ ጠበይ
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 27 МЛН
Look at two different videos 😁 @karina-kola
00:11
Andrey Grechka
Рет қаралды 13 МЛН
Pool Bed Prank By My Grandpa 😂 #funny
00:47
SKITS
Рет қаралды 18 МЛН
How I Did The SELF BENDING Spoon 😱🥄 #shorts
00:19
Wian
Рет қаралды 35 МЛН
ገዛ ተጋዳላይ ተሪር
6:04
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 9 М.
Lehanga 🤣 #comedy #funny
00:31
Micky Makeover
Рет қаралды 27 МЛН