SBKET D/ASMELASH G/HIWET "ሓምስቱ ትእዛዛት" 5 MARCH 2015

  Рет қаралды 417,666

ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ

ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ

Күн бұрын

Пікірлер: 512
@noahyacob4763
@noahyacob4763 7 жыл бұрын
ቃል ህይወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና፡ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ ይባርኽ
@redaebeyene497
@redaebeyene497 6 жыл бұрын
ኣሜን (3) ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቆን ሓውና ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ ይባርክን ይቀድስን ነዚ ንክነገብ ከኣኒ እግዚኣብሄር ኣምላልክ ብጸጋ ብረዲአት ይደግፈና ሰሚዕና ንክንገብር ጌርና ንክንጸድቕ እግዚኣብሄር ኣይፈለየና ናይ እመ ብርሃን ድንግል ማያርያ ወላዲተ ኣምላክ ጸሎታ ኣይፈለየና
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet 7 жыл бұрын
ዲያቆነይ ጸዓዳ ክብርን ምስጋናን ንእግዚኣብሄር ኣምላክ ይኹን ኣባኻ ሓዲሩ ዝምህረና ዘሎ ጎይታናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ዕድመን ጥዕናን የሃብካ
@yonaswedikelab2136
@yonaswedikelab2136 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ዲያቆን ሓውና ቅዱስ እግዚኣብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርከልካ ፡
@sami891
@sami891 6 жыл бұрын
ኣሜን /፫/ ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቤት ድንቂ ዝኾነ ቃል እግዚአብሔር ክንደይ ይጥዕም ሓውና ድያቆን ኣስመላሽ እግዚአብሔር ኣምላኽ ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ጸግኡ የብዝሓልካ
@yemanezegeye7914
@yemanezegeye7914 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ብድጋመ ቃል ሂወት የስምዓልና ስለ ዝምሃርካናን ዝገሰጽካናን ኣግዝኣቢሄር ኣምላክ ናይ ዘመን ኣገልግለካ ይባርከልካ በረከታን ኣማላድነታን ናይ ኣደና ቅድስተ ቁዱሳን ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስ ኩላትና ይኩም ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@eyobghebremedhin3914
@eyobghebremedhin3914 7 жыл бұрын
amen amen amen
@yaredtumzghi4082
@yaredtumzghi4082 5 жыл бұрын
መልእኽቲ ፓውሎስ ናብ ሰብ ሮሜ ምዕራፍ 10 9-10 እቲ ጽሑፍ፡ ብእኡ ዚኣምን ዘበለ ኣይሐፍርን፡ ይብል እዩ እሞ፡ ሰብ ብልቡ ኣሚኑ ይጸድቕ፡ ብኣፉ ተኣሚኑውን ይድሕን እዩ፡ ስለዚ ብኣፍካ የሱስ ጐይታ ብልብኻውን ኣምላኽ ካብ ምዉታት ከም ዘተንስኦ እንተ ኣመንካ፡ ክትድሕን ኢኻ።
@natumebrahtu9814
@natumebrahtu9814 4 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ሰላመይክርስቶስእዩ
@ሰላመይክርስቶስእዩ 8 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ምሩጽ ንብረት ናይ ቤተ ክርስትያን ከማካ እዮም ኣዘድልይዋ ዘለዉ ንኦርተደክስ ተዋህዶና ።ዕድመን ጥዕናን ጽላል ተንብረልካ ንጽህተ ንጹሃን ብክልተ ወገን ድንግል ማርያም
@hagoshabreha5357
@hagoshabreha5357 6 жыл бұрын
Tesfamariam Beyene Kal hiwet yesmalna Diyakon hawena amlak xegiu yhabkum
@medhanegebremeskel5889
@medhanegebremeskel5889 6 жыл бұрын
ቃለ ሂወት ምሪጽ ንብረት ናይ ቤተ ክርስትያን ከማካ እዮም ዘድልይዋ ዘለው ንኦርተደክስ ተዋህዶና።ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጽላል ተንብረልካ ንጽህተ ንጹሃን ብክልተ ወገና ድንግል ማርይም ተሓልወካ።
@eritreanhabesha2095
@eritreanhabesha2095 7 жыл бұрын
ናይ ብሃቂ ተውህቦ ኣለካ ነገር ከኣ ተውህቦ ኣምላኽ ንኣምላኽ ገርካዮ ኒሱ ኡ ከኣ ኢተ ሃቂ ቃል ሂወት የስምኣልና
@beilulbrhane4315
@beilulbrhane4315 5 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃለ ህይወት የስመዓልና ፀግኡ የብዝሓልኩም ዲያቆን ሓዉና። ደስ ዘብላ ቃላት፥ ኩሉ ሳዕ ተሓጎሱ ከየባተኽኩም ጸልዩ ኣብ ኩሉ ኣመስግኑ ንኩሉ ተዓዘቦ ነቲ ሰናይ ሰዓቦ ካብ ኹፉእ ዘበለ ነገር ረሓቅ። ባሕሪ ዘይብሉ ዓሳ ሱር ዘይብሉ ገረብ ተስፋ ዘይብሉ ወትሃደር ቅልጽም ዘይብሉ ሰዉነት ጸሎት ዘይብሉ መንፈሳዉነት የብሉን ህይወት። እንታይ ክመጸኒ እዩ ኣይትበል እግዚኦ መሓረኒ ክርስቶስ በል።
@ድክመተይበዚሑድክመተይበዚ
@ድክመተይበዚሑድክመተይበዚ 6 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣስምላሽ ሓውና ጸግኡ የብዛሓልኩም ንዓና ክኣ ዝተማሃርናዮ ኣብ ልብና የሕድሮ ናይ እመ ኣምላኽ ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ረድኤታን በረኸታን ጣዕማ ፍቅራን ምስ ኩላትና ይኹን ኣሜን ኣብ ጸሎትኩም ዘኩሩና! !!
@shewitamanuel4393
@shewitamanuel4393 4 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት ይስማልን ኣምልክ ዝስምእ እዝኒ ዝስትወዕል ልቦና ይሃበና ኣምልክ
@senaitabraham8204
@senaitabraham8204 3 жыл бұрын
Qale hiwet yesmalna
@ትዕቢትንውድቀትትቕድማ
@ትዕቢትንውድቀትትቕድማ 9 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ንስኻ እትሰብኮ ስብከት ሂወት ዝህብ ስብከት ኢዩ።ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኽ።ቃለ ሂወት የስምዓልና!
@samsongeb6305
@samsongeb6305 5 жыл бұрын
Amen kali hwet yesimealina
@ልበይሸፊቱኒንጋሽባርካኣቁ
@ልበይሸፊቱኒንጋሽባርካኣቁ 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ኣስመላሽ ሓዉና ናይ ብሓቂ ንፉዕ ድያቆን በረኸትካ የብዝሓልካ ኣምላኽ
@dejen5426
@dejen5426 9 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ህዊት ይስማኣልና ድያቆን ሓውና ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዘድነቅ ትምህርቲ .
@dngley2399
@dngley2399 9 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ዲያቖን ኣስመላሽ አግዛብሄር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ።
@ደጊምንቅሑ
@ደጊምንቅሑ 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዕልና ናይ ባሓቂ ብድጋሜ ቃል ሂወት የስመዕልና ሓውናን መምህርናን ዲያቆን ኣስመላሽ ናይ ኣጎልጉሎት ዘምንኩም ይባርክልኩምን ይቀድስልኩምን ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ያሃብኩም ፈጣሪ ኹሉ ዓለም ኣሜን
@josiwesani1334
@josiwesani1334 8 жыл бұрын
amen amien amien qalhiwet yesmaelna
@abreheabrehe9098
@abreheabrehe9098 8 жыл бұрын
እግዚኣብሀር ይባርካ ኩቡር ሓውና ዲያቆን ቃል ሂወት የስማዓልና ።እዚኣቢሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ።ኣሚን፡ኣሚን።
@erdomteklehaymanot5691
@erdomteklehaymanot5691 3 жыл бұрын
AMEN AMEN AMEN Kale hiwet yesmalna nhawna
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 7 жыл бұрын
ኣሜን ሓበን ኦርቶዶክስ ቤተክርስትያና ሽሕ ይሁዳ ይክሕዱ ኣሽሓት ማትያሳት ይትንስኡ እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ ዓንዲ ቤተክርስትያን።
@filimengstab8977
@filimengstab8977 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለሂወት የስምዓልና ናይ ኣገልግሎት ዘበንካ የንውሓልካ
@samihabte229
@samihabte229 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ድያቆን ሓውና እግዚኣብሄር ኣምላክ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድሜካ ይባርከልካ፡ ንዓና ድማ ዘስተውዕል ኣይነ ልቦና ይዓድለና ኣሜንንንንንንንንንንንንንንንን
@ድንግልማርያምኣደይ-ጠ1ዘ
@ድንግልማርያምኣደይ-ጠ1ዘ 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዓልንል ድያቆን ሓውና ናይሓቂ ደስ ቃል እግዛኣብሄር ኣምላክና ናይ ኣጎልጉለት ዕድመካ የባርክን ይቅድስን ነዚ ክንገብር ክእለትን ጥበብን የዓድለና ቅዱስ ኣምላክና
@teklumahari1458
@teklumahari1458 7 жыл бұрын
ወርቂ ዕንቂ ናይ ተዋህዶ ኦርቶዶኽስ ኽቡር ሐውናን መምህርናን ትምህርትካ ተሰሚዑ ዘይጽገብ ልኡል እግዛብሔር አምላኽ ሙሉ ጥዕናን ዕድመን ይሃበልና በረኽት ናይ ነብያትን ሃዋርያትን የሕድረልካ አሜን ።ናዐካ ዝሃበና እግዛብሔር አምላኽ ኽብርን ምስጋናናን ንኡኡ ይኹን አሜን ።
@tesfalembirhane2747
@tesfalembirhane2747 4 жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ቃል ህወት የስማልና ኩብር ሓዉናን መምህርናን ልኡል እግዚብሔር አምላኽ ጸጋ በዲበ ጸጋ ይጸግወካ አሜን!!!
@teklemultimikweldemichael9963
@teklemultimikweldemichael9963 7 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስምዓልና ሓውና ዲኣቆን። ብ እግዝኣቢሄር ተኸፈሎ።
@adenmola885
@adenmola885 8 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ዳቆን ኣስመላሽ great preacher
@tsigabtsigaba9914
@tsigabtsigaba9914 9 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመኣልና ድ/ ሃውና ኣምላክ ይባርካ
@ሳሚመንግስ
@ሳሚመንግስ 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወቱ ይስማዓልና ሰለ'ቲ ዝመሃርካናን ዝገስጥካናን ጎይታ ይባርኽካ ናይ ዘመን ኣጎልጉለትካ እግዚአብሔር ይባርኸልካ ኣሜን
@brhanetesfamaryam6362
@brhanetesfamaryam6362 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna
@saronamanuel1223
@saronamanuel1223 9 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኩቡር ሓወይ.... ንስለ እዚ መወዳድርቲ ኣልቦ ዓብዩ ትምሃርቲ የቐንየልና!!!!
@merhawiandom4223
@merhawiandom4223 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣቢሄር ኣምላክ ምስ ኩላትና ህዝበ ክርስትያን ይኩን ኣሜን
@sonafuture8210
@sonafuture8210 8 жыл бұрын
ኣምላኽ ቅዱሳን ጎይታ ሰራዊት ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ኣጸቢቑ ይባርኽ። ኣብ ቅዱስ ቤቱ የቑምካ
@antorezelalem8916
@antorezelalem8916 8 жыл бұрын
Besmab weweld menfes kudus hadu amlak amen.....Kal hiwet yesmalna
@yonasgezaibrhane8875
@yonasgezaibrhane8875 3 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ድያቆን ሓውና 🙏🙏
@Drewsteignton
@Drewsteignton 6 жыл бұрын
amen amen amen qal hiwet yesmalna memhrna nay behaki mexenanietey sbket eya neay kchneq keleku nabza kulu sae tehagosu eye zsemie edmen tienan yhabka egziabiher neana khshena bzuh nmehar alena kabaka abona kemaka bfltet ztemele yebzhalna amlak ab haymanotna ortedox xenina knebr amlak yhagzena amen amen amen
@ابواحمدالجيوديالاتصالعلىالواتس
@ابواحمدالجيوديالاتصالعلىالواتس 6 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ህይወት የስመዐልና ዲያቆን ሓውና እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ኣግልግሎት ዘመንኩም ይባርከልኩም
@Ts.M.T
@Ts.M.T 8 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ድያቖን ሃውና ኣምላከ ኣቦታትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርኸልካ ኣሜን
@samrawitwoldu5040
@samrawitwoldu5040 8 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hewit yesmalna dyakon hawena Egzabher xegeu yebzhalika
@mehureweldu8717
@mehureweldu8717 4 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልናሓውና ዲያቆን ኣስመላሽ ❤️❤️❤️
@msgnaanday183
@msgnaanday183 6 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ኣምላኽ ተመስገነን ዝከበርን ይኩን ኣሽመላሺ ሓውና ቃል ሂወት የስመዓልና ኣሜን ።
@LEOMessi-kk4ks
@LEOMessi-kk4ks 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወር የስማዓልና ዳቆን ሃወይይይይይ
@samuelfisahaye7015
@samuelfisahaye7015 9 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና ኩቡር ሓውና ድያቆን
@eleinterteyment7605
@eleinterteyment7605 9 жыл бұрын
አግዚኣብሀር ይባርካ ኩቡር ሃው ዲያኮን። ካል ሂወት የስመኣልና። አግዚኣብሀር ናይ ኣገልግሎት ዘመንካ ይባርክ።ኣመን።
@samielmehari3395
@samielmehari3395 8 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet
@habteabgermay2795
@habteabgermay2795 6 жыл бұрын
amen amen amen qel hiwet yesmalna daykon hawuna nay zebenat agelglot edmeka egzabher ybarkelka
@semrawitgereziher4912
@semrawitgereziher4912 8 жыл бұрын
amen amen amen kbur Dyakon hawna bhaki hiwet zhbi kal temegen gytay kal hiwet yesmalna amlak idmen tinan yhabka metan nana ktimna
@brehanegebreselase4291
@brehanegebreselase4291 8 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማልና ዳቆን ሃዊና ስለ ዝማሃርካናን ዝገሰጥካናን
@biniamzerabruk1150
@biniamzerabruk1150 8 жыл бұрын
kale hiwet yesmalna naye agelgulot zemenka egziabiher ybarkelka asmelash hawey
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 7 жыл бұрын
ስለ ዝመሃረና አግዛብሄር ኣምላክና ዝኸበረን ዝተመስገነን ይኩን ሓውና ድማ ቃለ ሂወት የስማልና ብድጋሜ ናይ ኣጎልጉሎት ዕድመካ ይባርከልካ
@abielhayelom4820
@abielhayelom4820 7 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመኣልና ሓውና።
@tomasaraya7761
@tomasaraya7761 5 жыл бұрын
Amen kalihiwet yesmealna amlak msaka ykun
@salunatu3911
@salunatu3911 8 жыл бұрын
amen aman amen kale hywet yesmalna ahwat egziabher tsgeu yebzhalkum
@TV-cw9hg
@TV-cw9hg 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚኣብሄር ጸግኡ የብዝሓልካ ድያቆን ሓወይ
@habtuhabtezghi5202
@habtuhabtezghi5202 8 жыл бұрын
Amen amen amen qal hiwet yesmalna egzabihir amlak tsegue yebzhalki nay agelklot edmeki yberkelki amen.
@teamebrhane3527
@teamebrhane3527 8 жыл бұрын
kal hiwet yesmealna egzeabher amlak nay agelgulot zemenka ybark.
@gb-ey3oz
@gb-ey3oz 7 жыл бұрын
ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዓልና ዲያቆን ሓውና ብሓቂ ከምዚ ጌሮም ሰኣን ምምሃር ተሃድሶኣውያን ንዓና ከጸልሙ ከይደቀሱ ይሓድሩ ንሕና ግን እንትርፎ ንክርስቶስ ንመንግስታት ይኩኑ ሰበስልጣን ኣይንመሓደርን ኮምኡ ዝመስሎም ብዙሓት ኣለው ዝተታለሉ ውሽቲ ኣትዮም እንታይ ዓይነት ምሕደራ ኣሎ ከይ ፈለጡ ቀንዲ ከኣ ኣብዚ ኮመንት ሓደ ሞሶብና ዓንጋሊት ብዝብል ናይ ትጥቀም ሰብ ስምካ ብዘይ ምጥቃምካ መጀመርታ መንነትካ ከም ሰራቂ ተቁጽረካ ነቀፈታ እዩ ጸርፊ ከይመስለካ በታ ሓሙሸይቲ ኣይሰማማዕን እየ ትብል ኣለካ ንድያቆን ዘይኮንካ ኮምኡትብሎ ዘለካ ንፈጣሪካ ንኢየሱስ ክርስቶስ ኢካ ትቃወሞ ዘለካ እሞ ንሰባት ዝቃወሙ ዝመስሎም ንፈጣሪኦም ዝቃወሙ ብዙሓት እዮም እሞ ምስ ክርስቶስ ዝጻረር ኣሎ ድዩ ከምቲ ነብዪ ኢሰያስ ዝበሉ ጭቃዶ ምስ ሰራሒኡ ይካታዕ እዩ ከመይ ጌርካ ንስኻ ትሰርሓኒ ይብሎ እዩ ብዙሕ ምበልኩካ እዚ ይኣክለካ።
@mulunegash6298
@mulunegash6298 6 жыл бұрын
ሓወይ ኣይትጋገ ሰብ ነናቱ ኣተሓሳስባ ኣለዎ እዚ ትእዛዝ ነዓካ ቅኑዕ ኮይኑ ይስመዕካ ንዑኡ ከኣ ይስምዕ ማለት ኣይኮነን ስለዚ ኣብ ሪኢቶ ሰባት ከም ሰለሙን ብጥበቡ ሓቂ ዝፈረደ ንስካ ውን ብጥበብ ፈጣሪ ኣረደኣዮ እምበር ሪኢቶ ኣይትሃብ ኣይበሃልን ዩ
@okbaghebrieltekie5014
@okbaghebrieltekie5014 6 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስማእልና ድያቆን ሃወይ
@kemzfekedkayoykun3132
@kemzfekedkayoykun3132 7 жыл бұрын
Amen³kale hiwet yesmealna kubur haw nay agolgulot zemenka ybark!!!
@mehariyemane7185
@mehariyemane7185 6 жыл бұрын
ከማኻስ 100000ይሰስኑ ቃለ ሂወት የስምዓልና
@nahomhabte263
@nahomhabte263 9 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ካል ሂወት የስመኣልና ን ሃወና።
@KbreabGebrehiwet-c9y
@KbreabGebrehiwet-c9y Жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስምዓልና መምህረይ ናይ ኣገልጉሎት ዘመንካ እግዚኣብሄር ይባርክ
@danielkiflemariam6221
@danielkiflemariam6221 6 жыл бұрын
ኣሜንንንን ኣብ መፈስና የሕድሮ ፈጣሪ ኩሉ ዓላም
@okbayokbaywedimymadid9344
@okbayokbaywedimymadid9344 8 жыл бұрын
kale hiwet yesmaln dyakon hawna. neaka nay agelglot edmieka yibrkelka..zmeharkana dma ab lbna yehdro. bgbri kngoaz amlak yihagzena..amen"
@filmonmsgna999
@filmonmsgna999 8 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmealna nay agolgulot admekum agzabiher ybark Nana wen azi knfxm agzabiher yhagzena Amen
@mebrhtom5854
@mebrhtom5854 9 жыл бұрын
ቃል ሂወት የስመዓልና ኩቡር ሓዉና
@ragalemroble8956
@ragalemroble8956 8 жыл бұрын
Amen amen qal hiwet ysmana kudus hawina daeykon asmelash abiti tgebre nay h agolgulot ka Ezgabher xegu yebzhalka
@temesgenhabte3375
@temesgenhabte3375 7 жыл бұрын
amen amen amen kal hiwet ysmalna diykon ashmelash hawena nay zemen agolgulotka ybarkelka egzabiher
@tsegaighebremariam4733
@tsegaighebremariam4733 9 жыл бұрын
Amen Amen Amen qalehiwet yesmalna nfiqur hawuna diaqon ashmelash zemen agolgulotka yenwuhalkan yiqediselkan bereketun redietun yiadilka tsegueu yebzihalka egziabiher amlak
@misakkibrom0740
@misakkibrom0740 4 жыл бұрын
Egziabher ymesgen ❤️🙏🙏🙏 kal hiwet yesmalna dyakoney hawey🇪🇷❤️❤️
@weditukue6429
@weditukue6429 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen deyaqon hawena xega admeka yebzhayo amlak sele qalatu kebrin mesganan neti Luaul Amlakna yekun
@mebrrahtomaregay4100
@mebrrahtomaregay4100 7 жыл бұрын
ቃለ ህይወት የስማዓልና ሃይማኖትና ይባርከልና ኣሜን ኣሜን ቅሜን!!!
@desalezereselasie1924
@desalezereselasie1924 3 жыл бұрын
Edmen tenan asbka kab zgabheir rkebo
@abibiabanoub8468
@abibiabanoub8468 7 жыл бұрын
Amennn Amennn Amenn ድያቆን አስመላሽ ሐውና ቃል ሂወት የስምዓልና
@semharkidane1616
@semharkidane1616 5 жыл бұрын
Amen amen amen kal hiwet yesmaalna egzabhir amlak xegu yebzhalkum dyakon hawey
@yaphettv297
@yaphettv297 9 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስማዓልና
@lwamkidanekidane7964
@lwamkidanekidane7964 6 жыл бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏 Amen Amen Amen qale hiwet yesmalna fetari xegu ybzhalka kab mbrak xhahay ksab merab xhay sm egzabiher ymesgn .
@dejuboy819
@dejuboy819 6 жыл бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet ysmalna naktkum kea abta zeythass eyorsalen yxhafelkum deqi tewahdo
@happylife5112
@happylife5112 8 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@teclunegash6073
@teclunegash6073 4 жыл бұрын
ድያቆ ኣስመላሽ ኣምላኽ ጸጋን በረኸትን ሂቡ ትምህርትኻ የብዝሓዮ
@emagerie3507
@emagerie3507 6 жыл бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalana hawna diycon ashmelash
@lovelove1747
@lovelove1747 9 жыл бұрын
ኣሜን እሜን ኣሜ ቃል ሂወት ይስማልና
@carmelaiacovelli7592
@carmelaiacovelli7592 8 жыл бұрын
ቃለ ሂወት የስመዓልና ሓውናን መምምህርና ዲያቆን ኣስመላሽ
@alemtesfazionalamtesfazion5555
@alemtesfazionalamtesfazion5555 7 жыл бұрын
Carmela Iacovelli አሜን
@alemtesfazionalamtesfazion5555
@alemtesfazionalamtesfazion5555 7 жыл бұрын
አሜን፡ቃልፂወትየስመዓና።
@haweynatey8454
@haweynatey8454 8 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna nay agolglotka zemen ybarek diykon hawna 🙏💒💒💒💒💒💒💒💒
@yordanoswelde3405
@yordanoswelde3405 7 жыл бұрын
Amen.Amen Amen qal hiwet yesmalna ezgbehir almki xgeu yebzhalkim
@shshayzeray7392
@shshayzeray7392 8 жыл бұрын
Amen amen amen qale hiwet yesmealna hawna Diacon Asmelash!!!!!!!!
@jonewedidc6630
@jonewedidc6630 7 жыл бұрын
Shshay Zera
@TewahdoTube26
@TewahdoTube26 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen qal hiwet yesmalna egzabiher amlak nay agelglot zemenka ybarkelka diacon hawna
@iamabedteweldebrhan4550
@iamabedteweldebrhan4550 9 жыл бұрын
Qal hiwet yesmalna hawuna diacon asmelash. edme agolgulot yebzihalka. Amen! amen! amen!!!
@beynhagos9606
@beynhagos9606 9 жыл бұрын
amen Amen Amen qal hiwet yesmalna nhawena diyakon ashemelash egziabiher amlak tsege yebzahala zhawey
@akberetmehari2987
@akberetmehari2987 8 жыл бұрын
amen amen amen kale hiwet yesmaealne
@habtitmsgna3232
@habtitmsgna3232 9 жыл бұрын
Amennn amennn amennn kalehiwet yesmalna fukur dyakon ashmelash amlak nay agelglot edmekum amlake ybark xegeu yebzhalkum bhakiiiiiiiiii . Edmen xegan yhabkum💒💒💒💔💔💔🌼🌻🌼🌻🌷🌷🌷
@jonyowhans9503
@jonyowhans9503 9 жыл бұрын
yyu
@fenkilwelderfeal2551
@fenkilwelderfeal2551 8 жыл бұрын
Amen amen amen
@yonaskeshi3059
@yonaskeshi3059 7 жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@temnithaile1471
@temnithaile1471 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen
@zakariahassan218
@zakariahassan218 7 жыл бұрын
Amen 3
@merrykhan5541
@merrykhan5541 7 жыл бұрын
Amen ( 3 ) kale hiwet yesmelna Egziabiher amlak xegu yebzhalka.
@lukatesfay7158
@lukatesfay7158 6 жыл бұрын
አግዛብሀር ጸጋኡ የብዘሓልካ ቃለ ሂወት የስመዓልና ናይ በሓቂ ሂወትካ ዝቅይር ስብከት ዲያቆን ሃውናን መምሂሪናንን ።
@hhghgyyy4886
@hhghgyyy4886 3 жыл бұрын
ብሓቂ ቃል ሂወት የስመዐልና
@sultanbrhane6946
@sultanbrhane6946 8 жыл бұрын
ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐና
@habtomhagos122
@habtomhagos122 9 жыл бұрын
Qal hiwet yesmalna diyakon hawna amlak tsega natu yiadilka amen amen amen amen amen amen
@hayelomwelday2224
@hayelomwelday2224 8 жыл бұрын
Amen amen amen qile hiwet yesmalna egzabhe xegaka yebzahayo hawina doqon ashmelash
@genettesfay4254
@genettesfay4254 4 жыл бұрын
Amen Qal heiwat yasmalna ezgabher xage yabzahlkm deikon hawna nay ageglot zamanka yebrk
@Hanna70222
@Hanna70222 9 жыл бұрын
Amen kelehewit ysimalna diakon hawina , nay agelgulot zrmenka ybarikelka
@amenamentekle1570
@amenamentekle1570 7 жыл бұрын
Asli Bahta
@abrehetgebreslasie859
@abrehetgebreslasie859 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen Kalhiwet yesmelna nai agelglot idmeka ibarkelka
@bsrattseggzab6097
@bsrattseggzab6097 8 жыл бұрын
kal hewet yesimealina Amen hawuna d/ asmelashe
@danielyemanegebreyawhanes6608
@danielyemanegebreyawhanes6608 9 жыл бұрын
amen amen amen kale hiwet yesealna deykon hawena nay agolgtka yenwehalka
@AGAPEERI
@AGAPEERI 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen Diyakon hawey Qale hiwet yesmalina. nay bihaki hiwet zihib Qal Amlak.
@filimonteklebrhan6810
@filimonteklebrhan6810 8 жыл бұрын
kale hiwet yesmealna hawna diakon Gina yikreta gibereley eta edka bisimiet til tebila zeleka mistir sle zelewa Please amlak kigelxelka fikadu yikun yiteamamen win ye kem zigelxelka Gina hadera edka akiba yikreta gibereley ane dikum bidfret sle zitezarebku sibhat legizbiher wele weladitu dingil wele meskelu kubur amenn.
@milietehagos2494
@milietehagos2494 7 жыл бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesimealna Dykon hawina
''LEWHAT KEM RGBIT TEBIBAN KEM TEMEN KUNU'' SBKET DEACON ASMELASH G/HIWET
1:31:24
ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ
Рет қаралды 687 М.
Sbket D/Asmelash G/hiwet JUNE 2015("ንኣምላኽ ብኸመይ ንፍለጦ" N AMLAK BKEMEY NFLETO)
1:20:33
ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ
Рет қаралды 134 М.
Lazy days…
00:24
Anwar Jibawi
Рет қаралды 9 МЛН
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 39 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 151 МЛН
It’s all not real
00:15
V.A. show / Магика
Рет қаралды 16 МЛН
ጻውዒት እግዚኣብሔር ብ ዲ/ን ኣስመላሽ ገ/ሕይወት
37:04
ተዋህዶ ይእቲ Tewahedo Yeti
Рет қаралды 136 М.
ኣደ ኢየሱስ  ካልኣይ ክፋል ERITREAN ORTHODOX TEWAHDO SIBKET BY DEACON ASMELASH G/HIWET
48:04
እሙን ዓርኪ ልበይ~Emun Arki Lbey~By Zemari Henok Fikadu~New Eritrean Orthodox Tewahdo Mezmur 2024
6:19
መዝሙር ‘ዩ ህይወተይ Mezmur yu Hiwetey
Рет қаралды 4,4 МЛН
SBKET  DEACON ASMELASH IN MANCHESTER UK DECEMBER  05 2011 RE: SHARING
1:10:05
ኣቅሌስያ ኦርቶዶክሳዊ ዝማሬ
Рет қаралды 95 М.
# ናይ ንግሆ  ጸሎት # New Ertriean Orthdox Tewahedo Prayer
21:36
ኖላዊ ( NOLAWI)
Рет қаралды 50 М.
Lazy days…
00:24
Anwar Jibawi
Рет қаралды 9 МЛН