Selam ድሕሪ ሓዳር ተቀይራትና ባሕቲ ምድሪ በዲላትና😭

  Рет қаралды 58,999

Afewerki Tsegay Smile

Afewerki Tsegay Smile

Күн бұрын

#ethiopia #habesha #tgraymusic #ethiopian #femousname #film #love #tigray #muzik #music #ethiopianews #prankvideo #2024 #2023 #2022 #habeshatiktok #happiness #habeshaculture #podcast #popular

Пікірлер: 900
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms Ай бұрын
20 k ነብፀሐሉ የሕዋተይ❤❤❤
@Awet355
@Awet355 Ай бұрын
ሳብሰክራይብ ባ ጋልነይ
@AfewerkiTsegaySmile
@AfewerkiTsegaySmile Ай бұрын
🙏🙏🙏
@tfgddyfyg3875
@tfgddyfyg3875 Ай бұрын
@@Awet355 ገይረልካ ደምረኒ
@GalaxyKha-b7d
@GalaxyKha-b7d 29 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Awet355
@Awet355 29 күн бұрын
@@tfgddyfyg3875 አሺ ወለላይ
@AfewerkiTsegaySmile
@AfewerkiTsegaySmile Ай бұрын
ልሓመመ ልሓውየሉ ልተኣሰረ ልፍተሓሉ መሖጎሳና ባሕቲ ይግበርልና🙏🙏🙏ቡሩክ ፆሞ ፍልሰታ🙏🙏
@GjNn-fe2mw
@GjNn-fe2mw Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ሓወይ ናተይ❤
@SlasNugus
@SlasNugus Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏
@user-oe3nr8kn1j
@user-oe3nr8kn1j Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🙏
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u Ай бұрын
ኣሜን//3//👏
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf Ай бұрын
አሜን(3)🙏❤️
@user-yq6lh5tg5o
@user-yq6lh5tg5o Ай бұрын
እዝ ፅሑፍ ታንብቡ ዘለኹም ባሕተይት ሓሳስ ልብኹም ያስምረልኹም🎉🎉❤❤❤❤❤
@DmmKaa
@DmmKaa Ай бұрын
amen amen amen
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ❤❤❤❤
@MerMeri-vi8ti
@MerMeri-vi8ti Ай бұрын
ኣሜን(3)❤️
@LemlemAbrha-n4t
@LemlemAbrha-n4t Ай бұрын
አሜን
@user-bo7xq6ow4j
@user-bo7xq6ow4j Ай бұрын
ኣሜን
@djsv1094
@djsv1094 Ай бұрын
🌿🌿🌿ዮም ፍስሃ ኮነ በእንተ ልደታ ለምርያም🌿🌿🌿 በረከት ረድኤት ኣማላድነት ናይ ቅድስት ድንግል ማርያም ኣዴናን ጻድቅ ኣቦና ኣቡነ እንድርያስን ቅዱስ ራጉኤል መልኣክን ምስ ኩልና ደቂ ተዋህዶ ይኹን:: ብሩኽ ምጅማር ጾመ ፍልሰታ ይግበርልና::
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@lilitylility4864
@lilitylility4864 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉
@EyerusTsegay-yz7wt
@EyerusTsegay-yz7wt Ай бұрын
ኣሜንንንን❤❤❤
@gedu8644
@gedu8644 Ай бұрын
ቀደመይቲ እየ ላይክ ጠዊቅኩም ሕለፉ😋😍
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@gedu8644
@gedu8644 Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ክንደይ ግዜ ድየ ክብለኪ ማዓረይ
@MaebelMahari
@MaebelMahari Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤❤
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ Ай бұрын
እት ጀበና ምስ ኣልዐለቶስ ክትሰብሮ እዩ መስሉን ተናድዳ ክትሰብሮ እያ እለ 😢 ባሕት ምድር ታይ ገይራትኩም ዕግርግር ተብልዋ ሰሉየ ግን ብጣዕም እኽ ትዕግስተኛ ማርያምን ኣብ ስዕድ ዝነበርኽን ትዕግስት የብልኽንን ዝብሉና ዘለዉ ዳኣ ሓደሓደ ሰባት መዓረይ ወዮ ተናድዳስ ኣብ ዉሽጣ ገይራቶ 😢
@HcjcjcjJjcjc
@HcjcjcjJjcjc Ай бұрын
ይገርመኪ እዩ ማዓረይ ኩሉ ንውሽጢ😢😢❤
@Awet355
@Awet355 29 күн бұрын
@@ማምየዓለመይ ሳብሰክራይብ ግበርለይ ዛምበተይ ክምልሰ አየ 👏
@AlmiAlmi-dx6rz
@AlmiAlmi-dx6rz Ай бұрын
ከም ሰሉ ለባም ሓፍቲ ኣይትረክቡን😢ኣይተቀይምዋ🥰
@Awet355
@Awet355 Ай бұрын
ደምርኒ
@fioriberhane8695
@fioriberhane8695 Ай бұрын
iway besmam kitlbim & hagzwa geza balkum axrula from Eritrea 🇪🇷
@SleepyComputerChip-jv8rs
@SleepyComputerChip-jv8rs Ай бұрын
ሰላመይ ኣሕዚናትኒ ዓብዪ ምካን ፀገም እዩ ሰሉየይ ንኣኪ ዝዓደለ ዓቅሊ ንዓይ እውን ይሃበኒ ኣነለ ከማኪ ቦክሪ ገዛ እየ❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@HgFv-iv9xe
@HgFv-iv9xe Ай бұрын
ኣፎርቂ ኣይተኻኣልካን 😂😂ሰሉ የሕዚናትኒ ጊፍቲ ሃባ❤❤❤
@selamabrah6512
@selamabrah6512 Ай бұрын
ያሬድ እዮ ጎቦዝ ልሰሉ የዘናግዓ ፣ጊፍቲ ይህባ ኣፈወርቂ ግደፍ ኣማሓይሽ
@hgfgghgvjggf9916
@hgfgghgvjggf9916 Ай бұрын
ታይ ገበረትኩም ወደይ ባሕቲ ምድሪ ተዕገርግርዋ ብዝኾነ ከም ሰሉ ትመስል ሓፍቲ ብምርካብኹም ዕድለኛታት ኡኹም😢
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ❤❤❤❤
@user-cj5np1bu6i
@user-cj5np1bu6i Ай бұрын
ከም ሰሉ ዝበለት ሓፊቲ የላን ኣነ ሕዳሪ ተገረ ብሱሩ ትብገዛይ ኣይ ወፅን ዋኣ 😢😢
@dyykejtkj
@dyykejtkj 26 күн бұрын
ሰሉ ለባም ትዕግስትኺ 100% 🙏❤️❤️❤️
@user-rl6wv2et9e
@user-rl6wv2et9e Ай бұрын
ኣፍየየ ዳሰሉ ዘይኮነስ ዳቴዲ በል ዘሓወይይ❤👑
@TesLove-wd6fz
@TesLove-wd6fz 29 күн бұрын
ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉኒ ይመችኹም 🎉❤ ግን ቅር ዝበለኒ ነገር ሲ ዳሰሉ ክትብል የብልካይ ማለተይሲ ስብኣይ እናሃለየስ ብሰበይቲ ኣይፅዋዕን ኢለ እየ ምስ ይቅርታ🙏
@user-sm6bx5hn5i
@user-sm6bx5hn5i Ай бұрын
ካብ ሰለም ብራንክ ትፅበዮ ንኣፎም 👍ማራ ኣሕዚናትኒ 🥺❤❤❤ያሬድ ግን ሰሉ ከትኩሪ ብጣዕሚ እዩ ልፈርሕ የኔ ማር ቀፅለሉ ኣፎም ግን ዳሕና ማዓልትካ ተፀበ 😂❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@slam4790
@slam4790 Ай бұрын
ኣነስ ማዓረ ክንዱዙይ ትዕግስተኛ ዘይትመስለኒ ነይራ ኩሉ ንውሽጢ ገይራስ ሱቅ ኣምላክ ኣቦይ ትዕግስቲ ሃበኒ ሰላምይ ናይ ልብኩም ኢኩም ተዛሪብኩም ኢላቶም አሕዋታ ኮይኖም እምበር ኣብዙ ጊዜ እዙይ ቡዙሕ ሰብ ናልቡ ንግፍ ምስ ኣበለ ፕራንክ እዩ ይብለካ ካቡኡ ንስካ ይታሓዋወሰካ ዋላ ፕራንክ ይኩን ካብደይ በሊዓትኒ😢😢🙏♥♥♥
@Awet355
@Awet355 Ай бұрын
@@slam4790 ሳብሰክራይብ ግበርለይ 👏
@user-zx6we3xb3r
@user-zx6we3xb3r Ай бұрын
አረ አፈወርቂ ስነ ስርዓት ሰሉ አይተኮርያ ብዝተረፈ ይመችኩም❤❤❤❤❤
@selammuuz8661
@selammuuz8661 Ай бұрын
ትፍለዩ ኢኹም ፅሩያተይ ፍጣሪ ናሳሓቕኩም የንብርኩም ሰሉዋይ ለባም ሞኽሸይ ንስኺ ሓፍቲ ጥራይ ለይኾንክስ ልክዕ ከም ኣዶኦም እኺ ኣብ ገፅክን ግብርኽን ይረአ ሎ ዛወለላይ ሓዳርኪ ኣምላኽ ይባርኸልኪ❤
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ🎉
@djsv1094
@djsv1094 Ай бұрын
ሰሉየይይ ሰናይ ባሕቲ ደአ ይግበረልና❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@user-od9re7mc9c
@user-od9re7mc9c Ай бұрын
ኣጀኪ ሰሉዋይ ምስኪን ትዕግስትኪ ተዓዲልኪ ወለላይ ኣነ ተትከንስ ቀልጢፈ እየ ስሚዒት ዝኣቲ እና ከምናትኪ ትዕግስቲ ይሃበኒ❤🎉❤ ኣፈወርቂ ንሰሉ ሳፕራይዝ ገርካ ካሓሳ 😊
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@bluekai-qz6je
@bluekai-qz6je Ай бұрын
ያራድ ማዕተብ ዘይ እስር ተኮን ምስ ፍቅሩኩምስ ማዕተብኩም ማዕተብ ናይ ኣምላክ ፉጡራት ሙካና ምስክርና እዩ አሕዋተይ
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i Ай бұрын
አሜን፫ እንኳዕ ሓቡሩ አብፀሐና አሕዋትና አፈወርቅ ንምታይ መስቀል ዘይብሉኹም ግበሩ መስቀል ሓይልነ😍
@tfgddyfyg3875
@tfgddyfyg3875 Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ዝያዳይ❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምራኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤🎉🎉
@ssll7812
@ssll7812 Ай бұрын
ሰሉዋይ ለባም ኡፍ ኣሕዚናትኒ ኣብታ ደቃይቅ ውሸጢ ኣብ መንጎ ተቀርቂራ ሱጦታ ሃባ ኣፍወርቂ ዝተረፈ እግዚአብሔር ፍቅርኩም ይብዛሕ ንወላዲትኩምለ ሰደታ ኣሕፂሩ ንምርካብ የብቅዕኩም❤❤❤🙏ሰደት መሪር እዪ😢 ፈላልዪና ውሉድን ወላድን
@Tgjjhh
@Tgjjhh Ай бұрын
ሰሉየ ኣነስ ትዕግስተኛ ኣይመሰለኒ ነይሩ ግን ዕድመን ጥዕናን የሃቡኩም ፈጣሪ ደስ ኢኩም ቱቡሉኒ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-sc2di1uv7s
@user-sc2di1uv7s Ай бұрын
ዋይ እፍፍፍ እረ ኣፈ ወርቂ😢😢 ሰሉዋይ ኣሕዝናትኒ😢😢 ከም ሰሉ ሓፍቲ ኣትረክብ ሕደገ ግን ኣፈ ሓወይ
@Fjkkhgfhjc
@Fjkkhgfhjc Ай бұрын
ሓሳብ ልብኩም የስምረልኩም ሙቁራተይ 😊 ሳብስክራይብ ግጨዩኑይ ጥንስቲ እየ ዋ 😂 ወዲ ልነበረ ጋል ከይቅየር 😂
@user-cg5kn7en4j
@user-cg5kn7en4j Ай бұрын
ገይረልኪ ጥንስቲ እየያ😂 ንዓይውን ግበርለይ
@DPo-fq3lb
@DPo-fq3lb Ай бұрын
😂😂😂😂
@tfgddyfyg3875
@tfgddyfyg3875 Ай бұрын
ገየረልኪ ደምርኒ❤
@user-ep6nn3bp6w
@user-ep6nn3bp6w Ай бұрын
😳😳🤭🤭Do🤣🤣🤣🤣🤣
@Fjkkhgfhjc
@Fjkkhgfhjc Ай бұрын
@@tfgddyfyg3875 eshi
@CsfFdr-pk2eq
@CsfFdr-pk2eq Ай бұрын
ኤህ ታይ ገበረትኩም ኣሕዚናትኒ🥺 ን ኣፍወርቂ ሓንቲ ማዓልቲ ዋዕሉሉ ብስሩ😅
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@CsfFdr-pk2eq
@CsfFdr-pk2eq Ай бұрын
@@Grmaneshyoutube ገይረልኪ ማዓረይ
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v Ай бұрын
ገይረልኺ ምቅርቲ​@@Grmaneshyoutube
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤🎉🎉
@MerryMerr-li8rb
@MerryMerr-li8rb Ай бұрын
ሽኮራት፡ሰላመይ፡ብሕልፊ፡እየ፡ዝፈትወኪ
@BerehaneTeklezgi
@BerehaneTeklezgi Ай бұрын
ስለሃቂ እንተኾይኑ ካልእ መዓልቲ እንተዝኸውን ጽቡቅ ኔሩ ባሕቲ መዓልቲ ግን ቁሩብ ይድብር እዩ። ካልኣይ ድማ ምስክነይቲ ሓንትን ምጭውትን ዝኾነት ሓፍቲ ከምኡውን ለባም ሓፍቲ ስለዝኾነት ኣይተበሳጭውዋ ግድፉ ሕጂ ኣብ እግራ ወዲቅኩም ይቅረ በሉዋ ካልኣይ ድማ ካሕሳ የድልያ እዩ ንሱ ድማ ባዕላ ዝኣዘዘቶ ክኸውን ኣለዎ። ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ ሰሉ ሓፍተይ ጓል ትግርኛ ሓፍተይ ይመችኺ።
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 Ай бұрын
ኤህህ እንታይ ገበረትኩም ዛፅሪቲ ሓፍትኩም ተዕገርግርዋ ባሕቲ ምድሪ መዓልቲ እንዶ ቀይረሎ እኮ ኢላትካ ሰሉፅ ለባም ❤❤❤❤
@MemEri0-fm8ex
@MemEri0-fm8ex Ай бұрын
ኣፍወርቂ የፍቅረካ እየ ግን ንሰሉ ኣይትሕዝና ከም ሰሉ ሓፍቲ የላን🎉❤🎉
@rrfdfgfdxy1960
@rrfdfgfdxy1960 Ай бұрын
ኣቤት መልሓሰ ኣፍወርቂ 😢 ኣነ ተትኮን በቲ ጀበና እየ ሃደሸ ከብለካ ነይረ😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@rrfdfgfdxy1960
@rrfdfgfdxy1960 Ай бұрын
@@tsegatsega238 ማርያምን ማራ አሕዚናትኒ ኡፉ 😥 ኣነ እሕዋተይ ዋላ ለቀለዲ ተተናጊሮሙኒ ንብዓት ዩ ልቅድመኒ እንድዒ ብቻ ትዓቅላ ተዓዲላ 👏😘
@samriissak1204
@samriissak1204 Ай бұрын
Kkkkkkkkkk
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Ай бұрын
ለዛም ዕድልኛታት እኩም ደቀ ሪመይ ማዓርይ ፅቡቅት ኣሕዋተ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ፍቅርኩም ይብዛሕ 🕊💜🙏♥️ኤፌ ናይ ፕርንክ ሰይጣን ሕዚካ ለሚቀን😂🤣🤣😒😁
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@user-lt5rm4vj2s
@user-lt5rm4vj2s Ай бұрын
ሰሉዋይ ጨጎርኣ ልሕፅ ኣቢልኩማ ኡፍ🥹😅ደም ኣይፍላሊኹም ፅሩያት🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@user-jx3vu1fr2s
@user-jx3vu1fr2s Ай бұрын
ስሉ አሕዝናትን ስጠት ሃብዋ እትብሉ ለይክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@selamburuk
@selamburuk Ай бұрын
ኣቤት ረዲኡኪ ዘለኪ ትእግስቲ ሰላመይ ግን ሓደራ ንሰሉ ብጽብቅ ነገር ብደምቢ ከሓሳ ኣፈወርቅኪ መሕረረ😢❤️
@user-rl6wv2et9e
@user-rl6wv2et9e Ай бұрын
ኣፎርቂ ንሰላም የኮንካ ፕራኪ ገይርካ 😢😢 ናዓየይይ ገይርካኒ ታይ ኮይነ በክየ😢 ኣሕዚናትኒ በሓቂ ሰላም😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@fyoritewelde7802
@fyoritewelde7802 Ай бұрын
ኣፍወቂ ሰላም ክትበኪ ኣይይግባን ምክንያቱ ከም ሰላም ሓፍቲ ይሓብኻን ይሓበናን ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo Ай бұрын
ዋይ ሰሉዋይ ማርያምን ሃምዙይ አይፅበየክይ ነይረ ኣብ አሕዋትኺ ልለኪ ክብሪ ኹሉ ግዜ ይሪአክይ ድየ ትዕግስቲ ልለኪ ግን አይመስለንይ ነይሩ ኣነ ምኾንኹ አብቅድመይ ልሎ አቅሓ ወዲአ በሪ ወፂአ ልኻሊእ ሰብ ገፍገፍ ምበልኹ ነይረ ሃም ሕማቅ ደርሆ So ዕድመን ጥዕናን ይሃብኹም❤❤❤
@user-tq5go7il3o
@user-tq5go7il3o Ай бұрын
ዋላ አነ ስደት ምስወፃእኹ ባህርያተይ ሓሚቑ አሕዋተይ ዳርጋ በትሪ እዩ ልቓርዮም ብንእሽተይ ነገር እየ ልናደድ😢
@user-fg8xc4xx7r
@user-fg8xc4xx7r Ай бұрын
ዋል አነ እፍፍፍ ብጣዕሚ አያ ዝንደደ ዓቢይ አይበል ንእሸተይ ተትንደደ በቂ በዝሕዞክዉ አያ ዝወቅዓ 🤣😭
@akberetkidane7358
@akberetkidane7358 Ай бұрын
ካባይ ዝገድድ ኣብ የሕዋቱ ዘይክእል ሰብ እንበኣር ኣሎ እዪ ብዝኮነ ሓፍቲ ማለት ካልኣይቲ ኣደ እያ እሞ እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዘይውዳእ ፍቅሪ ይሃብኩም, ሓጎስኩም ነባሪ ይግበሮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም መድሃኔኣለም 🇪🇷🇪🇷
@user-hy4jt8vv8b
@user-hy4jt8vv8b Ай бұрын
የኔ ማር ሰሊተይ መዓረይ ኽትልዉህ መዓት ሓፍትነይ እንያ ትመሰል መዓረይ ❤❤🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@ኣስኮል
@ኣስኮል Ай бұрын
እሞሲ ተጋሩዋይ#ሳብክራይብ#በሉለይ ኣሕዋተይ ቡሱም#ሰሉየ#ሰናይ ባሕቲ ደማ ይግበረልና❤
@Melat-T
@Melat-T Ай бұрын
እሺ ልኣየ ለ ግበሩለይ ኣሕዋተይ🥰
@user-cg6ib9wq1u
@user-cg6ib9wq1u Ай бұрын
ገረኪ ዝያዳ ይ 🥰
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምራኒ ምቅራተይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@fjgfjfg1826
@fjgfjfg1826 Ай бұрын
ሰሉዋይ ኣሕዚናትኒ ኣነከ ዝተሰመዐኒንመን ክነግሩ በልኪ ኣነ ዘለክዋ ሂወት😢😢
@user-ps3ov9zd9w
@user-ps3ov9zd9w Ай бұрын
የኔማር ሰሉየይ ኣሕዚናትኒ😢ማይ ናወቁዑ መፂአ በተለይ ክትብል ከላ🥺🥰
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube Ай бұрын
ሓላልይ ሳብሰክራይብ ግብረልይ❤❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ሳብስክራይብ እባ ግበርለይ
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 Ай бұрын
እዋይ ካብ ለይቲ አድሕዝካ ኢካ ረበሻ ጀምርካ ሐዚ ከዓ ባሕቲ ምድር ዉዕልካያ ኣፈወርቂ😂😂ሰሉዋይ አሕዝናትኒ 😢ከማኪ ፈተዉቲ አሕዋታ ይግበረልና ንዓና እዉን❤❤❤
@haniloveyoni428
@haniloveyoni428 Ай бұрын
ሰሉ ግን ኣብ ዝኮነ ክዕዘባ እንተለኩ ማራ እያ ትዕግስተኛ ብኡ መጠን ከኣ የዋህ ኣዶ ኮይና ትስመዓኒ😘
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@meriabrha115
@meriabrha115 Ай бұрын
ኣሜን (3) ብሩኽ ባሕቲ ይግበረልና ንኩላትና ፁሩያት ❤❤❤❤❤እና ይመችኩም❤❤❤❤❤
@ufig6973
@ufig6973 Ай бұрын
ሰሉዋይ ማዓረይ ኣሕዚናትኒ😢So, ባሕቲ ሓጎስ ይግበረልኩም❤🙏🙌
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@ህያብ
@ህያብ Ай бұрын
ሰሉዬ ኣይትነፍር ዛሓፍተይ ኣፈወርቂ ግን ከርና ንቅፂ ኣዮትበል❤❤❤❤
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምራኒ ወለላይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@user-gq7kz8ul5y
@user-gq7kz8ul5y Ай бұрын
ሰሉየይ አብየት ዓቅሊ አነ ተዝከውን ብቱ ጀበና እየ ርእስካ ክጨደካ ነይረ😂😂😂😂
@nmlkklkk
@nmlkklkk Ай бұрын
አረ እነለ
@user-kf5hl5oi1f
@user-kf5hl5oi1f Ай бұрын
ዋላ ኣነ እቲ ገዛ ገድፈሎም ክወፅእ ነይረ😂😂
@user-wc7vo5xn2v
@user-wc7vo5xn2v Ай бұрын
ብጣዕሚ እያ ተዓጊሳቶም ማርያምን❤❤❤
@jfsf4802
@jfsf4802 Ай бұрын
ዋላ ኣነ
@MmN-pb7ju
@MmN-pb7ju 27 күн бұрын
😂😂😂
@dyykejtkj
@dyykejtkj 26 күн бұрын
ኣፍወርቂ ግን ክሽኩር ❤️💛 so ኩላትኩም ቆናጁ ኢኹም ❤️❤️💋💋💋
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi Ай бұрын
ኣደኹም ኣይኮንኩን ሓፍትኹም ትገብሮ ትኽእል ግን ይገብርለኹ ምስ በለትስ ኣሕዚናትኒ ማርያምን ንብዓት መፂእኒ ታይ ገበረትኩም ደቀይ😢ትዕግስታ ግን ከይድነቅክዋ ኣይሓልፍይ ኣነስ ዘረባ ኣይክእሊ ግን ሓደገዮም ደገይ ክወፅእ ነይረ እየ ሓንቲ ደቂቃለ ኣይምተዓገስኩን😢 ብዝኾነ ደስ ባሃልቲ ኢኹም❤❤
@user-vr8tj9wf7v
@user-vr8tj9wf7v Ай бұрын
ሰሉዋይ ለባም ሓላፍነት ከቢድ እዩ ኣይተጨንቅዋ ኣቱም ኣወዳት ኩሉ ንውሽጣ ላተፃወረት ተግ ከይተብልዋ ብዝኮነ ይመቸኩም❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@Arsulove-ke6xd
@Arsulove-ke6xd Ай бұрын
ኣፌዋይ & ያሩዋይ ምቁራት ከምዚ ኢልኩም ኩልሻብ ምጹ ♥️♥️♥️♥️
@etdhgsg3879
@etdhgsg3879 Ай бұрын
ታይ ገበረትኩም ባሕቲ ምድሪ ተዕገርግርዋ ከም ሰሉ ሓፍቲ የላን❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
እዋይይ ተዓዲልኪ ሰሉ ሓፍተይ ዝትዕግስትኺ ❤ለባም ዓባይ ሰብ❤❤ፕራንክ ምዃኑ ናፈለጥኩስ ተናዲደ ትዕግስተይ ወዲአ 🤔 ኣፎም ግደፍ ባሕቲ ምድሪ ከምዚ ከይትደግም🙏❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@MeazaTube12
@MeazaTube12 Ай бұрын
@@tsegatsega238 ቤተሰብ ኢና ወለላይ🙏❤
@user-us8oo8lf2b
@user-us8oo8lf2b 27 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ምቁራተይ ሰሉየይ ተዓዲልኪ ዓቅሊ ❤❤❤❤ ኣቱም ኣወዳት ስርዓት ኣፈወርቂ ብተለይ ሰነ ስርዓትካ ኣሰተካክል
@user-fy7fz7dt1h
@user-fy7fz7dt1h Ай бұрын
ሃም ሰሉ ለባም ኣታጉኑዩያዋ ኣታቀይሙዋ ወንድማቾዎ❤🤲 ሰሉወአይ የኔማር❤ ፍጣር ያሓሉኹም ኣሕዋተይ❤❤💋💋
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@MaryThegu
@MaryThegu 8 күн бұрын
ሰሉየይይ ማዓረይ አብ ሲደት እየ ዘለኩ እና እዛ ናይ ማይ መቅሕት አዛበዓል መንጠልጠል አደዋይ አዘክርክኒ ኩሉ ግዘ ብና ክትፈልሕ ከለክ ኩሉ ቀሪብያ አክ ሶ ሐፈታ ንፈረይ አየ
@Daniyutb
@Daniyutb Ай бұрын
ዉይ ሰላመይ ጽብቅቲ ትዕግስትኪ🎉❤ ኣፎም ኣይተሕርቃ😢
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ወወላይ❤❤❤🎉🎉
@user-ds4tc5dv1p
@user-ds4tc5dv1p Ай бұрын
ሰሉዋይ ሽኮር አሕዚናትንይ ትዕግስታ ያሬድ ግን ኣይደፈራን ክዛረባ ❤❤
@user-cg6ib9wq1u
@user-cg6ib9wq1u Ай бұрын
ውይ ታይ ገበረትኩም ኣሕዋተይ ሰሉ ኣሕዝናትኒ 😩
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@gjjuhj5846
@gjjuhj5846 3 сағат бұрын
ደስ ክትብሉ ኣሖዋት ሰሉ ግን ኣዚናትኒ
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Ай бұрын
ዋይ ያሩ መነኻኸሲ ኣብ ኹሎም ጥሊቑቕ እኮ ኢልካ😂😂😂 ሰሉየ ኣሕዚናትኒ😢
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Ай бұрын
@@tsegatsega238 ጨለ
@user-bo4yr7ms2d
@user-bo4yr7ms2d Ай бұрын
@@tsegatsega238 ጨለ
@Ngsti-ci2yv
@Ngsti-ci2yv Ай бұрын
ብሓቂ ኣሕዚናትኒ ዋዋ ጎቦዝ እያ እዙይ ማንም ኣይገብሮን ሓዳር ሕዝካ ሰብኣይ ብፍላይ ጥዑይ እንተኮይኑ እምበር ከብድ እዩ እና ፕራክኩም ቀለል ኣብልዎ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤🎉🎉
@user-jk1ys1xi2m
@user-jk1ys1xi2m Ай бұрын
ሰሉየ የኔ ጣፋጭ ኣጨኒቅኹማ ኣሕዚናትኒ ሓሳብ ኣትያ ከይፎተየት ክምስ ትብል ኣይተኾርይለይ በጃኹም ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@rhdbxhff5098
@rhdbxhff5098 Ай бұрын
ቃል ኪዳና ግን ብጌጋ ድዩ
@user-yr6ik8zg7v
@user-yr6ik8zg7v Ай бұрын
ትዓድላ ሰሉ አወዳት አሕዋታ አለወዋ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@aaaabbbb3894
@aaaabbbb3894 Ай бұрын
❤ኣቤት ዓቅሊ ናይ ሰሉ ግን ተዓዲላ ኮስተር ኢልኩምስ ተኮርይዋ መናጦ ስጦታ ግዝኡላ
@selamgualtigrayhagertigray2296
@selamgualtigrayhagertigray2296 Ай бұрын
ኣረ ምስ አሕዋተይ ተገም ናፍቅኒ አሎ 😢 ተዓድልኪ ምስ አሕዋትኪ
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ወለላይ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@hgf6568
@hgf6568 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን አፎሞይ ሰላምይ ለባም አጀኪ
@salamaaa905
@salamaaa905 Ай бұрын
ወዮ ጀበና ሓፍ ተብላላስ ትሰብራ መሲሉኒ ኔሩ ተገኒኪ ሰላመይ 😂😂😂😂
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 Ай бұрын
😅😂😂😂 ኣነውን ግን እኮ ክተቀምጥ ወቂዓታ እያ ብዘይ ውነኣ ምስክነይቲ
@ZedMezgebe
@ZedMezgebe Ай бұрын
ማርያምን ኣነለ ዝደንገፅክዎ ሰላመይ ትፍለዪ ኢኺ በኡነት ዓቅሊ 100%❤💋
@ZCNM-vn7th
@ZCNM-vn7th 13 күн бұрын
አረ ኣፎም ትብሃል ወድ ዋይይይ ደቀይ ከብደይ ቦሎዖምን ❤❤❤❤❤❤😢😢😢
@BRETUBE1ብሬ
@BRETUBE1ብሬ Ай бұрын
ትዕግስታ ግን🥰
@sabai12167
@sabai12167 Ай бұрын
አፎመይ ሕደግ ኣይትናድዳ ሰሉዋይ😢አሕዚናትኒ ሳርብራይዝ ግበራ ብዝኮነ😍
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi Ай бұрын
ዋይ ተሕዝነካ ብሓቂ😢😢 ኣነ ምኾንኩስ 😂የምሓደኩሎምን በቲ ቡና
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ ❤🙏
@user-lv9iy5py3l
@user-lv9iy5py3l 14 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ድቅኖዋ ማዓሬይ❤❤❤❤
@WejeratAdey
@WejeratAdey Ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ተጋሩዋዮ ጀማሪት እየዎ🎉🎉🎉🎉
@smirhss4421
@smirhss4421 Ай бұрын
አሜን አሜን አሜን እንኻዕ ኣሕቢሩ ኣብፀሐና ኣሕዋተይ❤❤❤❤❤❤
@SalamahSalim-jj9ms
@SalamahSalim-jj9ms Ай бұрын
ቃደማኪ ዛቤተዋይ አሕዝናትኒ 😢
@hayeee5187
@hayeee5187 Ай бұрын
ኣረ ኣፈወርቂ ኣይተካኣልካን 😂😂 ቀፅለሉ❤ ጉድ ባሕሪ ከይድካ ኣርእየና ናፊቅናዮ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@user-uy4ek2zj3s
@user-uy4ek2zj3s Ай бұрын
ደምሪኒ ማዓረይ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@HadasTedros
@HadasTedros Ай бұрын
ቃደማኪ ሰሉየ ኣሕዝናትኒ ሎማዓንቲ
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@Romary-cv8rq
@Romary-cv8rq Ай бұрын
ሰሉየይ የኔ ምስኪን ኣሕዚናትኒ ኩሉ ልውሽጣ ኩርጥም ኣቢላቶ ንብዓት እዩ ልቅድመኒ 😢ኣሕዋተይ ገለ እንተኢሎሙኒ
@netsanethadush9850
@netsanethadush9850 Ай бұрын
እውይ ሰላመይ ክትስሕቅ እዩ ዘፀብቀላ ዋ ኣይተኮርዩዋ ኣይተጨንቅዋ😳
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Ай бұрын
ደምረን
@668-tj6oz
@668-tj6oz Ай бұрын
ታይ ገበረትኩም ባሕቲ ምድሪ ሓላላተይ ሰሉዋይ ፅሪተይ ዓቅላም ትሕትና ዘለዋ ሓፍቲ ኣላትኩም ብለፅቲ ኩለን❤❤❤❤❤❤
@user-kj9yz9gj8i
@user-kj9yz9gj8i Ай бұрын
ያረድ መናኸስ😃
@user-jw2ss8dz9u
@user-jw2ss8dz9u Ай бұрын
ኣሜን//3//ንኩላትና ኣሕዋተይ
@user-cn6ip2gp6d
@user-cn6ip2gp6d Ай бұрын
ያሩ ለ ኣራስን 😂😂😂😂 ንኣፎም ዝውዕለሉ ዶ ተስኣነ ያ ያሩ ወዓለሉ 😂😂
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@alexslovelove8904
@alexslovelove8904 Ай бұрын
ሙቁራት ሰድራ ደሰ ክትብሉ ስሳትኩም ዘለኩም ምትሕልላይ ቀፅልሉ❤❤❤❤❤❤
@user-fe9wn4nr2d
@user-fe9wn4nr2d Ай бұрын
ሰልየይ አሐዝናትኒ አይይይ😢😢❤❤❤
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@user-dg2pu3mh1s
@user-dg2pu3mh1s 26 күн бұрын
ዋይ ኣነ ትዝክወን ንክልቲኦም መጋጨክዎም ሶሌየ ሽኮር❤
@__-wj7zq
@__-wj7zq Ай бұрын
_ስሉዋይ ማዓረይ❤❤ኣፈወርቅ ግን ናይ ፕራክ ሱሱ ተታሕዝካ እዩ ዝመስል😅😅😅🔥_
@tsegatsega238
@tsegatsega238 Ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤🙏
@rfduv1457
@rfduv1457 Ай бұрын
ሰሉዋ ምዓረይ ለባም ሓፍት ኣላቱኩም ዕድመ ጥዕና ይሃብኹም ፈጣር🥰🥰🥰🥰❤❤❤❤
@HsgdgBdbdhh
@HsgdgBdbdhh Ай бұрын
ዋይ ሰሉዋይ ኣሕዝንክኒ😢
@user-ib6tv4dq2x
@user-ib6tv4dq2x 21 күн бұрын
ሰሉየይ ምስክን ኣሕዚናተኒ ታይ ገይራተኩም እያ ከም ሰሉ ለዋሃ ለባም ሓፉቲ የላይ ሰሉየይ ለባምይ❤🎉
@user-dj5wd9zb5h
@user-dj5wd9zb5h Ай бұрын
ዋይይ ሰሉይ ምቅርቲ ኣሕዚናትኒ😅❤😅
@اانن-ص6ز
@اانن-ص6ز Ай бұрын
@user-tc1cz6ou3u
@user-tc1cz6ou3u 11 күн бұрын
ሰሉ አሕዝናትኒ😢❤
@user-lx6wh4hg2r
@user-lx6wh4hg2r Ай бұрын
አረ ሰኑዬ ኣሕዝናትኒ😢🎉🎉🎉
@user-uo6cf4wr4d
@user-uo6cf4wr4d 20 күн бұрын
ሰሉዋይ ፅሪቲ ትዕግስትን ኣንደበትንዋው ተዓዲልኩም❤❤❤
Fake watermelon by Secret Vlog
00:16
Secret Vlog
Рет қаралды 12 МЛН
Magic or …? 😱 reveal video on profile 🫢
00:14
Andrey Grechka
Рет қаралды 62 МЛН
ኣማን  😁😁😁😁😁😁
1:57
ሜሪ ሓይቆ
Рет қаралды 579
ና ቅድሚ 20 ዓመት ትውስታ😱👍
11:11
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 15 М.