በይነይ ዝሰርሖ ነበርኩ ምስ ኣደዋይ ዉዕሎ❣️ክንክን በዚሑ🥰

  Рет қаралды 24,915

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

Пікірлер: 577
@TesfayFkr-b4w
@TesfayFkr-b4w 3 күн бұрын
እዛ ኮሞቲ ትንብቡ ዘልኩ እዛ ቅድስቲ ኣዴኩም ሽሕ ዓመት ትንብርልኩም❤
@EdFfgg-t1b
@EdFfgg-t1b 3 күн бұрын
አስይ ታዓድልኪ ሱልየ❤ አነከ ማዓዝ ይኮን ገፅ አዳዋይ ዘርእየኒ ❤😢 ነጋ ቅዱስ ሚካኤል እዩእሞ አብ ስደት ዘለና ገፅ ስድራና የርእየና❤❤❤
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@mnjgh-fq3pu
@mnjgh-fq3pu 3 күн бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@fhfg7188
@fhfg7188 3 күн бұрын
ኣሜን(3)❤😢
@ሕልፍ
@ሕልፍ 3 күн бұрын
ኣሜን አሜን 👏👏
@FhGg-x6w
@FhGg-x6w 3 күн бұрын
Amen (3)
@UuUu-e2t
@UuUu-e2t 3 күн бұрын
ተዓዲልኪ ሰሉ ሽኮር ኣድነቅቲ ማዓዛ ላይቅ ወቅጡ ጋይስዋይ🙏❤❤❤
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ
@mohammedtselam
@mohammedtselam 3 күн бұрын
ደምርኒ🥰
@Awet355
@Awet355 3 күн бұрын
ደምርኒ❤🙏
@mahi_YouTube_
@mahi_YouTube_ 3 күн бұрын
እንኳዕ ንዓመታዊ ክብረ ባዓል ሊቅ መልክት ቅዱሰ ሚካኤል ብሰላም ኣብፀሐና/ኩም ጋይስ ሙፁታ ኩስሚ❤️🙏like ርገፁ ክትመፁ ተለኩም😊
@Lili-qr9ej
@Lili-qr9ej 3 күн бұрын
አሜን ደምርኒ ማዓረይ🥰
@Flyonaግሬስ
@Flyonaግሬስ 3 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉🎉
@rdfgrfv7135
@rdfgrfv7135 3 күн бұрын
እስይ ታዓዲልክ ሰሉዋይ ❤❤❤❤❤❤❤❤
@mohammedtselam
@mohammedtselam 3 күн бұрын
ደምርኒ❤​@@Lili-qr9ej
@mohammedtselam
@mohammedtselam 3 күн бұрын
​@rdfደምርኒ❤grfv7135
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 3 күн бұрын
ሰላም ንያሬድ አጠቃቅማ ሚድያ አምህርዮ ብጣዕም ደስ ለይብል ስድነት እዩ ዘሎዎ ሪእይቶ ክዋሃቦ ከሎስ ህንድ ለስተኻኽል ይገዶ
@Abdollh-qv2dn
@Abdollh-qv2dn 3 күн бұрын
ብጣዕሚ ቅጭ መምፅኢ እዩ
@Tgi9479
@Tgi9479 3 күн бұрын
ሓቅኪ ኢኺ ዝያዳይ 😢
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 3 күн бұрын
​@@Tgi9479ደምርኒ ውዴ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
​@@Tgi9479ሳብስክራይብ ግበርለይ ክብረተይ
@tebebehareya
@tebebehareya 3 күн бұрын
ሰሉ ን ያሬድ ሓውኪ ኣጠቃቅማ ሚድያ ኣምህርዮ በጃኪ ሰብ ብዝረአዮ ቁፅሪ ክረግሞ ፅቡቅ የኮነይ😏 ሶ ዕድመ ጥዕና ይሃብኪ ምስ ኣደኪ❤
@ናቲ-03
@ናቲ-03 3 күн бұрын
ሐዚለኮ ማእ በሊ ኢሉዋ ልሰላም በፈጣሪ ስም ርጉም ውላድ ኣይሃብካ
@tebebehareya
@tebebehareya 3 күн бұрын
@ናቲ-03 መልሓሱ ላዛ የብሉን ቡሱሩ😏
@gshhdh5051
@gshhdh5051 3 күн бұрын
ከምኡ ኢለ ክጽሕፈላ ኢለስ ኮሜንትኺ ኣንቢበ ኣረ ዘይርድኦ ካሊእ ዘይሰርሕ እንጀራ ተደልዩ 😏
@mmn2791
@mmn2791 3 күн бұрын
ኣረ በጃኺ ሰላም ዝያሬድ ዝባሃል ገለ በልዬ ታይ እዩ እቱ ኣነጋግርኡ😏 ማዓዛየይ ፅሪቲ ናዓኺ ሪኣ እየ መፂኣ ኣይትጥፍእና❤
@MariChannel-h5o
@MariChannel-h5o 3 күн бұрын
😂
@hewi21-n4o
@hewi21-n4o 3 күн бұрын
@@mmn2791 😂ደምርኒ መዓረይ
@trhastsige2295
@trhastsige2295 3 күн бұрын
ሰላመይ ሓዋኺ ምዓድዮ please 🙏 ትማሊ ብጣዓሚ እዩ ይሕሪቑኒ ስዲ እዩ ናይ ብሓቂ 😢😢😢 ንሕና ብናፎቖት ሓሚምና እዙይ ክኣ ወርሒ ዘይመለአት ሰበይትስ ረቡሽዋ 😢😢😢🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇺🇸🇺🇸🥰🥰🥰
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
@@trhastsige2295 ደምርኒ ክብረተይ
@Awet355
@Awet355 3 күн бұрын
ደምሩኒ ተጋሩዋኒ ❤️💛🙏
@AlWakel-y8l
@AlWakel-y8l 3 күн бұрын
እንካዕ ንቁዱስ ሚካኤል ዓመታዊ ኣብፀሐክን ንኩለየክም ድቂ ተዋህዶ ፀጋ በርከቱ ኣይፈለየና
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
@@AlWakel-y8l ደምርኒ ክብረተይ
@SaraSara.3417
@SaraSara.3417 3 күн бұрын
ናደዋ ኺ ባ ጠስም ላጠሰምኪ ኣርእይና ሰሉ ዋይ ምቅርት❤❤❤❤❤❤ ክንደይ ደስ ትብል እያ ኣደኪ ስ ዕድመን ጥዕናን ይሃበልኪ እግዚአብሐር ኣምላክ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@hewi21-n4o
@hewi21-n4o 3 күн бұрын
@@SaraSara.3417 ደምርኒ መዓረይ
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 3 күн бұрын
ማዓዛ ግን ናይ ገፃ ከለር ደስ ክብለካ ዘይትቅየር ስደት ዝነበረት ዘይትመስል ጡዕምት ፊሽኽታ ኣንሕና ደቅ ሎም ዳኣ ገፅና ብጣዕም ይበላሸይ ናይ ጠበኽ ግድ እዩ መስለን 🥰🙏🧡
@liliaregawi-ll5oz
@liliaregawi-ll5oz 3 күн бұрын
ሰሉ ንያረድ መንጮሎት ኣሕፅቦኦ መኪርና ፅሕፍና ምስማዕ ኣብይና ዋ😂
@Koppa-v5h
@Koppa-v5h 3 күн бұрын
😂😂😂
@Gfd432-n8q
@Gfd432-n8q 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂ብሓቂ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 күн бұрын
@@liliaregawi-ll5oz ብሓቂ
@sultansultani5501
@sultansultani5501 2 күн бұрын
😂😂😂
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 3 күн бұрын
ሰሉየይ መዓዛዋይ. እንካዕ ብሰላም መፃእክን. ሰላመይ. ኣሰይ ደስ ምባልክን❤❤❤❤ ልዙ ያሬደ. ሃሳስ ግን ቅጭ. ኣምፅእለይ. ገዲፍዮ. ደስ ዘይብል. ዘረባ. ላተዘረበ. ዋላ ኘራንክ ይክን. ኣናደዲኒ. ምከርዮ. ዝ ሃሳስስ😮
@Shewit898
@Shewit898 3 күн бұрын
ከምዚ ሂወት ናፊቅ 😞 live ምእታው ታይ ኮንኪ ገዲፍክዮ ሰሉዋይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 күн бұрын
*_ኣነሰ ንማዓዙ ክፍተዋ ማዓት እወነት ኩሉ ነገረ ርግዕ ዝበለት እያ🥰 ንያሬዲ ግን ዓይኒ ያሰብነውን መረገመ ሰብነ ፀቡቅ ኣይኮነን ዘይተኩራያሉ🤔_*
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@rhamatiyastore3451
@rhamatiyastore3451 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ ሙቁራት💋💋💘💘💘💘 ግን ንያረድ ኣጠቃቅማ ሚድያ ኣምህርዮ ሱሉየይይ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ብክክል መዓረይ መዓረይ #ሳብስክራይብ ግበርለይ
@Fujk-f4c
@Fujk-f4c 3 күн бұрын
ሰሉዋይ ለባም ንመኣዛዋይ ሒዝክያ ኩሉ ግዜ ምፅና❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@AgreedYour
@AgreedYour 2 күн бұрын
ተዓዲልኪ ሰሉዋይ ምቅርቲ ምስ ኣደዋኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን
@azebweldu7852
@azebweldu7852 3 күн бұрын
ዋይ እዛ እዞም ስድራ እዚኦም ከጸሉልና ኢዮም ❤ገለ ነገር ኣለዎም ድስሕብ ብስምኣብ ሰይይ ድስ ክትብሉ ብፍላይ ስጋ በርሀ ክትብል ከላ ማሚ ውይ ምሽ ኣሎ እንድዒ በቃ ምቁራት ዘረባኽን ክጥዕም ቁምነገር ❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
@SurprisedJellyFish-bp5cf
@SurprisedJellyFish-bp5cf 3 күн бұрын
እሰይ ሙቅራት ሊ ያርየድ ግን ኣጣቃቅማ ሞድያ ኣረድኡዮ ሪእቶ ህብናዮ ለ ካማሓይሽ ኣይኻኣለይ ❤❤❤❤
@milimili-y3b
@milimili-y3b 3 күн бұрын
ሰላመይ ፍትው እየ ዘብለኪ እና ንያሬድ ኣብ ቡና ኣይትረብሻ በልዮ ዋላ ብራንኪ ይኩን ምስ ይቅርታ
@Llll-v5v
@Llll-v5v 3 күн бұрын
ውይ ዉይ መምህር ሰምሃል ድያ ዝሪእለኹ ሰሉዋይ ሽኮር የፈትየኩም ውይዉይመምህርሰምሃልድያዝሪእለኹሰሉዋይሽኮርየፈትየኩምእየ 🎉🎉
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 3 күн бұрын
ሰላመይ ያሬድ ዝገብሮ ፕራንክ ብጣዕሚ የናድደኒ አሎ ማአዛ ብጣዕሚ እናሕዘነትኒ ብዝተረፈ እኳዕ አብፀሐክን ንላቀ መላእክት ቅዱስ ምኪኤል ዓመታዊ ባዓል ❤❤❤🎉🎉🎉
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
@@hanayemaryam12 ደምርኒ ክብረተይ
@Flyonaግሬስ
@Flyonaግሬስ 3 күн бұрын
​@@ኣሉሓበሻዊት1921 ደምርኒ🎉🎉
@ፀግሽጋልተዋህዶ
@ፀግሽጋልተዋህዶ 3 күн бұрын
​@@Flyonaግሬስደምርኒ ዝያዳይ
@ኤፋይቱብ
@ኤፋይቱብ 3 күн бұрын
ተዓዲልኪ ሰላመይ❤🎉 አነለ አደዋይ ዘኪረያ ጨጉረይ ብጣዕሚ እያ ተካናከነለይ ነይራ አነ የክእልሊ ሱቅ ኢለ እየ ዝምንጭቶ😂ከዚ ግን ስደት ፈላልዩና😌
@ReRe-c7h
@ReRe-c7h 3 күн бұрын
እሰይ ክፈትወኩም ምዓት❤ ኣነስ ማዓዛ ትርእለኩዋ ዓባይ ሓፍተ እዩ ዝዝክር
@علياحمد-د2خ3ع
@علياحمد-د2خ3ع 3 күн бұрын
ሰሉዋይ ሓፍተይ ፅሪቲ ❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ🙏
@masal2667
@masal2667 3 күн бұрын
ታዓድልኪ ሰሉዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽን❤❤❤
@FikrMesfin
@FikrMesfin 3 күн бұрын
ኣረ ማኣዛ ሽኮር ፈትየኪ ክሞት ሽኮሪና ነዊሕ ዕድመ ይምነየልኪ
@Ggdg-h3b
@Ggdg-h3b 3 күн бұрын
እሰይ ደስ ክትብላ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኽን ፈጣር❤❤❤❤❤ኣብስደት እየዋ ኣብፆለትኽን ሕሰባን❤❤❤❤❤❤❤
@fhru9867
@fhru9867 3 күн бұрын
ሰሉዋይ ታዓዲልክን ንሕናለ ከምዚኣ ኢልና ንጫወተሉ ግዜ ናፊቅናያ🥰🥺
@FredestaFredesta
@FredestaFredesta 3 күн бұрын
ኣሰይይይ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉ደስ ክትብላ ሙቅራተይይይይ💋💋💋💋😘😘😘😘ሰሉየይይ ፅርቲ ፍጥረት ♥♥♥♥ኣምላኽ ኣይፈላሊኽን💕🙏💕
@Smert-g6f
@Smert-g6f 3 күн бұрын
ስሉየይ መዓዛዋይ እንካዕ ብስላም መፃእክን❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ችጂ
@ችጂ 3 күн бұрын
ታዓድልኪ ሰሉ ሓፍተይ ማኣዝኮን ምስ ዋላዲት ና ከምዚ ነሕሉፎ ንሕናከ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ዘን ናተይ❤❤❤🎉
@زهرةالحبشي
@زهرةالحبشي 3 күн бұрын
እሰይ ሰልየ ትዓድልኪ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@fhhjf9904
@fhhjf9904 3 күн бұрын
አሰይ አደዋካ❤❤❤ አደዋይ ጠስሚ ትጣስመኒ ዘክረ ብሰላም የራክበና አብ ሰደት ዘለና አሕወተይ ሰላመይ ወዲክ እንኳዕ ሐሿ ተመስገን🙏🙏🙏
@1Only_Rimex
@1Only_Rimex 3 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብላ ኣነ ኢሞ ክፈትወኩም መዓት ኢየ ትካታተልትኩም ኢየ ምስ ያሬድ &ኣፈወርቂ ይካታተሎም ኢየ ❤❤❤❤
@SaraSaa-le1oo
@SaraSaa-le1oo 3 күн бұрын
ታዓድልኹም እስቲ ናዓኹም ይምሰለና ፈጣሪ. ምስ ደቅና የራኽበና
@محمدالحديدي-ه3ف
@محمدالحديدي-ه3ف 3 күн бұрын
ኣሰይ ፁሩያት ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤❤
@Selamkiros-i8b
@Selamkiros-i8b 3 күн бұрын
#እንካዕ ንዓመታዊ ክበረ ባዓል ቅዱስ ሜካኤል ኣብፀሐና ረዲአቱን🌿♥️ በረከቱን ምስኩላትና ይኩን ተጋሩዋይ ደምሩን ብማርያምኩም
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤❤❤❤
@mebrihat5349
@mebrihat5349 3 күн бұрын
ሰላመይ ኩሉ ግዜ ልማዓዛ ምሳኪ ትምፃእ ምስ ያረድ ላ አንደልን አሕሪርና እዩ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
@@mebrihat5349 ሳብስክራይብ ግበረለይ
@mohammedtselam
@mohammedtselam 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🥰
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 күн бұрын
@@mebrihat5349 ብሓቂ
@محمداحمد-و8ه
@محمداحمد-و8ه 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤ሰይ ደስ ክትብሉ
@መስዩቱብአዶሰናይት
@መስዩቱብአዶሰናይት 2 күн бұрын
ከመይ ቀንኪ ሰላመይ እሰይ ሐይሽዎ ወድኪ❤❤❤
@ሜሪፍታዊትኣዳኣ
@ሜሪፍታዊትኣዳኣ 2 күн бұрын
ማዓዛዋይ ፍቅሪ❤
@hiwothiwot2113
@hiwothiwot2113 3 күн бұрын
ተዓደልኺ ስሉዋይ ዓባይ ስብ ከምኡ ኢለኺ ሒዘኺያ ንዒ ማኣዛ ጥዕምቲ ልሳን ያሬድ ..... ?
@selamburuk
@selamburuk 3 күн бұрын
አሜን ፫ ማኣዛዋይ🥰🙏
@Geeztube21
@Geeztube21 3 күн бұрын
ናሰላም ቤተሰብ አድነቅቲ ደምራኒ በይዛካትክን❤
@LamlamHaqos
@LamlamHaqos 2 күн бұрын
ታዓዲልኩም እስቲ ንዓኩም የምስለና ሰሉዋይ አደዋይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ አነስ ❤❤❤
@tgyhgchggg9259
@tgyhgchggg9259 3 күн бұрын
ማኣዛዋይ ምቅርቲ ክፎትዎኪ ኣነጋግራኣ ደሰክብለካ❤❤❤❤❤❤
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 2 күн бұрын
ታዓዲልኪ ሰሉዋይ❤
@teleronmobile
@teleronmobile Күн бұрын
ሰሉ ንያሬድ አቀራርባ ዩትብ መሃርዩ🙏I love you❤❤❤
@سميره123
@سميره123 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ እሕውትይ ❤❤❤❤
@udyhdt6106
@udyhdt6106 3 күн бұрын
ዬኔ ቆጆች ዬምወዳቹሁ ነገረሱ❤
@ሂወትለኩሉዮዳሄ
@ሂወትለኩሉዮዳሄ 3 күн бұрын
ፅቡቃት ስድራ❤
@Nebitgreweyti
@Nebitgreweyti 3 күн бұрын
ፅሩያት ቤተ ሰብ ሰሉ እና ማማ ማአዛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን❤❤
@ميكونا
@ميكونا 3 күн бұрын
ፅርያት ፍጥረት❤❤❤❤
@GalTgrayyouTube
@GalTgrayyouTube 3 күн бұрын
ናይ ስላም ቤተስብ 🎉🎉🎉❤❤ ደምራኒ ክድምረክን እየ ❤❤🎉🎉🎉
@SaraSara-pe5jj
@SaraSara-pe5jj 3 күн бұрын
እሰይ ታዓድልኻትን ናዓኽን ይምስለና ፅሩይተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@galwukro
@galwukro 3 күн бұрын
ዛማዓልቲ ናፊቀያ🥺❤🥰
@GgJ-oh9dh
@GgJ-oh9dh 3 күн бұрын
Walla ane
@MariChannel-h5o
@MariChannel-h5o 3 күн бұрын
ደሚርኒ ወለላይ❤🎉
@Liya-h8o
@Liya-h8o 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ love you both.
@ብሬዩተብ
@ብሬዩተብ 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፅሩያት ❤🎉
@tsegahaile.
@tsegahaile. 3 күн бұрын
❤❤❤ Shikorinatat 🙏🙏🙏
@ህያብ
@ህያብ Күн бұрын
ኣዘክርኽና ኮ በርበረ ምእራይ❤🎉
@SaraSara-e2c
@SaraSara-e2c 3 күн бұрын
ስሉዋይ ኣዶ ዓለም መስ መስ ብኽ ማኣዛ ምስ ኣተየት 😊😊❤❤ኣቱም ህዝብ ሓደ ስብ ያሬድ ሃበለስ ኹልኹም ባዕ
@LiliYrgaw
@LiliYrgaw 3 күн бұрын
ፅቡቃተይ ንዓኽን የምስለና 😢❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንጌታየ-ቘ1ጀ
@ተመስገንጌታየ-ቘ1ጀ 3 күн бұрын
እንኳን ደህና መጣችሁ ሰሉዋይ የኔእናት❤❤❤🎉🎉
@hewi21-n4o
@hewi21-n4o 3 күн бұрын
@@ተመስገንጌታየ-ቘ1ጀ ደምርኒ መዓረይ
@LiLiTigray-f3b
@LiLiTigray-f3b 3 күн бұрын
ገፅ ወለድኩም ፈተውትኩም የርኢኩም እና ንደማመር❤❤❤
@jdbhd9946
@jdbhd9946 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ፈጣሪ🥰🥰🥰🥰🥰
@Merimeri-1619
@Merimeri-1619 3 күн бұрын
ማዓዘይ ረአ መፅየ ነረ የረድ ምስ ረእኩ ደቢርኒ
@JooklFookj
@JooklFookj 3 күн бұрын
😂😂ዋላ ኣነ
@hewi21-n4o
@hewi21-n4o 3 күн бұрын
@@Merimeri-1619 ደመራኒ ሽኮራተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 күн бұрын
@@Merimeri-1619 ዋለ ኣነ
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ 3 күн бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ
@ሚሊዩቱብሚሊዩቱብ 3 күн бұрын
​@@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይደሚረኪ ደምርኒ
@AffectionateElectricCar-cj4it
@AffectionateElectricCar-cj4it 3 күн бұрын
ኣፎም ናበይ ከይዱ ሰሉየ❤
@Desta-wn8wi
@Desta-wn8wi 3 күн бұрын
እንኳዕ ንዓመታዊ ክብሪ ባዓል ቅዱስ ሚካኤል ብሰላም ኣብፀሐና/ም🙏ናይ ቅዱሰ ሚካኤል በረከቶም ኣይፈለየ ብሰም ቅዱሰ ሚካኤል ደምረኒ❤❤❤
@SaraSara-vx7nk
@SaraSara-vx7nk 3 күн бұрын
Aey anes kfetwekum selamey fekar ❤❤❤ kulu gze bhansab mutsu wela tedi
@ErmiasBerhane-c1h
@ErmiasBerhane-c1h 3 күн бұрын
Where is afewerki
@ابةاب
@ابةاب 3 күн бұрын
መዓዛዋይ 🥰🥰🥰🥰
@አቢጋልአፅቢደራ
@አቢጋልአፅቢደራ 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕና ይሃብኩም ፈጣሪ ❤❤❤❤
@موودعس
@موودعس 3 күн бұрын
እድመ ጥዕና ይሃበክን አሜን አሜን አሜን ንክለና ❤️❤️❤️
@AbiAbiHadgu
@AbiAbiHadgu 3 күн бұрын
@@موودعس ደምርኒ ሕብይ
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 3 күн бұрын
ኡዩዋይ እኳዕ ሐሸካ ጎይታዋይ መዓር ኣፉ❤❤
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
@@ቅዱስሚካኤለይ ደመርኒ ክብረተይ
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 3 күн бұрын
@ኣሉሓበሻዊት1921 እሽኒ
@LiLiTigray-f3b
@LiLiTigray-f3b 3 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ❤
@መቅዲትግራወይቲ
@መቅዲትግራወይቲ 3 күн бұрын
ሰሉ ሓፍተይ ምእንቲ ብዙሕ ቪው ትረኽቢ ኩሉ ግዜ ሰዓት 10 ከባቢ ፖስቲ ሽዑ እዩ በዝሒ ልረአ
@Frutu-e4h
@Frutu-e4h 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ
@thth1588
@thth1588 3 күн бұрын
ታዓድልኺ❤❤❤❤❤❤❤
@tcfc4784
@tcfc4784 3 күн бұрын
ስሉዋይ ምሳኪ ብቻ ትምፃእ ኣደዋኪ ያሬድ ብጣዕሚ እዩ ዘናድደካ ዋላ ፕራንክ ይኩን ብጣዕሚ እየ ሓሪቀ ንኣደዋካስ
@Ali-i9q
@Ali-i9q 3 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ሙቁራተይ♥️♥️♥️
@ተመስገንአምለከይ
@ተመስገንአምለከይ 2 күн бұрын
አሰይይይይምቅራተይይ❤❤❤❤
@tube-rd4kp
@tube-rd4kp 3 күн бұрын
ያርያድ እማ አቃፅልኒ እዪአብ ሰላም ዳኣ ሰላም እምበይ
@HayatAhmed-j9m
@HayatAhmed-j9m 3 күн бұрын
ቅድመኺዳኣነ ማኣዛዋይ ሰላመይ ክትብል ቃሕ ምባልኺ ማማዊተይ❤❤❤❤ ሰሉዋይ ንያሬድ በይዛኺ ገለ በሊዮ 😢😢😢😢😢😢
@አሰኻል
@አሰኻል 3 күн бұрын
ምሰ ኣደካ ዘሎ መቀረት❤❤❤❤
@HcjcjcjJjcjc
@HcjcjcjJjcjc 3 күн бұрын
ጥዕማት ስድራ ደስ ክትብላ ንያሬድ ግን ምከርዮ😢😢
@بنبنب-ط8ص
@بنبنب-ط8ص 3 күн бұрын
ፀግረይ ብጣዕሚ እዩ ዝረገፍ ተሰ እዩ መዳሓኒቱ ወላ ክሒፀቦ ከለኩ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ መዓረይ
@Flyonaግሬስ
@Flyonaግሬስ 3 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉🎉
@SisKiros
@SisKiros 3 күн бұрын
ሰሉዋይ ፅሪቲ ሕሹዎ ዶ ወድኪ❤
@Liya-h8o
@Liya-h8o 3 күн бұрын
ሰላም በጃኺ ንያረድ መዓድዮ ካብ ኣፉ ዝወጸአ ቃላት ኣሽንባይ ነዲኡ ንማንም ክትብሎ ዘይትኸአል ቃላት አናተጠቀመ። ካብኡ አንታይ ክትመሃር ትኸል ብጣዕሚ ስዲ አዩ ካብ መኣዛ ተወሊዱ ክትብሎ የሸግረካ አና በጃኺ ኣጠቓቅማ መዲያ መሃርዮ ካብ ሕጂ ከምዚ ዓይነት ከይሰርሕ።
@aaggss8829
@aaggss8829 3 күн бұрын
ትዕድልቲ ትባሃል ተሎ ♥️♥️🎉
@MohamedDebesh
@MohamedDebesh 3 күн бұрын
ማኣዛዋይ❤❤❤❤
@zedibrhanewedegel
@zedibrhanewedegel 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ያሃብክን ፈጣሪ ሰሉ ሓፈተይ ምስ ማዝር
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
ዜዱዋይ ሳብስክራይብ ግበረለይ
@موودعس
@موودعس 3 күн бұрын
ፀግሪ ማዕርጋ እዩ ጓል አንስተቲ ወዲ ለ ማዕርጉ እዩ ግን ክንውሕ የብሉይ
@ዛይድአዶሄርሞን
@ዛይድአዶሄርሞን 3 күн бұрын
ደመሩን
@Smerh-j9q
@Smerh-j9q 3 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ሰሉየ ሓደራ ግን ንያሬድ ምከርዮ ኣጠቃቅማ ሚድያ ሰነ ሰርዓት ኣነጋግራ ትክክል የኮነይ ኣዶ ሓፍቲ ሓዉ ክቡር አዩ ብሰሩለ ኣብ ቡና ሰዓት ኣይዕርገርን ነዉሪ
@hewi21-n4o
@hewi21-n4o 3 күн бұрын
@@Smerh-j9q ደምርኒ መዓረይ
@mohammedtselam
@mohammedtselam 3 күн бұрын
ደምርኒ🥰​@@hewi21-n4o
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 3 күн бұрын
መኣዛዋይ መዓር ኣፈን❤❤❤❤
@zufanhadush3615
@zufanhadush3615 3 күн бұрын
😂😂ዓይዲ
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 3 күн бұрын
ተዓደልኺ ሰሉዋይ ከምኡ ኢለኺ ሒዘኺያ ንዒ ንመኣዛ ❤❤❤❤ያሬድ ግን ካብ ህዚ ግደፎ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 3 күн бұрын
@@SelamHaftu-qz3qc ሰላመይ ደሚረኪ ደምርኒ እባ
@SelamHaftu-qz3qc
@SelamHaftu-qz3qc 3 күн бұрын
@ኣሉሓበሻዊት1921 እሹኒ ማዓረይ
@ZszsZszs-h6i
@ZszsZszs-h6i 3 күн бұрын
አይ ነማነ ማዓዛዋይ ነተይ ወግዒ ኩሉ ግዜ ባሕቲ ሓቅኪ ምቅርተይ
@hawegaltigray1174
@hawegaltigray1174 3 күн бұрын
ሰላምየ ዕድመይ ጥዕናን ይሃብክን ማዓረይ ❤ ኣዶ ዘለክን ተዓዲልክን ኣነስ ቆርማድ አየ ኣተዓደልኩን 😢😢😢
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ
@ማርያምእያዋሕስናይሂወተይ 3 күн бұрын
@@hawegaltigray1174 አጀኪ ማዓረይ
@LH-iu7mx
@LH-iu7mx 3 күн бұрын
ማማዋይ🙏🙏🙏💖💖💖💖🌿🌿
ጥርሙስ ኣረቂ ንበይና prank ንያሬድ ሓወይ  😔😂
17:30
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 6 МЛН
За кого болели?😂
00:18
МЯТНАЯ ФАНТА
Рет қаралды 3,1 МЛН
How to Fight a Gross Man 😡
00:19
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 13 МЛН
ነፂን ቤት ገዝቼ ሰርፕራይዝ አረኳት
34:37
abel and netsi - አቤል እና ነፂ
Рет қаралды 5 М.
NEW  ERITREAN  FULL MOVIE  2024 (ብእምነተይ) By TERHAS HABTEGERGSH
1:14:48
Terhas Tv ንበሃሃል ኣይንፈራረድ !!
Рет қаралды 95 М.
💫ሀሰን በድንገት ታመመ ሁሉም ደነገጡ😭🙆‍♂️
16:35
HASSEN TUBE | ሀሰን ቱዩብ
Рет қаралды 13 М.
ባንተ ምክንያት ኤደን እየተጎዳች ነው//ፀብ ተፈጠረ😱
20:00
I thought one thing and the truth is something else 😂
00:34
عائلة ابو رعد Abo Raad family
Рет қаралды 6 МЛН