ኸይተመርዐኹ ስለ ዝወለድኩ ጓል ኾይነ ብምፍጣረይ ተፀሊአ😭 ጓልዶ ትዉለድ ያ😔🙄

  Рет қаралды 42,250

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

#habesha #abelbirhanuየወይኗልጅ #duet #ethioforumኢትዮፎረም #love #yetbitubeየተንቢ #food #eritreanselmimisgunabraha #friends #ethiopianmusicyarednegubirabiro2021

Пікірлер: 682
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 11 күн бұрын
እስቲ አጓላት ብምዃንክን ዘይትርሰዐኦ ዝተብሃልክንኦ ኣብ ቤተሰብ ዙርያ ልስመዐክን ተሃልዩ ፅሓፋለይ🙏 kzbin.info/www/bejne/h6a0gKlmoq2cjqssi=uK1LKACJWcGz0kTq
@aaggss8829
@aaggss8829 11 күн бұрын
@@selamtsegaysmile9152 ቡዙሕ እዩ ግን💔 ኩሉ ንዉሽጥካ ገርካ ፍሽክ ምባል እየ ለለ ምስ ኩሉ ኣበሳና ኣበርና ሓዳግ ኣምላክ ስለ ዘሎ ተመስገን ኢልካ ምቅፃል እዩ 🥺♥️🙏
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ
@የቅዱስሚካኤልልጅነኝ-ጰ6ቀ 11 күн бұрын
አነ ጋል ብሙኻነይ ደስተኛ እየ ግን ክዓ ወዲ ብምወላይ ደስተኛ ይኾን መኽንያቱ ወዲ ለድኡ ዓምዲ እዩ በተለይ ስብአየይ ከናድደኒ ከሎ አነስ እንካዕ ድአም ወዲ ወለድኹ ይብል😍🙏
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 11 күн бұрын
ኣርእስቲ ኣስተካክሊ ብዝተረፍ ጎቦዝ
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 11 күн бұрын
ቡና ኣደዋይ ተዘኪርኒ
@ahmadk4740
@ahmadk4740 10 күн бұрын
@@selamtsegaysmile9152 ሰላመይ ሰብ ብኩሉ ወዮ እዩ ማለት ሰባት ዳኣ ንባሃል እምበር ኣተሓሳስባና ደረጃ ፍልጠትና ይፈላልየና እዩ ልክዕ ሕብርና ግን ጋል ተፀሊኣ ዘይኮነስ ብምክንያት እዩ እምበር ወዲ ትወልዶ እኮ ጋል እያ ሰለዚ እቲ ኣበሃህላ ምናልባች ምስ መፅሓፍ ቅዱስ ክነታሓሕዞ ከለና ብዘይፈቃድ ወለዳ ወይ ብዘይ ፍቃድ ሕጊ ቤተክርስቲያን እንተኮይኑ ዝሙት እዩ ዉርዴት እዩ ሓጥያት እዩ ነዚ እዩ እምበር ኣብ ሕጊ ኣምላክ ድማ ንወዲ ከም ድሌቱ ንጋል ጨቁን ወይ ፅረፍ ዝብል የለን ኩላትና ብስርዓት ክንነብር እዩ ዝእዝዘና ዘይማዕበለ ሕብረተሰብ እስካ ዘሎ ግን ኩሉ ዝሃበካ ምቅባል እዩ እምበር ዓቅሊ እንተገበርካ ዓሻ ሰብ ዝኣበያ ዕድመኣ ዝሓለፋ መን ቆላሕ ክብላ እንተወለድካ ስዲ ሸርሙጣ ኣይ ናይ ሰብ ነገር ስቅ የሐሽ እምበር ህሊና እንተዝነብሮ እማ ንሰበይቱ ንሓፍቱ ንጋሉ ንኣዲኡ ንነፍሱ እዩ ዝፀርፍ ዘሎ ሰለዚ ሰብ ዝበለና ወይ ህሊናና ዝበለና ዘይኮነ ክንከዉን ዘለናስ ኣምላክ ዝበለና።
@AdhanomFtwi
@AdhanomFtwi 10 күн бұрын
ናይ 3 ወርሒ ጥንስቲይ እየ Please ፀሎት ግበሩለይ መጀመርያይ እየ❤🎉
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn 10 күн бұрын
አጆኪ ብጸሎት በርትዒ መልክአ ቅዱስ ሩፋኤል ላገበርኪ ማይ ስትዪ ላተሓጸብክለ እመብርኃነይ ብሰላም ትምጻእኪ ወሊድኪ ሰዓሚ❤
@AlWakel-y8l
@AlWakel-y8l 10 күн бұрын
እመቤት ማርያም ምሳኪ ትኩን ብስላም ተጋላግልኪ ዘበተይ
@AdhanomFtwi
@AdhanomFtwi 10 күн бұрын
@@Channel-qe9mn ኣሜን ማዓረይ እሺ🙏
@AdhanomFtwi
@AdhanomFtwi 10 күн бұрын
@@AlWakel-y8l ኣሜን ማዓረይ 🙏
@MariSad-u9v
@MariSad-u9v 10 күн бұрын
ብሰላም የዉልድኪ ማዓረይ ወላድኪ ሓቂፍኪ የስዕምኪ🙏💋
@SaraHxtkvrg
@SaraHxtkvrg 11 күн бұрын
እዚአ ተንቡብ ዘለኩም ሰላም ይሃብኩም ኣብ ቤተሰብኩም አብ ሂወትኩም🎉🎉
@Museslomon
@Museslomon 11 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ
@ajibajib7989
@ajibajib7989 11 күн бұрын
Amen 3 mar❤
@BerheHagos-x5c
@BerheHagos-x5c 10 күн бұрын
ኣሜን ፅሪተይ
@Zenewnዜድ
@Zenewnዜድ 10 күн бұрын
አሜን አሜን አሜን ❤
@Zenewnዜድ
@Zenewnዜድ 10 күн бұрын
​@@Museslomonመለስ
@ZssZaa
@ZssZaa 11 күн бұрын
ብኽሪ ጋል ወሊደ ተመስገን 5ዓመታ 🙏
@HayatHayat-g5y
@HayatHayat-g5y 10 күн бұрын
@@ZssZaa ናተይ እውን 3 ዓመታ
@ትግራውይቲ
@ትግራውይቲ 11 күн бұрын
ንሰላም ትፎትያ ደምራኒ 🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤ደቂ መዳም ❤❤❤❤🎉🎉😮🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@KidanWoldu-n5e
@KidanWoldu-n5e 11 күн бұрын
መልሲ
@ከለላበርሀ
@ከለላበርሀ 11 күн бұрын
መልሲ
@Yordanos3080
@Yordanos3080 11 күн бұрын
መልሲ❤🎉
@selamselam7233
@selamselam7233 11 күн бұрын
መልሲ
@Rike-c9c
@Rike-c9c 11 күн бұрын
ደሚረኪ ደምርኒ❤
@ራያራዩማ-ቨ8የ
@ራያራዩማ-ቨ8የ 10 күн бұрын
ኣረ ሰላመይ ኣብ እድ ያረድ ዘሎ ቀለበት ኣውፅእኽ ድብርይዮ ሓንት እኹል እዩ ናይ ሰይጣን እድ ኮ ኣምስልዎ ኣነ ርእየደዋ ይባሃል ቀለበት ኮ ንስዋኣይ እንታይ ካዓብስ ደይትመቸየኩም ላይክ
@HghhdHgddj
@HghhdHgddj 11 күн бұрын
ብሓቂ ሰሉ ሓፍተይ አተጋገኪ ጋል ትክእሎ ምን የክእሎ ብቻ ንነብሳ እያ ትዉፃዕ እበር ጠንካ ኢኪመ ሞ ቀፅሉሉ❤
@ሚሊሃፍታይ
@ሚሊሃፍታይ 11 күн бұрын
ስሉዋይ ጠንካራ ካማኪ ክክውን ኣዩ ዝደሊ መራኣያ ኢኪ ወለላይ ደሙሩኒ ኣስኪ ንሰሉ ተድንቁ ♥️♥️♥️
@seluyouTube-x7z
@seluyouTube-x7z 11 күн бұрын
መልሲ
@Museslomon
@Museslomon 11 күн бұрын
ደሚረኪ መልሲ
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 11 күн бұрын
ደምርኒ
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 11 күн бұрын
ደምራኒ እስከ ምቁራተይ ንኣይ ክኣ ኩልክን ደሚረክን ኣለኹ ተሰፋ ገብር ክትምልሳ✅🙏🎉❤
@HcjcjcjJjcjc
@HcjcjcjJjcjc 11 күн бұрын
ሰልዋይ ድምቅቲ ብጣዕሚ እየ ዝፍትወኪ እና ኣይጥፍኢ ብጣዕሚ እየ ዝናፍቀኪ እቲ ዝበልክዮ ኩሉ ትክክል እዩ ❤❤❤❤❤❤
@Museslomon
@Museslomon 11 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ
@ልድያ
@ልድያ 10 күн бұрын
ዋይ ሰላመይ ጓል እባ ማዓረይ ዋይ ያሬድ ግን ኣይናትናይ ዝኩሉ ቀለበት ዋይ ታዳነይ
@Bdhxh-gf4bc
@Bdhxh-gf4bc 11 күн бұрын
ሰላመይ ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉ግን እታ ቡና ኣፈላልሓ ኣናፊቅክና 😢😢
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ 11 күн бұрын
ደምረኒ ዝያዳይ
@Yordanos3080
@Yordanos3080 11 күн бұрын
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ደምርኒ ደሚረኪ ምዓረይ
@smerh7171
@smerh7171 11 күн бұрын
ይገርመኪ እዩኮ ፋዘር ልባዓሉስ ሃሙኡ እዩ ዝብለና ዝነበረ ኩሉና ኣጋላት እናሞ ታይ እዩ ናየ ዑዱልስ እዩ ዝብል ዝነበረ ከዚ ኣብ ስደት ምስ መፅኢኩስ ዋይ መስቃ እየኮ ላፀወኩ ነይረ ሃም ጋል ከ ጀግና ስረ ተዕጥቀካ ኒኣ እያ ክብል ጀሚሪ ይመችየና ዝሮ😂❤❤❤ሰ
@Ali-i9q
@Ali-i9q 11 күн бұрын
ሰሉዋይ አነስ ጓል እየ ብኩረይ ግን ብጣዕሚ ሕጉስቲ እየ ተመሰገን🤲♥️
@እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ
@እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ 10 күн бұрын
ማዕተብኪ ግን ኣተውፅእዮ መስቀልኪ እሰርዮ ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ❤
@arsina-q7y
@arsina-q7y 11 күн бұрын
ጋል ዳአም ሰሉዋይ ጋል ኾይንኺ ኮኣዩ ዓደቦኺ እርምርም አቢልኽላ ዘለኺ አደዋኺ ማዓረይ❤❤❤❤
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ 11 күн бұрын
መን ከም ጋልኻ ዋይ ወዲ ኸብዱ መሊኡ መስስ አዩ ዝብል 😂😅❤️❤️❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 10 күн бұрын
ደምርኒ መዓረይ❤
@DadddDazs
@DadddDazs 10 күн бұрын
ሰሉየይይ ጠንካራ ጋል ኢኪ ዕድመን ጥዒናን የሃብኪ❤❤❤❤
@Shewit898
@Shewit898 10 күн бұрын
ኩሉ ዝበልክዮ ትክክል እዩ ሰሉ ሽኮር 👍👍👍 ወዲ እውን ይድሊ እንድዩ አነ ግን ጕል ብጣዐሚ እየ ዝፎቲ 😘😘😘
@Samira-s8h
@Samira-s8h 10 күн бұрын
ዋላኣነ ጋል እየ ዝፎቲ ❤
@Tgraweyti-c1x
@Tgraweyti-c1x 10 күн бұрын
አነ ብፍቃድ ፈጣሪ ይልሞኖ ጋል ክወልድ ቦክሪ እና እዝዉቲ ሰሉየይ❤
@ፀጋገሃንስ
@ፀጋገሃንስ 10 күн бұрын
ሰሉዋይ እንኻዕ ብሰላም መጻእኪ እና ማዕተብ ካብ ስካድኪ ኣይትዉጽእዮ ማዕተብ የብልኪይ❤❤❤
@ኣፅቢ
@ኣፅቢ 10 күн бұрын
ኣብገዛና ወዲ ሓው የብልናን😢ወለድና ግን ብጣዕሚ እዮም ሕጉሳት ኣጋላት ኮይነን ኢሎም ምንም ኣየኸፍኦምን እንድያም ንፈጣሪ የመስግንዎ😊❤ ሓወቦታተይ ጋልስ ልገረባ እምበይ ዝበልሉ መዓልቲ ግን ምፍጣረይ ፀሊአላ😢😢😢
@ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ
@ሰላምኪይመለስትግራይ-ነ1ዀ 10 күн бұрын
ማርያምን ንስኪ ትፍለይ ኢኪ ሰሉ አብ ከተማ ዝነብራ ብዙሕ አይኩናይ ንስራሕ ምስ የቅርታ ሰላም ብጣዕሚ እያ ጎበዝ
@heran5269
@heran5269 6 күн бұрын
ሰላመይ ኣባሃህላ እዩ እምበር ጓልንወድን ማዕረ እዩ 😊 ደሞ ጀግና ጓል ሄዋን ኢኺ እምወድሽ❤❤🎉🎉🎉
@HvVc-j4x
@HvVc-j4x 10 күн бұрын
ሰሉዋይ ምቅርተይ ኃል መለት እኮ ምትክኣታ ዝበላ ጀግና እያ ኃል ትሓሳብ መንም ኣየፈለጥን ኃል በመኮኒይ ሕጉሰቲ እየ😘💥🙏
@KsanetTewelde-x8f
@KsanetTewelde-x8f 10 күн бұрын
Seluye mkrti bhaki ane gal17 koyne gal welide 4 amet geyratley betsemi eye zhgos ena hiwet kertet eyu ena ajoki jgna galansteyti eyki ajoki ❤❤❤
@selamzarastien8607
@selamzarastien8607 10 күн бұрын
ኣሰይ ጎበዝ ዝሓፍተይ ኣደ ትተሓጎስ ያሬድ አዘን ኣብ ኢድካ ዘለዋ ቀንሰለን ዝሓወይ ብሩኽ ❤
@ceryhuu
@ceryhuu 6 күн бұрын
ሰልዋይ ምቅርቲ መስቀልኪ ግቦርዮ ኣሕሚቅልኪ ብዘይ ማዕተብ❤❤❤❤❤❤❤❤ምስይቅርታ
@marym9462
@marym9462 10 күн бұрын
ብሓቅ ሰሉ ማዓርይ ጋል ትክእሎ ምን የክእሎ ብቻ ንሰኺ ጠንካራ እኺ❤❤❤❤❤❤
@KhanBaba-f3t4i
@KhanBaba-f3t4i 11 күн бұрын
❤❤❤ሰላመይ ማዕተብ ታማ ዘይብልኺ ማዕተብ ግበሪ ፅሪተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 11 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ 11 күн бұрын
ኣነ ዘይርሰዖ ሓደ ጎሮዋይና ነይሩ ሰበይቱ ወልዳ ምሸት ኣትዩ ታይ ወልዳ እሉ ጓል ተበልናዮስ ናብ ሽንትቤታ ኣእትያኣ እሉ ብጣዕም ተናድዱ 😒 ስለዝ ዓለምና እዉን ብጓል እያ ትፅዋዕ ብሓፅሩ ብርሃን ገዛ እያ ጓል 🙏🥰😍
@Museslomon
@Museslomon 11 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ🎉❤
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 11 күн бұрын
ደምርኒ​@@Museslomon
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 11 күн бұрын
ዝገረም ዩ ሕብረተሰብና ገና ኣይነቕሐን ሕጂ ከማን ይሓይሽ እምበር ደምራኒ እስከ ምቁራተይ❤🎉🙏
@zedzed-f4z
@zedzed-f4z 11 күн бұрын
ሰሉዋይ ለባመይ ጥዕና ይሃብኪ ማዕትብኪ እሰርዮ ምዓረይ❤ ያረድለ ሓንቲ ቀለበት ትኣክለካ እያ❤❤
@tarikadem7893
@tarikadem7893 10 күн бұрын
Aseyyy Galensyti 🥰berhan geza 🥰 Betami xbuk serah.
@Namanyoutube27
@Namanyoutube27 11 күн бұрын
ሕብረተሰብና እዩ ድሑር ኮይኑ እምበይ ጓል ትመስሎ የለን ኣደይ ብቶም ኣወዳት ኣሕዋተይ እያ ድቃስ ስኢና ትሓድር ዘላ.. በድቅንስትዮ ምንም ዝኸፍአ የለን ዋላ ተወለድና ከይተሞርዕና ሓላፍነታዉያን ኢና ❤️ድምሩኒ ተጋሩዋይ 🙄♥️🙏
@seluyouTube-x7z
@seluyouTube-x7z 11 күн бұрын
መልሲ
@Abitigalagam
@Abitigalagam 11 күн бұрын
ትክክል መልሲ ናይ ልበይ❤❤
@chth1777
@chth1777 11 күн бұрын
Yes❤❤❤❤
@Museslomon
@Museslomon 11 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ🎉❤
@Museslomon
@Museslomon 11 күн бұрын
ደሚረኪ መልሲ🎉❤
@አሰኻል
@አሰኻል 10 күн бұрын
ሰሉዋይ 🥰ምሰሊ ማዘረኪ ጠንካራ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ወለላይ❤❤❤🙏🙏🙏
@allbaad5259
@allbaad5259 9 күн бұрын
ሰሉዋይ ብጣዕሚ ጅግና ጓል ኢኪ ኮ እዙውተይ ❤❤❤
@gsjshd3479
@gsjshd3479 10 күн бұрын
ማኣዝ እያ 100k ኣትኪ ዝርኦ🥺
@Mele-j8g
@Mele-j8g 8 күн бұрын
ሰሉዋይ ፅሩቲ ዓለመይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SsdSds-f3q
@SsdSds-f3q 10 күн бұрын
ስሉዋይ ኣምበሲት 💪ብጣዕሚ ዝፈትየኪ
@መስዩቱብአዶሰናይት
@መስዩቱብአዶሰናይት 10 күн бұрын
ውላዲ ወዲ ይኹን ጓል ዋናኡ እግዚአብሔር ባርኹ ይሃብኻ ግን ታይማ ንብል ማለተይ ብዘይ ጓል ለ አይኮንይ ብዘይ ወዲ ለ አይኮንይ እግዚአብሔር አዛንቑ ይሃበና ሰሉ ምቅርቲ ደሞ ጽዳትኺ ደስ ክብል ❤❤❤❤❤❤
@aboduhaftu9140
@aboduhaftu9140 11 күн бұрын
ሰሉዋ ማዓረይ ልባመይ💞."ልያረድ ቃለበት ሐደ ዩኡ ዘኸዉን በሉዮ አብ አርባዕተ ናሸይጠን 😔😔😔
@NechiLove
@NechiLove 6 күн бұрын
ሰሉዋይ ከመይ ድኺ ጅግና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@FreKahsay-im8du
@FreKahsay-im8du 10 күн бұрын
ብልዕንስያ ኣይረአይዋ መባልዐን😮
@salamaa668
@salamaa668 9 күн бұрын
ሰሉየ ወለላ❤❤ ን ስድራኽ ዘልክ ኽብሪት❤
@ፈሪወይኒጓልዓይባ
@ፈሪወይኒጓልዓይባ 11 күн бұрын
ሰላመይ ፍትው የእ ዳበለክ የኔ ማር ዕድመን ጥዕናን ይሃብኽ ፍጣር ማዓረይ❤❤❤🎉🎉🎉
@HayatHayat-g5y
@HayatHayat-g5y 11 күн бұрын
ዋይ ሰሉ ተመስገን በሊ ኣርእስቲ ሪኤ ሪኤ ደንጊፀ ኣይበሃልን ጋል ደኣ ጨለ ጋል ጠንሳ እያ ትመፅእ ዝበሃል ዘረባ ክጠፍእ ኣለዎ ዊይ ሓፍተይ ቡና ትሰቲ ዲኪ ለ
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 11 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@vinymakkonen5376
@vinymakkonen5376 10 күн бұрын
Slumey brkte gezake kelke Gaza nay weladetke Kea merekteee ❤❤❤❤
@SmerahMhamd
@SmerahMhamd 11 күн бұрын
ሰሉየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣዝክርክኒ ዘቡና ናይ ጭንቅ ጭንቅ ኣሰታትያ ናብስራሕ ክወፍር ከምኣ ገረ ይስቲ ነረ
@TiTi-q5z
@TiTi-q5z 10 күн бұрын
ንሰላም ትፎትያ ደምራኒ 🥰♥️
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ
@ትግራወይቲ-ቈ4ጠ 11 күн бұрын
ለባም ሓፍትና ጅግና ኢኺ ቀፅሉሉ ዝሓፍትና ❤
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 11 күн бұрын
ደምርኒ
@heran_heru
@heran_heru 10 күн бұрын
ሰሉየይ አዙውቲ ሓንቲ ክንዲ ሽሕ ደኒአክይ ነዴኪ ናዓኪ ለ ጋል የውልድኪ ሰሉየይ😊🥰
@DgfjSelam
@DgfjSelam 10 күн бұрын
ዛብና ግን ኣነይ ኣደዋይ ካማኣ ንገብር ነይርና ናብ ፃህያይ ክንከድ እንድሕር ሃፂፅና ዘኪረካ🥺❤🥰
@GghgfGfjgf-v9n
@GghgfGfjgf-v9n 10 күн бұрын
ብሓቂ ሰሉዋይ ኣነ ጋል ወሊደ ኣነ ኣብ ስደት እየ ጎል ሰለስተ ዓመት ሓዲገያ ሐዚ ግን ጋል ሸሞተ ዓመት ኮይና ተመስገን ሐዚ ግን ልወለደይ መናግርቲ ኮይናተም ❤❤❤❤
@malataregawe8730
@malataregawe8730 11 күн бұрын
ሰልዋይ ምቅርቲ ብዙሕ ኣዘኪርክኒ ኣነውን ሓንቲ እየ ካብ ገዛ ❤❤❤❤❤
@Museslomon
@Museslomon 11 күн бұрын
ደምርኒ ወለላይ🎉❤
@አክሱምፅዮን
@አክሱምፅዮን 11 күн бұрын
ሰላም ሓፍተይ አነስ ክፈትወኪ ❤ ያሬድ ዙኢዱ ታእዩ ህንዲ ይመስል ዙኩላይ ቀለበት😂😂😂😂
@اللالل-ل8ض
@اللالل-ل8ض 10 күн бұрын
😂😂
@WediMera-g6u
@WediMera-g6u 10 күн бұрын
Was anes kefrhani mat u wala eti gulbetu 😂😂
@HdJd-sz3pk
@HdJd-sz3pk 11 күн бұрын
ውይ ሰሉዋይ መዓረይ ብጣዕሚ ሓሚቅኪ ወለላይ😔💖 ❤
@TiTi-q5z
@TiTi-q5z 10 күн бұрын
ሰለተይ ብጣዕሚ ኢኪ ንፍዕቲ🥰♥️
@Ytt-v5f
@Ytt-v5f 6 күн бұрын
ሰሉየይ ፅሪቲ🙏🙏🙏🙏
@almaz3950
@almaz3950 9 күн бұрын
እዋይ ጓል ድዩ ወዲ እዙኩሉ ቀለበት አብ ኢዱ። በስማአም አውፃዮ ብማርያም ኢለካ።
@ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo
@ቲጂጓልተዋህዶTijiGalTewahdo 11 күн бұрын
ፈጣሪ ልሃበኒ እየ ልምነ ግን ልገዛ ጓልያ ልተስተካክል❤❤❤
@KebHsj
@KebHsj 7 күн бұрын
ሰልዋይ ማርያምን ሳይሽ ሁሉ ነገሬ ይቀለኛል ጌታን ለምንድነው😢❤
@HeranKehase
@HeranKehase 10 күн бұрын
ሰሉዋይ ሓንቲን ምእዝዝትን መዓረይ በዚሐን ፋይዳ ዘይብለን አዉን አለዋ እየንዋ ንዓኪ ግን አድናቂትኪ እየ ዛምበይተይ❤
@Hhhjdjj-l5q
@Hhhjdjj-l5q 10 күн бұрын
ሰሉዋይ ምቅርቲ እንካዕ ተወለድኪ ፅሪተይ እታ ቡና ግን አዘኪርክኒ ማዘር ካምኣ ገይራ ተፍልሕ ክጥዕም ግን😢❤❤❤❤❤
@john34307
@john34307 11 күн бұрын
Rhus awdamet slumey gal si tweled da Selam haftey khateki mazas ksab hji gezaki aykedetn da weysi aysealkyan eiki konki ab endahadarki msah admya bshmey nay dekemhare eilki bun astya ❤❤❤❤❤❤
@dnglmaryamweHashiwetei
@dnglmaryamweHashiwetei 10 күн бұрын
ጋል እትክእሎ መን ይክእሎ ኣነስ ቦክረይ ጋል ክወልድ እየ ልምነ ዋላ ኣብስድራና ኣጋላት ኢና 🙏❤❤❤እና ሰሉየይ ምቅርቲ ጅግና ኢኪ ❤❤🎉
@moremore-p1w
@moremore-p1w 10 күн бұрын
ሰሉዋይ❤ምሰሊ ማዘረይ የኔ ጠንካራ💪ሰወድሸኮ ዕድመ ይሃብኪ ፈጣሪ😘💜🙏🙏
@edenzer8597
@edenzer8597 11 күн бұрын
ሰላመይ ምቅርቲ ❤❤ ኣነስ ጋል የ ዝፈቱ ወላ 50 ጋል እንተ ዝወልድ ደስ ምበለኒ ፡ ሕጂ ውን ተመስገን ወድን ጋልን ኣለዉኒ ደቀይ ኣደይ ግን ጋል ያ ሰታሪትካ ትብል ኔራ
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን
@ሙሉብርሃንሙሉብርሃን 11 күн бұрын
ደምርኒ🎉🎉
@trhasgerye9257
@trhasgerye9257 11 күн бұрын
Nay bhaqi demrni eba mearry🙏🎉❤
@ዛይድአዶሄርሞን
@ዛይድአዶሄርሞን 10 күн бұрын
​@@ሙሉብርሃንሙሉብርሃንንደማመር
@vinymakkonen5376
@vinymakkonen5376 10 күн бұрын
Slumey brekte day Kab sebayke eke teneske temerekum Kea so what ❤❤
@Fhgv-n4c
@Fhgv-n4c 10 күн бұрын
ሰሉየ❤ኩሉ ዘጥዕመላ❤መብረይትኪ ውለዲ ምርተይ❤እና ጋል ማለት ኩሉ ትክእል ወሊዳ ተዕቢ ዘይ ማዕበለ ሕብረተሰብና ግን ጋል አይፈቱን😮
@alemdeborah2226
@alemdeborah2226 10 күн бұрын
Selu berekti 🥰 eti nabera adena keleikiyo
@KgghkVvmgg
@KgghkVvmgg 10 күн бұрын
ተመስገን ጓል እየ ዝፈቲ ነይረ ግና ፈጣሪ ሓሳብ ልበይ ኣስምሪለይ በኩሪ ጓል ወልደ ኣለኩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@yorusalemgezhey7934
@yorusalemgezhey7934 11 күн бұрын
Selam haftey kem gal yelen befxm Aski kea jgna iki zhaftey Mkrti ftret 🎉🎉🎉🎉🎉btami eye zfetweki ms klom family
@HiwetGebrekidan-l9v
@HiwetGebrekidan-l9v 10 күн бұрын
ሰሉየ ጎል ትክእሎ ማንም ኣይክእሎን ድሑር ኣበሃህላ እዩ ❤
@ahmadk4740
@ahmadk4740 10 күн бұрын
እግዚኦ ሓፍተይ ኣምላክ ይሓግዝኪ እንዳ ወድን እንዳ ደርሁን ሓደ😅😅😅😅
@HvVc-j4x
@HvVc-j4x 10 күн бұрын
😅😂😂
@OsamIbrahim-u5f
@OsamIbrahim-u5f 8 күн бұрын
ሰሉ ማዓረይ❤🎉🎉🎉🎉
@slamslam4820
@slamslam4820 10 күн бұрын
መን ከም ጋል ጋል እያ ተዕርፈካ ሰሉዋይ🎉🎉❤❤❤❤❤❤❤
@MaregKeshi
@MaregKeshi 10 күн бұрын
ሰሉየይ ብልፅቲ❤❤❤
@Galshambel
@Galshambel 2 күн бұрын
ጓልካስ ብክልተ ማሕዘል ይሕዝልካ ትብለኒ ማዘረይ ጓልሲ ንባዕላ ትጉዳእ እምበር መብራህቲ ገዛ እያ🎉
@EeSs-k1s
@EeSs-k1s 10 күн бұрын
ሰሉዋኒ ፁሩቲ❤❤❤❤❤❤ ጓል ምኮነይ ደስ እሉኒ❤❤❤❤❤ ፁቡቅተይ ብራሃኒ ገዛ እኪ ሰሉዋኒ❤❤❤❤
@ሚሊጋልተዋሃዶ
@ሚሊጋልተዋሃዶ 10 күн бұрын
ናይ ባሓቂክይ ሰላመይ ንሕናዉን ናይ መጀመርያ ኣጋላት ኢና ግን ናይ ወድን ናይ ጋልን ኢና ንሰርሕ ምስ ገረቢት ንባኣስ እሞ ምስ ወዲ ካቡኡ ለሚ ዉን ዘይርሳዓ ኣቦኦም ፀዊዑ ንዑ ንዕቅ ኣብልዋ ኣብ ገርገራ ተሰቂላ ትፃርፍ እንታይ ዓቅሚ ኣሎዋ እዩ ኢልና ንምንታ ወዲ ዘይምገበርካኒ እለ ብጣዓሚ ይናደድ ኔሩ
@ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ
@ዓባይትግራይ-ኈ5ቀ 9 күн бұрын
ሰሊየይ ጓል ድኣ ትወለድ እበር ክሓተኪ ዶ ሰሉየይ እዝይ ገዛ ና ማዘር ክራይ ድዩ ናይ ብዓልክን እዩ ❤❤❤❤
@AbabaAbab-d2b
@AbabaAbab-d2b 5 күн бұрын
ጋልስ ትወለድ ሰሉየ❤❤
@Cgd-l2s
@Cgd-l2s 11 күн бұрын
ሰሉየይ ምቅርቲ ብጣዓሚ ኢኪ ገቦዝ ኢኪ ዝሓፍተይ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚኤብሔር አምላክ 🙏🙏🙏❤❤❤
@fyorimichael3884
@fyorimichael3884 11 күн бұрын
Selu kfetweki anbesit zhaftey Egziabihar edmen tenann yhabki brkti❤❤❤
@AlemTadese-bv1xn
@AlemTadese-bv1xn 10 күн бұрын
ምስላኮ ኣሎ እዩ ጋል ዝበከረ እዝጊ መስከረ ባሃል ሰለዚ ብቢሂልዩምበር ብግብርስ ጋልያ ጅግና ዝያዳ
@zufanbrhan9284
@zufanbrhan9284 10 күн бұрын
ጓል ዝበኮረ ምስእዝግዚ ዝተማከረ 😋
@fyufu9308
@fyufu9308 10 күн бұрын
ሰላመይ ማዓረይ ጥዕናን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ዝሓፍተይ❤❤❤❤🎉🎉
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh 9 күн бұрын
ሰሉዋይ ማዕተብኪ ግበሪ
@Adisasgedew
@Adisasgedew 10 күн бұрын
ታይ ማ ቲኢዱ ዋዋዋ
@GVv-so2yp
@GVv-so2yp 10 күн бұрын
አነ ሓፍትኪ ለ ቡና ውልፍቲ ነይረ ኢና ወላድ ውህብቶ እግዚኣብሔር ዩ ጋል ይኩን ወዲ ተመሰገን በኩሪ ጋለይ 6ዓመታ ኮናትለይ
@Ksaksa78ksaksaKsaksa78ksaksa
@Ksaksa78ksaksaKsaksa78ksaksa 11 күн бұрын
ድስ ብሃል አርእቶ ጓል ድአ ጥዕሙት 😍😍🏖🏖
@Rozacanel
@Rozacanel 11 күн бұрын
ዛቡናኪ ፎትየያ😂😂
@ተመስገንእዩቃለይ
@ተመስገንእዩቃለይ 10 күн бұрын
ማዕተብኪ ሊ እሰሪ ማዓረይ ኣብ ማዕተብና (መስቀልና) ዘሎ ማዓረግ ❤❤ኮ ይፈለ እዩ⛪️⛪️✝️✝️✝️
@ይኩነኒበከመትብለኒ
@ይኩነኒበከመትብለኒ 11 күн бұрын
ሰሉየ ኣነ ጋል ትኹን ወዲ ይኹን ጥራሕ ዝተባረኸ ናይ አግዚኣብሄር ቅዱስ ዉላድ ይኹን አለ አየ ዝሓስብ አና ብዛኤባ ንወዲ 7ጊዜ ንጋል 3ጊዜ ነቦታት ጠይቅናስ ሃይማኖታዊ ኣይኮነን ባህሊ አዩ ኤሎምና 👏 subscribe ገይርኩም ሕለፉ ፍቁራተይ
@Tedihawi
@Tedihawi 10 күн бұрын
ጊስ ጸሊአኪ ሎምስ ሃለውለው ኣብዝሕኪ
@elfwgare6576
@elfwgare6576 11 күн бұрын
ጀግና ኢኺ መዓረይ ኩሉ ትኽእልዩ ብርኽቲ 🙏❤️
@LHLH-k7v
@LHLH-k7v 10 күн бұрын
ዋይ😂ያሬድ ከንደይ ኣንእሸት ኣሎዉኣ ል 4ተ ኣፃብዑት 4ተ ሓጮን ኣሲሩ😂😂😂❤
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 11 күн бұрын
ብርሃር ታዓደሊ❤🎉 ሰሉዋይ ውላድኪ የዕሪፍኺ
@chth1777
@chth1777 11 күн бұрын
goal ymna nyra goal hbna amlka❤❤❤❤
@ZafuGery-rr3md
@ZafuGery-rr3md 11 күн бұрын
ሰሊተይ ምቀረት 🎉🎉🎉🎉
@Jannat-bt2cc
@Jannat-bt2cc 10 күн бұрын
ሰልይ ኣነ ካብ ገዛና ሓንቲ ጋል እየ ክልተ ወሊደ ክልቲኦም ኣወዳት እዮም ጋል እየ ዝፈቱ❤
@BriAdoMahlet
@BriAdoMahlet 11 күн бұрын
ሰሉዋይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ❤❤❤ደሞ ብጣዕሚ አየ ልፈትየኩም ተባረኩ❤❤❤❤
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН
Beat Ronaldo, Win $1,000,000
22:45
MrBeast
Рет қаралды 158 МЛН
1% vs 100% #beatbox #tiktok
01:10
BeatboxJCOP
Рет қаралды 67 МЛН
ጥርሙስ ኣረቂ ንበይና prank ንያሬድ ሓወይ  😔😂
17:30
"ንበላዒ ዝተውሃበት ምስክነይቲ ህፃን!"
21:38
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 40 М.
We Attempted The Impossible 😱
00:54
Topper Guild
Рет қаралды 56 МЛН