KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
መአዛ በክያ አብክያትና ሰናይ ትምኒትና ገሊፅና አፋኒናያ ምፍልላይ ግን ክከብድ😢😢
11:01
ሰበይተይ ጉዱእ ኣካል ሙኻነይ ክርስዕ እያ ትገብረኒ #amazing love story #life
16:29
Ouch.. 🤕⚽️
00:25
ТОП 5 БОЙЦОВ UFC ИЗ СНГ ОТ РАХМОНОВА #hustleshow #адамзуба #тамби #рахмонов
00:47
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
00:17
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
09:25
ኣደ ዘይብሉ ፀልማት ዘይዉዳእ ዝመስል ስደት ተወዲኡ ተመስገን ፈጣሪ ንኹሉ ኸም ናይና ይግበረሉ🙏
Рет қаралды 43,789
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 73 М.
Selam Tsegay Smile:)
Күн бұрын
Пікірлер: 1 500
@selamtsegaysmile9152
18 сағат бұрын
ንኹለኹም ኸምዚ ናትና ይግበረልኹም🙏🙏
@kingking9720
18 сағат бұрын
እንኳዕ ደስስስስበለኩም ❤🎉🎉❤
@FgFg-dg6ej
18 сағат бұрын
ብናፉቆት ክንመዉት ኢለ 😢😢እንኳዕ ደስስስ በለኩም ኣፈወረቅ ታይ ከይኑ ፈዚዙ
@FerFerFerFer-co3fp
18 сағат бұрын
❤❤🎉🎉🎉ኣሜን
@Sasacnjiyaመዝመርትግርኛ-z1l
18 сағат бұрын
ኣሜን ሰሉየ🎉🎉🎉🎉 ኣነስ ማማየይ ናፊቀያ እፍፍ ስደት😢😢💔
@fhjfhffhfu9369
18 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@SmerhM-uz1he
18 сағат бұрын
ከመይ ዝነበዐን ካብዱ ሓበጭበጭ ዝበሎ እሰቲ ላይክ❤😢
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@MerhawitZewde
16 сағат бұрын
❤❤❤🥺🥺
@freweynidesta
16 сағат бұрын
ኣነ ኣለኹ ኣይከኣልኩን ንብዓተይ ዉሒዙ❤❤❤❤🎉🎉🎉
@MKrtihayli
16 сағат бұрын
ደምርኒ ናዓየ ደሚረኪ😢@@kidugrm
@rcgtgg5133
15 сағат бұрын
ዋላ ኣነ😢😢😢😢
@aaggss8829
16 сағат бұрын
በጃኩም ምስ ንሓጎኩም እናተራከባ ኣርእዩና የሕዋት ማኣዛ እና ኣደዋኣ እናተራከባ ኣርእዩና ትብሉ 👍
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉🎉
@Ab-ke1qf
17 сағат бұрын
ኣፈውርቂ ታኮይኑ ተኪዙ ማዓረይ ብናፍቆት ድዪ😢❤
@salib3757
16 сағат бұрын
ከምኡ እዩ ይመሰል
@akberettsegay7712
15 сағат бұрын
ካብ ናፍቅ ዝተልዓለ እዩ ከመይ ከምዘሕዘነኒ ከ ጎይታዋይ እንቋዕ ብሰላም ኣራከበኩም ኣፌ ሓዎይ❤❤❤ ንኩልና ከምዛ ናይ ሓላል ክብርቲ ሓፍትና ይግበረልና ዘናሕዋተይ ❤❤❤🎉🎉🎉🙏
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ💝💝💝💝💝
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
@akberettsegay7712ደምርኒ ክብረተይ❤❤❤❤
@NegstiGebr
13 сағат бұрын
ዋላ አነ ዝይነገረዎ ዶ ይኮኑ ደንግፁ ናብሉኩ ደጋግመ ናራአከዎ😢 ኢፊ እንኳዕ ደሰ ብለካ ማዓረይ🙏🥰🥰🥰
@TesfayFkr-b4w
18 сағат бұрын
ናይ ፅባሕ ኪዳነ ምህርት ጎደልኩም ትምላኣዯ ሱማ ፅዊዒኩም ዘይታሓፍሩ ላይክ ሳብ ብምግባር ኣባራቲዑኒ❤
@የአብስራ-ቨ3ጨ
17 сағат бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
16 сағат бұрын
@@የአብስራ-ቨ3ጨደምርኒ ወለላይ
@MKrtihayli
15 сағат бұрын
@@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ ንደማመር
@ቲቲጓልትግራይ-ሸ2ነ
15 сағат бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ🎉🎉🎉
@MuryAh-kb8zq
15 сағат бұрын
ኣሜን 👏👏👏👏
@alemdesta454
14 сағат бұрын
ስደት ዘለኩም ነዛ መዓልቲ እዚአ የርኢኩም ልባዊ ትምኒተይ ንኩለኩም🤲❤🎉
@ትግራይኣምላክየሓልኪ
9 сағат бұрын
ኣሜንንንንንንንን
@Asa-dv3gv
3 сағат бұрын
አሜን ❤😢
@Channel-qe9mn
19 сағат бұрын
ብሽም መአዛ ዓዲ ምእታዋ 100K ነእትዋ ንሰሉ አሕዋተይ❤ ታሕጋስ ድዩ ግን ለብክየንሎ😢
@ራኪ-ዩቱበ
19 сағат бұрын
Eshi naey le 1000 etuwni😂
@Azebeadlt
19 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤
@Channel-qe9mn
19 сағат бұрын
ልአይ አርክብኒ መጀመርያ😂@@ራኪ-ዩቱበ
@ሸዊት.ቻናል
19 сағат бұрын
ናዓይ እውን 200
@ሸዊት.ቻናል
19 сағат бұрын
ደምርኒ
@0ppH5
18 сағат бұрын
ሃማይ ብታሕጋስ ዝበኸየ ሰብ ክህልዶ 😭😭😭
@ሸዊት
17 сағат бұрын
ደምርኒ
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉
@ቲቲጓልትግራይ-ሸ2ነ
15 сағат бұрын
@@ሸዊትደምርኒ🎉
@ቲቲጓልትግራይ-ሸ2ነ
15 сағат бұрын
@@TtTt-b9r7jደምርኒ ❤
@user-op7qp6hg6xlzebib
Сағат бұрын
Me to😢
@emnetberhe
18 сағат бұрын
ብሓጎስ ዝነበዐ ዶ ኣሎ ከማይ 😢😢❤️🥰 ብሓቂ ንኹሉ ሰደት ዘሎ መሬት ዓዱ ምስ ስድርኡ የተሓቃቅፎ ኣምላኽ 🤲❤️
@ማሾጓል70እንደርታ
18 сағат бұрын
ደምርኒ
@mamLove21
17 сағат бұрын
አው ኣነ አሜን አሜን አምላክ ኣባይ😢
@sdiu263
17 сағат бұрын
ኣሜንንን🙏🙏
@ጓልስዉእተጋዳላይ
17 сағат бұрын
me 😢🙏❤
@ልእልቲ-ዘተዋህዶ-ጸ3የ
17 сағат бұрын
ኣነ ኣለኹ 😢❤
@zaydZayd-t6y
16 сағат бұрын
እዚ ዝገበርካ ኣምላክ ክብሪ ምስጋና ይብፃሕካ ኣደዋይ ቅድስቲ ድንግል ማርያም ምስጋና ይብፃሕኪ
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ መዓረይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉
@AZebTAMR
9 сағат бұрын
ኣሜን❤❤❤ክብርን❤ምስጋናን❤ንፈጣሪ❤ይኩን❤እመ❤ኣምላክ❤ድንግል❤ስደትና❤ተሕፅረልና❤ኣሜን❤
@sara-h4z1h
19 сағат бұрын
ኣነለ 4 ማዕልት ቃርይን ዓደይ ካኣት እግዚአብሔር ይመስገን ተጋሪዋይ ሰብስክራይብ እስክ ገብራን❤❤❤❤❤❤
@FreyouTube-o5j
18 сағат бұрын
ብሰላም እተዊ ዝሓፍተይ ❤ ገይረኪ መልሲ
@DyCu-e2k
18 сағат бұрын
ብሰላም አትዊ ማዓረይመላሰይ🎉🎉🎉
@lilikabastgalaestbi1322
17 сағат бұрын
Bsalem yetiki🥰🙏
@jfsf4802
17 сағат бұрын
ተመስገን ፈጣሪ እንታይ ይሳኣኖ🎉🎉🎉🎉
@ااااا-ط3ه1ز
17 сағат бұрын
ብሰላም እተዊ መዓረይ
@الياسهزازي-ك7ه
11 сағат бұрын
ብንብዓት ወዲአያ😢ብሂወት ከለካ ምፍልላይ ክከብድ ጉድ እዩ::እንኳዕ ብሰላም ኣራከበኩም ኣሕዋት❤❤❤❤
@AaR-x3q
19 сағат бұрын
ካብ f,b ነጢሩ ዝመፀ ብቻ ላይክ 😢🎉😂💋🥰💋
@Azebeadlt
18 сағат бұрын
@@AaR-x3q ኣነ ኣለኩ ደምርኒ😂❤️❤️
@melak-mo7rv
18 сағат бұрын
ኣነ ኣብዚ መፅየ በክየ ስድራይ ናፊቀ
@MyMy-iu7qz
17 сағат бұрын
Kab timali atihze ztetsebeku temsgen enqae ms dekiki bselam arakebekim❤❤❤❤❤
@ትጂማን
17 сағат бұрын
ኣነ😂😂❤
@RdEy-lu8vo
16 сағат бұрын
እፍ ታኾይኑ ሕብርብር ልበለኒ ማምዋይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ አረገፀኪ❤❤❤❤
@kidu-g5i
15 сағат бұрын
ሕውስውስ ዝበለ ስሚዕት😌ሰደትና የሕፅረልና ኩሉና ኣብ ሰደት ዘለናኪዳናምህረት ኣደይን ሓደራኪ🙏
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@kidu-g5i
13 сағат бұрын
@@tsegatsega238 ፅቀጢ ንስክለ😁
@MdHitt
18 сағат бұрын
ቀልጢፍኪ. ቀፃሊ ልቅልና ምስ ኣደዋኣ ገርኪ❤❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉
@TsigaSelama
15 сағат бұрын
ኣይከኣልኩን ኣነስ ነቢዐ ብሰላም መሬት ኣዲኪ ገፅ ስዴራኪ ዘርኣየኪ ቅድስ እግዚብሔር ዝተመስገነ ይኩን እንኳዕ ደስስስስስ በለኩም
@ashufkir8839
18 сағат бұрын
ብንብዓት ጀሚረ ብንብዓት ወዲአዮ 😢😢😢😢❤❤❤❤❤❤❤እንዃዕ ደስ በለኹም
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉
@SmretGereziher
15 сағат бұрын
ወላ ኣነ ታይኮይነ እንድዒ😢😢😢
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@SmretGereziher
14 сағат бұрын
@@tsegatsega238 ጌረልኪ♥
@Sojoo-k5z
16 сағат бұрын
እንካዕ ደስ በለኩም ሰላመይ ግንስ ሰለምንታይ የና ክንሕገስ ከለና ንእግዝኣብሀር ኣምላኽ ዘይ ንዝመረሉ ንዝ ሉዑል ኣምላኽናን መዳሃንናን እየሱስ ክሪስቶስ ሰዓትን ደቐቓን ለይትን ቀትራን ሚሉእ ዕዲመናን ግዘናን ባሩኽ ንዝ ክንሪእ ዘብቀዐና ክብሪን ምስጋናን ይብፃሕኻ ጎይታይ መዲህንየ ኣለም ኣቦይ❤❤❤❤❤ ይቅረታ ሰለ ዲፊረተይ እዞም ኣሓተይ እንካዕ ደስ በለኩም ብዲጋመ❤❤❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ መዓረይ❤❤
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤🙏
@tsgieTsegay
19 сағат бұрын
ተዓዲልኩም ነዓና እዉን ዓድና ተመሊስና ብሰላም ምስ ስድራና የራክበና❤😢
@Ibrahim-q4x
17 сағат бұрын
ኣሜን(3)😢😢😢
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
16 сағат бұрын
@@Ibrahim-q4xደምርኒ ፀጋበይ❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
16 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@ሰየጓልገራዓልትዩቲብ
14 сағат бұрын
@@tsegatsega238 ቀደም ገይረለኪ እዩ ክብረተይ
@NgstiNgsti-j7o
17 сағат бұрын
ናዓናለ ከመዚ ይገበረልና ቅዱስ ሚካኤል ኣቦይ❤😢
@meri3353
16 сағат бұрын
ኣሜን
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
አሜን🙏🙏🙏ደምርኒ ማዓረይ❤❤❤❤
@assass8589
13 сағат бұрын
አሜን አሜን አሜን❤
@user-pz5dg8hw9d
18 сағат бұрын
ምዓዝ ከም ዝኸድ ዘይፈልጥስ እዛ ምስ ስድራይ ዝራኸበላ መዓልቲ ትናፍቀኒ ንዓኺ የምስለና እንካዕ ብሰላም መሬት ዓድኺ ኣርገፀኪ ምኣዛዋይ ፅሓይ ገፃ❤❤🎉🎉🎉🎉
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@meri3353
16 сағат бұрын
ኣጆናእስኪ❤❤
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤❤
@ሚዙጓልተዋህዶእየ
16 сағат бұрын
ብሓጎስ ዝነበዐ ዶ ኣሎ ከምዚ ከማይ 😥😥ብሓቂ ንኹላትና እግዚአብሔር ኣምላኽ ምስ ስድራና ይኣካክበና 🙏🙏
@kidugrm
16 сағат бұрын
ኣሜን ደምርኒ ማዓረይ❤
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@ሚዙጓልተዋህዶእየ
6 сағат бұрын
@@kidugrm እሺ ንስኺለ ደምርን 💚
@ሚዙጓልተዋህዶእየ
6 сағат бұрын
@@tsegatsega238 እሺ ንስኺለ ደምርን ጀማሪት የ ዋ 🥺❤️
@Brzaf21GeBremeskel
6 сағат бұрын
ኩለና ነቢዕና😢
@SanduKasahya
16 сағат бұрын
ማዓዛዋይ እንኮዕ በስላም መሬየት ዓዲኪ ኣረግፀኪ❤
@Hankewta12
17 сағат бұрын
ዛ ማዓልቲ ናፈቃትኒ😢 እንካዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ💗🥺
@HgFv-iv9xe
18 сағат бұрын
ብታሕጓስ ትነብዖ እባ ይገድድ😢😢ኣምላኽ ከምዚ ናትኪ የርእየና ማኣዛየ😢😢
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉
@bege8567
16 сағат бұрын
በኽየ ብታሕጓስ ተመስገን ሃምዛኡ ኣብልኻ ኣጋንየን ምስ ደቀ ፈጣር ኣምላክ ማዓዛየ እንኳዕ ብሰላም ኣራኸበኩሙ ፈጣር ምስ ደቅኽ ተመስገን ብድጋምየ🙏🙏🙏💐💐💐💐🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ወለላይ🎉🎉🎉
@Meri-mv7by
17 сағат бұрын
ቀልጥፊ ልቀቅልና ተረቢፅና ብናፍቆት😢እንኮዕ ንዓድኪ ኣብቀዐኪ 🎉🎉
@ዓጋመዓደይማይዳወሎዋሎ
17 сағат бұрын
እፍፍፍ ኣይክኣልኩን 😢ደስታ ለ የንብዕ እዩ ለከ🥰 እንኳዕ ደስ በለኩም 🙏❤ ፅሩያተይ🥰ንዓኩም የመስለና
@እመብርኃንመርሕኒመንገዲቅ
19 сағат бұрын
አነስ ተሓጎሰለ ቃንአ ለ ናፍቀለ❤❤ ትሓዋውስኒ ኩሉ
@meri3353
16 сағат бұрын
እወ ቅድስ ቅንኢ❤❤❤
@GyiBeji
14 сағат бұрын
ከምዝከማይ ብታሕጋስ ዝነብዐ ዶ እኒአ 😢ስደትና የሕፅረልና ፈጣሪ🙏ተጋሩዋይ🙏
@AsSa-bd7nk
16 сағат бұрын
ናይ ሓጎስ ንብዓት ተመስገን እንካዕ ብሰላም አተኪ ምስደቅኪ ወለድኪ አሕዋትኪ ብሰላም አራከበኪ❤❤❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ህያበይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉
@ሮሚጓልትግራይ
15 сағат бұрын
ተመስገን እንኳዕ መሬት ዓዲኪ ኣርገፀኪ ማኣዛዋይ ናይታሕጎስ ንባዓት ዝነብዓኩም አሎኩም ዶ ከምዚ ከማይ❤❤
@FhgffRryh
17 сағат бұрын
ናይ ደስታ ንብዓት ነብዐ አንቃዕ ደስ belekum 🙏🫶🥰♥️
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉
@ጋልትግራይሓላል-በ4ከ
15 сағат бұрын
ኡፍ ተመስገን ፀላኢ ዓይኑኩም ይደፈን ደስ ምባልኩም ሰሉዋይ እንኻዕ ብሰላም ኣራከበኩም❤🙏
@mebratgebrihanshshe8506
19 сағат бұрын
ዋውውውውውውው ብደስታ ነቢዐ ኣነስ ተጋሩዋይ እንኳዕ እስከ ደሰ በለኩም ምቁራት ስድራ❤❤❤❤❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Selam-Hadush-j4i
14 сағат бұрын
ዕልልልልልልልልልልል🎉ኣሰይ እንኳዕ ብሰላም መሬት ዓዲኪ ኣርገፀኪ ማኣዛየይ ዶሞ እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ
@HaregTesefu
19 сағат бұрын
ብደስታ ነቢዐ ❤❤❤❤❤❤
@jjgghh3724
17 сағат бұрын
ምስ ሓዘሎቶ ዝበለኒ ዝከብደይ እንቋዕ ደስ በሊ ማዓዛይ
@ሊቀመላእክትቅዱስገብ-ቈ4ሐ
18 сағат бұрын
ንኩላትና ምስ ወለድና የራክበና ኣሕዋተይ ማዓረይ❤❤❤❤❤😢😢😢😢😢
@kidugrm
16 сағат бұрын
ኣሜን ደምርኒ መዓረይ❤
@ChdjdhhdHdbxxjxj
13 сағат бұрын
እሰይ አደዋኒ ወለላይ እንካዕ ደስ በለኹም ፅሩያተይ ❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
16 сағат бұрын
_እግዚኣብሔር ዓብይ ግብሪ ገበረልና ንሕናውን ተሓጎስና ኣደሥ ኹሉ ግዘ ብደሥታ የንብራ💙ኣደ ውዕለታአ ብዙሕ ተዛሪብካ ዘይውዳእ ብጹሑፍ ውን ዘይግለጽ እግዚኣብሔር ኣምላክ እንዃዕ ብሰላም መሬት ዓድኪ ኣርገጸኪ ምሥ ደቅኪ ውን ብፍቅሪ ብደሥታ የንብርኪ_
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@Brzaf21GeBremeskel
6 сағат бұрын
@@kidugrmደምርኒ ማዓረይ ደሚረኪ
@MariDesta
12 сағат бұрын
ለካስ ብሓዘን ኣይኮንካን ትነብዕ ብሓጎስ እውን ትናብዕ ኢካ ንኩላትና ስደት ዘለና ቅድስቲ ኣዴና ኪዳና ምህረት ብሰላም ምሰ ወለድና ተራክበና እንኳዕ ደስ በለኩም ኣሕዋተይ 👏🥰♥️
@ጋልትግራይ-ዐ2ገ
19 сағат бұрын
ላነባዕኹ ወዲአያ😢🥹እካዕ በስላም ኣራኸበኪ ምስ ደቅኺ🙏❤️❤️❤️❤️🥰🥰🥰🥰🥰
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ መዓረይ❤
@ZweyniNegasi-to7hm
14 сағат бұрын
10 ግዜ ደጊመ ሪኤኩም ዕንዃዕ ሰላም ተራከብኩም ደስ ምባልኩም ሕልፈት ናታሓገስኩም ንበሩ ይሕዋተይ ከም ናትኩም ናዓና ውን ይፍጠረልና🥺💚💚💚💚💚🙏🙏🙏🙏🙏
@ንግሰቲTube
17 сағат бұрын
ውይ ምኣዛዋይ ፅሓይ ገፃ ኣነስ ክፍትዋ ንዓናውን ከምዚ የምሰለና ደምራኒ አሰኪ ንዓይ ሓፍትክን አውን❤❤❤🙏🙏🙏🙏🙏
@kidugrm
16 сағат бұрын
ንስክዉን ደምርኒ መዓረይ❤
@ንግሰቲTube
16 сағат бұрын
@@kidugrm አሺ ወለላይ
@abeagualgerea
14 сағат бұрын
ኸማይ ልተሓጎሰስ ኒኦድ ፈጣሪ ልኣናለ የራኽበና😢❤❤❤
@gsjshd3479
16 сағат бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ኣበይ ማዓዝ ይከን ምስ ስድራና እንራከበሉ😢እንኳዕ ደስ በለክም ዘምሐዋተይ❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ወለላይ❤
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🙏❤🙏🙏🙏❤
@كيدانيكيداني
14 сағат бұрын
ብጣዕማ ደስ ይብል እስይ እስይ 🙏🙏🙏❤❤❤
@milihabesawit8861
16 сағат бұрын
ብሓጎስ ነቢዐ ማርያምን😢ተመስገን እንኳዕ ብሰላም ኣካከበኩም ክቡሪት ስድራ ዝተረፍና ንዓኩም የምስለና🙏❤❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ኣሜን ደምርኒ መዓረይ❤
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝሓፍተይ❤❤❤❤
@Hnan-mk6nh
14 сағат бұрын
ሰይይይ አስይይይይ አንካዓ በስላም መርየት ዓዳ አርግጻ 🥰🥰🥰አንካዓ ደስ በልኩም 🙏🥰🥰🥰🥰🎉🎉🦋🫶🫶💘🎉🎉🎉🎉🕊️
@محمح-ت2د
19 сағат бұрын
ባሓጎስ ነብዐ ተመሰገን እንኳዕ ብሰላም ኣራከበኩም❤❤❤❤🎉
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምር መዓረይ❤
@hxfj9339
14 сағат бұрын
እንካዕ ብሰላም መርየት ዓድክን ኣርገፀከን ማሚተይ👏🌷🥰❤️ ሰሉዋይ ኣንካዕ በሰላም ኣረከበኩም ምስታ ትፈትውዋ ኣደዋኩም 🤱🥰❤️
@abrhamesfin7205
19 сағат бұрын
ብደስታ ነቢዕና 😢በስምአም ማርያምን እንካዕ ደስስስስስ በለኩሙ ዘሞሓተይ♥️♥️♥️♥️♥️
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@TsegaYouTube-w9p
12 сағат бұрын
ደጋጊመ እናራኣኩ ምምናይ ሲኢነዬ ሕውስውስ ዝበለስምዒት ዝወለደስ ኩሉ ጊዜ ይታሓጎስ🙏ደስ ባሃሎ family ኢኩም
@HyabTadese
3 сағат бұрын
Wala ane ❤❤❤
@Musie-c9l
18 сағат бұрын
ስሉየይ ሙሉእ ሓጎስ ይግበሮከም ዛአምቤተይ ተመስገን ኣምላኽ ኣነስ ንብዓተይ ወዲአ ብሓጎስ ❤❤❤❤❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ መዓረይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉🎉
@ቤቲጋልቀሺቤቲጋልቀሺ
15 сағат бұрын
ተዓድልኩም ነዓኹም የማስለና 😢መን ኣሎ ክምዚ ካባይ ዝነበዐ 😔
@Azebeadlt
19 сағат бұрын
እንኳዕ ብስላም መሬት ዓድኪ ኣርገፀኪ ማኣዛዋይ እንኳዕ ዓይኒ ላዓይኒ ኣራአየኩም አሕዋተይ እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤
@ሸዊት.ቻናል
19 сағат бұрын
ደምርኒ
@Azebeadlt
18 сағат бұрын
@@ሸዊት.ቻናል ደሚረኪ መልሲ ❤️❤️
@ሸዊት.ቻናል
18 сағат бұрын
@@Azebeadlt ገረልኪ ማዓረይ
@user-qf4gw3ls7
13 сағат бұрын
ህንደይይ ደስስስ ይዉልኻ🥰🥰🥰🥰👏👏👏
@joy3t552
19 сағат бұрын
ሰሉየይ ሙሉእ ሓጎስ ይግበሮ ዛእምቤተይ ቀልጢፍኪ ስደድልና ቪድዮ ኣነስ ንብዓተይ ወዲአ ብሓጎስ ዋ ተመስገን ኣምላኽ❤❤❤❤ መኣዛዋይ እንኳዕ ምስ ደቅኺ ኣተሓቋቆፈኪ ንማማ እውን ኣምፅወን መኣዛ ጓለይ ናበላ መዓረይ ዋ እንኳዕ ፆሎተን ሰመረለን እፍፍፍፍፍ ካብዚ ዝዓቢ ሓጎስ የለን❤❤❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉
@TeithyeKasah
15 сағат бұрын
ደስ ዝብል🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ልኩላትና ከምኡ ይግበረልና አምላክ❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@gedu8644
19 сағат бұрын
ነዛ ኮሞንቲ ተንብቡ ፈጣሪ ካብ ክፉእ ነገር ይሓልውኩም ዝሓሰብክምዎ የስምረልኩም❤❤
@kidugrm
16 сағат бұрын
ኣሜን ናተይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉
@SgSh-u4o
13 сағат бұрын
እፍፍፍ ታዓዲልኩም ናዓናለ ስደትና አሕፂሩ ብሰላም መሬት ዓድና የርግፀና😢😢❤❤❤❤🎉
@AbrahatAtsabha
17 сағат бұрын
🎉ብትሓጓሰ ነቢዔ ሰደት ዘላና ምሰ ንፍትወም ቤተሰብና ንታሓዎወሱሉ ጊዜ የምፀአልና ሰደትና የሕፅረልና🤲🤲🤲
@kidugrm
16 сағат бұрын
ኣሜን ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉🎉
@AbrahatAtsabha
15 сағат бұрын
@@kidugrm እሺ ንደማመር
@AbrahatAtsabha
15 сағат бұрын
@@TtTt-b9r7j ንደማመር
@mesiyoutube-ew4yq
14 сағат бұрын
አደዋኻ ዓለም❤
@Tig-ri9fp
18 сағат бұрын
ሐዚ ኣነስ እንታይ ኮይኑ Video ከሳብ ዝወዳእ ዝበክኩ😢 እንቋዕ ደስ በለኹም ሰሉዋይ ንኩሉ ከም ናተኹም ይገበረሉ♥
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ መዓረይ❤
@Tig-ri9fp
16 сағат бұрын
@@kidugrm OK my sister😍
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@Tig-ri9fp
14 сағат бұрын
@@tsegatsega238 ናዓይ እዉን ደምረኒ
@ክቅጽልየ
15 сағат бұрын
እንቃዕ ብሰላም ተራኸብኩም ኣምላኽ ከማኹም የማስለና 🥰🥰🥰
@ብሬዩተብ
18 сағат бұрын
እንኳዕ ምሰ ደቅኪ ኣረክብኪ ማኣዛየይ ኣፈወርቂ ኣሕዚኑኒ ደነን ተበለ 😢 ሓጎሰ ዝገበሮ የብሉን 😢 ንዓኩም ይምሰልና አነሰ ከምዚ ዓይነት ከረኢ ከለኩሰ ማራ እየ ዝናፈቅ 🙏💞
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ🎉🎉🎉
@HdrigebremedhhinGebremedhhin
15 сағат бұрын
😢😢
@ብሬዩተብ
15 сағат бұрын
@@TtTt-b9r7j ደምረኪ ደምርኒ ናዓይ ዉን
@MEARIFSHA
15 сағат бұрын
Enkae bselam arakebekum fetsari ahwateyy ❤️❤️❤️❤️❤️
@love-yv9px
16 сағат бұрын
ተመስገን መኣዚተይ እንቃዕ እዚ ረአኪ ❤ ስደት ዘለና ውን ናብዚ የብቀዐና 👏👏👏👏
@ssll7812
15 сағат бұрын
ተመሰገን ተመስገን ናዒኪ የማስለና ማዓዛዋይ እንኳ ብስላም ሓመድ ዓድኪ ኣርገፀኪ ወለላይ እንኳዕ ደስ በለኩም ንኩሉኩም ቤተሰብ❤❤❤ኡፍፍ ደስ ኢሉኒ ብጣዕሚ ብፍላይ ማማ ናፊቀኪ ማዓዛ ጓለይ ኢለን ቢድዮ ክስርሓ ከለዋ ምስ ኤፊ መስአን እየ ነቢዐ ምክንያቱ ወለድና ፍቅርና እምበር ገንዘብ አይደልዪልናን ተመስገን ፈጣሪ❤🎉🎉🎉🎉
@maryammaryam885
16 сағат бұрын
ዉይ ኣፎመይ መዓረይ ናፍቅ ሕሱም ደንጊፁ ዘይ ኣመነ እንኳዕ ደስ በለኩም ❤❤❤❤❤🎉
@kidugrm
16 сағат бұрын
ደምርኒ መዓረይ❤
@MebratTesfayohannes
13 сағат бұрын
አንቃዕ ደስ በለኩም ጹቡቃተይ
@DwefDwdf
17 сағат бұрын
ኣፈወርቂ ታይኮይኑ ፈዚዙ ከይዱ ሑቁፍ ዘየበለን😓😐😌😌💋💋🌹🌹🌹🌹🌹💛
@tsegatsega238
14 сағат бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤❤
@DwefDwdf
Сағат бұрын
@@tsegatsega238 ገይረልኪ ዝያዳይ ሓዳሽ ጀማሪት ኢኪ እኘአኪ ትመስሊዋ ሳብስክራይብ ገይረልኪ 😍😍😍😍😍
@ruiojj
13 сағат бұрын
ተመስገን ፈጣሪ🙏🙏🙏🙏💖💖💖
@tsnat2ፅንዓት2
19 сағат бұрын
ደስ እልና ብሓጎስኩም እንዃዕ ደስ በለኩም🎉 ዩቱብ ካበ ዝከፍት ሎሚ 8ይ መዓልተይ ገይረ ገና ጀማሪ እየ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ❤
@TtTt-b9r7j
16 сағат бұрын
ደምርኒ ማዓረይ🎉🎉🎉
@tsnat2ፅንዓት2
16 сағат бұрын
@@TtTt-b9r7j ደምረኪ ሰበይ
@rahelrahel6194
14 сағат бұрын
ታዓዲልኩም❤
@YgfrFr-y7x
19 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@Grmaneshyoutube
11 сағат бұрын
ሓላልይ ሳብስክራይብ ግብረለይ❤❤❤
@welcomeNegasi
14 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤😢ከመይ ዱዩ ደስ ኢሉኒ ሰሉ ሓፍተይ
@Romary-cv8rq
19 сағат бұрын
ብወላዲትኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ የትሕለፉኒ 😢
@FreyouTube-o5j
18 сағат бұрын
ገይረልኪ መልሲ
@Romary-cv8rq
16 сағат бұрын
@@FreyouTube-o5j ፍረይ ጌረልኪ ፀኒሐ ወለላይ
@EtadaErada-rs9bz
13 сағат бұрын
እንቋዕ ደስ በለኹም ሰሊተይ❤🙏
@HdhdhHshdh-hg3hc
12 сағат бұрын
ኣዶ ማለት ከቢድ ሓላፍነት እዩንብዓተይ ምቁፅፃር እስካብ ዘኣቤኒ ነቢዐመን ከም ኣዶ ዘሕለፎቶ መከራ ስቃይ መን ይፈልጠላ ኣብቦታኣ ኬነ ሪኦዮ ፍረ ፃዕራ ድካምኪ ሪኡ እንካዕ ምስ ደቅኪ ሓዋወሰኪ ክብርቲ ወላዲት ኣፌ ያሬድ ሰሉ እንካዐምስ ክብርቲ ወላዲትኩም ኣራከበኩም ዞም ኣሓተይ ኩለና ምስ ወለድና ዉላድና ኣሓትና ተፈላሊና ዘለና ከኣ ፈጣሪ ይኣካክበና🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏❤❤❤
@rahelgebre2087
12 сағат бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ማማ ለምለም ከ ዳኣ ሰሉ
@titimila6283
13 сағат бұрын
ኣሰይ ተመስገን❤❤❤
@abba2909
15 сағат бұрын
አሰይይይይይ እንኳዕ ደስበለኩም ሰሉዋይ ላአናለ ካማክን የማስለና ማማየይ እንኳዕ🙏🙏🙏 ብሰላም ማርየትዓድድክን አርገፀክን 💖💖💖💖💖💐💐💐💐💐💐💐💕💖💖
@Darts-k5g
15 сағат бұрын
ኣምላክ እንቋዕ ብሰላም ዓይኒ ልዓይኒ ኣረኣየኩም ምስ ክብርቲ ወላዲትክም
@tsegat6873
15 сағат бұрын
anes aykealkun hogos ms nbiat tehawawisuni enkuae yehegosekum bcha😢😢😢😢🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@dnglmaryameyarfutalbey1494
13 сағат бұрын
ማኣዚዬ ማማየ እንኳዕ ሰላም ኣተኪ ሰላመይ እንኳዕ ደስ በለኹም ፍትዋተይ😢💙🙏
@AsEe-w5s
13 сағат бұрын
እፍ እካዕ ደስ በለኩም😢❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mesijfgjvjcfzf6426
14 сағат бұрын
ብደስታ ነቢዐ ኣዶ😢❤❤❤❤
@Eamal-k8u
14 сағат бұрын
እውይ ደስ ክብል ንዓና ውን ናብዚ የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና የሕወተይ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@SmretGereziher
15 сағат бұрын
እንካዕ ደስበለኩም እፍ ንሕናከ መዓዝ ኢና ከምዚ ንብል😢
@SelamHailemaryam-x3j
15 сағат бұрын
እልልልልልልል ደስ ክብል እንኳዕ በሰላም አተኪ ማዘር❤❤❤❤
@salama-jd9pi
13 сағат бұрын
ምፍልላይ ግን ክሓስም አንቢዕኩምናዋ ዝሮ እንካዕ ደስ በለኩም ንዓኩም የመስለና እስከ ፈጣሪ❤❤❤❤
@LundKhwarr
13 сағат бұрын
አብ እወን ድቃሰይ ዘሓስብኪዎ ዓይነይ አንብዕኪምኒ 😢እንኳዕ ናብዝይ አብቀዐኩም አሕዋተይ ደስ ኪብሊኒ አነስ❤❤🎉❤❤❤አደይ❤
@mabrhitberhe7846
15 сағат бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም ዞም ኣሕዋተይ መኣዛዋይ እንኳዕ ምስ ደቅኺ ብሰላም ኣራኸበኪ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ😢
@ገብረኤለይ
15 сағат бұрын
ታዓድልኩም ደስስስስ ክትብሉ ዕድመን ጥዕናን ያሃብኩም ፈጣሪ ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️
@sarahsarah4584
16 сағат бұрын
እልልልልልልልልልልልልልልልልል ማማየ እኳዕ መሬት ዓድኪ አርገፀኪ ኩልግዜ ንምታይ ዘይታአትይ ይብል ኔረ ተመሰገን 😢😢😢😢😢😢 ብደሰታ ብዙሕ በክየ😢❤
@ShewitLovely
12 сағат бұрын
ኣሰይ እንካዕ ደስበለኩም ናዓካትኩም የምስለና❤❤❤
@Zbbshs-l4s
13 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤EnekoA. Beselame. Merete. adekiy. Aregetekiy. Mamaweye. EnekoA. Beselame. Arekebekume. Eheweteye. ❤❤❤. ZemaAleteye. EzeA. Eye. Nafekeya. Ane. le😢😢❤
@abjtabjt3859
16 сағат бұрын
አፈወርቂ ዝኮረይ ይመስል
11:01
መአዛ በክያ አብክያትና ሰናይ ትምኒትና ገሊፅና አፋኒናያ ምፍልላይ ግን ክከብድ😢😢
Geni tube ገኒ ዩቱብ
Рет қаралды 8 М.
16:29
ሰበይተይ ጉዱእ ኣካል ሙኻነይ ክርስዕ እያ ትገብረኒ #amazing love story #life
Fkri Entertainment ፍቕሪ ኢንተርቴመንት
Рет қаралды 12 М.
00:25
Ouch.. 🤕⚽️
Celine Dept
Рет қаралды 26 МЛН
00:47
ТОП 5 БОЙЦОВ UFC ИЗ СНГ ОТ РАХМОНОВА #hustleshow #адамзуба #тамби #рахмонов
adam zubayraev
Рет қаралды 1,5 МЛН
00:17
Elza love to eat chiken🍗⚡ #dog #pets
ElzaDog
Рет қаралды 9 МЛН
09:25
Хасанның өзі эфирге шықты! “Қылмыстық топқа қатысым жоқ” дейді. Талғарда не болды? Халық сене ме?
Демократиялы Қазақстан / Демократический Казахстан
Рет қаралды 352 М.
19:09
ምስ አቦ ወደይ ዘይዕረቅኒ ምክኒያት😭ሰብ ፎቲዩ የኮንይ ዝፋላለ🤬
ዜዱ ጓል ትግራይ YouTube
Рет қаралды 4,2 М.
47:54
ፃንሒት ምስ ንሮማን ዘምፀኣ ኣባል መከላከያ - ፃዕሪ ወዲ ወረደ ልዑል ኔሩ ፡ ዓደይ ጎንደር እያ ትብል ፡ ኣብ መንገዲ ቡዙሕ ፈተናታት ኣጋጢሙና መቀለ ኣቲና
seret media
Рет қаралды 3,3 М.
19:52
ጥላሁን በሀገረ አሜሪካ ከአባቱ ቤተሰብ ጋር ተቀላቀለ ... የዮናስ ገጠመኝ በአሜሪካ ልዩ ቅዳሜ ፈታ በሉ //ቅዳሜን ከሰአት//
ebstv worldwide
Рет қаралды 5 М.
7:26
ሰላም ብሳዕስዒት ልዓበደትሉ መዓልቲ😂 ካልአይቲ ኣደኣ ረኪባ🙏 ክርስትና ሓዉና🙏
Afewerki Tsegay Smile
Рет қаралды 22 М.
20:52
ንመቕዲ ትፈርድዋ ዘለኹም ንዑ ስምዑ😳24 October 2024
Tarin Tarin ታሪን ታሪን
Рет қаралды 4 М.
27:31
አይታሰብም የተባለው ያበቄለሽ እርቅ ጉዳይ | የትንሱ ከEbs መልቀቅ ጉዳይ | ሴቶችና መላጣ ወንዶች | funny videos
ድንቃድንቅ Dinkadink
Рет қаралды 67 М.
24:37
ገና ነህ አታገባትም ተባለ እዮብ ያልጠበቀው ምላሽ
Eyobel tube-እዮቤል ቲዩብ
Рет қаралды 16 М.
6:11
Solomon yikunoamlak-yeneta Akalu (የኔታ ኣካሉ) ሰለሞን ይኩኖኣምላክ- NewTigrigna music 2024 official video.
Solomon Yikunoamlak
Рет қаралды 32 М.
22:01
ብባሕሪ Saudi ክኸድ እየ ወደይ ተኸናኺንካ ሓዘለይ😔 ክራይ ገዛ ክሳብ መዓዝ መሪሩኒ😥 ሎሚ እየ ዝረኸብኩኻ @AfewerkiTsegaySmile
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 75 М.
12:38
ህያብ ንሰበይተይ
Awita ፍቅር
Рет қаралды 10 М.
00:25
Ouch.. 🤕⚽️
Celine Dept
Рет қаралды 26 МЛН