ምስ ፍቅሪ ህልኽ እኒአዎ😔 ዓቅሚ ዘይብሉ ኸይትብሊ🤔❣️ ጣዕሚ ፍቕሪ ምሰ ቴዲ🥰

  Рет қаралды 30,398

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

#habesha #abelbirhanuየወይኗልጅ #duet #ethioforumኢትዮፎረም #love #yetbitubeየተንቢ #vlog ##food #ethiopianmusicyarednegubirabiro2021

Пікірлер: 627
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 8 күн бұрын
ደርፊ ኸይንገብር copy right ናበሉ ኣቸጊሮምና ሓሳዳት😂 መሲልዎም እምበይ ቀይርና መፂና😂 ኢድና ኣይንህብይ🙏
@brhaneye
@brhaneye 8 күн бұрын
ትግርኛ ክትከውን ኔሩዋ ናሰምሃር ዮሃንስ ወይ ናይ ሳምሶን ገብረኣሊፍ 😘♥ ብዝኾነ ሓዳርኩም ይባረኽ 🙏
@loveyoumami8372
@loveyoumami8372 8 күн бұрын
Selam slemntay kulu gze enda sdraki tkmeti gal hadara kof ktb alewa wey ena hamua tkeyd nski gn enda sdraki eiki tkedi
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
ደምረን መዓረይ🎉❤​@@brhaneye
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
​@@loveyoumami8372ደምረን መዓረይ🎉❤
@SelamBerhe-k5p
@SelamBerhe-k5p 8 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@jerrymk3366
@jerrymk3366 8 күн бұрын
ቴዲ ኩል ግዜ ሒዝክልና ምፂ ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ
@ኣሉሓበሻዊት1921
@ኣሉሓበሻዊት1921 8 күн бұрын
ደምርኒ
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 8 күн бұрын
ለለ ትፀርፋኣ ኩሉ ወዮ እዶ እናኮና😅
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
ደምረን መዓረይ🎉❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
​@@ጓልወያናይሻለቃመኮነንደምረን መዓረይ🎉❤
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን
@ጓልወያናይሻለቃመኮነን 8 күн бұрын
@@jerrymk3366 መልሲ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 8 күн бұрын
ናይ ሰብ ፍቅርን ሓጎስን ከማይ ዘሕጉሰኩም ላይክ ግበሩ ሕቡሸይ ሽኮራት❤
@goodplaza2621
@goodplaza2621 5 күн бұрын
አነ ኣለኩ ዝያዳይ❤🙏
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 5 күн бұрын
@goodplaza2621 ሓጎስ ይሃብኪ ክብረተይ🙏❤😔
@TiTi-q5z
@TiTi-q5z 8 күн бұрын
ቴዲዋይ ጎይታ ዓቅሊ ሓዳርኩም ይባረክ ሰሉዋይ🙏❤️‍🩹♥️ ናይ ቴዲ ብዓቅሉ ትፈትዉዎ ደሙሩኒ
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
ደምረን መዓረይ🎉❤
@HagushHaftu
@HagushHaftu 8 күн бұрын
ከምዚ ከማይ ዝፈቶውም👍ገጭዩ ይሕለፍ❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 8 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉❤❤❤
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 8 күн бұрын
ቴዲ ክቡር ሓወይ ኣንሕና መፃኻ ኣይመፃኻ ምንም ዘፀግም ኣይኮነን ግን ንሰላመይ ሚድያኣ ንምዕባይ ግን ይጠቅመኩም እዩ ሓግዛ እቲ ዩቱብ ንኽዓቢ ዝሓወይ ❤
@Natsnet-s3u
@Natsnet-s3u 7 күн бұрын
Omg ስብኣይኪ ኬፍ ኣለዎ ርግዓቱኡ ፍሽክቱ ትሕትኑኡ ኮታስ ኩሉ ነገሩ ቡሉጽ ስብኣይ ኢለዮ ኣለኹ።🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@DONATentertainment
@DONATentertainment 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ 1000 ዓመት ንበሩልና ሶሊተይ&ቴዲ ፅቡቃት ሰድራ ሓደ ሓሳብ ከካፍለኪ ሶሊተይ አሰኪ ንቴዲ ሕፈረት ካሜራ አንየዎ አና ብዝተክኣሎ መጠን ኣልምድዮ ብምርዳአ ካብኡ ሓቢርኩም ትሰርሑ ተከተልቲ ትዉሰኩ ኣብ ዓብዪ ደረጃ ትበፅሑ ደሰ ዝብል ዘምህር ዘዘናግዕ ትሰርሑ ምሰ ኩሎም ሰድራኪ በብታራ ትለቁ ፅቡቅ ዝኮነ ተቀባልነትን ፍቅርን ሰለ ዘለኩም ዝበለፀ ዓወት ትረክብሉ ኢኩም ኢለ ይሓሰብ ኣነ ሓፍትኩም ካብ ሰደት ዋ ደሙሩኒ አሰኪ ብሸም ዞም ሰድራ🙏♥
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
ደምረን መዓረይ😊🎉❤
@RdEy-lu8vo
@RdEy-lu8vo 8 күн бұрын
ቴድዋይ ጎይታ ዓቅሊ ሰሉዋይ ለባም ፍቅሩኹም ይብዛሕ ሓዳርኹም ይባረኽ❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 8 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@VGu-o2f
@VGu-o2f 8 күн бұрын
ግን በኑኩም ተትኮኑ ፅቡቅ ነይሩ ይሓፍር ኣሎ ናፃነት ንክስሞዖ ከም ደስ ዝበሎ ግዜ ከሕልፍ ምሳኪ ኣብ ከምዚያት ኣብ በይኑኩም ሰሉ ምክሪ ተቀበሊ ሰሉ ፅብቅቲ❤❤
@ngstiyemkaellij2424
@ngstiyemkaellij2424 8 күн бұрын
እወ በይኖም ክኮኑ ኔርዎም ምስ ሰብስ የሐፍር እዩ😂
@herilove7610
@herilove7610 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ኮንፊደንሶም 😂
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
ደምረን መዓረይ🎉❤😊
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
​@@herilove7610ደምረን መዓረይ🎉❤
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 7 күн бұрын
ትክክል😅
@allbaad5259
@allbaad5259 7 күн бұрын
ብሩካተይ ሓጎስኩም የብዘሐዮ ሰሉዋይ ምስ ቴዲ ለ ኩሉ ግዜ ብፍቅሪ ስሩሑልና ደስ ትብሉ ሙቁራተይ 👏🦋❤❤❤❤
@udyhdt6106
@udyhdt6106 8 күн бұрын
ፍቅራቹሁ ሁሌ ፈጣር ይጨምረላቹሁ ዬምመጣዉ አመት ደሞ በሁለተኛ ልጂ ተባርኩ ሰሉዬ ቆጆ❤❤❤
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 8 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ ፅርያት እግዛኣብሔር ኣምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም 🙏💙💙
@HayaaAbazzu
@HayaaAbazzu 8 күн бұрын
ቴዲ ኩል ግዜ ሒዝክልና ምፂ ቡጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ከምዚ ከማይ ዝፈቶውም ኣሎ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 8 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉🎉❤❤❤
@SurprisedJellyFish-bp5cf
@SurprisedJellyFish-bp5cf 8 күн бұрын
ዋው ቴዲ ግን ዓቅሊ 100//ልባሞ ፍቅርኹም ይባረኽ❤❤❤❤
@titikeshi7601
@titikeshi7601 8 күн бұрын
Nay behaqi wow
@aaggss8829
@aaggss8829 8 күн бұрын
ስነ ስርዓት ዝመለኦ ወዲ 👍👍♥️
@WdJv-w1r
@WdJv-w1r 7 күн бұрын
እሰይይ ደስባሃልቲ ፍቅሩኩም ይሰስን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤አብ ዝላዓለ ደረጃ የብፆሕኩም አምላክ ደቅኖ😍😍😘😘😘😍😍💛💛💛💖💖💖💖👏👏👏👏👏👏
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
@ማርያመይኣዶፍቅሪ 8 күн бұрын
ኣነስ ካልእ ኣይብለኩምን ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ T&S🙏💕💕💕
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 8 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤❤
@ብሬዩተብ
@ብሬዩተብ 8 күн бұрын
ቴዲ ዋይ ሓደ ሓደ ግዜ መፂኡ ደሰሰ ክትብሉ ሓዳርኩም ይቢርክ❤🎉
@RahelDesta-kx7wl
@RahelDesta-kx7wl 8 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራተይ ኣነስ ኩሉ ጊዜ አየ ዝካታተላ ንሰላም ግን ሎማዓንቲ ብጣዕሚ ታሓጉሰ 🙏🎉🎉💛❤💐💐💐💐❤❤❤
@MyreV-h7i
@MyreV-h7i 8 күн бұрын
ፍቅሪኩም ብዘሕ ትረፍ ይብለልይ ሙቁረትይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ቴዲ &ስለተይ❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@mikal3775
@mikal3775 8 күн бұрын
ቴዲዋይ ጎይታ ዓቅሊ ሓዳርኩም ይባረክ ሰሉዋይ ❤🥰
@ቲቲሓፍቲ
@ቲቲሓፍቲ 8 күн бұрын
ቴድየ አነስ ክፈትዋ ሓሓዳርኩም ይባረክ ዞም አሕዋተይ
@SelamTekle-uk8kq
@SelamTekle-uk8kq 8 күн бұрын
ተመስገን ፅሩያተይ በፈቅሪ የንብርኩም አጀኩም ፈተና ልመፀአ እንተመፀአ ሳዓርዎ❤
@RachelmolaTRYB
@RachelmolaTRYB 8 күн бұрын
ኣሰይ ደስ ብሃሎ ድዓመታ ድኣኹም ያምስለና ሙቁራተይ ደቅ ዓደይ ድዓመታ ምስ ስብኣየ ምስ ደቀይ ኣብ ከተማ ውቅሮ ሸነን ክብል ይምነይለኩሞ ያሰክዓልኪ በሉኒ ኹላትና ኣብ ስደት ዘለና ብሰላም ድዓደና ይምለሰና ኣሜን
@AlmaDf-l4e
@AlmaDf-l4e 8 күн бұрын
የስምረልኪ ማዓረይ❤❤❤❤❤❤
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 8 күн бұрын
የስምረልኪ ወለላይ❤
@HiwetAlene
@HiwetAlene 8 күн бұрын
ቴድየ የኔ ምስክን ሓዳርኩም ይባረክ❤❤🎉🎉
@Meri-gq9gd
@Meri-gq9gd 3 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉየይ ቴዲየይ ፈጣሪ ኣብ ፍቅሪ የንብረና❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@titimila6283
@titimila6283 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ዋየ ቁዱስ ቅንኢ ቀኒእልኩም ሓዳር ኣብራሃምን ሳራን ይግበረልኩም❤❤❤
@SmiraSmira-q2w
@SmiraSmira-q2w 8 күн бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐዩ ሓዳርኩም ይባረክ ውላድኩም ለ ብጥበቡ የዕብየልኩም ፈጣሪ ሰሉየይ ቴዲየይ ❤❤❤❤❤
@Medi-m3u
@Medi-m3u 8 күн бұрын
ኣቤት ዓቅል ቴዲየ ጎይታ ፀባይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉዋኒ💚😘
@AndtheEgg
@AndtheEgg 8 күн бұрын
ደስበሃልቲ ሓዳርኩም ይባረኽ❤️❤️❤️👌💝💝
@Lwam.21
@Lwam.21 8 күн бұрын
ቴዲ❤🎉 ሓው ሰላም❤🎉 እና ኣፎምይ❤🎉 ኣብ ናይ ሓፍትኩም🥰 ሓጎስ ኣድምቅ ስለ ዘበልኩምዋ ተመልክታ ደስ ኣቢልኩምና❤❤❤ ሰላመይ❤❤❤ ለዋህ ሓላል ከምትምኒትኩም❤❤❤ ገይሩ ውላድ ውላድኩም ንምርኣይ የብቅዕኩም ምስ ክቡር ባዓል ቤትኪ❤❤❤ ኮባክቲ ሰማይ ሕልፊ እየ ዝፈትወኩም❤❤❤❤ ሰላመይ ንግስቲ ሓዳራ ንግስቲ የሕዋታ❤❤❤ ልክዕ ከምታ ጭራ ፃሓይ ኢኪ ድምቅቲ ፍሽክ እክትብሊ እሞ ገነት ናይዛ ምድሪ❤❤❤ ሱቅ ኢለ ፍትው❤❤❤❤❤❤ ማርያምን❤❤❤❤❤❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 8 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ ❤❤❤
@አስኪዩቱብ
@አስኪዩቱብ 8 күн бұрын
🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤ እስይይይ ሓዳርኩም እግዚአብሔር ይባርከልኩም ክቡራተይ🎉🎉🎉 ባዓል ገዛኪ ዓይን ሓፋር😅ከምዝከማይ አይይይ
@ትግራይዓደይ-ሐ9ወ
@ትግራይዓደይ-ሐ9ወ 8 күн бұрын
ፅንዓት ይሃብካ ካሜራ ማን ሰ😅😂 ሶፍቅርኩም የብዘሐዮ🥰♥️💚
@QgecSvvd
@QgecSvvd 8 күн бұрын
የኔ ጨረቃወች ወላሂ ስወዳቹ ❤ሰሉተይ የኔ ጣፍጭ በፍቅር ያኑራቹ🎉🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
ደምረን መዓረይ🎉❤
@brtukan1227
@brtukan1227 8 күн бұрын
ሓዳርኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ይባርኮ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ሰሰኑ🎉🎉🎉🎉
@HayatAhmed-j9m
@HayatAhmed-j9m 3 күн бұрын
ቴዲዋይ ለባም ኬፍ ዘለዎ ወዲ❤❤❤❤❤❤ ግን ከመይ እትም ዝነብሩዘለዉ ባ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@SelasSally-n7z
@SelasSally-n7z 6 күн бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤ፈቅርኩም ይብዛሕ🎉
@DanaitBsrat
@DanaitBsrat 6 күн бұрын
ቴዲየይ ጎይታ ዓቅሊ ሶ ሓዳርኩም ይባረክ❤
@mornmmm8574
@mornmmm8574 7 күн бұрын
ደሰ ባሃልቲ ነዊሕ ዓመታት ብፍቅሪ የንብርኩም🙏❤❤❤❤
@RahelTube-2127
@RahelTube-2127 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ሰሉየይ ቴዲየይ ❤❤ ፍቅሪ ኢልካ ክትፅዎዖ ቀሊል ኢዩ። ንኽትነብሮ ግን ብዙሕ መስዋእቲ ዝሓትት ኢዩ። ስለዚ ቅድሚ ምፍቃርካ ስለ ሓቀኛ ፍቅሪ ምፍላጥ ኣገዳሲ ኢዩ። ፈጣሪ ኣብ ሓቀኛ ፍቅሪ የንብረና👏
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 8 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉❤❤❤
@awetkedane3947
@awetkedane3947 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ ሰሉ ኩሉ ካኣልት ሓዳርኹም ይባርኽ
@danayitkbrom9307
@danayitkbrom9307 8 күн бұрын
ቴዲ ሓፋር ለባም ደስ ክብል ወዲ ❤🎉
@Meaza384
@Meaza384 6 күн бұрын
ደስበሃልቲ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ደሰታጓልሃገረትግራይ
@ደሰታጓልሃገረትግራይ 8 күн бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ፅቡቃት ስድራ❤❤🎉🎉🎉🎉
@RSBDCEFGH
@RSBDCEFGH 8 күн бұрын
ቴድዋይ ፍቅሩኩም ነሓደረ ይለምልም❤❤❤
@ይርጋጓልትግራይ
@ይርጋጓልትግራይ 8 күн бұрын
ደምርኒ ክብረተይ 🎉🎉
@hgff7519
@hgff7519 7 күн бұрын
ፉቁሩኹም ይብዛሕ❤❤🎉🎉
@Cgd-l2s
@Cgd-l2s 7 күн бұрын
ኣሰይይይይይይይይ ምቁራተይ ሓዳርኩም እግዚኣብሔር አምላክ ይባረከልኩም ኣሕዋተይ 🙏🙏🙏❤❤❤❤❤❤
@Shook160
@Shook160 8 күн бұрын
አታዮ ታእዩ ምልባም❤❤❤❤❤❤❤❤
@AdhayaShop
@AdhayaShop 8 күн бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፍጥሪ የኔ ማርች ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@علي-ق3ت9خ
@علي-ق3ت9خ 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ❤❤❤ደስ ክትብሉ
@FrfrfrTctvvt-de4se
@FrfrfrTctvvt-de4se 8 күн бұрын
ቴዲ እንእወ ትሕትኛ ፈጣሪይ ወሰኩ ወሳሰኩ ዕድመን ጥዕና የሃብኩም❤❤
@MULER1423
@MULER1423 7 күн бұрын
ሁል ግዜ ይዘሽው ነይ ሰሉዬ ደስ ስትሉ🥰
@smkle7079
@smkle7079 7 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኹም ይባርኽልኹም ሰሉ ❤ቴዲ
@محمداحمد-و8ه
@محمداحمد-و8ه 7 күн бұрын
ፅሩያት ፍቅርኩም የብዛሓዬ❤❤❤❤
@CsddCssf
@CsddCssf 8 күн бұрын
ፍቅሩኩም የብዘሐዮ ፅሩያት❤❤❤
@abedaberhan
@abedaberhan 7 күн бұрын
ሓድራኩም ይባረክ ሙቁራት🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@HcjcjcjJjcjc
@HcjcjcjJjcjc 8 күн бұрын
ብፍቅሪ የንብርኩም መባልቲ መቃርብቲ መሳግድቲ ይግርኩም ኣብዚሐ እየ ዝፈትወኩም ዱሙቃተይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@eudulahagos6029
@eudulahagos6029 7 күн бұрын
ብፍቅሪ ❤የንብርኩም ሰሉዋይ
@WeyniGeber
@WeyniGeber 7 күн бұрын
ክልተ ብሉበፂት ሓዳርኩም ይባርክ ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@SelamA-xb3zq
@SelamA-xb3zq 7 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባርከልኩም ኣሕዋተይ ❤️🎉🎉
@Smert-g6f
@Smert-g6f 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕዮ ፈጣሪ ስሉዋይ ቴዲየይ❤❤❤❤❤
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 8 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@zozoaln3109
@zozoaln3109 8 күн бұрын
ተዓዲልኩም እልባዓል ስንግል ዕደኸ ማዓዝ ኢና ክልተ ርእስና ንኾኖ ኣይይይ 🌍ዓለም ቦሻዕ ሰሉዋይ ግልፅነትኪ ፎትየዮ መጀመርያ ስብኣይባያ ይሙት 😂😂ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም
@Hdid-gn6jw
@Hdid-gn6jw 7 күн бұрын
hadarkum ybarek seluway kulu gize hizkyo nai ntedi ❤❤❤❤❤
@hgghcghhfn1786
@hgghcghhfn1786 8 күн бұрын
ታማዩኡ እርጋንዶ መፃ ብኮፊኹም ድቆሮሽኹሞ ከኩ ብዝኾነ ደስ እኹም ትብሉ ሓዳሪኹም ይባሪከልኹም❤
@ማርያምዬእናቴ
@ማርያምዬእናቴ 4 күн бұрын
ፍቅርኹም የብዝሓዮ ሙቑራተይ💝
@trhasberhe1818
@trhasberhe1818 8 күн бұрын
Mukratey hadarkum🎉🎉❤ybarek❤❤🙏🤲👏🙏🤲🫶
@ufhdfh6625
@ufhdfh6625 8 күн бұрын
ለሚሰ ረግዓ ተመስገን ቀፂሊሉ
@AzmeruKalayu
@AzmeruKalayu 8 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረኽ ፅሩያት❤❤
@SlamhSlamh-p3g
@SlamhSlamh-p3g 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዞም ናተይ ቡሉፃተይ 💝💝💝💝🥰
@Merigalehaley
@Merigalehaley 8 күн бұрын
ፅሩያተይ❤❤❤ደቂ ዓደይ እግዚአብሔር ኣምለክ ብፍቅሪ የንብሮኩም🥰🥰❤❤❤❤
@jftstrr7463
@jftstrr7463 8 күн бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ሓዳርኩ ይባርክ❤❤❤❤❤❤❤❤
@FifiHayelomTube
@FifiHayelomTube 7 күн бұрын
ቴዲየ ሚስክን ትዕግስተኛ🎉
@TtYy-pi6wk
@TtYy-pi6wk 8 күн бұрын
ሓዳርኩም ይባረክ ሙቁራተይ❤
@FebuTube-k7k
@FebuTube-k7k 8 күн бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ሰሉ ሓፍተይ ቴዲ ሓወይ ሓዳርኩም ይባርኮ እግዝኣብሔር ኣምላክ❤ደስ ባሃልቲ ደቂ ዓደይ ብሓደ ክርአኩም ከለኩ ደስ እኩም ትብሉ ሰሉዋይ ምቅርተይ ፍቱዉ እየ ዝብለኩም❤❤🎉🎉🎉🎉
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 8 күн бұрын
ደምረን መዓረይ🎉❤😊
@filawifilawi
@filawifilawi 8 күн бұрын
ሰሉ ኤንዲ ቴዲ ሶ ፍቅርኩም ይብዛሕ ንስኩም ኣርኣያ መንእሰያት ኢኩም እግዚአብሔር ፍቅርኩም የብዝሓዮ♥️♥️♥️♥️♥️♥️♥️🥰🥰🥰🥰
@KhanKhan-vn5md
@KhanKhan-vn5md 8 күн бұрын
እግዝአብሔር አምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ሙቁራተይ ❤❤❤👏
@FcKn-dt7gt
@FcKn-dt7gt 7 күн бұрын
ቴዲይ ክቡር ሰብ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክም ዘም ሓተይ❤❤❤❤❤❤
@SbbEthpiya
@SbbEthpiya 8 күн бұрын
ሓዳሩኹም ይባረኽ ሰሉዋይ🥰
@masal2667
@masal2667 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤
@kgjfjrhdgjfj8778
@kgjfjrhdgjfj8778 8 күн бұрын
ፍቅርኩምየብዝሓዮ ቴዲየይ ሓፋር ሰብ ❤🎉🎉🎉🎉
@moremore-p1w
@moremore-p1w 8 күн бұрын
ዋውውው ደሰ ትብሉ ሙቁራት ፍቅርኹም የብዘሐዮ❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@MĚRhawitTube12-e5n
@MĚRhawitTube12-e5n 8 күн бұрын
ናይ ፍቅሪ ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርክ ፍቁራተይ ፈተውቲ ሳላምን ቴድን ደምሩኒ
@HeranKehase
@HeranKehase 8 күн бұрын
ዋዉ ፍቅርኩም ሓዳርኩም ብፈጣሪ ይባረከልኩም ዞምሓተይ❤
@daxdfsd6443
@daxdfsd6443 8 күн бұрын
ኣምላክ ፍቕርኩም ሓዳርኩም ይባርኮ ❤❤❤❤
@hehshshehehehe6753
@hehshshehehehe6753 8 күн бұрын
ኣረ ደስ ክትብሉ ፅቡቃተይ ይፈትወኩም አየ❤
@Dolar1219
@Dolar1219 7 күн бұрын
ሰላምኩም ብዝሕሕሕ ይበል ደቅኖዋ ፀላዓይንኩም ይፍሰስ ሽሕ ዓመት የንብርኩም❤
@ኩሉወዮ-ጠ5በ
@ኩሉወዮ-ጠ5በ 8 күн бұрын
ኣስይይይይይ ፅቡቅተይ😍😍😍❤❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 8 күн бұрын
ብጥዓሙ እየ ዝፈትወኩም ፍቅርኩም የብዘሐዮ(T S❤❤❤❤
@ጓልወየንቲ-የ5ለ
@ጓልወየንቲ-የ5ለ 8 күн бұрын
ዋውውው ዝፈትወኩም ናተይ❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉🥀♥️🥀♥️🥀♥️🥀♥️👫💍👏👏👏
@MireKibera
@MireKibera 8 күн бұрын
ሙቁራተይ ናተይ ❤❤❤❤ሓዳርኩሙ ይባረኪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ብዝሕሕሕሕ ይበል ፅሩያተይ❤😊
@AAa-e3u1h
@AAa-e3u1h 8 күн бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐ የኔ ማርቸ ስሊተይ ምቅርቲ ዕደመን ጥዕናን ይሃብልይ ፈጣረ 🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@DyYu-u1g
@DyYu-u1g 8 күн бұрын
ፅቡቃት❤❤
@ShewitTsegay-f3e
@ShewitTsegay-f3e 8 күн бұрын
ፍቅርኩም ይብዝሕ ሰሉየ ❤️❤️❤️
@MereMere-le2uw
@MereMere-le2uw 8 күн бұрын
ሙቁራት💝💝
@Ferhiwet-x1p
@Ferhiwet-x1p 8 күн бұрын
ኣነሰ ካልእ ኣይብለኩን ፍቅርኩም የብዝሓዮ ፈጣሪ T❤S👏💖💖💖💖💖
@اللننن-ز1ج
@اللننن-ز1ج 3 күн бұрын
ቲድዋይ ጎይታ ዓቅሊ❤❤❤❤
@حساممغفوري-ش9ز
@حساممغفوري-ش9ز 8 күн бұрын
❤❤❤❤❤❤ሓዳረኩም ይባረክ ብሩካተይ❤❤❤❤🎉
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН
Сестра обхитрила!
00:17
Victoria Portfolio
Рет қаралды 958 М.
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
ሩታ እና ፍቅር ተደባደቡ. ከባድ ፀብ ተፈጠረ😱😭
32:35
AB Grace አብርሽ ግሬስ
Рет қаралды 362 М.
ዕላል መልሲ ስደት እንታይ ይመስል
47:39
ይርጉ ሚድያ (yrgu media)
Рет қаралды 9 М.
Mom Hack for Cooking Solo with a Little One! 🍳👶
00:15
5-Minute Crafts HOUSE
Рет қаралды 23 МЛН