💍ተንበርኪኹ ቀለበት ኣብ ቅድሚ ዝኹሉ ህዝቢ ተመስገን ነዚ ኽብሪ ለብቃዕኻኒ💍

  Рет қаралды 51,617

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

Пікірлер: 1 000
@yugu4361
@yugu4361 Жыл бұрын
አሰይ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሓደርኩም ይበራክ ❤ኣብ ሰደት ዘለና እወን ቅደስ ገበረኤል ሓሳብ ልበና አሰሚሩ በሰላም ይመለሰና ዓድና❤የመደም ቀሞሞች ከይትቃንኣ 😂
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
@arddgtyhu
@arddgtyhu Жыл бұрын
ሰሉዋይ ዕድለኛ እኺ ብዚ ሐዝ ስዓት ከምዚ ዝበለ ስብኣይ ምርካብኪ😊 ብዝተረፍ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብጣዕሚ እየዝፈትየኩም👏❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም በለኪ እና ካብቲ ቃለበት እቲ ኣቤቱ ምኳኑ ደስስስስ ኢሉኒ ኣነስ እና መርዓኩም ቃል ኪዳን ኩም እውን ንስሓ ኣቲኩም ብስርዓትን ብሕጊ ቤተ ክርስትያንን ተትገብርዎ መርኣያ ምኮነና ነይሪሩ ንመናእሰያት መለተ ንደናግል ብተክሊል ንዘይ ደናግል ብፆሎተ መዓስባን ሰለ ዝኮነ ዝፍቀድ ካብኡለ ንበዓል ፃዕዳ ዘይኮነስ ነቲ ፅጉምን ስንኩልን ኣብልዑ ኣብ መርዓኩም ፍትዋተይ ምጥን ብዝበለ ብመዝሙር ይኩን ባንዲ ሙዚቃ ይቅረ እግዛብሔር ሓደርኩም ክባርከልኩም ታን❤🎉ናተይ ድልየትን ሓሳብን እዩ ምሳይ ትስማምዑ❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@sakeimahsakeim4662
@sakeimahsakeim4662 Жыл бұрын
ገይረ ካለኹ❤​@@wegahtaChannel
@itst4932
@itst4932 Жыл бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዝያዳይ ❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
@@itst4932 ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Жыл бұрын
ፅብቅ ኣለክ✅✅✅
@merigaltewahdo1460
@merigaltewahdo1460 Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት የመና እኮ ፎትየኩም ፅሩያተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ንሰበይትካ ክተሐጉስ ትገብሮ ፃዕሪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ሰላመይ እውን ዕፅፊ ገይራ ከምልተሐጉሰካ ይኣምን እየ ምክንያቱ መብዛሕቲአና ደቂ ኣንስትዮ ምስ ለዋህ ፈቃር ስብኣይ ልዕሊኡ ኢና ንልውህን ነፍቅርን❤😘
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@elsatesfalem7463
@elsatesfalem7463 Жыл бұрын
Wala Ane ❤❤😂😂😂😂😂😂
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና Жыл бұрын
ኣብ ሰደት ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደትና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ናብ ቁዱስቁሩባረን ናብ ቃል ኪዳን ናብ ቁድስ ሓዳር የብቅዐና
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@hiwetgaltigray2147
@hiwetgaltigray2147 Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ማዓረይ❤❤❤
@MeharitMulaw
@MeharitMulaw 4 күн бұрын
ኣሜን ( 3 )🙏🙏👏👏
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና☘️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💓☘️
@YoDaha
@YoDaha Жыл бұрын
ኣሜን አሜን ኣሜን
@Tahgasniguse
@Tahgasniguse Жыл бұрын
ኣሜን (3)👏
@HdHs-t5q
@HdHs-t5q Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
@እልሻዳይእካአምላከይ
@እልሻዳይእካአምላከይ Жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን❤❤
@ጓልሃገረሰብእየgalhageresib
@ጓልሃገረሰብእየgalhageresib Жыл бұрын
ኣሜን ፫ንዓይ እውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ገይረክልክ አነ 🥰
@haditube3
@haditube3 Жыл бұрын
ቴዲ ጎበዝ ኢካ ኮንፊደንስለ ናመሓየሽካ ትከድለካ ቀፅለሉ ካብኡለ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያት❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@Dan-ln6rg
@Dan-ln6rg Жыл бұрын
ተመስገን እንካዕ ነዚ አረአኩምና ውቅሮ ዓደይ እንዳ ቆርቆስ ቤተክርስትያን ለካ ገብርኤል ዓመቱ እዩ ።በዚ ስደት ዘለኩም አሕዋተይ ቅዱስ ገብርኤል ይሓልውኩም ❤❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
@selamukbazgi1854
@selamukbazgi1854 Жыл бұрын
ኣሜንንን
@Dan-ln6rg
@Dan-ln6rg Жыл бұрын
@@AseTeklberhan :ሳክስክራይብ :ገይረልኪ አለኩ እህቴ
@lkjlkh5222
@lkjlkh5222 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ዘለኣለማዊ ፍቅሪ ይዓድልኩም ኣሕዋተይ ❤️💛🙏 ኩሉና ስደት ዘለና ለ ናብ ከምዚ የብቀዐና ደቂ ዓደይ🥰😊
@selamburuk
@selamburuk Жыл бұрын
እንኳን ደስ በለኪ ሰሊተይ🎉ቴዲ ሓዉና ደሞ ንሰበይትካ ከተሐጉስ ትገብሮ ዘለካ ጻእሪ ብጣም እዩ ደስ በሃሊ ግን ደሞ ሓንቲ ጌጋ አላ እዛ ቃል ኪዳንካ ምእሳርስ ንድሕሪ ሐጂ ዘለና ወለዶ አብ ቤተ መቅደሱ ክንአስር ባህታ ዝፈጥረና ምኳኑ እንተ ኣሚና ንክባርኩና አባት ንስሃና ሕዉስ አቢልና እንተትኮን ዝያዳ ንፈጣሪ መሐጎሶ ይብል ብዝበለጸ ግን ናትኩም አብቲ ዋና ጉዳይኩም ብኣባት ንስሃኩም ከም ትባረኩ ተስፋ ንገብር ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላክ መጀመሪያኩም ዘይኮነስ መጨረሻኩም የጸብቀልኩም አብ ፍቅርኩም የጽንእኩም ዞም አሕዋተይ🎉❤🙏🙏
@غلبعلو
@غلبعلو Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@SalamIbrahim-c6d
@SalamIbrahim-c6d Жыл бұрын
ፍቅርኩሙ ይብዛሓ ካብ ዓይኒ ሓሳደት ይማሓርኩሙ ❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@SalamIbrahim-c6d
@SalamIbrahim-c6d Жыл бұрын
@@wegahtaChannel እለኪ ኣለኹ
@Tdf-fg9qc
@Tdf-fg9qc Жыл бұрын
ፍቅርክም የብዝሓዮ ከብ ዓኒ ሓሳድ ይማሓርክም አሕዋተይ 🙏🙏🙏
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
@@Tdf-fg9qc ሳብስክራይብ ግበርለይ
@elsatesfalem7463
@elsatesfalem7463 Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@HelpmeMyGod-k9c
@HelpmeMyGod-k9c Жыл бұрын
ፍቁርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ደስ ምባልኩም❤❤😊 ኣሰይ ቤተክርስትያን ደስ ክብለካ እቲ መዝሙርን ዕልልታን ናብ ኣፍደገ ቤቱ የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ኣሕዋተይ
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@እግዞኦተሳሃለነ
@እግዞኦተሳሃለነ Жыл бұрын
ለባም መስተዋዓልሊ ጅግና ኩሩዕ ትግራዋይ ኢካ ሰሉየይ እንኳዕ ደስ በለኪ
@ዓቅሊ
@ዓቅሊ Жыл бұрын
ብጣዓሚ ኢኪ ለቢም አታሓሳሳባካ ኩቡርሰብ ኩሉ ግዘ ናይ ሰብ ክብሪ ይፈልጥ እዩ አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@sarasarahomesara-qg7lk
@sarasarahomesara-qg7lk Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ፍቕርኹም የብዘሓዮ ኣሕዋተይ ❤❤❤ ግን ኣብ ቤተክርስትያን እኩብ ሰብ ፈጢጡ ናረአየካ ንሰበይትኻ ምስዓም ግን ደስ ኣይብልን ኣይ ባህልናን ድማ ብዝኾነ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩ ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
@እናቴክዳናምህረት
@እናቴክዳናምህረት Жыл бұрын
❤❤#ኣብ መጨርሻ ዝሓውኪ ደስ ክብል ክመይ እሞ ጥዒና ገለታት ስንጊል ሓወይ😂😂😜
@almazalema
@almazalema Жыл бұрын
ታዓዲልኪ ፅሪተይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ሓዳርኩም ይባርክ
@ElsaFisseha-ww5kb
@ElsaFisseha-ww5kb Жыл бұрын
Teddy betami eka gobezka zeleka ayzoka aytehfer mehfar eco menem aytekmen 💪💪💪💪mekuan eyu zewatse bezi lomi gezae gobez
@Azebchanal
@Azebchanal Жыл бұрын
ሰሉዋይ ተዓዲልኪ ለባም ስብኣይ ዓዲልኪ ንስኺውን ኣብ ቀረባ ጊዜ ሳፕራይዝ ክትገብርዮ ልቴዲ ክፅበየኪ እየ❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@savmood6830
@savmood6830 Жыл бұрын
ኣሰይይይ እንካዕ ደስ ቦሎኩም ሙቁራት ፍቁሩኹም ይብዛሕ 👏ኣብ ክንዳኹም ኣነ ሓፍረ ቡኡኖት ቁዱስ ቅንእ ቃንአ😁 ሰሉየ ማዓረይ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@ብረይ12
@ብረይ12 Жыл бұрын
ተዓድልኺ ሰሉየ ኣብ ቃል ክዳኒኹም የፅንዕኹም♥️🕊
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@MhretTades
@MhretTades Жыл бұрын
ኢለኪ ኣለኹ በልኒ ንስክለ​@@BrhanchannelBrhanChannel
@hiwicho1423
@hiwicho1423 Жыл бұрын
ይግብአኪ እዩ አዶ እንዲኺ ስለዝስ አዶስ ኩሉ ይግብአ እዩ ብዓብዩ ለ ብሩኽ ስብአይ ስለ ዝኾነ እዩ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይባርኽካ ክቡር ሓው ንሰበይቱ ብሓፈሻ ስድርኡ ዘኽብር ዘቀድም እግዚአብሔር ዝፈትዎ እዩ ሞ ዝሓወይ አብዚሑ ይሃብካ ፍቅርኹም ሓዳርኩም ከም አብርኃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓተይ ❤❤ ትዕድልቲ እዩ በዚ ግዜዚ ከምዚ ምርካብ ሰሉየ እንኳን ደስስ አለሽ ውዴዋ እህት💙💙
@sammah9441
@sammah9441 Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እዞም ሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ ለባም ወዲ ዓበይቲ❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@dhhdbbddb4027
@dhhdbbddb4027 Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
@@dhhdbbddb4027 ሳብስክራይ ግበርለይ ወለላይ
@Warknish-kz3gf
@Warknish-kz3gf Жыл бұрын
እንኳን ደስአለሽ ግን የተዋህዶ ሊጆች አስተውሉ እንደዚ ቀለበት አታድርጉ ትክክለኛ ቀለበት በቅዱስ ስጋው በቅዱስ ደሙ ታትማች ነው በአባቶች ተባርኮ ቀለበት የሚደረገው😢😢😢😢ተው
@mebitigraweyti
@mebitigraweyti Жыл бұрын
ተዓዲልኪ ስብኣይኪ ለባም ንስክለ ለባም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ ሰሉ ሓፍተይ❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@Seni12-y
@Seni12-y Жыл бұрын
ፍቅርኹም የብዝሓዮ ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤ እዘን ኣንሽቲ መስተዪ ቡን ክገብራኹም አየን 😂😂😂😂😂😂😂 ቡኡነት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ከምዚ ዓይነት ኣፍቃሪ ብምህላዉኪ ዕድለኛ ኢኺ ሰሉየ ❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒🙏
@kalu546
@kalu546 Жыл бұрын
ዋውውው አብ ቃልኪዳንኹም የንብርኹም 🎉🎉🎉🎉 ግን ዘን ወለድስ ተልዒለን ዘይዓጀባኹ አይ ተጋሩዋይ ገና ኮኢና በተለይ እነዋኹም ቆላሕ ውን አይበላን ሓፊረን ግዲ😂😂😂😂
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@rfduv1457
@rfduv1457 Жыл бұрын
ማሪያምን ከምዝ ወድ ርእየ ዘይፈለጥ ድሰበይቱ ዘሎዎ ኹብር ምዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይ♥️♥️♥️♥️
@LILIEGALHAYIKO
@LILIEGALHAYIKO Жыл бұрын
መን ዝባረኮ ቀለበት እዩ ንምንታይ እዩ ካብባህልናን ሃይማኖትናን ንወፅእ ቀለበት ስቅ ኢልካ አይግበርን ንምንታይ አባት ነብስኩም ዘይባረክልኩም❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና Жыл бұрын
እንድዒ ህዝበይ ክዓ ሱቅ ኢሉ ፅቡቅ ጥራሕ ይብል ሰብ ክመንት እተን እዝዋት ኣዴታትናስ ሓፊረን ዋ
@meazaabreha2897
@meazaabreha2897 Жыл бұрын
ይቅርታ ኣነፈላጥ ኣይባሃሊ ቀለቤት ቀሽ ክኣስሮ ኢዩ ቃልኪዳን እዩ ዝበለ እንኦ ዱዩ ሃለውለው ፁቡቅ ኣይኮነይ🙏🙏
@Seluselam-h1h
@Seluselam-h1h Жыл бұрын
​@@meazaabreha2897ሰብ አብዘይ ምልከት አዩ ዝፅሑፍ አይተገደሰሎም♥️💜ሰሉየይ ጓል ሪመይ እግዚአብሔር አምላክ ይብርክልኩም ቀለበት ከም ሓለለተይ♥️🙏🙏🙏♥️ፍቅረኩም ይብዚሕ ♥️
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 Жыл бұрын
ኖርማል እዩ ፕሮሚስ ኮእዩ መርዐኦም ገና እዩ
@meazaabreha2897
@meazaabreha2897 Жыл бұрын
​@@fgchffhfh9256ትክክል ንገና እዩ ንጥሪ እዩ🙏😍😍
@kgc975teheshmahariytewahdo8
@kgc975teheshmahariytewahdo8 Жыл бұрын
እንካዕ ደስ ቀለኪ ሰሉዋይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዞሖዮ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትክለ ናብዚ ክብሪ እዚ የብቀዐና ኣሜንንን❤❤❤❤❤😘😘🙏🙏🙏
@RoshanAm-b3d
@RoshanAm-b3d Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤❤ ተገልብጦ ሰሉ ሓፊራ😂
@ፍረዕባይኣፅቢወንበርታ
@ፍረዕባይኣፅቢወንበርታ Жыл бұрын
ኣነስ ናይ ኣፈወርቂ ዘረባ ከስሕቀኒ ማዓት ንእሽተይ ሓወይ ኣሎ ከም ኣፈወርቂ ፅውኡ መስሓቂ❤❤❤
@heru12169
@heru12169 Жыл бұрын
ፍቕርኩም ይብዛሕ ደስ ምባልኩም፣ ደሞ ኣብ ቤተ ክርስትያን ምኳኑ ደስ ኢልና ናብ ደገ ስላሙ የብቀዐና -ደጊመ እንኳን ደስ በለኪ ስሉዋይ🥀💛❤🥀💋🥰
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤💗
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ይብል ተመስገን እንኳዕ ናብዚ አብቅዐኩም ሓዳርኩም ይባርክ ግን ቃል ኪዳን አብ ውሽጢ ቤተ መቅደስ ሚሒልካ እዩ ዝእሰር አባት ንስሃ ገይርካ ብስርዓት ፆሎት ይግበረካ ከምዚ ናይ ምዕራባውያን እዩ አሕዋተይ ይመቺኩም ክአ❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@GlaDesta-f2r
@GlaDesta-f2r Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ይፍለ እዩ ስባኣይኪ ሰሉዋይ ኣብቱ ቁዱስ ቦታ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቅኖዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ert5332
@ert5332 Жыл бұрын
Ane eritrawit haftkum eye btaemi eikum des tbluni ezgabher amlak hadirkum yebark❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ
@ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይክብርኻ ውደእና መዓረይ ክብር ሰብ እኻ አድናቅትኻ እየ ሰሉየይ እውን እንካዕ ደሰ በልኺ❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@የማክቤልእናትነኝ
@የማክቤልእናትነኝ Жыл бұрын
ሰሉ ሓፍተይ እንቃዕ ደስ በለኩም አብ አበሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል ማዕልቲ ከምዚ ዓነት ስጦታ ክብሪ ስለ ዘር አየኪ ክብሪ ይሃቦ እናተፋቀርኩም እናወለድኩም እናትሓጎስኩም ንበሩ ዞም አሓፍተይ ሰሉየ ሓፍተይ ብሓጎስ ነቢዕና ብሓቂ ንቴዲ ሓውና እውን ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ኩሩዕ ትግራዋይ ብሓቂ ኩቡር ወዲ ኩብራት ክብረት ይሃብካ ወድነይ ጥዑም ላዛ ብድጋሜ ሰሉየ እንቃዕ ደስ በለኩም እዮኣስ ጁቡዕ አቦኡ መሳይ ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ፅሩይ 💚💚💚💚💚🌿🤲
@Abi-bj8qv
@Abi-bj8qv Жыл бұрын
ማርያምን ከም ለማዕልቲ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ለባመይ ኣብ ፍቅሪ የፅንዕክም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@GaliLilay
@GaliLilay Жыл бұрын
እካዕ ደስ በለኪ ሰሉይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓዳርኩም ይባረክ ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@ሄራንሄራን-ዠ2ኸ
@ሄራንሄራን-ዠ2ኸ Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ሰላመይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@uuyfyuuy4719
@uuyfyuuy4719 Жыл бұрын
አሰይ ሶልየ ዕድለኛ ኢኪ አብዚ ሐዚ ስዓት ካብ ልቡ ዘፍቅረካ ስብአይ ምርክብ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ፍቅርኩም ውላድኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤
@Fryatyoutubeፍርያትዮቱብ
@Fryatyoutubeፍርያትዮቱብ Жыл бұрын
ኣነሰ ክፈትወኩም ፁሩያተይ 💟🥰ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🥰
@selamtube5095
@selamtube5095 Жыл бұрын
ፍርያትዬ ክብረተይ ሳብስክራይብግበርለይ ❤
@ተመስገንአምላክ-ዀ7ለ
@ተመስገንአምላክ-ዀ7ለ Жыл бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@dswffeef9659
@dswffeef9659 Жыл бұрын
ኣሰይ ሰሉየ መዓረይ ደስ ክትብሉ ሓዳርኩም ይባረኽ ኣይይ ዓድኸ ጥዑም ዙናዓድና ሰብ ቆላሕ መናዕ ኮ ኢሉ ኣብ ቅዱስ ቤት ፅሩያት ሓደ ዓብዪ ቀሺ ተትሐውሱ ግን ፅቡቅ ነይሩ
@MiliMili-g2s
@MiliMili-g2s Жыл бұрын
ተዓዲልኪ ሰሉየይ ለለስ ስብኣይክን ኣሕዋትክን ፍቅሮም ደስ ክብል እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🥰🥰
@Channel-qe9mn
@Channel-qe9mn Жыл бұрын
አሰይይይይይ ምቅርቲ ሰላመይ እንኳዕ ደስ በለኪ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኪ ❤አንሕና ከአ ዋላ ትንአስ ህያብ ንፈቱ ኢና ዋላ #ሊካሊካ ትኩን🤣😂
@SelamSelam-l6w
@SelamSelam-l6w Жыл бұрын
ዋውውው ❤❤❤❤ ሰልየይይ እንኮዕ ደስ በለኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዋተይ ፍቅርኩም እግዚኣብሔር አምላኽ ይባርኽልኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ምቅራተይ❤❤❤❤
@swswots6782
@swswots6782 Жыл бұрын
ቴዲ ካሜራ የፎትይ ድኣ ይብል ክንድዚ ኮፊደንስ ልሃለዎስ😁ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤
@SelamTeklay-s2n
@SelamTeklay-s2n Жыл бұрын
ኣሰይ ክደይ ደስ ትብሉ እይኩም ቃል ኪዳንኩም ይባረክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤
@ማሂ-tgray
@ማሂ-tgray Жыл бұрын
አንቃዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ አዋይ ዕድለኛ ኢኺ ናይ ሎሚ ወዲ ዘይመስል ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ሙቁር ♥️
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒🙏
@tgyfghu6012
@tgyfghu6012 Жыл бұрын
እንኳዕ ደሰ በለኪ ሰሉየይ ምቅርቲ❤❤
@MhretTades
@MhretTades Жыл бұрын
ኣብ ቃል ኪዳንኩም የንብርኩም ኣሕዋተይ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ሰሉየ ❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@MhretTades
@MhretTades Жыл бұрын
@@wegahtaChannel ገረልኪ ኣለኹ ንስኽለ ግበርለይ
@vhbh3532
@vhbh3532 Жыл бұрын
ተባረክ ዝሓወይ ሰበይትካ ተክብር💜
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ Жыл бұрын
ውይ ደስ ክትብሉ መባልይቲ ይግበርኩም ድዩ ዝባሃል ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፈጣሪ ንኣና ለ ንኣኩም የምስለና❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@MmMm-hp9ju
@MmMm-hp9ju Жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራተይ አነ ብጣዕሚ እነ ዝፈትወኩም ግን ምስ የቅሬታ ከምዚ ዝበለ ቃልኪዳን የለን አብ ቅድሚ እግዚአብሔር ምክንያቱ ቃልኪዳን አሲርና ዝበሃል እኮ ምስ አባት ነብስካ ተማኪርካ አብ ቤተክርስቲያን ካህናት ባሪኮም ቀዲሶም እዩም ዘእስሩ ሓቀን እየን እተን አዴታትና ዝሓፍራ ካብ ናይ ሎሚ ወሎዶ ዘለና ዝተምሃርናን ቃል አምላክ እንፈልጥን እተን አዴታትና ዘይተማሃራን ቃል አምላክ ዘይፈልጣን ብርእሰ ሕልነአን ንሳተን ይበልጻ አንሕና ግን ዋላ እናፈለጥና ብጭራሽ ተግባር ዘይብልና ካብ ሃይማኖትና ወጻኢ ዝገብሩ እናተከተልና ባህልናን ሃይማኖት አይነባለሺ ንሕማቅ አርአያ አይንኩን ከምኡ ዶ ይግበርለን እናበለ እዩ ሰብ ከአ ዝገብር ሰብ ከኣ ኩሉ ጹቡቅ ጹቡቅ እናበለ ይቅበሎ ? ምስ ሰናይ የቅሬታ ፍርዲ አይኮነን🙇‍♀️🙇‍♀️🙇‍♀️ ትርጉም ቃልኪዳንን ቁድስ ቁርባንን ናይ ኩሉ ምስጢረ ቤተክርስቲያንን ተነንብብን ተንማሃርን ጽቡቅ እዩ አሕዋተይ🌷💓🌺🌹😘
@meazaabreha2897
@meazaabreha2897 Жыл бұрын
ቃልኪዳን ንኣስር ኣለና እኮ የበለይ መጀመርያ ትዝብሎ ዘሎ ቃልኪዳን ኣይበለይ ቃልኪዳን ኣባት ንሰሀ ክኣሰረሎም እዩ🙏
@MmMm-hp9ju
@MmMm-hp9ju Жыл бұрын
@@meazaabreha2897 አሽኒ እንበይተዋይ የቅሬታ 👏
@yrgtexf2101
@yrgtexf2101 Жыл бұрын
እስይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርክም የብዘሐዩ ናዓናለ ከምካ ዝበለ ወዲ ይፍጠረልና ስደትና ኣሕፅሩ❤💞❤❤❤
@YoDaha
@YoDaha Жыл бұрын
ይግበአኪ እዩ ሰሉየይ እንኳዕ ደስበለኪ ግን ኣነሲ ክንድናቱ ሓፊረ ዝኩሉ ህዝቢ. ጎበዝ ኢካ ኣነምኮንኩ ምወደቅኩ ብሕፍረት
@Lwam.21
@Lwam.21 Жыл бұрын
ቡሉፅ ወዲ ኣዳም❤❤❤❤ ዘይ ከም ዕድመኡ ዘመንኩም ይባረክ ሰሉየ ናይ ኣሕዋትና ሓጎስ ናይ ነብስና ሓጎስ እዩ❤❤❤❤ማራ ደስ ኢሉኒ እድመን ጥዕናን ሂቡ ብፍቅሪ እስካብ ዕለተ ሞትኩም የፅንዕኩም መልኣኩ ቁድስ ገብሪኤል❤❤❤❤❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@akezaberhe6216
@akezaberhe6216 Жыл бұрын
_ዋውው እንኳዕ ድስስስ በለኩም ብፍቕሪ የንብርኹም ክቡራተይ ቃለ ህይወት ያስመዐልና ክቡራት አቦታትና ቅዱስ ገብርኤል ፅቡቕ ብስራት ያስመዐና_
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@حبشتىحبشتى
@حبشتىحبشتى Жыл бұрын
ኣሰይይይ መቁራተይ ደስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፍቅሩኹም የብዝሕዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ መቁራተይ❤❤😘😘😘😍😍😍😍😍
@ማምየዓለመይ
@ማምየዓለመይ Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለክ ሰሉየ እግዚአብሔር ኣምላክ ይሓሉኹም ምስ ብዓል ቤትክ ምስ ኣሕዋትኽ ምስ ማዘርክ ደስ ባሃልት ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤💗
@ሙሉእሰላምይግበረልና
@ሙሉእሰላምይግበረልና Жыл бұрын
ኣነ ኣይስማዕመዐላን ኣብ ቤተ ክርስትያንስ ስነ ሰርዓት ገይርካስ ቃል ኪዳን ይእሰር እምበር ከምዚ ይግበር ድዩ ስርዓት ኣይተባላሽዩ እንተኪኢልኩም ንስሃ ኣቲኩም ቃል ኪዳን ኣሰሩ ቁረቡ ኣሕዋተይ ማዓረይ ንስ እዩ ሃይማኖትና ዝፈቅዲ
@የድንግልማርያምልጅ-ዸ9ገ
@የድንግልማርያምልጅ-ዸ9ገ Жыл бұрын
ብትክክል❤
@ዛይድሓፍቲቲጂ
@ዛይድሓፍቲቲጂ Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ስሉየይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንአናለ ኣብ ስደት ዘለና እዉን ንዓኩም የመስለና❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@UmArsulove
@UmArsulove Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኩም ሙቁራት ኣሕዋተይ ፍቅርኩም ይባርክ ኣሰይይይ ደስ ምባልኩም ቡሉፃት ❤❤❤❤
@biekimati7428
@biekimati7428 Жыл бұрын
ኣነስ ሃንቲ ሂቶ ኣልትኒ ሰላመይ ምቅርቲ አድመን ቴናን ይህብኩም መጀመርያ መኣስ አኩም ተላሊኩም መኣስ ከ ወልድክዮ ን ኣዲ ኣረብ ከይድኪ አኣ መልስለይ ህፍትኪ። አርትራዊት ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@ሶሌምጓልትግራይ
@ሶሌምጓልትግራይ Жыл бұрын
ተመስገን ዘም ደቀይ ተባረኩለይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኩላኩም ነዚ ክብሪ የብቅዕኩም❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኺ ስሉዋይ ይግበአኪ እዩ ክብር ንጓል ኣንስተይት ሓበሻ🙏💗
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@TigrayAdeyYelanKmeQedema
@TigrayAdeyYelanKmeQedema Жыл бұрын
ብሓቂይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅሪያት🎉🎉🎉❤
@Desta-wn8wi
@Desta-wn8wi Жыл бұрын
ጀግና አካ ማሪያምን ኩብር ጓል ዘልዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤
@AseTeklberhan
@AseTeklberhan Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@fhuvh2147
@fhuvh2147 Жыл бұрын
ፍቅርኩም። ይብዛሕ ሐዳርኩም ይባረክ ሰላመይ እና ዝሓውኪ ፀጉሩ ምስ ተቆረፀ ግርማ ከፍ ኢልዎ ዝያዳይ
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 Жыл бұрын
ኣሰይ ብርኻተይ ዳሓርኹም ይባረኽ ❤🎉
@ጓልተንቤን
@ጓልተንቤን Жыл бұрын
ሰሉዋይ ማርምን ዕደለኛ እኪ ሰባኣይኪ ለባም ሰባኣይ ፈጠርልኪ ፍቅርኩም የበዘሐዮ❤❤❤
@mili12619
@mili12619 Жыл бұрын
ደስ ክትቡሉ ሰሉዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ እቱይ ከመራ ሕዙ ዘሎ ሓውኪ ግን ዘረቡኡ ከስሕቀኒ ምዓት እዩ🤣 ይመችካ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@ሳምሪጋልትግራይ
@ሳምሪጋልትግራይ Жыл бұрын
ኣሰይይይይ ፁሩያተይ ፍቅሩኩም የብዛሓዮ ዞም ናተይ❤❤❤
@Bieti21149
@Bieti21149 Жыл бұрын
አንካዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@السلامعليكم-ت8ص
@السلامعليكم-ت8ص Жыл бұрын
አሰይይይይ ፍቕርኹም ይብዛሕ ደቅ ሓላል መሬት ትግራይ ብትግራውነተይ ሕቡንት እየ
@اال-ض6ص
@اال-ض6ص Жыл бұрын
እንኳዕ ደስበለኪይ ሰሉየይ 🙏🙏🙏
@SalamSalam-fg6tg
@SalamSalam-fg6tg Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሓልኩም ቃል ኪዳን ኣብ ቅድሚ ኣባት ነብስካ ኣብ ቤትክርስትያን እዩ ዝፍቀድ ክቡራት ኣሕዋተይ ❤❤❤
@axhc745
@axhc745 Жыл бұрын
ትክክል ዝሓፍተይ❤
@ghhshsmxkjjj4993
@ghhshsmxkjjj4993 Жыл бұрын
ፍቅሪ ኣብርሃም ሳራን ይግበረልኩም ኣይ ኣደዋይ ብጣዕሚ ኣስሒቀናኒ
@HiwanAbraha
@HiwanAbraha Жыл бұрын
እንካዓ ደስ በለኩም ዞሞ ኣሕዋተይ ቃል ኪዳንኩም ዝተባረከ ይኩን እልልልልልልል🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@hskgidh8rkbdkhr178
@hskgidh8rkbdkhr178 Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በልኪ ሰሉዋይ ፍቅርኩም የብዛሕዮ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣነሕናውን ስደትና ኣሕፂሩ ናብዙይ የብቅዐና ፈጣሪ🥀❤
@madamray-gx5ub
@madamray-gx5ub Жыл бұрын
እንኻዕ ደስበለኪ ሰሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርክም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@سسلامهبعراي
@سسلامهبعراي Жыл бұрын
Temesgen lomi gebrial/(19) xbuk nay fkurat eye zsema zeleku ztebasu yareku kelebet zeygeberu kelebet ygebru Alewu 🙏🤲
@ጋልትግራይ-ተ6ዠ
@ጋልትግራይ-ተ6ዠ Жыл бұрын
ኣሰይይይደስ ኩቡሉ ፅብቃት ከማካ ዝበሉ ይቡዛሓዮም ዛሓወይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@abi-wg3mw
@abi-wg3mw Жыл бұрын
ኣብ ቅድሚ ቁዱስ ጨርቆስ እዩ ቀለበት ኣሲሩኩም እሞ ቁዱስ ጨርቆስ በረከቱ የሕድረልኩም ሰሉዬ ማዓረይ❤
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 Жыл бұрын
ሰላም ሓፍተይ ፍቅርኩም የብዝሓልኩም ውላድኩም እውን ብጥበብ አምላክ የዕብየልኩም ግና እቲ ቀለበት ወይ አብ ገዛ እንተኮነ አብ ቤተ ክርስትያን ኮይኑ ብደንቢ ብአቦታት ዝተፈለጠ ክከውን ነይርዎ ምክንያቱ አብ ገንበር ሰብ ክነሕጉስ ኢልና እንገብሮ ነገራት ንእግዚአብሔር አምላክ አዚና ንሕዝኖ አለና ምክንያቱ አብ መንገዲ አብ መረባ ቤተ ክርስቲያን ቀለበት ምእሳር ሃይማኖትና አይፈቅዶን ክብርቲ ሓፍተይ መርዓኩም እውን እቲ ዝዓበየ ቃል ኪዳንኩምን አብ ቤተ ክርስቶስትያን ብአቦታት ብቅዱስ ቅርባኑን ክትገብርዎ ዓብይ ትምኒተይ እዩ ❤❤❤❤
@MmMm-hp9ju
@MmMm-hp9ju Жыл бұрын
ብሓቂ ክቡር ሓወይ ጸግኡ የብዘሐልካ ናይ ልበይ ተናጊርካ እንታይ እዮም ዝኮንለዉ ላበልኩ ገሪምኒ ልባዕለይ 🤔😘👍👍👍
@shishaykidanemaryam616
@shishaykidanemaryam616 Жыл бұрын
አነስ አዝዩ እዩ ገሪምኒ ቃል እግዚአብሔር ሃልያ እናተብሃለ እሞ አብ አፀዱ እግዚአብሔር አምላክ ብጣዕሚ ነሕዝፎ አለና ይቅረ በሃሊ እዩ ሞ ይቅረ ይበለልና
@MmMm-hp9ju
@MmMm-hp9ju Жыл бұрын
@@shishaykidanemaryam616 አሜን አሜን አሜን ይቅረ ይበለና ንኩላትና ማዓረይ 👏👍🌺🌷
@marbayname
@marbayname Жыл бұрын
አብ ማእከል ቅዳሴ ስለዝኮነ እዩ ዘይዓለላ 🙏እግዚአብሔር ይባርከልኩም አሕዋተይ❤
@ተቲየጋልተዋህዶ
@ተቲየጋልተዋህዶ Жыл бұрын
እንካዕ ደስበለኪ ስሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለክ ሰሉየ ዋውውውው ደስ ክብል መራዓኩም ያርእየና ደቅኖዋ መራዓኩም እውን ብቅዱስ ቅርባን ብቤተ ክርስትያ ትገብርዎ ተስፋ ይገብር ወድኹም እውን ፈጣር ያዕብየልኩም አሜን🤲🤲🤲🤲
@PanaJgs-kk9cf
@PanaJgs-kk9cf Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየ🙏👸🥰ቴዲየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@birtkanabadi
@birtkanabadi Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክቡሉኻ ኣይፈላልኹም ኣብ ስደት ዘለና ውን ልኣኹም የምስልና❤❤❤❤❤
@AsAs-uf6cs
@AsAs-uf6cs Жыл бұрын
ሰሉየይ ምቅርተይ እንክዓ ደስበለኪ ማዓረይ ኣነሰ ክፈትወኩም ፁሩያተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🙏🙏🙏
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@AsAs-uf6cs
@AsAs-uf6cs Жыл бұрын
@@BrhanchannelBrhanChannel ok marr
@ክብሪቅዱሳን
@ክብሪቅዱሳን Жыл бұрын
ማኣዝ ኮን ናብታ ቅድስቲ ስፍራካ ክበቅዕ ኣምላኸይ😢😢 ልበይ ኣብቲ ናይ ኣቦና ዝዛረብዎ ቃል❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@ቲቲጋልትግራይ-ዐ5ኸ
@ቲቲጋልትግራይ-ዐ5ኸ Жыл бұрын
ፍቅርኹም ይብዛሕ ተጋሩዋይ❤❤❤
@askualaregawi2963
@askualaregawi2963 Жыл бұрын
ፍቕርኹም የብዝሓዮ ኣሕዋተይ
@PoPo-gu1jk
@PoPo-gu1jk Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ አሕዋተይ እንኮዕ ደስ በለኪ ብሓቂ ብልፅ ወዲ🙏❤❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
@BrhanchannelBrhanChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ Жыл бұрын
ኣነ ልዕሊ ኹሉ ናይዞም ኣሕዋትኪ ዘረባ ዩ ዘስሕቐኒ 😅ፅርያት እዮም ሰልየ ኽዓ እንኳዕ ደስ በለኪ የምስየልኩም መርዓኹም ውን ንዓና ኣብነት ንሓዳርኩም በረከት ዩ ሞ ብቤተክርስትያን ግበርዎ ❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@HiwetWedikeshe-cp6xj
@HiwetWedikeshe-cp6xj Жыл бұрын
አንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ኣብ ቃል ኪደንኩም የፅንዕኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
@wegahtaChannel
@wegahtaChannel Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ירוסיחאייס
@ירוסיחאייס Жыл бұрын
Enkuae des belekum hasabe lebhum yesmerelkum
$1 vs $500,000 Plane Ticket!
12:20
MrBeast
Рет қаралды 122 МЛН
ንሻኩር ፕራንክ ጌረዮ 🫣🤭😁
13:00
Rahel Teklay
Рет қаралды 11 М.