ተኣኪብና ደቂስና ናሃለና ፖላዊስ ኣትዮምና😭 ዝኹሉ ዕዱም ሒዘስ😭

  Рет қаралды 65,491

Selam Tsegay Smile:)

Selam Tsegay Smile:)

Күн бұрын

#smile #tigray #habesha #tigrignamusic #video #youtuber #vlog #ትግርኛ

Пікірлер: 234
@selamtsegaysmile9152
@selamtsegaysmile9152 Жыл бұрын
ተቀደዲምኩም ሕማቕ ኣይትፅሓፉ/ፋ ትምህርቲ ለይብሉ የኾነይ ናይዚ ዓዲ ናብራ ክንድምንታይ ከቢድ ምኻኑ ወላ ኢጋማ ሒዝካ ግን ብፍርሒ ከመይ ኢሉ ስደተኛ ከምዝነብር ስደት ከም ፎቶ ጥዑም የኾነይ ንምባል እየ ኣብ ክንደይ ግዜ ሓንቲ መዓልቲ ተራኺብካ ግን ፍርሒ ሰዉነትካ ናወረሮ ልንበር ሂወት እዩ ስደት ከቢድነቱ ንምግልፅእዩ እዚ video😔 ንትገብሩለይ ድጋፍን ምትብባዕን ካብ ልቢ እየ የመስግን🙏🙏🙏
@zenunegash6080
@zenunegash6080 Жыл бұрын
እዛሓፍትና ደንጊፃ እንተትሓምምከ እንታይ ክበሃል እዩ ብጣዕሚ ገጋ እዩ መስሓቂ መሐጎሲ ዝኸዉን ብዙሕ ኣሎኮ ሓፍተይ
@sudansudan2790
@sudansudan2790 Жыл бұрын
ጎበዝ መጀመሪያ መረጃ ማጥፋት ግን አንዴ ከገቡ በኋላ ምን ታደርጋለች ! አንድ ጥያቄ ሁላችሁም ኢቃማ የላችሁም ? Be save
@user-zn5zh3bc2i
@user-zn5zh3bc2i Жыл бұрын
አሞ ናይዚ ዓዲ ንሮ ኢልኪ ዘይትገልጽዮ ንምንታይ ናይ ብኽያት ገይርኪ ናይ ማን መሲልዎ ዝድንግጽ ሰብ ቡዙሕ አዩ
@eeee4739
@eeee4739 Жыл бұрын
እፍፍፍ ናይ ሱዑዲ ንሮ ነፃነት ዘይብልና ኩሉ ጊዜ ፍርሒ አምላከይ ስደትና አሕፅረልና
@mekerettube7242
@mekerettube7242 Жыл бұрын
እፍፍፍ ፅሪተይ መባይለይ ገለ ክይበለት ናብቲ ስዋ ንክትደፍእ ምጉያያ ኣድኔቀያ ብሓቂ❤
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
መቁየ ሽኮር ተናፍቅኪ እኮ ዋኝኝኝኝ😔😔😔😔😍😍😍😍😍
@user-cc1qs7lb2c
@user-cc1qs7lb2c Жыл бұрын
እዋይ ናይዚ ዓዲ ንሮ ኣውድኣመት ከምዚኣ ኣጋጢማትና ዘይጥዓምናለን ክልተ መንዂዒት ናብ ሓማም ደፊእናዮ😢😢ስደት ሕሱም 💔
@user-df1yt5pb2n
@user-df1yt5pb2n Жыл бұрын
ከምቶም ሽርጣ ንፈርሐምስ ፍርሓት እግዚአብሔር ካልህልወናስ ተይ ነበሮ😔 ንኩልኩን ኣብ ስዕዲ ዘለኩም አመ አምላክ ፅላል ትኩንኩም አጀኩም አስኪ😢
@slamslam8991
@slamslam8991 Жыл бұрын
ሓቂ
@Milon-r7o
@Milon-r7o Жыл бұрын
ልክ ብለሻል😢
@fhydjdg6692
@fhydjdg6692 Жыл бұрын
ዋይ ናማን መሲሉኒ ብላዕሊ ተይረአክዎ ግን ልምንታይ ሕማቅ ስራሕ ናይ ዩቴብ ቅርሺ ክረክብ ላይክ ክትረክብ ደስ አይብልን ብእነት ተሕዝነካ ምስክነይቲ
@trhasgebre7581
@trhasgebre7581 Жыл бұрын
ዋላ ኣነ ደንጊፀ😂
@user-mr5hp9wk3l
@user-mr5hp9wk3l Жыл бұрын
ሓመድ ትብለዓኒ ጓነይ ከብደይ በሊዓትኒ እምበይተዋይ😢😢 ብሓቂ ግን ዓብዪ ትምህርቲ እዩ ዝኾነ ክገጥመና ይኽእል እዩ ክንደናገፅ ዘይኮነ ፈጢንና ዝግበር ምግባር እዩ🙏🙏 ኣምላኽ ብሰላም ዓድና ይመልሰና👏❤🥰
@kidan5256
@kidan5256 Жыл бұрын
ውይይይይይ ሓፍተይ 😢😢😢 ፀላኢና ሓመድ ይብላዕ ኡፈይ ኢልካ ደቅስካ ዘይትሓድረሉ ነብራ ኣምላክ ይሓልኩሜ ኣሕዋተይ 😔😔😔🙏🙏🙏❤️❤️❤️💛💛💛😍😍😍😍😍
@brhangaltigray7221
@brhangaltigray7221 Жыл бұрын
አረ ብራክ እዚ ይትረፍኪ ካሊእ ትምርቲ ንወስደሉ ስርሒ እፍፍ ገይረ ንደንገፅኩ ኣርእስቲ ሪአ 😢
@user-lq2kj6yd5t
@user-lq2kj6yd5t Жыл бұрын
አረ ሰላመይ ኻልእ ተሕልፍዮ ኹሉ ፅቡቕ እዩዋ ከምዚ ዓይነትሲ ብጣዕሚ ሕማቕ እዩ ሕማቕ ተመነ ሕማቕ እዩዋ ከምዚ ዓይነት ፕራንክስ ተዝቐረየኪ እየ ዝብል ሰላመይ እውይ ኻብደይ በሊዓትኒ እዛ ልደቀሰት ቆልዓ እፍፍፍ😢😢
@helenhelen9419
@helenhelen9419 Жыл бұрын
😊😊😊😊
@zenunegash6080
@zenunegash6080 Жыл бұрын
ፀፅቡቁ ግዳ ዘይትምነይ ኣብ ዓዲ ኣጋንንቲ ተቀሚጥኪ ከይተርፍዶ ንስኺ ዝኾነልኪያ መንበሪ ሒዚኪ ትኾኒ ክንደይ መሳኪን ኣሕዋትና ሕጋዉያን ዘይኮና ከምዝእሰራ ኣይርደኣክን ንስኺ ኣደኺ ምሳኺ ሕዝኪ ወይለየአን እተን ዝበዝሓ አሠሕዋትና ብናይ ዓደንን ወለደንን ናፉቆትን ጭንቀትን እምበር ንስኺ ደኣ ዓለም መነሎ ከማይ ኣሎ ትብልያለኺ ከምዛ ብዘይግባእ ቀልባ ዘጥፋእኽያ ፈጣሪ ክፈርደኪ እዩ ፅቡቅ ዝገበርኪ ከይመስለኪ
@galtgiray9595
@galtgiray9595 Жыл бұрын
ዋይ አረ ስቅ እልና ንሕማቅ ነገር ኣይንሕሰብ ግን ስደት ክንደየናይ ተፃውርና ከምንከድ እዩ እንበር 🙏 ኣብ ዓዲ ማትካ ዋላ ወረቀት ሕዝካ ክንደይ ፍርሕን ሹቁረራን ከም ዘሎ😢
@neiamaabdelwasie5921
@neiamaabdelwasie5921 Жыл бұрын
ብጣዕሚ ትምህርቲ ዝሓዘ እዩ ከምዚ ከጋጥመና ከሎ እንታይ ክንግብር ከምዘለና ካብዚ ቪድዮ። ክንምሃር እለና ወረቐት ዘይብሉ ሰብ
@user-ik7vx5hb1w
@user-ik7vx5hb1w Жыл бұрын
ብጣዕሚ ጎቦዝ እያ ናብቲ ስዋ ምኻዳ ዋውውው ኣነስ ኣይምሓሰብኩን
@ሲሱየመድሂኒኣለምልጅ27
@ሲሱየመድሂኒኣለምልጅ27 Жыл бұрын
ኣየ ዋላ ኣነ ኣብዚ እንዳሃለኩ ድንግፀ ናማን መሲሉኒ😢😢😢😢
@user-ju8ys9uc4h
@user-ju8ys9uc4h Жыл бұрын
ከበደይ በልዓትን ዋይ ሓፍተይ😢❤❤
@merhawitmuaz1619
@merhawitmuaz1619 Жыл бұрын
ሰላም ሓፍተይ ምሰ አደኪ ዘለኪ ብጥዕም አዩ ደሰ ዝበሉ ኣነ🎉🎉❤❤
@Yekrta-LLB
@Yekrta-LLB Жыл бұрын
እዛ ሀገር ያላቸው ችግር ሳያንስ ሌላ ፕራንክ ሀበሻ ፕራንክ ወደ ፕራንክ አድላይ አይኮነን ካኣላይ ሽግር/ዋላስ ንገንዘብ ክባህል ንትካልእ ሽግር ዘይንጎደሸሉ ሰለዝኮነ ኢዩ/ ግና በላ በዚ ከይኮነስ ብሰራህከን ጎብዛ
@Hdatgalwukro
@Hdatgalwukro Жыл бұрын
ብሓቂ ብነፃነት ንነብረሉ ዓዲ ናፊቁና😢
@ghanattewelemedhin8847
@ghanattewelemedhin8847 Жыл бұрын
Ewy selam hafitey kebdey eya beliatin betami ay enjera 😢 kemzi eyu leka nabirakin emebrahan tahalikin ahatey ❤❤❤
@tdflove3582
@tdflove3582 Жыл бұрын
እወይ ማሚተይ ፅርቲ ኣደንቅያ በእውነት ስዋ ትደፍኦ ምቅለጣፋ ኣይ ዝዓዲ እዝኣ. ስሉየይ ናተይ ኣዝንብድክያን 💕💕
@shraabraham8894
@shraabraham8894 Жыл бұрын
ንምንታይ ትደፍኦ ዘላ
@user-zg6kx6le4x
@user-zg6kx6le4x Жыл бұрын
​አብዚ ዓዲ ስዋ አይፍቀድን ማዓረይ
@iiooiop889
@iiooiop889 Жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ ታሕዝን ህያበይ ኣየ ስደት💔😥😥😥❤️❤️❤️❤️🙏🙏🙏🙏
@TV-vh2im
@TV-vh2im Жыл бұрын
ጎይተይተይ😢❤
@user-dy1du2oh9h
@user-dy1du2oh9h Жыл бұрын
ዉይ ሰደት ኡፍፍፍ ብባኣለማርያም ከሙዚ ኣጋጡሙና ነይረ 😢ኣይ
@nfreek5276
@nfreek5276 Жыл бұрын
Bejakn yehwat ቆልዑት ፍንስትራ. ከይወድቁ . ተ ጠ ንቀኣ ኣምላኽ. ምሳኽን. ይኹን. ከምዚ. ከጋትመቅን. ከሎ. ጸሎት. እኽን. ትገብራ ርግእ ኢልክን. ስእሊ. ኣዴና. ማርያም. ምስ ወዳ. ውን ትሕዛ. ብትኣምር ካብ. ኣፍደገ. እዮም. ድምለሱ እመናኒ
@almazzwelde9616
@almazzwelde9616 Жыл бұрын
🤲🤲🤲👌
@bdhr2752
@bdhr2752 Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍ ዋይ ህወክት 😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@user-kz1mt1sh4r
@user-kz1mt1sh4r Жыл бұрын
እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብክን ምቁራተይ ❤❤❤ኣይይይይ ኖሮ ዓድማትካ ክከብድ እኮ 😢
@raghadalzahrani5231
@raghadalzahrani5231 Жыл бұрын
ሰሉየ ፅቡቃት ስድራ ንማማ ሰላም በልለይ እንካዕ ተወለድኻ አብየ❤🎉 ብዝተረፈ ፅቡቅ ትምርቲ እዩ ናፅነት ዘይብሉ ዓዲ 😢ኡፍ ዉሽጥና ቆሲሉ😊
@HinayEnderitawit
@HinayEnderitawit Жыл бұрын
ኣይ ሰሉየይ ቅማቅ ገይርኪ😢😢
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v Жыл бұрын
ለይጠዓመ ይጥዓማ ናይ ስደት ነገር ናትናስ ብሓቂ ኣትየምዋ ገዛና
@user-vd2gw6vm9t
@user-vd2gw6vm9t Жыл бұрын
ከበደይ በላዓትን😢❤❤❤❤
@ወይኒሓጎስ
@ወይኒሓጎስ Жыл бұрын
ኣልማዘይ ጅግና እያ ግን ዘሎ ነገር ናብ ምድፋእ ተጓይያ
@mahlettuumay4327
@mahlettuumay4327 Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይጠብቃቹ
@bashat5742
@bashat5742 Жыл бұрын
ሀይ ዬሰዉ ሀገር 😢❤😢
@lemigaultigray505
@lemigaultigray505 Жыл бұрын
ኣነሲ ብጣዕሚ አየ ዝፎትወክን ኣደን ጓልን❤ ግን ካኣ ታይ ይሓሰብ ኣብ ዓዲ ዘለው ሰድረአን መን የላዕሎም ኢለ ይሓሰብ ሰሉየ
@wudasemiarym9589
@wudasemiarym9589 Жыл бұрын
ባሓቂ ዋይ ፈጣሪ ሰላም ፍጠረልና ንከአድ ናዓድና😢😢
@salmhsalmah9016
@salmhsalmah9016 Жыл бұрын
ፕራንክ ናፈለጥኩ ናተይ ምድንጋፅ ገደደ. 😢😢 ይመቺክን ደቂ ዓደይ ምጭዋት❤❤❤
@samuelgebretekle4660
@samuelgebretekle4660 Жыл бұрын
ካፍታ ኣባይስ ናይቱ ቐልዓ ኣሕዚኑኒ ወደይ ንሱውን ከምዓበይቲ ይፈርሕ ኣሎ ማለት ድዩ ካብ ስደት ናብ ዓድኻ ብሰላም ይምለስካ ።
@ሂወትታደሰ0531
@ሂወትታደሰ0531 Жыл бұрын
ሰላም ሕደጊ እይተፍረሕና ብፀቡቅ ኢና ንፍልጠኪ❤❤❤❤❤
@user-nr2ps1pq6j
@user-nr2ps1pq6j Жыл бұрын
ኣይይይይ😢😢😢
@Tigraweyti_Queen
@Tigraweyti_Queen Жыл бұрын
ከብደይ በሊዓትኒ ግን ትምህርቲ እዩ ዓዲ ማትኻ ነፃነት የብሉይ😢
@yead9890
@yead9890 8 ай бұрын
ብሰላም ምፃና ማሚየይ ብርሃን ገፆ❤❤❤👍
@MaskabMarkab-qt9jr
@MaskabMarkab-qt9jr Жыл бұрын
ጎበዝ እያ ቅድሚአ ንድሕነት ዘስግ ክተወግድ ምጅማራ
@azeb1757
@azeb1757 Жыл бұрын
በጣም ያስጠላል እንደዚ ዓይነት ቀልድ
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 9 ай бұрын
ዓዲካ ጥዑም💚
@apsaramobile7888
@apsaramobile7888 Жыл бұрын
memihare eyu tikikil astemihro gobez teshikedadima ete siwa kitdefi mihsaba❤❤❤❤❤
@znawuabadi7105
@znawuabadi7105 Жыл бұрын
ሲንግል ተልየን እባ ሃይ በልልና ምሹኳርክን
@yes6292
@yes6292 Жыл бұрын
ከትደግምያ ዋይ ሰላም ሰብ ክትሕምያ ግደፊ😢😢😢😢😢😢😢
@user-yc6hf6ld7u
@user-yc6hf6ld7u Жыл бұрын
ኣነስ ናይ ብሓቂ በኬ ንሓልፎ ዘለና ምንብራ😭💔
@user-qt1sp2hh4j
@user-qt1sp2hh4j Жыл бұрын
ኣነ ኣብዚ ኮሜት ጫዉጫዉ ትብላ ዘለኽን ሲ ታይ ሕማቅ ስለ ዝገበረት ኢኽን እንድያም ዓብዪ ትምህር ኣለዎ ተተረዲኡክን
@zenunegash6080
@zenunegash6080 Жыл бұрын
ስምዒ ሓፍተይ ናይ ዓርስኺ ሓሳብ ክተቀምጢ መብትኪ እዩ እንተ ንቶም ዝመስሎም ናይ ሐረቂ ዝስመዖም ዘቀመጡ ጫዉጫዉ ክትብላ ከለኺ ትፀረፊ ከምዘለኽዶ ይርደኣከሎ ባዕልኻ እኻ ትኸብር ሓዉካን ሓፍትኻን ምስተኽበሰሮ ጥራሕዩ ከኽብረካ ዝኽእል ቀልባ ስካብ ዝግፈፍ ኣደንጊፃታስ ክትምገሐሰኣ ገገኛታት እኺ ንሰብኮ ከስሕቅ ዝኽእል ከስሕቅዉን ዝኽእልኮ ዝተፈላለየ ምምሃዝ ቀሊልዩ ኤሞ ኣብቲ ሎሚዶ ፅባሕ ክሕዙና እንዳበለት ብጭንቀት ትነብረሉ ዘላ ሃገርሲ ከምዚዓይነት ብጣዕሚ ገጋ እዩ ካሊእ ናይ ዓድን ቤተሰብን ኣይትጭነቅንድያ እስኪ ሪእኽነኣ ተኾይንክን ከመየሰ እሉ ቀልባ ተገፈፈ ኣብ ኣእሙሮአሠ ካሊእ ጭንቀት ክፈጥረላ ከምዘሸኽእል ክትፈልጣለክን ሰላም ግን ኣዲኣን ዉላዳን አሠብ ጎናለዉ ሕጋዊትያዉን ብጠቅላላ ግና ክትእረመሉ ይግበኣ ዋላ ኣንትን ፅቡቃለኺ ትብላዉን ኣስተዉዕላ ኣብ ሕማቅ ዓዲ እኽን ዘለኽን እቲ ካሊእ ጭንቀትዶ ኣይኣኽለክንን የቀኒየለይ ግዜኽን ቀቲልክን ንዛምኽረይ ኣንቢብክን ተረዳእኽናለይ
@medinabintendris
@medinabintendris Жыл бұрын
የሰው ልብ ሸረተት አታደረጉ
@sameraagemal
@sameraagemal Жыл бұрын
መምሀሪት ያ ❤
@senaytgaltgray9316
@senaytgaltgray9316 Жыл бұрын
ብሓቂ እዙይ ይመስል ሂወትና😢😢😢
@GualRaya-vz4zz
@GualRaya-vz4zz Жыл бұрын
ኡፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ኣሓተይ ማዓረይ እኔን ጭንቅ ይበለኒ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ዛ ደቂሳ ዝነበረት ግን ጅግና ኢያ ስዋ ሂዝክን ተተረኽብኩም እቲ ቅጽዓት ከብድ ይኡ ጥንቅቅ በላ ፍትዋተይ😢😢😢😢😢😢😢
@amnaslama4484
@amnaslama4484 Жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ ናይ ባሓቅ ከባድ እያ ኣነለ ከማኣ ኣጋጥማትን ደቅሰ እናሃለኹ ኣደንግፀናን 😢😢😢😢
@samriTube-tj8jf
@samriTube-tj8jf Жыл бұрын
በስማአም ናይ ብሓቂ መሲልኒ ነይሩ
@hiwetdesta9048
@hiwetdesta9048 Жыл бұрын
በስመአም እፍፍፍ አየ ስደት😢
@WeWe-iz2eh
@WeWe-iz2eh Жыл бұрын
ብሓቂ ጎበዝ ቆልዓ ክከውን አለዋ✅✅✅✅✅✅✅✅
@user-mu6jd1dj1g
@user-mu6jd1dj1g Жыл бұрын
💖💖💖💖ayzsh yene ehet ❤
@Tgraweyti1221
@Tgraweyti1221 Жыл бұрын
ዋይ
@user-yu8uq9ic6r
@user-yu8uq9ic6r 11 ай бұрын
ኣሰይይይይ ሰሊተይ ደስ ክትብሉ ንዓኪ የመስለና 😢❤
@mebrhit-vz5mr
@mebrhit-vz5mr Жыл бұрын
ዉይ ናብራ ሳዑዲ
@user-ck2kx6ld1x
@user-ck2kx6ld1x Жыл бұрын
ውይይይ ሓያቲ ኣና ኣየ ዝኑሮና ብትክክል ገሊፅክዮ ማዓረይ😢❤❤❤❤
@mebrhetmebrhetabrha8645
@mebrhetmebrhetabrha8645 Жыл бұрын
ዊ አደንጊፃቲኒ ሓላለይ ፍጥነታግን ማራየ አድኒቀያ ዋው ዋው❤❤❤❤❤
@user-tz5dn3jw8g
@user-tz5dn3jw8g Жыл бұрын
እፍፍፍ ናብራ ስዑዲ
@user-ig6nh4sq3d
@user-ig6nh4sq3d Жыл бұрын
Yesekekn noro 😢aslksachogne iko
@user-ce5tu2pk9q
@user-ce5tu2pk9q Жыл бұрын
ምስኪን ከብደይ በሊዓትኒ ❤
@tuutttet1854
@tuutttet1854 Жыл бұрын
አትዮ አንታይ ገሪናኪ አነ አካ ነየማን መሰሊኒ አራአቱ ሪአ
@samrawitstegay5376
@samrawitstegay5376 Жыл бұрын
ብስም ወድኺ ልደት ሳፕስክራይፕ ጌረ ኣልኹ እንኳዕ ተወለድካ ምዓረይ ❤
@ሚዙቻናልmizuchanal
@ሚዙቻናልmizuchanal Жыл бұрын
የኔ መር😭😭😭
@ssll7812
@ssll7812 Жыл бұрын
ብሓቂ ንፍዕቲ ቆልዓ ኣድኒቀያ ምሰቲ ዝነበረቶ ድቃሰ ከይተባዓዘዘት ናብ ሰዋ ምድፍእ ብምእታዋ
@user-kd8sw3ep2s
@user-kd8sw3ep2s Жыл бұрын
ዋይ ሓፍተይ ኣሕዝናትን❤❤❤
@user-bk5lf9mn6w
@user-bk5lf9mn6w Жыл бұрын
ኣየ ስደት እፍፍፍ😢
@vhbh3532
@vhbh3532 Жыл бұрын
ኣይ ስዑዲ😢😢
@user-ti4xd9sl9y
@user-ti4xd9sl9y Жыл бұрын
ምዓረይ😢😢😢😢😢
@user-oo4hd4do4e
@user-oo4hd4do4e Жыл бұрын
selitey Ketsllu Ajoki Zhaftey
@elenieleni3440
@elenieleni3440 Жыл бұрын
እፍፍ 😢😢😢
@Gente977
@Gente977 Жыл бұрын
አሳዘነች ምስጊን አሁን በዚህ ይቀለዳል 😢😢😢
@serkaasmare5065
@serkaasmare5065 Жыл бұрын
እረ ይደብራል ሰው ተኝቶ😢😢😢😢
@aaaa-dx8rz
@aaaa-dx8rz Жыл бұрын
ዝወድክስ ምቁር ዕድመን ጥዐናን ይሃብኩ❤😂😂❤
@xfttdredt3246
@xfttdredt3246 Жыл бұрын
ውይ አሕዚናትኒ😢😢
@merigalmarye7051
@merigalmarye7051 Жыл бұрын
ኤህ ሓተይ ዛዓዲዚኣ ኢጋማ የብልክንድዩ ደኣ ሰላም 😢አረ እኒአኪ ሰበይቲ ፕራንክ ድዩ ፅሑፍኪ ሪአ ደንጊፀ ነውሪ እዩቲ ኣብ ዝባነን ታየሰ ከምዘለወን ተደናግፅየን
@abigaltigray-ur2ih
@abigaltigray-ur2ih Жыл бұрын
ቀላል ፍጥረት😣
@AsdAsd-sj4xd
@AsdAsd-sj4xd Жыл бұрын
ወይ ሓፍተይ ታይ ገበረትኪ😢
@Mariyam21adey
@Mariyam21adey Жыл бұрын
ከምዚ ናፈራሕኽን ናፅነት ዘብልክን ኢኽን ምስቶም ሓደ ሓደ ኣብ ፅቡቅ ዓዲ ዝነብሩ ፀሪፎምና ዶ ሸምጢጦምና ኢልክን ንኹሉ ትልክመኦ? ትገርማ ኢኽን ብወረ በር ከምዚ ትንፋስኽን ክሳብ ትወፅእ ትስንብዳ ኣይመስለንን ነይሩ።
@selmmohammad-bi3mt
@selmmohammad-bi3mt Жыл бұрын
ኣፍፍፍ ኣየ ስደት 😭
@selamabrah6512
@selamabrah6512 Жыл бұрын
ዋይ ከምዚይ ዓይነት ፕራንክ ይቅረኪ ማዓረይ መጀመርያ ፅሑፍ ሪአ ብጣዕሚ እየ ደንጊፀ እንታይ ረኪቦም ይኮኑ ዝብል ሓሳብ ሒዘ
@user-qn9nb7sw9v
@user-qn9nb7sw9v Жыл бұрын
ወይ ናብራ ሰዑዲ ሓፍተይ ማዓርይይ ደንግፀ
@gueshberhane7459
@gueshberhane7459 Жыл бұрын
Selam gdefi adeksyen😂❤❤
@selam801
@selam801 Жыл бұрын
ኧረ ሼም ታይ ዓይነት prank እዩ ሰላመይ የምር አሕዚናኒ😢ለለ በታ ጸላኢተን ሹርጣ ትመጽየን😅
@ሳሌም
@ሳሌም Жыл бұрын
Ufff መዓረይ 🤣🤣🤣ኣነ ካኣ ማራ ደንጊጸ ብሓቂ በስማኣም 🤣🤣🤣
@user-nc2km9ts1v
@user-nc2km9ts1v Жыл бұрын
ዋይ ማራ ከብድካ ትበልዕ ሓፍተይ
@wezi112
@wezi112 Жыл бұрын
ዋየ ሰሉ ፀይቂ😂😂መሳኪን❤❤
@hxjd4533
@hxjd4533 Жыл бұрын
ብሓቂ ትምህርቲ ኣለዎ እዩ ግን ብሰንኪ ብራንክ ደቂሳ ዝነበረት ብድንጋፅ ትወድቅ ትክእል ሓደ ነገር ተኮይና ብራንክ ድዩ ክመልሳ ኣምላክ ፅቡቅ ገይሩላ ብድንጋፅ ሓሊፉ እና ብራንክ ልበሃል ሓደገኞ እዩ አብ ኮነ እዩ ዘእትየካ እና ካሊእ ነገር ሰርሓ ክቡራተይ🙏
@BrhanBrhan-wc4zu
@BrhanBrhan-wc4zu Жыл бұрын
ዋይ በስምኣብ ካብ ከምዚ መሓረና
@user-hf4dm4ue4d
@user-hf4dm4ue4d 4 күн бұрын
❤❤❤❤😢😢😢
@salamm7957
@salamm7957 Жыл бұрын
እውይ ክተደግጸካ
@Meri--MM
@Meri--MM Жыл бұрын
ዋይ ብከምዚ ኣይትቀልዲ😢😢😢
@user-hi7kp8cv5u
@user-hi7kp8cv5u 8 ай бұрын
😢😢😢😢
@albadralbadr3948
@albadralbadr3948 Жыл бұрын
ኣይ ስደት ዋይ ሓፍተይ😢😢
@gd5yhd368
@gd5yhd368 Жыл бұрын
አይይ ናይና ሂወት ከምዚኡዩ😢😢😢
Sigma Girl Pizza #funny #memes #comedy
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 3,2 МЛН
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 40 МЛН
Blue Food VS Red Food Emoji Mukbang
00:33
MOOMOO STUDIO [무무 스튜디오]
Рет қаралды 36 МЛН
ሓፍተይ ፀሪፋትኒ ?ብርጭቆ ሴረ ፕራንክ ጌረያ
19:03
ኣደይ ሚድያ Adey media
Рет қаралды 22 М.
መደብ ንፋለጥ ዲና  ምስ ሰላም ፀጋይን ወ.ሮ መድህንን ቀደማይ ክፋል(1)
58:46