No video

ሻዕቢያ ንህወሓት ከሰልጥን ብቕዓት ኣይነበሮን // ምስ መስራቲ ህወሓት ተጋዳላይ ኣስገደ ገ/ስላሴ ዝተገበረ ፃንሒት

  Рет қаралды 26,470

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ

6 ай бұрын

Support TPM by donating donorbox.org/b...
© Copyright: TPM, Any unauthorized use, copying, or distribution is strictly prohibited.
ሻዕቢያ ንህወሓት ከሰልጥን ብቕዓት ኣይነበሮን // ምስ መስራቲ ህወሓት ተጋዳላይ ኣስገደ ገ/ስላሴ ዝተገበረ ፃንሒት
#ethioforumኢትዮፎረም #tigraynews #tigraytoday
SUBSCRIBE NOW. For The Latest News And Politics Videos.
#tigrignamusic #tigrignadrama #tiktok
#tigray #tigrignamusic #tdf #tigrai #tigraynews #tigraymusic #gereemun #tigray_tv #tigraionline #ትግርኛ #ትግራይ TigraiMediaHouse #HagereTigrayሃገረትግራይ #TigraiTv #DimtsiWeyanetelevision #TSTAPP #Ethio360Media #SyeEntertainment #EthioForumኢትዮፎረም #SeifuONEBS #KyanaEntertainment #sebleentertainment #VenusMusic #Merkebbonitua #kokebmediaኮኾብሚዲያ #MicrophoneMedia #Jstudio #BANAINFOTAINMENT #LihamMelody #ESATtv #EthiopiaአዳኙካሜራAdagnuCamera #SEMAYENT #‎Hopemusicethiopia #EthioInfo #‎Omn #NeshneshTv #Raiena #‎TEFETAWITALKSHOW #HabeshaBroadcast #TMH #ethiopia #Ethiopia #merkebbonitua #hopemusicethiopia #ethiopia #ethiopian #ethiopiannews #tigrainews #eritrea #eritrean #Assena #ATVasena #GEBEYANU #Debretsion #Gebremichael #AbiyAhmedAli #OlusegunObasanjo #JoeBiden #UAE #USAID #Eskinder #Nega #EthiopianPolitics #EthiopianDagDaylogue #GERD #Xne #7LN #አባይ #ግድብ #የአማራልዩሃይል #TDF #ነጭሀውስ #ሶማሌፋሚን #ፋኖ #ENDF #አፋር #ሶማሌ #ኤርትራ #ቶክሾው #Ethiopian #ኢሳያስ #አፈወርቂ #የኢትዮጵያፖለቲካ #እናትፓርቲ #የብልፅግናፓርቲ #የነፃነትእናየእኩልነትፓርቲ #የኢትዮጵያዜጎችለማህበራዊፍትህ #SolomonShumiye #ZehabeshaOfficial #FanaTV #ArtTVWorld #ZehabeshaOfficial #EBC #ጌታቸውረዳ #ኦላ #አቤልብርሃኑ #ወይዘሮ #ባልደራስ #ብርቱካን #ሚደቅሳ #አሚናመሀመድ #የተባበሩትመንግስታት #UNSC #Ethiopia #asharamedia #mido #fetaDaileynews #tigraynews #tigrai_tv #tmhtigraymediahouse #tigray_media_house #tigray_tv #tigray_music #hagere_tigray #tigray_news #tigray_music_2022 #dw_tv_tigray #tmhtigraymediahousenewstoday #tigray_war #tigraymusic_2021 #tigraymediahousetoday #tigrayvoice #tigraytvnewstoday #tmhtigraymediahousetoday #tigray_song #tigray_tiktok #tmh_tv_tigray #tmhtigraymediahouselive #cyberpower_of_tigray #microphone_media_tigray #dw_tigray_tv #tigray_news_today #dimtsi_weyane #tigray_tv #tigray_media #tdf_tigray #tigray_comedy #tigray_music_new #tigray_online #newtigraymusic2022 #zena_tigrigna #menfesawi_film #tigrigna_orthodox #ethiopian_music_tigrigna #tigrigna_mezmur_orthodox #voa_tigrigna #kbzena_tigrigna #tigrigna_classical #music_collection #tigrigna #ethiopian_tigrigna_music #xelot_orthodox_tigrigna #fidelat_tigrigna #newtigrignamusic2022thisweek #guayla_tigrigna #tigrigna_alphabets #tigrigna_mezmur_protestant #orthodox_film_tigrigna #jesus_film_tigrigna #tselot_tigrigna #happybirthdaysongtigrigna #mexhaf_kidus_tigrigna #jesus_tigrigna_movie #music_tigrigna #bible_tigrigna #mezmur_tigrigna #orthodox_eritrea #ethiopia #ethiopianews #gmntvethiopia #emsethiopiamediaservice #yeethiopialijochtv #ethiopiacountry #unitedethiopia #ebstvethiopia #markwiensethiopia #inspireethiopia #tolosaethiopia #myviewsonnewsethiopia #ethiopiavlog #gmmtvethiopia #ethiopiatimeandyear #ethiopiamediaservice #ethiopiamusic #ethiopialijochtv #songs #begenamezmur #orthodoxethiopia #ethiopianewstoday #classicalmusicethiopia #ethiopia7yearsbehind #gmntvethiopianew #ethiopiaorthodoxsmezmur #teddyafroethiopia #ethiopiawar #musicethiopia #tiktokethiopia #eritreamezmur #catholiceritrea #picoceritrea #eritreamusic #eritrea #eritreamovie #tvsenederitrea #aanmediaeritrea #solomediaeritrea #eritreacountry #filmeritrea2022 #mezmurorthodoxeritrea2021 #sibketorthodoxeritrea #eritrea #vlog #jstudio #eritrea #dehayeritrea #mezmurorthodoxeritrea2022 #zeysharawiteritrea #tadieritrea #eritreacomedy #dimtsihafash #music #drama #clip #ebstv #gereemuncomedyfilm #merejatv #ኢትዮፎረም #ዲጅታልወያነ #asena #dw #tplf #TDF #Filmmovie #tigrai #tigray #tigrignasong #ተከታታይድራማ #ፊልም #ሙዚቃ #ክሊፕ #donkeytube Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena Dasna EXTRA Tigray Tv Tigrai Media House Dimtsi Weyane Jstudio Donkey Tube ZENA TIGRIGNA Merkeb bonitua Microphone Media Zara Media Dedebit Media Tigrigna Music Ethio News Habesha Brodacast Kulu Media Ethio 360 Media Seifu ON EBS Tigrai Online MAHDER PRODUCTION ELLA RECORDS Digital Weyane MIDO Tigray News Eri - TV Rara Media TEFETAWI TALKSHOW Eritrea Adagnu Camera Tigrai News Liham Melody ATV asena @TigraiTv @DimtsiWeyaneTV @zaramedianetwork @hopemusicethiopia @LazaTigrigna @awettesfay @AdmasMusic @LihamMelody @merkebbonitua @mulugetamaluda @kramatGallery @TigraiMediaHouse @tigraionline @jstudio1#tplf @berakhetigrai @Brakhe_Show @ZENATIGRIGNA @MahderPro@seifuonebs @comedianeshetu @ebstvWorldwide @abelbirhanu1 @LazaRecords

Пікірлер: 404
@Azmarino_zeymano
@Azmarino_zeymano 6 ай бұрын
ነብሰምትሓት።
@user-we6qj5tx7o
@user-we6qj5tx7o 6 ай бұрын
ሱቕ በል ብትኽክል ልክዕኹም እዩ ሂብኩም። ጊላነት ኣበደን መለስን ስብሓትን ንነብሶምን ታሪኾምን ኣሕሰሩ እምበር ካብ ሕጂ ዝሰምዐኩም የለን ኣንቱም ሰሓስሕ። ብትኽክል ንምዝራብ ግን ከም ህዝቢ ኤርትራ ንባዕሉ ዘይፈልጥ ህዝቢ ኣይርኣኹን። ብዝኾነ ክትሽውዶ እንድሕር ደሊኻ ከማኹም ዝበለዶ መን ኣሎ እዩ እንዳበልካ ገደል ምእታው ይክኣል እዩ። ንምንታይ እዙ ብልሓት ዘይተጠቐሙሉ ኣቦታትና ኣይጎርሑን።ኣነ ምነበርኩ ከሪኦም ነይረ እየ ልክዕ ልክዖም።
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 6 ай бұрын
ኣየ ሓማስየን ቆማልት❌🇪🇷❌
@Dermas2024
@Dermas2024 6 ай бұрын
ቖንዳፍ ጋዕጋዕ ዓጋመ ፡ መርገም ቐርኒ ኣፍሪቃ፥ ናይ ሓምሴናይ ጓሳ ወይ ወልዋላይ ጫማ ክትከውኑ ኣይትበቖዕን ኢኻ። ሓማሴናይ እንተጸሊኡካ እንታይ ከምዝገብር ብግብሪ ኣርእዩካዩ። ሕጅውን ገና!
@yakobequbamicael
@yakobequbamicael 6 ай бұрын
Agame never knows thank you and agame people suffering from inferiority sickness
@yonasasmelash5394
@yonasasmelash5394 6 ай бұрын
Only slaves knows inferiority not hero’s the children of yohanes and alula the first General of African get it in your brain 🧠 Italian slave
@Wedinakfa77712
@Wedinakfa77712 6 ай бұрын
አቱም ሰባት ንሕመቕ ተላቢስኩሞ ዲኹም ንስኻ ዝምሃርካዮም 1'5 ምልዮን ዘጥፉኡ መምህረይ ጽቡቕ ትምህሩ ክክክክ
@habtomkahsay8698
@habtomkahsay8698 6 ай бұрын
ዝሓለፈ ታሪኽ ህያው ኢዩ ኣብ ከብሕታት ሰነድኩም ውን ተሰኒዱ ኣሎ ክሕደት ነውሪ። ዘሎ ኩነታት እወ ካልእ ኢዩ ህግሓኤ ግን ዘይክሓድ ትምህርቲ ሂብኩም ኢዩ። ሻዕብያ ብስነ ስርዓት ዓሊሙ ቅርጺ ኣትሒዝኩም ኢዩ ግን ንረብሕኡ ክብል ኢዩ ዓሊምኩም ሓጋዚ ስለ ዘድልዮ ዝነበረ። ክእለት ውግእ ክትምሃሩ ብዓል ወዲ ወረደ ናብ ሻዕብያ ከም ዝኸዱ ቃሎም ምስክር ኢዩ። ደርጊ ክስዓር ግድን ዝሕግዝ ሓይሊ ኣድልይዎ ኣዲስኣበባ ውን የእትይኩም
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 6 ай бұрын
ዝተሰበረ ብረት ስለ ዝሃቦም ድዩ ሓገዝ❗️ እቶም 6 ወራር ካብ ጥፍኣት ዘድሐኑዋ 5000 ደቂ ትግራይ ኸ!!
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 ай бұрын
ካሕዳማት እባ ንስኹም ወለድና ካብ ጉድጓድ ኣውፂኦምኹም ግን ዝበላዕኹምሉ ፃሕሊ ትሰብሩ ነውራማት ኩሉ ግዘ ተሓዘልቲ
@weghta3315
@weghta3315 6 ай бұрын
always Liar Stop Liar a assassins Genociders terrorists group banda of fano
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 6 ай бұрын
@@netsanettdf9263 Abay Tigray imo yitrefkum weya tigray iko dekika yekenyelna
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 6 ай бұрын
Gize yesetew qil dingay ysebral
@efremgebrekidan4291
@efremgebrekidan4291 6 ай бұрын
ወያናይ ማለት ከምዚ እዩ። ህዝቢ ትግራይ ብኸምዚኦሞ ሰባት ክምራሕ ተቐጺሉ ናብ ክወጾ ዘይክእል ጉድጓድ ሞእታዉ ኣይክተርፍን እዩ
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 ай бұрын
ክክክክ ብውልቀ ፅልኦም ዝተቀደድዎ ኹሉ ንወለዶ ትምህርቲ ክኾን ኣይኽእልን ኮነ ኢልኻ ዓዲ ንምሕማስ ተዘይኾይኑ
@TDF16
@TDF16 6 ай бұрын
ትችግር ማ ወያነ ኢና ተጋሩ ታሽም ናትና ኢያ ሓደ ሓደ ግለሰባት እዮም .....ትዘኽፍሉና ዘለው ዋጋ ሕጅም ብዞም ውልቅ ሰባት እዮ ..ተዝሰምዑ ነይሮሞማ ትግራይ ትግርኚ ተንኸውን ዝኹሉ አያምኸፈልናን 😢😢😢 ሕዚም ተረጋጊኦም ተዝሓስብሉ አፍቲ ወንበር ተዘፍዚፎም ዘለው ፅቡቕ ነይሩ
@user-do3lk3gm7s
@user-do3lk3gm7s 6 ай бұрын
ገረኺዳን : ናይ ዓድኹምዶ ድኣ ከይትገብሩ :ካብ ባርያ ናይ ወዲ 80 ዓመት ምኽዋን ዘሕፍር የለን : ውርደተኛታት !
@bererahwaesu3179
@bererahwaesu3179 6 ай бұрын
ታሪኽ ክትሕዶ ቀሊል ዩ ፡ክትእመን ግን ከቢድ ዩ ።እዚ ሰብኣይ ግደፍ ሓገዝ ሻዕብያ ክኣምን፡ ነታ ዝተሰለፈላ ውድብ ከማን ክኽሕዳ ዩ ዝስማዕ ።ውዕሎን ሓገዝን ሻዕብያ ግደፍ ብንዋት ሰቡ ኣሰሊፉ ኣብ ጎድኒ ወያነ ብምኻን ኣብ ዝተፈላለዩ ኩናት ብዓወት ምውጽኡ ክትክሕዶ ይክኣል ዩ ።ካብ ታሪኽ ክትሓኮ ግን ንዓኻ ምርሳዕ ይቀልል ሕስድናን እርጋንን ከይከውን እሞ ወለዶ ከይተጋጊ ኣቦይ ኩሉ ኔረ ።
@shishayniguse364
@shishayniguse364 6 ай бұрын
ኣስገደ ኣነ ተምሃራይ መቐለ ዩኒቨርሲቲ እናሃለኹ ካብ ዓዲግራት ምሳይ ተሳፊሩ ዘውገዐኒ ፍፁም ኣይርሰዖን። ዝገርም ስብእና ዝገርም ሓሳብ፣ ብፍላይ ንምንታይ ካብ ህውሓት ከምዝለቐቐ ምስነገረኒ ትንግርቲ እዩ ኮይኑኒ። መፃሕፍቲ ከንብብ ታሪኽ ከገላብጥ እውን መኺሩኒ። ኩሉ ግዜ ዝገርመኒ ፣ ስብእናኡ፣ ኣመለኽእክታኡ፣ ርጋዕታኡ 😍😍። ዝገርም ሰብ ኢኽእ ኣምፂእኻ ኣድሓኖም።
@wedidenden
@wedidenden 6 ай бұрын
Deceiving is a perfect profession in a poor Tigray region of Ethiopia!!! Betrayal was born in a poor Tigray region of Ethiopia so as Eritreans we won't be surprised about this Godfather of the Weyane Junta Judah's hallucination.
@piealpha795
@piealpha795 6 ай бұрын
🤔🤔ኣየኸየ እዛ ርእሰ ምትሓት ድማ መጽያ 😂😂😂😂 ርእሰ ምትሓት ፣ ምሕሳው ፣ ስርቂ በቃ ኣመል ጌርኩሞ 😂😂😂፣ ማይ ህወሕት ማሌልት ዝጠዓመ ከም ሽንፍላ ተሓጽቡ ኣይጸርን😂😂 ፣ ኣስገደ ከም ሓደ ቆማጣ ፣ ፉንፉን ፣ ጉሓፍ ህወሓት ደርብያቶ ኔራ ፣ ሕጂ ገለ'ዶ ቁሊሕ ይብሉና ኢሉ ግዲ ኾይኑ ምኽዛብ ጀሚሩ🤣🤣 ፣ ምሉእ ዕድሜኹም ሳሕል ከይድና ንስልጥን ኔርና ፣ መሳርያ ፣ መሻረፊ ይህቡና ኔሮም ኢልኩም ነጊርኩምና ፣ ሕጂ ድማ ደጊሲ ርእሰ ምሕታት ግዲ ጀሚርኩም ኣብ ዕንክሊል ር'እሰ ምትሓት ተመሊስኩም😇😇😇 ፣ እንታይ ዳነኻ ድ'ኣ ክትገብር ሳሕል ትኸይድ ኔርካ ንግደት ? ወይስ ሓትነኻ እንዳ ናፈቅኻ ? 🤔🤔🤔ኣብዚ ዕድሜኻ ኢዚ ምቆረብካ ፣ ምጸለኻ እምበር ሓሶት 🤫🤫🤫፣ ዘይሓልፈላ ትግራይ ሰብ ሲኢና ፣ መሕፈርቲ ዋላ ዋላ ምምሕያሽ ዘይትገብሩ ፣ ኸምቲ ባዕልኹም ዝ'ኣመንክምሉ መሽሚሽኩም ኢኹም 🤑🤑፣ ዋላ ዋላ ድሕሪ ሕጂ ንዓኻትኩም ብቁምነገር ዝሰምዕ ወይ ድማ ዝበልክሞ ዝኣምን ሰብ ከምዘየለ ግን ኣጸቢቅኩም ኢኹም ትፈልጡ
@user-ks5ei4uf3h
@user-ks5ei4uf3h 6 ай бұрын
kabakum nlaeli rese mthat zelewo ftur aytefeteren deki 1 kulalitom😂😂
@samsonmhreteab9621
@samsonmhreteab9621 6 ай бұрын
😂😂 ezia guassa eye nera mesleni. Sbhat Nega bhiwetu kelo zeythatwo....😅
@amanuelberaki770
@amanuelberaki770 6 ай бұрын
ስዩም መስፍን ዝመስከሮ ብሂወት ከሎ ክንደይ ግዜ አሎ ብሓሶት ዝተወልዱ ምስሓሰቶም ዝሞቱ ርኩሳት ፍጥረት ክሕደት ዝባህሎም
@Tigray_Hagerey
@Tigray_Hagerey 6 ай бұрын
ሃይሉ ተሰማ ኣቕርበልና ንፉዕ ጋዜጠኛ ኢኻ። ነዊሕ ዕድመ ምስ ጥዕና ንምነየልኩም ክቡር ኣያና ኣስገደ
@JonnyBGood-vc4cr
@JonnyBGood-vc4cr 6 ай бұрын
AGAME = HASAWI. Foooaaahhh
@tututimu8611
@tututimu8611 6 ай бұрын
What surprise me is the Ansebas shaebiya listens to any interview of Tigrians and boiling their blood. Why can't you get lost from our site
@wedidenden
@wedidenden 6 ай бұрын
Yea​@@tututimu8611Yes, you're under always SHAEBIA's radar. Anseba is your king kenaf Agame😅
@mebrahtubeserat5742
@mebrahtubeserat5742 6 ай бұрын
ሐደ እግሩ አብ ጉድጎድ አትዩ ክክሕድ ክትሰምዖ አምላኽ ወይፈልጥ ካሒዳ ጥራይ ኢዩ መልሱ ግን ሐሶት ባህላዊ ሰለ ዝኮነ አብ ትግራይ አይገርምን እዩ😢😢
@1NatureIsUnique
@1NatureIsUnique 5 ай бұрын
Thank you so much TPM
@maetebtesfamariam4072
@maetebtesfamariam4072 6 ай бұрын
ተጋዳላይ ኣስገደ ገ.ስላሴ ብህዝቢ ኣስገደ ኣዝዩ ተፈታውን ተቐባልነት ዝነበሮን ፍሉጥ ተጋዳላይ ህዝባዊ ወያነ እዩ ። ክሳብ ሕዚ ውን ኣብ ልቢ እቲ ህዝቢ ዘሎን ዝነብርን ሓርበኛ እዩ ።
@user-xe4bf3mo7n
@user-xe4bf3mo7n 5 ай бұрын
Hwehat ab Sahil dia seltina walas ab China malelitawi like.
@keseteyakob2188
@keseteyakob2188 6 ай бұрын
Hasot 100 Sirqi 100 Zimut 100 Mergem zikonet kilil
@nisri1567
@nisri1567 6 ай бұрын
ኽሕደትን ጥልመትን ድኣ ኣብ ዓለም'ውን ዝቕድመኩም የሎን ፡ ትሕዝኑ!
@nisri1567
@nisri1567 6 ай бұрын
ቁማልካ ነጊፍ ኣብ ኣዲሳኣበባ የእቲካ ኣመስግን ቆማል!
@tesfayberhe2183
@tesfayberhe2183 5 ай бұрын
ጅግና አቦ። ንዓኹም ተዝሰምዕ ነይሩ ህዝቢ አብዚ ደረጃ አይምወደቐን። ሕጂ ዉን ንኡስ ወሎዶይ ንዞም ሓቀኛታት አቦታት ክትሰምዖምን ክተዳምፆምን ይግባእ።
@asefa1697
@asefa1697 6 ай бұрын
እግዚሄር ይምሐረና እዩ ዘብል ከመይ ዝበሉ ዓበይቲ ሰባት እዮም ሕሶት ነብሰ ትሕተ ግምት ስቃይ ዝረበሾም ዘይነበርዎ ዘይኮንዎ ክሕስዉ አብ ክሕደት ክሳቐዩ ክነብሩ የሕዝኑ ህዝባዊ ግንባር ግን ክሕደትኩም ይፈልጦ ስለዝነበረ ብታሪኽ ዝተሰነደ ስለዘኾነ አይተምልጡን ሐሰዉቲ ከዳዓት።
@user-et9cw4tu3q
@user-et9cw4tu3q 6 ай бұрын
መሬት ትጥለምካ ለባም ትግራዋይ ዝበሃል ዘይብሎም።ሓሶት ኣዝዩ ዝፍቶን ብሉጽ ክብርታት ህዝቢ ትግራይ ኢዩ።
@babatek7136
@babatek7136 6 ай бұрын
ብጣእም እነምስግን። ንአይ ተመሊሱለይ።ጅግና ፣አቦና ፣ የቅንየልና!!!!
@wewe5688
@wewe5688 6 ай бұрын
ናይ ትግራዋይ ነገር ከምዚ እዩ፡ ህብካዮ አብሊዕኻዮ አሰልጥንካዮ ምስጋና የለን፡ ባዕሎም በዓል ጻድቃን ወዲ ወረደ አብራሃም ብቪዶ ብርጌዳት ሕዚን ኸድና ሳሕል ተማሂርና ይብልሉ እዢ ዓጃው ሰብአይ ድማ ሻዕብያ ልዕለና አይነበረን ይብል አብ ቻይና ሶሪያ ዕራቕ ተማህሮም ዝመጹ እዮም ነይርም ሻዕብያ፡ እታ ርእሲ ምትሓት ናይ ትግራይ ከምዚአ እያ ክሕደት አመሎም እዩ።
@helufkbede4016
@helufkbede4016 6 ай бұрын
ሻዕቢያ ንኤርትሪያ ዜጋታት ዘይኮኑስ
@wewe5688
@wewe5688 6 ай бұрын
@@helufkbede4016 እንታይ ኮይኑ ዘይኮነ ሃገርን አውሒሱ ህዝቡ ከየጥመየ ከይለመነ የንብሮ አሎ፡ ከም መራሕትኻ እክሊ አይሰርቕ ገንዘብ ህዝቢ አይዘምት ንህዝቢ ሓዲግዎ አይሃደም ምስ ስድሩኡ ንዝመጸ ጸላኢ ይምክት ይስዕር።
@hilawehilawe6757
@hilawehilawe6757 6 ай бұрын
ብጣዕሚ ዝገርም እዩ። ህወሓት ዓለም ዘይኽእሎ ጉድ እዩ ተሸኪሙ ለከ ሓቆም እቶም ካለአት ቢሀራት ክፀልእዎ ተጋሩ በጭራሽ ናይ ህወሓት ግብረ እከይ ኣይተረደኦን ሕጂ ወን ዝተወሰኑ ሰባት ዝተረደኦም ሰባት ኣለዉ ሰለ ናይ ህወሓት እንተዘይ ተኸቲልናዮም ህዝቢ ከም ህዝቢ ክንጠፍእ ኢና እመኑኒ። ሓደ ነገር ካብ ዘጋጠመኒ ኣብ አ አበባ ብ2004ዓም ኣብ አ አበባ ሓደ መሳርሕትና መምህር ወዲ ዓዲ ሰለስተ ካብ ዝበሎ ከውገዐኩም: '' ኣነ'' ስልጣን እንተሒዘ ንኹሉ ትግሬ ከሰባት(7) ዓመት በላይ እንዲገደል ኣደርጋለሁኝ ኢሉ ተዛረበ ገሪምና ከምዙይ ኢሉ ተዛሪቡ ኢሎም አመልኪቶም ኣዕርኽትና ንባዕልቶም ክሉ 'ዓረና' ኢኹም ስኽ በሉ ተባሃሉ ዝገርም እዩ ንባዕልትኹም ውን ጥዑያት ኣይኮንኩምን እዮም ተባሂሎም ። ሕጂ ውን ትግረዋይ ንቃሕ ከምዘይ ነበርና ከይንኸውን ።
@ghebresilassemesfinmesfing7600
@ghebresilassemesfinmesfing7600 6 ай бұрын
አነታ ሐሳዊ አነይ በአከአል አለኩ ሻአብያ ብጉቡአ አሰልጢኑ አየ ዝወአለ ይንገር
@helufkbede4016
@helufkbede4016 6 ай бұрын
ንኤርትሪያ ዘይኮንካስ ንህወሐት መስሓቃይ
@user-ek1zg6sn7j
@user-ek1zg6sn7j 6 ай бұрын
ልኣልጋነሽን ገብሩ ኣስራትን ኣቕርበልና ። እቱ ምስክርነት ኣራጉዶ
@samuelweldamemaryam1802
@samuelweldamemaryam1802 5 ай бұрын
ኤረትራዊያን ኢና ደቂ 9 ቤሄር አሰላምን ❤ ክሪስቲያን ኢና ተጋሩ ዊዕግን
@YemaneHalefom-ru2xi
@YemaneHalefom-ru2xi 6 ай бұрын
አስገደ ብደንቢ ገይረ እየ ዝፈልጦ ኣስገደ ዋና መለለይኡ ፀረ ዲሞክራሲ እዩ ምናልባት ሓዚ ንሱ ንፁህ ካልኦት መራሕቲ ፀረ ዲሞክራሲ ፍፁም ተቀባልነት የብሉን
@tesfayberhe2183
@tesfayberhe2183 5 ай бұрын
አበዲኻ ትፈልጦ ዓንቋል ሻዕብያ
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 6 ай бұрын
ኣብ ጥሪ 1975 15 ንስልጣን ኤርትራ ናብ ሻዕቢያ ኣቲዬም ኣስገደ ገብረስላሴ ጌና ኣብ ደቅምሓረ ኤርትራ ነብልባል ዝባሃሉ ወታደራት እናሃለወ።ሰየ ኣብራሃ ይምስክር።ስብ ሕይወታ ሒዛ ትውይን ኣስገደ ካኣ ኣድጊ ሕዘ ኣብ 1976 ተሰልፈ ይብል መዋኣሉ ዒራ ዳርጋ ኩሎም ተሰውኦም ኢሉ።ዕድመ ኣድጊ ክንደይ ምካኑ ኣይፈልጦን።
@mesfinabraham6412
@mesfinabraham6412 5 ай бұрын
** ን'ሓምሳ አናጹ ሃንቲ ድሙ - ንሽህ ሓመማ ሃንቲ ፊሊት ዝብል ድራማ ገብሩ አስራትን ስዬ አብርሃ ተሓጋጊዞም ዝፈብረኩዎ ሜላ ውግእ ክንደይ ሰብ አጥፊዑ 😅 እዚ ርእሲ ኣካት ደንቆሮ ግና ሕጅውን ካብቲ ሰይጣናዊ አታሓሳስባ ጌና አይጸረየን * ዳቢሎስ ዝኾነ ፍጥረት *❌
@ChinaSium-hd6eo
@ChinaSium-hd6eo 6 ай бұрын
ወላ ኣሪጉ ሓሶት ዘይገድፎ ትግራዋይ ጥራይ'ዩ
@TDF16
@TDF16 6 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂 ሓሽከር ናይ አምሓሩ መፈንፈንትታ እናተዳጋገመ ነሪኤኩም አለና ጅግንነትና ..0ረስሓት ሰረቅቲ ረሳሕ መንዲል አፍ አለኒ ኢልኩም ተውሪዮ ንስኻትኩም አይትሓፍሩን ዶ 😂😂😂 ሬሳኻትኩም ኽልእኸልካ ዶ አብ ትግራይ መሬት ዝጀፋዕናኩም😂😂😂😂
@ChinaSium-hd6eo
@ChinaSium-hd6eo 6 ай бұрын
@@TDF16 ተሰከፍ በጃኻ ምሽ ኤርትራውያን ሻዕብያኹም ሓዙልና እናበልኩም ኣብ መሬት ጠንቀላዕላዕ ክትብሉ ትውዕሉ ኔርኩም 1,500,000 ቁማር ተበሊዕኩም ደቂ ክልል
@geezawi4046
@geezawi4046 6 ай бұрын
​@@TDF16 እንተ ትጅፍዕም ደኣ መሬትካን ህዝብኻን ናብ ሓደጋ ተቃሊዑ። ካብዚ ሶንኮፍ ናይ ሓሶት ታሪኽን ጃህራን ወጺና ፡ን ሰላምን ልምዓቲን ን ስበኽ
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 6 ай бұрын
ረሳሕ ሓማሴን❌🇪🇷❌🇪🇷❌
@geezawi4046
@geezawi4046 6 ай бұрын
​@@AaA-nq7il ካልእ ኢልካ ደኣ ተጻረፍ እምበር ፡ ርስሓት ሲ ናትኩም እያ 😂😂
@tututimu8611
@tututimu8611 6 ай бұрын
Nice to see Asgede. I am glad you interviewed him. He is telling you the truth
@user-ys1ng9wv8c
@user-ys1ng9wv8c 6 ай бұрын
ወዲ 75 ዓመት ከመዚ ዝበለ ሓሶት ዘገርም ኢዩ ዝበዝሑ መሪሕነት ሕወሓት ኣብ ሳሕል ከምዝሰልጠኑ ባዕሎም ስለ ዝምስክሩ ኣየዛርብን ግን ክሕደት ጥልመት ሕስደረና ባህርያትኩም ስለዝኾነ ኣይገርመናን ።
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 6 ай бұрын
This youg journalist is clever. He has to gain a place in big media outlets. Good job.
@user-we6qj5tx7o
@user-we6qj5tx7o 6 ай бұрын
ካብዙይ ዝዓቢ ሚድያ የለን
@user-bg4pm1fz2t
@user-bg4pm1fz2t 6 ай бұрын
He is a reader also.
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 5 ай бұрын
@@user-we6qj5tx7o for you yes
@meharigoitom4495
@meharigoitom4495 6 ай бұрын
ኣብ ትግራይ ሓቂ እንተተዛሪቦም ኢና ክንግረም ዘለና:ሓሶት ባህሊ እዩ ኣብ ትግራይ ስለዚ ኣስገደ 75 ዓመት ኣብ ሓሶት እዩ ዝነብር::
@netsaseb6445
@netsaseb6445 6 ай бұрын
tplf generals they admit they trained in nacfa ezi aregit hasawi entay eyu zibil zelo.
@hawashaitsawa1442
@hawashaitsawa1442 6 ай бұрын
ነብሰ ምትሓትን ጽልእን ናይ ሕውሓት ጸቢብ ኣታሓሳስብኡን
@habtommebrahtu8283
@habtommebrahtu8283 6 ай бұрын
ምልክት ዉድቀት ትግራይ ንምርአይ ንምርግጋጽ ነዚ ኢሊት ወያኔ ምርአይ እኹል እዩ።
@BerhaneSium-ox1so
@BerhaneSium-ox1so 6 ай бұрын
Abeat agame wala aregtot hasewti
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 6 ай бұрын
ኣታ ወዲ ሸርሙጣ ወዲ ረኹስ ማህፀን ❗️ባርያ 🌈
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 6 ай бұрын
ባንዳ ወዲ ባንዳ
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 6 ай бұрын
.
@tsab826
@tsab826 6 ай бұрын
ሐቂ መራር እያ ውሐጣ!!ወዲ እታ ቆርባዕ ባሪያ ናጥሊያን😅😂😂
@azaziyohannes8873
@azaziyohannes8873 6 ай бұрын
እዋይ ክልል ትግራይ መኽዘን እንዳ ሓሶት። ህወሓት ደኣ ሻዕብያ ፈጢሩዋ ሻዕብያ ከኣ ስረኣን ሙታንታኣን ኣምሊቑ ፋሕ ፋሕ ኣቢሉዋ። ከቢድ ውግእ ንስ ደርጊ ገጢሞም ኣይፈልጡን፡ ብ1989 ሕወሓት ናይ መጀመርታ ከቢድ ግጥም ኣብ ሽረ ገጢማ ኣየርእኹም ደርጊ ከም እሱም ምስቀጥቀጣ ከኣ ይዝከረኒ ኣነ ቆልዓ ኔረ "ሻዕውያ ቨይዛኻትኩምንዶ ኣድሕኑና"" ኢላ ህወሓት ምስኣእወየት ህዝባዊ ግንባር ከኣ ናይ 735 ክምኡ ውን 743 ታንከኛ ሰራዊትን ናይ 80ን 85 መድፍዐኛ ቦጦሎኒን ሰዲዱ ንደርጊ ሓምሺሹ ንሽረ ነጻ ኣውጺእዋ። ድሕሪኡ ደርጊ ተዳሂሉ ንክልል ትግራይ ጠቕሊሉ ገዲፉዋ ወጽዩ። ደሓር ከኣ ደርጊ ኣብ ኤርትራ ተሳዒሩ መንግስቱ ምስሃደመ ብ1991 ወያኔ ብታንከኛ ህዝባዊ ግንባር ተሓንጊራ ኣራት ኪሎ ኣትያ። ብሓጺሩ ወያኔ ነዚ ትመስል። ደሓር ከኣ ከምቲ ባህሎም ናይ ምዕራባውያን ባራዩ ኮይኖም ነታ ኣብ ስልጣን ኮፍ ዘበለቶም ሃገረ ኤርትራ ከዲዖም ዕጽዋን ክባን ጌሮምላ። ፈረንጂ ክምስሉ, "" What goes around comes around"" ኮይኑ ሕጂ ከኣ ንሕና ከምታ ዝፈጠርናያ ብኽፉእ ኣጥፊእናያ።
@amanuel-.
@amanuel-. 5 ай бұрын
ድምጺ ወያነ ኣብ ሳሕል ጀሚራ፡ ቀዳሞት ጋዜጠኛታት ህወሓት ኣብ ሳሕል ሰልጢኖም። ናይ ስለያ፡ ደርፍን ተዋስኦን፡ ኣተሓሕዛ ንብረት፡ ወዘተ ኩሎም ኣብ ሳሕል ይስልጥኑ ነይሮም።
@geni8007
@geni8007 6 ай бұрын
Hassewti agame meas ekum haqi ketezarebu😮😮😮ezi zeblo zelo document aleka zeyteblu😮
@UserMxl123bbc
@UserMxl123bbc 6 ай бұрын
ኣይተ ኣስገደ ረሲዕካዮ ዲኻ ምርዳእ ምስ ኣበየካ ገብ ማን ኣብ ሓደ እግርካ ቐዪሕ ጨርቒ ገርናልካ * ቐይሕ ለለዋ ሓፍ ለይብላ ሓፍ እንዳ በልና እንዲና ላሕ ኣቢልኩምና ንክንዕለመክም ወይስ እቲ ሕሾት ኣብ ደምክም ተሓዊሱ ክሕደት ጥልመት ሞያክም ገርኩሙዎ ዓጋሚኖ ቖማላት !!!!!!
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 6 ай бұрын
KOMAL agame resah aregit. Shabiya 💪🏿🇪🇷
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 6 ай бұрын
ወዲ ሸርሙጣ ወዲ ረሳሕ ማህፀን🌈❗️ ኪድ ኣዴኻ ኣድሕን ባርያ ተጎምባሒ 🤮
@gebremedhinhadera4652
@gebremedhinhadera4652 6 ай бұрын
ባንዳ ሃሽከር ጣልያን
@tututimu8611
@tututimu8611 6 ай бұрын
Anseba bealege
@AaA-nq7il
@AaA-nq7il 6 ай бұрын
ረሳሕ ሓማሴን🇪🇷❌🇪🇷❌🇪🇷❌
@mosesmoses7893
@mosesmoses7893 6 ай бұрын
@@AaA-nq7il hawey 8 tegaru reshinwom 💪🏿🇪🇷 and am proud of it
@FATAWEDI
@FATAWEDI 6 ай бұрын
ሕጂ ነርና ትግሩም የብሉን። ናበይ ወሪድና ኢዩ እቲ ሕቶ።
@AbrahamMehari55
@AbrahamMehari55 6 ай бұрын
!ኣንታ ሓውና ባህሊ ኣይተባላሹ!! ወዲ 20 ዓመት ንወዲ 80 ዓመት ኣንታ እንዳ በልካ ክትጽውዕ!! ትሩፍፍፍ
@kibreablegesse1430
@kibreablegesse1430 5 ай бұрын
እደመን ጥዕናን ይምነየልካ ታሪኻዊ ሓቂታት ብምግላፅካ ሓቀኛ ስለዝኾንካ ኢዩ እቶም ግላታት ክሳብ ሕጂ ግላነቶም ኣይቋረፁን ንሱውን ንፁሃት ዝኾኑ ተጋሩ ስለዘይኮኑ ኢዮም ኣብ ስልጣን ኮይኖም ንህዝቢ ትግራይ እንዳበደሉ ሕጀውን ዞም ግላታት ስልጣን ኣይንለቅቅን ኢሎም ጊላነቶም ይቅፅሉ ኣለው።
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 6 ай бұрын
ሻዕቢያ ንወያነ እነተዘይዓሊምዎ "ውድ አድማጮቻችን"ወያነ ኣይተዓለመን ማለት እዩ።ጫቂት እኮ ከም እንቋቆሖ ትሕቀፈ።።።ካብ ኣቦን ኣደን ኣይተፈጠርናን ኢሉ ምስ ተፈጥሮ ኣብ ህልክ ዝጸምድ።።ንትግራይ ዕንክሊል ዘብላ ዘሎ ንቁጽ ሓንጐል ማዓስ ኮን ይከውን ትግራይ እፎይ ትብሎ።መመልሽኩም ኣምጽእዎም።
@hailegebretsadik3398
@hailegebretsadik3398 6 ай бұрын
This man has some pragmatic character
@fjhyyhgy6913
@fjhyyhgy6913 6 ай бұрын
እዞም አቦና ብደንቢ ጥዑይ ጋዜጠኛ ቀሪቡ ሕቶ ክገብረሎም አለዎ።
@michaeltekle7228
@michaeltekle7228 6 ай бұрын
Eway khdet entay eu zbill zelo.kid ngeneral wedi were werede smiayo
@shumaibirhane5681
@shumaibirhane5681 6 ай бұрын
ሓሶትን ጥልመትን ከም ባህሊ ወሪሶም ቁሩብ ሕፍረት ዘይ ብሉ ሰያብ ቆልዓ ሻዕብያ ሓዚሉኩም እምበር ምሕጋዝ ሓሊፍዎ።
@tesfayweldeabzghi5292
@tesfayweldeabzghi5292 5 ай бұрын
አቱ አንታ አለሊኻ ዘይፈለጥካ ቅኑዕን እቲሐቀኛ ታሪኽ ትዛረብ ኢልና አይተፀበናክን ጀመርቲ ቃልሲ ኢና እናልካ ብሐስትን ጥልመትን ትንተናን ጀሚካዯ እዋይ ጉድ ጠለመ
@user-qi7dz2qn4q
@user-qi7dz2qn4q 6 ай бұрын
ኣነ ግን ናይ ትግራዋይ ኩሉ ግዜ ትገርመኒ ዝዓበየን ዝነኣሰን ብሓሶት ዝተጠመቑን ብናይ ሓሶት ህይወት ዝነብሩን ኢዮም 😂😂😂😂😂😂 ኣነ ትግራዋይ ሓሶት ተተዛረበ ምንም ኣይመስልለንን ሓቂ ተተዛሪቡ ግን ምጻኣት ክርስቶስ ትኾነላ ምዓልቲ ኢያ 😂😂😂😂😂😂😂😂
@ewabiniam12-uj4sc
@ewabiniam12-uj4sc 6 ай бұрын
RiP😂😂😂😂
@batistutabatigoal7382
@batistutabatigoal7382 6 ай бұрын
Pathological lair !! እቲ ቅጥፈት ኣብ ደሞም ኢዩ ሰሪጹ ፡ ንፉዕ ሓታቲ ኣይረኸበን እምበር ቃል ከሙሉቕ ኣይምኸኣለን ኔሩ !! ካልእ ድማ መላእ ኢትዪጲያዊያን ዝመስከርዎ ሓቂ ድማ ኣብ ዉግእ ሽረ ሕዉሓት ፡ ደርግ ክሳብ መፈጠሮም ዝጸልኡ ኣሳጒግዎም ፡ ረዳት ደሊዮም ምስ ኣአወዩ 1ሓንቲ ሓይሊ መካናይዝድ ሓዕቢያ መጺያ ኣብ ዉሽጢ ሰዓታት ኢያ ንሽረ ነጻ ጌሩ ንሕዉሓት ዘረከባ ። ሕዉሓት ኣብ ታሪኹ ናይ መጀመርታን ናይ መወዳእታን ዉግእ ኣብ ሽረ ኢዩ ኣካይዱ ፡ ተጸፊዑ ድማ ኣቡሪኹ ተሪፉ ፡ ኣብ ታሪኽ ድማ ይዝንቶ ኣሎ ።
@harfemengesha3845
@harfemengesha3845 6 ай бұрын
Thanks, being from Tigray that allows me proud, whenever possible to hear a true story about legends. Very grateful interview.
@Joseph-oc7rq
@Joseph-oc7rq 6 ай бұрын
Enjoy your true story 😂🤣🤣😅😅🤣🤣🤣🤣🤣
@berhanegebre9813
@berhanegebre9813 6 ай бұрын
You have to feel shame to be lier beggar and aggame respect Eritrean
@Wedinakfa77712
@Wedinakfa77712 6 ай бұрын
ንሙሴ መን ቀትልዎ? ንሙሴ መን ብከመይ ተቐቲኢሉ ኣስገደ
@fishalehabte7353
@fishalehabte7353 5 ай бұрын
ዓቢ ሰብ ክሕሱ ከሎስ ኣየጸብቀሉን ኢዩ ፡ ብሓሶት ዝብረዝ ታሪክ ደየለ ።
@user-iw8mp1oe3e
@user-iw8mp1oe3e 6 ай бұрын
እሞ ናይ ኣቦይ ስብሓት ሓቲትካስ ነቲ መልሲ ኣቛሪጽካዮ፡ ሓቂ ሜድያ የለን፡
@asebawi
@asebawi 6 ай бұрын
The first movement of this guy was wrong in the first place and couldn’t put it in practice. He is desperately complaining what went wrong. The whole Tigray movement is a debacle and came out of no idea without any roadmaps.
@teshomegislasei9279
@teshomegislasei9279 6 ай бұрын
You bark and shout like a dog, but you can not change the fact on the ground. Ignorant and stupid hgdef you mind your business in your own country called Eritrea. You have no idea what you are talking about.
@wewe5688
@wewe5688 6 ай бұрын
ክክክክክክ ብዓል አስገደ ዝመርሕዋ ትግራይ ደአ እዚኳ ክውሕድ ጣዋይት ልቢ
@rihannasebrina7977
@rihannasebrina7977 6 ай бұрын
እቱ ናትኻ ሌብነትኸ አ/አ ኢህወደግ ምስኣተወ ንብረት ትሰርቕ ዝነበርኻ ኢኻ ትግራይ ምስ ተመለስኻውን ኣብ ሱር ተመዲብኻ ጅቧኻ ትመልእ ዝነበርኻ ብግዕዝይና ዝጠልቀኻ ኢኻ ወልደገብርኤል ዝፃሓፋ ማንታ መልሓስ ትብል መፅሓፍ ተቃለዐካ እያ
@azmachmeresa6059
@azmachmeresa6059 6 ай бұрын
Thank you for reaching out and providing us with valuable experience
@abduyassin
@abduyassin 6 ай бұрын
I think age had toll on the guest. ELF (Gebha) was the one trainning and hosting EPRP and not the EPLF (Shabia) was training and supporting the Woyanne. EPLF had done a lot for the Woyanne including the march to Addis in 1991 was led by EPLF. A war with such sophistication was beyond the Woyanne capability. May Asgade rest in peace, the least I can say is that he is confused.
@robelteclemichael763
@robelteclemichael763 6 ай бұрын
የጥፍእካ ጠስጣስ ሓሳዊ ተራ ተጋደልቲ ከይተረፉ ኣብኡ ተዓሊምና ይዕልሙልና ኔሮም ኢሎም እንዳመስከሩ ንዑቕ ጠስጣስ ክብሪ ኣልቦ
@user-we6qj5tx7o
@user-we6qj5tx7o 6 ай бұрын
ጠስጣስ ፅግዕተኛ ከብዱ ዘመዱ ባንዳ
@tututimu8611
@tututimu8611 6 ай бұрын
Chika Anseba shaebiya dirbay
@samcity7267
@samcity7267 6 ай бұрын
አይ ሻቢያ ኤርትራ ምቀኛ፣ተንኩለኛ፣ልቡ የማይገኝ ጠመዝማዛ የዘላለም ዉሸታም መጨቼም የማይለወጥ አረመኔ ችጋራም !!!
@user-re5hv9nz3d
@user-re5hv9nz3d 6 ай бұрын
Part 2 ,3 በይዛኻ አቅርበልና please ንሕና መንእሰይ ተጋሩ ብዛዕባ እዙይ ቁርዲድ ውድብ ኽንፈልጥ መሰል ኣለና
@netsanettdf9263
@netsanettdf9263 6 ай бұрын
ረሳሕ ቁርዲድ ንስኹም ኢኹም ካሕዳማት ሓሳዎ
@ararbb1234
@ararbb1234 6 ай бұрын
ክሕደት ዳኣ ናይ ኣቦታትኩም እንድዩ ካሓዳማት ሻዕቢያ ሓባ ዓጽሙ ዳኣ ኣብ ሳሕል ሰሪሕኩም ኣብ ፒሪቶሪያ ወሲዱ ፈንጢሕኩም ። 🇪🇷💪🏽
@First-Eri
@First-Eri 6 ай бұрын
ሻዕብያ ስለ ዝጸላእካዮ ታሪኽ ኣይካሓድን እዩ ጀነራላት ህውሓት ግን ኣብ ሳሕል ታዓሊምና ኢሎም ሰሚዒናዮ ኢና ስለዚ ሓቂ ኣይትቅበሩ
@hanahagos7732
@hanahagos7732 16 күн бұрын
እንባዓል መለስን እስካእህዚ መሰል መለስን ንትግራይ ኢንክሊል የብልዋ አለው. መሬት ትግራይ ድአ ትትፋአዮም እንበር. ብወገነይ እቲቃልሲ 17ዓመት ንኤርትራ ሐራ ምውጻእ እዩ ነይሩ ንትግራይ ዓይነበረን ናይሻጥር ቃልሲ እዩ ነይሩ. ህዚ እውን ትግራይ መሬታን ድንበራን ብዘይ ፍለጥ ካበይ ናበይ ዘይብሉ ኣብ እንይንይ ኣነባ ኣነባ ናይ ስልጣን ክፍፍልን ጥቅምን ይባልኡን ኣለው. ዳህራይ ከርክቡሉ እንዳኻኣሉ. ከመይ ዝበለ ክፉኡ ረጋማይ እዩ ረጊምዋ ንትግራይ????
@minneapaul804
@minneapaul804 6 ай бұрын
እዚ ዩ ቲ ሐቂ ጉድ ሕወሐት መለስን ስብሐትን ህወሐት አፍሪሶማ
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 6 ай бұрын
ኤርትራዊ ንጹር ዕላማ ሒዙ እዩ ተበጊሱ ዕላምኡ ጨቢጡ። ከመይ ከም ዝጨበጦ መጋድልትኻ ዝነበሩ ብዓል ብስራት ኣማረ ዝብልዎ ስምዓዮ። 19 ክፍለ ሰራዊት ምስ ምካናይዝዱ ናይ ኢትዮጵያ ኣብ ኤርትራ እዩ ነይሩ። ኣብ ትግራይ ሓደ ክፍለኣአራዊት ነይሩ ኣብቲ መውዳእታ ሓንቲ ካልእይቲ ተወሲኻታ ። በዚ ምኽንያት እቲ ዝዓበየ ስራሕ ሻዕብያ እያ ወሲዳቶ ኢሉና። ጆቤ እውን ከምኡ። ኣቦይ ስብሓት ውን ከምኡ። ሕጂ ንስኻ ትብሎ ዘለኻ ኽኣ ካልእ። ትግራዋይ ራኢ ዝብሃል የብሉን። መምስ ዝነፈሰ ንፋስ ኣቕጣጭኡ እንዳ ቀየረ እዩ ዝነብር። እዚ ኸኣ ንህዝቢ ትግራይ ናብ ኩዕንቲ ምብላዕ ኣብጺሕዎ ኣሎ። ኣብ መበል 21 ክፍለ ዘበን ብጥምየት ዝረግፍ ኣብ ትግራይ ጥራሕ እዩ። እዚ ከኣ ብሰንኪ ሕውሓት እዩ።
@kudusgebremarim
@kudusgebremarim 6 ай бұрын
KKKk werhader aynberkan dka Shabya 19 kifle serawit nibala zeynbera
@Paulos-zh5gc
@Paulos-zh5gc 6 ай бұрын
@@kudusgebremarim ወትሃደር ዘይኮነ ኤርትራዊ ኸ ኣሎ ድዩ። ብ 91 ባዕለ ብዓይነይ ዝርኣኽዎን ዶብ ኤርትራ ኤነትረ ጌረ ዶብ ዓዶም ዘሳገርክዎምን 102 ሸሕ ምሩኻት ነይሮም። እዚእቶም ተረፍ ናይቶ ዝረገፉን ንሱዳን ዝሃደሙን ማለት እኦም። ስለዚ ገምቶም ክንደይ ሰራዊት ከምዝነበረ። ብስራት ኣማራ ናይ ወያነ ሓላፊ ስለያ ዝነበረ እዩ። ኣልዕ ኣቢሉ ተዛሪቡ ኢለ እይሓስብን። ወያነ ምስ ሓድ ክፍለ ሰራዊት ጥራሕ እያ ትዋጋእ ኔራ ዝበለና።
@kudusgebremarim
@kudusgebremarim 6 ай бұрын
@@Paulos-zh5gc xubuk aleka kubur haw Weyane 1 kifle serawit eya hagiza Natna kebid bret hawiska bizh eyu 19 kifle serawit bezhu
@habtomgebray
@habtomgebray 6 ай бұрын
ዋላ ህዝቢ ትግራይ ስለ ዝለበመ 400 like ዲያስፖራ ረኪብካ ካብ 6ሚልዮን ህዝቢ ትግራይ ክክ
@solomontekleegzy3797
@solomontekleegzy3797 6 ай бұрын
TPM ፀረ ህወሓት ፀረ ትግራይ አያ
@SaMikael
@SaMikael 6 ай бұрын
Hzbi tigray zfelto haki eyu ksab mwudak DERG terah zeykone DERG ms wedeke wun ksab 1995 ksab gizawi mengsti ethiopia zregaga tegadelti eritrea eyom xetta nay ethiopia zhlwo nerom.🇪🇷
@erisam9695
@erisam9695 6 ай бұрын
Abet hasot😢😢😢
@EskyasTesfay
@EskyasTesfay 6 ай бұрын
ሕዚ ኮይንካ እንትረአ ናይ ግ ገሓት ዓላማ ትኽክል እዩ ነይሩ!!
@yitbarekfessehaie2741
@yitbarekfessehaie2741 5 ай бұрын
ወያኔ ጉደኛ ዓጀአጀዋ ደረት ዘይቡሉ!! ሃለውለው ከውሩዩ ንመቓብሮም!!! እዚዉን ናቱ ሃለውለው ክዛረብ ንመኦቱ ክጓዕዝዩ!! ሕልሞም ይዓጅበካ!!! ትስረቐላ ዝብለጹላ ምስ ሰኣኑ እቲ ልሙድ ዓጀውጀዎም ይጅምሩ ከሕዙኑኻ...!!!
@fana-ng3lj
@fana-ng3lj 6 ай бұрын
፦ ሓቅኻ ንሕና ኢና ተቃለስቲ ንስኹም አይኮንኹሙን ኢሎም ንተጋዳላይ ኪሕዶሞ ነቲጅግና ፦ እቲኻልአይ እቶም አጃ ዝብሃሉ ክቃለሱ ናኻኣሉ ህዝቦሙን ተጋዳላዮሙን ኪሒዶሞ ወፂኦም። እናተቃለሱ ተዝቅፅሉ ኹሉ ምደገፎም ነይሩ ክስዕሩውን ምኽኣሉ።
@tgeb6431
@tgeb6431 6 ай бұрын
But EPLF has the might to decimate and dismantle TPLF. You can't deny that. We saw it just two years ago.
@user-xc7yc8tx5m
@user-xc7yc8tx5m 5 ай бұрын
ኣድሓኖም ሰርጸ፣ እዞም ኣብ ዓዲግራት ጥቃ እንዳኣምናኣረጋዊ ኣሎ ዝብሎ ዘሎ ተረፍ ናይ ግገሓት ሰብኣይ ክትእልሾ ኣለካ። ኣነ ኣብዚ ኣለሻ ክሕግዘካ እክእል እየ ብፍላይ ትክክለኛ ሽሙን ዝነብረሉ ከባቢን ኣቶ አስገደ ኣረጊጹ እንተነጊሩና ክንደልዮን ክንረክቦን ንክእል ኢና። እዚ ሰብኣይ ማለት እውን ግገሓት ዝነበረ ብዙሕ ዝዝረብ ታሪክ ክህልዎ እዩ። በጃካ ድለዮ፣ ኣነ እውን ኣፍቲ ዝብሎ ዘሎ ከባቢ ቤተሰብ ስለዘለውኒ ኣብ ምእላሽ ክተሓባበረካ እክእል እየ።
@gobromm9662
@gobromm9662 6 ай бұрын
ኽደት ደኣ ናይ ኣቦኩ ኣቦሓጎኩም ኢዩ ሞ ትሕታ መሬት ካኣ ይኢትኩም ይርከብ ክክክክክ
@tututimu8611
@tututimu8611 6 ай бұрын
Hasawi Anseba nay abo nimen nihabo hasawi shaebiya
@amanuelberaki770
@amanuelberaki770 6 ай бұрын
አታ ቁሩብ ስክፍ ዘይብሎም ሕልና አልቦ ዐበይቶም ንእሽተኦም ብክሕደት ዝተሰርሑ ፍጡራት ቃሎም ክቅይሩ ሕፍር ዘይብሉ ስዩም መስፍን ብተደጋጋሚ ዝአምነሉ ዝነበረ ሽምጥጥ አቢልካ ክሕደት እቲ ቅድም ቃለ ምሕተት ዝገበርዎ ስክፍ ዘይብሎም ሕልና አልቦ ታሪክ አይምሕርንዩ
@weghta3315
@weghta3315 6 ай бұрын
Yes he is right ✅👏🙌 I hope you are King of Tagerue people !!!!!!!!
@rahelbey1004
@rahelbey1004 6 ай бұрын
ወያናይሲ እንዓበየ እዩ ዝዕሹ ትግርም እያ እዛ ዘረባካ መስኪን እዚ ወለዶ ብሕሶት ሕጺብኩሞ ክትሓልፉ ኢኩም ፈራስ ገዛ መሰረት ዘይብሉ ኪዱ ቃል ታደሰ ወረደ ካሎኦትን ስምዑ ዮቱብ ራኣዩ ሻዕብያ ኣብ ሳሓል እንታይ ከም ዝገብርረልኩም ደብረጸን ክይተረፈ ኣቡኡ ራድዩ እናተማህረ ብማካናይዝ ታምክታት ሻዕብያ ተመሪሕካ ኣቲካ ዓመት፡ምሉእ ዋሕስ ኮይኑካ መስኪን መንእሰይ ትግራይ ኣቦታት ኣይረከበን ብሕሶት ዝብጻእሕ የለን ሕጂኸ፡መን ኣውሪዱካ ኣብታ ባይታ እቲ ዝሰቅለካ ዕለት 28 ወንበር ኮፍ ኣቢሉካ ዕለት 28 ድማ ወንበር ኣግዲፍካ ጠላማቶ
@Trendy-nd9ho
@Trendy-nd9ho 5 ай бұрын
አስገደ ጓሳ ድብራይ ክክክክ እንታይ አፍሊጥካ
@Dermas2024
@Dermas2024 6 ай бұрын
ከምዚ ሰብኣይ'ዚ ዝሕሱ ሰብ ኣብ ዓለም ምሉእ ተራእዩ ኣይፈልጥን። ግንባር ገድሊ ሓርነት ትግራይ(TLF) ብተጋድሎ ሓርነት ኢርትራ (ELF) ዝዝወር ኮይኑ "ትግራይ ትግርኚ" ዝብል መርገጽ ሒዙ ንቀይሕ ባሕሪ ወሲኽካ ንህዝቢ ከበሳ(ዶግዓ) ህዝቢ ኢርትራ ምስ ተግራይ ክጥርንፍ' ይቃለስ ኔሩ ይብል። ወይ ጉድ! ይኣይ ብጀብሃ እንዳተቐይስካስ 'ትግራይ ትግርኝ' ይብሃለለይ። እዝስ ጻዕዳ ሓሶት ዝይኮነስ ዕብዳንዩ ዝብሃል። እንተቲ ሻዕብያ ዋላ ሓንቲ ኣይሓገዘትናን ዝብል ግን ኣብ ትግራይ ልሙድ ናይ 'በሊዕካ ኣሉ' ዓጀውጅው'ዩ። ከም ብዕዓል ወዲ ወረደ ዝኣመሰሉ ወተሃደራዊ መራሕቲ ከምዝመስከርዎ ወያን ካብ መሰረታዊ ስልጠና ጀሚርካ ስጋብቲ ዝልዓለ ህዝባዊ (conventional) ቅዲ-ኩናትን ምምራሕ ታንክታትን ካብ ሻዕብያ ከምዝተማህርዎ እዮም ዝምስክሩ። ብዛዕባቲ ንሕና ካብ ሻዕብያ ንበልጽ ኔርና ዝበሎ ከምኡ እንትኾይኑ እስከ ምስቲ ሻዕብያ ኣብ ውግእ ኣፍዓበትን ምጽዋዕን ዝኣመሰሉ መስተንክራት ዝወዳደር ዓወታት ወያነ ይንገረና። ግን ካበይ ክመጽእ! ካብ ብዓል ከምዚ ዝእመሰሉ ዛህላይ ማህላይ! ሻዕብያ ድኣ ነቲ ነቲ ኣብ ኤርትራ ዝነበረ 80% ናይ ጠቅላል ሰራዊት ኢትዮጵያ ገጽ-ንገጽ ገጢሙ ዝስዓረን ንብሙሉኡ ኣብ ኣስመራ ዝነበረ መደበር ሓይሊ ኣየር ኢትዮጵያ ብመስተክራዊ ስርሒት ዝደምሰሰ መወዳድርቲ ዝይብሉ ሓይሊ መንባሩ ጸላእቲ ከይተረፈ ዝምስክርዎ ሓቂ እንድዩ። ካብኡ ሓሊፉ፡ ሻዕብያ ድኣ ንወያነ ኣብ ክሳዱ ሓንጊሩ ብታንክታቱ ዓጅቡን ናብ ኣዲስ ኣበባ ዘእተወ ውድብ ምዃኑ ኩሉ ዝፍፈልጣ ሓቂ'ዩ።
@esaiasberhane6756
@esaiasberhane6756 5 ай бұрын
Aregit hassawi !! just prior the Red-Star or shabia dubbed it "6th offensive" camping in 1982,there were more than 2000 Tigrayan recruitees in the drill camps of shabia in Sahel to be trained as guerrilla fighters.Wedi-Aksum Tigray.
@yemanebarya7006
@yemanebarya7006 6 ай бұрын
ኤርትራውያን ንፈትዋ መስሓቅ ድራማ - ትግራይ😂።
@ssolomon594
@ssolomon594 6 ай бұрын
ጻድቃን ፡ታደሰ ወረደ ፡ ልማሃርካ ንስኻ ኢኻ ? ኣይሓቆም እንድዮምብ ብናይ ቀደማይ ዓለም ውግእ ቅዲ ገይሮም ፡ ኣሕዋትና ልኣለሹ ደኣ ።😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@sojoo2217
@sojoo2217 6 ай бұрын
ሕዋሓት ስሊጣን ምሓዘ ወድያውኑ ኢዩ ትቃይሩ ፅረ ድሞክረስ ዝኾነ ስሊጣን ጥዕምዎ አረመን ኹዩኑ
@michaelberhane7614
@michaelberhane7614 6 ай бұрын
He just forgot what he wrote about Shaeba
@tesfaldettesfamariam8310
@tesfaldettesfamariam8310 4 ай бұрын
ኣታስብ ኣይ ክንደይ ትሕሱ ዓለም ብዓለሙ ዝፈላጦ ትሕሱ
@aibuyodit6749
@aibuyodit6749 5 ай бұрын
Hasawiiiii
@mamamyhero6455
@mamamyhero6455 6 ай бұрын
Shabia asebut eyom 💪💪💪💪💪💪🦾🦾🦾🦾🦾🦾💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪💪
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 6 ай бұрын
ረሳሕ ባርያ ዓድካ ኣድሕን ተረፍ ዓሳ ወዲ ገይ 🌈🌈🌈😂😂😂
@tututimu8611
@tututimu8611 6 ай бұрын
Devils
@mamamyhero6455
@mamamyhero6455 6 ай бұрын
@@dejenweldemichael4289 hasadat keniat budatat hasadat kabzi wuxu nikedem hademti teref dron tref amharay teref oromo bariya nay bihere seb ketali hawu 1998 ziresanayo key mesleka kehadi. Bi gibrukum tenkolkum nabakum tegelbita.
@selemunabede6712
@selemunabede6712 6 ай бұрын
17 people trained by shaebia , shaebia gave 17 arms (riffle) and arm strugle for17 years with the guidance and support of Shaebia. 17, 17, 17 😂😂😂😂😂
@SabaMekonnenOfficial
@SabaMekonnenOfficial 6 ай бұрын
❤❤❤
@tesfamariamberhe5826
@tesfamariamberhe5826 5 ай бұрын
ስቅ በል ናእባእ ።
@azmachmeresa6059
@azmachmeresa6059 6 ай бұрын
wow
@kakamhari1433
@kakamhari1433 6 ай бұрын
Nai bahaki belih sebai
@kidanehaddish
@kidanehaddish 6 ай бұрын
ናይ እቱ ወቕቲ ዘገናዘበ ኣጀንዳ ኣይኮነን። ብመሰረቱ ኢትዮጵያኒስት ኣታሓስባ ዘለዎ ትግራዎይ እንተኾይኑ እዚ ማለት እቱ ቀንዲ ሕማም ምንሽሮ ትንራይ ማለትዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ ሸዋውያን ተጋሩ ማለትዮም። ንትግራዋይ ካብ ምስኢትዮጵያ ትቐፅል ካብ ምባል ንላዕሊ ክፍኣት(ሓደጋ) የለን ።
Советы на всё лето 4 @postworkllc
00:23
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН
ПОМОГЛА НАЗЫВАЕТСЯ😂
00:20
Chapitosiki
Рет қаралды 27 МЛН
Please Help Barry Choose His Real Son
00:23
Garri Creative
Рет қаралды 18 МЛН
የፍራንኮ ቫሉታ መፈቀድ፣ "አንደራደርም"፣ የደብረጺዮን ዳግም መመረጥ
Addis Compass Media / ACM / አዲስ ኮምፓስ ሚዲያ
Рет қаралды 820
Советы на всё лето 4 @postworkllc
00:23
История одного вокалиста
Рет қаралды 5 МЛН