SNQR NEW ERITREAN MOVIE 2021 LAST PART 2 By DANYOM ስንቅር ብ ዳንዮም

  Рет қаралды 93,823

HarerEri Media

HarerEri Media

Күн бұрын

Пікірлер: 230
@robel3450
@robel3450 2 жыл бұрын
Kab 1000 ሓተላ part ሓጻርን ጽፍፍትን ኽምዚ ስራሕ ኣይትጋዱፋና pls keep going nice movie.
@gimjatekie3526
@gimjatekie3526 2 жыл бұрын
Nay bhaki
@amoratubeeagle7627
@amoratubeeagle7627 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪትን መሳጢትን ፊልም ❤❤❤ ብፍላይ ኣብ ደገ ንነብር ኤርትራውያን ከምዚ ህይወት ዳርጋ ንቡር ይኸውን ኣሎ ሞ ልቢ ንግበር ሓዳርናን ደቅናን ብተጻዋርነት ንሰዋኣሉ 🇪🇷❤🇪🇷 ፍርቱና ነብሲ ተደርቢሽኪ እንዲኺ ኦሮሞይ ምስታ ሓንቲ ይቀጽል እንበር ገደፍዮም 😂😂😂😂😂
@yared928
@yared928 2 жыл бұрын
ወሪድዋ ዶ ገና ትምህርታ ዘይወድአት ሲ ኣቦ 2 ቆልዓ ክትምርዖ
@Dehab_Tv
@Dehab_Tv 2 жыл бұрын
ናይቡሓቂ
@filifilifilifilifilifilifi4752
@filifilifilifilifilifilifi4752 2 жыл бұрын
@@yared928 fqri eyu eti wesani
@kiflomnegash9998
@kiflomnegash9998 2 жыл бұрын
ከምዚ ከማይ ኣንተኾንኩም እዛ ፊልም ኣዚኣ ብትሕዝቶኣን ብሙዝቃኣን ከምኡ ድማ ብጣዕሚ ብሉጻት ተዋሳእታን ብጣዕሚ ፈትየያ።የቐንየልና ብሩኻት ደቂ ኤረ
@rutamehari6080
@rutamehari6080 2 жыл бұрын
ከብደይ በሊዓትኒ ይዕተይ ደው ምባል ኣቢኒ ኣዚያ ጽቡቅቲ ፊልም እያ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ይሕዋተይይይይ 🤔😘🙏
@semerearaya9789
@semerearaya9789 Жыл бұрын
Me too
@tesfalemfissaha1124
@tesfalemfissaha1124 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ኣብ ዓለም እቲ ዚኸፍአ ነገር እንተልዩ ጽባሕ ዘምጽኣልና ሳዕቤን ኣብ ደቅናን ኣብ ኣእምሮናን ዘይወጽእ በሰላ ዩ። ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለና እዞም ደቅና እቲ ናትና ምፍልላይ ዚገድፈሎም በሰላን ኣባና ዘሕድርዎ ጽልእን እዚ ዘይብሃል ዩ። እዛ ፊልም ሪኡ ዘይድንግጽ ኣይህሉን። እሞ ኸኣ እቲ ሓደ ኣካል ዋላ ንጣብ ከይ በደለ እዚ ወጽዓ ደቁን መጻምዱን ክርኢ ናይ ሞት ሞት ዩ 'ሞ ሓደራ ነብስና ወጽዕና መላእ ስድራ ኣይነዕኑ። ንደረስትን ተዋሳእትን ኣምላኽ ካብዚ ንላዕሊ ክትሰርሑ ምሉእ ጥዕና ሂይቡ ይሓልኹም። ኣሕዋቴ ንተኣማመን ንነብስና ኮይና ንደቅና ክንከውን።
@liverpool3226
@liverpool3226 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ከየመስገንኩኹም ክሓልፍ ዘይደልዮ ዕድል ስለዝሃብኩምኒ የቀንየለይ፡ናይ ብሓቂ ኣብ ሂወት፡ሂወት ሓዳርን ዘጋጥም ዘይምስምማዕ ዘምጽኦ ዕንወት በቲ ሓደ፡ኣብ ሓዳር ተጸዋዊርካ ተሰማሚዕካ ዘይምኻድ በቲ ካልእ፡ልዕሊ ኩሉ ኣብ ሓዳር ሰብኣይ ይኹን ሰበይቲ ክዛረብ ከለዉ ተጸሚምካ ሓሳባት ዘይምውዳእ ዘይምርዳእ ጥፍኣቱ ኩሉ ግዜ ገድልዩ።ስለዚ ነዚ ሓሳብ ኣምጺኹም ትምህርቲ ዝሃብኩምና ኩላትኩም ስነጥበባውያን ሃገረይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም የቀንየልና።ኣብ ዝምጽእ ኣዝዩ መሃሪ ዝኾነ ከተምጽእልና ብተስፋ ንጽበ፡ደጊመ የቀንየልና።
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 2 жыл бұрын
አጓላት እማ ንፅመም ኢና ንውላድና ክንብል አወዳት ግን ናይ ደገ ነገር ማለተይ ናይ ስርቂ ፍሉይ ነገር ከም ዘለዎ ይመስለኩም እሞ ሐዳርኩም ትብትኑ SO ተአረሙላ አወዳት ልቢ ግበሩ ንውላድካ ክትብል እውን መስዋእቲ ትከፍል ኢካ ግን ንኩላትና ልቦና ይሃበና ፈጣሪ🙏
@edenaynalemn3036
@edenaynalemn3036 2 жыл бұрын
ደራሲ ትን ዳይርክተርን ሰላም ሙልጌታ (ዳንዪም ) 😍😍😍😘😘😘🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🙏🙏🙏
@kidanemariameyob8752
@kidanemariameyob8752 2 жыл бұрын
ንደራሲት ዳሪክተርን ሰላም ሙልጌታ (ዳንዮም) ኣዝየ ኣድኒቀያ። ብራቮ ኣጆኺ ቀጽልዮ። ዝበዝሕ ድራማታት ሃገርና ነቲ ብደቂ ተብዓትዮ ዝፍጸም ጌጋታትን ብድዐን እዮም ዘንጻባርቁ እዚኣ ግን ብ ጋል ኣንስተይቲ ዝተደርሰት ጉድለት ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ሓዳር እያ ተንጸባርቅ። እንተኾነ ከምዚ ዓይነት ጸገማት ካብ ወዲ የብሉ ካብ ጋል የብሉ።
@kubromteame6355
@kubromteame6355 2 жыл бұрын
ዋውውውውውውውውውውውውውው ሓጺርን ጽፉፉን ፊልም ናይ ብሓቂ የቀንየልና።
@tsiontesfay3632
@tsiontesfay3632 2 жыл бұрын
አታ አምላኽ አቦይ መስተውዓሊት መሓዛ ሃበኒ አብ ዝኸድክዎ አብ ዝሸገረኒ ሽግረይ ዝፈትሓሉ መንገዲ ሓቢራ ፅቡቀይ ትደሊ ናብ ሰላም መንገዲ ትመርሓኒ እምበይ ተፅድፈኒ ከይተቅርበለይ 🙏🙏🙏
@eritreanadeytebareki5959
@eritreanadeytebareki5959 2 жыл бұрын
Ja bihaki haftey
@Dehab_Tv
@Dehab_Tv 2 жыл бұрын
ቡሓቂ
@ምፍቃርምስቓይዩ
@ምፍቃርምስቓይዩ 2 жыл бұрын
እዛ ፊልም ብጣዕሚ ያ ተገርም ብጋል ኣነስተይቲ ተደሪሳ ተኣልያ ሙኻና ከኣ መሊሰኡ የደንቀካ እንድዒ ሓቂ ዩ በቃ እንታይ ዩ እቲ ጸገም ኣይፈልጥን የ ንደቂ ኣንስትዮ ከምኡ ዝገብረና? ሓዳር ሲ ኣይኪነን ዶ ብእንተታት ብ ዘረጋገጽካዮ ከማን ኣይግደፍን ዩ። ደቂ ኣንስትዮ ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለና ነብሰይ ሓዊሰ ከላበወክን ዝደሊ ተጠንቀቓ ኣስተውዓልቲ ኩና ። ዝተሰብረ ብኬሪ ኣይትምለስን ያ ንሕና ድማ ባዕልና ቤትናን ልብናን ኣይንስበር ህድእ ንበል ። ኣብ ሓዳር ከለኺ ንዝመጸኪ ሽግር፡ ከም ሽግር ኣይትሕሰብዮ ከም ፈተና ሕሰብዮ ዝኾነ ሕማቅ ውሳነ ቅድሚ ምውሳድኪ ካብ ኩሉ ዓውዓውታን ዕብዳንን ርሕቅ ኢልኪ። ንነብስኺ ግዜ ሂብኪ ሕልናኺ ስምዕዮ። ብርግጽ ሕልንናና ኣይጋገን ዩ። ስምዒታትና ዩ ዝጋገ ኩሉ ግዜ። 2ከኣ ን ዓበይትን ኣብ ሓዳር ነዊሕ ኣብነት ዝኾኑ ሰባትን ምኽሪ ሕተቲ ወይ ድማ ናይ ሃይማኖት ሰብ። ወይ ውን ናይ ስነኣእምራዊ በዓል ሞያ? ብዙሕ ክፍታሕ ዝኽእል ጸገማት እንከሎ ደቅናን ሓዳርናን ኣይንስበር ሓደራኽን ኣሕዋተይ ግዜ ከቢድ ዩ ስደትት መሪር እዩ ፈተነታት ውን ብዙሕ ዩ ይርደኣኒ ዩ። ግን ኣጆና በርትዓትን ሓያላትን ኩና። መታን ከይትጥዓሳ ጣዕሳ ሞት ዩ። ዘይምለስ ሞት በቃ።
@natusimon2697
@natusimon2697 2 жыл бұрын
ናይበሃቂ ቃለ ሂወት የስመኣልና ደስ ተብል ፍሊምን ኮመንትን
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 2 жыл бұрын
ሓጻርን ጽፍፍትን ብልጽን ማሃሪትን
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
@nahomnahom7204
@nahomnahom7204 2 жыл бұрын
@@iteentertainment ጌርልካ ብሮ
@ብርገድንሓመዱ
@ብርገድንሓመዱ 2 жыл бұрын
ዋውው ገል ዓይነት ምቅርቲ ፍሊም ምስ ሙቁራት ተወሳእቲ ጥዑም ደርፊ ገሊኦም ከንውሕዎ ክብሉ እዮም ዘበላሽዉዎ ሞ ከምዚ ጽፉፍ ስራሕ ውን ኣይጽላእን እዩ ብካልእ ክትምሎሱና ብተስፋ ይጽበ የቀኒየልና
@mehariyemaryamlij8586
@mehariyemaryamlij8586 2 жыл бұрын
ቡሉጽ ስራሕ መሃሪት ፍልም ደቂ ኤረይ ማዓረይ ሰላምን ቅሳነትን ንሃገርና ❤️❤️❤️
@saliem4099
@saliem4099 2 жыл бұрын
ጽፍፍቲ 👏👏
@mengistabhabtegabir507
@mengistabhabtegabir507 2 жыл бұрын
ኣብ ነብሰ ወከፍ ሰብ ዘጋጥም ዘሎ ነገር እዩ ልቢ ንግበር እስከ ኤረትሪን ነስተዉዕል ኣቱም ሰባት ፍሩቲ ከኣ ኣጆኺ ካብዚኣ ከ እንታይ ተማሂርክን ደቀምስትዮ ❤💞❤🇪🇷🇪🇷💞❤🇪🇷🙏🙏🙏
@shdaentertainment213
@shdaentertainment213 2 жыл бұрын
Your work is beautiful as always Selam keep it up my Sis 🥰🥰🥰
@segenmebrahtu1310
@segenmebrahtu1310 2 жыл бұрын
Such a great movie❤️🇪🇷
@natusimon2697
@natusimon2697 2 жыл бұрын
ዋውውው ናይ በሃኪ ሃጻርን መሃሪትን ካብ ዘይወጽ ታሳ ኣስፊህናን ተረዲናን ክንወስን ሰላምን ትናን ንኩልና ስደትና የህጽረልና
@nanu-
@nanu- 2 жыл бұрын
Eza film ms Rahela tbl nay Helen meles film buzuh zemasasl alewa bzkone tsbuk srah
@yemaneteklay3804
@yemaneteklay3804 2 жыл бұрын
Etay zerakb alewa gemijae
@meley2k18
@meley2k18 2 жыл бұрын
Aza maharit film👌furit gn btaemi adengitsatni mskineyti abzey tfelto alem ata mewtsei seina💔trgum ebdan taesa tray u .
@ሓውሳሮን
@ሓውሳሮን 2 жыл бұрын
እዋይ ብሓቂ ንውሽጢ ነቢዐ ኣብ ክንዲ ስምረት
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ
@ስለኩሉነገርተመስገንመድሃ Жыл бұрын
ውይይይ ናይ ብሓቂ ገራሚት ፊልም ኢያ ኣብ tiktok ኢየ ሪአያ መፂየ እና ኣዝያ ኢያ ማሃሪት 👌👌👌👌
@kibromgebreselassie6012
@kibromgebreselassie6012 2 жыл бұрын
ብሉፅ ስራሕ።
@Aki-dj2dj
@Aki-dj2dj 2 жыл бұрын
Welcome dekiy erey mukurat 🇪🇷❤😘💖
@andityohannes9332
@andityohannes9332 2 жыл бұрын
Thank you writing ✍ man God bless you 🙏 great finishing ni seb hadar timhirte iya
@liyaabraham8881
@liyaabraham8881 2 жыл бұрын
Wow aziya meharitin azenagaetin deqi erey Wdieti ❣️🇪🇷❣️💋
@yodittsegay1036
@yodittsegay1036 2 жыл бұрын
Educational great movie And beautiful music👍🏾👌🏾🙏🏾
@godislove1967
@godislove1967 2 жыл бұрын
Blbi nbeat dew mbal abini😭😭😭😭😭😭😭btaemi maharit film eya nfeu derasi and artist love u deqi Erey xbuqat ❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@copyetbark3273
@copyetbark3273 2 жыл бұрын
ህዝቢ ክመሃረላ በጃኹም ኣብ eri tv እንተትድገም ክንደይ ጽቡቕ ኔሩ... ቡዙሕ ህዝብ ኣሎ ኔት ዎርክ ዘይብሉ... please ሕሰብሉ...
@rehase6531
@rehase6531 2 жыл бұрын
ሓጻርን ጽፍፍትን ጽቡቕቲ ስራሕ። ግዳ ብፍቕሪ ሸዊት ሰረቐ ተሓሚሰ ኣለኹ’ሞ ገለ ተሓባበሩኒ'ስከ
@fhjjhyyu9639
@fhjjhyyu9639 2 жыл бұрын
ኣብኽኪሙና ኣሕዋተይ ፅብቅ ሰራሕ
@hamerhamar1635
@hamerhamar1635 2 жыл бұрын
ፉርተይ ሽኮር ኩሉ ግዜ ስሐቅለይ ምቅርቲ አይትብከይ ሐላለይ ሂወት ምስቅልቅል እያ😏
@wedigebru5102
@wedigebru5102 2 жыл бұрын
ብልጽትን ጽፍፍትን ናይ ብሓቂ ማሃሪት
@Naher1110
@Naher1110 2 жыл бұрын
Btami maharit filim tsbuk atalaliya Selu kabzi nlali kntsbeyeki ena ❤️❤️❤️
@ወዲእገላ-ጘ2አ
@ወዲእገላ-ጘ2አ 2 жыл бұрын
ሞኒካ ዝኾነት ምሓዛ ኣጋጢማትኪ ፍርቲ ቅጭን ክክክክክክክክክ
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሓወይ ሳብስክራይብ ግበረለይ መደበይ ሪኢኻ
@ወዲእገላ-ጘ2አ
@ወዲእገላ-ጘ2አ 2 жыл бұрын
@@iteentertainment እሺ ገረልኪ ካ
@snittube3875
@snittube3875 2 жыл бұрын
Brukatey selamn fqrn zmelo gze ygberelna Fqri bzuh hatiat tkedn eya emo nfaqer 🙏😘
@ezgharyagoitom8977
@ezgharyagoitom8977 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ መሃሪት ፊልም ብልጽቲ ናይ 2021ኢለያ ኣለኹ ኣብ ዓቢ ቻናል ማለተይ ፍሉጥ ኤሪ ቲቪ ህድሞና ተተውርድዋ ዝያዳ ምተራእየት ማለተይ እዛ ሸው ኣይፈልጥን መስለኒ
@abrehetwoldemariam7460
@abrehetwoldemariam7460 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሓሪት ፊልሚ ❤❤❤
@biedekidun8710
@biedekidun8710 2 жыл бұрын
ዋው ብታዕሚ ጽቡቕ ስራሕ ❤️❤️❤️❤️
@atsedekahsu3911
@atsedekahsu3911 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ መሃሪትን ፊልም
@niyatandom4863
@niyatandom4863 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ተብል ምሃሪትን እያ ጽፍፍቲ ፈሊም
@elululey8979
@elululey8979 2 жыл бұрын
Xbqtii movi kab kulu meharit😘😘👍👍👍🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andityohannes9332
@andityohannes9332 2 жыл бұрын
Iza music abiza movies zella iba name nigorne thank you
@ትግራይዓደይከመይትህልዊ
@ትግራይዓደይከመይትህልዊ 2 жыл бұрын
እፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍፍ💔😭😭ብጣዓሚ ማሃርቲ ፍልሚ
@freta8958
@freta8958 2 жыл бұрын
ታብሌት ሰሪቕኩም ዝተባሃልኩምላ ፊልም ስርቂ ዘይናትኩም ክንሱ ።ብዝኾነ ሓጻር መልእኽተኛ ፉርተይ ኣሕዚንክኒ በቃ😢 ክትተባብዑ ዘለኩም ውሉዶ ደረስቲ ኢኹም፡ዘለኹምና 👌💪✔🇪🇷❤
@kbrinegzabherykun8396
@kbrinegzabherykun8396 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪት
@ፍረጋልትግራይ-ሠ4ቐ
@ፍረጋልትግራይ-ሠ4ቐ 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ መሃሪት💓
@helendaniel3404
@helendaniel3404 2 жыл бұрын
Btami tsebkiti film deqi Erey halalat ❣️❣️🇪🇷🇪🇷💯🇪🇷🇪🇷
@oneloveTv
@oneloveTv 2 жыл бұрын
What a great movie wawwwww ❤️❣️❤️
@ብርገድንሓመዱ
@ብርገድንሓመዱ 2 жыл бұрын
ተባእስካ ክትዕረቀ ልሙድ እዩ እንተ እዚ ምስ ካልእ ጠንቀላላዕ እልካ ምምላስ ግን ከቢድ እዩ ወላ ንሕልናካ ብፍላይ ኣብ ደገ ዘለክን ተጠንቀቃ
@Dehab_Tv
@Dehab_Tv 2 жыл бұрын
ዎው ሰላመይ ቡጥአሚ ፃቡቅትን መሓሪት ፍልም እያ መቸስ አቡዝሓፃረ መአልቲ ከምዝ መሓርን መሳጥን ስራሕ ክትመጻና ንጳበ ምቅርተይ በቃ ምስ ረአክዎ ካቡ ሓንጎለይ እቲ ናታ ሙዝቃን እቲ ናታ ንቡአትን ክርስአ ጸጊሙኒ ቡሓቂ መሓሪት ፊልም ሰላመይ G.B.U.
@arsemafilmon5742
@arsemafilmon5742 2 жыл бұрын
ዋውውውውው ናይ ባሓቂ ፊልሚ ቡነት ሓጻር ጽፍፍቲ
@filmonnetsrab5505
@filmonnetsrab5505 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብሉጽ ስራሕ መሃሪት ፊልም
@tsegabereket8076
@tsegabereket8076 2 жыл бұрын
Waaaa gel aynet film Fritey konjo ane emo mesaki eye nebiae Kultkum beahabera nefuate ekum nice qexelwo
@qwertasdfg2578
@qwertasdfg2578 2 жыл бұрын
🥺🥺🥺🥺🥺🥺 ከብደይ ግምጥልጥል ኢሉኒ
@samri1071
@samri1071 2 жыл бұрын
Baemi sbkti srah Amlak yhagzkum sleti meari flmkum msgana ybxahkum kuburat yehwatey 💔😭😭🙏
@ezgharyagoitom8977
@ezgharyagoitom8977 2 жыл бұрын
Mama medhney nafikeki ab jorjo film kulukum abza film zelekum ltnefu des ktblu😍😍😍
@tmnitasmerom5583
@tmnitasmerom5583 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ተንብዕ እያ
@asterkidane7376
@asterkidane7376 2 жыл бұрын
Wawwww ..👏the best educational movie
@hddhfds1300
@hddhfds1300 2 жыл бұрын
ዘይምአማን አኮ ፀገም አዩ አቲ ዓበየ ነገር አመነት አዩ ።ቅፂሉ ፍቅሪ ስላም ቅሳነትን ኣሉ
@wedihabte967
@wedihabte967 Жыл бұрын
ኣሕሕሕሕሕ ሙሉእ እዋን ፍልሚ ተኸታቲለ እየ እሞ ከምዛ ፊልሚ ኢዚኣ ጌራ ልበይ ዝሰበረትኒ ግን የላን ኦ ኣምላኸይ ንብዓት ወላዲተይ ኣተርእየኒ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Deki halali meriyeti deki ereyi 👍🏽🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐪🐫🇪🇷🐫🇪🇷🐫🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💛❤❤💙💚💚💚💚💛❤❤💙💚💚💚💙💙❤❤❤💛💛💛🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@fevenraie9380
@fevenraie9380 2 жыл бұрын
Waww btami tamti Film 🇪🇷😍
@nati1322
@nati1322 2 жыл бұрын
Welcome ❤♥️♥️❤
@natnaelbrhanenatnaelbrhane8447
@natnaelbrhanenatnaelbrhane8447 2 жыл бұрын
Welcome back
@HeroHero-ud5xz
@HeroHero-ud5xz 2 жыл бұрын
nay bahaki greta muvie daqi erayyyyyyy 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@bestlife7841
@bestlife7841 2 жыл бұрын
Waaaaw the best movie I love it btaemi meharit adkekum btaemi wawwww nkulatna ab dege nnebr meharit pl🥰🥰🥰
@መንደላይ-ፀ7ቀ
@መንደላይ-ፀ7ቀ 2 жыл бұрын
Btami geramit zkonet film
@biniamteklebrhan2654
@biniamteklebrhan2654 2 жыл бұрын
Haxaren xefiften 100%belxite Film 🎥
@-smiley1
@-smiley1 2 жыл бұрын
wow gele aynet film
@biniamkidane7687
@biniamkidane7687 2 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ሓጻርን ጽርይቲን ፍልም
@ወዲእገላ-ጘ2አ
@ወዲእገላ-ጘ2አ 2 жыл бұрын
ኮይንዋ ተወዲኣ ? ኡፍፍፍ ክትቅፅል ነርዋ ይዓኺ
@Momnateyalemey
@Momnateyalemey 2 жыл бұрын
Can anyone assist me name of the song many appreciate
@Azebchanal
@Azebchanal 2 жыл бұрын
ተወዲኣ ድያ
@harenatesfu9236
@harenatesfu9236 2 жыл бұрын
ብጣሚ ጽብቅቲ ክገርመም በዳሊ ዘሩዘሩ ይጣዓስ እዩ ግን ይጣዓስ ወይ ንሳ ትጣዓስ ደቅኻ ምስ ዓበዩ ግን ትርጉም ዘለዎ ኮይኑ ተረዳድካ ክትፈትሖ ኣለካ
@fifisweet1385
@fifisweet1385 2 жыл бұрын
Wawwww bitaemi des behalit film eya kab kulu meharit bizuh tenahire thanks
@frutunahanas815
@frutunahanas815 2 жыл бұрын
Wwwwwwwwwwwww
@asmeraeritra873
@asmeraeritra873 2 жыл бұрын
ዋውውውው ብሓቂ ምሃሪት ፍሊም
@yohannesghebreluul5824
@yohannesghebreluul5824 2 жыл бұрын
Btami maharit nemesgnekum Edmen tenan yhabkum xamakum yhabkum.
@hiwetandom9336
@hiwetandom9336 2 жыл бұрын
Wawwwww gele ayinet maarit Ms nfuati tewasaeti
@ambesajrsemere723
@ambesajrsemere723 2 жыл бұрын
ኣፈጻጽማ ሃሲኻና ጽቡቕ ስራሕ
@sanaytredae1406
@sanaytredae1406 2 жыл бұрын
Merehaba deki ereyi ikaa dahani metakumi shkurinatati 👍🏽🇪🇷🐫🇪🇷🐪🇪🇷🐪🇪🇷🐫🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💛💚💙💙❤💙💙💙🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚💚💛💛💛💛❤💙💙💙💚💚🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷🌷
@eliltaredae5200
@eliltaredae5200 2 жыл бұрын
ብጠዓሚ መሃሪት እያ
@ሜሪትግራወይቲ-ተ2ዸ
@ሜሪትግራወይቲ-ተ2ዸ 2 жыл бұрын
እረ ቤዛኩም ካሙኡ እትግብሩ ትዓርቁ ዋላ ትጥንሲ ዝይትስድዮ ኦ ነቢዐ
@tesfaymesele3385
@tesfaymesele3385 2 жыл бұрын
ዋው ምቃረት ዘለዋ ፍልም
@nahomadonay2004
@nahomadonay2004 2 жыл бұрын
Selamey 1000% aber zeybla movie good job gual hatney mearey nic
@adhanomhabtemaram5205
@adhanomhabtemaram5205 2 жыл бұрын
ትዝገርም ቪወርስ ዘይምህላዋ አዩ አዛ ፊልም ኣብቲ ሕማቅ ግን ትዕዘቡ ፡ ብዝኮነ ኣዝያ ማሃሪት ፍልም
@afrahismael1612
@afrahismael1612 2 жыл бұрын
Wawwwwwww deqi erey meharit film
@dadiboy720
@dadiboy720 2 жыл бұрын
👌 👌 👌 👌 no comment..
@helenbrhane5525
@helenbrhane5525 2 жыл бұрын
music feteia waww
@jagarjag2743
@jagarjag2743 2 жыл бұрын
Nay bhaki meharit zkonet srah ❤️🇪🇷🍓🍇
@iteentertainment
@iteentertainment 2 жыл бұрын
ሰላም ደቂ ኤረይ ንቀደም በሉ ናብዛ ቻነል ሓደሽቲ ኮሚድታት ፊልምታት ሃገርና ናባኹም ሳብስክራይብ ኣይትሕመቁ
@merkebteshale2196
@merkebteshale2196 2 жыл бұрын
Good job keep it ❤❤❤🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@سمرااا-خ1ل
@سمرااا-خ1ل 2 жыл бұрын
ብጣዕሚ ማሃሪት ፊልሚ
@mussieaklilu9876
@mussieaklilu9876 2 жыл бұрын
Qexlwou deqi erey xubqat gode plis you 🙏🙏🙏🙏🙏🙏🙏💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💖💓💓💓💓💓💓💓💜💜💜💋💋💋
@makdamakda7788
@makdamakda7788 2 жыл бұрын
𝙚𝙬𝙖𝙮 𝙠𝙢𝙯𝙞 𝙠𝙖 𝙖𝙡𝙤 😪😪😪👍👍𝙭𝙗𝙪𝙦 𝙨𝙚𝙧𝙝...
@eri-ttchannel5310
@eri-ttchannel5310 2 жыл бұрын
ናይ በሓቂ ሰንቅር ኣዝያ ዝመሰጣትኒ ድርሰት። ጽቡቅ ስራሕ ሐጽር ኢላ ድኣምበር። ተስፋ ንገብር ካልኣይ ክፋል ክግበረላ። ምኽንያቱ መሃሪት ኢያ ብሓቂ። ግሬት ጆብ ደቂ ኤረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kahsayghebretnsae4777
@kahsayghebretnsae4777 2 жыл бұрын
ab awadedea mara akeyfkumuni,mknyatu bzey texebenaya sle zwedeet,nine guys
@መብራትጋልክንፈ
@መብራትጋልክንፈ 2 жыл бұрын
ንጌጋ ብጌጋ😰እቶም ኣብ ፈተና ዝዕገሱ ክንደይ ዕድለኛታት ዮም
@eduedu730
@eduedu730 Жыл бұрын
😢😢😢
@hageralemiweldhanse9608
@hageralemiweldhanse9608 2 жыл бұрын
What a nice shot film👌
@amlesomkibrom4743
@amlesomkibrom4743 2 жыл бұрын
Wwwwwwww gele aynet btaemi xubuk srah kabzia buzuh timhrti ena temahrna kexliwo des tebill srah mahertin
@copyetbark3273
@copyetbark3273 2 жыл бұрын
OMG.... tnxs eritrean actors
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 15 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶 #gen
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 33 МЛН
the balloon deflated while it was flying #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 32 МЛН
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 31 ( BY BRUNO )
44:05
Awra Tube
Рет қаралды 163 М.
መዘንግዕ ካሜራ ን ዞማይ ፊሊ🤣
25:40
The S Family
Рет қаралды 199 М.
EMN - ማጨሎ ጽምብል ልደት  - Eritrean Media Network
1:00:03
ERITREAN MEDIA NETWORK
Рет қаралды 443 М.