No video

July 16,2024-ምኽንያት መውደቅቲ ቢንያም | ምርመራ ቢኒ | Breaking News

  Рет қаралды 70,843

Solo Media

Solo Media

Күн бұрын

Solo media is an independent and Authentic Eritrean Media Outlet

Пікірлер: 570
@Footballyoutube12
@Footballyoutube12 Ай бұрын
ደሓን በሉ ክቡራት የሕዋተይ ብሓይሊ እግዝኣብሄር ክጓዓዝ እዩ ቢኒ ሓዉና ናይ ኣምላኽ ይሓይሽ
@samanthalondon1485
@samanthalondon1485 Ай бұрын
💞💞💞💞🇪🇷
@BahreNeGash
@BahreNeGash Ай бұрын
In the history of Tour de France, the Eritrean hero Biniyam Girmay had already made history to inspire & encourage millions of Africans.
@aliedris5958
@aliedris5958 Ай бұрын
ኤርትራውነት ኩቡሩ መነንት አጃኻ ቢኒ ንሕና እውን እስኻ ኢኻ ተድሊየና ረቢ ይሐልኻ እቲ መንቀኘ የጥፈአልካ ታዓወት❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤🎉❤
@leterussom7516
@leterussom7516 Ай бұрын
Dear BINI you are still our WINNER. We love you.
@mizlalisaac6369
@mizlalisaac6369 Ай бұрын
as long as he is ok it does not matter he is still our star he has come a longway life is to short and always things happen on competition we should accept the situation .
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 Ай бұрын
Bini, the heir of the Eritrean revolution may stumble, but never gives up. May Allah bless him🙏 🇪🇷🐪💐
@AregashHaile
@AregashHaile Ай бұрын
ቢንያም ወደይ አጆኻ ብጻዕርኻ ዘምጻካዬ ስለ ዝኾነ ኣምላኽ ምሳኻ እዩ ጽባሕ ክኣ ክትዕወት ኢኻ እግዝአቢሄር ምስ ሐቀኛ እዩ አጆኻ ጂግና ኤሪትራዊ ልዑል እግዝአቢሄር ምሳኻ ይኹን ኣሜነ::🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@user-jq7uk8rb1j
@user-jq7uk8rb1j Ай бұрын
ቢነ ወደይ እግዚኣቢሄር ኣምላኽ ብጽላሉ ይጋርደልካ ነቲ ኩሉ ገባር ክፉእ ታዓዊትካ ኢኻ ቢኒ ጅግና ክወድቅ ከይራኣናዮ ወዲቁ ምስ ራኣናዮ ብጣዕሚ ኢና ሰንቢድና ብዝኾነ ንሕና ሂወቱ እዩ ዘገድሰና ብሰላም ጥራይ የፈጽምካ ዚወደይ ብስሉምካ ተመለሰና ከምቲ እምነትካ ኣምላኽ ይሓልኻ
@pagb9131
@pagb9131 Ай бұрын
Viva Eritrea, viva Bini the hero you are still a WINNER 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@michaelkeleta5016
@michaelkeleta5016 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘገርም እዩ ናይ ሎሚ ፍጻሜ ኣብ ልዕሊ ቢንያም ዝተገብረ ሕጂ ውን ብዘይ ምስልካ ኩልኻ ኣፍልጦ ዘለካ ናይ ሕጊ ብሕጊ ክንሓትት ይግባእ፡
@ንግዜ
@ንግዜ Ай бұрын
Yes really brother
@bereketinegassi4915
@bereketinegassi4915 Ай бұрын
We Eritreans need to complain about this to the cycling federation of Tour de France. Let's organise ourselves and sign a petition so the video recording can be shown to the public. ❤️🇪🇷❤️
@user-rd5uf5rq7z
@user-rd5uf5rq7z Ай бұрын
ጻዕዳ ተንኮለኛ እዩ ካብ እንግልዛውያን ጀሚርካ ድሓን ንጻበዮ ኢና
@zaidabraha7877
@zaidabraha7877 Ай бұрын
ኣስይ ኤርትራውነት ክጥዕም 🇪🇷 ኣጆኻ ቢኒ ወደይ ኣምበሳ
@almasghebre6647
@almasghebre6647 Ай бұрын
Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤Eritrea 🇪🇷 ❤
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 Ай бұрын
እግዛብሄር ኣምላኽ ን ዓይኒ ሓዳዳት ይድፈነልካ ቢኒ ሓወይ እግዛብሄር ግን ምሳኻ ኢዩ። እግዛብሄር ባዕሉ ይፍደዮም እንታይ ጽቡቅ ከይረኽቡ ቂልቑል ኣፎም ኽድፍኡ ኢዮም።ን ሕና ዳኣ ብዳንጋናን ብሓይሊናን እና ኣብ ትሕቲ እግዛብሄር ንጛዓዝን ንነብርን ፡መድህንኣለም ኣቦይ ባዕሊካ ሕነ ፍደየሉ 🇪🇷🌺❤🌺🇪🇷🌺🇪🇷❤❤🇪🇷❤❤❤❤❤🤲🤲🤲🤲🤲
@dawiter3894
@dawiter3894 Ай бұрын
No matter what the upcoming result is BINI remains Hero of 2024 TdF Tour de France!! ቪቫ ደቂ ኤረ 🇪🇷
@user-ch7vp8kp3z
@user-ch7vp8kp3z Ай бұрын
Alhamdulah 🙏Enqar betuuneu wexelna hawena Bini Gegna 🇪🇷🇪🇷🇪🇷👍👍🇪🇷🇪🇷💪💪
@filimonTadese-re1yh
@filimonTadese-re1yh Ай бұрын
ኤርትራዊ ኩብር መንነት ቢነይ ጅግና ቑስሊ ከልቢ ይግበረልካ ❤❤❤❤❤❤❤
@hiwetsium6001
@hiwetsium6001 Ай бұрын
ቢባ ኤርትራውነት ኩቡር መንነት ኣጆካ ቢኒ ወደይ ዓወት ምሳካ እዩ ከምቲ ዝበልካዮ እግዝኣቢሄር ምሳኻ እዩ🤲🤲🇪🇷🇪🇷♥️♥️🍀🍀🌿🌿
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Ай бұрын
1111111🌹❤️❤️🌹ሐቂ እዩ ሶሎ ኮነ ኢሎም ሰለዝኮነ አይተዛረቡሉን ግን ድሐን እቲ መድሂንአለም ባዕሉ ክምልሰሎም እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷ዓወት ንሐፋሸ
@lulafish1378
@lulafish1378 Ай бұрын
Viva Eritrea ❤️🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷
@zewdisium7093
@zewdisium7093 Ай бұрын
እቲ ኣብ 13 ዙር ከውድቆ ዝፈተነ እዪ ሎሚ ኣውዲቅዎ ብመደብ እዩ ተገሩ። ኣሰልጣኒ ቢኒ ውን ዝተጸበናዮ ኢና ኢሉ ኣሎ
@yonsameri8670
@yonsameri8670 Ай бұрын
Ya you right, even they hide the video of the incident, this is pure racism period
@user-ve8xo1uq8v
@user-ve8xo1uq8v Ай бұрын
እንቛዕ ኣምላኽ ኣውጸኣካ ኣጆካ እዚ ወደይ ብጽቡቕ ከወድኣ ክንጽልየልካ ኢና
@girmawitwelde4579
@girmawitwelde4579 Ай бұрын
Solo jigna, aya Eritrawi . NI BINI KEA AMLAK YIHAGIZO❤❤❤
@segentesfalidet2362
@segentesfalidet2362 Ай бұрын
እንቃዕ ኣካሉ ኣይጉደለ ኣጆኻ ቢኒ ኣምላኽ ምሳኻ እዩ ንኹፉእ ዝዕጠቅ ኣምላኽ ባዕሉ ክፈድዮ እዩ
@gebilagirmay2637
@gebilagirmay2637 Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 God bless Binyam
@frewyniembaie9965
@frewyniembaie9965 Ай бұрын
Viva viva Bini Eretrawnet kubur Mennet ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@maranathayesus2081
@maranathayesus2081 Ай бұрын
Lord Jesus protect bini by your blood and mercy God bless you solo Lord give victory for bini for your Glory lord Jesus bless Eritrea 🇪🇷
@abelgrmay7770
@abelgrmay7770 Ай бұрын
ሙሑሬ ሓዉና &ሶሎ ሓዉና ብትክክል ኣቢብኩም እቲ ኩነታት ኣጀኩም ኤረትራዊ ይፍተን ደኣ እንበር ኣይሰዓርን ብከምዚ ሲዕርና ተይሎም ከኣ ዓለም ለካዊ እስቦርት ኣይኮነን ሓደራ የሕዋት እታ ጆርጆ ሓዉና ሒዝዎ ዘሎ ኣብ ፍላሽ ሓዝዎ ግዜ ኣለዎ ኩሉ ኣምላክ እንታይ ከም ዝሰርሕ ኣይተፈለጠን ኣጆኩም ደቂ እረይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤bin ሙሉእ ጥዕና ይግበረልካ ሲዒሩ እዩ ።
@EriK-gv8jc
@EriK-gv8jc Ай бұрын
Viva Eritrea 🇪🇷 ♥️ 👏🌍🔋💯💪💪
@NuriaNuria-bv4yj
@NuriaNuria-bv4yj Ай бұрын
ቢኒ ጅግና አብሽርካ እንካዕ ጎይታ አቅለልካ
@user-ob9je7jo6d
@user-ob9je7jo6d Ай бұрын
Viva Eritrawi kbur menenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@HeileGebreamlak-cb4ci
@HeileGebreamlak-cb4ci Ай бұрын
Hii🇪🇷🇪🇷
@munaabdu5084
@munaabdu5084 Ай бұрын
Merhaba Solo media 🇪🇷 🙏 Ajoka bini hawey eritrea kubor meninet forever one LOVE keep going ♥️ 🇪🇷 🙏🇪🇷🙏🇪🇷💪🇪🇷💪🇪🇷👌🇪🇷👌🇪🇷👈
@adenmahari1155
@adenmahari1155 Ай бұрын
☝ቢኒ እግዜብሔር ሐሎዉኡ አይፈለካ🙏 ቢኒ ☝ሐያል ጎይታ ☝ታአምር ይስራሕ ምሳካ ጉልበትካ ይታሐደስ 🙏 ሙሉእ ሐለዋ ❤እግዜብሔር ምሳካ ይኩን👑🚴 🙏አሜን
@natnaelhabtom419
@natnaelhabtom419 Ай бұрын
ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ኣጆኩ ደቂ ሪመይ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@gehbreabtesfaldet8935
@gehbreabtesfaldet8935 Ай бұрын
እታ ኣወዳድቓ በፈጹም Replay ኣይገበሩዋን 😭😭😭 sad the resizem in profetional Tour de France 😭😭😭 sad sad 😡sad
@user-zs9ky9gy2e
@user-zs9ky9gy2e Ай бұрын
Bini is always going to be a winner whether they like it or not those evil hasadat
@dawiter3894
@dawiter3894 Ай бұрын
“ኣብ ዉሽጠይ ኣትዩ/ኣትዮም (ሓንኩሎሞ) ካብኡ ምሉእ ፊሬኖ ክሕዝ ተገዲደ: ነብሰይ ድማ ኣብ መሬት ወዲቐ ረኺበያ” እዩ ዝብል ዘሎ ቢኒ ጅግና!!
@Wegahtakelem
@Wegahtakelem Ай бұрын
Ajokume diqi eray bini ajoka zeyday🎉🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤❤
@mulutesfamichael6304
@mulutesfamichael6304 Ай бұрын
God all ways is with Eritrean people!! Biney no matter what you are the Wiener. God is willing 🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️💖🤗
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Ай бұрын
Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤ Amlake ERITREA 🇪🇷 ykber ymesgen Amen ❤
@user-fn5go1zx5u
@user-fn5go1zx5u Ай бұрын
ኤርትራዊነት ከቡር መንነት&ጀግንነት አጆካ ቢኒ ማርያም አሰመረቲ ምሳካ ትኩን አጆካ አጆካ ❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤❤
@YohanesMesfun
@YohanesMesfun Ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ERITREA 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eleneeyasu4406
@eleneeyasu4406 Ай бұрын
Thanks God 🙏🙏our brother is ok. 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@mazzawoldemicael6104
@mazzawoldemicael6104 Ай бұрын
Ertrawnet kubur menenet 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@fatma.jamala4793
@fatma.jamala4793 Ай бұрын
ቢኒ ሐወይ አጆኻ ረቢ ምሳኻ ይኹን ረቢ ይሐልኻ እቲ ዝዓበየ ጥዕናኻ እዩ እዞም ሐሳዳት ኢዶም አይስአኑ ረቢ ይሐስቦም አይዕወቱን እዮም እንሻአላህ ናትካ እዩ ትዓወት ሃምናን ልብናን ድዓናን ምሳኻ ኢና ኩሉግዜ ረቢ ምስባዓል ሐቂ እዩ እሞ ባዓል ኩፉእ ኢዱ አይስእንን እዩ አጆና ናትና እያ ዛግዜ ክንዕወት ኢና🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abdatam8437
@abdatam8437 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኤርትራዊ ኩቡር መንነት ኣጆኻ ብኒ እንካዕ ብሰላም ነብስኻ ወጻእካ❤❤❤❤❤
@maroso7422
@maroso7422 Ай бұрын
Bini may God heal your wonds may brother. 🎉❤🎉🏆🏆🙏🏆🇪🇷
@almaztzegazeab2232
@almaztzegazeab2232 Ай бұрын
ቢኒ ጅግና መጨረሻ ዓወት ክትዛዝማ ኢኻ 🇪🇷💪🇪🇷💯🇪🇷❤️🇪🇷🐪🇪🇷
@berheandeberhan1871
@berheandeberhan1871 Ай бұрын
Forza Eritrea!!!! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷, Forza Bini 👑👑👑👑👑👑👑
@user-pd1qt7ye6m
@user-pd1qt7ye6m Ай бұрын
ኤርትራዊ ኩብር መንነት ❤❤❤❤ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@elsag2834
@elsag2834 Ай бұрын
አጆና ደቂ ኤረይ እግዚአብሔር ምሳና እዩ :: እዞም ፀዓድ ምእማኖም ??????????
@AsmirUkbay
@AsmirUkbay Ай бұрын
Enkae amlak aklelelu teawitka eka bini hawey ajoka❤❤❤
@Warsaywedieri1991
@Warsaywedieri1991 Ай бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ብኒ ሓወይ ኢዩ🇪🇷።❤❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷🌺❤🇪🇷🌺❤🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲🤲👍
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Ай бұрын
እወ ኤረትራዉነት ክቡር መንነት ንሕና ብቅልጽምና ሙሸ ከምኦም ብዓመጽ እዞም ገበቲ ሰረቀቲ ሲዒርናዬም ኢና እወ ንሕና ኢና ቢንያም ኢና ቢኒ ከአ ናቱ ኢና ዓወትና ማንም ክወሰዶ አይክእልን እቲ ሐቀኛ አምላክ አሎ ምሳና ዓወት ይሐፋሸ❤🎉✊✊💪💪🌹🌹🌹❤️✍️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏👍
@mebrahtomdebas9415
@mebrahtomdebas9415 Ай бұрын
እቃዕ ብሰላም ወጸ ሂወቱ ቢኒ ጅግና
@berhemehari6074
@berhemehari6074 Ай бұрын
Viva Bini you are the winner, whether they believe or not ? We don't care their evil trick. Eritrea 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷
@user-jh9du7qd8t
@user-jh9du7qd8t Ай бұрын
ቢኒ ሓወይ ብመውደቕትኻ እኳ እንተሓዘንኩ ብጅግንነትካ ግን እኾርዕ ኣንታ መዳርግቲ ኣልቦ
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 Ай бұрын
እሞ እስኻትኹምስ ነዚ ኦም ጻዓዱ አይፈለጥኩሞምን እንዃን ብምዉዳቅ ብሂወትኻ እዪም ዝመጹኻ ስለዚ እንዃዕ ሓዉና ብሰላም ወጸልና።
@shewakesete1167
@shewakesete1167 Ай бұрын
😇😇😇 Ajoka Biniam Awet natkayu! 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@weynimegstab8328
@weynimegstab8328 Ай бұрын
ቢኒ ኣንበሳ ኣጆካ ❤❤❤❤❤❤
@yemanabrha3236
@yemanabrha3236 Ай бұрын
ቢኒ እንቃዕ ጥራይ ሕወቱ ድሓነ እበር ብፍላጥ እዮም ኣውድቆሞ ኣብ ሊዕሊይ ጸለምቲይ ዘለዎም ጽልኢ እዮም ኣርእዮምና እበር ቀጻሊ እዮም ንቢኒ ንምውዳቅ ፈተነ ገሮም ተዓዊቶም ክኣ እበር ብክእለትስ ኣርኢይዎም እዩ ቢኒ ጅግና ኣኹሪዑና እዩ እሞ ካብ ኣካላት ምግዳል ጥራይ የድሕኖ
@samsoonkeleta7152
@samsoonkeleta7152 Ай бұрын
Bini we are hoping you are doing well. This make us united so we are hoping you come stronger 🎉🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷💚💚💚✅✅✅
@bereketesak7370
@bereketesak7370 Ай бұрын
This is serious issue the intermarche should file of this issue then us should tell them their evil action.
@andiesteweldeberhan1299
@andiesteweldeberhan1299 Ай бұрын
ንስዕረቱ ንዘይምቅባል (ንቢኒያም) ዕንቅፋት ከምዝፈጥሩሉ ርዱእ እዩ!! ግን እግዝአብሔር ምስኡ እዩ። እግዝአብሔር ምሳና እዩ ኤርትራዊያን!! አጆኹም ጥራሕ!! አጆኻ ቢኒ!! ሐቃ ክትወጽእ እያ!!!!!!!!
@TeklomTeklom-t9u
@TeklomTeklom-t9u Ай бұрын
ሰላም ከመይ ኣለኩም ኣብ ሂወትኩም ጥዕና ኣብ ስራሓኩም ኣሰልጦ ይምነ ኩሉ ሰብ ክማጎት ኣለዎ ንሕና ከመ ድሳዓርና ኢና ንሓስባ ኤርትራዊያን መታሓዚ እድዩ ተሳኢንና ስዒርም ኢሎም ዓይኖም ደም መሊኡዎም ንሕና ክኣ ሲዒርና ኢና ጠጥዑሙ ደቂ ሪመይ
@smharss8162
@smharss8162 Ай бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤🇪🇷❤️💪🙏🇪🇷❤️❤️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏💪💪💪💪💪ኣጆካ ቢኒ ሓወይ ኣምላክ ምሳካ ይኩን ብሰላም ኣጀሚሩ ብሰላም የፈጽምካ
@ንግዜ
@ንግዜ Ай бұрын
ኣንቱም ኣሕዋት ዘርባ ጥራይ ትርጉም የብሉን ብሕጊ ክንሓትቲ ኣለና በጃኩም ኣነ ከም ናይ ሎም ሓርቀ ኣይፊልጥን እየ በጃኩም ብፍላይ እቶም እንግልሽ ትክእሉ ትም ኣይትበሉ😢😢😢😢😢😢
@aziebtewelde1738
@aziebtewelde1738 Ай бұрын
Bini jigna Igziabihier Mulu Mhret ygberelka🙏🙏🙏
@abrahalyearefe3261
@abrahalyearefe3261 Ай бұрын
ጽቡቅ ኣለኻ ብዝያዳ ኣብዚ ከምዙይ ተገዲስኩም ንዝኾነ ጭብጥታት ከነቅርብ ግዴታና እዩሞ ኣይንሕመቅ ኩልና በብዓቅምና እዞም ጻዓዱ ሓደ ኤርትራዊ ከምኡ ገይሩ ንኽስዕሮም ዝስምዖም ከምዘሎ ኩልና ብግቡእ ከነ ማሕላልፎ ይግባእ ንኻብቲ ዝጽበዮ ዝነበረ ዕድል ንከዐንቅፉ ዝገበርዎ ስርሒትዩ ተገይሩ ሕጂውን ንዘጋጥም ዕንቃፋት ብደቂቅ ክንካታተል ሓደራ
@user-oe7ks4dh7y
@user-oe7ks4dh7y Ай бұрын
ኣምላኽ ይሓልኻ ቢኒ ጅግና።
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Ай бұрын
Eritrawi Kbur menenet ❤ Awet nhafash ❤❤❤
@YordanosHayleab
@YordanosHayleab Ай бұрын
Viva deqi erey ajoka bini amlak msaka ykun🎉🎉🎉🎉
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 Ай бұрын
ደቂ ኤረይ አቲ አገዳሲ ቢኒ ስዓርዎም አዩ ሕጂ አቲ መጉዳአቲ አንቃዓ ከቢድ ኣይኮነ ንሕና ጥዓንኡ አዩ ዘገድሰና አንቃዓ ብዚ አሕሎፎ ደቂ ኤረይ ብኒ ስዓ ሩ አዩ ብኒ ጅግና አምላክ ምስኡ ይኩን ጸሎት ንግበረሉ 🙏🙏🙏❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@koriedteclu4780
@koriedteclu4780 Ай бұрын
እንቑዕ እግዚኣብሄ ኣውጽኣካ ዘገድሰና ጥዕናኻ እዩ ንኤርትራ ሰናይ ዝሓስበላ የለን ካብ ሕሉፍ ታሪኽና ንፈልጦ ኢና ከምቲ ኣብ ሜዳን ፖለቲካን ዓለም ኣፋ ዝሓዘት ከምኡ ኣብ ስፖርት ሸርሒ ምፍጣሮም ኣይግረመና ኣጆኻ ቢኒ ንጅግና ዕንቅፋት መኻይድቱ ኢያ ክትዕወት ኢኻ
@kflomdebessay646
@kflomdebessay646 Ай бұрын
ብኒያም ሓወይ እግዚኣብሔር እንቋዕ ኣቅለለልካ ብኒያም ሔወይ ኦዞም ጻዓድ ተኮለኛታት እዮም።
@luciatoppo6518
@luciatoppo6518 Ай бұрын
Solo hawey selam, kulatkum yehwat selam. Bini iko already si irù iyu. Bikatn kiletn kab meten nilali nukulu alem ariu iu. Slezi inka kab kufu mahremti wetzalna imber kab hiji ndahray wala teggedefo welahangi shighir yelen. Zighebero sgab hiji Jigna. Jigna Jigna. Thank you Bibi, you make story and you bring Eritrea, Eritreans and our Flag and 🇪🇷around the world. 👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽👏🏽❤️❤️❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷✊🏼✊🏼✊🏼🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaitsenait5666
@senaitsenait5666 Ай бұрын
እንቋዕ አምላክ አቅለሎ ቢኒ ሐወይ አጆካ ዚተረፍ ዘሎ ፈጣሪ ይሐልካ እዚ ተገይሩ ዘሎ ናይ ቶንኮል እዮ 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷 🇪🇷👍❤️🙏❤️👍🇪🇷
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 Ай бұрын
ማዕረ ክንደይ ቢኒ ኣሰንቢሱዎም ናብ ከምዚ ሽርሒ ክበጽሑ ዝገርምዩ
@tzegaikeleta3154
@tzegaikeleta3154 Ай бұрын
Ertrawnet kubur mennet ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪🎉
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Ай бұрын
ERITRAWI KBUR MENENET ❤❤❤❤❤
@abelmaygayla922
@abelmaygayla922 Ай бұрын
Azi jigna Binyam grmay kurat afrika kone Eilu Roza malya Harimwo ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@meleykidane838
@meleykidane838 Ай бұрын
Wow nice 🎉🎉🎉Eritrea 🇪🇷 👌
@akberetsium3492
@akberetsium3492 Ай бұрын
Thank you God blessing ❤️❤️💪🏾💪🏾💪🏾💯💯🙏🙏🙏
@abrehetsemerab
@abrehetsemerab Ай бұрын
It is a big question deki Erey
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Ай бұрын
ቅሰኑ መድሂንአለም መሊሱ የሕይሉ ከምጽኦ እዩ ቁሰሊ እዬብ ክገብረሉ እዩ ብዓወት ክዝዝሞ እዩ እወ ክብሪ ንአምላክና ቢኒ አጆካ መሕየሊካ መበርቲዒካ እዩ እወ ጥንቃቀ ብኒ አጆካ ተዓዊትካ ኢካ ንሰካ ሲዒርካዬም ኢካ ቅሰን ማልያ ዘይኮነ ንሰካ ኢካ ተገድሰና ዓወትካ ብቅልጽምካ አረጋጊጽካ አዛሪብካዬም ኢካ ዓወት ምሳና ከምቲ ልሙድ ሐላዊና አይታከሰን ፈጣሪካ አመሰግን❤🎉👊💪✍️✍️🙏👍❤️🌹🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷
@nazarettesfalem4693
@nazarettesfalem4693 Ай бұрын
Bravo Bini God bless you always❤
@rahwa7401
@rahwa7401 Ай бұрын
❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤
@user-qj2lx6zy9f
@user-qj2lx6zy9f Ай бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት፡ ሰዓርነት ጅግንነት መንነት እዩ።💞💞💞💞💞💞💞💞🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@emoneshilaentsytiblobelain7017
@emoneshilaentsytiblobelain7017 Ай бұрын
ደቂ ሪመይ ጸሎት ጥራይ ንግበረሉ ካብ መስበርቲ እንቋዕ ደሐን ኮነ ብሰላም ክምለሰና አምላክ ይሐልዎ ማርያም አስመራ ባዕላ ትሐልዎ ንሕና አብ አምላክ ኢና ንአምን ክስዕር አዩ ዓወት ናይ ቢንያም ኢዩ ከምዛ ናይ ትራንፕ እንዶ ንርአያ አጆና ዓወትና ናይ ግድን እዩ
@user-id3xo1xs2v
@user-id3xo1xs2v Ай бұрын
ድሓን። ኣምላኽ። ቢኒ። ምስኡ። አዩ🎉🎉❤❤❤
@erico9798
@erico9798 Ай бұрын
King of the sprinter 2024 vini ,bini ,vidi 🤴 👑 🦁 🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤
@freweynitesfamikael9012
@freweynitesfamikael9012 Ай бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ሶሎ ሚድያ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tzehaneshfoto3388
@tzehaneshfoto3388 Ай бұрын
መቅኪ መልሐሱ የዉጽእ አፉን ገለመሊኡን እወ ቀዳማይ ብዓመጽ ወጺኡሰ መየጽየጽ ይብል ኒሩ አነ ከማን እዴርአናዬ ከለና ረእይዋ እሞ መልሐሱ ተትቆርጾ ኢለዬም አሰተዉዒልክሎም አለኪ❤🎉 ተዓወቲ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹❤️❤️👍_✍️💪👊✊🇪🇷
@abebasolomon4772
@abebasolomon4772 Ай бұрын
Eritreau kber menent❤❤
@andesokar4515
@andesokar4515 Ай бұрын
Viva Viva Bini you are the winner
@hashimramadan1383
@hashimramadan1383 Ай бұрын
Yes u right solo is in purpose that's not fair enough hopefully he will be in next stage
@SolomeAbraham-gv1xr
@SolomeAbraham-gv1xr Ай бұрын
ድንግል ውላድት አምላክ ንቢኒ ሐልውዩ በጃኪ፡ ፡ኢዞም ርጉማት ቶኮላኛታት ጽዕዱ,
@ghenethaile2803
@ghenethaile2803 Ай бұрын
Wesidawa Wesidwa Bini hawey Wesidwa❤❤❤❤❤
@astermartinazzo4309
@astermartinazzo4309 Ай бұрын
God he protected him from the worse 🙏 it's 👍 he did it good bravo Bravo Bravo 🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉for as he winning orady 3rd ❤❤❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abelke1908
@abelke1908 Ай бұрын
Ertrawnet kubru mennet❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉ajoka Biniyam hawna
@user-nj7rj6bt3n
@user-nj7rj6bt3n Ай бұрын
ኤርትራዊነት ክቡር መንነት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🎂🎂🎂
@betelhemsolomon7624
@betelhemsolomon7624 Ай бұрын
ኤርትራዉነት ክብር መንነት❤ እቲ 🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆🏆 ዋንጫ ናትና እዬ
درگیری نظامی اسرائیل و حزب‌الله لبنان
4:35
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 12 М.
🩷🩵VS👿
00:38
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 24 МЛН
Kids' Guide to Fire Safety: Essential Lessons #shorts
00:34
Fabiosa Animated
Рет қаралды 15 МЛН
حزب‌الله: مرحله اول حمله به اسرائیل به پایان رسید
5:17
Iran International ايران اينترنشنال
Рет қаралды 24 М.