Solomon ge/yesus ለበዋ ካብ ተቓላሳይ ሰሎሞን ገ/የሱስ ኣብ ዋዕላ ብርጌድ ንሓመዱ ጀርመን፡

  Рет қаралды 1,361

HAGEREY TV ሃገረይ TV

HAGEREY TV ሃገረይ TV

Күн бұрын

#Hagereytv #EritreanNews

Пікірлер: 16
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 6 ай бұрын
⁉ቶባእ ድሕሪ ደጊም! ካብ መጠን ዝሓለፈ ህርፋን ስልጣን ፡ ልቦናኻን ምስትውዓልካን ደፊኑ ክሳብ ክንድዚ ዘዋርድ፥ ንናይ ምምዝዛን ዓቕምኻ ዘዕኑ፥ ሓደገኛ ሕማም እባ እዩ! መንእሰይ ኤረትራ፥ ኣብ መስርሕ ቃልሲ ሕቶን ፡ እዋናዊ ሓርጎጽጎጽን ክህሉ ግድን እዩ! ግን ኣብ ስልጣን ዘይመጻኹ ብምባል ፣ ንዝቃለሱ ዘዳኹሙን ወይ ንቃልሲ ዘጓትቱን ኣጸቢቕና ከነለልዮም ይግባኣና እዩ!! ኣብታ መጻኢት ኤርትራ'ውን ብዛዕባ ስልጣኖም ኣንተዘይኮይኑ ኣበርክትኦም ኣይረእየካን⁉
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 6 ай бұрын
@abelsolomon8055 ኣቤል ሓወይ ኣነ ንሰሌ ከምዚ ብፍጹም ኣብ ቅድሚ ኣምላኽ ኣይተጸበኽዎን፥ ኣዋእ ዓቕሚ ኣንተኣልይካ ሕዝቢ ንኽትመርሖ ክመርጸካ እዩ፥ ከምዚ ኢዮም ዝብሉና፡ከም'ዚ ጌሮምኒ እንዳበልካ ብናይ ሓሶት ጽንጽዋይ ፍልልያት ከተጋፍሕ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ! ኣነ ብጣዕሚ እየ ተገሪመ ብሰሌ፡ ከተዓርቕ ነዚ ዉሑድ ኣብ ጸቢብነት ወዲቑ ዘሎ እምበር፡ ከምዚ ኣይመስለንን ኔሩ፡
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 6 ай бұрын
@abelsolomon8055 ዝኾነ ዓቕሚ ዘለዎ፥ ብዛዕባ ክመርሕ ምድላይ ዝኾነ ጌጋ የብሉን፥ ከምዚ ኢዮም ዝብሉና፡ከም'ዚ ጌሮምኒ እንዳበልካ ብናይ ሓሶት ጽንጽዋይ ፍልልያት ከተጋፍሕ ግን ዘገርም እዩ፥ ብፍላይ ካኣ ብበዓል ሰሌ ምምጻኡ፡ኣነ ብፍጹም፥ ሰሎሞን ገብረየሱስ ኣብ ከምዚ ዓይነት ጸቢብነት ወዲቑ ክርእዮ ኽሓስቦ ከማን ኣይክእልን፡ ንዉሑዳት ናኣሽቱ ኣሕዋትና ግዳይ ክገብር ኣምበር!!!
@Josi_Gesamanda
@Josi_Gesamanda 6 ай бұрын
@abelsolomon8055 ​ @abelsolomon8055 ክትመርሕ ምድላይ ጸገም ኣይኮነን፡ ብዛዕባ ነብስኻ ወኪልካ ምዝራብ ውን ጸገም ዘለዎ ኣይኮነን፥ ከም ኣጀንዳ ዘቕረቦ ምስዋር ግን ሕዱር ሕማም እዩ፥ "ንሕና ክንሽቅል ኣንተዘይኮይኑ ክንመርሕ ኣይደልዩናን እዮም"?? እዋእ ናይ ብሓቂ ሚዛንካ ዘፍኩስ ዘረባ! ኣያ ሰሎሞን ከም ኣዲኡ ዝርእየ ቆልዓ ይጠርዕን የሳውርን እዩ ኔሩ። ብዝኾነ ተመዚኑ።
@metsanakieriena4391
@metsanakieriena4391 6 ай бұрын
Wawww...selie, you are a legend of the revolution, and I definitely know what they do to make you down, but still strong, and we stand up with you.
@metaykhassy1006
@metaykhassy1006 6 ай бұрын
Bravo
@seltenekidane1038
@seltenekidane1038 6 ай бұрын
Well done, Sele!
@mnasyemaharena8918
@mnasyemaharena8918 6 ай бұрын
ኣብ ዳላስ ዝተገብረ ጌጋ ፡ ኣብ Frankfurt መጺእካ ክትበክስ ፡ሕ ፈር ። ድሓር ከኣ ክዛረበሉ ኣይደለኹን ኔረ ይበሃለለይ ፡ መን ደኣ ቀሲቡካ? ከምኡ ውን 3 ሰባት ተድንቖም ጠቒስካ ፡ እዚይ ኣድንቖት ዘይኯነስ ፡ ምስዋር እዮ ዝባሃል ። ናይ መሪሕነት ብቕዓት እንትዝህልወካ ኔሩ ፡ EYSCን One Nationን እዩ ኣብ ኢድካ ፈሪሱካ ። ቅድሚ ቅሩብ ዓመታት፡ኣብ ጀርመን, ፍራንክፉርት ዝገበርክሞ ኣኬባ ተካፊለዮ ፡ ናይ ዘረባ ድኣ እሞበር ናይ መሪሕነት ብቕዓትስ እይተዓዘብኩልካን።
@fsahahailat8903
@fsahahailat8903 6 ай бұрын
Jegna nay behaki
@yonaskidane9267
@yonaskidane9267 6 ай бұрын
Ok, make those juniors opportunities to get a better life. For the future of our generation.pls about how you are it about how we solve the problem of our country .
@tesfakibrom2447
@tesfakibrom2447 6 ай бұрын
ወይ ወይ ወይ ስልጠን 😂
@tadesse-bw6ib
@tadesse-bw6ib 6 ай бұрын
ኣንታ. ኣነስ. ዘየሰምዖ. የብለይን ሰለሙንጠገብረእዮሱስ ብዙሓት. ሰባት ሰለሙን ወዲ. ኢሰፓ. እዩ ክብሉኻ. ከለዉ ትም ኢሎም ስለ. ዝጽልኡኻ. ይመስለኒ ነይሩ ኣቶ. ሰለሙን. ደሓን ናይ. ቢትዉደድን ኣቦና. ወለደ ኣብ ወልደማርያምንሲ ይጽንሓለይ እንተቲ. ፋሽሽቲ ( ስዩም. ሓረስታይ.). ግን ብሓቂጠዲኻ ንፋሽሽቲ. ስዩም እትፈፈልጦ ተግባሩን ሰርሑን. ኣብ ጀብሃ. እንታይ. እዩ ነይሩስጠትፈልጥዶ በል ክነግረካ ኣነ. እዩ ኣብ ጀበሃ ዝነበበርኩን. ነቲ. ጋኒኒን ስዩም ዝፈፈልጦ ስዩም ብዓሰርቱ ጌዜ. ካብ. ኢሰያስ ይኸፍእ ንስኻ ምናልባት. ወዲ. ሰራየ ጠእዩ. ስለዝበሉኻ ትኸውንጠእድንቖ ጠካልእ ድማ ኣባል እታ. ሓብእቲ. ሰለፊ ናይጀብሃ ( ሰልፊ. ዕዮ ) ስለዝነበበረን ምስ ደርጊ ኢሰፓ ድማ እትደናገጽን ዝነበረትን. ክሳብ ንሃገራዊገክሕደት ክትፍጽም ማለት ምስ ደርጊ ኮይና ንሻዕብያ ክትወቅዕ ዝጎስጎሰሰትን. ብሰነኪ. እቲ ተጋዳላይ ጀብሃ. ንሕና ንየሕዋትና ምስ ደርጊ ኮይና ኣይንወቅዕን. ስለዝበበላን. ዝኣበያን እምበር. ስዩምሲ ኣባል እታ ሃገራዊ ክሕደት ( ሓምሻይ መሰረት ) ክትከውን ዝተዳለወወት መሪሕነት. ጀብሃ እየዩ ነይሩ. ልከዕ ከምቲ ንኣቦኻ ዝኸስዎ. ሸያጥ ሃገር ኢሎም. ሰስዩም. ሓረሰታይ ጀግናኻስ ከዳዕ እዩ ነይሩ ንሱን ወድቡን እዚ እዩ ታሪኽ ስዩም ሓረስታይ ብል እንቋዕ ካብ ኣፍካ ሰማዕክዎ
@metsanakieriena4391
@metsanakieriena4391 6 ай бұрын
Shame on you, you are here to make him down, but don't try..... shut up, please, and go away from here, stay away from our heroes. You are full of shit and ignorance.
@freweynikidane4943
@freweynikidane4943 6 ай бұрын
Aregai hagos zbela kona omg atum ageb ab sdet ab qalsi merahi do awraja 😭😭😭😭
@simonmussie86
@simonmussie86 6 ай бұрын
Wedi esepa
@GEO.16
@GEO.16 6 ай бұрын
መራር ሓቂ ሰሌ።
УНО Реверс в Амонг Ас : игра на выбывание
0:19
Фани Хани
Рет қаралды 1,3 МЛН
24 Часа в БОУЛИНГЕ !
27:03
A4
Рет қаралды 7 МЛН
Почему Катар богатый? #shorts
0:45
Послезавтра
Рет қаралды 2 МЛН
ኣይካብ ባይታን ካብ ባይቶ፦
2:06:21
Zelenayo Show
Рет қаралды 6 М.
ክስማዕ ዝግበኦ ሓዱሽ ግጥሚ ጋዜጠኛ ዓወት ወዳጅ
13:41
Awet Wedaj Media - ዓወት ወዳጅ ሚድያ
Рет қаралды 213 М.
"ትንፋሰይ ክትወፅን ክትኣቱን ርኤያ!"
1:03:50
Plot Media-ፕሎት ሚድያ
Рет қаралды 15 М.