Solomon yikunoamlak-Ayaa (ኣያ)ሰለሞን ይኩኖኣምላክ New Tigrigna music 2025 official video

  Рет қаралды 239,220

Solomon Yikunoamlak

Solomon Yikunoamlak

Күн бұрын

Пікірлер: 1 700
@fhyytt7050
@fhyytt7050 15 күн бұрын
ተጋሩ ኣበይ ኣለና ቀንጠመንጢ ብሚልዮናት እንዳተራእየስ እዚ ዝመስል ስራሕ ገላፂ ፀገም ህዝቡ ዘይምርኣይና የሕፍር ይኣክል ስቓይና😢😢
@وليدوليد-ظ8ظ8ط
@وليدوليد-ظ8ظ8ط 14 күн бұрын
ኣጆና
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 14 күн бұрын
ተጋሩ ንገዛናን ንሰብናን ዘይንኸውን
@SelamKeyda
@SelamKeyda 14 күн бұрын
Ajoki gal tigray wedi erey❤🇪🇷🇪🇷❤❤❤ nberuley❤
@gebremedhinassefa3681
@gebremedhinassefa3681 14 күн бұрын
ምስ ግዚኡ ዝምርሽ ደርፊ ። በርትዕ ከይትሕለል ።
@habtukahsay845
@habtukahsay845 14 күн бұрын
እህም! ኣይትብከ እንድዩ ለብክየኒሎ። ታፕ ታፕ፣ ትልሂትን ሕጫጨን ጥራሕ ኮይኑ ስራሑ ናይ ሎሚ ወለዶ።
@mohammedsied1726
@mohammedsied1726 14 күн бұрын
ሰለሙን ናይባሓቂ ገጣሚ ኢኻ 🎉🎉 ኣድናቂኻ ኢየ 🎉🎉 ካብ ኤርትራ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@TesfayManta-u2p
@TesfayManta-u2p Күн бұрын
ኩሉ ግዜ ምሰገረምካ'ኒ ኢኻ ሶል ወድ'ህዝቢ❤❤❤
@awetrezene3880
@awetrezene3880 14 күн бұрын
Solo ካልኣይ የማነ ባርያ ኹነታት ትግራይ and Eritrea ትገልጽ መልኽቲ.ኣድናቕኻ ስደተኛ ኤርትራዊ 💙💙
@BTIAI
@BTIAI 14 күн бұрын
@@awetrezene3880 ja mann 💙🩵💙💙💙💙💙💙
@tesfayhailu6627
@tesfayhailu6627 14 күн бұрын
@BTIAI ኣጀኹም!! ብሰንኪ ሕማቕ ታሪኽ ኣብ ክልተ ዝተኸፈለ ህዝብና ናብ ሓደ መፂኡ ሓንቲ ዓባይ ሃገር ክውንን እዩ። ዋላኳ ሐዚ ዘለናሉ ኩናታት ኸቢድ እንተኾነ መፃኢና ብሩህ እዩ
@Burie22
@Burie22 14 күн бұрын
@@tesfayhailu6627 ናይ ምንታይ ሕማቅ ታሪኽ ሓደ ኮይና ኣይንፈልጥን ብዘይካ ጎረባብቲ፡ ብጉርብትና ሓቢርናን ሰላም ጌርናን ክንዓቢ ስራሕ እምበር ጽውጽዋይ ኣይትድገመልና።
@ftr5818
@ftr5818 14 күн бұрын
@ዕባይሃገረሰብ-ሠ3ዠ
@ዕባይሃገረሰብ-ሠ3ዠ 14 күн бұрын
❤❤
@freedomnow1210
@freedomnow1210 15 күн бұрын
ብዙሕ ኢና ንጽበ ካባኻ ሐወይ ፍንጫሕ መሰንገለይ ካብ አባል መለይ 💙💙💙
@hagosmehari6953
@hagosmehari6953 15 күн бұрын
ካብ ዞም ቤቶም ዝጠፍኦም
@AnTesfay
@AnTesfay 15 күн бұрын
​@@hagosmehari6953 ayrekebiwan diyom kisab hji 😂😂😂😂
@Hayelom.
@Hayelom. 15 күн бұрын
Kkkkkkk 😂😂😂
@SAYOKMelez
@SAYOKMelez 15 күн бұрын
😂😂😂
@Eri91-z8m
@Eri91-z8m 15 күн бұрын
Werdetanja bel grm geberka anbbo eti comment ztsehafulka
@NaNa-st4sg
@NaNa-st4sg Күн бұрын
Man u hv no idea how much we love u, u are a real TEGADALAY, much respect to SOLOMON 🥰🥰🥰🥰🥰
@teagesyemane3389
@teagesyemane3389 15 күн бұрын
ሰሎሞን ናይ ብሓቂ እኖኻ ስም ሂበናኻ❤❤❤❤❤ ናይ ልበይ ሓውኻ ካብ ኤርትራ❤❤❤❤
@ኣዙጓልትግራይ
@ኣዙጓልትግራይ 14 күн бұрын
ብሓቂ ክብር ሓወይ❤❤❤
@AramSamsom.Asgedom-ou1ws
@AramSamsom.Asgedom-ou1ws 14 күн бұрын
ትግራይ ከመይ ኣላ ካብ 1 ሰዓት መደረ ናይ ፖለቲከኛ 5ደቂቅ ናይ ሰለሙን ይኩኖ ኣምላኽ ምስማዕ ኣኻሊ እዩ ፡ በሓቂ ስነጥበበኛ ፡ ጊዜ ሂበ እየ ድሰምዖ ደርፍታትካ ፡ ብሓቂ ብስሚዒት ጥበቡ ዝገልጽ ጅግና ኢካ ። ሰላም የውርድ 🇪🇷
@Vcinlv23
@Vcinlv23 15 күн бұрын
ሶል ሓወይ ደርፍኻ ኹልሻዕ ትርጉም ዘለዋ ናይ ህዝብና ቓንዛ ዝስመዓካ ብሉፅ ደራፋይ 🙏🙏🙏😍😍😍😍😍♥️♥️♥️♥️👈
@ኣሌ
@ኣሌ 14 күн бұрын
ሰለሞን ብፀገም ህዝቡ ዝሓምም ጅግና ሓውና share ገርና ናብ ኩሉ ክባፃሕ ንሓግዞ💖
@selam801
@selam801 15 күн бұрын
ሶለይ ንሰኻ ድረፍ ጎይታ ጥበብ💟🫶🥰 ኣድነቅቲ እሰከ 👍ሃቡኒ🥺🔥
@Fhterijfdjloi
@Fhterijfdjloi 14 күн бұрын
@WalaaAli-ry2gr
@WalaaAli-ry2gr 14 күн бұрын
ሶሎይ ❤❤❤❤
@Emokedea
@Emokedea 14 күн бұрын
He is great Degefkum habuwo I’m from Eritrea, but fetawi hzbi tigray
@Tigray-adey853
@Tigray-adey853 14 күн бұрын
​@@Emokedea ንሕናም ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኩም ክቡር ሓውና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@WelduSelemun
@WelduSelemun 14 күн бұрын
አቦ ጥበብ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 11 күн бұрын
ጅግና ከያኒ ዘመን ተሳገሪ ደርፍታትካ ሰለሙን ይኩኖኣምላክ ቀፅለሉ ኣብ ጎንካ ኣለና።
@nowarpeace2488
@nowarpeace2488 14 күн бұрын
ናይ ሙዚቃ ንጉስ❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ህዝቡ ሐበን፣ ናይ አርቲስት ምሳሌ ኢካሞ ፀጋን ጥዕናን ይሀብካ።
@tesfitabrhaley
@tesfitabrhaley 14 күн бұрын
ኣብ ሂወተይ ደርፊ ኣይግደስን ግን ናይ ሰሌ ደርፊ ኩሉ ውሽጠይ እዩ ዝወረኒ በርትዕ ሰሌ ጅግና ወዲ'ኖ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወካ
@trhashagos-p8i
@trhashagos-p8i 13 күн бұрын
በሓቂ ዋላ ኣነ እየ😢
@MeazaKahsay-z9e
@MeazaKahsay-z9e 15 күн бұрын
ሰሌዋይ ገና ከይሰማዕኽዋ እየ ኮሜንት ይፅሕፍለኹ ምኽንያቱ ስራሕኻ ብሉፀን ላሓደርኻ ላለዓልኻ ከምትኸድን ርግፀኛ ስለ ዝኾንኩ እንዃዕ ብደሓን መፃኻ ሰሌዋይ ናይ ኩሉ ግዜ ብሉፀይ ኣሕዋተይ ምብርትታዕኹም ኣይተውሕድሉ ነዚ ጅግናና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@abdulmanane4597
@abdulmanane4597 14 күн бұрын
ላይክ ሼር ባ ኣይኒሕመቕ
@hughabesha
@hughabesha 15 күн бұрын
ቀዳመይ ጽሓፊ ኮመንት! ሶል ጎይታ ጥበብ፡ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ጎይታ ጥበብ❤ ልዕሊ ቃላት እዪ ኣድንቖተይ።
@SolomonYikunoamlak
@SolomonYikunoamlak 15 күн бұрын
የቐንየለይ ሰሰናዩ
@solomontesfa3637
@solomontesfa3637 15 күн бұрын
ሶሎሙን ኣቦ ጥበብ አካ እሞ። ኣምላክ ዐደመን ጥዕናን ይሃብካክ
@mhretabbelay9386
@mhretabbelay9386 10 күн бұрын
ሰለሙን ኩሉ ደርፍኻ ብጣዕሚ ቃንዛ ህዝብኻ ዝስማዓካ ኢኻ ኣጆኻ በርትዕ ክሓልፍ ኢዩ
@GetuKalayu
@GetuKalayu 15 күн бұрын
ግጥም ክልተ መን ቡሉፅ ተወነ ድርሰት ሸዋ ኣሕዋት በታተነ ከይርገፅ ከይገሃስ ክብሩ እንስሳ 'ዃ ደንበር ገይሩ😢 Best
@Haile-373
@Haile-373 6 күн бұрын
እዚ ግጥሚ አይአተዎኒ
@wizHabshawi
@wizHabshawi 13 күн бұрын
ሰሌ ቡሉፁ ገጣሚ ማንም ዘይወዳደረካ ጅግና ናይ ጀጋኑ ኢካ ናይ ብሓቂ ኣበይ ኣለኩም ተጋሩ 100 ሽሕ እስቲ ነብፀሖዬ ንሰሌየ ኣሕዋት ❤❤❤❤❤
@SmilingGlasses-zd6ln
@SmilingGlasses-zd6ln 15 күн бұрын
ብሓቂ ሰሌ ትክእል ኢካ ንዓካ ዝገልፅ ቃለት የለን❤ ስቃይ ህዝቢ ይኣክል 😢😢
@Helenmegstu
@Helenmegstu 6 күн бұрын
መዋፅኦ ይፍጠረልካ ህዝበይ Solomon King ❤❤❤❤🎉🎉🎉 ቀፅለሉ ጅግና ድምፃዊ
@kinitoabeyta4965
@kinitoabeyta4965 15 күн бұрын
From eritrean sol brather you are King tigrina music so i love you so much and god bless you contienu bro❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MilkaTare
@MilkaTare 14 күн бұрын
ሰሌ ራእሳን ቁስለይ ኣይትጉድኡኒ ዝኾኑ መራሕቲ በላዕቲ ውላዶም ወለዶም 😭😭😭
@fggb468
@fggb468 15 күн бұрын
Real artist standing with innocent and helpless people thank you 🙏🏿👍. As an Eritrean we lack people like you during our struggle for justice .
@desaleweldeslase1140
@desaleweldeslase1140 13 күн бұрын
ክቡር ሓዉና ሰሎሙን ኩሉ ስራሓትካ ነቲ ሙቁር ባህልና ዘድምቅን ናብ ወሎዶ ዘሰጋግር ብሉጽ ስራሕ ።ካብ ኤርትራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@TekichweAgame
@TekichweAgame 14 күн бұрын
ሶል ኣቦ ጥበብ ፈዉስ ህዝቢ !!❤ ሓጉዝኒ ላየክ ሃቡለይ ከይቅየመና☝️ 3:16
@risack8640
@risack8640 11 сағат бұрын
We wants songs like this - philosophical. Well done bro🎉🎉🎉🎉 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ
@ዘብሔረ-ኣክሱምትግራይ 15 күн бұрын
''ዕድመን ምህሮን ሓዳግ ተዘይገይሩ ተቐያማይ በታኒ ኢዩ ሓይሉ'' ሰሌ
@loveschool383
@loveschool383 4 күн бұрын
Anything Sele I am running to listen for sure. Seleway hawey Mearey. So much respect for you! May God watch and protect you.
@safebinrt8646
@safebinrt8646 15 күн бұрын
ሶል ኣቦ ጥበብ መን እሞ ሰማዒ፣ ፈጣረ ምሕረት ይልኣኸልና ባዕሉ። ዕድመን ጥዕናን ይሃብኻ ሓወይ ናተይ።❤❤❤
@daveyoutube724
@daveyoutube724 14 күн бұрын
በሂወቴ በጣም ከምወዳቸው ከትግርኛ ዘፋኞች ውስጥ 1እና ብቸኛው ሰው ሶል 💪💪😍😍
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 14 күн бұрын
ድምፃዊ ሰለሞን ውሉድ መንፈስ ብሄርተኛ ጅግና መምህር ገብረኪዳን ደስታ አገንዕ
@AlemGebre-p1f
@AlemGebre-p1f 14 күн бұрын
ሰሌዋይ ጎይታ ጥበብ ናይ ህዝብኻ ሕማም ዝስመዕካ😢😢 ኣምላኽ ነዊሕ ዕድመን ጥዕናን ይሃበካ
@girmayghebreab6446
@girmayghebreab6446 15 күн бұрын
Selemun i love u man All u say is tru, your music is geting me krasy Allway.,An Eritrean❤❤❤
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 10 күн бұрын
ደቂ ትግራይ ዓደይ ኣበይ ኣለኹም ናይ ሰሌ ጎይታ ጥበብ እስቲ ኣቲና ንረኣየሉ ላይክ ሸር እውን እንዳገበርና ! ከመይ ይገልፆ ኣሎ ፀገም ህዝብና ጥበብ ሰሌ ጅግና❤❤
@SalamS-lv6jc
@SalamS-lv6jc 15 күн бұрын
ሰሌዋ ፅቡቅ ስራሕ ተሩጊምካ መሬት ጠብ ትብል የብላን ቀፅለሉ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@Rockofliberty-lv1jw
@Rockofliberty-lv1jw 14 күн бұрын
In solidarity with the Tigray people.. The ብሔረ Meley🩵🐦🩵🐦
@atchessman4825
@atchessman4825 13 күн бұрын
Thank you! You have always been the voice for the people of Tigray who continue to suffering . Tigray deserves better!🙏💔
@Eri.100
@Eri.100 15 күн бұрын
Wedi tikabo nay tigray ❤❤❤❤ seley nay resie💙💙💙
@habtomhabtom5913
@habtomhabtom5913 14 күн бұрын
ተኣምር ኢዩ ግጥምኻ ። ንወዲ ትካቦ ትመስል ኩሉ ነገርካ ሰለሙን ሓወይ❤❤❤❤❤
@HaregSolomon-z8h
@HaregSolomon-z8h 14 күн бұрын
He is amazing and underrated the people who are in difficult situations!
@MulubrahanKahsay
@MulubrahanKahsay 13 күн бұрын
ንፁህ ሰለማዊ ሕልና ዘለዎ ክብሪ ወላድን መፃኢ ወለዶን ዝስምዖ ትግራዋይ ሰለሙን ክበር ጥበብካ ይሰስን።ይኣክል ንበሎም
@TafiiMuhurr
@TafiiMuhurr 15 күн бұрын
ዜማኻ ትርጉም ግጥምኻ ትርጉም ባዕልኻ ትርጉም ሹምካ ትርጉም ኣምላኽ ዕድመን ጠዕናን ይሃብካ ኹቡር ሓው ቀፅለሉ
@tsegaysolomon8377
@tsegaysolomon8377 15 күн бұрын
Zema natu zeykone
@ashwagali8623
@ashwagali8623 3 күн бұрын
The best tigray voice Love tigray from Sudan
@ጋልትግራይ-ቨ2
@ጋልትግራይ-ቨ2 15 күн бұрын
ሰል ብሉፅ ሰብ ገና ከይሰማዕኽዋ እዩ ዝፅሕፍለኹ ጅግና ወድ ህዝብ ኩሉ ግዜ ብህዝብ ሕሩር ሰላምኻ ይብዛሕ በሉፀይ ጎይታ ጥበብ 💙💙🥰🥰💔😥💙💙👏👏
@brhaneabrha2383
@brhaneabrha2383 14 күн бұрын
One who deserved the so calld Artist!!! ቀፅለሉ ድምፂ ህዝብኻ ምኻን የቐንየለና❤❤❤!!!
@meronbekure75
@meronbekure75 15 күн бұрын
ሰሌ ብሉጽ ካብ ቁልዕነትና ደርፍኻ እናሰማዕናዮ ዓቢና መልእኽቲ ግጥምታትካ ብሉጽ ከም ኩሉ ግዜ💙
@SelomonNigus-o3h
@SelomonNigus-o3h 14 күн бұрын
Goita tibeb sol kemakisi men Alo mnm kbl aykealkun kulu elkayo zeytezerebelo abo kinet Kabaka ytsbeyo eye dogol hzbi nehaki tetew zbele you are a legend keep it up!!!!!
@galmehamed2362
@galmehamed2362 14 күн бұрын
ሰሌየ ሓወይ ብሉጽ ስራሕ ከም ወትሩ። እጊሄር ይአኽለኩም ይበለና። 💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙🌿💙
@selomuntadesse-z6z
@selomuntadesse-z6z 14 күн бұрын
ተጋሩ ኣበይ ኣለና ቀንጠመንጢ ብሚልዮናት እንዳተራእየስ እዚ ዝመስል ስራሕ ገላፂ ፀገም ህዝቡ ዘይምርኣይና የሕፍር
@GebraeregawiAsfahaley-ju3uy
@GebraeregawiAsfahaley-ju3uy 12 күн бұрын
የቀኔልና ሰሌ ኩሉ ግዜ ስለ ትተግብሮ ፃዕርታት
@lifetime5315
@lifetime5315 11 күн бұрын
ጸግዒ ህዝቡ 💙💙💙🙏👈
@TkdemAbera
@TkdemAbera 14 күн бұрын
ሰሎሞን ሓወየ ናያ ባሓቂ ገሊፂኻዮ ዒደምዪ ጢዑናዪ ያሃባኻ
@YonasHaftu-h1b
@YonasHaftu-h1b 15 күн бұрын
ከምር ኣንተን የሚገልፅ ቃላት የለኝም አውነት ትችላለህ🫡🫡🫡🫡🫡🫡
@mebrahtu-su8jv
@mebrahtu-su8jv 14 күн бұрын
ናይ በሓቂ ሰሎሞን ናይ ግዜና ቡሉፅ መንእሰይ ኑጉስ ጥበብ ኢለ አጠሚቀኻ አለኹ
@WediDani-np9sh
@WediDani-np9sh 15 күн бұрын
ኣብ ህልም ዝበለ ስምዒት የእቲኻኒ ሶል ሓወይ ብሉጽ ኢኻ እሞ ቀጽለሉ❤
@fachetekle6184
@fachetekle6184 10 күн бұрын
ኣቦ ጥበብ እዞም ተጋሩ artist ኣሕዋትናስ ሓራም ተቅንኡ 99% ድምጺ ህዝብኩም ናትናስ ጉዳም ኢዩ❤❤
@Habash-m8k
@Habash-m8k 15 күн бұрын
ሴሌየ ኣረ ካማካ ሓቀኛ ሰብ ዶ ኣሎ ንህዝቢ ዝሓሊ በጃካ ሴሌየ ደርፍካ ክሰምእ ከለኩሰ ይንብአ🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉😢😢😢
@gondaryenie9455
@gondaryenie9455 14 күн бұрын
ደርፍኳ ኣብያ ወጊና እንድያ ዘላ ናብ ሰሌ!!❤👏👏👏👏🎉 ምልስ ምልስ ደኣ በለና ሰሎዋ ❤❤
@samihab5169
@samihab5169 14 күн бұрын
ከምዚ ወዲ ጌረ ዘድንቆ ናይ ትግርኛ ደራፋይ የለን 💙💙💙
@pathtoprogress1234
@pathtoprogress1234 3 күн бұрын
ሰሌ ኣቦ ትግርኛን ጥበብን ኢኻ💗
@user-ze7et6gj8k
@user-ze7et6gj8k 14 күн бұрын
ይበል ስራሕ ብፍላይ ግጥሚ 100
@عليمحمد-ز4ع8ص
@عليمحمد-ز4ع8ص 14 күн бұрын
ሰሌ ኣቦ ውፃዓት ቃላት ይሓፅረኒ እና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ዝሓዉና❤❤❤❤❤
@NgstKahsu
@NgstKahsu 15 күн бұрын
ይበል ሰሌ ሓውና ኣዝያ ፅቡቕትን ጥዑምትን ትርጉም ዘለዋ ዜማ ሒዝካልና መፂእኻ በርተዐልና ጥበብ ውን ሓይሊ እዩ ቃልሲ እዩ።
@damitsegay5349
@damitsegay5349 10 күн бұрын
❤❤❤ ወይ ስምካ ጥበብ ግበሮ ወይ ጥበብ ሶሎሙን ክንቅዩሮ ኢና
@EtAb-qs9kr
@EtAb-qs9kr 15 күн бұрын
ሰለሞን ዓይኒ ትግራይ ትዛረብ ጥበብ በርትዕ።
@Englishwithdaniel711
@Englishwithdaniel711 14 күн бұрын
ሶል ሓወይ ናይ ሙዚቃ Legend ኢኻ እዝነይ ናትካ ሙዚቃ ክትሰምዕ ኸላ ሙዚቃ Feel እየ ልገብሮ ቀፅለልና ጥራሕ What an outstanding music ሓወይ
@HaileluelEliyas-v8u
@HaileluelEliyas-v8u 15 күн бұрын
ስሌ ዓርከይ በቃ ብምንታይ እሞ ክገልፀልካ ንስኻ ንጉስ ናይ ጥበብ ኢኻ ዕድመን ጥዒናን ይምነየልካ❤❤❤❤❤❤❤👏👏👏👏👏👏👏💯💯💯💯💯🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@kidistabraham8059
@kidistabraham8059 12 күн бұрын
What can i say about you dear brother you always come with a wonderful songs God bless you ❤❤❤❤ hope to see you one day in person ❤❤❤
@መቅዲጋልውቅሮ
@መቅዲጋልውቅሮ 15 күн бұрын
ሰሌዋይ ጎይታ ጥበብ❤
@yrgalemtesfay7136
@yrgalemtesfay7136 14 күн бұрын
ይአክል ይአክል ይአክል ብሎም አንታ ወለዶ ነዞም በላዕቲ ነብሶም
@Abeba-c3p
@Abeba-c3p 14 күн бұрын
I'm feel sorry for what happened to our people. I hope everything works out for Tigray. Peace and Blessings
@mebrhitgermay9651
@mebrhitgermay9651 14 күн бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤❤❤🎉🎉🎉
@RobKebreb
@RobKebreb Күн бұрын
20 gezi semeya mmnaw sineye hawka kab eritrea 😢😢❤ pls go fight to freedom younger generations
@Chakureyuasey
@Chakureyuasey 15 күн бұрын
ኣቦ ጥበብ👏👏👏🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 12 күн бұрын
ስሌ ሐውና ጀግና ብትግራውነትኻ ትኾርእ ኢኻሞ ኮርኢና በአኻ ፅቡቅ ስራሕ ቀፅለሉ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 15 күн бұрын
አጆኻ ሰሎሞን ሐወይ ቃንዛና ሐደ ኣይነት እዩ እዚ ህዝቢ ብዝወፆ አይጠፍእን እዩ ናብ ንቡር ክንምለስ ኢና
@saraberhe6491
@saraberhe6491 14 күн бұрын
ይግበሮ አይስኣኖን ፈጣሪ
@holly53
@holly53 14 күн бұрын
I love all of your song. 🎵 I valued his song like yemane Barya! Good job brother.
@easytocook9937
@easytocook9937 15 күн бұрын
Our hero❤ Sele hawey May God bless you more
@Merhawih1l
@Merhawih1l 14 күн бұрын
Wow ደስ ዝብል ስራሕ ብፍላይ ግጥሚ ፍሉይ 1000 ድምፅ ህዝቡ ኣያ ጠበብ😢😢❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@TafiiMuhurr
@TafiiMuhurr 15 күн бұрын
ተጋሩ ሃየ ንሰሌ ዋጉኡ ንሃቦ ክብሪ ይግቦኦ እዩ ኣቦ ጥበብ ሸር ላይክ ሳብስክራይብ
@JduudJfif
@JduudJfif 13 күн бұрын
ጅግና ትግራዋ በርትዕ እድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@SolomonMehari-rf5vc
@SolomonMehari-rf5vc 15 күн бұрын
ካብ መጥቃዕቶም መጣቅዕቶም ይገ😭😭😭
@TinsauDesalegn-k8y
@TinsauDesalegn-k8y 14 күн бұрын
ሰሌዋይ ጎይታ ጥበብ ቀፅለሉ ዝሓወይ
@hageez19
@hageez19 15 күн бұрын
0:16❤❤❤❤❤🎉❤🎉❤ ዝብሎ የብለይን ፡ ንህዝብኻ ዓብይ ውዕለት ዩ ፡ ዘመንካ ይባረኽ ❤🎉
@tadessephares6889
@tadessephares6889 2 күн бұрын
Solo you are so amazing. You always your best to express the reality.
@Aregawi-te5qb
@Aregawi-te5qb 14 күн бұрын
ጥበብ ማለት ህዝቢ ምድማፅ እዩ ናይኻ ድማ ይፍለ ጥበብ ናይ ኢድኻ ትሃብኻ ❤❤❤❤
@WediMuauz
@WediMuauz 14 күн бұрын
ሰሌ ኣቦ ጥበብ ደየን ህዝቡ ፅቡቅ ስራሕ
@Raki_gal_tgray
@Raki_gal_tgray 15 күн бұрын
ጎይታ ጥበብ 😢ኣቱም ተጋሩ ኣበይ ኣለኩም ሼር Like ❤ናበልና ድምፂ ህዝብና ይሰማዕ ❤❤
@Mafi954
@Mafi954 13 күн бұрын
Selemon abo getmi abo zeyma entay kewxieo Jigina tegiraway😢😢❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@robel10_
@robel10_ 15 күн бұрын
ግጥም ክልተ መን ብሉጽ ተወነ ድርሰት ሽዋ ኣሕዋት በታተነ ሰሎ ጎይታ ጥበብ🎵።
@ZEDOMAN-d4r
@ZEDOMAN-d4r 14 күн бұрын
ሰሌ ኣቦ ጥበብ ኹሉ ግዜ ምሰኹርዕካና እኻ ነገር ሃምነገሩ ስራሕኻ ቃፅል ጥራሕ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@KbMb-mk9pv
@KbMb-mk9pv 15 күн бұрын
Soll welcome 🎉🎉🎉🎉🎉🎉ma best
@LiyaTeklay-t1j
@LiyaTeklay-t1j Күн бұрын
Sele kulu gize king of music tigriyna
@rogerjoned9924
@rogerjoned9924 15 күн бұрын
At tume🎉🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤ dimsy, we love
@HanaBerhe-p7r
@HanaBerhe-p7r 14 күн бұрын
Thanks!
@SolomonYikunoamlak
@SolomonYikunoamlak 14 күн бұрын
I thank you very much
@SaronZeru-ui7mh
@SaronZeru-ui7mh 15 күн бұрын
Solo kulu gze bulux zftwa ntbeb zteftre adinaqtika eretrawi haftka 🥰😘🥰😘🥰💙💙💙💙💙💙🌿🌿🌿🌿🌿
@ጉስነት
@ጉስነት 14 күн бұрын
💙💙💙💙 ጓል መለይና ሽኮር ካብ ሓውኪ በርገድ ንሓመዱ
@SaronZeru-ui7mh
@SaronZeru-ui7mh 8 күн бұрын
​@@ጉስነት bxaye wegeney 💙🌿✌️🥰
@ጉስነት
@ጉስነት 8 күн бұрын
@@SaronZeru-ui7mh ብልጽተይ ንጽህቲ ሕልና ሓፍቲ ዉጹዓት ኣምላክ ዝባረካ
@SaronZeru-ui7mh
@SaronZeru-ui7mh 8 күн бұрын
@@ጉስነት thsho da enkae keman haftkum konku
@SaronZeru-ui7mh
@SaronZeru-ui7mh 7 күн бұрын
@@ጉስነት ya nay nhamudu end nay tgaru eye gn zzrghalu ayssalun eye kkkk
@haftuhagos-w5l
@haftuhagos-w5l 12 күн бұрын
ናይ ዘመነይ ጎይታ ጥበብ ትግርኛ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ሶል!
@ጉስነት
@ጉስነት 14 күн бұрын
ህግደፍን ሕህዋትን ክልተ ገጻት ሰናቲም እየን ዝብል እስከ 👍👍
@Adehyabel
@Adehyabel 13 күн бұрын
Solo my favorite kulu shae trgum zelewo eka tserh gn men yesmeayo😢 keep it up ajoka ❤❤
@abdulmanane4597
@abdulmanane4597 13 күн бұрын
ኪሳብ ኸዚ 100kደይ ምምላኡሲ ኩሉ ምድያ ዝከታተል "ተላ " ምኻኑ የርእየከካ(ቆላሕ እንተበልኩ ዘይናማተይ ለካ ተላ ነይሩ ሑሱም ወዲሓፊተይ)
Арыстанның айқасы, Тәуіржанның шайқасы!
25:51
QosLike / ҚосЛайк / Косылайық
Рет қаралды 700 М.
The evil clown plays a prank on the angel
00:39
超人夫妇
Рет қаралды 53 МЛН
Леон киллер и Оля Полякова 😹
00:42
Канал Смеха
Рет қаралды 4,7 МЛН
ህየሳ ደርፊ 'ይተኣለ'
17:31
MAHDER PRODUCTION
Рет қаралды 42 М.
🔥ጆን መዲድ  መራሕትና ናብ መስመር ክኣትዉ እዮም
16:52
New Eritrean Music Efrem Arefaine (Mizer)
31:34
eribeats
Рет қаралды 211 М.