Gere Sheraro "ብፃይ" ገሬ ሸራሮ ሓዱሽ ትግርኛ ደርፊ 2015 | "Btsay" New Tigrigna Video Music 2023

  Рет қаралды 1,008,262

Suzan Multimedia

Suzan Multimedia

Күн бұрын

Пікірлер: 1 500
@frehiwotgebru1035
@frehiwotgebru1035 Жыл бұрын
ይሄ ዘፈን ሳይሆን ማነኛው ሰው ስለ ተጋዳላይ ሲያስብ ውስጡ የሚሰማውን ገሬ በዚህ ዘፈን የትግራዋይን ውስጥ አውጥቶ አሰምቶናል እናመሰግናለን ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስዋእትና
@huda3753-m8k
@huda3753-m8k Жыл бұрын
ብ ትግርኛ ዘይትፅሕፊ
@TomMesfin
@TomMesfin 5 ай бұрын
ትግረኛ ባልችልም በጣም ያሳዝነኛል እነዚህ ወጣቶች የሌሉበት አለም ላይ መኖር ትርጉሙ አልገባህ ይለኛል ኢትዮጵያዊ መሆን ምንኛ አለመታደል ነው ግን በየ 30 አመት መተላለቅ ለ10ሰው ስልጣን
@dadydady3547
@dadydady3547 10 ай бұрын
ይሄን ሙዚቃ 100 ጊዜ ሰማሁት በሰማሁትት ቁጥር አንጀቴ ይንሰፈሰፋል እንባዬ ዝም ብሎ ይፈሳል!😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@FikaduFikadu-fk4kr
@FikaduFikadu-fk4kr 7 ай бұрын
ምን ልሁን
@FikaduFikadu-fk4kr
@FikaduFikadu-fk4kr 7 ай бұрын
ምነው ፈጣሪ ዝም አልኸን
@XyYx-d2f
@XyYx-d2f 6 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😪😪😪😪😪
@Hagoshaftom123
@Hagoshaftom123 6 ай бұрын
እኔስ ብትይ እህህ😢😢😢ግዴለም ግዜ አለው! ትግራዬ!!!
@TimnitTesfay-s4p
@TimnitTesfay-s4p 5 ай бұрын
እኔም ዘፈኑ ሁሌም አዳምጥዋለው ከኔ ጋር የነበሩ አብረን ምግብ ስንበላ አብረን ስንጫወት እናም ሲደክመኝ የሚያግዙኝ ነው የሚናፉቁኝ እነሱ መኖር አልታደሉም ትቻቸው መጣው 😭😭😭 እኔ ግን አለው 😢😢😢
@tigraytube8615
@tigraytube8615 Жыл бұрын
ሓዘን መሪር እዩ !💔😭 በጃኹም ዛ ርኢቶይ ከየንበብኩምዋ ከይትሓልፋ 🙏 አኻእሎ ይሃብኪ አዶ ትግራይ !💔😭 ፅንዓት ንመላእ ህዝብና ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውአትና 😭💔 ስድራ ስውአትና ክንከናኸኖም ናይ ኩልና ሓላፍነት እዩ ! ካብ ሎሚ ሓደ ወገን ንሓደ ስድራ ገዛ ስውእ ! አዶ ስውእ አዶ ኩልና እያ ! አቦ ስውእ አቦና ኩልና እዩ ! አዴታት ትግራይ ንሕና አብዛ ምድሪ ከለና ብሓዘን ደቃ ክተስተማስልን ክትስእንን ክትጉህን ክትሓዝንን የብላን አዶ ኩልና እያ አለናልኪ አደይ አጆኺ ! አእጃምና ነወፊ !🙏 ሕልና ነዕቢ 🙏 ንተሓጋገዝ ንደጋገፍ ሓቢርና ንዕበ ሓውና ነኽብር ቅድም ንሓውና ንበል ሰናይ ዘበለ ኩሉ ንዓኹም ተጋሩ አሕዋተይ ❤🙏
@Amoon-db4kz
@Amoon-db4kz Жыл бұрын
😢 vvvhb😊
@yeshem
@yeshem Жыл бұрын
👏🙏
@haymi2894
@haymi2894 Жыл бұрын
😢
@معاذالمقري-ب8ح
@معاذالمقري-ب8ح Жыл бұрын
🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳🇻🇳Kbrn mogosn nswaatna
@gsas4971
@gsas4971 Жыл бұрын
💗😥😥😥💊💔
@TadesseMulusew-rv4cd
@TadesseMulusew-rv4cd 10 ай бұрын
በጣም የህዝብን ስሜት የገለፀ ሙዚቃ . ..... ክበርልን ወንድሜ ክብር ለተሰውት ጀግኖች
@aman0611a
@aman0611a Жыл бұрын
ነፃ ሃገረ ትግራይ ደበስ ስዉኣትና ኢያ። ዘልኣለመዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ሰማእታትና💛❤️
@mymamking8293
@mymamking8293 Жыл бұрын
እዚአ ደርፊ ስጋካ ሐሊፋ አዕፂምትካ ትትንክፍ ሐዘን መሪርዩ ፂንዓት ይሃብኩም🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 Жыл бұрын
እዛ ቀታሊትና ዝኮነት ጨርቂ ኣይተርእዩና ዳግም ኣይተሕሙና.
@mymamking8293
@mymamking8293 Жыл бұрын
@@hiwotkidanu7150 አብ ክሳድኪ እሰሪያ ከም ማዕተብ ንሳያ ካብሽግር ዘውፃአትኪ ባዓል ዘርሞዘሪሞ ዳአ አዲስ አበባ ኮይኖም ቢሮኦም ይሰትዩልኪ አለውኮ ግን ፂንዓት ይሃብኩም ንኩሉኩም
@hiwotkidanu7150
@hiwotkidanu7150 Жыл бұрын
@@mymamking8293 ይትረፍ ኣነ ንስካ እውን 1 ማዓልቲ ሓዊ ክተንድዳ ኢካ ምስተረደአካ.
@yemanehaleka8232
@yemanehaleka8232 6 ай бұрын
​@@hiwotkidanu7150 ኣንቲ ሓፍተይ እዚ ኩሉ መስዋእትን ድካምን ከምዛ ጨርቂ እዚኣ ኣብ ዓለም ከተንበልብል ክገብሩ ደይኮኑን ሓሊፎም። ስለ ዘይሰመሮሎም ድማ ጽንዓት ይሃብኩም
@merongebreselassie9479
@merongebreselassie9479 3 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭
@sababerhe7945
@sababerhe7945 Жыл бұрын
ገሬ ሓወይ እንኳዕ ብሂወት ተረፍካ 🙏 ኣብ ልቢ ኩሉ ትግራዋይ ዘሎ ቃንዛ ስራሕ ሰሪሕኻ ዛሓወይ 😢😢😢
@meareythegay1548
@meareythegay1548 Жыл бұрын
ያውይይይይ ኣይዊተይ 😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣይይይይይይይይ
@MusaredMusared
@MusaredMusared Жыл бұрын
😢😢😢😢😢
@sameramohamed1571
@sameramohamed1571 Жыл бұрын
ደቅነዋይ ምስ ናፍቆተይ ጠልምክምኒ ስደተይ ከይኣክለንስ ንትክም ወስከሉ ዓይነይ ንፃፉ ውሽጠይ ግን ይነብዕ💔😭🖤
@NgstiHayezgi
@NgstiHayezgi 9 ай бұрын
ዓለምጎዶሎ፡ባይ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭እፈ
@Nuria-m8h
@Nuria-m8h 9 ай бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@gashawtilahun7559
@gashawtilahun7559 5 ай бұрын
ምንም እንኳን ጎንደሬ ብሆንም የትግራይን ህዝብ በጣም ነው ማከብአው ማደንቀው የኢትዮጲያ ጀግና ናቹህ ሁሌም አከብራቹሀለሁ
@selamawit6916
@selamawit6916 Жыл бұрын
😢😢😢ኣነ ኣይካኣልኩን ኣብይኒ ከብደይ ዋይ ቃደማኩም ሰራዊትና ክብርን ሞጎስን ንዓኩም ዝተረፍኩም ለ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ዝሓመምኩም ዝተወቃዓኩም ለ ኣምላክ ምሕረት የውርደልኩም💛💖💪🙏
@almazdesta1743
@almazdesta1743 Жыл бұрын
እጆና
@habtomhabtom7831
@habtomhabtom7831 Жыл бұрын
ህዝቢ ትግራይ ዘይ ኢዱ ረኺቡ እዚ ሓላል ህዝቢ ኣሕ ፅንዓት ይሃብኩም
@mulalemWeres
@mulalemWeres Жыл бұрын
ታይሞ ክንገብር አታ ወዲ ኤሬ ህዝቢ ትግራይ እዚ ክረክብ እዩ ኢልና ሐሲብና 😭😭😭😭 ግን እንድዒ ሐወይ ናተይ አብ ዓለምና ተርእዩ ዘይፈልጥ ህዝቢ ሀሊቁ እስኪ ይኩን
@Maykraw
@Maykraw Жыл бұрын
ሕማቅ ኣይትርከብ ለባም ሰብ
@wnie4525
@wnie4525 Жыл бұрын
ሓደራ ንስድራ ስውኣት ከይጥለሙ😭💔💔ምእንተና ዝተሰውኡ ጀጋኑና ዓፅሞም ከይወግአና😭😭😭
@Selam-q5x
@Selam-q5x Жыл бұрын
በጣም የሚያዛዝን ዘፈን ነው ለሁሉም የትግራይ እናቶች ፅናቱን ይስጣችሁ ሌላ ምን ይባላል
@ffbh9535
@ffbh9535 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንጀጋኑ ስዋኣት ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢ከብደይ በልዓትኒ እዛ ደርፊ ኣይካኣልኩን ኣሓተይ መተዓብይተይ መማህርተይ ኩሎም ወፍሮም ቀርዮም ዓው እልካ ዘይትበክየሉ ዓዲ ኮይኑና ልብና ደምዩ😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@mekalihtigray8627
@mekalihtigray8627 Жыл бұрын
ኣነለ ካብ ትማሊ ጀሚረ እኒአኹ በይነይ ላነባዕኹ😢😢
@MedhinGebrehiwetGebregzi-ol6on
@MedhinGebrehiwetGebregzi-ol6on Жыл бұрын
እዋይ አህዋተይ እዚ ኩሉ ምእንተና እዩ እሞ የቅንየልና ክብርን ሞገስን ንቶም ጉርዲ ዘይለግቦም ስውአት አህዋትና😢😢😢😢😢
@gdhs-xi2rj2vr1
@gdhs-xi2rj2vr1 Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንክቡራት ስዉኣትና ዋይ ክመርር መተዓቢተይ መሓዙተይ ኣሕዋተይ ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@meriedkulubrhan2707
@meriedkulubrhan2707 Жыл бұрын
ሓቀኛ ታሪኽ ኩሉግዜ ረዚን እዩ :: ስምዒትካ ንዓይ ኣብቲ ስቓይ ዘይነበርኩ እኳስ ተሰሚዑኒ :: ፅንዓት እንዲኹም ኩሉ ግዜ ፈጣሪ ፅንዓት ይሃብኩም !!!!❤❤❤❤
@mebretube3312
@mebretube3312 Жыл бұрын
😭😭😭ኡፍፍፍ እዛ ደርፊ ክሰምዕ ከለኹስ ናይ ሓወይ ሬሳ ከልዕሎ ከለኹ ን ኣደይ እንታይ ኢለ ክነግራ እየ ኢለ ክጭነቕ እያ ተዘክረኒ ፅንዓት ይሃብ እስኪ ን ኣደታት ትግራይ😭😭😭
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ Жыл бұрын
😭😭😭💔
@mesi-ug5di
@mesi-ug5di 9 ай бұрын
😢😢😢
@Wihbd
@Wihbd 5 ай бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢😢​@@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@belesmedia2022
@belesmedia2022 Жыл бұрын
እዋይ ልብኻ ክበልዕ!!! ኣቱም ተጋሩዋ ሓደራ ስድራ ስዉኣት ምሕብሓብ ናይ መጀመሪያ ስራሕና ንግበር።
@hanitekeste-oh2wb
@hanitekeste-oh2wb Жыл бұрын
Nhwehat mknxal srahkum ykun
@እንዳባጉናዓደይ
@እንዳባጉናዓደይ Жыл бұрын
​@@hanitekeste-oh2wb ከይትሓስቦ
@habenmikyas6644
@habenmikyas6644 10 ай бұрын
ጽንዓት ይሃብኩም ህዝቢ ትግራይ ሙዝቄኛ ከኣ ስሑል ጎሮሮ ከምዛ ደርፊ ጌረኣ ኣብ ውሽተይ ዝኣተወትኒ የላን❤😢😢😢😢😢😢
@hilufgirmay329
@hilufgirmay329 Жыл бұрын
ኩላትና ተጋሩ ትግራይ ናይ ኩላትና እያ ንብል ተጋሩ ዕላማ መስዋእትነት ንኡሳት ሰማእታት ኣሕዋትና ከይንርስዕ ሕድሪ ኣለና። ብፍላይ ድማ ስድራ ስውኣት ከመረቲ ዝሓለፈ ከይንጠልም። ከይድገም ከይርሳዕ ሓደራ። RIP to all my braves brothers and sisters who gave us their lives for our freedom.
@شهدالعنزي-ظ3خ
@شهدالعنزي-ظ3خ Жыл бұрын
Bsotey nafikekum😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@NextGeneration-n6p
@NextGeneration-n6p Жыл бұрын
ዋ ዋ ዋ ይይይይይ የሕዋተይ 💔💔😭😭😭 ክብርን ሞገስን ንስውኣት። ኣዶ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኺ
@sultanalisultanali4588
@sultanalisultanali4588 Жыл бұрын
ልብኻ ዝሰብር ታሪክ ጀጋኑ ስዋእትና 😥 ገረብርሃን ወዲ ዓደይ እንኳዕ ዓይነይ ረኣኹኻ 🙏 መንእሰይ ትግራይና ኣበይ ተሪፉ ብፍላይ መንእሰይ ሸራሮ ፀላኢ ሻዓብያ ምስ መፀ ከመይ ናብ ቃልሲ ዊሒዙ 😥
@newhopeethio6931
@newhopeethio6931 Жыл бұрын
እንታይ ክበሃል ተፈልዮምና ክንደይ ብፆት
@weyikunfekadik3711
@weyikunfekadik3711 Жыл бұрын
ጨንቅና ኣሎ መምህር ዘርኣይ ሓወይ ጠፍእና ሎ
@SamiraSamira-gz7zl
@SamiraSamira-gz7zl Жыл бұрын
😢😢😢😢😢😢😢😢
@tsilalentertainment7154
@tsilalentertainment7154 Жыл бұрын
መሓዙተይ ኣሕዋተይ መላምል ደቂ ዓደይ ምእንተ ትግራይ ዝኸፈልኩምዎ መስዋእቲ ኣይንርሰዖን ክብርን ምስጋናን ንዓኹም ክብርን ሞጎስን ንሰማእታትና 😢
@KedanFeker
@KedanFeker 2 ай бұрын
😭😭😭
@azemeraassbha9713
@azemeraassbha9713 Жыл бұрын
አጀና ጀገኑና ምስወእትኹም ክብሪ ሃገርኩም ንሕበን በአኹም 💪💪💪💪💪
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ
@ትግራይዓደይ-በ4ዸ Жыл бұрын
አብ ኩናት ዘዋዓለ በልሕ ንትብሃል ሓቂ። አየ ደቂነይ💔💔💔😭😭😭😭😭
@mekenetfilmproduction1744
@mekenetfilmproduction1744 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታት ትግራይ! ፅንዓ ንኦዶን ህዝብን ትግራይ😢😭
@SelamNayel
@SelamNayel Жыл бұрын
ክብር ለናንተ ይሁን 😢😢😢ሁሌም ጀግኖች ናቹ ለኔ ነፃነት የተከፈለ ትልቅ ዋጋ 😢😢😢
@fgchffhfh9256
@fgchffhfh9256 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ነዞም ብማንም ምንም ዘይትትመን ሂወቶም ዝከፈልልና ጀጋኑ ሰማኣታትና ፅንዓት ይሃብካ ህዝበይ💊💪😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@سلفسلف-ب1م
@سلفسلف-ب1م Жыл бұрын
@abrhaleyarefaine6862
@abrhaleyarefaine6862 Жыл бұрын
ልቢ ይሰብር! ዝገርም ስራሕ እዩ 💔" ክብርን ሞገስን ምእንተ ህዝቦም ንዝሓለፉ ጀጋኑና❤💪🙏!"
@G-zb8nv
@G-zb8nv Жыл бұрын
💔😭😭😭😭ብፆት ብጣዕሚ ናፋቅ ክብርንምጉስን ምእንት ህዝቢ ክቡር መስዋእትነት ዝኽፈል
@ኣሌሓበሻዊ
@ኣሌሓበሻዊ Жыл бұрын
ወዲ ኣሚታ ጅግና ልቢ ብዙሓት ነኺእኻ ብሓቂ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና👏😥😥😥😥
@rahwamesoud4152
@rahwamesoud4152 Жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞገስን ንዓኹም ጀጋኑና 🙏🏼💛❤😢✊🏼
@samuelhadush
@samuelhadush Жыл бұрын
This is one of the greatest pieces of art depicting the harsh and costly struggle. worthy of the sacrifices they made. Painfull to hear let alone to live it. Thank you🙏
@Redseatv-g4g
@Redseatv-g4g 5 ай бұрын
I am from Eritrea. That music is melting my heart. 😢😢😢
@weditigray5782
@weditigray5782 3 ай бұрын
@fightforyourfreedom5657 Leave us alone, we Tegarus don’t want anything to do with you. Tegarus will never forget what you Eritreans did
@gualabaytigray
@gualabaytigray Жыл бұрын
ዓደይ ህዝበይ ኣባይካ 💔😭 ክብርን ሞጎስን ነቶም ምንም ጉርዲ ዘይለግቦም ንጀጋኑ ሰማእታትና 💔✊️
@Habashi-c2w
@Habashi-c2w 3 ай бұрын
ህዝበይ ዘይኢድካ ረኺብካ ኣደዳ ሓዘንን መከራን ኾይንካ 😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢😢 ክብርን ሞጎስን ንሰዉኣት ንጀጋኑ 😢😢😢ነብሰኹም ብሰላም ትዕረፍ 😢😢እዛ ሙዚቃ ክሰምዕ እንከለኹ ልብኻ ትሰብር😢😢😢😢😢😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ዋይ ግዜ ምሕሳሙ😭😭😭😭ኩሉ ግዜ ኣብ ልበይ ኣለኹም መሓዙተይ ኣዕርኽተይ ኣሕዋተይ ብጣዕሚ ዝፈትዎ ሓወይ M 😭😭😭😭😭😭😭😭
@selamyamenemh1100
@selamyamenemh1100 Жыл бұрын
ሓቀኛ ታሪኽ ኩሉ ግዜ ረዚን እዩ ።✊😥 ሰምዒትካ ንዓይ ኣብቲ ሰቓይ ዘይነበርኩ እኳሰ ተሰሚዑኒ😥😥 ፅንዓት እንድኹም ኩሉ ግዜ ፍጣሪ ፅንዓት ይሃብኹም 🤲❤😥 ክብር መጎሰን ንዓኹም ጅጋኑና 🤲🤲😥😥
@abebagebretsadik7089
@abebagebretsadik7089 Жыл бұрын
ፅንዓት ንህዝቢ ትግራይ !!!!! ክብርን ሞጎስን ንስዋአትና!!!!!!!!!!!!
@Asefaalsa
@Asefaalsa Жыл бұрын
ኣቱሙ ሰባት ግን ልመንታይ የሳቅዩና መርድእ ኣሕዋትና ብስነሰርዓት ለየንገረና ካብ ትፅቢት ልከፍእ የለይ ቁርፅካ ፈሊጥካ ፀጥ የሐሽ 😢😢😢😢
@yemanehaleka8232
@yemanehaleka8232 6 ай бұрын
ተጋሩ የሕዋትና ቃልስኩምን በረካ ምውጻእኩምን ጉቡእኩምን ንምድሓን ህዝብኩምን ንወጽዓ ህዝብኩምን እንተ ኮነ ግን ክሳብ ሕጂ ንዓኩምን ንህዝብኩምን ቀሲንኩም ትነብሩላ ሃገር ዘይምስራሕኩም ብጣዒሚ ብመስዋት የሕዋትኩም የሕመንን ይስማዓንን። እንሻላህ ሓደ ማዓልቲ ትግራይ ሃገር ኮይና ባንደራኣ ኣብ ዓለም ከተንበልብለልኩም ይምነየልኩም ሃገር ክብረት ስለዝኮነት
@ffggggg9238
@ffggggg9238 Жыл бұрын
ጀጋን ትግራይ በዛኻትኺም ዳኣነ ምእንተ ሕና እዝኺለይ ሱቃይ መከረይ ሪእኺም 😢😢😢ኪብሪ ንጀጋኒ ኣሕዋትና ❤❤❤ወድነኤይ እነኺ በለን 🙏🙏🙏
@FrtyonyFton11
@FrtyonyFton11 Жыл бұрын
አይይይይይይይይ
@micheltekie886
@micheltekie886 Жыл бұрын
Ahhhhhh ane Eritreawi eye gn btaemi eye bekye yehwat❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷😭😭😭😭😭xnat yhabkum swat yehwat?
@HiwotBelaye
@HiwotBelaye 4 ай бұрын
Zeyebki meaz koynu kulu hzbi endyu kesiru gda kbrn mogosn n sweatna 😂😂😂😂 aykealkun bxotey 😂😂😂😂
@Jossi_Mashi.
@Jossi_Mashi. Жыл бұрын
እዋይ ክመርር!!💔😢
@hiwotgebreamlak4887
@hiwotgebreamlak4887 Жыл бұрын
💔💔💔😭😭😭😭💔💔💔
@birhanukebed8589
@birhanukebed8589 Жыл бұрын
ብጣዕሚ መሪር😭😭😭
@gygstyftg2495
@gygstyftg2495 Жыл бұрын
😢😢😢
@yonasaraya3212
@yonasaraya3212 Жыл бұрын
@selamgebre-sr5wc
@selamgebre-sr5wc Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭eway 💔💔
@GgGg-c3t5k
@GgGg-c3t5k Жыл бұрын
ፅንዓት ንመላእ ህዝቢ ትግራይ 😢😢😢😢😢😢እውይ ክመርር ኣታ ኣብ ሰደት ኮንካ ሓዘን እፍፍፍፍ😢😢😢😢😢😢ኣኽኽኽኽ
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv
@WfhfhfuSgdkhydjdyr-md5kv Жыл бұрын
እዋይይይ ደቂ ዓደይ አሕዋተይ መታዓቢተይ ፀላኢኩም ይደፋእ ተደፊኦም ተሪፎም 😢😢😢😢😢ፅንዓት ንመላእ ህዝበይ ህዝቢ ትግራይ😢😢😢😢😢😢😢
@ove6164
@ove6164 Жыл бұрын
እዛ ደርፊ ኣብ ፍርቂ 2015 'ያ ወሪዳ ግን ኣብ መጀመርያታት 2016 ኮይኑ ንዝሰምዓ ካሊእ ኢያ😭ምእንተ ዓዶምን ህዝቦምን ኢሎም ክቡር ህይወቶም ዝከፈሉ ዝተሰደተ ህዝቦም ከይተመለሰ ዝተወሰደ መሬት ከይተመለሰ፡ ኣዶ ትግራይ ወዳ ኣይተመለሰ ዓዳ ኣይተመለሰ💔 እቶም ኣካሎም ኣወፍዮም ብህይወት ዝተመሰሉ ብጾት ስውኣትና ከምዚ ኢሎም ክትሪኦም💔 ኣብቲ ዳስ ሓዘን ኣብቲ ዳስ ሓጎስ (መርዓ) ክትሪእ ከለካ መሰዋእቲ ኣሕዋትና መመሊሱ የሕምመካ እሞ ከምቲ ጌሬ ዝብሎ እንታይ እዩ ጽብሃል እየ ኢልካ ሱቅ💔🖤
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ
@መንከምትግራይ-ጀ7ቘ Жыл бұрын
ክብርን ሞገስን ንስውአትና ❤️💛💪🙏
@user-xg5bz9qz3f
@user-xg5bz9qz3f Жыл бұрын
😭😭😭😭😭😭😭😭😭አንታይ አየ ክብል የ 😭😭😭😭😭😭ክብርን ምጎስን ጅጋኑ ስማኣታትና 😭😭ጽንዓት ይሃብኪ ኣዶ ትግራይ ዓድይ 💔💔😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ኣይይይይ 😭😭😭😭😭😭😭😭
@HabshiHabshi-d7e
@HabshiHabshi-d7e Жыл бұрын
ዋይ ኣዳ ትግራይ ዝረከበቶ😭😭😭😭ብፃየይ መዓረይ እንቃዕ ብሂወት ተረፈካ
@ghgh2357
@ghgh2357 Жыл бұрын
ኣብዚ ዘለካ ቃንዛ አሸካንዶ ንሱኩምስ ንሕናካ ምካኣል አቡና😢😢😢
@tgraytgray8925
@tgraytgray8925 Жыл бұрын
😥😥😥😥😥 ሀዚውን ከይድገም ሃገርና ንፍለ ተጋሩ እንስሳትናውን ንሳነ ብሓሳብ ንእመን ቃል ንእቶ ስውኣትና ንደብድስ ከምኣቦታትና ሓደራ ከይንበልዓ ከይርሳዕ ከይድገም ቃልስና ንሃገርዩ ሃገር ንሃገራ ንፍትሓዊት ሃገር ትግራወይቲ ሃገር።
@Himunich
@Himunich Жыл бұрын
💔💔💔 TDF fought 2 country’s with drone and everything 💔💔💔 I’m proud of you guys Without you we would have lost more children 💔💔💔 We will never forget what the evils did to us TDF forever ❤️❤️
@ከምርግቢኣቲኻከምተመንኣይ
@ከምርግቢኣቲኻከምተመንኣይ Жыл бұрын
ተጋሩ ኣሕዋተይ ኣበይ ኣለና ክሳብ ሕጅስ 100 ዘይ መለአት ኣላ ኣረ ተጋሩዋይ ንዑ ባዕልና ንባዕልና ንተሓገገዝ❤👏 ተጋሩዋይ መዓረይ ይፈትወኩም እየ♥️♥️♥️
@negasinguse
@negasinguse Жыл бұрын
ክብርን ሞጎሰን ንቶም ጀጋኑ ሰማእታትና !!!❤❤❤
@gsggsyywyw6301
@gsggsyywyw6301 Жыл бұрын
ክብረን ሞጎሰን ናዓኹም ጀጋኑና እህህህህህ ልቤ ዝተንክፈ ኡፍፍፍፍፍፍ😭😭😭😭😭😭😢😢😢😢😢😢😢😢😢
@nahomaddis7798
@nahomaddis7798 Ай бұрын
የእወነት እንሰፈሰፈ በዬ፣አለቀሳለሁ፣ሙዚቃውን፣ሰሰማው
@dommermuthklimeck
@dommermuthklimeck Жыл бұрын
ኣነ ብወገን ክሳብ ብሂወት ዘለኹ ን3 ስድራ ስውኣት ክሕብሕብ ቃል ይኣቱ:: ዘልኣለማዊ ክብሪ ንጀጋኑና😢😢😢
@AstareEngdaw
@AstareEngdaw 2 ай бұрын
ኢሂን ሙዚቃ ስሰማ ወድሜ ይናፍቀኛል እደወጣ ቀረ ወድሜ 😢😢😢😢😢😂😂
@hadasDugom
@hadasDugom Жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና😢😢😢😢😢
@basicresearch7516
@basicresearch7516 Жыл бұрын
ፅንዓት!!!! ንመላእ ህዝቢ ትግራይ!!!! ጀጋኑና ኩሉ ግዜ ኣብ ልብና ኢኩም:: ኣሕዋተይ😭😭😭😭 ኣሓተይ😭😭😭😭 ኣቱም ንኡሳተይ😭😭😭😭ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና!!!! ኣሕ!! ልብና ደሚዩ::
@abnethagos7053
@abnethagos7053 Жыл бұрын
አሕ ቃንዛ ህዝብናን ዓድናን ናይ ዉሽጥኻ እትገልፅ ስራሕ እያ ወዲ ትግራይ ጅግና ❤❤❤
@hanoonohaa4414
@hanoonohaa4414 Жыл бұрын
😢😢
@TimnitTesfay-s4p
@TimnitTesfay-s4p 5 ай бұрын
አነስ እዞም ፈቆዶ ዓፋርን ዓዲ ኣማሓራን ዝገደፎናዮም ብፆተይ ካስታውሶም ከለኩ ነዚ ደርፊ እየ ክሰምዕ ክውዕል😢😢
@nardosabreha7335
@nardosabreha7335 Жыл бұрын
ዘልኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና🙏🏾
@rutahaile2171
@rutahaile2171 Жыл бұрын
ተጋዳላይ ትግራይ ሕልፊ ሰብ❤ ከብደይ በሊዓ ቀቲላትኒ እዛ ደርፊ። ክብርን ሞገስን ንስውአትና።
@ንግስቲ-ቨ9ቨ
@ንግስቲ-ቨ9ቨ Жыл бұрын
አዚ ኩሉ ንሰለ ትግራይ አይ ከብረን ምጎን ንዓኩም❤❤❤
@LetayWeldegebrel
@LetayWeldegebrel 10 ай бұрын
ብዚኣ ሙዚቃ ናነበዐኹ ይውዕል ኣለኹ ተስፋ ዘይብሉ እሞ ዝምለስና እናመሰለኒ ወዲኖ ዓኸኸኸኸኸ ኣይ ኣነ 😭😭😭😭😭😭❤😭😭😭💔
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ
@ትግራወይቲ-ዠ9ጨ 5 ай бұрын
me🖤💔😭
@TDF16
@TDF16 Жыл бұрын
😢😢😢😢💔💔💔💔💔💔ታይሞ ኽንብል ብዘይ ፈጣሪ ነፍስኹም ብየማኑ የቕምጠልና ጀጋኑ ማዓረይ😢😢😢😢 ኣኽኽኽኽኽ ዛኻሕዳም ዓዲ 🇪🇹 ትባሀል እናገበርና ህዝብና ንንበር ዶ 😡😡 ተጋሩ ኣይንረስዕ ...ኽብርንመለን ሞገስን ንመላእ ጀጋኑናን ህዝብናን። 😢 ስድራ ስውኣታት ፅንኣት ይሃበልና።
@selemonambaw802
@selemonambaw802 3 ай бұрын
ፅንዓት ይሃብኻ ህዝቢ ትግራይ ዘልዓለማዊ ክብርን ሞገስን ንጀጋኑ ስውኣትና 😢
@sarakonjo9328
@sarakonjo9328 Жыл бұрын
ቕድመኩም ጀጋኑ ኣሓተይ ኣነ ሓፍትኩም ሓመድ ይብለዐኒ😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭😭ተጋዳለይ TDF❤💛✊😢😢ኣሕ ደቅነይ😭😭😭😭
@GshShh-mz5xi
@GshShh-mz5xi Жыл бұрын
አዋይ ኣነሰ ኣይከኣልኩን ተጋሩዋይ 😭(😭😭 ክብርን መጎሰን ንዉኣትና አንታአየ ክብል አወ ኣሕዋተና መሓዙትና😭😭😭😭 ኣካአሎ ይሃብኩም ወለዲ😭😭😭😭😭
@ابوعبده-ر2و2ط
@ابوعبده-ر2و2ط Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስዉአትና😢😢❤❤❤❤
@serkalemmekonen3542
@serkalemmekonen3542 Жыл бұрын
ክብር ሞገስና ንጀጋኑ ትግራይ ህዝቢ ክብር ሞገስና ንቶም ንሰማዕታትና 🥺🥺🥺
@ngestigebremeskel2322
@ngestigebremeskel2322 Жыл бұрын
💔💔💔💔💔ዓወት ሓወይ በቃ ዲዩ ተሰዊዊኢካ 2ዓመት ሓሊፉ ብዘይ ድምፅካ ኢዶእ አዲካከ በቃ ከይትምለስ ከይድካ ሕልሚ ዝከነ መሪር ሓቂ💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💔💕💔💔💔💔💔 ዓመት ዓወት ዓወት ሓወይ እንታይ ኢናንብል💔💔
@aregawigebre5586
@aregawigebre5586 Жыл бұрын
ኣጆኺ
@Sanirey777
@Sanirey777 Жыл бұрын
Mearey dahay rekibki do
@khantaddgh2452
@khantaddgh2452 Жыл бұрын
ኣይይይኣሕዋተይ እዚ ኩሉ ምእንንቲ ዓድኩምን ህዝብኩምን ሃይማነትኩምን እዩሞ እግዚኣብሔር ኣብ የማናይ ኢዱ ይቀበልኩም መሪር ክግለፅ ዘይክእል ንሓደ ንሓንቲ ኢልካ ዘይትፈልየሉ ሓዘን ኣምላክ መፅናንዒ መንፈስ ቅድሱ ይልኣከልና ሰላምኪ ይመለስ ዓደይይ 🙏😭😭😭😭💔💔💔💔😭😭💔😭
@Mfmfmf-x2r
@Mfmfmf-x2r 9 ай бұрын
ቡፀተይ ማዓረይ ኣይካኣሉኩን ልብና ክንደይ እዩ ፀሩ እናሓደር እምበር ድቃስ ከልእኒ ብከመይ ከን ክርሳዕ ዘይቀብፅ አረ እንራከብ እዩ ዝመስለኒ እንተ ኣነ ግን ብዛ ደርፊ ክነብዕ ይነብር ኣለኩ ዘይሃስስ ቃንዛ ክብርን መገስን ናዓኩም ahhhhhhhhhhhhhhhh
@mazamekonen8569
@mazamekonen8569 Жыл бұрын
ኡይይይይ እንታይ እሞ ክንገብር ሕርርር 😭😭😭😭😭😭ኢልና እኮ ብስላም ዕረፍሎና ጀጋኑና ክብርን ሞጎስን ክቡር ደምኩም ዘገብርኩምልና 🙏😭😭😭😭😭😭
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ
@ፈታዊትዘመንኣለምሰገድእየ Жыл бұрын
ዓቅሚ የብለየን ንዛ ደርፊ ክሰምዕ😭🖤
@birhaneberhe6232
@birhaneberhe6232 3 ай бұрын
ይሄ ልብ የሚሰብር ሙዚቃ ላቆመው ኣልቻልኩም😢😢😢😢😢😢😢😢
@hanaatakelti4378
@hanaatakelti4378 Жыл бұрын
ክብረን ሞጎሰን ንጀጋኑ ሰውአትና ብሰላም ዕረፋ ጀጋኑ ሰማእታት ዘ -ብሄረ ትግራይ💛❤😭😭😭!
@menkemtsnat708
@menkemtsnat708 Жыл бұрын
እዋይ ጅግንነት ተጋሩ ዓለማት ዝተደናቃሉ ዓወታትን ተዋፋይነትን ንመንነታዊ ቃልሲ ህዝቢ ትግራይ ነይሩ ድሕሪ ውዕል ሰላም ግን ቂሂሙ ተሪፉ ብዝኮነ ክንርስዖም ዘይ ግብኣና ስድራ ስውኣት ኣለውና ውልቃዊ ስብእናና ንዋጻእ ከየስተማስሉ ሓደራ 😭😭😭
@HaileTesfaye-bq8vv
@HaileTesfaye-bq8vv Жыл бұрын
አንታ ጅግና እቲ ናይ ጀጋኑ ዉዕሎን ስቃይን ብዝግባእ ገሊፅካዮ ዕድመ የሃብካ ።
@birhanefissahaye6999
@birhanefissahaye6999 Жыл бұрын
ዋይ ኣሕዋተይ ፈጣሪ ብየማናይ ኢዱ ይቀበልኩም፡፡ ከብድኻ ዝብልዕ ደርፊ። ተጋሩ ሃደራ በዓልትና ንተሓጋገዝ
@nazretgebre9932
@nazretgebre9932 Жыл бұрын
ጅጋኑና የቀንየልና ብሳላኩም ትግራይ ዲሂና ወትሩ አብልብና አብልቢ ትግራዎይ ኢኩም ጅግና እይነብርን❤❤❤
@msmaktube
@msmaktube 3 ай бұрын
4:18 😢 ኣሕዋተይ ምሓዙተይ መማህርተይ መትዓብይተይ፡ኣዕርኽተይ፡ ናተይ ወለዶ 😢
@አስኪዩቱብ
@አስኪዩቱብ Жыл бұрын
እህህህህ😢😢😢😢😢😢አዶ ትግራይ አቦ ትግራይ ጽንዓቱ ይሃብኩም መራሕቲ ማ ተሓቆቂፎም እኮ
@zeinatibrahim1265
@zeinatibrahim1265 Жыл бұрын
Amazing song tribute to our Ahewaty who died for our heroes ❤ ♥ 🙏 Thank you Gara heway. I can't stop listening to this song.
@YohanaKahsay-oy3hh
@YohanaKahsay-oy3hh Жыл бұрын
ጽንዓት ይሃቢኩም ኣሕዋተይ ማረይ ካብ 🇪🇷
@FanaKahsu-sr8ix
@FanaKahsu-sr8ix 5 ай бұрын
😭😭😭😭😭ኣሕዋተይ 💔መሓዙተይ 💔መተዓቢተይ 💔😭😭😭😭ልዝ መዚቃ ክሰምዕ ከለኩ ልኮኖ ኣይፍልጥይ ኩሉ ጊዜ ኣብ ልበይ
@LjhY-ex9jx
@LjhY-ex9jx Жыл бұрын
ክብርን መጎስን ንዓኩም ጀጋኑና 😭😭😭😭😭😭
@RahwaRah
@RahwaRah Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንስዋኣትና ከብድካ ትበልዕ ደርፊ አይከኣልኩን በጣዕሚ የሕምም
@hagosgebrearegawi2663
@hagosgebrearegawi2663 Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንተጋደልቲ ትግራይ !
@dyykejtkj
@dyykejtkj Жыл бұрын
ዘላኣለማዊ ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ሰማእታትና 😭😭😭😭😭😭😭😭😭
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ
@ድንግለይእያዋሕሰህውተይ Жыл бұрын
😢😢😢😢😢ሓሪርና ኩሉ ግዜ ብክያት ደሰ ክብለኒ ከሎ ይሰማዓ 😢😢
@ShewitYgzaw
@ShewitYgzaw 3 ай бұрын
ኣለዉ ለይተመለሱ ኣብ ልብና ልነገሱ 😭😭😭😭😭
@tekleabnegasi-j3k
@tekleabnegasi-j3k Жыл бұрын
አዚ ደርፍይ ሲ ብጣዓሚ ቲትክፈካ ህዝቢ ትግራይ ፅንዓት ይሃብኩም ❤❤❤
@iloveyoutigraycountryilove4438
@iloveyoutigraycountryilove4438 Жыл бұрын
ኡፍፍፍ ኣይካኣልኩን ኣይይይ ኣሕዎትና ክብርን ሞጎስን ንጀጋኑ ስውኣትና 😭😭😭❤❤
@ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ
@ሃገረይክብረተይ-መ2ቸ Жыл бұрын
ክብርን ሞጎስን ንጆጋኑ ሰማእታትና 😢😢😢😢
@LICHYATAMENE
@LICHYATAMENE Жыл бұрын
ኣካእሎ ይሃበና ፈጣሪ🙏😭😭😭😭ከብድካ ትበልዕ ኣብ ልቢ ትግራዋይ ኩሉ ዘሎ ቃንዛ ትገልፅ... ኩሉግዜ ኣብ ልብና ይነብሩ ጀጋኑና..
@Gobezay1983
@Gobezay1983 Жыл бұрын
Rest in power to all my braves brothers and sisters who gave their lives for my freedom. RIP❤❤
@hjezehjezr9522
@hjezehjezr9522 Жыл бұрын
😢😢😢😮ዋይይይ ጉድድድድ አክህዝበይይይይ😢😢😢😢 ዝደርፊ ብጣዓሚ እዩ ዘህዝንንንንን ላደጋገምኩ እየ ዝሰምዕ😢😢😢😢
Война Семей - ВСЕ СЕРИИ, 1 сезон (серии 1-20)
7:40:31
Семейные Сериалы
Рет қаралды 1,6 МЛН
БОЙКАЛАР| bayGUYS | 27 шығарылым
28:49
bayGUYS
Рет қаралды 1,1 МЛН