ሰባት ብዙሕ ግዜ ብዛዕባ ጸገሞም ዝካትዑ ወይ መፍትሒ ሲኢኖም ዝባኣሱ:ንጸገሞም ንኸይፍታሕ ዝኣሰሮ ሰብ ወይ መንግስቲ ማእከልነት ሰለ ዘይገበሩ ኢዮም እንዳ ተባኣሱ ዝነብሩ:በዚ ደረጃ እዮም ሕብረተሰብን ሃገራትን እንዳ ተናወጹን:እንዳ ተባኣሱን ዝነብሩ:እዚ ድማ ከቢድ ዩ:ከም ሕብረተሰብን ሃገርን ብሰላም ክትነብር:ሰለዚ አብ መንጎ ህዝቢ ኤርትራን እትዮጵያን መን ዮ ዘሎ ን 26 ዓመታት እንዳ ተባኣስና ክንነብር ዝገበረ? Because we Africans don’t know who is the enemy of our lives, and resources for centuries, We Africans need to come together,and we must stand with the leader of Burkina Faso Ibrahim traore, Jesus Christ is Lord,