ትሕሽ ንምንታይ ንደቃ ሓዲጋ ከይዳ?🤔 || ሓቃዊ ታሪኽ ናይ ኪዳን ዘርኣብሩኽ ክፋል 3

  Рет қаралды 14,579

Kidan Tube

Kidan Tube

Күн бұрын

Пікірлер: 409
@kidantube11
@kidantube11 5 ай бұрын
ሰላማት ዝኸበርኩም ቤተሰብና እዚ video እዚ ኣንዊሕናዮ ኢና ይቕሬታ ግን ከዓ ናይ መወዳእታ ስለ ዝኾነ እየ ዋላ እናዕረፍኩም ረኣይዋ ከይተቓርፅዎ ፕሊስስስስ ኣብ ቐፃሊ በመዘናግዒ ክንኽሕሰኩም ተስፋ ንገብር ክብረት ይሃበለይ ።🙏🙏🙏
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 5 ай бұрын
አረ ደስ እዩ ዝብለካ ትሐሸይ ማዓረይ መሰል ኣደዋይ ❤❤🌺
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ተመሲጠ እየ ሪኤዮ ደስ ዝብል እዩ ዝተረፈ ሂወትኪ ምስ ደቅኺ ራህዋን ቅሳነትን ዘለዎ ክኸውን ካብ ልበይ ተምንየ እቱ ኹሉ ፈተራ ሸጊርክዮ ኢይኺ ናዓኺ የማስለና
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 5 ай бұрын
❤❤❤❤ኪዳን ሓፍተይ ኩሉ ሓላፍይ እዩ ተመስገን ፈጠሪ ጥራሕ
@HlnaTube27
@HlnaTube27 5 ай бұрын
ስለኩሉ ነገር እግዚአብሔር ይመስገን ኪዳነይ ኩሉ ንፅቡቅካ እዩ ይቅረ ዝብል ሰብ ካዓ ኩሉ ገዜ ውሽጣዊ ሓጎስ ኣለዎ🙏🥀❤ ዕድመን ጥዕናን ምስ ስድራኪ ጠንካራ ኣዶ🥀🙏❤❤❤❤❤❤❤ ናይ ኪዳን ቤተሰብ ሳብስክራይብ በሉኒ አሕዋተይ❤
@Monliaz
@Monliaz 5 ай бұрын
ትሕሸዬ ድሰ እናብልና ኢና ንሰሞዒ እና ይክብረልና ዛውለላይ አብ ሰድት ዘልና አሓዋትኪ ድቂኪ ንማህሩሉ ኢና ክብረልና ድኣ ዛምቤተይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@andertawit
@andertawit 5 ай бұрын
ራህዋ ብጣዕሚ እያ ለባም ርግዕ ዝበለት❤ተሖሸይ ዛምበተይ😢🎉
@goodplaza795
@goodplaza795 5 ай бұрын
ተሐሸይ መዓረይ ጅግና ኢኪ ብሓቂ ናዓኪ የማሱለና አነለ ኣብ ፈተና ኣለኩ😭😭😭 ግን ብሓይሊ ፈጣሪ ከሓሎፍ የኣሙን ቁዱስ ሜካኤል ካብ ብዙሕ ፈተና ችግር ከሓሊ ሓጉዙኒ እዩ መጨረሻየይ ኩፁብቀለይ ኣብ ፀለቱኩም ዘኩሩኒ 😥😥😥🤲🤲
@ArsimaGh
@ArsimaGh 5 ай бұрын
አጀኪ ማዓረይ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ
@ድንግለይሩፍታልበይ-ዐ3ኀ 5 ай бұрын
ኣጀኪ ዛሓፍተይ
@نلنلمنلن
@نلنلمنلن 5 ай бұрын
ኣጀኪ ዝሓፍተይ
@hgf6568
@hgf6568 5 ай бұрын
ፆሎት ቅዱሳን ምሳኪ ይኩን አጀኪ ሓፍተይ
@samhothy4878
@samhothy4878 5 ай бұрын
አይዘኺ ክብረተ ፆሎት ቅዱስ ሚካኤል አይፈለይኺ
@menkemtg6761
@menkemtg6761 5 ай бұрын
Btaeemi gobez eki
@GmhlHpyu
@GmhlHpyu 5 ай бұрын
ዋይ ምጥንካርኪ. ማራ ጎቦዝ ኢክይ. ተመስገን ኣብዚ ደርጃ ዝበፃሕኪ❤
@goeytsegezab6494
@goeytsegezab6494 5 ай бұрын
Ajoki tihshey aski anbesa eki ❤❤❤❤
@AAAAAA-ve2rs
@AAAAAA-ve2rs 5 ай бұрын
❤❤❤Wow nay behaki zgerm tarik hiwet
@Madina-q1p
@Madina-q1p 5 ай бұрын
❤😢አስይይ ትሕሽይ ብዙሕ ኢና ተማህረና ካልእ ትልሚ እውን ሕዝክልና ምልእተ ብፍልይ ንድቅኪ ዝልለ አታሓሓሒዛ ዝልለ ፍቅሪ ፍሉይ እዮ ራህዋ ፍቅር ድማየፍትውኪ እየ ምስ ሓውኪ ንዓደይ ምፅእ ዝረእኩም ይግብረኒ❤
@حسن-ظ3ن1ل
@حسن-ظ3ن1ل 5 ай бұрын
ተሐሸይ ማዓረይ😥እዙይ ዘሐለክፊ ዘይትመስሊ ብሓቂ😥እግዚአብሔር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኪ ንባዓል ገዛኪ እውን መንግስተ ሰማይ የዋርሶ😭
@HdjbHxjbih
@HdjbHxjbih 5 ай бұрын
ተሐሸይ መቀነት ፅንዓትና ካባኪ ብዙሕ ኢና ተማሂርና የኔ ጠንካራ👏👏👏👏
@fanueldori9718
@fanueldori9718 5 ай бұрын
ንፍዕቲ ክብርቲ ኣርቲስት ትሕሽ ከምዚ ዓይነት ሂወት ምሕላፍ ኣብ ቀዳማይ ዓለም ሉሙድን ጽቡቁን መምሃርን ዩ ,ኣብ ዓድና ኣይተለመደን ብ ጣዕሚ ጽቡቅ ምክሪን ተመክሮ መምሃሪ ዩ ❤
@akbert-lt3qd
@akbert-lt3qd 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ተሐሸይ ጅግና ኣዶ ምስ ደቅኪ❤❤❤
@tewenkifile8939
@tewenkifile8939 5 ай бұрын
Tihshey shikor btarimi eye zfetweki zukulu shigr zehlefki zeytimesli tsahay zikonki seb eidmen teinan yhabey fetari ms sdrabetiki eiretrawit haftiki eye❤❤❤❤❤❤❤ziyaday
@ቅዱስሚካኤለይ
@ቅዱስሚካኤለይ 5 ай бұрын
ዝገርም ፅንዓት ጅግንነት ስብእና እዩ ዘለኺ ኪዳነይ ኣደዋይ ጎተይተዋይ 3ቲኡ ክፋል ብሓደ ግዜ እየ ኣዳሚፀዮ ❤❤❤❤❤❤
@melakeamintsegaytedla4523
@melakeamintsegaytedla4523 5 ай бұрын
ወ/ሮ ትሕሽ በሓቂ ናይ ተግባር መምህር ኢኺ!
@MymyRr-g8w
@MymyRr-g8w 5 ай бұрын
ትሐሸይ መዓረይ ጅግና 😥❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ🙏❤❤❤
@SmirSmira
@SmirSmira 5 ай бұрын
tehashey konjoo jegena ado eki edemen tenan yehabeki mes dekeki🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰❤️❤️❤️❤️❤️❤️❤️😍😍😍😍😍😍😍😘😘😘😘😘😘😘😘😘
@ኢየሩሳለም-ትግራይ
@ኢየሩሳለም-ትግራይ 5 ай бұрын
ዝገርም ታሪኽ እዩ እንኳዕ ኣካፈልክና ተመሲጠ እየ ሰሚዐዮ ዝገርም ፅንዓት ተስፋ ዘይሙቁራፅ ኪ ኩሉ ሓላፊ ምኻኑ ህይወት ዓቀብ ቁልቁል ምኻና እየ ተምሃረ እና ይቀንየልንል ትሕሸይ እንኳዕ ድማ ከምዚ እልኪ ረኣኹኪ ❤ ኣጋጣሚ ኣብቲ ዝሰራሕክሉ ዓዲ ኦማን እየ ዘለኹ ብሰላም መሬት ዓደይ ክረግፅ ፀልይለይ💕💕💕💕
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 5 ай бұрын
Tihishey you so strong women god bless you 🙏 ❤️ 🙌 💖
@ሓፍቲስውእ
@ሓፍቲስውእ 5 ай бұрын
ብዙሕ ተማሂረ ካባኺ ተሐሸይ ማዓረይ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃብኺ ማዓረይ ሂወት ፈተና እያ🙏❤🥰
@HanaAli-hz2vm
@HanaAli-hz2vm 5 ай бұрын
ሐሊፉ ኪዳነይ ጀግና ኢኪ ገና ናይዙኩሉ ግፍዒ አብንበለፀ ክትበፅሒ ኢኪ❤
@tslalmuzw9508
@tslalmuzw9508 5 ай бұрын
ኪዳነይ ንዙኩሉ መንከራ ሓሊፍኪ እንካዕ ናብዚ ኣብቀዕኪ ደሞ ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ብርሃን ናደቅኪ የሪኢኪ ብጣዕሚ ጠንካራ ኣዶ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kokob1227
@kokob1227 5 ай бұрын
ጀግና አዶ
@tesifaxibah
@tesifaxibah 5 ай бұрын
🥺ኪዱየይ ጻዕራም ቃላት ሲኢነልኪ ማሞ የ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ🥰🥰🥰🥰🥰
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 5 ай бұрын
ደምርኒ ኽብረተይ❤
@HarfeyaHayle-dv7qh
@HarfeyaHayle-dv7qh 5 ай бұрын
ትሕሽይ ማዓረይ ዕድመንጥዕናን ይሃብኽ ሚስ ደቅ ምቅሪት🙏🙏❤❤
@hgggg7143
@hgggg7143 5 ай бұрын
ወዲ ሰብ ብደግኡ ክረአ ከሎ ዉሽጡለ ከምኡ እዩ ዝመስሎ 😢ግን ዉሽጥና ክንደየናይ መዓት ፀገማት ተሸኪምና ኢና ንከድ ብጣዕሚ እዩ ዘገርም ፈተናታት ክገጥሙካ ይክእሉ እዮም ከመይ ከምትወፆም ብጥበብ ምሕላፍ እዩ😢 ኣብ ስደት ዘለና ዉሽጥና ብሕሩሩ ሓሚምካ ዝኣምነካ ዘየለ ተፀጊምካ ዝርደአልካ ዘየለ ብቻ ፈጣሪ ንኩሉ ዝክእል ኣክኢሉ ስደትና ኣሕፂሩ ብሰናይ ሰላም ንዓድና ይመልሰና❤
@LemlemMarkos-sk7ki
@LemlemMarkos-sk7ki 5 ай бұрын
ኪዳነይ ማዓር ኣፍ እድመን ጥዕና ይሐብኪ ምስ ደቅኺ ❤❤❤
@hadguluul8785
@hadguluul8785 5 ай бұрын
Nay bahaki jigna eki zhaftey maarey edimen tienan yhabki ❤❤❤❤
@ementseyon652
@ementseyon652 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለኩሉ ነገር ኩሉ ንሰናይ እዩ።
@AbiKrios
@AbiKrios 5 ай бұрын
ጀግና ኢኪ ትሑሸይ❤❤❤❤
@tirhaskiros3966
@tirhaskiros3966 5 ай бұрын
እግዛብሔር ናመለዐ ይሐብኪ ደቅኪ አበቁምነገር የብፀሐዬም ❤❤❤
@netsi2127
@netsi2127 5 ай бұрын
ኣነለ ብከርተት ዓብየ ኣብ ከርተት ለ ኣለኩ ክሓልፈለይ ካማኪ ነበረ ኢለ ከውግዖ ለ ይምነ ስደት ሓደ ከይ ወለድኩ ዕድመይ ይበልዐኒ ኣሎ መጨረሽኡ ደኣ የፀብቀለይ እንበር 😥😥 ኣነለ ናይ ስደት ትርፈይ ተዘህበኒ ፈጣሪ ዝልምኖ ገዛ ገዚአ ወላ ጥራሕ ኢደይ ተተመሊሰስ ደሓን እየ ዝብል ኣብ ዝወዓልኩ ዊዒለ ኡፎይይይ ኢለ ዘዕርፈላ ገዛ እየ ተዝህበኒ ፈጣሪ 🥺🥺
@laylaal7008
@laylaal7008 2 ай бұрын
አጅና እግዚአብሔር ልምን ኢልዎ ንገዝእ ንከዉን
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ
@AmitYouTubeChanelአሚትዩቲብ 5 ай бұрын
ተሐሸይ ብጣዕሚ እየ ለድንቀኺ ወለላይ😢 ካባኺ ብዙሕ ተማሂረ እየ የቀንየልና❤ ራህዋየይ ለ ድምቕተይ❤ እዮቦይ ለ ቆንጆየይ❤ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምሰ ደቕኺ ኪዳነይ::❤❤
@GRu-dr8fi
@GRu-dr8fi 5 ай бұрын
ጀግና ኣዶ ኢኪ ኪዳነይ አነስ ክፈትወኪ ዓደይ ኣትየ ብኣካል ክረክበኪ ይምነ ❤❤❤❤ ካብ ታሪክኪ ብዙሕ ተማህረ ማዓረይ ምካኤል አባይ ኩሉ ግዜ ሑጉስቲ ገይሩ የንብርኪ❤❤❤😍😍😍
@Feryweldelchel8502
@Feryweldelchel8502 5 ай бұрын
Life is challenging, but you're absolutely clever and wise I appreciate you 🙏 Amen 🙏 🙌
@tesfaeyusnkay5168
@tesfaeyusnkay5168 5 ай бұрын
ጠንካራ ኣዶ ሺሕ ዓመት ነብርልና ኪዳነይ❤❤❤ካባኪ ብዙሕ ትማህር🎉🎉❤❤
@azebweldu7852
@azebweldu7852 5 ай бұрын
ለዋህ ሰብ ፍሉጥ እንድዩ ርግቢት ኢኺ ንስኺ ብኡነት ዋላ ድገረመኒ ኣቦኺ ውን ብንእሽቶኺ ከለኺ ጎዲኢኪ ኢዩ ኣብ ኣቦኺ ደለኪ ኣኽብሮት ካኣ ገሪምኒ ይቐንእ ካኣ እዚ ትዕድልቲ እዚ ቀሊል ኣይኮነን ኣምላኽ ሂብኪ ኣጆኺ ቀጽሊ ጅግና ኣደ ርህርህቲ ኢኺ ራህዋ ጋልኪ ካኣ ትሕቲ ቅንዕቲ ደስ ትብሉ ፋሚሊ ዋው ❤❤❤❤❤❤❤
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 5 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@rahealraheal1881
@rahealraheal1881 5 ай бұрын
ትሕሸይ ቀደማይ ክሳብ ሳልሳይ ክፋል ብትኩረት እየ ሰሚዐኪ ብጣዕሚ ጠንካራ ኣዶ ኢኪ ፈጣሪ እንካዕ ኩሉ ኣሕሊፉ ናብዚ ኣብቅዐኪ ሂወት ፈተና እያ እና ደቂኪ እውን ዕድመን ጥዕናን ሂቡ ኣብ ዓብዪ ደረጃ ኣብፂሑ ንክክሑስኪ የብቕዓዮም❤❤❤ሰላኩም ይብዛሕ ምስ ደቅኪ❤❤❤❤❤❤ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትኪለ ስደትና ሓፂሩ መሬት ዓድና ንምርጋፅ የብቅዐና
@ፊደለአኺደንግልማርያም
@ፊደለአኺደንግልማርያም 5 ай бұрын
ብሓቂ ጥንካራ አዶ አኺ ክዳነይ ካብአኺ ብዙሕ ተማህረ ብዙሕ ጸገም _ሓልፊኺ ግን እግዚአብሔር ይመሰገን ኹሉ ንጽብቅኻ አዩ ብእምነትኺ ውን ጣካሪ አኺ እግዚአብሔር ምሰ ደቅኺ ዕድመይ ጥዕናይ ይሃበኺ_ 👏💝
@MuluGermay
@MuluGermay 5 ай бұрын
ትሕሽይ ጅግና ፈጣሪ አብ ላዕሊ ይብፅሕኪ
@YoDaha
@YoDaha 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኪ ብሓቂ ኣሂወት ከቢድ አሐሊፍኪ. ስንካ ተስሓቀ ፀገም ከም ዘሕለፍካ ዝፈልጠልካ የለን ብዘይካ ፈጣሪ ግን ተመስገን እንኳዕ ታሪክ ኮኑ ተውግዕሉ ግዜ ኣምፀኦ ፈጣሪ ተባረኩ❤
@zewdugebretekle394
@zewdugebretekle394 5 ай бұрын
ብሓቂ ጠንካራ ሰብ ❤🎉
@tgray1588
@tgray1588 5 ай бұрын
ትሕሸይይ ብጣዕሚ ኢኺ ጠንኻራ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኺ ፈጣሪ ሙቁራት ሰድራ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@kidsanlegesse7342
@kidsanlegesse7342 5 ай бұрын
Smart ❤❤❤❤well done 👏
@ትግራይዓለመይእያናዓይ
@ትግራይዓለመይእያናዓይ 5 ай бұрын
ተሐሸይ ጠንካራ ካባኪ ቡዙሕ ትምህርቲ ወሲደ ❤❤❤❤❤
@rahelhalefom1327
@rahelhalefom1327 5 ай бұрын
መዓረይ ግልፅነትኪ ብጣእሚ ደስ ይብል
@UjJh-yw9hi
@UjJh-yw9hi 5 ай бұрын
ዋይ ተሐሸይ ከቢድ ፈተና ኢኺ ሓሊፍኪ ጅግና ጠንካራ ኣደ ኢኺ ብሓቂ❤❤
@mebrihitkidanu16
@mebrihitkidanu16 5 ай бұрын
ተሐሸይ ጠንካራ❤❤🎉🎉
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል
@የኣብነገብረመንፈስቅዱስል 5 ай бұрын
ብሓቂ ጠካራ እኪ ትሕሸይ ብዙሕ ተማህረሉ ኣነስ ፈተና ሓልፍካ ዓወት ከምዘሎ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ኣምላክ ምስ ደቅኪ ዘፈትወኩም ስድራ💚🥰
@mlientesfahney
@mlientesfahney 5 ай бұрын
ትሕሽይ ምዓረይ ብሓቂ ጠንካራ አዶ ኢኺ ንስኺ ከርተት ዝበልክዮ ዝተረፈ ዘመንኪ ብደቅኪ እንዳ ተሓጊስኪ ንበሪ ብደቂኪ ኩሉ ግዜ ተሓጎሲ ንዓና ት.ቲ ዩ ብሓቂ ❤❤❤
@cow9570
@cow9570 5 ай бұрын
ዕድመን ጥዕናን ይሃብክክን ፁሩያተይ ተናፈቅቲ ኪዳነይ ግን ብልፅቲ ኣዶ ኢካ መርኣያይ ካባኪ ቡዙሕ ክንማሃር ኢና ድሕሪ ፀገም ዓወት ከም ዝመፅእ ተማሂረ❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ብሓቅ❤ ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉❤
@cow9570
@cow9570 5 ай бұрын
@@Brktitube ገይረልኪ ማዓረይ
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
@@cow9570 እሺኒ ዛናተይ💞😍
@-kdsti
@-kdsti 5 ай бұрын
ትሕሸይ ጠንካራ ጅግና ኣደ ኢኪ ካባኪ ቡዙሕ ተማሂረ ኣብ ዝበጻሕካ በጺሕካ ሓደ ኢልካ ምጅማር ዘይቀሪ እዩ ህይወት ቀፃሊት እያ ዘይሓልፍ የለን❤❤❤
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ 5 ай бұрын
ትሕሸይ ብጣዕሚ ጅግና ኣዶ እኺ እግዚአብሔር ዕድመን ጥዕናን ያሃብኺ እግዚአብሔር ምስ ደቂኺ🙏💗 እጀኺ ካብዚ ዝበለፀ ትስረሕ እኺ🙏👌
@rgathaylemnkael605
@rgathaylemnkael605 5 ай бұрын
ኣሰይይይ ተሐሸይ ጠንካራ ኣደ ኢኪ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኪ ሓፍትኪ ካብ ዓዲ ዓረብ ተመሊሰ ዶሞ ብኣካል ክረክበኪ ተስፋ ይገብር ቡዙሕ እየ ዝማሃር ካባኪ መሰል ኣደዋይ❤❤❤❤💝ንደቅኪ ድማ ዕድመን ጥዕናን ይሃቦም ክንዲ ሽሕ ይኩኑልኪ ንትሐሽ ዝፈትኪ ላይክ ይግጨየኒ ንተሐሽ 50ሽሕ ነብፃሓያ ዝሓፍትና ንዓኣ ሓገዝ እዩ ንዓና ግን ምንም ኣይጎድለናን እሞ ሳብስክራይብ ሸር ላይክ ኮመንት ግበሩላ❤❤❤❤💝
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 5 ай бұрын
ዝያዳይ ደምርኒ❤
@ANEZEKIRSTOS
@ANEZEKIRSTOS 5 ай бұрын
ፅሩያተይ እንኳዕ ብሰላም መፃኽን የነወሐይ ኪዳነይ አዉዕግ ተወዓልኪ አይትምነዉይ አይትፅገብይ ሓፍተይ መዓረይ አምሃሪ እዩ እግዚአብሔር ይመስገን አሜን
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 5 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@mesi4621
@mesi4621 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤ብጣዓሚ ኢኪ ጅግና
@selam-sm2rm
@selam-sm2rm 5 ай бұрын
ብሓቂ ጀግና ኣዶ ኢኪ ተሐሸይ ምክረኪ አይፈለይና ኣብ ሰደት ዘለና🙏❤
@slamr0r054
@slamr0r054 5 ай бұрын
ጅግና ኣዶ ኢኪ 👌💘
@Selam62420
@Selam62420 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ይመሰገን ሰላሞኪን ዮብዘሐዮ ተሕሸይ❤❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤❤🎉
@Selam62420
@Selam62420 5 ай бұрын
@@Brktitube ሳብሰክራይብ መላሰልይ ዝያድይ🙏❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
@@Selam62420 እሺኒ ዛናተይ ኣብ ኩሙት ኣቀምጥለይ💕💞💞💞ክምልስ እየ
@ፅሓይብራቅ
@ፅሓይብራቅ 5 ай бұрын
ኪድዋይ ጅግና አዶ ኢኪ አይዘኪ ብደቅኺ ክትሕጎሲ ኢኪ❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤🎉❤🎉
@Muhammad-ch4bp
@Muhammad-ch4bp 5 ай бұрын
ማዓረይ ዝረክቦ እዩ ዝፈልጦ❤❤❤❤
@asayyeebyo182
@asayyeebyo182 5 ай бұрын
ትሓሸይ ብሓቂ ሓዘነ😢😢ግን ካዓ እቲ ጥንካረኪ ይገርመኒ አምላኽ እንተ ሕዝካ ኩሉ ይሽገር ሚካኤል አቦይ አይሐፈረክን ብሓቂ ጠንካራ ጅግና እኪ ኩሉ ሓልፍኪ አብዚ ምብፃሕኪ ብጣዕሚ እየ ተሓጉሰ ምስ ደቅኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ እግዚአብሔር ኣምላኽ ብጣዕሚ እና ንፈትወኪ ነክብረኪ ምስ ኣዴታትና ብዙሕ እና ተማሂርና ካባኪ❤❤❤ንብዓል በትኪ እዉን መንግሥተ ሰማይ የዋርሶ ብሓቂ ካብ ይቅርታ ዝዓቢ የለን😢😢😢
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 5 ай бұрын
ደምርኒ ዝያዳይ❤
@HiwiTube-ug5wl
@HiwiTube-ug5wl 5 ай бұрын
ብተመስጦ ሰሚዐዮ አነስ ትሐሸይ ብጣዕሚ ጅግና ጠንካራ አዶ ኢኪ ሓደ ሓደ ፈተናታት ንሂወትካ ዝቅይር ነገር ኮይኑ ትረክቦ ከባኪ ብዙሕ ተማሂርና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ፈጣሪ ምስ ደቅኪ አነለ ናይ ኩሉ ግዜ ትምኒተይ ንደቀይ ከማኪ ጅግናን ጠንካራን አዶ ክኮነሎም ድሌተይ👏❤🥰🥰
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤
@Tsedihaftiyjeganu
@Tsedihaftiyjeganu 5 ай бұрын
ተሐሸይ ናይ ብሓቂይ ጠካራ ኢኪይ ደቅክለ ካሕስትኪይ ይግበሮም ዛቤተይ❤
@Liyaliya-ou4nl
@Liyaliya-ou4nl 5 ай бұрын
Tehshey tsriti btaemi eyu des zebel memharit eiki ❤❤❤
@HelenMeles-nu5re
@HelenMeles-nu5re 5 ай бұрын
ትሕሾይ ብጣዕም ዝሕዝን ታሪክ ብሃቅውታ እየ ዝፅበ ነይረ መጨረሽኡ ክሰምዕ😢😢😢😢 ትሖሸይ ለዋህ እኺ እዚ ኩሉ ተበድልኪ ዘይተቀየምኪ ተዓድልኪ ንእሽተን ከምናትኪ ዝተማሳሰለ ሂወት ነይርኒ ግን ዝገደደ እውን አሎ ድዩ እለ ሓዲገዮ ቂም ካብ ውሽጠይ ምውፃእ አቢኒ ነይሩ ህዚ ግን ዝገደደ ምስረእኹ እዚ እውን አሎ ድዩ ኢለ ሓዲገዮ😢😢 ትሖሸይ ዝቀረየ ዕድመኺ ብደስታን ፍቅርን ምስደቅኺ ይግበረልኪ አምላክ👏 ካባኺ ቡዙሕ ተማሂረ ካብ ኩሉ ቂም ዝባሃ ክሓድጐ እየ ብሓቂ ጠካራ እኺ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ዛናተይ💖❤💗💕
@Ksuhabeshawit-q7k
@Ksuhabeshawit-q7k 5 ай бұрын
በእውነት ተመሲጠ እየ ሰሚዐያ ብጣዕሚ ዝገርም እዩ ሓሊፉ ክተዋግዖ ክጥዕም ተስፉ ይቆርፅ 6 ዓመት ኣብ ስደት ገይረ ምንም ዘይብለይ ኢለ እሞ ናትኪ ምኽሪ ክስምዕ ክለኹ ከዓ ይፅናዕናዕ ትሐሽይ መዓረይ ታሪኪ ዝቃየረልኪ እግዚአብሔር ኣምላክ ንዓይ እውን ይቃይረለይ እስቲ 🙏🏼😢
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@jeirejeire8992
@jeirejeire8992 5 ай бұрын
ሹዱሽተ ዓመት ቀሊል እዩ አጆኪ ዓሰርተ ሸሞንተ ዓመት ዝገበረት አላ ምሳይ አብ ስደት ምንም ዘይብላ ግን ጠንካራ እያ ምንም አይመስላይ
@MikalNguse-pd1bp
@MikalNguse-pd1bp 5 ай бұрын
ጅግኒ ቱሑሸይ ዋዕሮ ዋላ አነ ድሕሪ ብዙሕ ከርተትን ስደት ዓዲ ዓረብን ንኩሉ ብዓቅሊ ተበዲህካዮ ሕጂ አምላክ ይመስገን ዓዲ ቀይረ አብ ፅቡቅ መነባብሮ አለኩ።
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 5 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@user-by7cs4vx4
@user-by7cs4vx4 5 ай бұрын
ኣዶ ይገርም እዩ 😢 እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ደቅኪ ፈረ ፃማ የርኢኪ ኣብ ዝላዓለ ደረጃ የብፀሐዮም❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ😍💕💞💞
@TsarkanGalTigray-cq3yg
@TsarkanGalTigray-cq3yg 4 ай бұрын
ብሓቂ ብልፅቲ ኣዶ ኢኪ ትሐሸይ ❤❤❤❤❤❤ መግለፂ የብለይ ንዓኪ ፈጣሪ ብቻ ምልእ ሂወትኪ ቅሳነትን ሓጎሰን ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኪ ትሐሸይ❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉 ሓቂ ንምንጋር ኣብ ሓያል ፈተና ኣለኩ ግን ካባኪ ብዝሕ ተምህረ ለከስ ኩሉ እናቱ ኣለዎ❤❤ደቂ ተዋህዶ ኣሕዋተይ ኣብ ፀለትኩም ዘክርኒ ካብ ዝይ ነየክዎ ክወፅእ💕🙏💕
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 5 ай бұрын
ትሕሸይ ብጣዕሚ ልብካ ዝነክእ እዩ ባዓል ገዛኪ ኣብ መጨረሻ በዲሉኪ እዩ ታማ መንግሰተ ሰማይ የዋርሶ ዝሞተ ኣይክሰሰን እሞ ሰኪ ግን ጠንካራ መምህር ደቂ ኣነሰትዮ ኢኪ ኪዳነይ ዛ ማዓረይ❤❤❤❤
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
demrni❤❤
@TgLave-si4wl
@TgLave-si4wl 5 ай бұрын
@@EtanChanalዕጣንቤትL-veme እሺ❤
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ
@ተመስገንአምላኬ-ጠ1ከ 5 ай бұрын
ካብ ኹሉ ነገርኺ ግልፅነትኺ ደስ ክብለካ ትሐሸይ ማዓረይ ብደቅኺ ተሓጎስ ብጣዕም መሳጥ መምህርን ቭድዮታት እዩ ዘካፈልኺና ኹሉ ግዜ ደስ ይበልኹም😍
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@LamlmLamlm-hn4cf
@LamlmLamlm-hn4cf 5 ай бұрын
ትሕሽየይ ጅግና ኢኪ ብሓቂ❤❤❤
@titigalemebrhan
@titigalemebrhan 4 ай бұрын
ትሕሸይ ብጣዕሚ ከቢድ ኢኺ ሓሊፍክዮ እግዚአብሔር ይመስገን ኣብዚ ዘብቀዐኪ ናይ ወድሰብ መወዳእትኡ ክሰመር ከሎ እዩ ደስትኡ ሞ ትሕሸይ ናዓኺ የምስለና መጨረሻና የፅብቀልና በእዉነት ተመሲጠ እየ ወዲአዮ የቅንየልና ሓሳብኪ ዝሃብክና ናዓና መከራ እንረክብ ዓብዪ ተስፋ እዩ ፀግኡ የብዘሐልኪ ኣየይ ጓል ትረኽቦ መከራ😢😢 ግን ጠንካራ ኢኺ ኣብቲ ዝነበረኒ ትብዓት ትብዓት ንክዉስኽ ገይርክኒ ትሕሸይ ❤❤
@negestinina-dg6pi
@negestinina-dg6pi 5 ай бұрын
እንኳዓ ብሰላም መፃኽን ትሕሸይ 😢😢😢እፍፍፍፍ እዚ ኩሉ ሓሊፍኪ ማዓረይ እንዃዓ እስኪ ናብዚ ኣብቀዐኪ 🙏ኣነ ለ ስደት እየ ዘለኹ 6ዓመት ገይረ ክድቅስ ክላዓል ክሰርሕ ገዛ ገዛ ኡዩ ሓሳበይ ጋና የሰራሕኹን ኣምላኽ መፈፀምትኡ የስመረልና ንኩለና🙏 በተለይ ሰደት ዘለና😥
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@ጋልትግራይ-አ6ቐ
@ጋልትግራይ-አ6ቐ 5 ай бұрын
ብጣዓሚ ቡዙሕ ኢኪ ኣሕልፍኪ ኪዱዋይ ግን ንፅቡቅኪ ገይርልኪ ብጣዓሚ ማሃራ እዩ ብተለይ ኣብ ስደት ዘለና እግዛኣብሔር ኣምላክ ስደትና ይሕፀረና ዕጥመን ጥዓናን ይሃብኪ ምስ ደቅኪ ደሞ ይፈትወኩም እየ❤
@SmretSmret-in4ot
@SmretSmret-in4ot 5 ай бұрын
ደምርኒ ማዓረይ❤
@selugaltigray6987
@selugaltigray6987 5 ай бұрын
ተሐሸይ ጅግና ኢኪ❤ኣነለ ኩሉ ፈተናይ ሓሊፉ ተሰፋ ይገብር ናልበይ ክኮነለይ😢
@zxzx6334
@zxzx6334 5 ай бұрын
ውይ ትሕሸይ ማዓረይ አዝዩ ማሃሪ እዩ ሂወት ታሪኪ በስማአም ማዓረይ ዞም ደቅክስ ደስ ክቡሉ ብሕልፊ ዛጋልኪ አከዳድናአ አዘራርባአ እድብቲ ከምዚአ ዝበላ ውላድ 3 ይፍጠረልይ ምጭውቲ ❤❤❤❤ አሰይ ማዓረይ አዮኪ ማዓረይ ንሰብአይኪ ውን መንግስቲ ሰማያት የዋርሶ ሂወት ከሙኡ እያ ንፅቡቁኪ ገይሩልኪ ማዓረይ 😢😢😢😊😊
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@destakonjo2505
@destakonjo2505 5 ай бұрын
እግዚአብሔር ክፎትወካ ከሎ ፈተናታት ይበዝሐካ ኸም ዝብሃል ኹሉ ንፅቡቅኺ ኾይኑ ድሕሪ ፈተና ዓወት ኣሎ ኣጆና ደቂ መዳም ንሰጉም ጥራይ❤❤
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@MariamFdxbv
@MariamFdxbv 5 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@galwukro
@galwukro 5 ай бұрын
ዋውው ብጣዕሚ ጠንካራ ኢኺ ተሐሸይ❤️
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ💖💕💞💗
@bmtbmt9103
@bmtbmt9103 5 ай бұрын
እውይ ኪዳን ሓፍተይ ክንደይ ከርፋሕ ናብራ ሓሊፍኪ ግን ካዓ ደቂ ኣነስትዮ ተጋሩ ብዛሓት እየን ከማኺ ሓሊፈን ንኺዳን ዝፈትወልኪ ግልፂ ምዝራብኪ ኣዝዩ ዓብይ ክብሪ እየ ክህበኪ ዝደሊ እግዚኣብሄር ካብ ሕዚ ዘሎ ናብራኺ ተማዓራረየ ክኾነልኪ ብልቢ እምነየልኪ ግልፅነትኪ ፈትየዮ የቀንየልና ኪዳን ምስ ደቅኺ
@ዕባይትግራይ-ነ9ቨ
@ዕባይትግራይ-ነ9ቨ 5 ай бұрын
ተሐሸይ ናዓኪ ዝኮን ቃል የብለይን በቃ ከማኪ ብልፅቲ ሪኣ ኣይፈልጥን❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ❤❤🎉
@Samri16
@Samri16 5 ай бұрын
ተሐሸይ ንፍዕታ ኢኪ ብሓቂ❤❤❤
@ZuzuMohammed-d3n
@ZuzuMohammed-d3n 5 ай бұрын
ድቃሰይ ሓዲገ ተመሲጥ መዲእያ ና ትሕሸይ ካብዚ ናይ ኸዚ ለለኽዮ ልዒልኺ ክንሪአኪ ኢና ንምና ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ልፈትወኪ ምስ ደቅኺ ኹሉ ግዜ ንቅድሚት ምስጎም ጥራ እዩልድለይ❤❤❤❤❤❤❤
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@sarhsa8406
@sarhsa8406 5 ай бұрын
ትሐሸይ ብሓቂ ጅግና ኢኺ ንዓና ዉን ዓብዩ ትምህርቲ እዩ ዘለዎ😢❤ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ ምስ ደቅኺ👏😘🥰
@letshegidey2935
@letshegidey2935 5 ай бұрын
ትሕሸይ ኣይትዶንጉና ተቶ ተቶ ምፅና ኣነስ እስካብ ትለቅልና ሓዱሽ Video ብጣዖሚ እየ ዝሃፅፅ 🤣 ብዝኮነ ምስ ዞም ፅቡቃት ደቅክይ ነውሕ ዕድመን ጥዕናናን ይሃብኩም ፈጣረ 🙏❤❤❤
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme
@EtanChanalዕጣንቤትL-veme 5 ай бұрын
Demrni❤❤
@letshegidey2935
@letshegidey2935 5 ай бұрын
@@EtanChanalዕጣንቤትL-veme ደሚረክ ንዓይ ለ ደሚረን❤❤🙏
@fevenrisom4554
@fevenrisom4554 5 ай бұрын
Jigina ❤❤
@titinotitino2910
@titinotitino2910 5 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰 ጠንካራ አዶ ❤️
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ❤💗💕💞
@titinotitino2910
@titinotitino2910 5 ай бұрын
@@Brktitube አሺ
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
@@titinotitino2910 እሺ ቲበልክ ማሪያም ዛናተይ💞💕
@SaraSara-vk8bb
@SaraSara-vk8bb 5 ай бұрын
ትትሕሽይ ናይ ብሓቂ ጠንካራ ኢኪ❤💙😍
@Fre_tube
@Fre_tube 5 ай бұрын
ትሕሸይ ማዓረይ ብጣዕሚ እየ ዝፈትወኺ🥺❤
@Mm-ov7id
@Mm-ov7id 5 ай бұрын
ጅግና ዝብል ቓል ኣዬገልፀክን ትሕሸይ ስሉ ኩሉ ነገር እግዚአበሔር ይመስገን ቡዝሕ ተማሂረ ኣለኹ የቅኒየለይ❤❤
@MotivationAHSahs
@MotivationAHSahs 5 ай бұрын
ኩሉስ ሓላፊ 😢ኣነ እውን ኩሉ ሓደ መዓልቲ ክሓልፎ እየ ብተስፋ...
@Monliaz
@Monliaz 5 ай бұрын
ጅግና ኢኪ ትሕሸዬ❤❤❤❤ እመቤታችን !!💪🥺
@hgf6568
@hgf6568 5 ай бұрын
ተሐሸይ ጅግና ብሓቂ ንበረለይ ዛናተይ❤❤❤❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ ❤💖💗💙💕💞
@AbebaHaile-pb6rb
@AbebaHaile-pb6rb 5 ай бұрын
ኪዳነይ(ትሕሸይ ፅርቲ❤❤❤
@HayloomDheem
@HayloomDheem 5 ай бұрын
❤❤።
@ብዓልቲተስፋ
@ብዓልቲተስፋ 5 ай бұрын
ቶሖሸይ ምቅርቲ ኣጀክኒ ዝያዳይ 🥀🥀🥀
@ድንግለይዋሕስህይወተይ
@ድንግለይዋሕስህይወተይ 5 ай бұрын
ዓቅል ተገርካ ኩሉ ይሓልፍ እዩ ኣደዋይ ጂግና❤
@Brktitube
@Brktitube 5 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበሪለይ ክብረተይ💞💕😍
@rosamichael228
@rosamichael228 5 ай бұрын
You are a role model to the mums out there. May the Lord bring more blessings upon you 🙏🏿 ✨️ ❤
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 13 МЛН
didn't manage to catch the ball #tiktok
00:19
Анастасия Тарасова
Рет қаралды 33 МЛН
Smart Sigma Kid #funny #sigma
00:14
CRAZY GREAPA
Рет қаралды 48 МЛН
ጥሪ / Call ክፍል 3
27:57
EGC media
Рет қаралды 246
"كان عليّ أكل بقايا الطعام قبل هذا اليوم 🥹"
00:40
Holly Wolly Bow Arabic
Рет қаралды 13 МЛН