"ተሓድሶ" ዝብለ ግሩም መንፈሳዊ ቃል ከም መፈራርሒ?

  Рет қаралды 3,421

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Күн бұрын

Пікірлер: 74
@edenaraya9552
@edenaraya9552 Ай бұрын
God bless you both. Thank you for your time.
@habenamanuel4304
@habenamanuel4304 Ай бұрын
ኣቦና ቀሺ ክብርኣብ & ድያቆን መድሃኔ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ኣምላኽ
@senaythayleslasye198
@senaythayleslasye198 Ай бұрын
ኣሜን ጸጋ ኣምላኽ በዚሕልኩም እዩ ድያቆን &ኣቦና ቀሺ ምመሊስኩም ተገለጹ 🙏❤ ደስ ዝብል ርእስን ኣገላልጻ ።
@eyobwolday5640
@eyobwolday5640 Ай бұрын
ቃለ ህይወት የስመዓልና ጽቡት መደብ ቀጽሉሉ ናይ ኣገልግሎትኩም ዘመን ይባረኽ።
@danielmekonen4426
@danielmekonen4426 Ай бұрын
Amen amen amen kale hiwet yesmalna ⛪️🙏🩵🌿🩵
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
ኣሕቢሩ የስመዓና
@mai-maele29
@mai-maele29 Ай бұрын
ጽቡቅቅን ኣገዳስን ኣርእስቲ ኢዩ ኣቦይ ቀሺ ክብረኣብ ብጣዕሚ ሉኡም ውሕሉል ኣቀራርባ ምስ ዓሚቕን ዓብን ትምርቲ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ናይ ኣገልግሎት ዘመንኩም ይባረኽ
@debretsionaraya5814
@debretsionaraya5814 Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣምላኽ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ ተባረኹ። ነዚ ክቡር ሓሳብ ክንፈርሖ ሰይጣን ኣብ ደቂ ሰባት ሓዲሩ ብዙሕ እዩ ሰሪሑን ዝሰርሕ ዘሎን እሞ ነዚ ደፊርኩም ብምልዓል ክትዛረቡ ብምኽኣልኩም ተባረኹ። ወድሰብ ኩሉ እዋን ክሕደስ እተዘይኪኢሉ ንኣምላኽ ዝኸውን ህይወት ክህልዎ ከምዘይክእል እቲ ጸላኢ ኣርጊጹ ስለ ዝፈልጥን ዝርዳእን፡ ነታ ክብርቲ ቃል ብምውቃዕ ከም ሕሱም ክንጸልኣ ጌሩና ይርከብ። እቶም ኣብ ቁዱሳት ጽሕፋትና ከም ጀጋኑ ኮይናም ተመዝጊቦም ዘለዉ ኣቦታት እንተ ሪኢና ግን ኣብ ዘመኖም ተሓድሶ ኣብ ገዛእ ርእሶም፥ ኣብ ህዝቦም፥ኣብ ሃገሮምን ዘምጽኡ እዮም። ስለዚ ሎሚ ነቲ ዝብሃል ፈሪሕና፡ ነቲ ክቡር ቃልን ስራሕን ካይንሃድመሉ ክንጥንቀቕ ይግባና። ኣብ ዘለናዮ ዘመን ኣብ ህይወትና ይኹን ኣብ ኣብያተክርስትያናትና ዓለም ምስኩሉ ክፍኣታ ኣስፍሕፊሓ ኣብዘላትሉ እዋን ብግብሪ ምሕዳስ ከምዘድልየና ተረዲእና ክንሰርሕ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ብጸግኡ ይደግፈና። Romans 12 ትግ - ሮሜ 2: እቲ ሰናይን ባህ ዜብልን ምሉእን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ ምእንቲ ኽትምርምሩስ፡ ብምሕዳስ ሓሳብኩም ተለወጡ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ። Romans 12 ትግ - ሮሜ 2: እቲ ሰናይን ባህ ዜብልን ምሉእን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ ምእንቲ ኽትምርምሩስ፡ ብምሕዳስ ሓሳብኩም ተለወጡ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ።
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
ኣሜን፥ ግዜካ ሂብካ ነዚ ሓሳብ እዚ ስለ ዘካፈልካና ነመስግን፤
@Redda-om1cn
@Redda-om1cn Ай бұрын
ጻዕዳ ብጻዕዳ(ነጭ ነጫን) እዝኒ ዘለዎ ይስማዕ ቃልኩም ሓቂ እዩ ኣምላክ ኣገልግሎትኩም ይባርኽ
@asmaitabraha1658
@asmaitabraha1658 Ай бұрын
ናይ ኣጎልጉሎት ዘበንኩም የባርክ
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
ኣሜን፥
@sarames1717
@sarames1717 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኣቦታትና ኣምላከ ንልወጠሉ ሂወት ይሃበና፣
@tadesedrar379
@tadesedrar379 Ай бұрын
ኦ ምዕራግ ደብረ ኢየሱስ ወብኪ ተሃደሰ ቀዳሜ ኩሉ ፍጥረት።
@tsigehabte1744
@tsigehabte1744 Ай бұрын
Amen qale hiwet yhabena kburat abotat❤
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
ኣሜን
@tesfhans7
@tesfhans7 Ай бұрын
ቃለ ሂወት የሰምዓልና ኣቦታትና
@shisaytekle4094
@shisaytekle4094 Ай бұрын
በረኸት እመ ብርሃን ቅድስተ ቅዱሳን ድንግል ማርያም ውን ኣይትረስዑ/ ክቡራን መምህራና በዚ ኣጋጣሚ ክነዛኻኽረኩም ንደሊ።
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
እሺ፥ ክብረት የሃበልና፥ ቅቡል ርእይቶን ማዕዳን እዩ።
@alganeshberaki5938
@alganeshberaki5938 Ай бұрын
Kale hiwet yesmalna abotatna.🙏🙏🙏❤️❤️❤️
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
ኣሜን
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 Ай бұрын
ሽግር ኣብ ዶግማዩ ኣባቀሺ ጎቦ ኣይትበል ንባዕልኻ ስዉር ዕላማ ዘለካ ኢኻ ቤተ ክርስትያን ናይ ክልተ ሽሕ ዓመት ትምህርቲያ ትምህር
@berhanemeskeltewelde4301
@berhanemeskeltewelde4301 Ай бұрын
ዲያቆን መድሓነ ጽቡቕ መደብት ተቕርብ ኣሎኻ። ጽቡቕ መግልጺ ሂብኩም ።
@hailegtesfa7540
@hailegtesfa7540 Ай бұрын
ወበዘርኢነ ሰማዕተ ንከውን፡ እቲ ቤተክርስትያና ደቃ ዝዘመታ በዓል ቀሺ ገብረመድህን ዝመርሕዎ ዝነበሩ ምንቅስቓስ በዚ ቃል እዚ እዩ ተጸዊዑ ፡ ኦ ተ ቤ። ብዴግኡ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስትያ። እቲ ሓቀኛ ትሕዝቶኡ ድማ ኦርቶዶክስ ተሃድሶ ቤተክርስትያን ዝብል እዩ። ብርግጽ ሓቀኛ ነገር እዪ። ተሃድሶ መበገሲኡ ናብ መጨረሻ ዘይብሉ ፕሮተስታንታዊ ምብትታን ዝመርሕ ሰይጣናዊ ስራሕ እዩ። ክርስቶስ ትማልን ሎምን ንሱ እዩ።
@akberetmedhane1713
@akberetmedhane1713 Ай бұрын
ዲያቆን መድሃኔ ኮምኡውን ኣቦይ ቀሺ ሰላም ኣምላኽ ምሳኹም ይኹን ቃለ ሂወት የስምዓልና ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኩም ጥዑም ትምህርቲ ሚህርኩሙና ዲያቆን መድሃኔ ጽቡቕ ኣርእስቲ ኣምጺእካ ክንሕደስ ስለ ዝገበርካና ነመስግነካ ዓስብኻ ካብ ኣምላኽ ርኾቦ ኣጆኻ በርትዕ እዝጋብሄር ምሳኻ ይኹን
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
ንሕና ዉን ኣዚና ነመስግን፥ ስለ ዝሓበርኩምና ኣምላኽ ንኹልና ብመንፈሱ ክንሕደስ፥ ወረስቲ መንገስቱ ክንከዉን የብቅዓና
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 Ай бұрын
አብነዘበስማያት ድጊምካ በስላም ቅድሱ ገብሪኤል ምግዳፍ ካብዚ ዝዓቢ ክሕደት አሎ ዲዩ አዛም ብሕቂ ቅሺ ዲዩም አዲዒ ስም ቅድስተ ቅድሳን ዘይጽውዒ ቅሺ አይኳንን መንፋቅን ጥረይ አዩ አቲ አብ ትሃዲሳ አቲ ክህነት መጻወቲ አዩ ኳይኑ ብሕቂ ዝሕዝን አዩ አዚ ትምህርቲ አዚ ድማ ትሃዲሳ ቁንዓት ኢና አልኩም ስባፍ ክተአምኑ ምፍታን ዝሕዝን አዩ
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 Ай бұрын
ጎቦጎቦ ምባል ኣየድልንዩ ተሓድሶ ናይ እምነት በየናይ መለክዒ ክርስቶስ ዝመስረታ ሓንሳእ ብክርስቶስ ተሰሪታያ እዚ ስልቲ ናይቲ ካብ ሚሲዮናውያን ዝተመሃረን ንኦርቶዶክስ ንምፍራስ ዝንቀሳቐስ ዝነበረ መሠረተ ስብሓት ለኣብ ዝተብሃለ ስምዓ ጽድቅ ኣብዝብል መጽሓፉ እዚ ናትኩም ስልቲዩ ዝገልጽ ስለዚ ኣብልብኹም ተመሊስኩም ብኽርስቶስ ሓንሳእን ንሓዋሩን ተሓዲስና ሓደስቲ ፍጥረት ኮይና ኢና ብገርህኹም እንተሊኹም ሕሰብሉ ስውር ዕላማ ዘለኩም እንተዀንኩም ድማ ዓገብ ፈቲኹም ጸሊእኹም ናይ ተሓድሶ ምንቅስቓስ ግን ቆቢዕን መስቀልን ዝሓዘ ፕሮቲስታንታዊ ዕላማ ዘሓዘዩ
@gguigczz
@gguigczz Ай бұрын
ፍልስፍና ሓዱሽ እምነት ክክክክክክ
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 Ай бұрын
ጠፊእኩምና ማህቶት❤
@musyenguse3185
@musyenguse3185 Ай бұрын
Kal hiwet yesmalna yehwat 🙏 ms aboy qeshi haftom kea ba mxana diku
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
እሺ ተስፋ ንገብር ኣብ ዝሓጸረ ክኸውን።
@selemonkahasu1189
@selemonkahasu1189 Ай бұрын
Wwww this amazing
@dejenteklehaimanoy4348
@dejenteklehaimanoy4348 Ай бұрын
ኦርቶዶክስ ተዋህዶ እምነትና ኣይትሕደስን ኣይትልወጥን እያ? ዝሕደስ ኪዳን እምበር ዝሕደስ እምነት የለን። ምልክ3፥6 ኣነ እግዚኣብሔ ኣይልወጥን እየ።
@samidew5092
@samidew5092 Ай бұрын
ኦ.ተ.ቤ.ኤርትራ ጌጋ ምህሮ ካብ መጽሓፍ ቅዱስ ወጻኢ እንተሚሂራከ?
@filimonghebreyohans5829
@filimonghebreyohans5829 Ай бұрын
እምበር ከ ጠንቆልቲ ካብ ቤተክርስቲያን እንድሕር ጸሪግናዮም እታ ቤተክርስቲያን ትሓዲሳ ክንብል ኣይንኽእልን ዲና?
@megedibrhan8849
@megedibrhan8849 Ай бұрын
ራእይ ዮሓንስ 21:5 እቲ ኣብ ዝፋን ዝተቐመጠ፥ “እንሆ ንዅሉ እሕድሶ ኣሎኹ” በለ። ቀጺሉ ኸኣ “እዚ ቓል እዚ እሙንን ሓቅን እዩ እሞ ጽሓፎ” በለኒ።
@dgulatv5450
@dgulatv5450 Ай бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቕ መደብ ጽቡቕ ትንተና ሓያል ዓቕሚ ኣለኩም ኣጆኹም ንድሕሪት ጥራሕ ከይትምለሱ!
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 Ай бұрын
አዚ ወዲ አዚ ብሕቂ አዩ ድሪማ አዩ ስሪሒ ዋና ሕሳዊ አዩ
@fekareyuegziabhier8330
@fekareyuegziabhier8330 Ай бұрын
ጽሕፈትካ ኣብርሃዮ
@mdresemarya
@mdresemarya Ай бұрын
Romans 12 ትግ - ሮሜ 2: እቲ ሰናይን ባህ ዜብልን ምሉእን ፍቓድ ኣምላኽ እንታይ ምዃኑ ምእንቲ ኽትምርምሩስ፡ ብምሕዳስ ሓሳብኩም ተለወጡ እምበር፡ ነዛ ዓለም እዚኣ ኣይትምሰልዋ።
@TesfitAndatsion
@TesfitAndatsion Ай бұрын
እግዚኣብሄር ኣቦናን መድሓኒናን ኢየሱስ ክርስቶስ ይመስገን ነዚ ዘራየና!!!! እግዚኣብሄር ይባርኩም ኣቦናን ሓውናን ዘመን ኣጎልጉለትኩም ይባርክ!!!
@mdresemarya
@mdresemarya Ай бұрын
Qale hiwet yemalna kbur aboy qesis kbreab
@EliasMengsta
@EliasMengsta Ай бұрын
"ተሓድሶ”ዝብል ዝተወሃቦም እታ ቤተ ክርስቲያን ክነሐድሳ እያ።ካብ ዝብል ኣበሃህላ ዝመጸ እዩ።
@petros3597
@petros3597 Ай бұрын
ዓዲ ንፋስን ዓሰብን ኣሎ ተሃድሶ ዝበሃል ቤት ማእሰርቲ። ኣብ እምነት ከኣ ዘይድፈር ጌሮም ፈጢሮሞ😅
@berhaneftwi468
@berhaneftwi468 Ай бұрын
አቶም ኒዚኣም ስባት ትስምዑ ትሕዝኑ
@fekareyuegziabhier8330
@fekareyuegziabhier8330 Ай бұрын
ንስኻ ኸ ተስሕቅ 😅
@misghanakesete8587
@misghanakesete8587 Ай бұрын
Wawwww btami xbuk tmrti xbuk agalalxa ❤❤❤❤❤❤
@amanuelhaile7471
@amanuelhaile7471 Ай бұрын
"Bwushtom zmntlu teqalu knsom korbet Begie tekedinom kmetsukum eyom"
@amanuelhaile7471
@amanuelhaile7471 Ай бұрын
Tehadso (reformation) dea nay beal luther agenda endyu. So tehadso, meleleyo naytom bhbue protestantism ab Betekrstiana keitwu elama zelewom menafikan, meleleyiom eyu. Kem kulu gze dma "EGZIABHER AMLAKNA NETA ENKO TSRIYITI MENGEDI HIWET TEWAHDO" Kemzeygedfa, kulu gze eti ekey elamaom kegaltso konebr mqanu aynteraterin! Nefsat deki TEWAHDO keytefia, Tselot WELADITE AMLAK, Tselot MELAIKT, Tselot KIDUSAN aygedfenan eyu! Weyleom dea etom degetat siol koynom, mesarhti seytan koynom zmetsu!
@mebratasfeha3881
@mebratasfeha3881 Ай бұрын
ታሀዶሶ ማለት አንይ ማለቴ ኡዮ ግን ይቅረታ አሞግበሩለይ ደቂቀ አቦና አብነ አንጦንዮስ ወጊዛምም ኸም ዘለው ይፈልጡዶ
@teshameSimoon
@teshameSimoon Ай бұрын
ተሃድሶ ዝብል ካበይ ዝመጸ ኣታ ድያቆን
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 Ай бұрын
ንስኻ ስዉር ዕላማ ዘለካኢኻ ተልኡኸአን ክርስቶስ ምምስካርን ምስባኽን ዩ ንስኻ ቀሺ ስዉር ዕላማ ዘለካ ኢኻ
@MichaelBerhane-ps7zd
@MichaelBerhane-ps7zd Ай бұрын
Tehadso elnakun Menafqan elnakum kulu hade eyu....hbretkum msiom hade sle zelo...entekhielkum nab biet abokhum temelesu.... bietekrstyan enda felalekhum hzbi aytmrhu....final entay eyu elamakhum??? What is your objective??? Kab genet mietaw nlaeli kalie elama alo diyu???😊😊😊😊
@muluebeyene6780
@muluebeyene6780 Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@teshameSimoon
@teshameSimoon Ай бұрын
ስራሕ ናይ መናፍቃን እዩ ኣቱም ይሕዋት ከይትጠፉኡ ደዲሕር ዚኦም ተኸዱ ቤተክረስትያን ኣይህደስን እዩ ፡
@gguigczz
@gguigczz Ай бұрын
ኣጀኻ ፈሊጥናዮ ኢና
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ Ай бұрын
Thank you for coming back mahtot ze tewahdo❤ kale hiwet yesmalna abona and deacon🙏
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
Thanks:)
@tubecarmeltube6101
@tubecarmeltube6101 Ай бұрын
"ክበልዕዋ ዝደለዩ ኣባጉንባሕስ ዛግራ ይብልዋ" ኣብ ቤተክርስቲያን ተሃድሶ ንዝብል ግሩም ቃል ዝቃወም ሰብ የለን ። ትምህርቲ ቤተክርስቲያን ክሕድስ ንዝደሊ ግና ካልእ ቃል ክሳዕ ዘይተረኽበ ተሃድሶ ምባል እንታይ እዩ እቲ ጸገም። እዚኣ ግና ኣብ እዝኒ ምእመናን እቲ ተሃድሶ ዝብል ቃል ንኽልመድ እትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ይመስል ። ስለዚ ዲያቆን መድኅኔ እዛ ፕሮግራም ብዓልኻ ዲኻ ሓላፍነት ትውውስደላ ወይስ እዚ ሕብረት እዩ ኣነጺርካ እንተ ትጅምር ጽቡቅ እዩ ንዝምልከቶ ኣካል ክንሓትት
@mahitotzetewahdo
@mahitotzetewahdo Ай бұрын
ሰላም! መድሃኔ እየ፥ መጀመርዋ ክበልዕዋ ዝደለዩ ኣባጉንባሕ ይብልዋ ዝበልካዮ፡ ነዓይ ይኹን ን መምህርና ቀሲስ ክብረኣብ ኣይምጥንን እቲ ምንታይ፥ ንብለካ ዘለና እታ ዛግራ፡ ዛግራ እያ እቲ ኣባጉንባሕ ከኣ ኣባጉንባሕ። ስለዚ ካልእ ቦታ ድለየላ ተሓቢእና ንብሎ ብህሎ የለን ኣብ ኣደባባይ ኢና ንዛረብ ዘለና፡ ብቐጻሊ ከም ባዕልኻ'ውን ትብሎ ዘለኻ ኣብ ጽሑፍካ ተሃድሶ ግሩም ቃል ኢልካዮ ኣለኻ፡ ተቓውሞ'ውን ከም ዘይብልካ ነጊርካና ኣለኻ፡ ኣብዚ በሓደ ኣለና ማለት'ዩ እቲ ፍልልይ ኣብዚ ኣርእስቲ እዚ እምበኣር፡ ንስኻ ነቶም ከሐድሱ ይደልዩ እዮም ዝበልካዮም ተሓድሶ ምባል እንታይ ጸገም ኣለዎ ንዝብል ግሩም ቃል ሂብካዮም ስለ ዘለካ "contradict" ተጋራጫዊ ነገር ኣምጺእካ ኣለኻ ክቡር ሓው፡ እቲ ተሃድሶ ዝብል ግሩም መንፈሳዊ ቃል ስለምንታይ ኣብ እዝኒ ምእመናን ብኸምቲ ትብሎ ዘለኻ ክልመድ ደሊኻዮ እዩ እቲ ሕቶ፡ ንጸያቂቶ ተሃድሶ ምባል ኣይቅበሎን ኣነ። ተሃድሶ ዝብል ቃል ብ ኣዎንታ ክርድኦ እየ ዝደሊ፥ ኣብዚ ሜድያ ዝቐርብ ሓሳባት ከኣ እቲ በሃሊኡ እዩ ሓላፍነት ዝወስደሉ፡ ብጀካ ብማሕበር ዝወጽእ መግለጺ፡ ነዓኻን ነቶም ክንሓትት ብምባል ብዙሑነት ዝነግር ሑጥበ ጽሑፍካ መልሲ ኸኣ ናተይ ኣነ ሓላፍነት ይወስደሉ እዚ ወድሓንካ።
@amanuelhaile7471
@amanuelhaile7471 Ай бұрын
Anta hawna, baelka eko protestant zitkemlu kal tibl aleka, emo nihna ke goita tekebel endabelna do misom nihber? Mechem kdmhji ab Ertra bzuh tefetinu, hji wn ayseltekumn eyu. Tefalitna ena.
@YouTubeVideoTrendin
@YouTubeVideoTrendin Ай бұрын
ጎይታ ምቕባልሲ ያኢ ከኣ ከም መፈራርሒ 😂
@AmanueltekesteEma
@AmanueltekesteEma Ай бұрын
እሞ ጎይታ ንጸጎ ደኣ ንስኻ'ዶ ትብሎ የለኻን። እምነትካ ዝሓለኻ መሲሉካ። ጎይታ ከይተቀበልካ ምኻድ ምጉዓዝ ማለት እኮ ካልእ ጎይታ ድማ ንሱ ድማ ድያብሎስ ተቀቢልካ ምኻድ ማለት እዩ። ኩሉ ፍጥረት ክሰግደሉ እዩ ተባሂሉ ስለ ዘሎ ናቡኡ ዝማረኹ ነፍሳት ክበዝሓ ዕዮኻ ከም ሳኦል፡ ኣምላኽ ናብ ፓውሎስ ይለውጥካ።
@adhanomisaias17
@adhanomisaias17 Ай бұрын
Anta hawna bgoyta ente kenka maletey eye. Nska nnebska bkemey sle tfelta ika tefalitna ina tbl. Ezi kemzi aynet bahri neaka wun ztekmeka aykonen. Ab betekrstyan xdqi ktiekib ember ktfelt mechem aytkeydn ika tkeyd ente konka ke nay behaqi felat dika.liq ente konka kea netom zeyfeltu nab goytana amlaknan kmexu netom rhiqom zelewu orthodox ahwatna mlesom welas tehadao kab mukan hatie konka nab gehanem mkad yhaysh
@Alie.Mdre-Agazi
@Alie.Mdre-Agazi Ай бұрын
ኦ. ዘዳግም 29:4፤ ግናኸ እግዚኣብሄር ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ልቢ ንምፍላጥ፡ ኣዒንቲ ንምርኣይ፡ ኣእዛን ከኣ ንምስማዕ ኣይሀበኩምን። ይብል! ዘስተውዕል ልቢ፤ ዝርኢ ዓይኒ ፣ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃበና እምበር ከምዚ ኢልካስ እንድዒ።
@Alie.Mdre-Agazi
@Alie.Mdre-Agazi Ай бұрын
ኦ. ዘዳግም 29:4፤ ግናኸ እግዚኣብሄር ክሳዕ እዛ መዓልቲ እዚኣ ልቢ ንምፍላጥ፡ ኣዒንቲ ንምርኣይ፡ ኣእዛን ከኣ ንምስማዕ ኣይሀበኩምን። ይብል! ዘስተውዕል ልቢ፤ ዝርኢ ዓይኒ ፣ ዝሰምዕ እዝኒ ይሃበና እምበር ከምዚ ኢልካስ እንድዒ።
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 Ай бұрын
ኣቤት ድንቁርና። መን ኢዩ ምስቲ ቃል ተባኢሳ ቤተክርስትያን ኢሉኩም። ባዕልኻ ካብ ቃልካ ከምዝበልካዮ ዝሕደስን ዘይሕደስን ድሒርና ክንርእዮ ኢና ኢልካ ኣለኻ ዲያቆን፡እሺ ክሕደስ ዘይግብኦ ነገር ኣብ ቤተክርስትያን ክነሐድሶ ኢና ኢሎም ንዝለዓሉ ሰባት ፡ነቲ ኽሕደስ ዘይግብኦ ትምህርቲ እነትና ከሐድሱ ስለዝተለዓሉ በዚ ምክንያት መጸውዒ ቅጽል ስም ወጽዩዎም ፡ስለዚ ተሃድሶ ማለት ትርጉሙ ምሕዳስ ማለት ሙኻኑ ካብ ጥንቲ ኣትሒዛ ትፈልጥ ኢያ ቤተክርስትያን ፡ነገር ግን ተሓድሶ ዝበለቶም ሰባት ነቲ ክሕደስ ዘይብሉ ትምህርቲ እምነት ክቕይሩ ኢሎም ዝተስኡ ኢዮም ተወሳኺ ኣብ ኤርትራ የለዉን ኣብ ኢትዮጵያ ግን ተሃድሶ ኢና ምባል ኡካ ዘየሕፍሮም ተሃድሶ ኣለዉ ኢዮም ይብል ኣሎ እዚ ቐሺ እሞ ኸድኣ ንኣርእስትኹም ንሕሳባትኩም ባዕልኹም ዶ ኣይተቃወምክሞን። መቸም ንዘስተብህል ሰብ ኩሉ ኣካይዳኹም ግልጺ ኢዩ ሕጅውን ክሕደስ ዘይግብኦ ትምህርቲ እምነት ከነሐድስ ኢና ምስ ዝብሉ መናፍቃን ተሃድሶ ሕብረት ስለዝገበርኩም ካብ ምንፍቕና ነጻ ኣይኮንኩምንብዘለኹም።መናፍቓን ተሃድሶ ኢኹም።
@adhanomisaias17
@adhanomisaias17 Ай бұрын
Nska ke xadq do ymesleka kemzi kemaka funga riesi krie enkeleku kulu gzie bezi hzbi yguhi
@grmayeyoab5419
@grmayeyoab5419 Ай бұрын
ስለ ተሓድሶ ቱርጉም ድሸገሮ የለን ነዓኣ መሲልካ ኣብውሽጣ ኾንካ ምዕናውዩ እቲ ዕላማ ናይ ተሓድሶ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደኑ ቶኻሉ ካብ ምኻን የድሕንኩም ናይ በዓል ቀሺ ገብረሚካኤል ዝነበረ ምንቅስቓስ መቐጸልታዩ እዚ ኣቦታትና ዝመሓሩና ግን ሓንቲ ሓይማኖት ሓንቲ ጥምቀት ምሳኹም ፊት ንፊት ውን ክንራኸብ ተስፋ ንገብር ብቕንዕና እንተኾይኑ መንገድኹም
@frezghiokube3241
@frezghiokube3241 Ай бұрын
@@adhanomisaias17 ኣነ ጻድቕ ኢየ ዝብል ኣየንበብካን ኣይበልኩን ክብልውን ኣይክእልን ኢየ ኣነሓጢኣተኛ ሰብ ኢየ ፡ነገር ግን በዛ ትብላ ዘላኻ ቃል ኡካ ንባዕልኻ መን ሙኻንካ ትገልጽ ኣለኻ ዘይበልክዎ ካብ በልካኒ ዝይንሱ ደኣ እንታይ ኣጽሊኡኒ ፡ተሃድሶ ዘበለኩም ምኽንያት ውን ንቅዱሳን ዘለኮም ቃለ ጽርፈትን ምድፍፋርኩምን ኢዩ። ብዘይ ንስሓ ብዘይ ይቕረታ ናብ ማሕበር ቤተክርስትያን ዝጽንበሩ መናፍቕን ፍጹም ኣይረኣናን ኣይተመሃርናን ንሱኹም ግን ገርክሞ ኣለኾም ነዚ ድማ ኣዚና ንጽዮፎ ፎእ ድማ ንብሎ ካብዚ ብዝሓለፈ ድማ ዘይነበረ ስርዓት እተእትዉ ዘለኹም ሳብት ስለዝኾንኩም ተሃድሶ ዝብል ሓረግ ስም ተዋሂብኩም ፡እዚ ማለት ድማ ቆርበት በጊዕ ዝተኸደንኩም ቶኻሉ ማለት ኢዩ ኩሉ ነገር ኣብሕልናኻ ኢዩ ዝፍለ ተሃድሶ ዝብል ቃል ጽቡቕ ቃል ኢዩ ግን መሸቐጢ ገሮሞ ፡ኣይትበሉ ሕማቕ ዲዩ ጽቡቕ ብሕልና ኢዩ ዝፍለ ንምንታይ ትብሎ ኣለኻ ስለምንታይ ከምኡ ኢልካ ጥራይ ኢዩ እቲ ቀንዲ ምስጢር ስለዚ ተሃድሶ ጥራይ ኣይኮነንን ስምኩም ተሃድሶ መናፍቓን ኢዩ። ተሃድሶ መናፍቓን። ውሓጣ ስቕ ኢልካ።
@maranataefi8134
@maranataefi8134 Ай бұрын
Menafq tezey ashateka yedenagreka tehaduso dea qdus Kal qidus gbri gn lomi mhibe koyno saenka ymesla ab egrka zeyatwa zbehal kemzi eyu bzey srat zqewn diyaqon ab qdmi seb Tewahdu yeblan ezi du "reform" hzbe kirstya. Nitenqeq
"ኣብ ሽግር ከም ዘለና ኾይና ንጹምን ንጸልን" ቀሲስ ጴጥሮስ
1:38:47
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 1,1 М.
"ተሓድሶ" ዝብል ግሩም መንፈሳዊ ቃል ከም መፈራርሒ፥ ካልኣይ ክፋል ምስ ቀሲስ ክብረኣብ
1:27:28
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 8 МЛН
Noodles Eating Challenge, So Magical! So Much Fun#Funnyfamily #Partygames #Funny
00:33
УДИВИЛ ВСЕХ СВОИМ УХОДОМ!😳 #shorts
00:49
Quando A Diferença De Altura É Muito Grande 😲😂
00:12
Mari Maria
Рет қаралды 21 МЛН
personal growth | ፉቱን ሜላ ንለውጢ
15:07
Hbri Vodcast | ሕብሪ ቮድካስት
Рет қаралды 18 М.
እቲ ቀቢጸዮ ነበርኩ ፍቅሪ
22:31
Mahustar
Рет қаралды 66 М.
"ኣምላኽ ቀደም ሰብ እዩ ነይሩ"
14:37
Dave Solo
Рет қаралды 10 М.
Cheerleader Transformation That Left Everyone Speechless! #shorts
00:27
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 8 МЛН