ፍትሓት ቀሺ ገብረ ሚካኤል

  Рет қаралды 4,882

ዋካ waka tube ባና Weldeab

ዋካ waka tube ባና Weldeab

Күн бұрын

Пікірлер: 42
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 9 ай бұрын
ቃለ ህይወአት ኡአስመዓልና ክቡር ሓውና መምህር ወልደኣብ በሓቂ ንጹርን ደስ ዝብል ትምህርትን ኣብ ልብና የሕድሮ❤
@tesfaybokre6907
@tesfaybokre6907 9 ай бұрын
ኣሜን ነዚ ናብ ንሰሓ እትቀርብ ካብ ቅዱስ ስጉኡን ኩቡር ደሙን እትምእዘዝ ነብሲ የዓድለና እግዝኣቢሄር ኣምላኽና ናይ ኣጎልጉለት ዘበንኩም ይባርኸልኩም መምህርና ኣብ ጸለትኩም ዘኩሩና
@awetteame2816
@awetteame2816 9 ай бұрын
Amen Amen Amen kale hiwet yesmealna
@alemtekle8165
@alemtekle8165 9 ай бұрын
❤❤❤memher kale hiwet ygberelna btami ye zketatelo temhrtka aytdongyna amlak xegu yebzhalka fetari amen
@bereketaraya9454
@bereketaraya9454 9 ай бұрын
Amen Amen Amen kal hiwet yesmealna egziabhier amlak xega yebzehalkum memhr weldeab hawna
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 9 ай бұрын
እምድሕረ ሞቱሰ ለሰብእ ኣልቦቱ ንስሐ። ንሰብ ድሕሪ ሞቱ ንስሐ ዝበሀል የብሉን።
@ambesajirtesheme980
@ambesajirtesheme980 9 ай бұрын
Qale hiwet yesmealna egziabher memhrey ❤❤❤
@betielyohannes8653
@betielyohannes8653 9 ай бұрын
Amen. Qual hiwot yesmaalna ❤
@desaletewelde6892
@desaletewelde6892 9 ай бұрын
Qale hiwot yesmealna weldeab ab reesi ኣብ ሄኖክውን ለካ። ሕያዋን ይጼልዩ በእንተ ሙታን ዝብል ሄኖ፥5
@awetgebrekrstos5401
@awetgebrekrstos5401 9 ай бұрын
❤thank you for your knowledgeable lesson 🙏 also We are waiting for the gospels 😊
@MisgeGere-uv5pf
@MisgeGere-uv5pf 9 ай бұрын
Etom aboy qeshi xbuk alo Atesaaley mleseley elka ktxli ykaal u amlak taamrat kgebr te delyu u dserho srah amlak u ... Gn ab maalti frdi nay zelaalem hiwet habo elka gn aykewnn u ezom ahwatey
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 9 ай бұрын
ንምእመናን አክነዲ ብህይወት ከለዉ ምስ ኣምላኽ ተዓሪቖም ክቡር ስጋኡን ደሙን ተቐቢሎም ናብ ኣምላኾም ከይከዱ ናይ ሓሶት ትምህረቲ ትምህር ኣሎኻ።
@MeksenHaile
@MeksenHaile 9 ай бұрын
ሰብ ብጸሎት ክድሕን ይክእል ኢዩ ስለዝበለ ዲኻ ናይ ሓሶት ትምርቲ ትብል ዘለኻ ናብ ቅዱስ ቁርባን ክቀርብ ከሎ ኸ በጸሎትን ንስሓን ዶ ኣይኮነን ዝቀርብ
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 9 ай бұрын
@@MeksenHaile ሰብ ብህይወት እነከሎ ብክርስቶስ ኣሚኑ ብናይ ንስሓ መንፈስ ተሓጺቡ ይድሕን። ሳኣን ዝምህሮን ናብ ንስሓ ዝመርሖን ብሞት ምስ ዝፍለ ድማ ናይ ሕሊና ፍረዲ የወሃቦ።
@user-qd3kb2ls5y
@user-qd3kb2ls5y 9 ай бұрын
ክቡር ሓወይ እዚአ ትዛረባ ዘሎካ ንስካ ናይ በሓቂ ትነብሮ ዒካ ናይ ቀሽ ገብረሚካኤል ትምህርቲ ናብ ስጋ ወደሙ አቕሪቡካ ነፍስሃ ፈትሽ እቲ አስተምህሮ ግን መንገዱ ናብ ምንፍቅና ዝመርህ እዮ::
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 9 ай бұрын
ትርጉም ኣምር “ምንፍቕና” በሓቂ ተረዲኡና ዶኾን ንጥቀመላ ንኸውን፧
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 9 ай бұрын
“ንሰብ ሓንሳብ ሙማት ድሕሪኡ ድማ ፍርዲ ከም እተሰርዖ” ነረዝብል እትህቦ ዘሎኻ ትርጉም ናይ ገዛእ ርእስኻ ኢዩ። ጐይታ ድሕርሞት ብፈትሓት ነፍሲ ክተድሕን ትኽእል ኢያ ኢሉ ኣየማሃረን።
@kibromsolomon-nw9bc
@kibromsolomon-nw9bc 9 ай бұрын
እዛ ኣርስቲ ዝተሰቆረካ ኣይመስልን !!! ትህውትት ኣሎኻ፡ ካልእ ከኣ ከምዝርየካ ዘልኩ ብንባብ እትፈልጦ ክርትስቶስ፡ ማለት ፡ ሰብዓ ቤቱ ለሉተር፡ እስመ ትዕይንተ ዘትካት፡ እትግባእ ለእመ ኢኮነ ቤትከ ግባ እቼ ፡ በኣፍዓ ኣልቦ በድሕሪት፡
@merhawisolomun3570
@merhawisolomun3570 9 ай бұрын
Atum sebat alegagibu haqi aykonen zbl zelo balkum mexhaf qdus anbbu
@LuwamAlema
@LuwamAlema 9 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@ካብልኡኻትኣምላኽኣብምድሪ
@ካብልኡኻትኣምላኽኣብምድሪ 9 ай бұрын
Hebrews 9 ትግ - እብራውያን 27: ከምቲ ንሰብ ሓንሳእ ሙማት ብድሕሩኡውን ፍርዲ እተሰርዖ፡ 🎉🎉🎉
@እግዚኣብሔርጓሳየይዩ
@እግዚኣብሔርጓሳየይዩ 9 ай бұрын
Kla suk bel nska keman Kalie wengel ktmhr da wealka menafk aytebahalkan
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 9 ай бұрын
😢
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ
@ማርያምኣደጎይታ-ጀ1ኰ 9 ай бұрын
ሓውና ወልዳኣብ ኣይጣዓካን ዘለካ ዘይተነበበ ዘይተባህለ ኣተንብብ ቃል ብቃሉ ንስሓ ፍትሓት ኣይግባእን ኣይበሉን ንሶም ዝብሉ ዘለዉ #ሰብ ብሂወቱ ከሎ ናብ ኣምላክ ክቀርብ #ናብ ንስሓ / ስጋን ደሙን እየሱስ ክርስቶስ ክመጹ እዩ ስብከቶም እሞ ምስ ሞትና ድሕነት ንስሓ ክንረክብ ኢና ኢልና ናብ ኣምላክ ምቅራብ ክንገድፎ ማለት እዩ ኣቦታትና እውን ኮሙኡ እዩም ምህሮምና ንስካ ግን ሰብ ብሂወቱ ከሎ ክንሳሕ ክድሕን ጸዓር ምስ ሞተ ንስሓ ሂወት ክረክብ ክድሕን ይክእል እዩ ኣዘራርባካ
@berekettes42
@berekettes42 9 ай бұрын
ንሶም ፍትሓት ጥቕሚ ከም ዘይብሉ ይዛረቡ ንስኻ ኸኣ ኖ ኣይበሉን ትብል ኣለኻ!? እዚኮ ንጹር ኢዩ፡ ንስሓ የብልካን ዝገብርካ ፍትሓት ግበር ትርጉም የብሉን ኢዩ ሓሳቦም፡ እዚ ግሉጽ ጸረ ኦርቶዶክሳዊ ትምህርቲ ኢዩ
@ogubazeration2469
@ogubazeration2469 9 ай бұрын
Qalehiwot yesmaalna kuburat hawuyado memherna wemegesixi nayegelgulot edmekum yenwhayo
@abrhamgrmay
@abrhamgrmay 9 ай бұрын
ሰላም መምህር ወልደኣብ ኣነ ብፍላይ ኣብ ባልቶክ ይከታተለካ ነረ እየ ሕጂ ግን ኣይጠዓካን ዘለካ ኩሉ እንዳ ፈለጥካ ድኪ እዝጊ ዋላካ ግን ድሕሪ ሞት ንስሓ የለን ትክክል እዩ ስለዚ እቲ ድሕሪ ሞትና ዓስቢ ናይቲ ብሂወትና ከለና ዝነበርካዮ ኢካ ትቅበል ኣምላክ መሓሪ ድዩ እወ ማሓሪ ኣምላክ እኮ እታ ገሃነም ውን ዘይክትህሊ ክገብራ ይክእል እዩ ግን ጽሑፍ እዩ ኣላ ።ስለዚ ሰብ እንተ ሞይቱ ዓስቢ ናይቲ ብሂወቱ ኮሎ እዩ ዝቅበል እግዛብሄር ንኩሉ ዓለም ክምሕሮ ኢና ንጽሊ ግን እቲ ብክርስቶስ ዝኣመነ እንበር እቲ ብክርስቶስ ዘይኣመነ ድሮ ተፈሪድዎ እዩ እዩ ዝብል ቅዱስ ቃሉ ።
@እመኣምላክእያዋሕሰይ
@እመኣምላክእያዋሕሰይ 9 ай бұрын
Emo ms mote da nmntay fthat adleye???
@bolpo7494
@bolpo7494 9 ай бұрын
ጽቡቅ እንዲካ ዘለካ ሓወይ ግን እዚ ካህን ኢየ ኢሉ ልብሲ ለቢሱ ዘሎ ግን ቀንዲ መልእክቱ ምስ ሞትካ ፍትሓት ከምዘየድሊ ኢዩ ዘመሓላልፍ ዘሎ እዚ ከኣ ኢ ኦርቶዶክሳዊ ትምርቲ ዩ ኣብዚ ዓለም እዚ ስጋ ዝለበሰ ሰብ ዋላ እቲ ትእዛዝ ኣምላክ የክብር ኢየ ዝብል ሰብ ሰብ ምካኑ ስለ ዘይተርፎ ሓጢያት ግድን ኢዩ ኣብ ምሉእ ሂወቱ ዋላ ሓንቲ ትኩን ከሰርሕ ከምዝክእል ዩ ስለዚ ፍትሓት ንምንታይ ይጠቅም መኣስ ከ ተጀሚሩ ን ድሕሪት ተመሊስካ ክትገናጽል ክነግረካ ይፈቱ
@user-vg8dw5xb8h
@user-vg8dw5xb8h 9 ай бұрын
ክቡር ሓው፡ ፍትሓት ማለት እኮ እቲ ዝሞተ ተጣዒሱ ክንሳሕ ማለት ኣይኮነን፡ ክንሳሕ ኣይክእልን ኢዩ። እንታይ ደኣ እቶም ብሕይወት ዘለዉ ክጽልዩሉ ይኽእሉ ኢዮም፡ ምኽንያቱ ናብ ሞት ዘየብጽሕ ሓጢኣት እንተጌሩ ኣብ ዝመጽእ ዓለም ክሕደገሉ ስለ ዝኽእል። እዚ ከኣ ትምህርቲ ጎይታ ኢዩ። ፍትሓት ኣየድልን ምባል ግን ትምህርቲ ኦርቶዶክስ ኣይኮነን። ዝሕዝን ግን ልብሲ ቤተክርስቲያን (ክዳን ኣባጊዕ) ተኸዲንካ ህዝቢ ምጥፋእ የሕዝነካ።
@እመኣምላክእያዋሕሰይ
@እመኣምላክእያዋሕሰይ 9 ай бұрын
@@user-vg8dw5xb8h Kubur hawey sleti tegediska mmlska yemesgneka abeneyti Minute and secend eu dhri mot nsha alo zbele mnalbat keysemakwa halife keykewun. Bhafesha gn Eti keshi zblo zelo tegagyu alo. Kemey ente elka hade seb ente meytu menm seb xolot ente geyru kedhno zkl yelen ybl alo so nsu ka nezi eu gbre melsi zhb zelo kale kemzi tblo zeleka da emo kulu seb des zebelo geyru ms mote knasah ykl endu. Slezi eta hatiteka zeleku emo abza xhafeley degime ksema Thank you
@user-vg8dw5xb8h
@user-vg8dw5xb8h 9 ай бұрын
@@እመኣምላክእያዋሕሰይ ሰላም ሓወይ ኣነ ውን ፍትሓት የድሊ ኢዩ፡ እቲ ቀሺ ተጋግዩ ኣሎ ኢዩ ዝብል ዘሎ ኮመንት ናተይ። ኣብርሃም ዝበሃል ጽሒፍዎ ዘሎ ኮመንት ንምምላስ ኢየ እምበር ነቲ ናትካ እይኮነን። ብዝኾነ ግን ኣምላኽ ኣብ እምነትና የጽንዓና።
@tadesedrar379
@tadesedrar379 9 ай бұрын
ሰላም ነዓኻ ወልዳኣብ እዛ ቪድዮ ምልእቲ ያ መስለኒ ስለዚ በዛ ቆራጽ ሓሳብ ዝግለጽን ዝፍረድን ነገር ምትላል ዩ ምክንያቱ ነገር መጀመርታን መወዳእታን ስለዘለዎ
@ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ
@ወዲተዋህዶ-ሸ4ኘ 9 ай бұрын
ሙሉ ቪድያ ኣብቲ ናቶም ቻነል ኬድካ ስምዓዮ
@semeresibhatu8691
@semeresibhatu8691 9 ай бұрын
ንስሐሰ ተሬስዮ ለዘማ ከመዘድንግል።
@MengisTeafay
@MengisTeafay 9 ай бұрын
እዞም ሰብኣይ ኣብ እንዳ 2 ኣፉ ድዮም ተዋሂቦሞ እቲ ክህነት thank weldeab hawina
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ
@ማርያምኣደጎይታይ-ጘ1ዐ 9 ай бұрын
😂
@berekethabtemichael729
@berekethabtemichael729 9 ай бұрын
why gni zebaesi enamtsaka negeri ttsihitri hadefe nebsi anbbo dhiri korbani znbebi kdase maryam anbbo beham etemotka deabgbrika tfred
@wegenhaqixelaiamex
@wegenhaqixelaiamex 9 ай бұрын
ትምህርትኻ ጽቡቕ እንድዩ ግን እቲ ናይ ቀሺ ገብረ ሚካኤል ዘረባ ሓንሳብ ኣስሚዕካ ዘይኣኽለካ'ዩ 10 ግዜ እናደጋገምካ ተጽምመና። ምስኡ ጽልኢ ህልኽ ዘለካ እዩ ዘምስሎ
@hagosberhe166
@hagosberhe166 9 ай бұрын
ብመጽህፍ ቅዱስ እዳጠቀሰ ይነግረካ ኣሎ መጽሓፍ ቅዱስ ዘይታምን እንተ ኮንካ ንዓካ ኣይምልከትን ኖርቶዶክስ ኢዩ ዝምህር ዘሎ
@dejengebrhiwet4280
@dejengebrhiwet4280 5 ай бұрын
በዓል ንስኹም፡ሃበላ ሃገርን፡ህዝብን፡ኢኹም ። ቀሺ ወልደኣብ መስቀልካ የሕዲግካ ናብ ትግራይ ምስጓግካ እዩ ።
@merhawisolomun3570
@merhawisolomun3570 9 ай бұрын
Wrong teach this is not from the truth
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 19 МЛН
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 22 МЛН
А что бы ты сделал? @LimbLossBoss
00:17
История одного вокалиста
Рет қаралды 11 МЛН
🕊️Valera🕊️
00:34
DO$HIK
Рет қаралды 16 МЛН
ዲያቆን ኣብርሃም ሓቂ በጨቕ የብል
42:11
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 4,9 М.
ውሳነታት ቅዱስ ሲኖዶስ
17:47
TSION MEDIA
Рет қаралды 6 М.
ምንጽጻር ተዋህዶን ካቶሊክን  Tewahdo VS Catholic
53:28
ዋካ waka tube ባና Weldeab
Рет қаралды 9 М.
መንፈሳዊ ዕዶት  ብጹእ ኣቡነ መቃርዮስ ናብ ባፍሎ ኒዮርክ  {ጸሎት ቅብኣ ቀንዴል}
8:36
Keshi Markos Debas ድምጺ ተዋህዶ (VOT by Father Markos)
Рет қаралды 2,1 М.
ሕይወትና ንምርምረሉ ትምህርቲ  (ብሥልጣን ከሰተ)
22:12
Godolyas Tube ጎዶልያስ ቲዩብ
Рет қаралды 35 М.
SISTER EXPOSED MY MAGIC @Whoispelagheya
00:45
MasomkaMagic
Рет қаралды 19 МЛН