ትኩእ ወልዱ - ንዓደይ ኢለ (ግጥሚ)

  Рет қаралды 45,162

KululoFeed

KululoFeed

2 жыл бұрын

Official Music:
• Tikue Weldu - Niadey E...
This unofficial lyrical video is made with respect by Watha Lyrics and could have incorrect lyrics. With respect to Tikue Weldu and Liham Melody, this is mainly for better reach and understanding of the song. Our understanding of the lyrics is below.
ፃሓይ ገፆም ቡሩኻት ገዛ
ደቂ ዓደይ ጡዑማት ላዛ
ናፍቖትኹም ኮይኑኒ ቃንዛ
ዘይረ ዘይረ ክንደይ ሪአሞ
ትፍቅርኹም ከም ሃሞሃሞ
ዳሓደረ ከምኡ'ዩ ኢሎሞ
ክኸይድ'የ ኣነስ ንዓደይ
ፀሊአዮ በይነይ ምኣዲ
ክኸይድ'የ ናብ ደቂ ዓደይ
ኣይክኣልኩን ኣቢኒ ከብደይ
ክኸይድ'የ ሰኺነ ግዳ
ዝግ ለሚደ ናፊቐ ኩዳ
ክኸይድ'የ ነቓ ሎምስየ
ምስ ናፍቖተይ ክሳብ ምዓስየ
ታይ ሒዘ ክብል
ነብሰይ ዝሃሲ
በቃ ሎምሲ
ክኸይድ'የ ማዕዶ
ናብ ማሓዛ'የ ናብ ከበሮ
ከም ምዕር ልማኖ
ፍቅሪ ዓድና ድኣ ዘይምኖ'የ
ክኸይድ'የ ማዕዶ
ናብ ማሓዛ'የ ናብ ከበሮ
ኣቲ ሸዊት ስገም
ክሓልፍ'ዩ ትኹሉ ፀገም'የ
ግራቱ ዒልቦ ሞሶቡ ሃንዛ
መሬት ሓምላይ ጡዑም ምኣዛ
ናብዛ ዓይነይ ቅጅል እንዳበለ
ኣይክኣልኩን ድቃስ ስኢነ
ታይ ረኺባ ዝኹሉ ኩዳ
ታይ ስኢና'ሞ መንገዛ ዓዳ
ስርሕ ውዒሉ ቁርሲ ትኣኸሎ
ኣይንዓኺ መሊኡ ይበሎ
ሎምስ ንዓደይ
ክኣትተሎ
ከመይ ክኽእሎ
ክኸይድ'የ ማዕዶ
ናብ ማሓዛ'የ ናብ ከበሮ
ከም ምዕር ልማኖ
ፍቅሪ ዓድና ድኣ ዘይምኖ'የ
ክኸይድ'የ ማዕዶ
ናብ ማሓዛ'የ ናብ ከበሮ
ኣቲ ሸዊት ስገም
ክሓልፍ'ዩ ትኹሉ ፀገም'የ
ናብ ማሓዛ'የ
ናብ ከበሮ
ኣነ ዓደይ ኢለ
በቃ ነቒለ ተላዒለ
ኣነ ዓደይ ኢለ
ዓደይ ኢለ
ዓደይ
ሸቐልቀል ኢለ
ኣነ ዓደይ ኢለ
በቃ ነቒለ ተላዒለ
ኣነ ዓደይ ኢለ
ዓደይ ኢለ
ዓደይ
ሸቐልቀል ኢለ
ንዓደይ ኢለ
ወገነይ ኢለ
ንዓደይ ኢለ
ሸቐልቀል ኢለ
ዝድምፂ ክራር
ድምፂ ከበሮ
ክርኣየኒ
ጀሚሩ ድሮ
ሕማቅ ለሚደ
ፍቅሪ ሓበሻ
ድንግርግር ኢለ
ወይ ጋሻ ዓሻ
ከም መዓር ልማኖ
ፍቅሪ ዓድና ድኣ ዘይትምኖየ
ክኸይድ'የ ማዕዶ
ናብ ማሓዛ'የ ናብ ከበሮ
ኣቲ ሸዊት ስገም
ክሓልፍ'ዩ ትኹሉ ፀገም'የ
ኣነ ዓደይ ኢለ
በቃ ነቒለ ተላዒለ
ኣነ ዓደይ ኢለ
ዓደይ ኢለ
ዓደይ
ሸቐልቀል ኢለ
ኣነ ዓደይ ኢለ
በቃ ነቒለ ተላዒለ
ኣነ ዓደይ ኢለ
ዓደይ ኢለ
ዓደይ
ሸቐልቀል ኢለ
ሸቐልቀል ኢለ
ወገነይ ኢለ
ደቂ ዓደይ ኢለ
በቃ ነቒለ
ትርኣዩኒ
መታዓብይቲ
ልበይ ቀቢረ
ምስ መዳሕንቲ
ይትረፍዶ ግዳ
ምድሩ ሰማይ
ሩባ ዓድና
ጸበል'ዩ ማዩ
ከም መዓር ልማኖ
ፍቅሪ ዓድና ድኣ ዘይትምኖየ
ክኸይድ'የ ማዕዶ
ናብ ማሓዛ'የ ናብ ከበሮ
ኣቲ ሸዊት ስገም
ክሓልፍ'ዩ ትኹሉ ፀገም'የ
ናብ ማሓዛ'የ
ናብ ከበሮ

Пікірлер: 6
@user-tx9zi7sd1y
@user-tx9zi7sd1y Ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@tttfff4025
@tttfff4025 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@Kebi-kq2du3zu6d
@Kebi-kq2du3zu6d Жыл бұрын
🥰🥰🥰🥰💯
@tadeesse286
@tadeesse286 6 ай бұрын
ሀውዜን ገራእልታ
@user-dx6wo8os8o
@user-dx6wo8os8o Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@Makimakiglop
@Makimakiglop 7 ай бұрын
ፃሓይ ገፆም ቡሩኻት ገዛ ደቂ አደይ ጡዑማት ለዛ ናፍቆትኹም ኮይኒ ቃንዛ ዘይረ ዘይረ ክንደይ ሪአሞ ትፍቅርኹም ከሞ ሀሞሀሞ ዳሓደረ ከምኡ ዩ ኢሎሞ ክኸይድ’የ ኣነስ ንአደይ ፀሊአዮ በይነይ ምኣዲ ክኸይድየ ናብ ደቂ አደይ ኣይክኣልኩን ኣቢኒ ከብደይ ክኸይድየ ሰኺነ ግዳ ዝግ ለሚደ ናፊቐ ጉዳ ክኸይድየ ነቓ ሎምስየ ምስ ናፍቄቖተይ ክሳብ ምዓስየ ታይ ሒዘ ክብል ነብሰይ ዝሃሲ ነብሰይ ዝሃሲ በቃ ሎምሲ ክኸይድየ ማዕዶ ናብ ማሓዛ የ ናብ ከበሮ
AyteZekeruni
6:24
Solomon Bayre - Topic
Рет қаралды 188 М.
Alex hid in the closet #shorts
00:14
Mihdens
Рет қаралды 11 МЛН
Clowns abuse children#Short #Officer Rabbit #angel
00:51
兔子警官
Рет қаралды 75 МЛН
gzacow solomun adey  ሰለሙን ግዛቾው ዓደይ  mp4
6:11
ኣክሱም ሚድያ
Рет қаралды 1,2 М.
Aziz Hagos - Des Iluni
7:39
Aziz Hagos - Topic
Рет қаралды 465 М.
Eritrea  music  Abraham Afewerki  - Tmnitey/ትምኒተይ  Official Audio Video
8:21
Abraham Afewerki Music Channel
Рет қаралды 11 МЛН
Magalwa
7:19
Seble Kahsay - Topic
Рет қаралды 513 М.
Tigrinya Music - Debesay Zegeya | Kuda | Wata | Non Stop Collection Music
1:40:59
Sadraddin - Jauap bar ma? | Official Music Video
2:53
SADRADDIN
Рет қаралды 15 МЛН
Alisher Konysbaev - Suie ala ma? | Official Music Video
2:24
Alisher Konysbaev
Рет қаралды 883 М.
Malohat
3:35
Xamdam Sobirov - Topic
Рет қаралды 975 М.
Nurmuhammed Jaqyp  - Nasini el donya (cover)
2:57
Nurmuhammed Jaqyp
Рет қаралды 303 М.