ፈትለወርቅ ገ/ሄር ሳዕስዒት | ድሕሪ መዛዘሚ ኣኼባ ህወሓት ዝነበረ ታሕጓስን ንዴትን

  Рет қаралды 21,299

DAAMAT SHOW ደኣማት

DAAMAT SHOW ደኣማት

Күн бұрын

Welcome to Daamat Show. #TPLF
This is the Official KZbin Channel of Daamat Show. Daamat Show aims to provide different political analyses and technologies, the experiences of best entrepreneurs, the background of famous athletes, the history of Tigray.
#Adwa #tigray #ethiopia #debretsion #getachew #abiyahmed #abiy #isayasafeworki #isayas #music #general #tsadkan #generaltsadkan #birhanujula #fano #Amhara #idf #redsea #ethiopianairlines #ethiopianairline #alulaabanegaairline #Tigray #AU #african #union #blinken #usa #keriya #keriyaebrahim #keriyaibrahim #victory #Adwa #addisababa #abiyahmed #tsadkan
#ሰራዊት_ትግራይ #ጌታቸውረዳ #ዶክተር_ደብረፅዮን #ሑመራ

Пікірлер: 135
@gebrekristosgebreselassie2155
@gebrekristosgebreselassie2155 3 ай бұрын
ጽቡቕ ኢዩ እንኳዕ ተሓጓስ ጸላእቲ ኣይገበርኩምና ቶም ዕሱባት ሓደ ሓደ ተጋሩ ድማ ሕርር ይበሉ
@seidedris3325
@seidedris3325 3 ай бұрын
Long live heroes Menjorino
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 3 ай бұрын
አይዚኩም ተጋሩ ጸላኢኩም ይህረር ሐንጎልኩም አሲፊሁ😘😘😘😘😘😘
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 3 ай бұрын
ህዉሐት ዉዲብ ትግራይ ዉዲብ ተጋሩ ንቂዲሚት
@TigestLemlem
@TigestLemlem 3 ай бұрын
Againist All Odds: Carried by the bravest people in human history, the TPLF marching forward.
@GebregergsGeb-oi4ml
@GebregergsGeb-oi4ml 3 ай бұрын
ኣሰይፅቡቅጅማሮ/መፈፀምትኡየርኢየና/ጀጋኑና/ግባእየኩምድማብሰላም/ህዝቢትግራይብዝደልዮን/ክዛዘምልኡልፈጣሪየሓግዘናሰናይግዜ።
@atsedetessma7425
@atsedetessma7425 3 ай бұрын
ቢኢራይ ናብ ዘበለ የብል ኢሪፊኩም አጺኑኡ❤❤❤❤❤
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 3 ай бұрын
ገና ክስዕስዑ እዮም ❤❤❤❤❤ክብር ንጀጋኑ መራሕትናን ህዝብናን
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
ላሓስቲ😂😂😂
@zaebakulu8553
@zaebakulu8553 2 ай бұрын
@@AsdfghZxcv-jl8vk ቆንዳፍ ሻዕብያ
@AsdfghZxcv-jl8vk
@AsdfghZxcv-jl8vk 2 ай бұрын
@@zaebakulu8553 ለጃይ ዓሰሱ👹👹👹👹👹
@michaelkidane6578
@michaelkidane6578 3 ай бұрын
Viva Tplf lets stand together Tigray people period.
@Mnbarbmelamnbarbmela
@Mnbarbmelamnbarbmela 3 ай бұрын
ዋውውው ብጣም ደስ ይላል
@tesfayhailu700
@tesfayhailu700 3 ай бұрын
Thank you gebru fantastic performance ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@frewenigergish1579
@frewenigergish1579 3 ай бұрын
ኣሰይ ህዝቢ ትግራይ ኩሉ ግዜ ምዕሩግ❤❤❤❤ ኤርትራዊት ኮይነስ ፍትውትትው የብለኩም❤❤😂
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 2 ай бұрын
እንታይ ዝፍቶ አሎዎም ቅዳሕ ምዳሕ ሳዕሲዒት ኤርትራዊ ንተጋሩ አይፈትውን መንነትኪ አነጽሪ።
@abebadesawit8537
@abebadesawit8537 3 ай бұрын
My beautiful tigrayns be happy with all struggles ❤❤❤❤
@bibatigray4002
@bibatigray4002 3 ай бұрын
Viva TPLF assey ajokum jeganu ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@seidedris3325
@seidedris3325 3 ай бұрын
ቅሰኑ ሰማእታት ።
@GereGere-tg2kq
@GereGere-tg2kq 3 ай бұрын
ሕርር በሉ ፀላእቲ ሕወሐት
@rona7755
@rona7755 3 ай бұрын
ህወሓት ክትመውት እሞ ትግራይ ምዓል ሃመማን ሓሳኹን ክትከውን እሞ ህዝበይ ከምታ ናይ ወለዲ ህዝቢ ኢሮብ ብወራሪ ሓይሊ መገዛእ መሬቱ ርስቱን ጉልቱን "እዚ መሬት ክቡር መሬትና እዩ ቀስ ኢልኩም ርገጽዎ" ኢሎም ወልድና ወልዲ ኢሮብ ክሸማቐቕ ዝተገብረ፡ ህዝቢ ትግራይ ድማ መዋእሉ ደኒኑን ሰጊዱን ክነብር ዝተፀበዩ ሓይልታትን ደገፍቶምን ኣይቀንዖምን።ህወሓት ጮራ ትንሳኤኣ ኣርእያ።
@محمدعلي-ش7ب5ث
@محمدعلي-ش7ب5ث 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ብሓቂ እሱ እዩ ነይሩ እቱ ሕልሞም እዞም አረሜናት 😢ገና ትግራይ ንቅድሚት 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@mulatadisu6929
@mulatadisu6929 3 ай бұрын
ደም ብልዑ ብሓባር ዘይትረዳድኡ ዶ ብሓባር ትስዕስዑ ደመኛታት
@mawchagebreyohannes5987
@mawchagebreyohannes5987 3 ай бұрын
Glory for Tegaru💪💖🐝💖💪
@gezunegash789
@gezunegash789 3 ай бұрын
ህወሓት ሎሚ ዳግም ስዒራ
@محمدعواتي-ذ2ف
@محمدعواتي-ذ2ف 2 ай бұрын
ትግራዋይ ካልኣይ ሚልዮን ንኽጠፍኡ ተዘጋጅ ዳሓር ዋይ ዋይ አይትበል።
@sabagebru6850
@sabagebru6850 2 ай бұрын
ሕ. ው. ሐ. ት 💪💛❤🥰➕የትግራይ ሕዝብ✝️☪️ 🟰T. D. F
@kiduteklebrhane62
@kiduteklebrhane62 3 ай бұрын
ተቓወምቲ ውድባት ቁርፅኽን ፍለጣ
@hailishassefa
@hailishassefa 3 ай бұрын
ሰብ እናወዳእኻ ስዕሲዒት ዚኦም እዮም ትግራይ ዝመርሕዋ
@sabagebru6850
@sabagebru6850 2 ай бұрын
ሕ. ግ. ሕ. ደ. ፍ 🤑👎
@kunama1170
@kunama1170 3 ай бұрын
በርትዑ ኣጀኩም ብዕራይ ናብዘበለ የብል ዕርፊ ኣፅንዕ እዩ ኣጀኩም በርትዑ
@GoitomAbadi-oj5kv
@GoitomAbadi-oj5kv Ай бұрын
ትግራዋይ ምኻነይ ሓዚነ ካብ ዓለም ዶንቆሮ ዘየስተውዕል ህዝቢ 😍😍😍😍😍ውሑጅ 😭😭😭
@EkubayGebreyasus
@EkubayGebreyasus 2 ай бұрын
ጀጋኑ ትግራይ ኣየኹም
@MedhinGebrehiwetGebregzi-ol6on
@MedhinGebrehiwetGebregzi-ol6on 2 ай бұрын
Long live king Tplf❤❤❤❤❤❤ we love you so much
@kiroswalker7444
@kiroswalker7444 3 ай бұрын
Ayzokhum atum jeganu. 👏🏾👏🏾👏🏾
@Warsay4565
@Warsay4565 2 ай бұрын
እዞም ተውጋሩ ሲ ሳዕሲዒቶም ነምሓሩ ይቐርብ
@Warsay4565
@Warsay4565 2 ай бұрын
ሃሃህሃሃኣሃሃሃህ ጉድ ሪኤ ናይዞም ተውጋሩ ሳዕሲዒት
@GirmayAtsbeha-xq5ku
@GirmayAtsbeha-xq5ku 2 ай бұрын
@@Warsay4565 warsay at wodeza gahba wodeza shermuta garbej zaseraket desty manka adeka terwe bushty
@Tigray_moms
@Tigray_moms 2 ай бұрын
Long live TPLF!
@kindeyaberhe
@kindeyaberhe 3 ай бұрын
ገብሩ ኣብ ዘረባኻ "ያው" ግደፍ።
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees 3 ай бұрын
ኮይንዎም ድዮም እዛ ትግራይ ናይ ግሊ ሕዛእቶም ክገብርዋ እዞም ለያቡ 😢😢😢
@genet77
@genet77 3 ай бұрын
ዋውውውውውውውውውው
@ShishayAkli
@ShishayAkli 3 ай бұрын
የዕስ ህወሓት
@tsegazeabhagos3395
@tsegazeabhagos3395 3 ай бұрын
ኩላ ንፃሕላ እንበር ንህዝቢ ዝግደስ የለን
@Yonasgermay-wj1ey
@Yonasgermay-wj1ey 3 ай бұрын
ሰልችኹምና ለውጢ የድልየና ሎ:መላምል ኣርጊፍካስ ሳዕሲዒት ገፅኹም ትርሓቅ ጋሓፋት
@ታኣገ
@ታኣገ 3 ай бұрын
ሳዕሲዓት ታይ ዋጋ ኣላዎ ለወጢ ጥራሕ የደሊ ኣብ መሬት ዘየለ ምምሕዳር እኮ እዩ
@hadenukun8936
@hadenukun8936 3 ай бұрын
ምፍራስ ሕወሓት ዘበሰረ ጓይላ።
@weldehaweriatnegesse4219
@weldehaweriatnegesse4219 3 ай бұрын
በዚ ደርፊ ክንደይ ትወልዲ ሞተ ጽባሕ ከ ክንደይ ክትቀትሉ ኮን ሓንሲብኩም
@tekicholove
@tekicholove 3 ай бұрын
ሕወሓት ቻውውውውውው ናይ መሰናበቲትኩም መዓልቲ አያ ካብ ልቢ ህዝቢ ትግራይን ኢትዮጵያን አትፀሓሩላ ደቂቃ በፂሕኩም ።ቻውውውውውው
@Auroradivision
@Auroradivision 3 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ ፀኒቱ ዋላ 100 እንተዝተርፍ ቅሰኑ ሰማእታትና እናበሉ ብዘይሕንከት ይስዕስዑ!
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
ትኽክል ገሊፅካዮ እዙይ ግን ናይዞም ጉጅለ ዚኦም ጥራይ ውድቀት አይኮነን ከምህዝቢ ህዝቢ ትግራይ ወዲቁ እዩ! የሕፍር ብጣዕሚ!!
@hadenukun8936
@hadenukun8936 3 ай бұрын
ሕወሓት ብምፍራሳ ኣብዚ ጓይላዚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ኣራት ኪሎ ይስዕስዕ ኣሎ።
@محمدمحمد-ز4ر6خ
@محمدمحمد-ز4ر6خ 3 ай бұрын
ሓሳዊ ህዝቢ ዶ የኾነይ ድዩ ፈቆዶ ድራር ዓሳ ድራር ጥዩት መዝሐሊ ብረት ዝኾነ ዘሎ ውድዛ ሓሳዊ ደቂ ትግራይ ዶ የኾንይ ዘይተቀብሩ ሬሳታት ተሪፎም ዘለው ወድዛ ልሑሉሕ ብደቂ መሳፍንቲ ክንደይ ግዜ ክንግዛእ ግን ህውሓት ኣቱም በላዕቲ ስጋ ሰብ ሰተይቲ ደም ሰብ ብኑኡስ ወለዶ ቀልዱ እስኪ
@WeldeMeresawubet
@WeldeMeresawubet 2 ай бұрын
ሰማእታትና ቅሰኑ
@atakltikassa7296
@atakltikassa7296 3 ай бұрын
Getch Hero.❤❤❤❤❤❤
@mehari1315
@mehari1315 3 ай бұрын
መሃይም ንስኻ ድንኪ እልካ ፀዋዓያ
@hafteteklay8224
@hafteteklay8224 3 ай бұрын
መጉሃይቲ
@bekrualene
@bekrualene 2 ай бұрын
ዋይ ገብሩ ፋኖ ዝዓንጓርርርርር!!! ከምዚኣ እናበለ ብወሎደይ ይቅልድ ኣሎ ዋይ ዝጫታም!
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ኣታ እወ
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
እዞም ሌያቡ ድሕሪ ቁሩብ ሰሙናት ናብ በረኻ ክወፁ እዮም
@wenshettamerate642
@wenshettamerate642 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@weldesenbetghiwet8212
@weldesenbetghiwet8212 3 ай бұрын
ኣብዙይ ዘሐዝን እምበር ዘሳዕስ ኣይነበረን ዝኽፈል ዋጋ ክህሉ እዩ
@tiruembaye4890
@tiruembaye4890 3 ай бұрын
ሞንጆሪኖ!!
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 3 ай бұрын
Angereb milash, alewuha milash, limalimo milash wun nay tigray tarkawi meretina eyu. For ur information
@Padre-gw8jy
@Padre-gw8jy 3 ай бұрын
ባንዴራ ትግራይ የላን ድያ
@TsigeHailu-v6s
@TsigeHailu-v6s 3 ай бұрын
🎉❤🎉❤🎉❤🎉🙏🙏🙏🙏🙏
@tamutafu528
@tamutafu528 3 ай бұрын
THANKU❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@LbenTareke-
@LbenTareke- 3 ай бұрын
ውሓተይ ንቅድምት ባንዳ ንድሕርት እባሕ በል ኣርሓ ወያናይ ንወይነይ ዝትንክፍ ኣስናኑ ይረግፍ ኣይበልናን እንዶ❤❤❤❤❤❤❤❤❤እንዶድ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@taY-gp5rl
@taY-gp5rl 3 ай бұрын
ውድብ ድሒናያ ሃሃሃ
@bekrualene
@bekrualene 2 ай бұрын
ንሰኹም እንታይ ጎዲልኩም ትስዕስዑ ኢኹም እምበር!!! ኣሕዋትና ድኣ ሓመድ ይበልዖም!!!
@dadid9182
@dadid9182 2 ай бұрын
ደቂ ሸራሙጥ ሀምቓደም መሱልኪን ደቂ ጉሕላ ግዜይኽን ሓልያ
@abrahagebrekiros2661
@abrahagebrekiros2661 3 ай бұрын
Tragedies coming back unlucky people 😢😢😢
@GEB301
@GEB301 2 ай бұрын
እዚኦም ህዝቢ ትግራይ ን30ዓመት ሸከም ዝኾንዎ ኣርሒቖም ዘይርእዩ መሪሕነት ኢልካ ክትፅውዖም ዘይምጥኑ እዮም።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
እዞም ሰረቅቲ ኮረሾ ካድረ ህወሓት
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 3 ай бұрын
TDF real heros. Sala TDF sala medhaniyialem , sala hizibi tigray tigray adina dihina .
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
እዚኦም ክጠፍኡ ይግባእ
@FiyoriShishay-j6d
@FiyoriShishay-j6d 3 ай бұрын
Midre hasewti demegnatat nayhtsawnti setikum saesu
@GerezherBrhanu
@GerezherBrhanu 2 ай бұрын
ትሞታ ግዲ ደሊኽን ጉራ ኣብዚሕኽን
@Dagibiruk-x6n
@Dagibiruk-x6n 3 ай бұрын
ሕዝቢ እናወዳእኻን ናይ ሕዝቢ ሀፍቲ እናሠረቅኻን ሣእሥኢት አበይ ከምዘብጽሕ ክረኤ እዩ
@anwarmohamed-bf4hu
@anwarmohamed-bf4hu 3 ай бұрын
😢😢😢
@TsegayDesta-z3e
@TsegayDesta-z3e 2 ай бұрын
ዝሞተ ተገዲኡ ናነባዕኻ ሽሽዩበይ
@AligazLeu
@AligazLeu 3 ай бұрын
ገብሩ ፋኖ መዳመቂ ናይካድረ ኣኼባ
@GidayBrhane
@GidayBrhane 2 ай бұрын
እዛ በላዕቲ ስጋ ዝኮነት ውድብ ህውሓት እዚክሉ መንእሰይ ደሙ ሰትያ ከም ዘይተሰአት ሲ ሕጂ ንስልጣን ክትብል ትናታዕ ኣላ መሳኪን ወለዲ ሰማእታት ኣካለ ጎደሎ ዝኮኑ መንእሰያ እበር።
@Teklemedhin
@Teklemedhin 3 ай бұрын
ንቅድሚት
@BKMGA
@BKMGA 3 ай бұрын
ገብሩ ድምፅካ ተባላሽዩ. ብሙዚካ ጥሮታ አሎ ዶ?
@tamutafu528
@tamutafu528 3 ай бұрын
👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 👎 that's. Not. Your. Business. Stop😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@lemlemmirach7838
@lemlemmirach7838 3 ай бұрын
😂😂😂😂😂 yelen😂😂😂
@samiyitbarek6205
@samiyitbarek6205 3 ай бұрын
We love u gebru fano
@teweldegebru-bi3rs
@teweldegebru-bi3rs 2 ай бұрын
ሓዱሽ ወለዶ ወይ ትተክእ ወይ ሓዱሽ ወለዶ ክንትክአ ኢና
@edrisebrahim-yi3wp
@edrisebrahim-yi3wp 3 ай бұрын
4. find the power series representation of the following function and find the interval of convergence. f(x) =1/(x + 2)
@senaytesfay-t4u
@senaytesfay-t4u 2 ай бұрын
ቶም ኮራኹር ስ ይስዕስዕ ኣለውዋ ቶም ኣጋንንቲ ?
@tekicholove
@tekicholove 3 ай бұрын
ዚኦም ኩሎም ዝጭፍሩ ዘለዉ ብናይ መናአሰይ ትግራይ ደም አዮም ቀሊዶም ካብ መሬትጠፍኡ ኣለሮም
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 3 ай бұрын
ኣኼባ ህወሓት ብዕዉት ከም እተዛዘመ ምስ ሰምዐት ዘይደንገፀት የላን ኩላ እያ ከተዕገርግር ጀሚራ! ብልፅግንኣ ድያ ሻዕብይኣ ድያ ግምታ ድያ ተቛዋሚኣ ድያ ባንዳኣ ድያ ኩላ እያ ተርመስመስ ኣትዩዋ! 😂 ጥራሕ ካብ ሕሉፍ ጌጋኹም ተመሃሩ! ገበነኛታት እውን ወይ ናብ ፍርዲ ኣቕርብዎም ወይ ኣብ ቅድሚ ህዝቢ ኣሰናብትዎም። ኣብ ክንዲ ኢትዮጵያ ከዓ ንህዝቢ ትግራይ ሕሰቡ።
@YemaneTsegay-ou1eg
@YemaneTsegay-ou1eg 2 ай бұрын
ለያቡ ኢኹም
@MekdesMuez
@MekdesMuez 3 ай бұрын
ናይ ረሳሓት ሳዕሲዒት ውሕጅ ከምዝወስደኩም ግን ከትርስዑ
@danayitmeretab-wz9do
@danayitmeretab-wz9do 3 ай бұрын
ጡሮታ ባ ኣብ ክንደይ ዓመት እዬም ዝወፁ
@tamutafu528
@tamutafu528 3 ай бұрын
That's. Not. Your. Business 😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@BrhanuKiros-b7x
@BrhanuKiros-b7x Ай бұрын
Hashakir
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ገብሩ ደንቆሮ ዘይምምሃርኻ ጎዲእካ።ምስ ዝሞተ ውድብ ኣኮለጉዛይ ሓቢርኻ ክትቅበር ኢኻ
@fufyrui1913
@fufyrui1913 3 ай бұрын
ኣረ አዛ ኣረጊት ፀረመንእሰይ ዝኾነት ሞጆሪኖ ትባሃል በዛኹም ኣዉሩዱዋ መናእሰይ ኣወዲኣቶም መኻን ግዲ እያ
@Yonasgermay-wj1ey
@Yonasgermay-wj1ey 3 ай бұрын
ቁርስስቲ ልኾነት ኣረጊት
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 3 ай бұрын
Lmao 🤣 ጌቾ ኸ መናእሰይ ዶ ኣየርገፈን?
@danigsahle
@danigsahle 2 ай бұрын
ሹሽ በል ላህማም ካድረ።ኻልእ መዓትን መከራን ነቲ ህዝቢ ንምምፃእን ሕጫጨ ኣብ ልዕሊ እቶም ዝረገፉን ዝተኻሕዱን መላምል ቆልዑ ትግራይ እዩ። ኣብ ጥራሕ ርእስን መዓኮርን ዝግበር ኣዮኻ ናትና ቁፅሪ ክልተ loading...🤔
@tesfayhailu6627
@tesfayhailu6627 3 ай бұрын
ጋህታፍ ገፊሕ ኣፉ...................................ትንሳኤ ትግራይ ዝረጋገፂ ኣብ ልዕሊ መቕብር ሕወሓት ትራሕ እዩ።
@tamutafu528
@tamutafu528 3 ай бұрын
Rekuse. Guhafe😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂😂
@tsegatsega1930
@tsegatsega1930 3 ай бұрын
Eze denez are get baned
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 3 ай бұрын
እዚ ደኣ 25 ዓመት ዶ ኣይኮነን ሓሊምኩሞ! ኣይሰለጠኩምን 😂
@kidanehaddish
@kidanehaddish 3 ай бұрын
እዛ ስእሊ ፅብቕቲ ሰነድያ ህዝብና ዝነብዐሉ ዝሻቐለሉ እንመንዮም ኔትወርክ ብግልፂ ዝነፀረት ። ናይመፃኢ ዝጭነቕ ኣርሒቑ ዝሓስብ መንድማ ኮለል ኣቢላ ተርኢ።
@Yonasgermay-wj1ey
@Yonasgermay-wj1ey 3 ай бұрын
ማዓልቱኹም ኣኺላ እያ ኣቱም ለያቡ :ጌች ልቅድሚት
@tem933
@tem933 3 ай бұрын
ቅሰኑ
@GEB301
@GEB301 2 ай бұрын
ሕሱራት!እተድሕንዎ ውዳበ ኮነ ህዝቢ ከምዘየለ ሕሉፍ ተግባርኩም ምስክር 'ዩ።ተስፋኹም ብንእሽተይ ቀለልቲ።
@CheerfulDirtBike-bf2mb
@CheerfulDirtBike-bf2mb 2 ай бұрын
ሓሳዊ ደራፊ ዶ ? ወይንስ ዓዛፊ?* ሳምረ ከምዚ ሰገድቲ ኣይኾኑን
@MerrebHawari
@MerrebHawari 2 ай бұрын
ዋይ ዝሃሳስ ዋጣ..
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f 3 ай бұрын
ህዝቢ ትግራይ አጥሚኹም መንእሰይ አወዲእኹም ቁርብ ዘይትሓፍሩ ከብድኹም መሊእኹም እናጉሳኧኹም አብጀጋኑ ልኧሊ ሬሳ ሳእስኡ ቀፃሊ ክንርእይ ኢና ደም አብኺኹም አይትቐርዩን ሰብጊዘ ትግራይ ከይትከፋፍልዋ።
@EyerusalemTaddese
@EyerusalemTaddese 3 ай бұрын
ምን አገባሽ ሥለ ሻብያ አውሪ ውሀ ለገላ መታጠቢያ የሌለው ትግራዬ የተራበው የተቆረጠው በናንተ ወራሪ ነው ኦናንተ በረሀቤ በባህር ያለቃችሁካኔ አላችሁ አለም ጥላችሁ የሄደው
@paulosh6916
@paulosh6916 3 ай бұрын
@@TsegayAlemu-i3f ሓሳድ ህግደፍ መንደፍ ናይ ቆርማድ ዓድኻ ኤርተራ ጉዳይ ዘይትገብር!
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
ጉጅለ ህዋሓት ናይ ኔትዎርክ ኤክስፐርት ንህዝቢ ትግራይ ተቃሊሶም አይፈልጡን ጉጅለ ክሕደት ፀላእቲ ህዝቢ ትግራይ
@EyerusalemTaddese
@EyerusalemTaddese 3 ай бұрын
@@danaitadam3107 ፈሣም ዝም ብለክ ሠዋክ ኑሮ የዘመኑ የሠው ጦጣ ኢሣያሥ ለናንተ የኖረ አሥመሠላችሁት ኤርትራ የኢሣያሥና የልጆቹ ሣሎን
@danaitadam3107
@danaitadam3107 3 ай бұрын
@@EyerusalemTaddese ኢሳያስ ንዓኻ ይቀርበካ ባርያ ማሌሊት አድጊ ስኽ ኢልካ ተሸከም !!
@Mola-y5o
@Mola-y5o 2 ай бұрын
አሸሓት ወጣት አይወለዱ አዘመዱ አብልዕኹም ግዝየኹም እዩ ጨፊሩ ደም ወጣት ትፊረደልኩም
@AbrhaBairay
@AbrhaBairay 2 ай бұрын
ገና ኣብ ቤት-ህንፀት ተስዕዑ ኢኹም ሌባቡን ደናቁሩን
@GmedhinetbarekSoloda
@GmedhinetbarekSoloda 3 ай бұрын
እንታይ eyom ገይሮም
@Vip65-rm7is
@Vip65-rm7is 3 ай бұрын
No more
@ابراهيم-د7خ5ي
@ابراهيم-د7خ5ي 3 ай бұрын
😂😂😂😂
EMS Special ጀነራል ተፈራ ማሞ ይናገራሉ Oct 2024 F
14:57
EMS (Ethiopian Media Services)
Рет қаралды 115 М.
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,8 МЛН
버블티로 부자 구별하는법4
00:11
진영민yeongmin
Рет қаралды 16 МЛН
Cool Parenting Gadget Against Mosquitos! 🦟👶
00:21
TheSoul Music Family
Рет қаралды 9 МЛН
How do Cats Eat Watermelon? 🍉
00:21
One More
Рет қаралды 14 МЛН
GERE EMUN PART 199 | ገሬ እሙን ክፋል 199
28:51
Gere Emun Entertainment ገሬ እሙን
Рет қаралды 151 М.
እዋናዊ፡ ኣብ መድረኽ ህዝቢ ውድብ ሳወት ዝተረኸቡ ተሳተፍቲ እንታይ በሉ? 13/10/2024
33:59
TPM - Tigray Public Media - ሚድያ ህዝቢ ትግራይ
Рет қаралды 1,3 М.
РОДИТЕЛИ НА ШКОЛЬНОМ ПРАЗДНИКЕ
01:00
SIDELNIKOVVV
Рет қаралды 3,8 МЛН