Рет қаралды 115,288
Chanel Fish Wedi
እዛ ቪድዮ ብዓቅመይ ከምቲ ኣነ ምስ ናይ ቃንቃ ጸገም ተደሚሩ ተሸጊረ ዝሓለፍክዎ ካብ ስቅ ምባልስ ተን ዘለዋኒ ቅሩብትለይ ዘየካፍሎም ኢለ፡ ነቶም መኪና ምዝዋር ክንመሃር ንደሊ ሓጋዚት ተኾነት ኢለ ዘዳለኽዋ እያ። ተስፋ ይገብር ቁሩብ ብመጠኑ ክትሕግዘና።