ትማሊ ንኣሕዋቶም ሎሚ ከኣ ነዚኦም ህጻናት ንምትላል ዝጽዕር ዘሎ ዕሉል ባንዳ ( ወዲ ባሻይ)፥ እንቋዕ ደሓን፡ወጻእካ ተቃላሳይ ኤርሚያስ

  Рет қаралды 18,652

YEMANE INFO MEDIA

YEMANE INFO MEDIA

Күн бұрын

#eritreanmusic #eritrea #eritreancomedy #eritreanfilm #eritreantiktok2023 #ethiopianews #tigray #tigrignamusic #eritreanmovie #eritreannews

Пікірлер: 164
@petergebre5680
@petergebre5680 3 ай бұрын
ዕልልል ዕንቋዕ ሓጎሰና ኤሩ ሓወይ❤🎉
@Justiceseeker77
@Justiceseeker77 3 ай бұрын
ሰላም የማነ፡ጽቡቕ ስራሕ፡ኣነ ብወገነይ እዞም ብኣውራጃ ክጥርነፉ ዝደልዩ ነቲ ቃልሲ ፍትሒ ኣብ ጸቢብ ዓንኬል ዕንክሊል እናበሉ ሓይሊ ሰብ ንምምቕቓል ኣሉታዊ ጽልዋ ክህልዎም ከምዝኽእል እየ ዝኣምን።ምኽንያቱ ሃገር ብምልእታ ምስ ህዝባ ዘድሕና ደልያ እንተጠራዐት ብዓድን ብኣውራጃን ምሕሳብ ናይ ንቕሓት ጉድለት እምበር መሰል ክኸውን ኣይምተግብኦን። 💙💙💙💙💙💙💙
@amantesfama6702
@amantesfama6702 3 ай бұрын
ሰላም፡ነዓኻ ይሙን ሓወይይ እዚ ሓውና ከኣ እንቃዕ ብሰላም ወጸ እቶም ተሪፎም ዘለዉ ከኣ ከምዚይ የርእየና
@vietanamawi
@vietanamawi 3 ай бұрын
ይሙን ሓወይ ቀጽለሉ ኣድናቂካ አየ ከሙ ውን ኣድናቂ መስትያት ቤትናን እየ keep it
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 ай бұрын
❤❤❤❤ thx
@kiflemariamgebreslassetesf3816
@kiflemariamgebreslassetesf3816 3 ай бұрын
ነዚ ወዲ ባሻይ ምስተመአሰ ዋግኡ እንተዘይከፊልናዮ ምቅላስና ሳክት ኢዩ።
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 ай бұрын
Representation is very important, I like the idea! Thank you so much Yumun hawna!
@Abeba1985
@Abeba1985 3 ай бұрын
ኤረማሰይ ደላይ ሰላም እንካዕ ብሰላም ወጻእካ አነሲ አበይ ዩ ከይዱ እለ ነይረ
@michaelh599
@michaelh599 3 ай бұрын
Enquist bselam wetsaeka, Erimile hawna:💙💙💙🙏🏿🙏🏿
@dawitmehari6865
@dawitmehari6865 3 ай бұрын
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ኣብ ሰራየ ዝገበርዎ መቐጸልታ እዩ እዚ ለኽባጥ ወላ ብሓይሊ እቲ ህዝቢ እንተኣከብዎ ግን ይፈልጦ እዩ, ስቕ ኢሉ እዩ ዝህወትት ዘሎ ገበኑ ንምሽፉን ዝገብሮ እዩ ስለዚ ዋጋ ክኸፍለሉ ምኻኑ ፍለጥ ኣንታ ለኽባጥ በሎ .
@azeabgkidan5508
@azeabgkidan5508 3 ай бұрын
Enka beslame betena mexaeka zemdekiy amlak edmen tenan yehbeka zewdey 🙏🙏🙏
@logochiwa1
@logochiwa1 3 ай бұрын
ኣነ ኤርትራዊ ስለዝኮንኩ ኣብ ኣውራጃዊ ጥርናፈ ኢየ ዝአምን ምክንያቱ ንሱ ኢዩ ብሰላም ዘንብረና።
@haqitisier8947
@haqitisier8947 3 ай бұрын
ዋእ ክምለስ ድዩ ? ናብ አሜርካ ኣይመስለንን ።💙💙💙💙💙💙💙💙
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 3 ай бұрын
Welcome great man . Erimias wedei inquai hagosena jegina.
@surafailtesfazion179
@surafailtesfazion179 3 ай бұрын
ብሉጽ ሐሳብ እዩ እቲ ሐቅውን እሱ እዩ በነጌቲቭ ጥራይ ኽንርእዮ የብልናን እቲ አመወዳእታ ዝኸውንውን እሱ እዩ ንስረሐሉ።
@nigstiketema8934
@nigstiketema8934 3 ай бұрын
Congratulations burukey❤❤❤💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙and thank you yemane hawina for this good news 🎉🎉🎉
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 ай бұрын
💙💚💙
@mihretteklom54
@mihretteklom54 3 ай бұрын
❤ጽቡቅ መደብ❤❤❤❤❤❤
@letebrhantesfasillase576
@letebrhantesfasillase576 3 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@geneamha7584
@geneamha7584 3 ай бұрын
They didn’t go to hgdf , they were all time hgdf. So becarful who’s who in Brged Nhamedu!!💙💙💙
@ebabakahsay3417
@ebabakahsay3417 3 ай бұрын
Enkae bselam wesaka hawey mearey bergedey nkidmit yemane hawey kea keslo ajoka💙🌿💙🌿🙏🌿💙👌
@vodahallo9499
@vodahallo9499 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏🙏
@Rebecccca83
@Rebecccca83 3 ай бұрын
Congratulations Ermias . I feel very sad for Eretrian people
@elsagaiem4132
@elsagaiem4132 3 ай бұрын
Elelelel❤❤❤❤❤❤❤
@TESFAYBIRHANE-nc9mw
@TESFAYBIRHANE-nc9mw 3 ай бұрын
Selam yemane awe des eluna des yblka yemane❤
@Galeb414
@Galeb414 3 ай бұрын
My brother 💙💙💙🌿🌿🌿✅✅✅💯💯💯⚔️⚔️⚔️
@fituikifle5629
@fituikifle5629 3 ай бұрын
ኣይ ኣይ የማነ ኣብ ደገ መንግስቲ ዘይኮነስ ሓበራዊ ቃልሲ ከተካይዶን ሓደ ኤርትራዊ ሃገራዊ ሓይሊ ብሓደ ድምጺ ምዝራብ እዩ ዘድሊ
@NatsinetBahita
@NatsinetBahita 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@HarenaKesete
@HarenaKesete 3 ай бұрын
💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 3 ай бұрын
# ezi Wedi bashy zebhal official ab tv assna nti habreteseb kenger alewo b program Yemane contract asena tv please ????????
@Fesshaye-p8k
@Fesshaye-p8k 3 ай бұрын
ወዲ ባሻይ ካብ ቀደም ምሰ ህግደፍ አየ ነይሩ አብ ትግራይ ተልእኩ አየ ዝፈጸም ነይሩ ሰለዚ አየ ደማ ዘይተዓወተ ወዲ ባሻይ ናብ ኤርትራ አንተዘይከይደ አየ ዝገርመና ዘለዉ😊
@ezgahariateklom9896
@ezgahariateklom9896 3 ай бұрын
Enkae bselam meseaka ermeyas 💙💙💙💙💙💙💙
@genetmehari8120
@genetmehari8120 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏👍
@duhberhe9991
@duhberhe9991 3 ай бұрын
Wc yumuney ❤❤
@Mebrye-i8e
@Mebrye-i8e 3 ай бұрын
Thanks 💙😊
@GebreyesusPetros-do8iw
@GebreyesusPetros-do8iw 3 ай бұрын
ጽቡቁ ኣሎ ንምንታይ መጀመሪያ ብወረዳኻ ካብኡ በዉራጃኻ ኩለን ይወደባ ካብኡ ብሃገር ካኣ ይሰምራ ኩለን ወኪላተን ገረን ይመዛ መራቲ ይገብራ ካብ ብዘይ ኣፈላላይ ንህዝብ ዝጠቅም ይገብራ ኣብ ዝኾነ ሓደ ይኸዉን ሓሳበን እታሓንቲ ንሓንቲ ኣዉራጃ ክት ጸሪፍ የብላን ንምጥሪናፍ ጠቃም ኢዩ መለለይ ኩለን መለይ ኣላተን ኩለን ኣዉራጃታ ከም ሓደ ስድራ ኮነን ይቃለሳ ዓወት ንህዝብ ኤርትራ በርጌድ ንሓመዱ ይዕወት ካብኡ ወጻኢ ኢዩ ኣብቲ ኣኼባ ናይ ኣዉራጁ ብዉልቁ ክእከብ ጸገም የብሉን እዝኣ ናተይ ረኢቶ ኢያ ዓወት ንዉጹ ህዝብ
@GenetTesfay-t7d
@GenetTesfay-t7d 3 ай бұрын
Better b different party for example Bruce metsahi wey yeakel or Felsi etc……….
@ees988
@ees988 3 ай бұрын
Eway wurdet Miki Amiche😮
@ShumayShay
@ShumayShay 3 ай бұрын
Kkkkkk emo ni wedikasa ni eseyas hinekelina belewo adina kinatu
@akliluadumer9138
@akliluadumer9138 3 ай бұрын
እንዳዳሽም ዓድኹም ኣበላሽዩልኩም። ንየው በሉዎ!
@Daniel-qi1yg
@Daniel-qi1yg 3 ай бұрын
N drar tegaru tebek elimo ezi kulu hagizkumom
@tesgeredagezahy2118
@tesgeredagezahy2118 3 ай бұрын
ሚኪ ዉርደተኛ 😂😂 ተዋሪድካ
@mebratneguse5234
@mebratneguse5234 3 ай бұрын
Ai izom kentu nikentu intainetu zeinuzur huwuketegnatat hasadat seabity shifts Isais telam
@muluasfaha4978
@muluasfaha4978 3 ай бұрын
አነስ ቢወዲ ባሳይ ይታራተር አየ ካብ አሪትራ ዚተውልደ ኣይ ኮነን
@gm5215
@gm5215 3 ай бұрын
ህግደፍ አመንዝራ
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 3 ай бұрын
እሞ ብላን A ብርጊድ ንሃመዱ ንኣሜርካ የርክብዎ።
@tadesetfesaheye5893
@tadesetfesaheye5893 3 ай бұрын
Nadege Mengeset Kab Wefe Nelel Yelen Mesehezeb Beteheten Nehzeb Zerede Texeref Texerefel Hemeg Zezarb Kab Wefey Nelel Merah Kab Edetet Zekayd Zelo areay Ey 💙💙💙😇💯👈💙💙💙🫶👌👍🏼✌️💙💙💙💙💙🌻🌻🌻🌻🌻🌻
@ghenetgerezgiher3351
@ghenetgerezgiher3351 3 ай бұрын
Dess zebil zena nay wedina Ermijas natom zterefo komo yeriyena 💚💙🩵🌿🌿🌿🙏🙏🙏
@azmeramesfun3481
@azmeramesfun3481 3 ай бұрын
Eomo bhgi kthzwo aykalln dyu
@Eritreamassawaredsea
@Eritreamassawaredsea 3 ай бұрын
Husur hasawi Alitawi TSEBIB HANGOL TRAY KUENTI ALIYETAWI AWIRAJAWI HAYMANETAWI HUSUR FITRET NISKA SEGENEYTI ADIKEYH SENIAFE ENDABELKA AREITI KUENTI JASUSAT MEALTIKA TETSEBE . NI NENIESEYAT KEYMAHARU KEYSERHU SIDREOM KEYHGUZU NATIKA SANTIM GENZEB KITIARI HUSUR EKA SILENIFELTEKA WEDI GAEGAE
@MinabTzagai
@MinabTzagai 3 ай бұрын
ሰላም የማነ ቓላት እንግሊዝ እንዳ ሓወስካ ኣድኪምካና ንምስማዕኻ ኣጽሊኡና ❌️
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 3 ай бұрын
❌❌❌
@selamselam2156
@selamselam2156 3 ай бұрын
ፍትሒ ማለት እንታይ ማለት እዩ ግዲ? ንዓይ ስደተኛ ኸማኹም እንዳፈጋእኻስ ፍትሒ ደሊየ ክትብል ዝሰምዓካ የለን።
@hani165
@hani165 3 ай бұрын
እሞኑኒ እዚ ወዲ ን ሞት ዝተፈርደ እዩ፡ ህግደፍ ከምኡ እያ ትገብር መጀመርያ መጋበርያ ትገብረካ ድሓራይ ስሚ ኣንጭዋ ጊራ ብዘይ ድሃይ እያ እተጥፍኣካ ፡ድሕሪ ቁሩብ ጊዜ ተዓዘቡ።የማነ ነብሲ ክሳብ ንሕና ንሓቶ ኣይጽንሕዎን እዮም፡።
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 ай бұрын
Representation is very important, I like the idea! Thank you so much Yumun hawna!
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 3 ай бұрын
አንቃዕ ሰላም ወጻአካ አርሚያስ
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 ай бұрын
Representation is very important, I like the idea! Thank you so much Yumun hawna!
@ghenettedla3742
@ghenettedla3742 3 ай бұрын
Thank you yemane for this program when i see the worst people it make me sad sometimes i wonder what kind people we are Eritrea people ❤
@elsajefter5596
@elsajefter5596 3 ай бұрын
ሰላም ሰላም 🌿💙💙💙💙የሙን
@dawitdawit8016
@dawitdawit8016 3 ай бұрын
ሰላም ብዛዕባ፡ መግስቲ ኣብ ስደት ክህሉ ዘሎዎ ዝበሎ ወኣል ሕደር ዘየድልዮ ጉዳይ እዩ። እተ ቲ ባዲ ምውዳብ ዝበሎ ግን ኣይፋል ሕሰብ እሞ ንሕና ኮ በቢዘለካዮ ከተማ ሃገር ተወዲና ኣሎና እዚ ማለት ከኣ ባድካ ተወዲብካ ኣለካ ማለት አዩ ። ሃገራዊ ካልሲ ክትካለስ ምስ እትደሊ ከኣ ምስ ውጹዕ ከማካ ኢካ ትካለስ መስለሊ፡ ንምታይ ኢና ዝገደፍናዮ ኣዲ ንመርጽ ፡ ንሕና ኮ ናይ እዳ ሕቶ የብልናን፡ ሃገራዊ ሕቶ እበር፡ ስለዚ ብዙህ ምበልኩ ዘረባይ ከህጽሮ ፡ ስለ ሓሳቡ የመስግኖ ፡ብዝተረፈ ብዓዳዊ ምሕሳብ ብወገነይ ክልተ ነገር እየ ዝሪእዮ ፡ ሓደ ናይ ለዋሃት እዩ፡ ካልኣይ ናይ ተስፋ ምኩራጽ ኣክሊ ጽበት እትሓስቦ እዩ። ብካልእ ኩርናዕ ከኣ ነዚ ካልሲ እኪሊል ምባል እዩ። ብዝኮነ ወድሓንካ ኩቡር ሓዊ የማነ ስብ ስራሕካ ዓወትን ኣሳልቶን እምነየልካ ካብ ሎሚ ንክድሚት እበር ንዲሕሪት የለን ።❤🎉🎉🎉🎉🎉
@meksebey854
@meksebey854 3 ай бұрын
Dmxka aytehabae Yemane hawey💙💙💙💙🙏Ermiey enka selam wexeka btaemi des zbel eyu💙💙💙💙💙💙💙💙
@ezgomarefe1132
@ezgomarefe1132 3 ай бұрын
እልልልልል እንቋዕ ሐጎሰና 🙏🙏🙏🙏🙏💙💙💙💙💙💙💙💙✅✅✅✅✅💪💪
@gm5215
@gm5215 3 ай бұрын
እዚ ድአ ዕሉል ሐሳዊ እንድዩ ከምኡ ዝመሰሉ ብዙሐት አለዉ ፍለጥዎም
@meseretmedia-6159
@meseretmedia-6159 3 ай бұрын
ካብ ባይቶ ዓዲ፡ ናብ ባይቶ ንኡስ ወረዳ፡ ካብ ንኡሳን ወረዳታት ናብ ወረዳ ተወከልቲ ይወርዱ። ካብ ወረዳታት ናብ ኣውራጃ ተወኪሎም ይወርዱ፡ ካብ ኣውራጃታት ከኣ ናብ ባይቶ ሃገር ተወኪሎም መራሕቶም ይመርጹ። እቲ ሓቂ ንሱ እዩ።
@berekethaile6493
@berekethaile6493 3 ай бұрын
ሰላም ዩሙን እንቃዕ ብሰላም ተመለሰና ንኡስ ሓዉና💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@amantesfama6702
@amantesfama6702 3 ай бұрын
ወዲ ባሻይ ኣባኻ እንተ ዘይ ወዓለ ንደቅኻ ደም ገዲፍካሎም ትከይድ ከም ዘለኻ ክትግንዘብ ይግበኣካ ነባሪ ህዝቢ እምበር ነባሪ ስርዓት የሎን
@goitomfessaha2690
@goitomfessaha2690 3 ай бұрын
Welcome Yemane information media
@DesetAfeworki-lh1sn
@DesetAfeworki-lh1sn 3 ай бұрын
Elllllllllllllllll.llll’l’´´💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼💪🏼👌👌👌👌👌👌👌👌
@rahelmerkeb4564
@rahelmerkeb4564 3 ай бұрын
ኣሰይ ክብሪ ንኣምላክ ሰማይ ይኩን እንቃዕ ብሰላም ወጻካ ኢርም ከምኡ የቅንየልና ይሙን።
@mikehaile8728
@mikehaile8728 3 ай бұрын
ኣበይ ሃገር ኢዩ ዝነብር ዝቅመጠሉ ዓዳ ሐብሩ በጃካትኬም ሐብሩ
@yemaneyohannestube9477
@yemaneyohannestube9477 3 ай бұрын
ኣሜሪካ
@selamtesfay1834
@selamtesfay1834 3 ай бұрын
Die Leute spielen mit uns yehsen
@freedompeace3359
@freedompeace3359 3 ай бұрын
ሰላም ንኩሉኩም ብርጌድ ንሐመዱ መንእሰይ እንኳዕ ብሰላም ወጸአካ። አጆካ አጆኩም አብ ሃገር ሒጊ አለኩም። ኤርትራ ኬዱ ድለይቱ ዝብል። ኩለሃና ብሐባር አለና። አብ መዝገብ ካብዝአተው ሐዲኦም ኢዩ። አምቼ ዝብሃል ቀዳማይ ደቂ ኤርትራ ክትፈልጥዎ ህግደፍ ዝበልዎ ይደግም። ብዛዕባ ትግርኙኡ ከማን ዘይተመሃረ ። አጆኩም ነዚኦም ዋጋ አይትሃብዎም። በብዓድታቱ ይወደብ 100% ይሰመማዕ። ብኮምኡ ኢዩ ህዝቢ ንህዝቢ እምነት ክህልዎ። ግን'ከ በብዛሐትና ብንጹህ ሒልና ንቅበሎ'ዶ?
@MedhanieSegen
@MedhanieSegen 3 ай бұрын
አንቃዕ ብሰላም ወጻእኻ 💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙💙
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 ай бұрын
Representation is very important, I like the idea! Thank you so much Yumun hawna!
@bettygebru2975
@bettygebru2975 3 ай бұрын
Representation is very important, I like the idea! Thank you so much Yumun hawna!
@fikrteame6769
@fikrteame6769 3 ай бұрын
Miki Anjal hji do sne srat alo eyu gohaf muluch kebluka eyom
@شحيبرشحيبر-م7ل
@شحيبرشحيبر-م7ل 3 ай бұрын
ከመይ ውዕልካ የማነ.ነእርምያስ.ካኣ.እንቋዕ.ብሰላም.ወጻኻ.በለለይ ኣጆኻ.በርትዕ.ኣብ.ጓድንኻ.ኣለና
@አነ.የ
@አነ.የ 3 ай бұрын
❤❤❤🎉ሰላመ አንካዕ ወፃአኻ
@tadesetfesaheye5893
@tadesetfesaheye5893 3 ай бұрын
Wege Dehan Wxak Menese Hawena Gegen yeser Yefetah Ka Gegen Enge Bedahan Wexak 💙💙💙😇👈💙💙💙💙🫶👌✌️👍🏼☝🏼🙋🌻🌻🌻💙💙💙💙💯👈
@TesfagiorgisHabtemaryam
@TesfagiorgisHabtemaryam 3 ай бұрын
እወ ከምዚኦም ዝመሰሉ ከሉ ግዜ ህዝቢ ክፈልጥዎን ደቂ ሐወቦታቱ እንተድአ ህልዋተ ኮይኑ ካብዚ ሕማቕ ተግባሩ ክእለ ታሪኽ ናይ አዝማዱም ከየበላሹ እንተዝምከር ምጸበቐ ነይሩ ታሪክ ዘይርስዖ እዩ እሞ ሕሰብሉ፤፤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@kaliebseium1049
@kaliebseium1049 3 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ዘሕዝን እዩ፡ እዚ ህዝቢ ብዘይጠቕሙ ባንዳታት ክዋረድ ኣይምተገብኦን
@tadesetfesaheye5893
@tadesetfesaheye5893 3 ай бұрын
🙏🙏😇💙💙💙👈
@woldekidanitbarek9514
@woldekidanitbarek9514 3 ай бұрын
ኣብ ደገ መንግስቲ ምምስራት ጉቡእ ኣይኮነን ልክዕ ኣይኮነን ብደለይቲ ደሞክራስን ፍትሕን ኤሪትራውያን ቁቡል ኣይኮነን :: ሓቀኛታት ህዝቢ ዝተቐበለን ዝኣመነለን ንህዝቢ ዘገልግላ ውዱባት ክፍጠራ ይኽእላ ኢየን :: ካልእ ኣብ ደገ መንግስቲ ሙቓም ዝብል ሓሳብ ግን እንትርፎ ንስልጣን ቅድድም እንተዘይኮኑ ንረብሓ ህዝቢ ክኸውን ፈጺሙ ኣይክእልን ኢዩ :: መርዓት ከይሓዛስ መርዓዊ ይሕዛ :: ብቃላት ካሓሒልካ ሓሳባት እንዳቅረብካ ሓላይ ህዝቢ መሲልካ ኣብ ደገ መንግስቲ ምምስራት ኣድላይ ኢዩ ምባል ሕልሚ ናይቶም ንርእዮም ዘለና ብስልጣን ስሰዐ ኣእምሮኦም ዝዓወሩ ሕልሚ ምትግባር ማለት ኢዩ :: ድሕሪ ህግደፍ ኣብ ኤሪትራ ሕጊ ነጊሱ ብሕጊ ትምራሕ ኤሪትራ እምበር ሰብ ዝመርሓ ወይ ዘሽካዕልለላ ኤሪትራ ኣይክትህሉን ኢያ :: ይኣክል:: ካብ ኢሳያስ ኣፈወርቂ ተማሂርና ኢና :: ህዝብና ክሳብ ናይ ማይ ንብዓቱ ወዲኡ ደም ክሳብ ዝነብዕ ብህግደፍ ተረጊጹ ኢዩ :: Enough is enough.
@user-um3fg
@user-um3fg 3 ай бұрын
ዩሙነይ ኽጽበየካ ኣየ ኣርፊደ ቀጽሎ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉
@samsomgrmay4858
@samsomgrmay4858 3 ай бұрын
እዞም ዓበይቲ ፕሮፌሰራት ኤርትራ እዛ ሃገር ቁልቁልኣፋ ናብ መዓሙቅ እና ከደት ሱቅ ኢሎም ይሪኡ ከም ዘይነበሩ እዚ ንእሽተይ ዎሎዶ ይኣክለኒ ኢሉ ባዕሉ ተበራቢሩ ይቃለስ እና ሃለወ ሕጂ አንታይ ስለ ዝተረክበ ዮም ቅልቅል ዝብሉ ዘለዉ ሃገር ዓመታት እና ጠፈአት ዓይኖም ዓሚቶም ስቅ ይብሉ ከም ዘይነበሩ እዚ ፕሮፌሰር ዝተዛረቦ ዋላ ሓንቲ ለውቲ ከምጽእ ዘይክእል እዞም ፕሮፌሰር ኢና ዝብሉ ነዛ ሃገር ዋላ ሓደ ዩ ከድሕና ዘይክእል ምክንያቱ ልዕሊ 30 ዓመት እዛ ሃገር ዓንያ ትዓኑን ኣላ እዚ ምስክር ዩ
@NegishaTesfay-q3o
@NegishaTesfay-q3o 3 ай бұрын
የማነ አዚ ነገር አዚ ፈጺምካ ክፍራሕ ዘይጊበኦ ኢዩ ዝፈርሖ አምበር ዘፍሪሖ ምኽንያት ዘቕሪብ ካ የለን ስለዚ ቢዓዲካ ምጥርናፍ አንቲርፎ ከጽፊፈካ ፊጹም ዘፊርሕ ምኽንያት የቢሉን ክኸውን ዚጊበኦ ኢዩ ኒምንታይከ ሻዕብያ ኣፍሪስዎ ሻዕብያ ዘፍረሶ ዘበለ ክትገብሮ ኢዩ ዘለካ ነዚ ቃልሲውን መጽፈፎ ቢነብሱ ካብ መሰረት ኢንዲዩ ዚጂመር
@heidshop4103
@heidshop4103 3 ай бұрын
🙏🙏🙏🙏🙏
@TrhasTesfay-zo9om
@TrhasTesfay-zo9om 3 ай бұрын
እቲ ጸገም ዘሎ ነብሰ ምትሓትን ነብሰ ምልዓልን እዩ። ኣብ መንጉና ምትእምማን ክንፈጥር ይግባእ ነፍሲ ወከፍ ሓሳብ ክንቅበል ይግባኣና። ኣብዚ ጉዳይ እዚ ክሳማማዕ ከም ዘለዎ ምግባርን ናይ ሓሳብ ፍልልዮም ብዘየገድስ። ብመጀመርታ ግን እዚ ክግበር ዝቀነየ ቅንጸላታትን ምድፍፋርን ዝበትክ ተባዕ ውዳበ የድሊ
@tirhasghbray1049
@tirhasghbray1049 3 ай бұрын
ኤርምያስ ወደይ እንቋዕ ብሰላም ወፃእኻ ንቶም ዝተረፉ ብፆትካ ደቅና ከማኻ አዋፅኦ ይፍጠረሎም 💙💙🩵🩵🌿🌿💙🩵🌿
@TeweldeGirmay-l9u
@TeweldeGirmay-l9u 3 ай бұрын
ሰላም አምላክ ንዓካ ይኩን ወዲ ባሻይ ቅድም ከምዝ ጌሩ ሕጂ ከምዝይ ይገብር አሎ ኢልካ ግዜ ምጥፋእ እዩ ግን እቲ ፕላን (ኤ ) ህግደፍ ድዮም ኮይኖም ምክንያቱ አብዝሐለፈ ካብ ጀርመን ዝከደ አብ ድባርባ አኪቡ 2% ክከፍሉ አብ አኬባ አብ ቪድይ ተራእዩ ኔሩ ምስተመለሰ እንታይ ኢሎም እቶም ፕላን( ኤ ) ኤድሕር ደቂሶም ጌና ሕጂ ውን ካብዚ እንዳከዱ ንስድራ ከሽግሩ ክውስክ እዩ ማለት ኤዩ
@LualAbraha
@LualAbraha 3 ай бұрын
Wlecam
@tesfamariamtewoldeberhan4731
@tesfamariamtewoldeberhan4731 3 ай бұрын
ፕላን A ናይ ኣመሪካ ኣብ ኣየት ፖርት ከትሕዝዎ ኣለዎም ቡዙሓት ሰባት ከምዘአሰረ ኣብ ዓዲ ፍሉጥዩ ዝከኣል ክገብሩ ኣለዎም ብደቂ ኣዱውን ሃደ ስጉምቲ ክውሰዶ ኣለዎ ስድረኦም ስለዘበሳበሰ ካ ኢሳያስ ንላዕሊዩ
@OgbaiZera
@OgbaiZera 3 ай бұрын
ቃርማ ጥንጡ መርዛማት ብምካኖም ቀልጢፍካ እሽ ምስ ዝባሃሉ ጥራይ'ዩ እቶም ካልኦት ኣሰሩ ከይስዕቡ ዓቢ ትምህርቲ ይከውን። ቃልስና ናይ ብሓቂ እንተኮይኑ ሂት ጋድ ክንሰርሕ ኣሎና ፋክት ሓቂ እዚ እዩ ተሪፍና ዘሎ።
@Muez_Gidey
@Muez_Gidey 3 ай бұрын
🩵🩵🩵🩵🩵
@yonasmetekie8873
@yonasmetekie8873 3 ай бұрын
Ane kbla delye zeleku gin Ezi Astak wedi bashay zbehal hasawi seb nab America entetemelisu ezi zekrebkayo chibti hizom abta znebrela State etom plan A kkeswo ylabo....
@aziebtesfay9512
@aziebtesfay9512 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤
@wedieri8264
@wedieri8264 3 ай бұрын
ብኣውራጃ ይተኣማመን ዩ ሰብ ናብ ዓዲ ዘውርድ የብልናን ሓንቲ ኣውራጃ ናታ ወኪል ትሰድድ እታ ሓንቲ ውን ከምኡ ሽዑ ካቢነ የቅዉም ድሓር መንግስቲ ይመርጽ
@woalesk2432
@woalesk2432 3 ай бұрын
Hasawi hasawi hasawi hasawi tegeri tewet hasawi hasawi tegeri tewet hasawi hasawi 👎👎👎👎👎👎
@SemretAsgada
@SemretAsgada 3 ай бұрын
ካብ ኤመሪካ ከይዱ ከምዚ ዝገበረ ብዘይ ንሕስያ ክምለስ ከሎ ክእሰር አሎዎ ሰላም ዘይህብዎ ነዚ ህዝቢ ካብዚ ናብዚ እንዳበሉ ዘላኹዑ ዘለው አበስቶ ክገብሩ አለዎም።
@rumenege6356
@rumenege6356 3 ай бұрын
እንታይ'ሞ ገዲፎምሉ "ንቐታሊ ምንግስቲ ኢሰይያስ ተቓለሶ" ከኣ በልዎ።ሻዕቢያ ኣይትበል ህግደፍ በል ይብልዎ ኣለዉ።
@konjithagos7591
@konjithagos7591 3 ай бұрын
Selam yemane hewey anbesa selamtaka yitiaem yekenyelna naykulu tgebrelna
@robelsultan8980
@robelsultan8980 3 ай бұрын
Armile congrats! Wedi bashay gn dahan hmaq atafia kitefie yu kab hgdef wn ayhalifin yu
Man Mocks Wife's Exercise Routine, Faces Embarrassment at Work #shorts
00:32
Fabiosa Best Lifehacks
Рет қаралды 5 МЛН
GIANT Gummy Worm Pt.6 #shorts
00:46
Mr DegrEE
Рет қаралды 93 МЛН
ሰለማዊ ሰልፊ ስዊዘርላንድ
54:57
YEMANE INFO MEDIA
Рет қаралды 4,7 М.
Tigray Media Network ጌታቸው ረዳ እንታይ በለ  Sep 29, 2024
1:07:23
Tigray Media Network
Рет қаралды 2,4 М.