KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
ሓሚሞም ኣቦኺ ተባሂላ ዝኣተወት መርዓት😔 ካብ ስደት ሕፀን መርዓን 🥰
14:12
ምስ ካሊእ ስብኣይ ኣብ ሆቴል ሓዲራ ረኺበያ ኣነ ውን ቀቲለያ ኣብ ቤት ፍርዲ ዝሃቦ ቃል ስምዕዎ
10:50
When you have a very capricious child 😂😘👍
00:16
“Don’t stop the chances.”
00:44
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
00:26
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
05:00
💍ተንበርኪኹ ቀለበት ኣብ ቅድሚ ዝኹሉ ህዝቢ ተመስገን ነዚ ኽብሪ ለብቃዕኻኒ💍
Рет қаралды 51,771
Facebook
Twitter
Жүктеу
6500
Жазылу 84 М.
Selam Tsegay Smile:)
Күн бұрын
Пікірлер: 1 000
@arddgtyhu
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ዕድለኛ እኺ ብዚ ሐዝ ስዓት ከምዚ ዝበለ ስብኣይ ምርካብኪ😊 ብዝተረፍ ፍቅርኹም ይብዛሕ ብጣዕሚ እየዝፈትየኩም👏❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@yugu4361
Жыл бұрын
አሰይ ክንደይ ደስ ትብሉ ኢኩም እግዚአብሔር ኣምላክ ሓደርኩም ይበራክ ❤ኣብ ሰደት ዘለና እወን ቅደስ ገበረኤል ሓሳብ ልበና አሰሚሩ በሰላም ይመለሰና ዓድና❤የመደም ቀሞሞች ከይትቃንኣ 😂
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ❤❤
@DdgDdgcdvfbfgr-jg7es
Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኩም በለኪ እና ካብቲ ቃለበት እቲ ኣቤቱ ምኳኑ ደስስስስ ኢሉኒ ኣነስ እና መርዓኩም ቃል ኪዳን ኩም እውን ንስሓ ኣቲኩም ብስርዓትን ብሕጊ ቤተ ክርስትያንን ተትገብርዎ መርኣያ ምኮነና ነይሪሩ ንመናእሰያት መለተ ንደናግል ብተክሊል ንዘይ ደናግል ብፆሎተ መዓስባን ሰለ ዝኮነ ዝፍቀድ ካብኡለ ንበዓል ፃዕዳ ዘይኮነስ ነቲ ፅጉምን ስንኩልን ኣብልዑ ኣብ መርዓኩም ፍትዋተይ ምጥን ብዝበለ ብመዝሙር ይኩን ባንዲ ሙዚቃ ይቅረ እግዛብሔር ሓደርኩም ክባርከልኩም ታን❤🎉ናተይ ድልየትን ሓሳብን እዩ ምሳይ ትስማምዑ❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@sakeimahsakeim4662
Жыл бұрын
ገይረ ካለኹ❤@@wegahtaChannel
@itst4932
Жыл бұрын
ፅቡቅ ሓሳብ እዩ ዝያዳይ ❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
@@itst4932 ሳብስክራይብ ግበርለይ ህያበይ
@amnaslama4484
Жыл бұрын
ፅብቅ ኣለክ✅✅✅
@merigaltewahdo1460
Жыл бұрын
ኣቱም ሰባት የመና እኮ ፎትየኩም ፅሩያተይ ፍቅርኩም ይብዛሕ ንሰበይትካ ክተሐጉስ ትገብሮ ፃዕሪ ብጣዕሚ እዩ ደስ ልብል ሰላመይ እውን ዕፅፊ ገይራ ከምልተሐጉሰካ ይኣምን እየ ምክንያቱ መብዛሕቲአና ደቂ ኣንስትዮ ምስ ለዋህ ፈቃር ስብኣይ ልዕሊኡ ኢና ንልውህን ነፍቅርን❤😘
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@elsatesfalem7463
Жыл бұрын
Wala Ane ❤❤😂😂😂😂😂😂
@selamburuk
Жыл бұрын
እንኳን ደስ በለኪ ሰሊተይ🎉ቴዲ ሓዉና ደሞ ንሰበይትካ ከተሐጉስ ትገብሮ ዘለካ ጻእሪ ብጣም እዩ ደስ በሃሊ ግን ደሞ ሓንቲ ጌጋ አላ እዛ ቃል ኪዳንካ ምእሳርስ ንድሕሪ ሐጂ ዘለና ወለዶ አብ ቤተ መቅደሱ ክንአስር ባህታ ዝፈጥረና ምኳኑ እንተ ኣሚና ንክባርኩና አባት ንስሃና ሕዉስ አቢልና እንተትኮን ዝያዳ ንፈጣሪ መሐጎሶ ይብል ብዝበለጸ ግን ናትኩም አብቲ ዋና ጉዳይኩም ብኣባት ንስሃኩም ከም ትባረኩ ተስፋ ንገብር ብዝተረፈ እግዚአብሔር አምላክ መጀመሪያኩም ዘይኮነስ መጨረሻኩም የጸብቀልኩም አብ ፍቅርኩም የጽንእኩም ዞም አሕዋተይ🎉❤🙏🙏
@غلبعلو
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@haditube3
Жыл бұрын
ቴዲ ጎበዝ ኢካ ኮንፊደንስለ ናመሓየሽካ ትከድለካ ቀፅለሉ ካብኡለ ፍቅርኩም ይብዛሕ ፅሩያት❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ሙሉእሰላምይግበረልና
Жыл бұрын
ኣብ ሰደት ዘለና እግዚአብሔር ኣምላክ ሰደትና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ናብ ቁዱስቁሩባረን ናብ ቃል ኪዳን ናብ ቁድስ ሓዳር የብቅዐና
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@hiwetgaltigray2147
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን❤❤❤ማዓረይ❤❤❤
@MeharitMulaw
8 күн бұрын
ኣሜን ( 3 )🙏🙏👏👏
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ነዛ ፅሕፍቲ ንብብ ዘለካ/ኪ ፈጣሪ ካብ ኩፋእ ይሓሊኩም ስድትኩም የሕፀረልኩም የሕፀረልና ገፀ ትፈትውዎም ስድራኩም የርእይኩም💓 ዓድናን ህዝብናን ሰላም ይግበረልና☘️ አሜን ፫ ተጋሩዋይ ኣብ ኘሮፋይለይ ኣቲኩም ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክብራተይ አሕዋተይ💓💓☘️
@YoDaha
Жыл бұрын
ኣሜን አሜን ኣሜን
@Tahgasniguse
Жыл бұрын
ኣሜን (3)👏
@HdHs-t5q
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን🎉🎉🎉
@እልሻዳይእካአምላከይ
Жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን❤❤
@ጓልሃገረሰብእየgalhageresib
Жыл бұрын
ኣሜን ፫ንዓይ እውን ሳብስክራይብ ግበርለይ ገይረክልክ አነ 🥰
@sarasarahomesara-qg7lk
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ደስ ይብል ፍቕርኹም የብዘሓዮ ኣሕዋተይ ❤❤❤ ግን ኣብ ቤተክርስትያን እኩብ ሰብ ፈጢጡ ናረአየካ ንሰበይትኻ ምስዓም ግን ደስ ኣይብልን ኣይ ባህልናን ድማ ብዝኾነ ካብ ዓይኒ ሰብ ይምሓርኩ ፈጣሪ እድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤
@Warknish-kz3gf
Жыл бұрын
እንኳን ደስአለሽ ግን የተዋህዶ ሊጆች አስተውሉ እንደዚ ቀለበት አታድርጉ ትክክለኛ ቀለበት በቅዱስ ስጋው በቅዱስ ደሙ ታትማች ነው በአባቶች ተባርኮ ቀለበት የሚደረገው😢😢😢😢ተው
@kalu546
Жыл бұрын
ዋውውው አብ ቃልኪዳንኹም የንብርኹም 🎉🎉🎉🎉 ግን ዘን ወለድስ ተልዒለን ዘይዓጀባኹ አይ ተጋሩዋይ ገና ኮኢና በተለይ እነዋኹም ቆላሕ ውን አይበላን ሓፊረን ግዲ😂😂😂😂
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ዓቅሊ
Жыл бұрын
ብጣዓሚ ኢኪ ለቢም አታሓሳሳባካ ኩቡርሰብ ኩሉ ግዘ ናይ ሰብ ክብሪ ይፈልጥ እዩ አምላክ ሓዳርኩም ይባርከልኩም
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@SalamIbrahim-c6d
Жыл бұрын
ፍቅርኩሙ ይብዛሓ ካብ ዓይኒ ሓሳደት ይማሓርኩሙ ❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@SalamIbrahim-c6d
Жыл бұрын
@@wegahtaChannel እለኪ ኣለኹ
@Tdf-fg9qc
Жыл бұрын
ፍቅርክም የብዝሓዮ ከብ ዓኒ ሓሳድ ይማሓርክም አሕዋተይ 🙏🙏🙏
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
@@Tdf-fg9qc ሳብስክራይብ ግበርለይ
@elsatesfalem7463
Жыл бұрын
Amen Amen Amen
@ፍረዕባይኣፅቢወንበርታ
Жыл бұрын
ኣነስ ናይ ኣፈወርቂ ዘረባ ከስሕቀኒ ማዓት ንእሽተይ ሓወይ ኣሎ ከም ኣፈወርቂ ፅውኡ መስሓቂ❤❤❤
@Dan-ln6rg
Жыл бұрын
ተመስገን እንካዕ ነዚ አረአኩምና ውቅሮ ዓደይ እንዳ ቆርቆስ ቤተክርስትያን ለካ ገብርኤል ዓመቱ እዩ ።በዚ ስደት ዘለኩም አሕዋተይ ቅዱስ ገብርኤል ይሓልውኩም ❤❤❤
@AseTeklberhan
Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ወለላይ
@selamukbazgi1854
Жыл бұрын
ኣሜንንን
@Dan-ln6rg
Жыл бұрын
@@AseTeklberhan :ሳክስክራይብ :ገይረልኪ አለኩ እህቴ
@Seni12-y
Жыл бұрын
ፍቅርኹም የብዝሓዮ ደቂ ዓደይ ❤❤❤❤ እዘን ኣንሽቲ መስተዪ ቡን ክገብራኹም አየን 😂😂😂😂😂😂😂 ቡኡነት ብጣዕሚ ኢኹም ደስ ትብሉ ከምዚ ዓይነት ኣፍቃሪ ብምህላዉኪ ዕድለኛ ኢኺ ሰሉየ ❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒🙏
@Azebchanal
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ተዓዲልኪ ለባም ስብኣይ ዓዲልኪ ንስኺውን ኣብ ቀረባ ጊዜ ሳፕራይዝ ክትገብርዮ ልቴዲ ክፅበየኪ እየ❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@እግዞኦተሳሃለነ
Жыл бұрын
ለባም መስተዋዓልሊ ጅግና ኩሩዕ ትግራዋይ ኢካ ሰሉየይ እንኳዕ ደስ በለኪ
@almazalema
Жыл бұрын
ታዓዲልኪ ፅሪተይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ሓዳርኩም ይባርክ
@hiwicho1423
Жыл бұрын
ይግብአኪ እዩ አዶ እንዲኺ ስለዝስ አዶስ ኩሉ ይግብአ እዩ ብዓብዩ ለ ብሩኽ ስብአይ ስለ ዝኾነ እዩ እግዚአብሔር አምላክ አብዚሑ ይባርኽካ ክቡር ሓው ንሰበይቱ ብሓፈሻ ስድርኡ ዘኽብር ዘቀድም እግዚአብሔር ዝፈትዎ እዩ ሞ ዝሓወይ አብዚሑ ይሃብካ ፍቅርኹም ሓዳርኩም ከም አብርኃምን ሳራን ይግበረልኩም ሓተይ ❤❤ ትዕድልቲ እዩ በዚ ግዜዚ ከምዚ ምርካብ ሰሉየ እንኳን ደስስ አለሽ ውዴዋ እህት💙💙
@lkjlkh5222
Жыл бұрын
ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ዘለኣለማዊ ፍቅሪ ይዓድልኩም ኣሕዋተይ ❤️💛🙏 ኩሉና ስደት ዘለና ለ ናብ ከምዚ የብቀዐና ደቂ ዓደይ🥰😊
@HelpmeMyGod-k9c
Жыл бұрын
ፍቁርኩም ይብዛሕ ኣሕዋተይ ደስ ምባልኩም❤❤😊 ኣሰይ ቤተክርስትያን ደስ ክብለካ እቲ መዝሙርን ዕልልታን ናብ ኣፍደገ ቤቱ የብቀዐና ኣብ ስደት ዘለና ካዓ ኣሕዋተይ
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@mebitigraweyti
Жыл бұрын
ተዓዲልኪ ስብኣይኪ ለባም ንስክለ ለባም ፈጣሪ ሓዳርኩም ይባርክ ሰሉ ሓፍተይ❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@rfduv1457
Жыл бұрын
ማሪያምን ከምዝ ወድ ርእየ ዘይፈለጥ ድሰበይቱ ዘሎዎ ኹብር ምዓረይ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም ሙቁራተይ♥️♥️♥️♥️
@RoshanAm-b3d
Жыл бұрын
ፍቅርኩም ይብዛሕ ❤❤❤❤❤❤ ተገልብጦ ሰሉ ሓፊራ😂
@fhydjdg6692
Жыл бұрын
ብሓቂ ደስ ይብል ተመስገን እንኳዕ ናብዚ አብቅዐኩም ሓዳርኩም ይባርክ ግን ቃል ኪዳን አብ ውሽጢ ቤተ መቅደስ ሚሒልካ እዩ ዝእሰር አባት ንስሃ ገይርካ ብስርዓት ፆሎት ይግበረካ ከምዚ ናይ ምዕራባውያን እዩ አሕዋተይ ይመቺኩም ክአ❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@savmood6830
Жыл бұрын
ኣሰይይይ እንካዕ ደስ ቦሎኩም ሙቁራት ፍቁሩኹም ይብዛሕ 👏ኣብ ክንዳኹም ኣነ ሓፍረ ቡኡኖት ቁዱስ ቅንእ ቃንአ😁 ሰሉየ ማዓረይ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@kgc975teheshmahariytewahdo8
Жыл бұрын
እንካዕ ደስ ቀለኪ ሰሉዋይ እግዛኣብሄር ኣምላክ ፍቅርኩም የብዞሖዮ ኣብ ስደት ዘለና ኣሕዋትክለ ናብዚ ክብሪ እዚ የብቀዐና ኣሜንንን❤❤❤❤❤😘😘🙏🙏🙏
@ብረይ12
Жыл бұрын
ተዓድልኺ ሰሉየ ኣብ ቃል ክዳኒኹም የፅንዕኹም♥️🕊
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@MhretTades
Жыл бұрын
ኢለኪ ኣለኹ በልኒ ንስክለ@@BrhanchannelBrhanChannel
@GlaDesta-f2r
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤❤❤ይፍለ እዩ ስባኣይኪ ሰሉዋይ ኣብቱ ቁዱስ ቦታ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ደቅኖዋ❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@swswots6782
Жыл бұрын
ቴዲ ካሜራ የፎትይ ድኣ ይብል ክንድዚ ኮፊደንስ ልሃለዎስ😁ብጣዕሚ ደስ በሃሊ እንካዕ ደስ በለኩም❤❤❤
@የማክቤልእናትነኝ
Жыл бұрын
ሰሉ ሓፍተይ እንቃዕ ደስ በለኩም አብ አበሳሪ ቅዱስ ገብሪኤል ማዕልቲ ከምዚ ዓነት ስጦታ ክብሪ ስለ ዘር አየኪ ክብሪ ይሃቦ እናተፋቀርኩም እናወለድኩም እናትሓጎስኩም ንበሩ ዞም አሓፍተይ ሰሉየ ሓፍተይ ብሓጎስ ነቢዕና ብሓቂ ንቴዲ ሓውና እውን ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ኩሩዕ ትግራዋይ ብሓቂ ኩቡር ወዲ ኩብራት ክብረት ይሃብካ ወድነይ ጥዑም ላዛ ብድጋሜ ሰሉየ እንቃዕ ደስ በለኩም እዮኣስ ጁቡዕ አቦኡ መሳይ ዕድመ ይሃብካ ዝወደይ ፅሩይ 💚💚💚💚💚🌿🤲
@ማሂ-tgray
Жыл бұрын
አንቃዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ አዋይ ዕድለኛ ኢኺ ናይ ሎሚ ወዲ ዘይመስል ደስ ክብለካ ትሕትንኡ ሙቁር ♥️
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒🙏
@sammah9441
Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክትብሉ እዞም ሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ከማካ ዝበለ የብዘሐዮ ለባም ወዲ ዓበይቲ❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@dhhdbbddb4027
Жыл бұрын
❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
@@dhhdbbddb4027 ሳብስክራይ ግበርለይ ወለላይ
@ትግራይዓደይመዓረይ-ደ5ሰ
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ይክብርኻ ውደእና መዓረይ ክብር ሰብ እኻ አድናቅትኻ እየ ሰሉየይ እውን እንካዕ ደሰ በልኺ❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@SelamTeklay-s2n
Жыл бұрын
ኣሰይ ክደይ ደስ ትብሉ እይኩም ቃል ኪዳንኩም ይባረክ ዕድመ ጥዕና ይሃብኩም❤❤❤
@LILIEGALHAYIKO
Жыл бұрын
መን ዝባረኮ ቀለበት እዩ ንምንታይ እዩ ካብባህልናን ሃይማኖትናን ንወፅእ ቀለበት ስቅ ኢልካ አይግበርን ንምንታይ አባት ነብስኩም ዘይባረክልኩም❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
Жыл бұрын
እንድዒ ህዝበይ ክዓ ሱቅ ኢሉ ፅቡቅ ጥራሕ ይብል ሰብ ክመንት እተን እዝዋት ኣዴታትናስ ሓፊረን ዋ
@meazaabreha2897
Жыл бұрын
ይቅርታ ኣነፈላጥ ኣይባሃሊ ቀለቤት ቀሽ ክኣስሮ ኢዩ ቃልኪዳን እዩ ዝበለ እንኦ ዱዩ ሃለውለው ፁቡቅ ኣይኮነይ🙏🙏
@Seluselam-h1h
Жыл бұрын
@@meazaabreha2897ሰብ አብዘይ ምልከት አዩ ዝፅሑፍ አይተገደሰሎም♥️💜ሰሉየይ ጓል ሪመይ እግዚአብሔር አምላክ ይብርክልኩም ቀለበት ከም ሓለለተይ♥️🙏🙏🙏♥️ፍቅረኩም ይብዚሕ ♥️
@fgchffhfh9256
Жыл бұрын
ኖርማል እዩ ፕሮሚስ ኮእዩ መርዐኦም ገና እዩ
@meazaabreha2897
Жыл бұрын
@@fgchffhfh9256ትክክል ንገና እዩ ንጥሪ እዩ🙏😍😍
@ክብሪቅዱሳን
Жыл бұрын
ማኣዝ ኮን ናብታ ቅድስቲ ስፍራካ ክበቅዕ ኣምላኸይ😢😢 ልበይ ኣብቲ ናይ ኣቦና ዝዛረብዎ ቃል❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@Abi-bj8qv
Жыл бұрын
ማርያምን ከም ለማዕልቲ ተሓጊሰ ኣይፈልጥን ተመስገን ፈጣሪ❤❤❤❤❤❤❤❤❤ ክብሪ ይሃብካ ዝሓወይ ለባመይ ኣብ ፍቅሪ የፅንዕክም❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@ሶሌምጓልትግራይ
Жыл бұрын
ተመስገን ዘም ደቀይ ተባረኩለይ ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ኩላኩም ነዚ ክብሪ የብቅዕኩም❤❤❤❤❤❤ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ተመስገን ዕልልልልልልልልልልልልልልልልልልልልል❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@biekimati7428
Жыл бұрын
ኣነስ ሃንቲ ሂቶ ኣልትኒ ሰላመይ ምቅርቲ አድመን ቴናን ይህብኩም መጀመርያ መኣስ አኩም ተላሊኩም መኣስ ከ ወልድክዮ ን ኣዲ ኣረብ ከይድኪ አኣ መልስለይ ህፍትኪ። አርትራዊት ❤️❤️❤️❤️🇪🇷🇪🇷
@uuyfyuuy4719
Жыл бұрын
አሰይ ሶልየ ዕድለኛ ኢኪ አብዚ ሐዚ ስዓት ካብ ልቡ ዘፍቅረካ ስብአይ ምርክብ እግዚአብሔር ሓዳርኩም ፍቅርኩም ውላድኩም ይባርከልኩም❤❤❤❤
@heru12169
Жыл бұрын
ፍቕርኩም ይብዛሕ ደስ ምባልኩም፣ ደሞ ኣብ ቤተ ክርስትያን ምኳኑ ደስ ኢልና ናብ ደገ ስላሙ የብቀዐና -ደጊመ እንኳን ደስ በለኪ ስሉዋይ🥀💛❤🥀💋🥰
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤💗
@GaliLilay
Жыл бұрын
እካዕ ደስ በለኪ ሰሉይ ፍቅርኩም የብዛሓዮ ሓዳርኩም ይባረክ ፅሩያት ብጣዕሚ ኢኩም ደስ ትብሉ ❤❤❤😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍😍
@ሄራንሄራን-ዠ2ኸ
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን እንካዕ ደስ በለኪ ሰላመይ ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@birtkanabadi
Жыл бұрын
ኣሰይ ደስ ክቡሉኻ ኣይፈላልኹም ኣብ ስደት ዘለና ውን ልኣኹም የምስልና❤❤❤❤❤
@ፅዮነይሓደራኺሕዝብትግራይ
Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኺ ስሉዋይ ይግበአኪ እዩ ክብር ንጓል ኣንስተይት ሓበሻ🙏💗
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@መርሃዊትኃልትግራይ
Жыл бұрын
ኣቱም ህዝቢ ኣብዚ ዩቱይብ ድኩም ትውዕሉ😮😂ቴዲ ግን ትፈለ ኢካ ብስሩ ናዓካ ዘይምድናቅ እኮ ጌጋ እዩ ፍቅርኩም ብዝሕ ትርፍ ይበል❤❤❤❤
@Fryatyoutubeፍርያትዮቱብ
Жыл бұрын
ኣነሰ ክፈትወኩም ፁሩያተይ 💟🥰ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም🥰
@selamtube5095
Жыл бұрын
ፍርያትዬ ክብረተይ ሳብስክራይብግበርለይ ❤
@ተመስገንአምላክ-ዀ7ለ
Жыл бұрын
🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤
@MmMm-hp9ju
Жыл бұрын
ሰላምኩም ይብዛሕ ምቁራተይ አነ ብጣዕሚ እነ ዝፈትወኩም ግን ምስ የቅሬታ ከምዚ ዝበለ ቃልኪዳን የለን አብ ቅድሚ እግዚአብሔር ምክንያቱ ቃልኪዳን አሲርና ዝበሃል እኮ ምስ አባት ነብስካ ተማኪርካ አብ ቤተክርስቲያን ካህናት ባሪኮም ቀዲሶም እዩም ዘእስሩ ሓቀን እየን እተን አዴታትና ዝሓፍራ ካብ ናይ ሎሚ ወሎዶ ዘለና ዝተምሃርናን ቃል አምላክ እንፈልጥን እተን አዴታትና ዘይተማሃራን ቃል አምላክ ዘይፈልጣን ብርእሰ ሕልነአን ንሳተን ይበልጻ አንሕና ግን ዋላ እናፈለጥና ብጭራሽ ተግባር ዘይብልና ካብ ሃይማኖትና ወጻኢ ዝገብሩ እናተከተልና ባህልናን ሃይማኖት አይነባለሺ ንሕማቅ አርአያ አይንኩን ከምኡ ዶ ይግበርለን እናበለ እዩ ሰብ ከአ ዝገብር ሰብ ከኣ ኩሉ ጹቡቅ ጹቡቅ እናበለ ይቅበሎ ? ምስ ሰናይ የቅሬታ ፍርዲ አይኮነን🙇♀️🙇♀️🙇♀️ ትርጉም ቃልኪዳንን ቁድስ ቁርባንን ናይ ኩሉ ምስጢረ ቤተክርስቲያንን ተነንብብን ተንማሃርን ጽቡቅ እዩ አሕዋተይ🌷💓🌺🌹😘
@meazaabreha2897
Жыл бұрын
ቃልኪዳን ንኣስር ኣለና እኮ የበለይ መጀመርያ ትዝብሎ ዘሎ ቃልኪዳን ኣይበለይ ቃልኪዳን ኣባት ንሰሀ ክኣሰረሎም እዩ🙏
@MmMm-hp9ju
Жыл бұрын
@@meazaabreha2897 አሽኒ እንበይተዋይ የቅሬታ 👏
@ተዋህዶእምነተይ-ቘ1ኸ
Жыл бұрын
ውይ ደስ ክትብሉ መባልይቲ ይግበርኩም ድዩ ዝባሃል ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፈጣሪ ንኣና ለ ንኣኩም የምስለና❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@እናቴክዳናምህረት
Жыл бұрын
❤❤#ኣብ መጨርሻ ዝሓውኪ ደስ ክብል ክመይ እሞ ጥዒና ገለታት ስንጊል ሓወይ😂😂😜
@Lwam.21
Жыл бұрын
ቡሉፅ ወዲ ኣዳም❤❤❤❤ ዘይ ከም ዕድመኡ ዘመንኩም ይባረክ ሰሉየ ናይ ኣሕዋትና ሓጎስ ናይ ነብስና ሓጎስ እዩ❤❤❤❤ማራ ደስ ኢሉኒ እድመን ጥዕናን ሂቡ ብፍቅሪ እስካብ ዕለተ ሞትኩም የፅንዕኩም መልኣኩ ቁድስ ገብሪኤል❤❤❤❤❤❤❤
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@YoDaha
Жыл бұрын
ይግበአኪ እዩ ሰሉየይ እንኳዕ ደስበለኪ ግን ኣነሲ ክንድናቱ ሓፊረ ዝኩሉ ህዝቢ. ጎበዝ ኢካ ኣነምኮንኩ ምወደቅኩ ብሕፍረት
@SelamSelam-l6w
Жыл бұрын
ዋውውው ❤❤❤❤ ሰልየይይ እንኮዕ ደስ በለኪ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም እሕዋተይ ፍቅርኩም እግዚኣብሔር አምላኽ ይባርኽልኩም ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@ሙሉእሰላምይግበረልና
Жыл бұрын
ኣነ ኣይስማዕመዐላን ኣብ ቤተ ክርስትያንስ ስነ ሰርዓት ገይርካስ ቃል ኪዳን ይእሰር እምበር ከምዚ ይግበር ድዩ ስርዓት ኣይተባላሽዩ እንተኪኢልኩም ንስሃ ኣቲኩም ቃል ኪዳን ኣሰሩ ቁረቡ ኣሕዋተይ ማዓረይ ንስ እዩ ሃይማኖትና ዝፈቅዲ
@የድንግልማርያምልጅ-ዸ9ገ
Жыл бұрын
ብትክክል❤
@MiliMili-g2s
Жыл бұрын
ተዓዲልኪ ሰሉየይ ለለስ ስብኣይክን ኣሕዋትክን ፍቅሮም ደስ ክብል እግዚኣቢሄር ኣምላክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም 🙏❤🥰🥰
@ጓልተንቤን
Жыл бұрын
ሰሉዋይ ማርምን ዕደለኛ እኪ ሰባኣይኪ ለባም ሰባኣይ ፈጠርልኪ ፍቅርኩም የበዘሐዮ❤❤❤
@yrgtexf2101
Жыл бұрын
እስይይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፍቅርክም የብዘሐዩ ናዓናለ ከምካ ዝበለ ወዲ ይፍጠረልና ስደትና ኣሕፅሩ❤💞❤❤❤
@ሸዊትዘ-ክርስቶስ
Жыл бұрын
ኣነ ልዕሊ ኹሉ ናይዞም ኣሕዋትኪ ዘረባ ዩ ዘስሕቐኒ 😅ፅርያት እዮም ሰልየ ኽዓ እንኳዕ ደስ በለኪ የምስየልኩም መርዓኹም ውን ንዓና ኣብነት ንሓዳርኩም በረከት ዩ ሞ ብቤተክርስትያን ግበርዎ ❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@ሊሀምትግራይ
Жыл бұрын
ፍቅርኩም የብዘሐዮ ክንደይ ደስ ትብሉ❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@vhbh3532
Жыл бұрын
ተባረክ ዝሓወይ ሰበይትካ ተክብር💜
@mebrihitkidanu16
Жыл бұрын
ኣሰይ ብርኻተይ ዳሓርኹም ይባረኽ ❤🎉
@ኪዳናምህረትአደይ-ገ2ወ
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላኽ ዘይውዳእ ፍቅሪ ይሃብኩም አሰይ ❤❤❤
@trhastsige2295
Жыл бұрын
እዋይ ኣፈወርቂ ማዓስ ድኣ ተቐምቂሙ?ኣባላሸሙኻ 😔ሰሉ ጽብቕቲ ርሑስ ጋማ 🙏🥰🥰 ኣቤት ናይ ሰብኣይኪ ሕፍረት ተርኣዩኒ
@salamasalama7644
Жыл бұрын
እግዚአብሔር እምላክ ፍቅሪኩም የብዘሐዮ ሰሉየይ💝💝💝💝
@mili12619
Жыл бұрын
ደስ ክትቡሉ ሰሉዋይ እንኳዕ ደስ በለኪ እቱይ ከመራ ሕዙ ዘሎ ሓውኪ ግን ዘረቡኡ ከስሕቀኒ ምዓት እዩ🤣 ይመችካ❤
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ❤🎉
@UmArsulove
Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኩም ሙቁራት ኣሕዋተይ ፍቅርኩም ይባርክ ኣሰይይይ ደስ ምባልኩም ቡሉፃት ❤❤❤❤
@Desta-wn8wi
Жыл бұрын
ጀግና አካ ማሪያምን ኩብር ጓል ዘልዋ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ❤❤
@AseTeklberhan
Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ህያበይ ❤❤
@SaraA-r1k
Жыл бұрын
ፍቁርኹሙ ይብዛሕ ኹቡር ሓዉናለ ኣኽባርኻ ዉለድ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@ጋልትግራይ-ተ6ዠ
Жыл бұрын
ኣሰይይይደስ ኩቡሉ ፅብቃት ከማካ ዝበሉ ይቡዛሓዮም ዛሓወይ🎉🎉🎉❤❤❤❤❤
@abi-wg3mw
Жыл бұрын
ኣብ ቅድሚ ቁዱስ ጨርቆስ እዩ ቀለበት ኣሲሩኩም እሞ ቁዱስ ጨርቆስ በረከቱ የሕድረልኩም ሰሉዬ ማዓረይ❤
@MhretTades
Жыл бұрын
ኣብ ቃል ኪዳንኩም የንብርኩም ኣሕዋተይ ፍቅርኹም ብዝሕ ትርፍ ይበል ሰሉየ ❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@MhretTades
Жыл бұрын
@@wegahtaChannel ገረልኪ ኣለኹ ንስኽለ ግበርለይ
@Hxgkwvgd
Жыл бұрын
እንኻዕ ደሰበለኪ ሰሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ❤❤❤
@حبشتىحبشتى
Жыл бұрын
ኣሰይይይ መቁራተይ ደስ ትብሉ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤ፍቅሩኹም የብዝሕዮ እግዚአብሔር ኣምላኽ መቁራተይ❤❤😘😘😘😍😍😍😍😍
@marbayname
Жыл бұрын
አብ ማእከል ቅዳሴ ስለዝኮነ እዩ ዘይዓለላ 🙏እግዚአብሔር ይባርከልኩም አሕዋተይ❤
@ዓደይጓሕተራተ
Жыл бұрын
ማርያምን ተዓድለኺ ሰላም ሓፍተይ ❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@TigrayAdeyYelanKmeQedema
Жыл бұрын
ብሓቂይ እግዚኣብሔር ኣምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ሓዳርኩም ይባርከልኩም ፅሪያት🎉🎉🎉❤
@SalamSalam-fg6tg
Жыл бұрын
ሰላም እግዚአብሔር አምላኽ የብዝሓልኩም ቃል ኪዳን ኣብ ቅድሚ ኣባት ነብስካ ኣብ ቤትክርስትያን እዩ ዝፍቀድ ክቡራት ኣሕዋተይ ❤❤❤
@axhc745
Жыл бұрын
ትክክል ዝሓፍተይ❤
@Channel-qe9mn
Жыл бұрын
አሰይይይይይ ምቅርቲ ሰላመይ እንኳዕ ደስ በለኪ ብሓቂ ዕድለኛ ኢኪ ❤አንሕና ከአ ዋላ ትንአስ ህያብ ንፈቱ ኢና ዋላ #ሊካሊካ ትኩን🤣😂
@ተቲየጋልተዋህዶ
Жыл бұрын
እንካዕ ደስበለኪ ስሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርኩም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@Polak-u4t
Жыл бұрын
ንምታይ ደዕሊላ ደሚቓ አየ ዓዲና❤❤❤❤❤
@Bieti21149
Жыл бұрын
አንካዕ ደስ በለኪ ሰሉዋይ❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ሓግዙኒ ኣሕዋተይ❤❤
@hskgidh8rkbdkhr178
Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በልኪ ሰሉዋይ ፍቅርኩም የብዛሕዮ ቅዱስ እግዚኣብሔር ኣነሕናውን ስደትና ኣሕፂሩ ናብዙይ የብቅዐና ፈጣሪ🥀❤
@ቲቲጋልትግራይ-ዐ5ኸ
Жыл бұрын
ፍቅርኹም ይብዛሕ ተጋሩዋይ❤❤❤
@fhuvh2147
Жыл бұрын
ፍቅርኩም። ይብዛሕ ሐዳርኩም ይባረክ ሰላመይ እና ዝሓውኪ ፀጉሩ ምስ ተቆረፀ ግርማ ከፍ ኢልዎ ዝያዳይ
@ዛይድሓፍቲቲጂ
Жыл бұрын
እንኳዕ ደስ በለኪ ስሉየይ ፍቅርኩም የብዘሐዮ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ንአናለ ኣብ ስደት ዘለና እዉን ንዓኩም የመስለና❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ElsaFisseha-ww5kb
Жыл бұрын
Teddy betami eka gobezka zeleka ayzoka aytehfer mehfar eco menem aytekmen 💪💪💪💪mekuan eyu zewatse bezi lomi gezae gobez
@PanaJgs-kk9cf
Жыл бұрын
እንካዕ ደስ በለኪ ሰሉየ🙏👸🥰ቴዲየ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ኣሙጓልትግራይ-ነ7ጀ
Жыл бұрын
እግዚአብሔር አምላክ ፍቅርኩም ይባርከልኩም ምቅራተይ❤❤❤❤
@HiwanAbraha
Жыл бұрын
እንካዓ ደስ በለኩም ዞሞ ኣሕዋተይ ቃል ኪዳንኩም ዝተባረከ ይኩን እልልልልልልል🎉❤❤❤❤❤❤❤❤
@ተመስገንእዩቃለይ
Жыл бұрын
ኣሰይ እቲ ዕልልታን መዝሙርን ወቅሮ ዓደይ ህፃን ቁድስ ጨርቆስ ኣቦይ ስደትና ኣሕፂሩ ናብ ገፅ ዓድናን ወለድናን የሪአና❤❤❤❤
@HiwetWedikeshe-cp6xj
Жыл бұрын
አንካዕ ናብዚ ኣብቀዐኩም ኣብ ቃል ኪደንኩም የፅንዕኩም ፈጣሪ❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ሕልሚለኒዘይተግሀደ
Жыл бұрын
ክደግመልካ ጀግና ኹሩዕ ትግራዋይ ኢኻ ሩዙን አምላኽ አብሓዳርኩም አብሂወትኩም ፍቕርን ሰላምይ የብዚሓልኩም ❤❤❤❤❤
@AseTeklberhan
Жыл бұрын
ሰበሰክራይብ በልለይ ማዓረይ ❤️🌿❤️
@madamray-gx5ub
Жыл бұрын
እንኻዕ ደስበለኪ ሰሉየይ ኣብ ቃል ኪዳንኩም የፅንዕኩም ፍቅርክም ብዝሕ ይበል ❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@user-ኣክሱማዊት
Жыл бұрын
እስይ ምቁራት ፍቅርኩም የብዛሓዮ♥️♥️♥️🙏
@Ksuhabeshawit-q7k
Жыл бұрын
ኣስይይይ ሙቁራተይ ፍቅርኩም የብዝሓዬ መዓራተይ ❤😊
@BrhanchannelBrhanChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ በልለይ ማዓረይ🎉❤
@TaibahZz
Жыл бұрын
ኣሰይ ደስክትቡሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃቡኩም ሓደርኩም ይባረክ. ብጣዕሚ ደስስስስስስ ዝብል እዩ❤❤❤❤❤❤❤
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒❤
@dyufhi5786
Жыл бұрын
❤❤❤❤አሰይ ደሰ ከትብሉ አዞም ሓተይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ከብሪ ይሃብካ ዝሓወይ 🎉🎉🎉
@wegahtaChannel
Жыл бұрын
ሳብስክራይብ ግበሩለይ ክቡራተይ💒
@ert5332
Жыл бұрын
Ane eritrawit haftkum eye btaemi eikum des tbluni ezgabher amlak hadirkum yebark❤❤❤❤❤❤❤❤❤
14:12
ሓሚሞም ኣቦኺ ተባሂላ ዝኣተወት መርዓት😔 ካብ ስደት ሕፀን መርዓን 🥰
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 5 М.
10:50
ምስ ካሊእ ስብኣይ ኣብ ሆቴል ሓዲራ ረኺበያ ኣነ ውን ቀቲለያ ኣብ ቤት ፍርዲ ዝሃቦ ቃል ስምዕዎ
MASMASTA
Рет қаралды 271
00:16
When you have a very capricious child 😂😘👍
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН
00:44
“Don’t stop the chances.”
ISSEI / いっせい
Рет қаралды 62 МЛН
00:26
Quando eu quero Sushi (sem desperdiçar) 🍣
Los Wagners
Рет қаралды 15 МЛН
05:00
UFC 310 : Рахмонов VS Мачадо Гэрри
Setanta Sports UFC
Рет қаралды 1,2 МЛН
18:59
ምስ ናይ ቀደም ፍቅረይ ተራኺበ😍ሊሊ ዓቢዳ😨
Lili and Alex
Рет қаралды 33 М.
12:05
ሰብኣየይ ምስ ኣሕዋተይ ተማኺሩ suppress ብምኽንያት ልደተይ ለይተፀበኽዎ ዉህብቶ🎁 #selamtsegay
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 53 М.
9:36
ብዘይ ድኻም ግዝየ ዘይትወስድ አንጀራ
Hilna Entertainment
Рет қаралды 4,5 М.
11:33
አደይ ሓወይ ጨኪኖም ካብ ገዘ አውፂሙኒ😱ሓፍተይ ብብክያት አፋናትኒ😴
Yared Tsegay Smile
Рет қаралды 33 М.
24:52
ኣሌክስ ዝሓብኦ ከቢድ ምስጢር😮ሊሊ ነቢዓ😥ዘይተፀበክዎ ነገር😮#liliandalex #newethiopianmusic#neweritreanmusic#ethiopia
Lili and Alex
Рет қаралды 39 М.
11:10
ብዛዕባ ቅትለት ቆልዓ ኣብ ሆላንድ ዝምልከት
Knowledge media መድያ ፍልጠት
Рет қаралды 3 М.
12:05
መርዓ ኣብ ገጠር
Birhan Show
Рет қаралды 13 М.
47:15
"ካብ እስራኤል ማይ ጸሎት ንክትሕፀብ ዝመፀት ጓለይ ተቀቲላ ተረኺባ!"
Nile Media ናይል ሚድያ
Рет қаралды 33 М.
11:24
ተባኢስና😭 ቴዲ ይሙት ስብእነተይ ፈታቲንክኒ🙄😱 ሰብኣየይ ደፊሩኒ ዘይፈልጥ ደፊሩኒ ኸምዚ ርእየዮ ኣይፈልጥይ 🤔
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 91 М.
8:43
ናይ ሹዱሽተ ዓመትና ልገርም ለይተፀበኽዎ suppress💐❤
Selam Tsegay Smile:)
Рет қаралды 52 М.
00:16
When you have a very capricious child 😂😘👍
Like Asiya
Рет қаралды 18 МЛН