"ምትፍናን ኣብ ሞንጎ ኤርትራውነትን ጸረ ኤርትራን ጽቡቕ እዩ" ናስር ዑመር ዓሊን ዘካርያስ ገሪማን

  Рет қаралды 15,724

FaNus NetWork

FaNus NetWork

Күн бұрын

Interview with Mr. Zecarias Gerima and Mr. Nasser Omer Ali on Eritrean nationalism, and the political divisions among Eritreans. What are the main problems, and the solutions for that.

Пікірлер: 209
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 8 ай бұрын
ጽቡቕ መሃርን እዋናውን ዝርርብ ። የቕንየልና፣ ክልቴኹም ኣሕዋት፣ ከምኡውን ኣዳላዊ ምደብ ዩ ኤል፣ በርትዕ ቀጽሎ ኣጆኻ!
@hadishketema1545
@hadishketema1545 8 ай бұрын
ናይ በሓቂ ክልተ ብሉጻት ሕቡናት ኤርትራውያን ዘካርያስ ገሪማን ዑመር ናስርን❤❤
@forceforgood4669
@forceforgood4669 8 ай бұрын
This is indeed a clear headed discourse, the double digit, i.e. the majority have been waiting for. When ideas are constructive, accommodating & inclusive, they become gravitating ideas worthy of nurturing and are difficult to argue against.
@khaledaberra8940
@khaledaberra8940 8 ай бұрын
Thank you dear brother Yoel. I accept your invitation to come to your show and give my opinions gladly anytime. Keep up the good work!
@woldegabrieltesfamariam5118
@woldegabrieltesfamariam5118 8 ай бұрын
Quite deep discussion. Bravo guys.
@tsegaia2909
@tsegaia2909 8 ай бұрын
I Like Those Two Guys ,Always They Come With Great Ideas.
@okubaygerehans
@okubaygerehans 8 ай бұрын
Good points from both zakarias and ustaz naser. ዛኪ you have an awesome deep voice.
@Maranata224
@Maranata224 8 ай бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል ዝርርብ ን ሃብታም ሓሳብ ሓው ናስር ን ሓው ዘካርያስ ምስ ፓናልስት እዮኤል ቐጽልዎ 🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@kudusantesfa8146
@kudusantesfa8146 8 ай бұрын
Thanks so much Nasser and Zecarias yehwtna for the telling the truth.
@SamsomSemere
@SamsomSemere 8 ай бұрын
ብሓቂ በላሕቲ አጋይሽ
@MohamedEri22
@MohamedEri22 8 ай бұрын
Thank you Yuel Zaki And Naser Des Zibil Interview ❤
@feruzsolomon3814
@feruzsolomon3814 8 ай бұрын
Good discusion & well said from both sides🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@alemsegedabraham8851
@alemsegedabraham8851 8 ай бұрын
Great discussion with facts. Well said from both sides 👏.
@yoyyaher2652
@yoyyaher2652 7 ай бұрын
Wauw waw ❤🇪🇷🙏🏿🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🏿✅✅💯💯💯💯💯
@tsegaia2909
@tsegaia2909 8 ай бұрын
Very Mature Political Analysis ❤
@hadishketema1545
@hadishketema1545 8 ай бұрын
ይቅሬታ ናስር ዑመር
@biniamtesfay5235
@biniamtesfay5235 8 ай бұрын
Bluxat sebat kenakum yebzhalna. Zaki btami adniqeka besela ezi weledo trdo eks ❤
@abrahamlibsekal2994
@abrahamlibsekal2994 8 ай бұрын
ዘካሪያስ ፡ እድመን ፡ ጥእናን ፡ ይሀብካ ይበል ፡ ዘቤለ ፡ ትንተና
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 8 ай бұрын
ብኩሉ ተሰማምዐ ኣለኩ ምሳኩም።የቀነይልና።
@AboIkram182
@AboIkram182 8 ай бұрын
❤❤❤
@semeretesfay905
@semeretesfay905 8 ай бұрын
Good discussion guys we have hope if we stand together and speakthe truth because truth is the only justice
@MehariUkbu
@MehariUkbu 8 ай бұрын
ደቂ ኤረ ካብ 'ዚ ንላዕሊ ትምህርቲ የለን ንለብም !!
@michaelgod6714
@michaelgod6714 8 ай бұрын
Very good analysis of the current situation in Eritreaby the two guests! Nasir put it eloquently to inform and organize the pillars of the country's youth! It's is imperative to do it inside the country!
@zenithalem5503
@zenithalem5503 8 ай бұрын
Fani xbukk srahhh dess zbluu sebattt❤❤❤❤❤❤
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 8 ай бұрын
እታ ኣብ መጨረሽታ ዝበልካያ ዩኤል ነዚ ዝምክት ይምጻእ እትብል ሓሳብ ንዓይ ቅብልቲ ኣይኮነትን ማለት እቶም ኤርትራ ትጥፋእ ዝብሉስ ይምጽኡ ማለትካ ኢዩ። እዚ ድማ ህዝቢ ኤርትራ ከም ጸላኢ ኣቀሚጡ ዳኣ ክቃለሶ ኣለዎ እምበር ከም ፍልልይ ሓሳብ ተረኺቡ ንዓ መጉቶ ክብሃል ኣይግድን።
@hallioussempre8444
@hallioussempre8444 8 ай бұрын
Two brilliant Eritrean intellectuals, it gives you hope our nation has a better future just we need to keep going not to lose hope. Eritrea, will survive the future is hopeful.
@zenithalem5503
@zenithalem5503 8 ай бұрын
Fani brukkk❤❤❤❤❤❤😊
@afeworkighebreiyesus396
@afeworkighebreiyesus396 8 ай бұрын
I think we need more of this. I appreciate how how you guys disect it. I hope you will come regularly & help to channel to the right direction.
@zenithalem5503
@zenithalem5503 8 ай бұрын
Joela mekerettt welek zelek zey blu❤❤❤
@hadishketema1545
@hadishketema1545 8 ай бұрын
Please come back again soon both of you
@eritimes
@eritimes 8 ай бұрын
Agreed!
@robielmichael7141
@robielmichael7141 8 ай бұрын
Our future leaders
@kiflaiasfaha1521
@kiflaiasfaha1521 8 ай бұрын
ኩሉ ነገር ስለ ኤሪትራ ዝሓስብ የለን ስለ ናይ ገዛእ ነብሱ ጥቅሚ እዩ ዝገብር ዘሎ። ስለዚ መጀመርያ ኩሉ እቲ ደላይ ፍትሕ ዝብል ብኤራትራውነቱ ክኣምን ኣለዎ። ካብ ብዛዕባ ናይ ጉዳይ ሃገረ ኤርትራ ትዛረብ። ኣነ ብዛዕባ ፖሎቲካ ዝፈልጦ የብለይን። ግን ከምዝ ዝርእዮ ዘለኹ ንፍሕ ዘይኮነ ናይ ስልጣን ምቅድዳ ገንዘብ ምኽዕባት ኮይኑ ተሪፉ። ኣቱም ኣብ ስደት ዘለና ህዝቢ ዝተማህረ ዝይተማህረ ኩሉ የስተውዕል ሃገር ኤርትራ ብጀጋኒ ተጋደልትን ኣቦታት ዝመጸት ኩሉ ንግደፍ ሃገር ነቀድም። ኣነ ኤርትራውት'ምበኣር ክልል ትግራይ ኣይኮንክን። ኤርትራ ንኤርትራውያን ። ስለ ኤርትራ ንሕሰብ።
@felegredae548
@felegredae548 8 ай бұрын
Great discussion both of you baba nasir gin kemi kulu gize meglexi yebleyn big respect ✊
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c 8 ай бұрын
Abza nay Nassir solution zisemamae like yigber
@AttaOmer
@AttaOmer 8 ай бұрын
RFC is ❤❤❤❤❤❤❤
@Ehhhhbbxncnnc4485
@Ehhhhbbxncnnc4485 8 ай бұрын
ኣነ ክርስቲያን ኢየ ግን ናይ ሙስሊም ስም ኣለና ኩሉ ጊዜ እዩ ሕቶ ዝፈጥረለይ ሓደ መጽናዕቲ ኣብዚ ክግበር ተስፋ ይገበር።
@sewitghabremichael3132
@sewitghabremichael3132 8 ай бұрын
Good job both ❤❤❤❤❤❤
@yosiefmehari8896
@yosiefmehari8896 8 ай бұрын
To assess and identify the primary enemy of our Nation is vital weather internal or external. On my personal view all of us are collectively responsible regardless the duty of care of the responsible governance in Eritrea.
@michaelaraya1192
@michaelaraya1192 8 ай бұрын
ትግራይ፡ካብ፡ፈለማ፡ንሕና፡ንኽሕዶ፡ሓቂ፡ኣሎ፡ወይ፡ክንፈልጦ፡ዘይንደሊ፡ነገር፡ኣሎ። ፈለማ፡ንቃልሲ፡ክወጹ፡ኸለው፡ተጋሩ፡ን፡ጉጅለ፡ኢሰያስ፡ብረት፡ሓገዝ፡ሓቲቶም፡ምስ፡ረኸቡ፡ጀብሃ፡ኡይ፡ኣንዳበለት፡ኣይሰምዕዋን፡።ዝኾነ፡ኾይኑ፡ኣብ፡ቆላ፡ስራየ፡ሃዘምን፡ኮለል፡ኣንዳበሉ፡ናይ፡ሸፋቱ፡ስራሕ፡ማለት፡ኣውቶብሳትና፡ይኸትሩ፡ሰብ፡ንብረቱ፡የግድፉ፡ወርቁ፡ሰዓቱ፡ክዳኑ፡ስርቕ፡ሓጊዮም፡ተመሊሶም፡እተን፡ካብ፡ዘይብሎም፡ሻዕቢያ፡ዝሃብዎም፡ብረት፡ንመንግስቲ፡ኣረኪቦም፡ዝዘረፍዎ፡ሃብቲ፡ሒዞም፡ኣብ፡ኢትዮጵያ፡ናብ፡ንግዶም፡ከዱ። ካል ኣይ።ዙርያ፡ምሒሎም፡ጢሒሎም፡ይ ንሻዕቢያ፡የእሚኖማ፡እንደገና፡ንምዕራብ፡ኤርትራ፡ብጹዑቕ፡ክትራ፡ኣሸቢሮማ፡ምስ።ደቂ፡ቆላ፡ሰራየን፡ከባቢ፡ጨዓሎ፡ሃዳድም፡ዝባውንቲ፡ሃዝሞን፡ኮይኖም፡ሰብ፡ምንቅስቓስ፡ምስ፡ከልኡ፡ጀብሃ፡ክትሃድኖም፡ተግርዲዳ፡ነቶም፡ዝርድ ኡ፡ኣረዲኣ፡ነቶም፡ዘይሰምዑ፡ረሺና፡ኣጽርያቶም፡በዓል፡ወዲ፡ሓደራ፡ዝ ኣምሰሉ፡ንገድሊ፡ተጸምቢሮም፡።ኣብ፡ሳልሳይ፡ዙርያ፡ደቂ፡ትግራይ፡ምሁራን፡ተማሃሮን፡መጺኦም፡ደቂ፡ኣስመራ፡ወይ፡ኣብ፡ኣስመራ፡ትሓዊሶም፡ገድሊ፡ትግራይ፡ኣብ፡ትሕቲ፡ብዓል፡ጃማይካ፡ሙሴን፡ኣብ፡ትሕቲ፡ቁፅጽር፡ሽዕቢያ፡ተውደቦም፡ምስ፡በዝሑ፡ንትግራይ፡ይእቲዮም፡ን፡IPRP,ኻብ፡ኣሲምባ፡ኣልቒቆም፡ኣብ፡ትግራይ፡ብርኪ፡ምስ፡ኣትከልዎም፡ትግራይ፡ማንፈስቶ፡ብዝብል።መሰረተ፡ዕላማ፡ቃልሶም፡ዘርጊሖሞ። ሓንቲ፡ሽ ዑ፡ትድረፍ፡ዝነበረት፡ህብብቲ፡ደርፎም፡ጋሽ፡ትብል፡ዝጽለሉላ፡ደርፊ፡ኢያ፡ነይራ። ተደናጊረ፡እንታይ፡ኢዩ፡ትሕዝቶ፡ናታ፡ምስ፡ሓተትኩ,ጋሽ፡ምስ፡ጠፋእካ፡ናብ፡ወርደት፡ወረድኩ፡መዓስ፡ጢዑምኒ፡ርስተይ፡ምስ፡ሰኣንኩ፡መዓስ፡ጢዑምኒ፡ውርደት፡ነይሩ።ትርፉ፡።ወዘት፡ብሓጺሩ፡ጋሽ፡ባርካ፡ተሰነይ፡ስጋብ፡ስዋኪን፡ኩሉ፡ኤርይራ፡መርይትና፡ኢዩ፡ነይሩ፡ትሕዝት ኡ፡።ደጊመ፡ ደጋጊመ፡ሓቲተዮም፡ቃልስና፡ንትግራይ፡ን፡ኤርትራን፡ኣጠቓሊልካ፡ኢዩ፡ዝብል፡መልሲ፡ሂቦምኒ፡ስለዚ፡ዓባይ፡ትግራይ፡ንጻ፡ካብ፡ኢትዮጵያ፡ንምውጻእ፡ኢዩ፡ነይሩ፡ሕልሞም። ነዚ፡እንዳፈለጥና፡ምስ፡ኦም፡ቃልስና፡ቀጺልና፡።ስልዚ፡ህግደፍ፡ሓይልዎም፡ክግብርዎ፡ኣይከኣሉን፡ሕጂ፡ዘተረፈቶም፡ተስፋ፡ህዝቢ፡ምፍል ላይ፡ሃይማኖት፡ኣውራጃታት፡ምትፍናን፡ገርካ፡ተዳኽሞም፡ሾዑ፡ፈላሊኻ፡እንዳጸፋዕካ፡ተኸድሞም፡ኣብዚ፡ኣብ፡ሶሺያል፡መድያ፡ከጉዋጥጥሎም፡ንርዮም፡ብሒም፡ኢሎም፡ዘይምልስሎም፡ንርእዮ፡ዘለና፡።ኣብ፡ጊዜ ወልደሚካኤል፡ጎሚዳ፡ዝተዓወቱላ፡ታክቲክ፡ብሓይሊ፡ስለ፡ዘይከኣልዎ፡ን፡ምትኹታኽ፡ወረቲ፡ፈረንሳ፡ጥልያን፡ንምግጣም፡ሓቢርና፡ክልተ፡ሓይልታት፡ክንሰርሕ፡ምሒሎም፡ምስ፡ዓደምዎም፡ድሓር,ውዲት፡ኣሊሞምምስ፡ቶም፡መኮነናት፡ኤርትራውያን፡ብስለያ፡ምስ፡ጥልያን፡ዝብል፡መሰኻኽርኮይኖም፡ንማሕዩር፡ኣፍሪዶሞም,ሕጂውን፡ክትቀሙልና፡ይርኣዩ፡ኣለው፡ብሓሶት፡ኣብ፡ልዕሊ፡መንግስትና፡ክንምስክር፡ጀኖሳይድ፡ይጽዕሩ፡ኣለው፡።
@yousufmussa8976
@yousufmussa8976 8 ай бұрын
ናስርን ዘካርያስን ብዝሃቡና መብረሂ/መግለጺ ዑጉባት ኢና ይቀንየልና ::
@amarabrar7926
@amarabrar7926 8 ай бұрын
Nice job yuel my bro
@bisratgoitom6279
@bisratgoitom6279 8 ай бұрын
ክልተ በላሕቲ ሰባት ከምዚኦም ኢና ንጽበ ዘለና ንደሊ ዘለና።
@Ayngage
@Ayngage 8 ай бұрын
ENTAY KUGEBRU?
@TeweldeBeraki
@TeweldeBeraki 8 ай бұрын
Selam yhwat fanus xbuk zet kexlwu btaemi des zbl ajokim
@eritreafirst2857
@eritreafirst2857 8 ай бұрын
Are there away of contacting socialmedia companies to inform them about the incitement to violence?
@mohammedturky8860
@mohammedturky8860 8 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ጽቡቅ መግለጺ ግን እቲ ኩነታትና ከም ህዝቢ ናብ ዝኸፈኤ ንኸይድ ስለዘለና ኣብ መፍቲሒ እንተ ንዛረብ ወላ ኣስማት እንተ ንጠቅስ ጽቡቅ እዩ ሰብ ከምዝፈለጦ ክፈልጥ ።
@tesfalemberihu5109
@tesfalemberihu5109 8 ай бұрын
ናስርን ዘካርያስን ብጣዕሚ ጽቡቕ መግለጺ ሂብኩም ኣብ ኩሉ ነጥብታት ። ከሰላስሎ ዝውዕል ሓሳብ'ዩ , ሕጂ ነፊሱለይ የቐንየለይ ።❤
@yonasg.medhin6310
@yonasg.medhin6310 8 ай бұрын
Good job Fanus!! Naser and Zaki you both shared a valuable ideas, thank you.
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ
@ተላቲማህደርታሪኽኤርትራ 8 ай бұрын
እዛ ኣብ መወዳእታ ዝተዋህበት ርኢቶ ኣግርዳሲት ስለ ዝኾነት። ምሉእ ግዚኦም ሂቦም ንዝቃለሱ ኤርትራውያን ሓረበኛታት ሓልፍነት ወሲድና ወጻኢታቶም ክንስከም ግዴታትና እዩ። ኣነ እውን እጃመይ ንምብርካት ኣብ ቅድሚ ግንባር ክስለፍ ቅሩብ ኣለኹ። ጥራይ ተበገሱን ኣበግሱናን።
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 8 ай бұрын
ጠንቂ ኩሉ ቫይሎንስ እቲ አብ ኤረትራ ዘሎ ዓማጺዩ ጥራይዩ
@lsanbahgimelody9307
@lsanbahgimelody9307 8 ай бұрын
😂😂😂ነብስኻ ፈትሽ ቅድም
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 8 ай бұрын
ባርያ መልሱ ከምዚ ከማካዩ@@lsanbahgimelody9307
@abrahamlibsekal2994
@abrahamlibsekal2994 8 ай бұрын
ንሕና ፡ ትግራዎት ፡ ኢናእንዳበሉ ፡ ከመይ ፡ ኢሎ ም ፡ ብዛእባ ፡ ኤርትራ ፡ ክሐስቡ ፡ አድጊ ፡ ንሐመዱ ፡ ኩሎም ፡ ተጋሩ ፡ ምኳኖም ፡ ፋሉጥ ፡ ኡዩ
@nasdam926
@nasdam926 8 ай бұрын
ሓው ዩኤል ከመይ ትኸውን: እዚ መደብ ትግርኛ ናብ ዝዛረብን ዝሰምዕን ህዝቢ ዘተኮረ መደብ'ዩ መስለኒ (target audience). ስለዚ'ሲ እቲ ሓው ናስር ብምድግጋም single digit, double digit እናበለ ዝዛረቦ ዘሎ ጽቡቅ ኣይኮነን:: 1ደ - 1ደ Eng ክትጥቀም ደሓን'ዩ ክበዝሕ ከሎ ግን ኣይግድን 🙏🙏
@nasdam926
@nasdam926 8 ай бұрын
@@Liberal12 መስኪናይ ኢለካ ክሓልፍ
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 8 ай бұрын
ኤሪ ሳት ወን ብ ናይ በረከት ዝበሃሉ ክልተ ንዋዜማ ከም ጅግና ገይሮም ክወጽእ ኣለዎ እሎም ጎስጉሶምሉ እዮም ። ንዓይ ብጣዕሚ ዝገረሚኒ እያ ብጥዕሚ ሓዚነ ፡ ምክንያቱ ቪዶ ናይ ዋዜማ ቅድሚዩ ብሰብ ተስዲድኒ ርእዮዮ ነይረ ። ንህዝቢ ጋሽ ባርካ ከነጥፎም እና እዳበለ እዩ ብፍላይ ድማ ን ተዛራቢ ትግሪኛ ህዝቢ ጋሽ ባርካ ከነጥፍኦም እየ እዩ ዝብል ። ብካልእ ድማ ኣብ ዓለም እቲ እንኮ ሓወይ ህዝቢ ትግራይ እዩ ይብል ትግሪኛ ስለ ዝዛረቡ ማለቱ እዩ ።
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 8 ай бұрын
ዋዜማ ታንኪ የብሉ ባንኪ የብሉ:: ነቲ ጋኒን ዓዲ ሀሎን ደገፍቱን ህዝቢ ኤርትራን ኢትዮጵያን ሓደ እዪም ዝበሉካ ተጨነቅ::
@samielyohans8942
@samielyohans8942 8 ай бұрын
ኣበይ ነርካ ብሓንሳብ ተሰዊእና ፡ ተውጊእና ፡ተሓኪምና ክብሉ ከለዉ እዞም ሓጃውስ ጀነራላትካ? ዋዜማ ይቃለስ ኣሎ፡ በቲ ንጸላእቱ ክዕወተሉን ዝክእል ዓቅሚ።
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 8 ай бұрын
@@samielyohans8942 ኣነ ጅርነራር የብከይን ንዓካ እተለሙካ ተዛረብ ። እዚ ዋዜማ ትብሎ ደልካ ኣፍ ለባማት ኮይኑ ንህዝቢ ከጥፍእ እዩ ስለ ዝበለ ድዩ ዝቃለስ ደሎ ? ሻዕብያ ውን እኮ ህዝቢ ስለ ዘጥፉ እየ ዝቃለሶም ።
@serekeyosief3233
@serekeyosief3233 8 ай бұрын
@@peacetotheworld1737 ኩሉ ሓደ እዩ ዝኮነ ሰብ ዓገብ ክበሃል ኣለዎ ብዝለዎ መሳሪሒ እኮ ተጠቂሙ ንዝኮነ ሰብ ካብ ሕጊ ወጻኢ ክከይድ ክፍቀደሉ የብሉን ።
@peacetotheworld1737
@peacetotheworld1737 8 ай бұрын
@@serekeyosief3233 ኣይተጋገካን ግን ነቶም ቀንዲ ኣብ ደረጃ ኣውዲቆምና ዘለው ገዲፍና ነቶም ከማና ሕሰም ኣዋሪድዎም ዝዛረብዎ ዘይፈልጡ ዜጋታት ኢና ንበልሕ:: በዓል ዋዜማ ንስነ ልቦናውያን ዘጽንዑ ንግደፎ:: ግዳያት እዬም:: መዋፅእቲ ይፍጠረሉ
@kidanemesgun8144
@kidanemesgun8144 8 ай бұрын
Excellent and genuine intellectual analysis.. I perfectly agree with you . Eritrean national identity is the only option to resolve all of our problems. We should learn from the conflict based on ethnic nationalism .
@senayzemen3963
@senayzemen3963 8 ай бұрын
8:37 Reference please! Is this speculation? መን እዩ "እዚ ህዝቢ ን ደሞክራሲ ቅሩብ ኣይኮነን” ዝበለ?
@LemlemMohamed
@LemlemMohamed 8 ай бұрын
Kuburat ኣሕዋት ጽቡቅ ሓሳባት ብጣዕሚ ትድነቁ ቀጽልዎ መንእሰያት ኣድሕኑ 🎉
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c 8 ай бұрын
Eza nay awraja kea hiji genina ala !! Hasibnayo zeynifelit shigir kea metsiyuna
@henokhiyabu9981
@henokhiyabu9981 8 ай бұрын
እዚ ሕጂ ንባዕሉ ሃድሽደሽ ትብል ዘላ እንግሊዝ እከይ ናይ ክፍኣት ፖለቲካ ዕንኪሊል ካብ እንግሊዝ ዘመጸ እዩ።ኣውራጃን ሃይማኖትን።
@yafietdawit6325
@yafietdawit6325 8 ай бұрын
ለባማት
@gitup7918
@gitup7918 8 ай бұрын
The question is Are JEBERTI Eritreans? Where did they come from? They dont have Ethnic Group. Let get that out of the way.
@MoReal2
@MoReal2 6 ай бұрын
Jeberti zeyfelet eritrawi yellen ..Tigraway dikha ??? Jeberti sala zelewa hager Sheikh Abdulkadir kebire twelidiola.. Sala kebire sala sultan sala Awste. Hager aleka ... Alhamdolilah bel
@Peace-4all-n90
@Peace-4all-n90 8 ай бұрын
ሙዕሩግ ለባም ንጽህ ሙዕቡል ዘረባ ንጥቅሚ ኤረትራ ኤረትራዊያን ዘማእከለ ዘተ ፡ የቀንየልና አሕዋት
@hanstesfu3624
@hanstesfu3624 8 ай бұрын
እዞም ክልተ ኣሕዋትስ ሃይማኖታዊ መልክዕን ለኣኽትን መወልትን ኣለዎም ትብል እንተለኹም፡ነቲ 3 ደቁን ሰበይቱ ብጭካነ ዝተቐትለ ሓውና በየናይ መልክዕ ምገለጽክሞ? መወልትን ቾብላ ዝብሎንስ ኣየኖት ይኾኑ?
@m.nassirsalih4148
@m.nassirsalih4148 8 ай бұрын
ስዒድ ተወከል ኣብዚ ሚድያ መጽዩ ይፈልጥ ዶ?
@TeweldeBeraki
@TeweldeBeraki 8 ай бұрын
Abet fltt ms lbona amlak edmen tenan yhabkum metan nana khshna
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 8 ай бұрын
Selam. Kubur.nasir..gigna. Naybahaki..ertrawinet kubur mininet..🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤🐪🇪🇷
@michaelaraya1192
@michaelaraya1192 8 ай бұрын
ኣብ፡ልዕሊ።መንግስቲ።እስራኤል፡ኮይንካ፡መንግስቲ።ምኻን፡ባዕሉ፡ገበን፡ኢዩ፡።መን፡ፈራዲ፡ገሩካ፡ብ፡ኢደወነኖኻ፡ናይ፡ሞት፡ስጉምቲ።ትወስድ። ናይ፡ሕጊ፡ድንቁርናዓፊኑና፡ዘሎ፡ሓደ፡ውልቀ፡ሰብ፡ኢሰያስ፡ክኽውን፡ኣይክእልን፡ኢዩ። ኢሰያስ፡ብዘይ፡ህጊ፡ሰብ፡ኣሲሩልና፡ትብሉ፡ብዘይሕጊ፡ኣብ፡ጎደና፡ድብያ፡ገርኩም፡ሰብ፡ትንፋሱ፡ተሕሉፉ፡ኣለኹም፡ኣብ፡ዘይ፡ሃገርኩም፡ስጉምቲ፡ልዕሊ፡ሕጊ፡ንነፍስኹም፡ቆጺርኩም፡ስለዚ፡እቲ፡ሽግር፡ኣብ፡መን፡ኢዩ፡ዘሎ,ናይ፡ኤርትራ፡ሽግር፡ነነጽሮ፡ብፍትሒ፡ንፍትሒ፡ክኽብር፡ ክንቃለስ።
@mnasiehabtemaryam9050
@mnasiehabtemaryam9050 8 ай бұрын
ቁሩብ ፍኹስ ኢሉኒ እዚ መደብ ምስ ሰማዕኩ ይበል ኣያታትና ልቦና
@militegebrenegus6390
@militegebrenegus6390 8 ай бұрын
Ambesa..nasir...naybahaki. 🇪🇷🇪🇷❤❤❤🇪🇷
@abrahamlibsekal2994
@abrahamlibsekal2994 8 ай бұрын
ለቅባጣት ፡ ኢኩም ፡ መጀመርያ ፡ ኤርትራ ፡ ፡ አብሞንታይ ፡ ኔራ። ብዘረባን ፡ ሀገር ፡ ብምሻጥ ፡ ሐዉካን ፡ አዴካን ፡ ምህራም ፡ ድዪ ፡
@tedrosasghede9919
@tedrosasghede9919 8 ай бұрын
Please this is garbage thought To invite like this people is very sad I can tell you yuel .
@Eri.detective7524
@Eri.detective7524 8 ай бұрын
Thanks ዩኤል ክልተ ሓያላትን ለባማትን ኣምጺእካልና ወዲ ገሪማ ን ኤሪሳት ብኣግኡ ዝጠንጠን ካያ ኩሉ ሰብ ሕጂ ተረዲኡዎ።
@tedrosasghede9919
@tedrosasghede9919 8 ай бұрын
I know they don’t accept berged nihamedu every bad thing happened is berged nihamedu it is not true specially nasr idea is very bad . I can tell he want to destroy nihamedu this is the idea of shaebya.
@Ayngage
@Ayngage 8 ай бұрын
NAY j b brged nhamedu? Nay das jeganu?
@MoReal2
@MoReal2 6 ай бұрын
Brged nhamedu are not Eeitrawian , most of them have identities from tgray just like majority and
@alganeshkelati9124
@alganeshkelati9124 8 ай бұрын
Tsbuk meglexi Naser Omar
@bh8509
@bh8509 8 ай бұрын
ናይ ናስር መልእኽቲ ዘይንጹር ዘይእዱብ ለኽበጥበጥ ዝበዝሖ።
@AsmeromTeklemariam
@AsmeromTeklemariam 8 ай бұрын
Ezi xubuq zereba tzarebwo zelokum ab hagerawian mediatat ente zkewin mimeQere neyru
@temesgenabadi375
@temesgenabadi375 8 ай бұрын
Tihamyu dikum wala timihru
@teweldenegusse1345
@teweldenegusse1345 8 ай бұрын
ወርዘይዘይ
@AaAa-km9pk
@AaAa-km9pk 8 ай бұрын
አብ ውሽጢ ይኩን አብ ደገ ሰብ ተሞይቱ ቀታሊ ህግደፈዩ እመን ካሓድ
@semaineshtewolde4360
@semaineshtewolde4360 8 ай бұрын
ፎእ አለናዶ ትብሉ ትኾኑ ኤርትራ አብ ካልእ እያ ዘላ ትምርሽ ትሃንጽ ተልምዕ ህዝብን መንግስትን ብሐደ ሐቢሩ አብ ደገ ዘሎ እርትራዊ ተበጊሱ ነቒሉ ከቲቱ ክንድይ ፕሮግራማት ይኸይድ አሎ መንግስታት ናይ ኩሉ ምስክርነት ይህቡ አሎዉ አቱም ሐሳዳት ነዉራማት ዓጋመ ኢኹም
@Ayngage
@Ayngage 8 ай бұрын
Aytgedeselom! Ab 3 b3, teatseyom zgebrwo yblomn.
@habtomberhe9915
@habtomberhe9915 8 ай бұрын
ዩኤል ደናን ካብ ሱቅ ኢልካ ትሰምዕ ንምንታይ ዘይከውን ክዛረቡ ከለዉ ኣብ ሞንጎ ጠጠው ኣቢልካ ዘይትሓቶም ሱቅ ኢልካ ርእስኻ ትንቅንቅ።ጋዜጠኛ እኮ ወጣሪ ሕቶ ምሕታት ኢዩ፣ካለኣይ ድማ እቶም ንሕብረተሰብ የናቁሩ ዝብልዎም ዘለዉ ንምንታይ ኣስማቶም ንገሩኒ ዘይትብሎም።
@eritimes
@eritimes 8 ай бұрын
@habtomberhe9915: Tserfi b’dhri computer koinka de’a betri nay ferahat de’alu!
@HiyabBereket-d5l
@HiyabBereket-d5l 8 ай бұрын
ካብ ዪኤል ሲ ተሪፍኻ ሓወይ ናተይ ደናን ኣውሒድኻሉ😂😂😂😂
@selamyemane2785
@selamyemane2785 8 ай бұрын
Eze dea rudu endiu akolegzay ekom reshat mada hager dehan dem ktnebau eikum
@hailewolde1816
@hailewolde1816 8 ай бұрын
መጃሂድን ካልእ ኣጀንዳ እዩ ዘለዎም = ዓረባዊትን እስላማዊትን ኤርትራ እዩ ።
@Benji-jw3jc
@Benji-jw3jc 8 ай бұрын
ናስር ሓስዊ ለክባጥ ሰባት ኣይትወንጅል ኣኽራሪ መጅሃዲ ናይ ምሁራት ተዛረብ መዳኸሪ ኢካ እስካ: ናይ ሃይማኖታዊ መልክዕ ተትሕዞ ኣለካ ሃሳዊ ዮኤል ነዚኦም ሰባት ኢልካ ምምጻእካ ይ ገድድ
@Benji-jw3jc
@Benji-jw3jc 8 ай бұрын
😂😂 ክለተ መርገጺ ዘይብሎ እቲ ሓደ ሃይኖታዊ ን እቲ ሓደካ ብ ፍቅሪ ህግደፍ ዝሰኸረ ሰብ ክወራዘ ጥራ ግዜ ዝሓለፎ
@selamyemane2785
@selamyemane2785 8 ай бұрын
akolegzay dem ktnebau eikum beynkum gykum tgebrw neger yelen tefalitna ena akolegzay mewaaelku sdetenatat ekum haki knegreku akolegzaykab asmera kem etmn reskum adnina tray edkum ktbareru ekom nebsimthat zesakeyom hbreteseb eikum
@hailom29
@hailom29 8 ай бұрын
Yoel, what's going on? You bringing controversial issues?
@luulmekonnen6587
@luulmekonnen6587 8 ай бұрын
እቲ ርሙስ ሻዕቢያ ሞሳድ CIA ወያነ ኢሉ ኣረብርቡና እዞም ክልተ ስሑዋት ከኣ ብድሕሪት ዝደፈኡ ኣለዉ ኣታልሎሞም በቃ ኣዚያ ውድቅቲ ነዚ መእሰይ ከምዘይፈልጥ ኣትሒትካ ምርኣይ ንዕቀት, ብሓቂ ሕሱራት ኢኹም ንስኩም ወሳልት ካብ ሙካንኩም ዝተላዕለ ጸለውቲ ክትኮኑ ኣይካልኩምን ሕጂ ነቶም ጀጋኑ ጸለውቲ ንቁሓት ተብዓት ክትሃርሙ ኣይትኸውንን ኢያ እምበር ንሻዕብያን መሰልቶምን ኣብ ዘለዉዎ ኣቲና ንብዓትና ክንሕብስ ኢና ነዚ ክንገብር ለኣኺ ዘድልየና እንተልኩም ግን ፎክስኹም ብጣሚ ቀለልቲ ኢኹም ንብለኩም::
@selamyemane2785
@selamyemane2785 8 ай бұрын
Hzbawi gebar dea nebotatka sre zfethe wudub ekayu wedi shermuta funfun akolegzay
@luulmekonnen6587
@luulmekonnen6587 8 ай бұрын
@@selamyemane2785 abotatey sreom zfethu eko neakn nedekn btizkn krewukn ember Hzbawi tembar dea kab abagie entay mefleyi alewom zey tim elka eka tkbkubom zereba metsieley elki eki kabeus gualta nekawit
@AsmeromTeklemariam
@AsmeromTeklemariam 8 ай бұрын
Nketemsil Eritrawian usurt teriena banxaru gin nisika kedai eka
@GLiLo-m5c
@GLiLo-m5c 8 ай бұрын
Bulutsat sebat nay Eritrea 🇪🇷🧡
@BerihuWeldemichael
@BerihuWeldemichael 8 ай бұрын
ዛኪ ጽብቅ ኢንተ ሓሲብካ ስራሕ ኣበርክት ኢምበር ምስ ኢዚ ናስር ዝበሃል ኢከይ ተጋብር ሰብ ኣይ ትሰራዕ።
@Mordecaighebregziabher7517
@Mordecaighebregziabher7517 8 ай бұрын
ኣብ ነንሕድሕድና ግን ኣይትበል ኣብ መንጎ ተጋሩን ኤርትራውያን በል
@Mewarsti123
@Mewarsti123 8 ай бұрын
ወጃባት ኣስላም ሓሰውቲ ምሳኹም ክንነብር ኣይንኽእልን ኢና, ክንሓርደኩም ኢና
@Sayidmahamed-d2u
@Sayidmahamed-d2u 8 ай бұрын
Hi
@RBT._F
@RBT._F 8 ай бұрын
2 ለከብጥ ግን ኣምጻዮም ድሓን: ጽልኢ እምበር ካልእ የብሎም እዞም ሰባት:: እዞም ሰባት ኣብ ጽልኢ ኢትዮጵያ ዝነብሩ: ነዚ መንእሰይ ከም ቀንዲ ሓረግ ኮይኖም ንከይንቀሳቀስ ዝሓላልክዎ ዘለዉ ለከብጥ::
@selamyemane2785
@selamyemane2785 8 ай бұрын
Wedi shermuta dkala emo selaetnan ferekan endikum dekalu reshat ktseryo ekum okay
@RBT._F
@RBT._F 8 ай бұрын
@@selamyemane2785 መጀመርታ ጋል እንተ ኮይንኪ ክትሓፍሪ እዩ ዘለኪ: ደረጃ ደቂ ኣንስትዮ ኤርትራውያን ኣበይ ከም ዘሎ ድማ ተመላክቲ ኣለኪ: ካልኣይ ቲክቶክ እዩ ቦታኪ እዚ: ናይ ዓበይቲ እዩ:: ንሕና እቶም ናይ ብሓቂ ሰላም ንደሊ ድማ ምስ ኢትዮጵያውያን ዘሎ ጽልኢ ምእላይ'ዩ ቀዳማይ: ምክንያቱ ሰላም ኣብ ጽልኢ ስለ ዘይትምስረት::
@netsaseb6445
@netsaseb6445 8 ай бұрын
yoel is one of the brgd nihamedu.
@karamara9641
@karamara9641 8 ай бұрын
ክክክክክ ኣበት ዋሕለለል ሓውላላት
@kbribrhane8459
@kbribrhane8459 8 ай бұрын
ክክክ ክልተ ዕንኪላሎ ኣዕሩኽ ዩኤል
@AsmeromTeklemariam
@AsmeromTeklemariam 8 ай бұрын
Nasrallah ms men eka tliflf zeleka
@beyenetewolde1332
@beyenetewolde1332 8 ай бұрын
ናስር ተጣባቒ ምስልምና እምበር ተጣባቒ ፍትሒ ንኤርትራውያን ክትከውን ኣይትኽእልን ኢኻ።
@habteghebre785
@habteghebre785 8 ай бұрын
Gudlet higdef nab nay hizbi gudlet ketexegiewo tehznu misluyat
@redseastockcoininvestment
@redseastockcoininvestment 8 ай бұрын
360 ዲግሪ ኤርትራ ሓርነት ተጋዲለ 4ተ ግዜ ሰንኪለ ናጽነት ኣምጼኤ እንደገና ወራር ብንእስነተይ ዘምጻኽዋ ለዕላውት ህገር ክይፈርሰኒ ተመሊሸ ወፊረ እንደገና ሰንኪለ ኣመሪካ መጽየ ማስተር ኢኮነሚክ ወዲኤ ካብ ደሞዘይ ዓቅመይ ዘፍቅዶ ኣናከፈልኩን 2ተ ደቂ ስዋኣት ሓላፍነት ወሲደ ሃገረይ ህዝበይ ስለዝበልኩ ጸላኢ ናይዚ ህገር ዘውሓሰ ካብ ፈርድካዮ በዓይነይ እንታይ ፍርድኻ ይግባ ኣኻ ዶ ኸ 1 ሰሚስተር ጀሚርካ ጠንጢንካዮ ዌዓ ኣይወዳእኻን እንትይ ገርካላ ን ኤርትራ ፡? እቲ ንሃገር ካብ ወረርቲ ስለ ዝካላኸል ዘሎ ጅግና ኤርትራዊ ከም ጸላእቱ ካብ ኣቀመጥካዮም ኣነኸ ንገሪማ ሳዋ ዝይወረደ ካብ ዌዓ 3ሰሙን ዝሃደመ ዓካ እንታይ ዓይነት ፍጡር ሰብ ተብላጺ ኤርትራ ኣይምልከተካን እዩ ኣብ ፍርደ ኣየቅርበካን ከሙኡ እየኻኣ ዝፈልጠካ ንምኻኑ ስለ መንነትካ ቅልውላውን ከቢድ ኣብ ቡዝሕ ሃተፍተፍ እዩ ዘትወካ ኣፍልጦኻ ንግዚኡ ይትረፍ
@samikeleta5569
@samikeleta5569 8 ай бұрын
Nasir btami xbuk eritrearawi hasab, ente fanus mis gasiu kabtom zey emenu hbreteseb sile zkonu nab tigray gexom eyom
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 87 МЛН
How to whistle ?? 😱😱
00:31
Tibo InShape
Рет қаралды 15 МЛН
Un coup venu de l’espace 😂😂😂
00:19
Nicocapone
Рет қаралды 11 МЛН
Я сделала самое маленькое в мире мороженое!
00:43
Кушать Хочу
Рет қаралды 4,7 МЛН
አመራሮች እርምጃ  ተወሰደባቸው!  ስም ዝርዝር እና ፎቶ!
31:23
Mehal Media መሀል ሚዲያ
Рет қаралды 30 М.
ዮአዳን (ክፍል 37 )
32:06
ለዛ
Рет қаралды 77 М.
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 87 МЛН