ፈተነ ቅትለት መራሕቲ፥ክልል ትግራይ ቀይሕ መስመር ተጣሒሱ፥ ብዛዕባ ጌታቸው ኣሰፋ ዝተሰምዐ፣ ህወሓት ጉባኤ ኣብ ምጅማር!!

  Рет қаралды 13,380

EriVoice-ኤሪቮይስ

EriVoice-ኤሪቮይስ

Күн бұрын

Пікірлер: 37
@EriVoice43
@EriVoice43 2 ай бұрын
kzbin.info/www/bejne/aWLZoZJ7gJaaqa8si=U2SJI_w2SO-m7FpL
@misganapawlos7300
@misganapawlos7300 2 ай бұрын
Komidere ymaselu hdegom stimano tegaru 🐒🐉🦖🐜🦎
@busd7688
@busd7688 2 ай бұрын
​@@misganapawlos7300❤❤❤❤❤
@miniaseium8181
@miniaseium8181 2 ай бұрын
Vravo❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉🎉
@nejahnejah14
@nejahnejah14 2 ай бұрын
Eri voice ❤❤🇪🇷🌷🇪🇷🌷❤
@elsat792
@elsat792 2 ай бұрын
Long live EDF, PIA, and eternal glory to our martyrs! Thank y’all for your service! 👋👏🙏🌹💕🇪🇷🌹💕💕✊
@alemasmerom7706
@alemasmerom7706 2 ай бұрын
welcome, brother🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@senaithailom3322
@senaithailom3322 2 ай бұрын
God bless you Eritrea people and present Iseias Afowerky Amen Amen 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️
@elsat792
@elsat792 2 ай бұрын
EriVoice, thanks 🙏 brother for all you do! Keep it up 👍🌹🇪🇷💕🌹💕🌹✊
@Weldezghi
@Weldezghi 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@almazzerezghi7483
@almazzerezghi7483 2 ай бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@BrhanuTesfaye-i9n
@BrhanuTesfaye-i9n 2 ай бұрын
ጁንታ ዳኣ እንታዲኤን ዓቅሚ ኣለወን ደቂ በዳናት ብድብድ ዓሌት👍
@degolabay7161
@degolabay7161 2 ай бұрын
Good news🎉❤
@ghirmayteklu-s7w
@ghirmayteklu-s7w 2 ай бұрын
ሕዋት ይትረፍ ከምቲ ናይ ቅድሚ ስጂ ኩናት ክተካይድ እትዕቆቦሉ ቦታውን የብላን ቀጺሉ ዝዋግኣላ ሰራዊት የብላን ሰበስልጣን ጉጅለ ወያነውን እንተኾነ ኣብክልተ ተመቂላ ንሓድሕዳ ተፋጢጣያ ዘላ
@meronzafier5563
@meronzafier5563 2 ай бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@abrahamhagos1161
@abrahamhagos1161 2 ай бұрын
Correction: ጌታቸው አሰፋ ኣይኾነን‼
@tesfalemkiflai5118
@tesfalemkiflai5118 2 ай бұрын
Thank you ❤❤❤😂😂😂🎉🎉🎉
@AygaNuguse
@AygaNuguse 2 ай бұрын
That is right. Tigray leaders are on the wrong track.
@abrahamtesfay4027
@abrahamtesfay4027 2 ай бұрын
ሕልም ይበሉ ንኤርትራ ዝተባህለ እዩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@esaiasmehari7409
@esaiasmehari7409 2 ай бұрын
🎉🎉🎉😢🎉🎉❤❤❤😂😂
@merhawidrar
@merhawidrar 2 ай бұрын
Aysemam😂😂❤❤❤💪🇪🇷🌾🌾🍾🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@kelitfesha419
@kelitfesha419 2 ай бұрын
Eritrean&federaln bhuxux ab zete, atyom abiy nhzbiy eritera eqreta chett alewo.slemtaysiy,hzbna hegofa elu teqebiluwo,melisu slezgodo.
@yowhana-z3w
@yowhana-z3w 2 ай бұрын
ብዛዕባ ትግራይ ኤርትራ ዘገድሳ ኣይኮነን ፡እንትኾነ ግን ጎሮቤትካ ክቐስን ንስኻ ውን ትቐስን ከም ዝባሃል ምሕረት የውርደሎም ነቶም ህዝቢ ትግራይ 🇪🇷👌🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷💪💪💪💪
@Shigut
@Shigut 2 ай бұрын
Getachew reda & other 13 members of TPLF who are against the conference are sided with Abby Ahmed & they still get green light . This TPLF Split looks similar to Eritrean G 15 vs Isaias Afewerki split after the hardest time of 2000 ( 3rd werar ) . 😊
@tk-eri.dchannel1685
@tk-eri.dchannel1685 2 ай бұрын
Nenhidhidom ente tekosater n Eritrea mekseb yu.
@eskendersolomon6097
@eskendersolomon6097 2 ай бұрын
Eritrea ab goni hwht ykun
@fnanteklegergish324
@fnanteklegergish324 2 ай бұрын
ህውሓት ብ ሕጊ ዘይግዛእ ብ ኪናት ድማ ዘይስዕር ትምክሕተኛ ናይ ጥፍኣት ውድብ እዩ
@tesemadesta3026
@tesemadesta3026 2 ай бұрын
ኣብዚ ኩሉ ሰብ ክርድኦ ዘለዎ ብሓፍሻ ኣብ ኢትዮጵያ ብፍላይ ክኣ ኣብ ክልል ትግራይ ሕውሓት ክሳብ ምሉእ ብምሉእ ዘይተደምሰሰት ሰላም ክረኽቡ ኢዮም ህዝቢይ ትግራይ ብሓፍሻ ክኣ ህዝቢይ ኢትዮጵያ ዘይሕሰብ ኢዩ። ምክንያቱ እዚ ዕሽል መራሒይ ኢትዮጵያ ናይ ፖለቲካ ዓሚቅ ኣፍልጦ ስለዘይብሉ ንኢትዮጵያ ብፍላይ ክኣ ንክልል ትግራይ ሰላም ዘይብላ ንክትነብር ፈሪድዋ ኢዩ፡ ምክንያቱ እትይ ንዓለምና ድሕሪ 10-20 ዓመት ኢንታይ ከጋጥማ ይኽእል ንልዕሊይ 50 ዓመት ዝተመኮረ ክቡር ብረስደንት ተጋዳላይ ኣቶ ኢሰያስ ኣፍወርቅይ ዘረብኡ ሰሚዑ እንተዝነብር ሕውሓት በቲይ በዓላ ዝጀንበረቶ ኩናት ቅድሚይ ናብ ብክቶርያ ምካዳ ጸወታ ክውዳእ ኣለዎ ኢይሉዎ ዝነበረ ክውዳእ ምስተገብኤ ሕጂ ሕውሓት ኣካለሱንኩል ሕቋኣ ተለምሲሳ ከምተመን ብፍሕኽ ፍሕኽ ክትከይድ ጀንቢራ ቁሩብ ትንፋስ ሰኹዓ እንደገና ሕድሕዳ ክትዋዳእ ጽቡው ጅንባሮ ኢዩ።
@Berhane.TV.Tube7777
@Berhane.TV.Tube7777 2 ай бұрын
ኣጸብቁ እምበር ንኤርትራ ይጸልዋ ፈደራልን ኤርትራን ኣብዚ ሕጂ ብሓደ ክሰሩሕ እልካ ኣይሕሰብን እዩ ኣብዚ ግዜ እዚ ምፋሕፋሕ እዪ ዘሎ መንግስቲ ኤርትራን ኤትዮጵያን ህውሓት ንመግስቲ ኤትዮጵያ ክስዕሮ ይኽእል እዩ ምክንያቱ ቅዲም ሕጂ ዝተዓዘብናዮ ሓቂ እዪ እምበርከስ ደብረብረሃን እዮም በጽሖም ኔሮም ኣብቲ ግዜ ሽዑ መንግስቲ ኤትዮጵያ ምስ ዝኩነ ጽልኢ ኣይነበሮን ሓገዝ ውን ይረከብ ኔሩ እዩ ካብ መንግስቲ ኤርትራን ፋኖን ሕጂ ግን ዋላ ኣብ ጥራይ እዳ ህውሓት ክትስዑሮ ትክእል እያ መንግስቲ ኤርትራ እንተዘይ ኣትዮ ኣብ ቀረባ ግዜ ቁቆጻጸሩወ ይክእሉ እዮም ንኣራት ኪሎ ዓቅሚ የብሉን ፊደራል ስለዚ ከኣ ካብዚ ምቁጽጻሪ ናይ ህውሓት ንኤርትራ ክጸልዋ ዝክእል ህውሓት ኣብ ኤትዮጵያ ስልጣን እንተተቁጻጹሩ ይንዋሕ ይሕጸረ ናብ ኤርትራ ኩናት ከምዝከፊት ካብ ዝሓለፈ ናይ 30 ዓመታት ተመኩሮ እዩ : እቲ ናይ ህዝቢ ትግራይ ከ ይቅበሉ ዶ ኣብዚ ሕጂ ግዜ ዝበልካዮ ንህለውኒእ እሉ ክቅበሉ ይክእል እዩ እንተኩነ ግን ኣብት ናይ ምድንጋር ዘሉ ሓሶት ብቀታ ክነቀሓሉ ኣለዋ ሓንሳብን ንሓዋሩን ብዘይማትእ ክወስዶ ዘለው ዕሪቂ ምስ ህዝቢ ኤርትራን መንግስቲን ኤርትሬን ክከውን ኣለዋ እዝኣ እንተይዘ ኣማልእዋ እዛ ሓሳብ ኩሉ ግዜ ኩናት ክእሉ እዩ ኣብ ትግራይ ዘይቆርጺ ሓቂ እዩ ኤሪቮይስ እዝኣ ትመስል ናተይ ሓሳብን ሩቶን ።
@wediere2238
@wediere2238 2 ай бұрын
ህውሓት ብምንም ተኣምር ከድሕና ዝኽእል ሃገር ወይ መራዝሒ ክህሉ ኣይክእልን ኢዩ ኣብዛ ፕላኔትና፡ ወዲ በሻሻ ውን ወያነ ሓደገኛ ምዃና ፈሊጡስ ከልግሳ ክግደድ ኢዩ፡ ምርድዳእ ዃ ስጋዕ ክንደይ ድሕሪ ሕጂ ብሓንሳብ ክሰርሑ ኣይክእሉን ኢዮም፡ ጌታቸው ኣሰፋ ንኸፈራርሕ ደብኽ ኢሉ ምኽንያቱ ንጌቹ ሓላፊኡ ኢዩ ኔሩ፡ ዝበዝሐ ሰራዊት ምስ ጌታቸው ረዳ ከምዘሎ ብንጹር ኣብ ትግራይ ወረቓቕቲ ይዝርጋሕ ኣሎ።
@HenokRobiel
@HenokRobiel 2 ай бұрын
Wela rwanda Burundi yekunu gudyna aykonene ne eritera 22 amet enaty gerkma eje ab nbskum.mexyou alo dekyie kondfat
@durimohammed5282
@durimohammed5282 2 ай бұрын
Ler them each other. War between them is most likely.
@SirAbu-x3o
@SirAbu-x3o 2 ай бұрын
Eziom seb Klumu eyom eti tdf ab 2 entetemekilu sgat eu nkulu krnafrica
@ermiastesf7298
@ermiastesf7298 2 ай бұрын
ጌታቸው ረዳ ቅሙጥ ካርዲ ናይ ፌደራል ኢዩ። አብይ አሕመድ ጊዜ ተጸቢዩ ንጌታቸው ክጥቀመሉ መደብ አለዎ። ጌታቸው ረዳ ንህዋሓት አብ ምሕማስን ንህዝቢ ትግራይ አብ ጎድኒ ብልጽግና ንኽስለፍ ክሰርሕ ብአብይ አሕመድ ዝተርቕሐ ሰብ ኢዩ! ጽንሕ ኢሉ ድማ አብይ ወጢንዎ አብ ዘሎ ትግራይ መሬታን ህዝባን ንኤርትራ አብ ምጥቃዕ ምቹእ ሃዋህው አብ ምፍጣር ጌታቸው ረን ጻድቃንን ስራሕ ተዋሂብዎም አሎ። ኤርትራ ሃገረይ ውሐጅ ከይመጸ መገዲ ውሐጅ ጽረጊ ኢዩ እቲ ነገር
@teklayweldemiryam-yc4ic
@teklayweldemiryam-yc4ic 2 ай бұрын
አይቲሐሽው ሐሻዊ ሻዕብያ ዘለአለም እናሐሸውካ ክትነብር አንሕና ብድስፕሌን ኢና ንፎትሖ እንተ ሻዕብያ ግና መበትን ስርዓት አልቦ ኢኩም።
@tesfayandemeskel3711
@tesfayandemeskel3711 2 ай бұрын
We will see you going to abyss apocalypse organization TPLF
@almazzerezghi7483
@almazzerezghi7483 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 22 МЛН
小丑家的感情危机!#小丑#天使#家庭
00:15
家庭搞笑日记
Рет қаралды 38 МЛН
Will A Basketball Boat Hold My Weight?
00:30
MrBeast
Рет қаралды 124 МЛН
ዘ-ኤርትራ ብ ኣወል ስዒድ / THE- ERITREA BY AWEL SAID
1:25:50
Evening News in Tigrinya for August 19, 2024 - ERi-TV, Eritrea
18:42
Eri-TV, Eritrea (Official)
Рет қаралды 11 М.
小丑揭穿坏人的阴谋 #小丑 #天使 #shorts
00:35
好人小丑
Рет қаралды 22 МЛН