ተቓዋማይ - ደጋፋይ / ኣወል ምስ ወዲ ባሻይ፡ ፊት ን ፊት PART ONE

  Рет қаралды 199,218

Hidmona

Hidmona

5 күн бұрын

Пікірлер: 1 600
@Hmars2018
@Hmars2018 3 күн бұрын
ኣወል ሃብሮም ። # ጽባሕ ቢንያም ግርማይ 1ይ ይወጽእ ትበል ላይክ ግበር @ ብስላም ክዉድእ ክኣ ናይ ኩሉ ኤርትራዊ ጾሎት'ዩ 5/7/24 Binam ቀዳማይ ወጹ 6\7\ 24
@Dombobiet.wedi.sahl.
@Dombobiet.wedi.sahl. 3 күн бұрын
Kwex e eyu ajona bini bini dagmay zeray deres 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@issuomer8393
@issuomer8393 3 күн бұрын
12:01 ​@@Dombobiet.wedi.sahl.
@user-co8zh4wy1t
@user-co8zh4wy1t 3 күн бұрын
ዋይ ኣንታ ላሓሲ ትፋኡ ንኹሉ ግዜ ኣለዎ
@user-if1ll1ct1r
@user-if1ll1ct1r 3 күн бұрын
Ya nekulu gegizeo alew bhezbi Eritrea mexiwat kebkie eyo awel anchewa​@@user-co8zh4wy1t
@user-bt9vq8pd7b
@user-bt9vq8pd7b 3 күн бұрын
Amlak entay yseano
@yordanoskifle3839
@yordanoskifle3839 3 күн бұрын
እዛ ስሐቅ ናይ አወል ከማይ ተከይፈኩም ላይክ ግበሩ ደቂ ሐዎቦይይይ❤
@user-xm4dd6lc3q
@user-xm4dd6lc3q 3 күн бұрын
Kkkkkkkk
@asmarina8019
@asmarina8019 3 күн бұрын
ናይ ብሓቂ ንጸላኢ አሕርር እየ ተብል::
@Bahrenegstatenterteiment
@Bahrenegstatenterteiment 2 күн бұрын
ፉሉይ ስምዒት አያ ትገብረለይ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 күн бұрын
ወዲ ባሻይ አንበሳ ከምኡ እዩ ኤርትራዊ አዲኢን ዓድን የሕሊፉ ዘይህብ ጂግና ወዲ ባሻይ አምላክ ይባርካ 💕🙏🏽🌷🦁🇪🇷🇪🇷🦁💕🙏🏽🌷
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 күн бұрын
መርሐባ መርሐባ ድምጺ አንበሳ መጸ መጸ አወል ዋልታ ሃገር እንቋ ብሰላም መጻእካና 🦁🦁💙❤️❤️❤️🦁🇪🇷🇪🇷🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁🦁🦁🙏🏽🙏🏽💙❤️💚የቀኒየልና
@miracle5115
@miracle5115 2 күн бұрын
If you are in opposition for the the paper why you carry a gun in Tigray to fight ata Jasus
@user-wh1jy4bt7t
@user-wh1jy4bt7t 3 күн бұрын
እዋይ እዛ ስሓቅ ናይ አወሊኖ ከተኸይፈኒ🇪🇷❤
@almazokubaslasie2161
@almazokubaslasie2161 2 күн бұрын
Wala niay kefi eya tihbeni 😂😂😂🇪🇷
@Eri91M90
@Eri91M90 2 күн бұрын
ዋላ ኣነ ሲሑቁ የስሕቀካ በስ😂😂😂
@EmmanuelMulugeta-oz6pg
@EmmanuelMulugeta-oz6pg 3 күн бұрын
አማራ አፍቃሪ ኤርትራ የጀግና ፣ ሐገር ፣ ድሮ በሮማ ጣሊያን በጦርነት ፣ ዘንድሮ ፈረንሳይ በስፖርት አንፀባራቂ ባለድል ፣ እኛ በናንተ ሁሌም ደስ ይለናል እንኳን ደስአላችሁ !❤❤❤❤
@loveelroi4453
@loveelroi4453 3 күн бұрын
Thank you Fano Hawey .. the victory is for Eritreans and for the whole Africa .. Thank you 🤩 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-rn3fi2fs1o
@user-rn3fi2fs1o 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@Merii25
@Merii25 3 күн бұрын
Love አማራ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@Tewelde-gp7pc
@Tewelde-gp7pc 2 күн бұрын
@@loveelroi4453you mean even for Tegaru agama?
@user-zb1wt9xc7w
@user-zb1wt9xc7w 2 күн бұрын
ከሚወደኝ ትግራይ ዓጋመ የሚጠላኝ ኣማራ ይሻለኛል ። ኣማራ ፍቅር ነው ❤❤❤❤❤
@asmeromtesfaslasie70
@asmeromtesfaslasie70 3 күн бұрын
ብመጀርያ ወዲ ባሻይ እንቋዕ ምስቲ ሓላል ህብኻ ተራኸብካን ኣብታ ቅድስቲ ሃገርካ ብሰላም ኣተኻ ይብለካ ።ብዝተረፈ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ፈጣሪ ደቂ ኤረትርይ ሓላላት ♥️♥️♥️♥️🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@andebrhanteklemariam9739
@andebrhanteklemariam9739 3 күн бұрын
ወዲ ባሻይ ብሓቂ ቃል ብተግባር ናትካ ምቅዋም ንጽቡቕን ዝጎደለ ንምምላእ ምንባሩ ዝያዳ ኣነጺርካዮ ጅግና ኢኻ ብሓቂ እቶም ከዳዓት ድማ ናብ ልቦም ይምለሶም ሕጉስ ናይ መገሻ ግዜ ይምነየልካ ኣወሊኖ ድማ እንኳዕ ገጽንገጽ ኣራኸበኩም ምስዚ ሕቡን ኤርትራዊ
@yonasmehari7863
@yonasmehari7863 3 күн бұрын
ኣነስ ንኣምላኸይ ኤረታዊ ምኻነይ ጌሩ ስለ ዝፈጠረኒ ብጣዕሚ ኢየ ዘመስግኖ ።
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 күн бұрын
😂😂😂😂 ካባኻ ስለ ዝበልጹዶ ኣይኮንካን ዑቕባ ሓቲትካ መሰልካ ተሓልዩልካ ፖስፖርቶም ተሰኪምካ ትነብር ዘለኻ!? መስኪናይ ኣሕዚንካኒ!
@angosomsium7575
@angosomsium7575 3 күн бұрын
Tay da koynika da gedifka ya wetsika?
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 күн бұрын
@@angosomsium7575 ካልአይቲ ኤርትራ ክደሊ'ዩ ተሰዲዱ😂
@hagosberhe1134
@hagosberhe1134 3 күн бұрын
ዮናስ ካልእ ኤረትራ ኣላ ድያ ወላ ነዛ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዘላ ንሳላሳ ዓመት ብሓደ ውልቀ መላኪ ትምራሕ ዘላ ሃገር እያ
@user-zw8cx1mq2g
@user-zw8cx1mq2g 3 күн бұрын
Haqeka yoni hawey eritrawi koynka ketefeter haben kurate eyu ❤❤❤🎉🎉🎉 ezom zeydeli texehfu ka hrer da belu emo yelen nab eritrean hagerey besegero dob ketatewu ekum
@biniamteklemariam2202
@biniamteklemariam2202 3 күн бұрын
ኣወል ጅግና (ኣቦይ ነገደ) እዚ ትዘርኦ ዘለኻ ስነ ልቦና ኣብ ደቅኻን ደቂ ደቅኻን ክሕፈስ ክትርኢ ተስፋ ይገብር ኣምላኽ ይባርኽካ
@FerwineHmekiel-pj7lx
@FerwineHmekiel-pj7lx 3 күн бұрын
Amen Amen 🙏🙏🙏❤️🇪🇷❤️
@ttsami2328
@ttsami2328 3 күн бұрын
Amen
@user-eg3vi2cx5b
@user-eg3vi2cx5b 3 күн бұрын
Amen 🙏
@danieltela-kd4ob
@danieltela-kd4ob 3 күн бұрын
ወዲ ባሻይ ሰባኣይ ኢካ ጌጋን ፈተነንን መናብርትና እዮም ይቅረ ምሕታትን ምባልን ድማ ልቦናዩ ብዝኮነ ትክክል ዉሳኔን ዘሕጉስን ዘኩርዕንዩ ኩራዕ
@beriyewedierey8797
@beriyewedierey8797 3 күн бұрын
መጻኻ ዶ ኣወል ዶ ክብለካ በዓል ድርብ ሓሞት ነቕ ዘይብል ሓየት ❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤💪💪💪💪
@traveltoeritrea7557
@traveltoeritrea7557 3 күн бұрын
ወዲ ባሻይ ተዓዊትካ! ይቕሬታ ዝሓተተን፡ለቕሕኡ ዝመለሰን ደቂሱ ይሓድር! በጥ ኢልካ ደቅስ ሕጂ! ናይ ታሪኽ ሕርኽራኽ ዘይብልካ! እዞም ተጋግዮም ዘለዉ መንእሰያት ፈጣሪ ናብ ልቦም ክምለሱ ይሓግዞም🙏🇪🇷❤️🇪🇷🙏
@hasanliafa6857
@hasanliafa6857 3 күн бұрын
ከዳዕ ኩልግዜ ከዳዕ እዩ
@asmarah3174
@asmarah3174 3 күн бұрын
​ንደቂ ሃገሩ ምስ ኋኖት ተዓሲቡ ሃገሩ ዝሸይጥ "ትግራይ ትዕወት" እናበለ ኣይትምህርቱ ክመሃር ኣይ ሰሪሑ ስድርኡ ክዕንግል፡ ንበየነ ንጋርድ ክኸፍል ዝደኸየ ድሑር ንስኻ ኢካ ዕሱብ ኤርትራዊ ተኾንካ። ትግራዋይ ትኽንካ ግን ምስ ሃገርካ ምኳን ንዓኻ ይምልከት።
@bltblt2473
@bltblt2473 3 күн бұрын
@@asmarah3174 ኣወል ከይቅየመካ ትግራዋይ ኣይትበል.
@michaelmarikos8813
@michaelmarikos8813 3 күн бұрын
​@@hasanliafa6857ውጻእ ቆንዳፍ ሓተላ ግለት። ከዳዓት ሰብ ጸሊም ታሪኽ ብዓል ንስኻ ኢኹም።
@GdghDfgh
@GdghDfgh 3 күн бұрын
ኣየ ጉሓፍ ውዕጊን​@@bltblt2473
@Xehaytv24
@Xehaytv24 3 күн бұрын
ደቂ ኤረይ ነዛ ኮመንት ተንብቡ ዘለኹም ፈጣሪ ምሉኡ ጥዕና ይሃብኩም ብር ክትብሉ ተሓጎሱ ኣብዛ ፕሮፋይለይ ጥዉቅ ኣቢልኩ ሳብስክራይ ግበሩለይ ሓደራ ሸለል ኣይትበሉኒ 🙏
@zeweldihaile2718
@zeweldihaile2718 3 күн бұрын
ኣወሊኖ መደብካ ብጣዕሚ ብሉጽን ሰሓብን እዩ፡ ሰሙናዊ መደብ እንተተቐብ ጽቡቕ ነይሩ፡፡❤❤❤🎉🎉🎉❤❤❤🎉🎉🎉
@nazrietgebrehiwet4745
@nazrietgebrehiwet4745 3 күн бұрын
ኣየወ ኣወለይ ን ዓይነት ኣይኩና እዛ ሐላል መሬት ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነላ ❤🇪🇷❤🇪🇷❤🇪🇷
@AmarAnkeli
@AmarAnkeli 3 күн бұрын
ኣወሊኖ ጅግና❤❤ሮሞዳን ኣዉልያይ ረሲዕካዮ ዓፈር እዩ ሮሞዳን ዉን🙏🙏🙏
@Gawl_Nation
@Gawl_Nation 3 күн бұрын
ztesewu tray iyu mesleni teqisu, tezey tegagye,
@AmarAnkeli
@AmarAnkeli 3 күн бұрын
@@Gawl_Nation እወ ኩሉ ህዝቢ ዓፈር ተቃሊሱ እንድዩ ከም ሃገሩን ከም ኩሉ ኤርትራዊ እቶም ህቡታት ተቃለስቲ ዓፈር ኣብ ታሪኽ ኤርትራ ጠቂሱሲ መ/ጀ ሮሞዳን ኣዉልያይ ምስኦም ክጠቅሶ ኔርዎ ኢለ እየ።
@Gawl_Nation
@Gawl_Nation 3 күн бұрын
@@AmarAnkeli ብሂወት ኣሎ ሜጀር ጀነናር ብጻይ ኣውልያይ፡ እቶም ዝጠቀሶም ግን ዝተሰውኡ ጥራይ እዮም እየ ኢለ ኣነ ክኣ ክቡር ሓው
@hagosfessehaye31
@hagosfessehaye31 3 күн бұрын
​@@AmarAnkeli....bhwet zeylwu eyu ktqes xnhu,so Romadan still bhwet ksab halewe ,ayxwoun
@AMOWedi
@AMOWedi 3 күн бұрын
Romdan awliya tigre eu bro
@kehab0408
@kehab0408 3 күн бұрын
thank you ኣወሊኖ። ዓለቅቲ ሓሳባት ሕዋሓት ዝሓዙ ኤርትራውያን ኢና በሃልቲ፡ ጸየቅቲ መኣዲ፡ ኣብ ኩሩምትና ኣቴም፡ ደም ኣትፉኡና ኣለዉ። ከመዚ መደብ ንክበዝሕ ይላቦ። ዓዲ ሰማእታት ዓዲ መዝገብ ፍቅሪ። ወትሩ ሃገረይ።
@Muniagxfgyddgi7
@Muniagxfgyddgi7 2 күн бұрын
Listen ata terf agame Afar we are all the same and red sea belongs to Afar people
@helenberhane7113
@helenberhane7113 2 күн бұрын
😂😂😂😂 ms Ms Tigray msana hade kunkuwa hade bahlna hade nkunen neru ayserhen 😂😂 hji dma Afar hzibi hade eina jemirkum 😂😂 ketsiluwo tray hlmi aytekuartu😂😂 ​@@Muniagxfgyddgi7
@meharitsegay9674
@meharitsegay9674 3 күн бұрын
ደስ ዘብል ኢሂን ሚሂን፡ብፍላይ ሓሳብ ናይ ወዲ ባሻይ ንጹርን ክሰዓብን ዘለዎ ኢዪ ስለዚ ናብ ኩሉ እቲ ዝጥቀስ ዞባታት ክዘውርን ከስተምህርን ደስ ምበለና ብፍላይ ኣብቲ ጸላእትና ዝጠቅስዎ ዞባታት፡ ኣነ ብጣዕሚ ኢዩ ደስ ኢሉኒ ምስ ህዝቢ ዝገበሮንዝተዋህቦ ግብረመልስን ኤርትራዊ ግብረመልሲ ነይሩ፡ስለዚ ክጉስጉሰሉ ኣለዎ፡❤❤❤❤❤❤❤❤
@kiflayandemichael5982
@kiflayandemichael5982 3 күн бұрын
ኣወል ኣንበሳ ወዲ ሓላል መሬት ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@demmetgarza3618
@demmetgarza3618 3 күн бұрын
WOW ብጣዕሚ ጹቡቅ ተበግሶ ሓውና ወዲ ባሻይ 🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊🇪🇷👏🕊ናይበሓቂ እንኮዕ ናብ ኣዴኻን ዓድኻን ብሰላም መለሰካ🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹 ሓላፍነት ወሲዱ መንግስተይ ብገበን እንተሓተተኒ ውን መቅጻዕተይ ክቅበል ድልው ኢየ ብምባሉ ጅግንነትን ድልውነቱን ኢዩ ዝገልጽ ዘሎ 👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏👏
@Okubaymogesmesfin
@Okubaymogesmesfin 3 күн бұрын
ኣወል ሓውና ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ ከማኻን ካልኦት ከምዚ ከማኻን ዝሃበና ፈጣሪ ኣዚና ነመስግን። ብጣዕሚ ኢና ነመስግነካ ከምዚ ጌርካ መልሲ ትህቦም ዘለኻ። Thank you From seattle USA
@mechaelberhane3711
@mechaelberhane3711 3 күн бұрын
ሃገረይ ንበል አጀካ ወዲ ባሻይ 💝🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏🙏🇪🇷ዋጋ ከፋልና ደሐን እረቲ እዩ ተዓጹወ 🙏🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🇪🇷🇪🇷💝🇪🇷
@negagebregergis7262
@negagebregergis7262 3 күн бұрын
ኣወል ብሃቂ ብዛባ ተቃዋማይን ደጋፋይን ዝግበር ጎስጋሳትን ኣግላልጻካ ብጣሚ ፈትየዮ ክህተቱ ዘለዎም ህቶታትን ዕላማን ስለ ዝገለጽካዮ ጽቡቅ ገርካ በርትዕ።
@mussiedebrezion554
@mussiedebrezion554 3 күн бұрын
Thank you Wedi Bashai you made a right decision and thank you Awel too keep up good job.God bless Eritrea 🇪🇷🇪🇷🙏🙏🇪🇷🇪🇷
@er-uq6we
@er-uq6we 3 күн бұрын
ወዲ ባሻይ ኣብነት እንቋዕ ኮንካና እመበር ሕጂ ደኣ ኩላትና ኣብዚ ፌራ ደምበ ተቃውሞ ዝነበርና ሃገርና ክንከይድ ኢና
@woldaislassie2930
@woldaislassie2930 3 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂
@habenhadish938
@habenhadish938 3 күн бұрын
😂😂😂😂 ወርሒ ቀኒካ ከኣ ትምለስ፡ ክትነብርዋ እንተትከዱ እኮ መድነቅናኩም፡ ግን ክትነብሩ ኣይትከዱን ኢኩም ንኤርትራ። ተዛዊርካ ምምጻእ ናይ ቱሪስት እምበር ናይ ወዲ ዓዲ ኣይኮነን። ብዝኮነ ሰናይ መንገዲ ሓውና። ብሰላም በጺሕካ ተመለስ። ክፉእ ኣይርከብካ።
@dawitgebrat1878
@dawitgebrat1878 3 күн бұрын
ሰላይ ውን ኔሩ ይከውን😀 🤝❤🕊
@asmarah3174
@asmarah3174 3 күн бұрын
​@@habenhadish938ንስድርኡን ሃገሩን ክሕግዝ ምንባር ኣብ ዓድ እዩ ኣይትሰከፍ። ትግራይ ትግራይ ክትብሉ ፍቐዶ ጎደና ንትግራይዶ ወሪድኩም ኢኩም?
@ghirmajtekie5187
@ghirmajtekie5187 3 күн бұрын
Haqi aymselka kbur haw! Seb srah seb elama eyom! Keytitibesa 😉
@khasaihailetedla8105
@khasaihailetedla8105 3 күн бұрын
ወድባሻይ እንቅዋዕ ትፈትዋ ዓድሓን ህዝብኻን ኣርኣየካ ኣወልዙ23 ዕድመን ጥዕናን ንዓኻ ኤሩ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@wediqeshi6030
@wediqeshi6030 2 күн бұрын
እስከ ኤርትራዊ ዝኮንካ ላይክ ግበር ደቂ ዛ ሓላል መሬት🇪🇷
@zufanabraham9446
@zufanabraham9446 3 күн бұрын
ከዓ መጸ መጸ አወሊኖ ብርሀን ገጹ እንካዕ ብደሐን መጻኸ ክብረት ይሀብካ ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ በጀካ ሐደ አምላኽ አብዚ ዓለም ዘይጋገ የለን ተጋግዩ ይቅርታ ሐቲቱ አን ምስ ሀገረይ ህዝበይ መንግስተይ ዝበለ ተባዕ ወዲ ባሻይ አገናዕ ንብዙሐት ዝተጋገዩ አሕዋትና አርአያ ብምኻንካ ከየመስገንኩኻ አይሐልፍን እግዚአብሔር ይባርኽካ እታ ትቅጽል ከአ ብሀንቀውታ ንጽበ ዘልአለማዊ ዝኽርን ክብርን ንሰማእታት ኤርትራ ወትሩ ዓወት ንሐፋሽ 🙏🇪🇷👍❤️
@user-hw9yx4jx3x
@user-hw9yx4jx3x 3 күн бұрын
ኤርትራውነት ክቡር መንነት። ኣውል ጂግና ጽቡቅ መደብ።ወዲ ባሻይ ጂግና ንፍዕ ሂን ሚሂን ጽቡቅ ምርድ ዳእ ኢዩ። ክብሪ ንመንደላይ። ክብርን ሞሳን ንሓይልታት ምክልካል ኤርትራ።ክብርን ሞጎስን ንሰማኣታትና።
@EdenTesfatsion-qj2jx
@EdenTesfatsion-qj2jx 3 күн бұрын
Thank you very much for your poem 🙏 excellent interview with Woody bashy.😊
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 3 күн бұрын
ተመስገን 🙏🏽❤️🙏🏽አምላክና አሰይ አሰና እዛ ኤርትራና 🇪🇷🇪🇷💎❤️🦁 ዓይኒ ሐሳድ ይድፈነልና ::
@kudus1
@kudus1 3 күн бұрын
መርሓባ ድምጽኻ ኣይትሓባ ኣወሊኖ ነብሲ ❤❤❤
@SamiSheqa-lm1th
@SamiSheqa-lm1th 3 күн бұрын
ጥዑም ድምጹ ኣወሊኖ 👑👑👑 ❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@amlesettekie6223
@amlesettekie6223 2 күн бұрын
Thank you Awelino. ንወዲ ባሻይ ብምቅራብካ ብጣዕሚ ጽቡቕ እዩ። እዞም ኩሎም መናእሰይ በዓል ወዲ ባሻይ ዘኾብለልዎም ክመልስዎም ሓላፍነቶም እዩ።
@senaitbereket9301
@senaitbereket9301 7 сағат бұрын
Bitami kulu bisenkom eu izi kulu meniseyat fahi elom iwe hiji da memlesi yfterelom fetari 😢
@weldeabsolomon5741
@weldeabsolomon5741 3 күн бұрын
Thank you Awel hero, Welcome wedi Bashay, nay sdrabiet kurya nhade mealti yu, enquae nab lbka temeleska!👌👍🇪🇷
@edenpazom9452
@edenpazom9452 3 күн бұрын
መርሐባ መታዓቢቲ ፊሪቂ ሐይሊ ኤሪትራዊ ድሀይካ አይታሐባእ ብርዕካ ይሰሰን አወለይ ብሉጽ ❤❤❤🇪🇷❤❤❤ጻማካ ሐፊሲካ ኢካ አጆና።
@abebaderar8298
@abebaderar8298 3 күн бұрын
ዋው ዋው እንቛዕ እዚ አርአየና ወዲ ባሻይ አብነታዊ ኤርትራዊ ኢኻ እሞ እቶም ብዘይ ፍልጠት ኮብሊሎም ዘለዉ ከምዚ ናትካ የማስልም 🇪🇷🌺❤️
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 3 күн бұрын
The bright future has come and our beloved country going to be the best example of Africa. My people your unity and fight is giving the result. Awel amazing service as always keep going ✊🏾✊🏾✊🏾✊🏾🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@idrisadam4097
@idrisadam4097 2 күн бұрын
Eri100, Eritrea ket enbib etekoyna ab Eritrea democracin fithin kenages alwo plus check and balance. Peace
@eri100eritrawit9
@eri100eritrawit9 2 күн бұрын
@@idrisadam4097 every single thing has its time the stability is important look around horn Africa what is going on. Don’t tell me there is democracy in Kenya Ethiopia and more. Our country is more strategic in earth and we have to be careful about our dignity 🇪🇷
@idrisadam4097
@idrisadam4097 Күн бұрын
@@eri100eritrawit9 At least In Kenya and Ethiopia people are allowed to express their view freely and demonstrate. There is freedom of expression but in Eritrea not at all. Fatri balu yatsbiko.
@fishwish2719
@fishwish2719 3 күн бұрын
Wellcome Awellino 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷 ጸረ ጁንታን ፡ "ትትን"( ትግራይ ትግዕር)!!!ወዲ ባሻይ 🌹🌹🌹 ሞዴል ቶም ናብ ዉነኦም ዝምርሹ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@zerautewelde501
@zerautewelde501 3 күн бұрын
ERi 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️💪💪💪🙏 Eritrean dignity ወነም ሕቡን ኢርተራዊ አወል ሰዒድ።
@mehretwoldai9237
@mehretwoldai9237 3 күн бұрын
መርሓባ ሂምቦል ሓውና ንትገብር ደለኻ ጻዕርታት ማሃርን ሓጋዝ እዩ ንዓና ነቲ ዘይፈልጥ ክፈልጥ ክትምህር ጊዜኻን ፍልጠትኻን ብጣዕሚ ነመስግነኻ አብ ሂወትኻ ሰላምን ጥዕናን ፍቅርን አብ ስራሕኻ ዓወትን አሳልጦ ይምነየልኻ።🙏🏽🙏🏽🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️🌹👍.
@nazrietgebrehiwet4745
@nazrietgebrehiwet4745 3 күн бұрын
ካብ ጌግኦ ድምሀር ለባም እዩ ወዲ ባሻይ ጅግና ኢካ ብሐቂ እልልልልልልልል ኢለልካ ኣለኩ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@azebghidey6457
@azebghidey6457 3 күн бұрын
እንቃዕ ናተይ ኮንካ ኣወሎኖ ውዲ ኣርካናት ገድሊ ውላድ ሳዋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🤗🤗🤗⛪⛪⛪🕌🕌🕌💐💐💐♥️♥️♥️
@user-et2le6su5q
@user-et2le6su5q 3 күн бұрын
አወል በርቂ ነጎድጓድ ነበልባል ጅግና እንክእ እሰይ ኤርትራ ወለደትካ አታ መህጎስ መስደመም ፈጣሪ አድመን ጥእናን ይሀብካ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹 ❤🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@user-zl2lz3pq8k
@user-zl2lz3pq8k 3 күн бұрын
Pew I have never been so proud to be Eritrean and all our people are making history!! God is always good....thanks man!! What a lesson!!
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 3 күн бұрын
አምላክ ❤️🙏🏽❤️ ንሃገርና ኤርትራ 🇪🇷🦁🇪🇷ባሪካ ሰላምን 🕊️🕊️ፍቅርን ❤️❤️አውርደልና ❤️🇪🇷🤲🏼
@AsterMekonen-qn9rd
@AsterMekonen-qn9rd 3 күн бұрын
አወል ሓውና ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ ዓባይ ትምህርትን ማሃሪትን እያሞ የቀንየልና ንብለኩም ንክልቴኩም የሕዋትና
@eriwood6056
@eriwood6056 3 күн бұрын
ኣወለይ ክንድ ሺሕ 😍😍😍😍 ናይ ብንያም ግርማይ ከም decument ወይ ብግጥሚ ጌርካ ስርሓልና pls ናትካ እዩ ትኽ ኢሉ ኣብ ልብና ዝአቱ 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@lsanbahgimelody9307
@lsanbahgimelody9307 3 күн бұрын
ዝቐለለ ፍታሕ ንህዝብታት ቀርኒ ኣፍሪቃ ንሕውሓት ካብ ገጽ ምድሪ ምጥፋእ ጥራሕ'ዩ ቲ'ምርጫ:ነዚኣ ክገብራ ዝኽእል ድማ ሻዕብያ ጥራሕ'ዩ:ስለዚ ነዚ ግዳይ ኮይኑ ዘሎ መንእሰይ ብኣውራጃ ፈላሊኻ ሃገር ኣብ ማዓሙቅ ጉድጋድ ክትሽመም ዕላማ ሕዋሓት ክንነቕሓሉ ይግባእ።ኣብ ቅኑዕ ይኹን ኣብ ጌጋ ወትሩ ሃገረይ🇪🇷❤🇪🇷❤
@menasieskwg7453
@menasieskwg7453 3 күн бұрын
Awelino ጅግና ፥ በርትዕ ኣጆኻ ፥ ንህዝብኻ ኣተርንዕ ❤❤❤❤❤❤❤
@simonbeyene7279
@simonbeyene7279 3 күн бұрын
የቀንየልና ኣወለይ፡ ዝገርም ሓቂ ብ ንጹር ቃላት ወዲ ባሻይ። part 2
@millionghirmai8045
@millionghirmai8045 3 күн бұрын
ኣወለይ ኣብ ልብና ሰፈርካ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@genetaraya8233
@genetaraya8233 3 күн бұрын
እወ አታ ጀግና ኤረትራዊ አወል መጸ መጸ እዝ አንበሳ ተዓወት🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷♥️♥️♥️
@ghenetasmerom631
@ghenetasmerom631 3 күн бұрын
ወዲ ባሻ አንበሳ እንቋዒ ናብታ ትፈትዋ ሃገርካን ትፈትዋም ስድራቤትካ አምላክ አርአያካ🙏🏽❤️🦁🇪🇷 ጂግና ወዲ ባሻይ ዚበልካዬ ቃል አብ ተግባር አርአካዬ እንቋዒ አምላክ እዚ አርአየካ ንስካ ተሐጉስካ ናዓና እዉን ተሐጉስና ኢና አነ ዚብለካ 🦁አንበሳ ጂግና 💪🏾 አምላክ ይባርካ 🇪🇷🦁❤️🙏🏽💕💪🏾
@user-pl5lc7uq7q
@user-pl5lc7uq7q 3 күн бұрын
እዚ ወዲ ባሻይ ብልቦና ይቅሬታ ኣባህልኡ ደስ ዘብል እዩ ዝውሓጥ ዘረባ❤❤❤❤
@alexanderermias143
@alexanderermias143 3 күн бұрын
መርሓባእ ወዲ ሓዎቦይ እንዃዕ ብድሓን መጻኻ ኣወሊኖ
@gherekiflay1484
@gherekiflay1484 3 күн бұрын
Nay bhaqi wedi bashay ጅግና ኢካ ምክንያቱ ብጾትካን መሳቱካን ዝቀረበርካላ ሃገር ከምቲ ኣብ ሙውሓሳ ሎሚ ዉን ኣብ ምሕዳሳ ዓቢ እጃም ብምስታፍካ ተሓቢነልካ
@Surbana15
@Surbana15 3 күн бұрын
ኣወሊኖ ጅግና እንቃዕ ብድሓን መጻካ ደቂቕ መመሸጥ ኢለካ ኣለኹ መጽረዪ ጭብ, ኩሉ ተቕርቦ ሓቀኛን መሃርን መደብካ ነመስግን 🇪🇷🇪🇷ወትሩ ዓወት ንሓፋሽ 💪
@regatyeman4031
@regatyeman4031 3 күн бұрын
ኤረትራውነት ክቡር መንነት ,ጅግና ኣወል 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🦁👍
@Meriamhuah1863
@Meriamhuah1863 3 күн бұрын
አሰይ አሰይ ደቂ ኤረይ ብርሀን አዩ ቅድሜና ኣወልና ጡዑም ድሀይ 🙏❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🌹🌹🌹💯💯💞
@user-vy9bp2kx1b
@user-vy9bp2kx1b 3 күн бұрын
ንበረልና ንበረልና ኣወል ወድና ጀጋኑና ኣይ ተሰውኡን ከማኻ ዘፍሮይልና ታሪኽና ዘዘንቱ ዕድመን ጥዐናን ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@awetbariagaber
@awetbariagaber 3 күн бұрын
Awelino ! I don't have enough word for you. Thanks ❤❤❤❤❤❤❤❤
@asterzerazionwawwwww
@asterzerazionwawwwww 3 күн бұрын
Amen This is Eritrea My Brothers and Sisters of Eritrea God Bless Haweba Awel Said Natna God Bless this Man and his all love ones too Proud to Be your Sister ❤❤❤❤
@Merhawi-rn3go
@Merhawi-rn3go 3 күн бұрын
ጽግዕ ጽግዕ በሉ ኣወል መጸ ብርዖ ዝመንጽፉ ደቂ ኤረይ ❤❤❤
@hagerawiae604
@hagerawiae604 3 күн бұрын
ይበል፡ ሓውና ኣወል። እዝኒ ዘሎዎ ይስማዕ፡ ዓይኒ ዘሎዎ ይርኤ፡ ኣእምሮ ዘሎዎ ድማ ይሕሰብ። በሎም ጥራይ... ።
@HarienaGhezai-do8so
@HarienaGhezai-do8so 3 күн бұрын
Aweal hero❤❤❤.....we are Eritrean 🇪🇷 one million times Eritrean and proud of eritrean......God bless our beloved country.
@danbrukh3827
@danbrukh3827 3 күн бұрын
ህድሞና ከም ወትሩ ጽቡቕ መደብ ኣቕሪባትና። ወዲ ባሻይ ጅግና፡ ናይ ብሓቂ ስራሕ ጅጋኑ ኢኻ ሰሪሕካ።
@aklilughebretnsae295
@aklilughebretnsae295 3 күн бұрын
Peace and love ❤❤❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷 the winner takes All Awet Nehafash
@bisrattecle5640
@bisrattecle5640 3 күн бұрын
Thank you brother you do great job always keep going 🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🙏🙏🙏
@mollieabrham173
@mollieabrham173 3 күн бұрын
I can’t wait part two!! Well done deki Ere 🇪🇷 🇪🇷😎
@sebmekseb1214
@sebmekseb1214 3 күн бұрын
እዋይ ይመውት ኣለኹ ብስሓቕ ኣወሊኖ ምስ ወዲ ባሻይ ዕድመን ጥዕናን ይሃብኩም ክክክክክክክክክክክክ እውይ ነቢዐ ብስሓቕ 9 ሰባት ኣብ ሽረ ወሪድና ክንዋጋእ ንሓንቲ ቢሄር ናይ ኤርትራ ሓደ ሰብ ማለት እኮ እዩ።
@user-sz2kr1fy1d
@user-sz2kr1fy1d 3 күн бұрын
Thank you awel seid 🇪🇷💪🙏
@selamberhe2807
@selamberhe2807 3 күн бұрын
መርሓባ አወሊኖ 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 🇪🇷 ❤❤❤❤
@user-zn5yt5ti5j
@user-zn5yt5ti5j Күн бұрын
ይቅረታ ዝሓትት ተባዕ እዩ እሞ ን ወዲ ባሻይ ላይክ ሃቡለይ።
@user-yu4sp8dt6g
@user-yu4sp8dt6g 2 күн бұрын
ጽቡቅ ስራሕ ኣወሊኖ ቀጽሎ ወዲ ባሻይ ካኣ እንቆዕ ናብ ዓድካን ሃገርካን ንሰላም ኣብጸሓካ።
@ZEYNEB1964
@ZEYNEB1964 3 күн бұрын
ዕምርን ዓፍያን የሃብካ ከማኻ ይብዝሑ ኣወሊኖ ❤🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤🤴
@user-sb9eo8gv1t
@user-sb9eo8gv1t 3 күн бұрын
🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤❤❤❤❤ኤርትራና❤❤❤
@angesomselemon3375
@angesomselemon3375 3 күн бұрын
ወዲ ባሻይ ኣወል ብጣዕሚ ጽቡቅ መደብ❤❤❤❤
@TomTom-dj7bq
@TomTom-dj7bq 3 күн бұрын
ዋዉ ኣወሊኖ መቅሰን እንቋዕ ሓወይ ኮንካ ፡ ብራቮ ሓያል መንእሰይ ኣምላኽ ይሓልውካ ።
@user-qd5is6ky1h
@user-qd5is6ky1h 3 күн бұрын
መርሓባ ጅግና Welcome
@mehariyohanes6878
@mehariyohanes6878 3 күн бұрын
ጽብቅ ስራሕ ወድባሻይ ብጣዕሚ ደስ ዝብል ትምህርቲ
@AdaRaMs402
@AdaRaMs402 3 күн бұрын
ወዲ ባይ ኣጆኻ ንኹሉ ርኢኻ ናብታ ትምካሓሉ ህዝብኻን ሃገርካን ብቁንዕ ይቅሬታ ተመለስካ ።
@estifanoskidane224
@estifanoskidane224 3 күн бұрын
Welcome back home Wedi Bashay!! 💪🏽🇪🇷
@user-mh6hh1fq1p
@user-mh6hh1fq1p 3 күн бұрын
Mexe mexe jigna we'd rimey halal selamika ybizah Eritreawenet kubur meninet🙏🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@fitsumghebreselassie9600
@fitsumghebreselassie9600 3 күн бұрын
Thanks for sharing your experience my dear brother 🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️❤️🌹🌹🌹🙏🙏🙏🙏💪💪💪
@vietanamawi
@vietanamawi 3 күн бұрын
ኣነ ዝገርመኒ ነዚ ሰብኣይ ኣቦ ዝብልዎ ትርጉም ናይ ኣቦ ይፍልጥዎ ድዮም ንውላዱ ካብ ገዛ ሰጊጉ ዝብኢ ከይበልዓካ ዝብል ኣቦ ኪኖ ሓጹር ይደርበ በጃኹም ንመን ተምልኹ ኣለኹም ፍለጡ
@eritreaasmerom860
@eritreaasmerom860 3 күн бұрын
አወልን ወዲባሻይን ጽብቅ ትምህርቲ ካላአይቲ ብሃንቀውታ ንጺበያ አምላክ ይባርኩም ክልተ ጀጋኑና 🙏🏽🙏🏽🙏🏽🦁🦁🇪🇷🇪🇷💕💕💕
@michaelnatey5056
@michaelnatey5056 3 күн бұрын
❤❤❤❤❤ኣወሊኖ ጅግና እንቛዕ ብሰላም ማጻካና ❤❤❤❤❤❤❤
@akberetghirmai9790
@akberetghirmai9790 3 күн бұрын
Waww Aseyyyyy Nay bihaqi zixibeya zixnahku Awelino Meglxisi yebileyn kemey dika tehguseni 🇪🇷🇪🇷❤️🇪🇷❤️🇪🇷🇪🇷
@sabasimon4736
@sabasimon4736 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ጽቡቐ ደቂ ኤርይ የቐንየልና ሰለ እቲ ኩሉ ትገብርዎ ዘለኹም ጻዕሪ ነመስግነኩም ሰስኑ ደቂ ኤረይ 🙏🙏🙏🙏👍👍✌🏾✌🏾✌🏾❤️❤️❤️🌹🌹🌹🌹🌹🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@AHMED-hx1pz
@AHMED-hx1pz 15 сағат бұрын
welcome back Awelino⭐️ kemo ka nice to see with you our brothers wedi bashay peace and love to Great Eritrea ✌️🕌🕌🕌🏫🏫🏫9️⃣🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪🐪💐💐💐💐
@letinaabraha2856
@letinaabraha2856 3 күн бұрын
Awel Sied gezana Eritrawi teawet teawet💪💪💪🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷❤️❤️ ❤
@user-gr3qh4ti8o
@user-gr3qh4ti8o 3 күн бұрын
How can i donate for hawina?
@user-wv8gg4eb3m
@user-wv8gg4eb3m 3 күн бұрын
debas eba belely....debisna kabzi kulu halewulew
@zemenselam5454
@zemenselam5454 3 күн бұрын
Merhab
@wedigashlove
@wedigashlove 3 күн бұрын
Hezbi Eritrea fetha yedeli alo zerbakum keynseme ezenan axina ena
@tsegayteweldebrhan9499
@tsegayteweldebrhan9499 3 күн бұрын
@@wedigashloveአታ ቖንዳፍ ዓጋመ ጉዳይ ትግራይኩም ግበሩ ናይ ኤርትራ አይምልከተኩምን እዩ! ኤርትራ ንኤርትራውያን ግደፍዋ🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷, ክንሰምዓኩም ኣይንደሊ ክትሰምዑና ኣይንደሊ ኪዱልና አቱም አትማን ቆራዲድ።።።።
@getahuntesema9016
@getahuntesema9016 3 күн бұрын
ኣወል መቅሰን ሓላል ነብሲ ንፀላእትኻ ዕረ ዘይትድፈር እምኒ ዓረ
@danielb8575
@danielb8575 3 күн бұрын
❤🎉❤ Welcome Awel Saed Hawey! Proud of you. Proud of being an Eritrean.
@EseyasGrmay-zw5yt
@EseyasGrmay-zw5yt 3 күн бұрын
Awel sied jgna wedi bashay zhgus ❤🎉🇪🇷❤🎉🇪🇷🎉❤🇪🇷❤🎉🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@amenhiwet1313
@amenhiwet1313 3 күн бұрын
Bravo 👏 👏 ❤❤❤wedi bashay wedi Eritrea 🇪🇷 👏 👌 🙌 👍
@tekesteghere1437
@tekesteghere1437 3 күн бұрын
ተዓወት ኣወል ❤❤❤🎉🎉
@merontekleab8257
@merontekleab8257 3 күн бұрын
ደርፊ ቀይር ኣወሊኖ እዚኣ ክሳብ ዝኣክላ ሰሚዕናያ ኢና🎉🎉🎉
@ALMAZEmmaniel-fd5qw
@ALMAZEmmaniel-fd5qw 2 күн бұрын
ብጣዕሚ ደስ ዝብል አወልን ወዲባሻይ ክልተ የሕዋት ክፋቀሩ ጸላኢ የባርሩ❤❤❤ ዋይ ዓደይ ቁርዲድ ዝኮኑ ጎረቤት
Happy 4th of July 😂
00:12
Pink Shirt Girl
Рет қаралды 32 МЛН
Always be more smart #shorts
00:32
Jin and Hattie
Рет қаралды 47 МЛН
Vivaan  Tanya once again pranked Papa 🤣😇🤣
00:10
seema lamba
Рет қаралды 32 МЛН
Самое Романтичное Видео ❤️
00:16
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 3,8 МЛН
እንታይ ይበሃል ኣሎ ሕቶታት ህዝቢ?
34:27
ክልቲኦም ደቀይ ወሲዶሙለይ  josias denden
18:39
JOSIAS DENDEN TUBE
Рет қаралды 35 М.
One Two Buckle My Shoes ! #spongebobexe #shorts
0:17
ANA Craft
Рет қаралды 43 МЛН
Какая Милота ❤️
0:10
Глеб Рандалайнен
Рет қаралды 2,9 МЛН
When dad sneezes 😱😵‍💫 LeoNata family #shorts
0:26
LeoNata Family
Рет қаралды 3,6 МЛН
САМЫЙ ЖАРКИЙ ШТАТ (@therealoscarmendez - TT)
0:23
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 3,7 МЛН