ትርጉም እዚ ዝወጸ መግለጺ ንዓና እንታይ'ዩ፧ ምስ ዲያቆን ሳሙኤል

  Рет қаралды 1,244

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ

Күн бұрын

Пікірлер: 9
@selambetenna
@selambetenna 9 сағат бұрын
ንሻድሻይ ዘይቀኖናዊ ፓትርያርክ ንምንጻግ ሓያሎ ምኽንያታት ኣለዉ ገለ ካብኡ፤ 1) እቲ ቀንዲ ምኽንያት ንቀኖና ቤተ ክርስቲያን ብግልጺ ረጊጽካ ምግባሩ እዩ። ብመሰረት #30 (ወይ #31) ኣብ ሓዋርያዊ ቀኖና "ዝኾነ ጳጳስ ብሓገዝ ግዝያዊ ሓይልታት(መንግስቲ)ሥልጣን ቤተ ክርስቲያን እንተ ረኺቡ ምስ ኩሎም ምስኡ ዝረዳድኡ ካብ ስልጣኑ ይእለን ይስጎግን።" 2) ጉዳይ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ሰማዕት እምበለደም ግቡእ መፍትሒ ኣይረኸበን። 3) ኣቡነ እንጦንዮስ ብህይወት እንከለዉ ክልተ ዘይቀኖናውያን ፓትርያርክ ኣቡነ ዲዮስቆሮስን ኣቡነ ቄርሎስን ብዘይግቡእ ራብዓይን ሓሙሻይን ፓትርያርክ ተባሂሎም ተሰይሞም። 4) ድሕሪ ዕረፍቲ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ሰማዕት እምበለ ደም፡ እዚ ፓትርያርክ ክሽየም ዘገርም ሰለስተ ዓመት ወሲዱሉ። ብግቡእ መዳይ ከም ራብዓይ ፓትርያርክ እምበር ከም ሻድሻይ ክውሰድ የብሉን። ምኽንያቱ እዮም ክልተ ዘይሕጋውያን(ዘይ-ቀኖናውያን) እዮም። 5) ብሓቂ ክርአ ከሎ ሓሙሻይ ፓትርያርክ ኣቡነ ቀርሎስ ብ12 መጋቢት 2022 ዓ.ም. ይኹን እምበር ሲኖዶስ ንረብሓ መን ቀዳምነት ከም ዝህብ ብዘደንጹ መንገዲ ኣብ መሪሕነት ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ንነዊሕ እዋን ክፍቲ ቦታ ከም ዝኾነት ይግለጽ። 6) ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ፓትርያርክ ክርስቶሳዊ መርገጺ ክሕዝ ትጽቢት ይግበር፣ ንኹሎም ምእመናን ብተወፋይነት ይቕሬታን ሓቀኛ ዕርቂ ምስ ታሪኽና ክመርሕ ትጽቢት ይግበር። እዚ ሓቂ ክኸውን ጥራይ ኢና ተስፋ ክንገብር እንኽእል። 7) ጸሎትና ብልቢ ክስማዕን መለኮታዊ በረኸት ኣብ ህዝብና ክዕምብብን ቤተ ክርስቲያን ንኹሎም ደቃ ካብ ምድፋእ ንደገ ብኽፉት ኢድ ክትቅበሎም ኣለዋ። “ብትሕትና ዘበለን ብለውሃትን ብህድኣትን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተጻወርኩም፡ነቲ ሕብረት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ጌርኩም ክትሕልውዎ፡ ተጋደሉ።ከምቲ ብሓንቲ ተስፋ ጽውዓኹም እተጸዋዕኩም ድማ፡ ሓደ ስጋን ሓደ መንፈስን እዩ፡ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡” ኤፌሶን 4:2-5 ንብደሙ ዘጥረያ ቤተ ክርስትያና ይሓልዋ! ንሃገርና ድማ ሰላም ይሃብ።
@ኪዳንኪዩኣደይ
@ኪዳንኪዩኣደይ 2 сағат бұрын
Kale hiwet yesmalna sdrana bereketom tselotom nay kdus abona Antonios ayfeleyena💝 🙏🏻
@Bereketghidetesfazghi
@Bereketghidetesfazghi 9 сағат бұрын
Amlak ymesgen ezi qalkum si haqi sle zkone du...bhaqi eyu lbka zibelie Ab haqi knnebr si amlak menfesu lieku yexniana Xega amlak yebzhalkum....Nhna kea kalkum semiena bwhudu xegiaukum knkewn Bereket nay abona ayfeleyena!
@mussiewelday9370
@mussiewelday9370 7 сағат бұрын
Enda reayu kem zeayu ena semu kem zeysemu ntefi alena qele hiwet yesmalna kuburat yehwat amlak ayne lbonana ykfetelna
@selambetenna
@selambetenna 9 сағат бұрын
Why Should We Reject the Sixth Uncanonical Patriarch? There are several significant reasons to reject the sixth uncanonical patriarch: 1) The primary reason is his blatant disregard for church canon. According to #30 (or #31) in The Apostolic Canons: "If any bishop obtains possession of a church by the aid of temporal powers, let him be deposed and excommunicated, along with all who communicate with him." 2) The situation surrounding Abune Anthonios, the confessor, remains inadequately resolved. 3) Two uncanonical patriarchs, Abune Dioscoros and Abune Kerlos, were improperly designated as the fourth and fifth patriarchs while Abune Anthonios was still living. 4) After the passing of Abune Anthonios, the confessor, it took an astonishing three years for this patriarch to be appointed. He should technically be regarded as the fourth patriarch, not the sixth. 5) In fact, it should have taken no more than 40 days after the death of the fifth patriarch, Abune Kerlos, on March 12, 2022, for a new patriarch to be established. However, it is painfully evident whose interests the Synod prioritizes, leading to a prolonged vacancy in the Holy Church's leadership. 6) In the Orthodox Tewahdo Church, the patriarch is expected to occupy a revered position, guiding all the faithful with a commitment to forgiveness and genuine reconciliation with our history. We can only hope that this holds true. 7) For our prayers to be sincerely heard and for divine blessings to flourish among our people, the Church must welcome all its children with open arms rather than push them away. “With all lowliness and gentleness, with longsuffering, bearing with one another in love, endeavoring to keep the unity of the Spirit in the bond of peace. There is one body and one Spirit, just as you were called in one hope of your calling; one Lord, one faith, one baptism” Ephesians 4:2-5 May He protect the church that He acquired by His blood! Peace be upon our country.
@kahsaytesfay3115
@kahsaytesfay3115 13 сағат бұрын
ተሃድሶ ብዛዕባ ኦርቶዶክስ ክትዛረቡ ብቅዓት የብልኩን ጸረ ድንግል ማርያም ።
@selambetenna
@selambetenna 9 сағат бұрын
ቃለ ህይወት የስምዓልና! ንሻድሻይ ዘይቀኖናዊ ፓትርያርክ ንምንጻግ ሓያሎ ምኽንያታት ኣለዉ ገለ ካብኡ፤ 1) እቲ ቀንዲ ምኽንያት ንቀኖና ቤተ ክርስቲያን ብግልጺ ብምርጋጽን ምግባሩ እዩ። ብመሰረት #30 (ወይ #31) ኣብ ሓዋርያዊ ቀኖና "ዝኾነ ጳጳስ ብሓገዝ ግዝያዊ ሓይልታት(መንግስቲ)ሥልጣን ቤተ ክርስቲያን እንተ ረኺቡ ምስ ኩሎም ምስኡ ዝረዳድኡ ካብ ስልጣኑ ይእለን ይስጎግን።" 2) ጉዳይ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ሰማዕት እምበለደም ግቡእ መፍትሒ ኣይረኸበን። 3) ኣቡነ እንጦንዮስ ብህይወት እንከለዉ ክልተ ዘይቀኖናውያን ፓትርያርክ ኣቡነ ዲዮስቆሮስን ኣቡነ ቄርሎስን ብዘይግቡእ ራብዓይን ሓሙሻይን ፓትርያርክ ተባሂሎም ተሰይሞም። 4) ድሕሪ ዕረፍቲ ኣቡነ ኣንጦንዮስ ሰማዕት እምበለ ደም፡ እዚ ፓትርያርክ ክሽየም ዘገርም ሰለስተ ዓመት ወሲዱሉ። ብግቡእ መዳይ ከም ራብዓይ ፓትርያርክ እምበር ከም ሻድሻይ ክውሰድ የብሉን። ምኽንያቱ እዮም ክልተ ዘይሕጋውያን(ዘይ-ቀኖናውያን) እዮም። 5) ብሓቂ ክርአ ከሎ ሓሙሻይ ፓትርያርክ ኣቡነ ቀርሎስ ብ12 መጋቢት 2022 ዓ.ም. ይኹን እምበር ሲኖዶስ ንረብሓ መን ቀዳምነት ከም ዝህብ ብዘደንጹ መንገዲ ኣብ መሪሕነት ቅድስቲ ቤተ ክርስቲያን ንነዊሕ እዋን ክፍቲ ቦታ ከም ዝኾነት ይግለጽ። 6) ኣብ ኦርቶዶክሳዊት ተዋሕዶ ቤተ ክርስቲያን ፓትርያርክ ክርስቶሳዊ መርገጺ ክሕዝ ትጽቢት ይግበር፣ ንኹሎም ምእመናን ብተወፋይነት ይቕሬታን ሓቀኛ ዕርቂ ምስ ታሪኽና ክመርሕ ትጽቢት ይግበር። እዚ ሓቂ ክኸውን ጥራይ ኢና ተስፋ ክንገብር እንኽእል። 7) ጸሎትና ብልቢ ክስማዕን መለኮታዊ በረኸት ኣብ ህዝብና ክዕምብብን ቤተ ክርስቲያን ንኹሎም ደቃ ካብ ምድፋእ ንደገ ብኽፉት ኢድ ክትቅበሎም ኣለዋ። “ብትሕትና ዘበለን ብለውሃትን ብህድኣትን ንሓድሕድኩም ብፍቕሪ እናተጻወርኩም፡ነቲ ሕብረት መንፈስ ብማእሰር ሰላም ጌርኩም ክትሕልውዎ፡ ተጋደሉ።ከምቲ ብሓንቲ ተስፋ ጽውዓኹም እተጸዋዕኩም ድማ፡ ሓደ ስጋን ሓደ መንፈስን እዩ፡ሓደ ጐይታ፡ ሓንቲ እምነት፡ ሓንቲ ጥምቀት፡” ኤፌሶን 4:2-5 ንብደሙ ዘጥረያ ቤተ ክርስትያና ይሓልዋ! ንሃገርና ድማ ሰላም ይሃብ።
@tiebeghebru2649
@tiebeghebru2649 4 сағат бұрын
❌❌❌❌
She wanted to set me up #shorts by Tsuriki Show
0:56
Tsuriki Show
Рет қаралды 8 МЛН
እዋናዊ ጉዳያትን፡ ናይ መጻኢ መደባትናን ምስ ዲያቆን ሳሙኤል
1:05:14
Mahitot Zetewahdo // ማኅቶት ዘተዋህዶ ኤርትራ
Рет қаралды 2 М.
"ዑደት ኣባ ሉቃስ ናብ ሰሜን ኣመሪካን ውፂኢቱን" ዘተ ምስ ቆሞስ ቀሲስ ገብረ ሚካኤል ዮሓንስ
1:37:15
ምስጢራዊት ሄዋን ኣዳሌት ኑር -  DimTsi Hafash Eritreaድምጺ ሓፋሽ ኤርትራ
16:42
DimTsi Hafash (ድምጺ ሓፋሽ - Official)
Рет қаралды 3 М.