No video

🔴ትርጓሜ ወንጌለ ማርቆስ ምዕራፍ 3! New Eritrean Orthodox Tewahdo 2024

  Рет қаралды 729

ቁስቋም Qusquam

ቁስቋም Qusquam

Күн бұрын

ፊደል ይቀትል ትርጉም ግና ሕያው ይገብር እዩ እሞ ቤተክርስቲያና ድማ ንኹሉ ብትርጓሜ ኣስሚራ እትኸይድ ስለ ስኾነት ሰሚዕኩም ንኻልኦት ውን ንጹር ርድኢት ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ክህልዎም share ግበርሎም ኢኹም

Пікірлер: 23
@hanayemaryam12
@hanayemaryam12 Ай бұрын
ቃለ ሂወት ቃለ በረከት የስምዓልና ዝሰማዕናዮ አብ ልብና የሕደር አሜን ❤❤❤🙏🙏🙏⛪️⛪️⛪️
@FedFeed-kh8by
@FedFeed-kh8by Ай бұрын
አሜን ቃል ህይወት የስመዐልና ክቡር አቦዋና በረከትኩም ይሕደረና እግዚአብሔር ብዕድመን ብጥዕናን ይሓልወልና❤❤
@catyphonr3046
@catyphonr3046 Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃለ ሂወት የስመዐና ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@MerhawiQeshi
@MerhawiQeshi Ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና❤❤❤
@Mhretabkdusan
@Mhretabkdusan Ай бұрын
❤❤❤ ኣሜን ቃለ ህይወት የስምዓልና
@user-kf1xp8dg5e
@user-kf1xp8dg5e Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመዐልና ኣቦና🙏🙏🙏💒
@sahletesfay921
@sahletesfay921 Ай бұрын
ኣሜን ❤❤❤ቃለ ❤❤❤ ህወት ❤❤❤ ይስመዓልና❤❤❤ ኣሜን
@simonkifleyesus3929
@simonkifleyesus3929 Ай бұрын
ክብሪ ንእግዚኣብሔር ይኹን ፡ ትምህርትኹም ኣይፈለየና ኣቦና
@AsefuNhesu
@AsefuNhesu Ай бұрын
Amen Qalhiwet yesmalna kubru abona ❤❤❤🎉
@tirhasbahta6374
@tirhasbahta6374 Ай бұрын
Amen Amen Amen ❤❤❤🙏🙏🙏
@latinasandiago2682
@latinasandiago2682 Ай бұрын
ቃል ሂወት የስመልና amen🎉❤🎉❤
@kubromtewelde-px4bs
@kubromtewelde-px4bs Ай бұрын
ቃል ሂወት የስምዓልና ኣቦና❤❤
@Ftweynateyanewnnatu
@Ftweynateyanewnnatu Ай бұрын
[ 1ይ መልእኽቲ ጴጥሮስ 1 ] 20 ቅድሚ ዅሉ፥ ነቲ ኣብ ቅዱስ መጽሓፍ ዘሎ ትንቢት፥ ሓደ ብናይ ርእሱ ኣተሓሳስባ ኪትርጕሞ ኸም ዘይክእል ፍለጡ። 21 ከመይ ትንቢት፥ ሰባት ብመንፈስ ቅዱስ ተመሪሖም ካብ ኣምላኽ ዝተዛረብዎ እምበር፥ ከቶ ብፍቓድ ሰብ መጺኡ ኣይፈልጥን። ስለዚ ነስተውዕል!
@SelamMezelo
@SelamMezelo Ай бұрын
Amen amen amen qal hywet yesmeln abena ❤❤❤🎉🎉🎉
@sbegge7121
@sbegge7121 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉 አሜን አሜን አሜን አሜንአሜንአሜን
@semhar11
@semhar11 Ай бұрын
Amen
@user-xb7lq4rc5v
@user-xb7lq4rc5v Ай бұрын
ሰላም ኣቦና ቃለ ህይወት የስምዓልና ጸጋ የብዝሕ ቃል እግዚኣብሒውር ምንጋር ትሕጸር ትንዋሕ ቀጽልዎ ክብል ይፈቱ ከመይ ቃል እግዚኣብሔር ከይዱ ስለ ዝዓዪ ንዝተጨነቀት ነፍስን ዝሓመመትን ስለ ተስፋ ዝህብን ዘስንቅን። ናብታ ክብላ ዝደለኹ ክኣቱ ንሳ ድማ ብዛዕባ ኣብ መእተውን ኣብ መወዳእታን ዘሎ ድምጺ ረባሺ ኳሕ ዝብል ስለ ዝኾነስ ከምቲ ናይ ቅድሚ 7ተ ወርሒ ትዝርጉሕልና ዝነበርኩም መእተውን መውጽእን ዘሎ ድምጺ ተትገብሩልና ። ለቱ ስብሐት። ንነዚኣ ተንብብዋ እዛ ድሒረ ዝጸሓፍክዋ ሓሳብ ተትጽሕፍዋ ይምሕጸን ማለት መታን ብቅልጡፍ እታ ሓሳብ ክትበጽሖም።
@Lidia123-zf2lp
@Lidia123-zf2lp Ай бұрын
Amen🙏🙏🙏🙏🥰🥰🥰🥰
@Fds567-wy9oe
@Fds567-wy9oe Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@gebretunsaitesfay-qk4qj
@gebretunsaitesfay-qk4qj Ай бұрын
❤❤❤
@user-ci6up8il7r
@user-ci6up8il7r Ай бұрын
Kal hiwet yesmalna abona
@LetenkielTeklebrhan
@LetenkielTeklebrhan Ай бұрын
❤❤❤
@elsasahle9205
@elsasahle9205 Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉
🛑ትርጓሜ ወንጌለ ማርቆስ ምዕራፍ 1 !
14:36
ቁስቋም Qusquam
Рет қаралды 1,4 М.
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 46 МЛН
Prank vs Prank #shorts
00:28
Mr DegrEE
Рет қаралды 6 МЛН
Кадр сыртындағы қызықтар | Келінжан
00:16
ትርጓሜ መቅድም ኣርባዕቱ ወንጌል
21:31
ቁስቋም Qusquam
Рет қаралды 958
Ouch.. 🤕
00:30
Celine & Michiel
Рет қаралды 46 МЛН