"ትግራይ ኣብ ጂኦፖለቲካዊ ውስነት 'ያ ዘላ!" ኣብ እዋናዊ ፖለቲካዊ ኩነታት ትግራይ ፃኒሒት ምስ ሙዑዝ ግደይ /PHD/ Dr_Muez_Gidey

  Рет қаралды 52,417

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Brakhe Show -ብራኸ ሾው

Күн бұрын

Пікірлер: 306
@breyefkrsew5240
@breyefkrsew5240 2 ай бұрын
ብጣዕሚ ዘኽብሮ ኢሊት ትግራይ እዩ ቀፅሉል ❤❤❤
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f 2 ай бұрын
እግዚሄር ይሃብካ፣ ቀላሊዕኻዮ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 2 ай бұрын
ዶ/ር ሙዑዝ ናፃነቱ ዛኣወጀ ተባዕ ወዲ ህዝብ ዕድመ ያሂብካ ኣጀኻ ቀፅለሊ ንህዝብካ ታግብሮ ቃልሰ በሪትዕ!መድህን ቀፅሉሉ❤
@Girmay-k8g
@Girmay-k8g 2 ай бұрын
WOW a perfect and pragmatic political analysis. I feel proud and hope. 10Q Dr
@kiflomkahsay-cr6gj
@kiflomkahsay-cr6gj 2 ай бұрын
M
@lilytadesse6098
@lilytadesse6098 2 ай бұрын
ዶክተር ሙኡዝ ተስፋ ናይ ትግራይ አጀኩም መድህን ዋዕሮ ከጽልሉ ❤❤❤😍😍😍😍😍🌹🌹🌹🌹🌹😘😘😘
@NabiyuZemen
@NabiyuZemen 2 ай бұрын
ብሓቂ ዝኾነ ሓሳብ ብግልጺ ዝዛረብ ሙህር እዩ፣ ዘረባጥራሕ ኣይኹን ናብ ተግባር ዝቕየረሉ ጻዕሪ የድሊ፣
@ፍስሃጉተና
@ፍስሃጉተና 2 ай бұрын
ዶ/ር ዕድመኻ ይንዋሕ መድሂን ሓፍትናድማ በርትዒ ብትግራይ ተስፋ ኸይንቖርፅ ድምፅኹም ጥዑምዩ
@stpual1
@stpual1 2 ай бұрын
I would like to mention that your are ( Medhine Gebreselassie) beautiful,you look so amazing,Brahke show is also becoming one of the reliable trusted media in Tigray for people who wants to know the truth.keep up rising,your guest Dr. Muez is outstanding personality,I always enjoy his analysis & response to the questions you asked him. Special thanks to Dr. Muez for standing up for what is right.
@BrhaneHaile-je3gq
@BrhaneHaile-je3gq 2 ай бұрын
ሰላምሰላም ክብርቲ ሓፍተና ጅግና ጋዜጠኛ መድሂን ገ/ስላሴ አነካብ ዘመስግኖም ተቃለስቲ ጋዜጠኛታት ሓንቲ ኢኺ እሞ ክብሪ ኣለኒ ትማሊ ተመሊሰ ይርእዮ ነይረ ይሰምዖ እውን ነይረ ኢንተርቪው ናይ ጠርጣራው ብቅኔ ገይይሩ ንዓኺውን ጥዒና ኣይህበክን ኢሉ ከፈራረሐኪ ከፈራረሐኩም ግርም ኢሉኒ እም ሓቀኛ ውፁዕ ይስዕር ክንስዕር ኢና ከሙኡ እውን ጅግና ተባዕ ሓውና ዶ/ር ሙዑዝ ከይኣመስገንክዎ ክሓልፍ ኣይደልን በርቱዑ ክብል ይደሊ።
@janetjohannes3392
@janetjohannes3392 2 ай бұрын
Brakhe show, Dr Muuz - great discussion and analysis. Thank you.
@TEBERHE1
@TEBERHE1 2 ай бұрын
Dr. Muuz; Real intellectual.Tgrai needs many Dr Muuzes ❤️
@frantzfanon6528
@frantzfanon6528 2 ай бұрын
Very interesting discussion and authentic analysis 👍🏽
@SenayTeklay-p6k
@SenayTeklay-p6k 2 ай бұрын
ብጣዓሚ ነክብረካ ደ/ር ሙዑዝ ግደይ ኢሊት ትግራይ ❤❤❤❤
@pj6930
@pj6930 2 ай бұрын
የቀኒየልና ሙዑዝ ሓወይ🙏አበርትዕኻ ኽትቅፅለሉ ተስፋ ይገብር❤
@gueshmebrahtom3443
@gueshmebrahtom3443 2 ай бұрын
የቐንየልና ዶር ሙዑዝ ግደይ ፡ ናይ ብሓቂ መንቅሒ ተጋሩ። ታንክስ መድህን ሞያኺ ንተጋሩ ስለተቅሕሉ።
@dejenweldemichael4289
@dejenweldemichael4289 2 ай бұрын
ደ/ር ሙዑዝ ግደይ ጀግና ብጣዕሚ ዘኽብሮ ኢሊት ትግራይ ❣️🔥💪
@abrahamhaddish5875
@abrahamhaddish5875 2 ай бұрын
We need brilliant minds like Dr Miuze. Medhinn, you are a world class journalist.
@SenaitKidane-u7l
@SenaitKidane-u7l 2 ай бұрын
ኣንቱም ሩጉማት ዓሌት ጎሮቤታቺን እንቅዕ ሓጎሖኩም😅 እቲ ናዓና ዝበልኩሞ ከም ተመን ኣብ ክሳድኩም ተጠቅሊሉ ትርከቡ እሞ👌🏾💯😂
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 2 ай бұрын
Great man muez Gidey/PHD/ I follow to you
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
Yes getachew reda is doing a great politician job .. dr debrexon is a good electrician 🙌🤷‍♂️🤷‍♂️
@Miesho79
@Miesho79 2 ай бұрын
Thank you to give us such an amazing thought,that is what Tigray and every Tigrian needs.
@zemaryamboy6794
@zemaryamboy6794 2 ай бұрын
Thank you D.r Muez❤❤❤
@hundesahundesa2479
@hundesahundesa2479 2 ай бұрын
TDF እግዚኣብሔር አብዝቶ ይባርካቹ። ከኢትዮጲያ ሙሉ አቅም፣ ከኤርትራ ሙሉ አቅም፣ ከአረብ ኢምራትስ፣ ከቱርክ፣ ኢራን፣ ቻይና ጦር መሳርያ ድሮን አቅራቢነት፣ ከአማራ ልዩ ሀይል፣ ከአማራ ግብረ ሀይሎች ፋኖ ምልሻ፣ ከሀገረ ሶማልያ ወታደሮች ወዘተ ለመቁጠር የሚያታክቱ ወራሪዋች በሰማይ በምድር እሳት የሚተፋ ጦር መሳርያ የታጠቁ ወታደሮች በ 360 ዲግሪ ተከባቹ። ምግብ፣ መድሀኒት፣ ባጀት፣ ንግድ፣ ኢንተርነት፣ ኤሌትሪክ፣ ባንክ፣ ሚድያ ወዘተ እንዳታገኙ ተደርጋቹ። ከነዚህ ሁሉ አረመኔ የጆኖሳይድ ሀይሎች ፊት ለፊት ተጋፍጣቹ። አፈር ልሳቹ ተነስታቹ። 5 ወራት ባልሞላ ግዜ ከ ትግራይ በረሀ ተነስታቹ ፋሽሽት ወራሪዋች እንደ ቅጠል እያረገፋቹ የአያቶቻቹ የአባቶቻቹ ጀግንነት በተግባር እየፈጸማቹ አዲስ አበባ ደጃፍ ደብረብርሀን ደርሳቹሀል። TDF በ ምዕራባውያን ግፊት እና ሌሎች ምክንያቶች ከደብረብርሀን እንድትመለሱ ብትደረጉም የትግራይ ህዝብ ሙሉ በሙሉ ከመጥፋት አድናቹሁታል። የእናታቹ የእህታቹ የህዝባቹ ስቃይ አሳጥራቹሁታል። ወራሪዋች አረመኔዋች የሽንፈት ካባቸው ከለበሱ ቦሀላ በአሁን ሰአት እርስ በርሳቸው አረመኔ እየተባባሉ ሲወናጃጀሉ እንድናያቸው አድርጋቹሁናል። TDF የምን ግዜም የትግራይ ህዝብ ኩራት ናቹ። ይህን ጅግንነት እንድትፈጽሙ ጽናት፣ ወኔ፣ አቅም ለሰጣቹ ፈጣሪያችን የተባረከ ይሁን። አሁንም ለወደፊትም ጠላቶቻችን ተንኮል ከመሸረብ እና የትግራይ ህዝብ ከምድረ ገጽ ለማጥፋት ፍላጎታቸው አያቆሙም እና TDF እንደ ወትሮው ሁሌ ዝግጁ በመሆን ትግላቹ ቀጥሉበት። ከልብ የሚወዳቹ፣ የሚያፈቅራቹ የሚያከብራቹ፣ የሚኮራባቹ በመላው አለም ያለው የትግራይ ህዝብ ሁሌ ከጎናቹ ነው። ዘልአለማዊ ክብር እነዚህ አረሜኔዋች በመጋፈጥ በክብር ያለፉት ጀግኖች እና በነዚህ አረሜነዋች የተጨፈጨፉ ንጹሀን የትግራይ ሰማዕት።
@tesfaytesfazgy6502
@tesfaytesfazgy6502 2 ай бұрын
TDF IS DEAD !! ለምሳሌ አፄ ዮሃንስ ሞተዋል እስከዛሬ ድረስ አፄ ዮሃንስ ስለተባሉ በህይወት አሉ ማለት ነው ? ወያኔም ቆላ ተንቤን ላይ በሻዕቢያ ከተገደለ በኋላ ስሙ ብቻ ነው የቀረው።
@haqiwalatmrer7739
@haqiwalatmrer7739 2 ай бұрын
የህዉሓት ካድር፡እንደዚህ ወስላታ ቃላትን ተጠቅመህ 1000000 በላይ የወጣቶች ቲዲኤፍ ኣባላት ሂወት ኣጠፋህ፡በሱ ተጸጽተህ ይቅርታ ማለት ሲኖርብህ፡ገና የወጣቶች ሂወት ደም እንዲፈስ ማየት እየጓጓህ ነው።የራስህን ልጆች ኣጋድም።
@BahreNeGash
@BahreNeGash 2 ай бұрын
But why did your TPLF keep waging 50 years of endless ethnic wars against the Ethiopian, Eritrean, Somali,,, peoples? It's too bad Tigray is harvesting what TPLF has been sowing for decades. Face it, "The game is over." PIA
@binyamfitwi3212
@binyamfitwi3212 2 ай бұрын
@@hundesahundesa2479 ጋላ መሆንህ አፍ ሲከፈት ታወቀ
@amanueltewelde2125
@amanueltewelde2125 2 ай бұрын
What a wonderful analysis Dr 👍 god bless 🙏🙏
@FantaneshB
@FantaneshB 2 ай бұрын
Thank you Dr.Muez
@KalayouBerhe-i8l
@KalayouBerhe-i8l 2 ай бұрын
Analysis at its best. He is a man of his people. Thank you so much bro!!
@Yedi-u9g
@Yedi-u9g 2 ай бұрын
እታ ኣቱም ሰባት ፈሊጡ ዲዩ ክማላላኣና ደልዩ ዝበለ ኣበበ ኣርአያ ዘይኮነስ ሽሞነዲ ኢዩ ።ዶክቶር ሙዑዝ ብቅና ኢኻሞ ቀፅለሉ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ።
@hadushTekle-g8m
@hadushTekle-g8m 2 ай бұрын
መድሂን ኮነ ዶክተር ክብሪ ኣለኒ ንዓኹም ንክልቴኹም ዶክተር ዶክተር ዶክተር ምስ መድህን ሓፍተይ
@MebrahtomBeyene
@MebrahtomBeyene 2 ай бұрын
Dr ሙዑዝ ንህዝቢ ትግራይ ጠጠው ዝበለ ሞቲቬት ዘለዎ ናይ ትግራይ ተስፋ ዘለው ሙሁር ፖለቲከኛ ባዓል ሞያ ኢካ
@KahaseMezgebe
@KahaseMezgebe 2 ай бұрын
ዶ/ር ሙዑዝ ብቁዕ ሙሁር ተባዕ ትግሮዋይ 👍👍👍👍👍
@adebass19
@adebass19 2 ай бұрын
መድህን፡ ከም ዓላማኺ እቶም ንስኺ ተቕርብዮም ልሂቃን ኩሎም ንኣረኣእያኺ ዝድግፉ ሰባት ጥራይ ኢዮም።ፍሉይ ኣረኣእያ ዘለዎም ሰባት ኣይተቕርብን ኢኺ። ንስኽን እቶም ንስኺ ትቕርብዮም ምሁራትን ናብ ህዝቢ ክትፍኑዉዎ ትደልዩ ሓሳብ "ወያነ ወዲቑ" ጥራይ ደኣምበር ወያነ ስለምንታይ ወዲቑ ዝብል መሰረታዊ ሕቶ ክትቅርቡዎን ናብ ህዝቢ ትግራይ ክተውርዱዎ ስለዘይትድልዩ ኢኹም። ወያነ ተምበርካኺ፡ ለማኒ፡ ሓሳዊ፡ ተለኣኣኺ፡ናይ ለኣኽቱ ደኣምበር ናይ ህዝቢ ትግራይ ድሌት ከተግብር ዘይደሊ፡ ንጉድለቱ ከም ጉድለቱ ክኣምን ዘይደሊ ናይ ዝለኣኹዎ መልእኽቲ ደኣምበር ናይ ገዛእ ርእሱ መደብ ዕዮ ዘይብሉ ሃርጋፍ ዕሱብ ምትእኽኻብ ከም ዝነበረ ክትኣምኑሉ ኣይደለኹምን። ነቲ ሓቂ ከይተቐበልኩምዎ ፍታሕ ረኸብኩም ማለት ዘበት ኢዩ።
@Binyamabay-dy5kr
@Binyamabay-dy5kr 2 ай бұрын
መድህን ሹኮር ብጣዕሚ ደስ ዝብል ብራኸ ሸዉ ቀፅልሉ
@HabenNi-r5z
@HabenNi-r5z 2 ай бұрын
Great full idea D.r muez!!what we need as tigrian is just like thise idea!!
@GirumAmene
@GirumAmene 2 ай бұрын
እቲ ሓቂ ገሊፅካዮ ዶር ሙዑዝ። ቀፅለሉ🙏 መዲ🙏🙏
@tsilove5031
@tsilove5031 2 ай бұрын
ደ/ር ሙዑዝ too much respeact❤❤❤ዝፈትዎ ተስፋ ህዝቢ❤️🧡
@Danidanicho3411
@Danidanicho3411 2 ай бұрын
ህወሓት ኣፍሪስካ ተሓሽኪርካ ስልጣን ንምሓዝ እዩ ድሌትካ
@danielhalefom5922
@danielhalefom5922 2 ай бұрын
Thanks Medhin for bringing our beloved brother.
@kMGG-p7f
@kMGG-p7f 2 ай бұрын
beautiful minds
@Binyamabay-dy5kr
@Binyamabay-dy5kr 2 ай бұрын
ደኩተረ ሙዑዝ ብጣዕሚ ዘኽብሮ ሰብ ኢዩ
@slm1341
@slm1341 2 ай бұрын
ውዕል ፕሪቶሪያ ደኣ ወያነ ብሻዕውያ ኢድ ልዓቐብ ምስተባህለት እነ ኣይተ ደብረጽንተት ልጌታቸው ረዳ በይዛኻ ገለ ግበር ኣላህዮምና ምስተባህለ፡ኣያኹም ኣመሪካ ለለ ያላ ፈርሙ ምስተባህለ እዩ እምበይ ብሳላ ቃልሲ ህወሓት ለይኮነይ።
@YonasHaile-lx4qm
@YonasHaile-lx4qm 2 ай бұрын
@@slm1341 ናይ ፀርፊ ፖለቲካ ግደፍ ~ ህግደፍ
@Berihu_Gher
@Berihu_Gher 2 ай бұрын
ሜዲ ሽኮር ጀግና ተቓላሲት ኢኺ ቐፅልሉ በተለይ ን ተባዕ እና ጀግና ሙሁር ተንታኒ ዶ/ር ሙዑዝ የቐንየልና በልልና
@minawbelay8071
@minawbelay8071 2 ай бұрын
he has an amazing mind. love ya man
@berhekiros5912
@berhekiros5912 2 ай бұрын
ዕድመ ይሃብካ ሓውና።
@tinsae6
@tinsae6 2 ай бұрын
ቀጽለሉ ጎበዝ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ай бұрын
❤❤❤anes naaka kisemie kelekus tesfa yigebir bi tigray dr edmen tienan yihabka ❤❤❤
@DemelashBelay-o8y
@DemelashBelay-o8y 2 ай бұрын
ብራቮ መድህን ብዛዕባ ህዝቢ ትግራይ ዘለኪ ርድኢት ልሙዑዝ ዓብይ ትምህርቲ እዩ። ሙዑዝ ህዝቢ ትግራይ መሰሉ ብለይምሕታቱ ሱቕ ኢሉ ብምግዝኡ ካብ ወገኑ ህዝቢ ኢትዬጵያ ልሓሸ ገይሩ ምቕራቡ ልኣይ ካብ ሓደ ሙሁር እየ ልብል ሰብ ለይሕልዬይ ብጌጋ ዝተመልኣ ሓሳብ እዩ። እዚ ትብል ተለኹ ዝህቦ ዘሎ ሓሳብ ፋሩሽ እዩ እላበልኹ የኾንኹይ።
@mogosberhane9026
@mogosberhane9026 2 ай бұрын
እወ ባሕሪ ህዝቢ ትግራይ እዩ! ውድባትን ውልቀ ፖለቲካውያንን ዓሳታት እዮም! ህዋሓት ዓሳ እዩ! መንግስቲ ትግራይ ባሕሪዩ ህዝቢ ትግራይእዩ! እዚ መንግስቲ እቲ ትማሊ ናብ ናጽነት ዝተጋዕዚ ህዝብን መንግስትንዮም:: ሕጂ ኣብቲ ባሕሪ ዝጨነወ ዝሓመመ ዝሞተ ዓሳ : ተልግሶ እንትምንታይ : ባሕሪ ይብክሎን ይምርዞን ኣሎ:: መፍረይ ባክተርያን መርዝን ስለዝኾን:: ስለዚ እዚ ሞይቱ ጨንዩ ዘሎ ኣብዚ ባሕሪ ትግራይ መሪሕነት ህዋሓትዩ! እቲ መንግስቲትግራይ ባሕሪ ስለ ዝኾነ ተጽርዮ ጡዑያት ዓሳታት ድማ ትገብረሉሉ! ክቕጽልየ!
@abrahamleakemariam6502
@abrahamleakemariam6502 2 ай бұрын
እዛ ጉባኤ እትበሃል ዘላ እማን መፍትሒ ክተምፅእ ድያ ወይስ ካድረ ወዲ ካድረ ኣኻኺብካ ኢዱ ሽግ ኣምሲሉ ከውፅእ እሞ ሕጋውነት ንምርካብ እዩ። ጉባኤ ኣብ ሓቂን ፍልጠትን ዝተደረኸ እንተኾይኑ ጥራሕ እዩ ውፅኢታዊ ዝኸውን።
@tomastom-bj6qp
@tomastom-bj6qp 2 ай бұрын
ናይ ዶከተር ሙዑዝ ሓሳብ ዝድብረ የብሉን ነዞም ከምዚኦም ዘአመሰሉ ሙሁራት መራሕቲ ትግራይ ኩሎም ክጥቀምሉ ይግባእ
@BrhaneHagos-v7j
@BrhaneHagos-v7j 2 ай бұрын
ደኩተር ሙኡዝ ሐዚ ተጋጊኻ ተጋሩ ከብ ገጸ ምድሪ ነጥዘፋኣዮም ኢሊም ዝተበገሱ ጸላእቲ ብምድያ ወጽኤም ዝገለጽዎ ንምታይ ትርሰዖ አለኻ?
@Goitomtakeletesfay
@Goitomtakeletesfay 2 ай бұрын
Thank you Dr muz for your excellent analysis and interpretation
@Timetube-313
@Timetube-313 2 ай бұрын
An intelligent politician keep it up Dr big respect
@demyteklu5345
@demyteklu5345 2 ай бұрын
Thank you both 🙏 God Bless our People 🙏
@sahledebesay4229
@sahledebesay4229 2 ай бұрын
Zgerm Agalaltsa u bhaki ❤❤❤
@netsanetabebe2917
@netsanetabebe2917 2 ай бұрын
ክመርሕ ልግቦኦ ምተመርሐ ፈጣሪ ካብዞም ጉሒላታት ካድረ ይሓልኻ🙏🏾
@mogosberhane9026
@mogosberhane9026 2 ай бұрын
ጽቡቕ ክትዕ! ትግራይ ጸገም የብላን ናብቡሩህ መጻኢ ትኸይድ ኣላ! እቲ ልዕሊ ኹሉ እቲ መንግስቲ ትግራይ ብፍላይ TDf ክዕቀብ ኣለዎ ክውደብ ኣለዎ! ብመንግስቲ ትግራይ ክምእከልን ክምርሓን ኣለዎ! ኩለን ውድባት ኣብ ትሕቲ መንግስቲ ክኾና ኣለወን! ኩሉ ህዝቢ ትግራይ ዋዕላ ጌሩ : ኣብትሕቲ እቲ እቲ ዝሓገጎን መንግስቲ ድማ ህዝብን ውድባትን ክእዘዛ ኣለወን:: ኩሉ ህዝቢ ኣብ መንግስቱ ክዓስልን ክከናኸን ኣለዎ:: ብኤሪትራ ክትሻቐሉ የብልኩምን : ሽግርኩም ቀንዲ ምስ ኢትዮጵያ እዩ! ብውሕዱ ምስ ኤሪትራ ኣህጉራዊ ሕጊን ዶብን ዘሎ እዩ:: መንግስቲ ኤሪትራ: ህዝቢ ኤሪትራ; ከም ጅሆ ኣብ ህግደፍ ፍጹም ምልኪ ኢሰያስዩ ዘሎ:: ህዝብን መንግስትን ኤሪትራ ኣብ ማሕዩርዩ ዘሎ: ብመንፈስን ብኣካልን :: እታ ትግራይ መንግስታን ደብ ግዝኣታን ጥራይ ብመጀመርያ ተረጋግጽ:: ካብቶም ቀዳምነታትዩ! ኣብ ውሽጢ ኢትዮጵያ ዘሎ ግዝኣት!
@SimonSmith-zv9tw
@SimonSmith-zv9tw 2 ай бұрын
ዶር ሙዑዝ ነመስግነካ። እቲ ትገብሮ ዘለኻ ሐቃዊ አካይዳ እዩ። ቀፅለሉ።
@getachewworku6450
@getachewworku6450 2 ай бұрын
ትግራይ ሸጥኩማ ቀጣፊ ኢካ
@samsam-nm1cp
@samsam-nm1cp 2 ай бұрын
Dr. Muez, God bless you thanks.
@solomonmamo6602
@solomonmamo6602 2 ай бұрын
Amazing explanation.all is rights.that was tplf problems.explain it clear true.
@asttSdd
@asttSdd Ай бұрын
ደ/ር ሙዑዝ ጀግና
@kirosgidey4080
@kirosgidey4080 2 ай бұрын
Thank you Dr.
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 2 ай бұрын
ደ/ር ምኡዝ ናብ አብዪ ጌታቸው ብምርጫ እንተልኢልክሞ ናይ ኘሪቶሪያ ውእል አፍሪሰኩም በሎም ዝብል ምኽሪ እዩ ዘሕልፍ ዘሎ።
@MesheshaTekola
@MesheshaTekola 2 ай бұрын
ከምዚ ዝበሉ ብሉፃት ሙሁራት ንቅድሚት ክመፁ ይግባእ
@MeredKinfergb
@MeredKinfergb 2 ай бұрын
HERO 1000 times
@NabiyuZemen
@NabiyuZemen 2 ай бұрын
ናይ ሙሁራን ስብስብ ተገይሩ፣ ቤትምኽሪ ክጸድቕ ቀሪቡ ብኣብዝሓ ጸዲቑ ሰለስተ ኣካላት ጥራሕ ተቓዊሞም ተባሂሉ፣ ድሓርግን ናብ ስራሕ ክኣቱ ተባሂሉ ኔይሩ ድሓር ግን ዕልምልም ጠፊኣ ብፍላይ ግን ብTMH ግን ዝቃወሙ ሰባት እውን ተሰሚዖም፣ እስኪ ምኽንያቱ ግልጺ እንተ ዝብራሕራህ! እቶም ሰለስተኣካላት ስለዝተቓወሙ እቲኩሉ ድምጺ ተሳዒሩ?ዋላ ከመይ? መድህን ንዝምልከቶም ኣካላት ሓተትልና እሞ፣ እቲ ምኽንያት ህዝቢ ብግልጺ ይነገረና።
@gerzhertessema2856
@gerzhertessema2856 2 ай бұрын
ብራኸ ሸው የቐንየልና ናትግራይ ኣማራራሃ ህውከት ሰሚእና ዶር ምፁዝ ኹሉ ኧውጺእዎ የቑርሮ ኢና ክንብል ቓልስኹም በረከት ሕዝቢ ክህልዎ ንምነ ። ካብ አሜሪካ
@maryamtsionhizbeyhadera9233
@maryamtsionhizbeyhadera9233 2 ай бұрын
Dr❤❤❤❤❤❤🙏🙏🙏🙏
@medhanieghebru4960
@medhanieghebru4960 2 ай бұрын
መዲ ሸረኮር ሎሚስ ኤረትራ ዘይብላ ጽቡቅ መደብ
@tigrayfirst3162
@tigrayfirst3162 2 ай бұрын
ደ/ር ሙኡዝ ፅቡቐ ትንተና እንዲኻ ገይርካ ህወሐት ክልው እንተኾይኑ ብኣባላቱ እዩ እቶም ኣባላት ድማ ጉባኤ ክነካይድ ኣለና ዝቐይሩን ዝቐፅሉን ኣመራርሓ ድማ ኣባላቱ ጉባኤ ኣካይዶም ክመርፁ እንተለዎ:: ክምኡ ንቐፃሊ ኣንፈት ሒዞም ንናይ ቪቶሪያ ውዕል ክዕውቶ ይኽእሉ ሕዚ ግን ክገብር የብሉን ዝብል ዲሞክራሲያዊ መስሎይጋሃስ ኣሎ::
@Shiferaw-m1
@Shiferaw-m1 2 ай бұрын
ደ/ር ሙኡዝ ደፊሩ ንምንታይ ግዝአታት ትግራይ ብጊዝኡ ዘይተመለሠ፣ ንምንተይ ብጊዚኡ ተፈናቀልቲ ዘይተመለሱ፣ ንምንተይ በቲ ንትግራይ ዝዋሐጀ ናይ ዲኘሎማት ቁጽሪ ልክዕ ኩለመዲያዊ ጥቅመን ሓገዝን ዘይተረኸበ ፣ንምንታይ ናይ ሕዝብ ሠላምን ደሕንነትን ክረጋገጽ ዘይካአለ ፣ 7 ምሰ 1023 ዝኾነ ወጺኢት ክልተ ጉሩኘ ከባሃል ይካአል ደ፣ እተ ሸግር አብ ውደብ ድዩሰ አብ መራሕቲ ውድብ? ወዘተ ዝበሉ ሕቶታት ክግምግምነ ክምልሰን አይኽእልን። አቲ ሒዝዋ ዘሎ ደውታውን አይፈቅደሉን። ካብ ኩሉ ዘፍርሕ ግን አነ ዘማኽሮም ፈረንጂ አለው ዝብል እዩ።
@samrawi1982
@samrawi1982 2 ай бұрын
ዝገርም ትንተና ተጋሩ ብልብኹም ስምዕዎ መድህን ከአ ክልግዜ ዓድምዮ
@semerekahsay1331
@semerekahsay1331 2 ай бұрын
መርገፂኡ አይተረደአንን ንህዝቢ ትግራይ ናብዚ ኩናት ክአቱ ቅድሚ እዚ ፅንተት ዝትንትን ዝነበረ መዓልቲ መዓልቲ ህዝቢ ዘላዓዕል ዝነበረ ሓዚ ንምንታይ ግልብጥ ኢሉ ይዛረብ አሎ እንታይ ግልብጥ ግልብጡ መንጎኛ ምሁር ኮይኑ አይረከብክዎን ሓዚ እውን ህዝቢ እናቀስቀሰ ናብ ከባቢያውነት ክአቱ ዝገብር ሓሳብ እዩ ዝመስል ከም ምሁርየ በሃሊ ንትግራዋይ ዝውክል ዘረባ ተተቅርብ
@firawuadhana2213
@firawuadhana2213 2 ай бұрын
Wow
@biniammesfin1146
@biniammesfin1146 2 ай бұрын
ትግራይ ብደቃ ተስፋ ኣለዋ ከምዚኦም ዝበሉ ውሽጣውን ከባብያውን ጉዳያት ዝትንትኑ መንእሰያት ምህላዎም ተስፋ ኣለና።
@MrTaddis
@MrTaddis 2 ай бұрын
ናይ ፓራሳይት ባህርይ ሪአሉ እዚወዲ ቅድሚሕዚ ለላዕሉ እናሰማዕኹ ግዲ ነይረስ ዝብሎ ኩሉ ይኣምኖ ነይረ ኣብዚኣ ግን እንታይነቱ ተራእዩኒ ሎ ንተዓዛዘብ ኣለና
@freybare5825
@freybare5825 2 ай бұрын
Well be stand up with TPLF❤
@KahsuGebre-xd5fz
@KahsuGebre-xd5fz 2 ай бұрын
ደክተር❤❤❤❤❤❤❤
@251m91
@251m91 2 ай бұрын
Thank you Medi
@kesatebrhanselama1231
@kesatebrhanselama1231 2 ай бұрын
❤❤❤
@YosiefAbraha-dh6gu
@YosiefAbraha-dh6gu 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም
@netsanetabebe2917
@netsanetabebe2917 2 ай бұрын
ከማኻስ 10 ንትግራይ ምኣኸለ😍
@MeareyAlehegn
@MeareyAlehegn 2 ай бұрын
ደ/ር ሙዑዝ እሞ እንታይ ይገበር መፍትሒ እንዶ በይዛኻ
@HndeyaMenker
@HndeyaMenker 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@geezgeez-up9dk
@geezgeez-up9dk 2 ай бұрын
ሙዑዝ ውእቱ ቃልከ! መአምር! ከባቢያዊነት አይኮነን ስድራ ግዕዙይ መሐውር ሕወሐት! እምበር!
@ErmiasHaile-j5z
@ErmiasHaile-j5z 2 ай бұрын
Anti medhin kdawntikis kndey yebzeh ❤❤❤
@tsigebezabh100
@tsigebezabh100 2 ай бұрын
I’m proud of you doctor and Medihn🥰💕🎉
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 2 ай бұрын
ሙዑዝ ከህታፍ ንቲ ሓደ ቡዱን ኢካ ቴድግፍ ኢካ
@ፃፀ
@ፃፀ 2 ай бұрын
ትግራይ ብደ/ር ሙዑዝ ክትማሓደር ነይርዋ ምክንያቱ አቀዲሙ ዝፈልጥ ፣ ንፁር አታሓሳስባ ዘለዎ ሙሁር እዩ
@tektes365
@tektes365 2 ай бұрын
እቲ እንዀ ስትራተጂካዊ ረብሓ ትግራይ ምስ ኤርትራ ኢዩ። ትግራይ ንሓዋሩ ካብ ዕጽዋን ክባን ክትወጽእ ኣለዋ። ኩሉ ዘሎ ዓቕሚ ኣብ ትግራይ ነዚ ክዋጻእ ይግብኦ። ን ኣማኢት ዓመታት ንሰሜን ጠሚትኩም፣ ክንደይ ግዜ ጠፊእኩም። ትብዓትን ንቕሓትን ኩሉ ትግራዋይ ሕጂ የድሊ። ብርጌድ ንሓመዱ ኣለና ነዚ ጽቡቕ ጌርና ዘንበብናዮ። ይኣክል ንሞትንጥፍኣትን።
@solomonteshagerethiopian6483
@solomonteshagerethiopian6483 2 ай бұрын
I agree 💯👍
@HagereyMedia-q4o
@HagereyMedia-q4o 2 ай бұрын
Hamed blae. Brged nhamedu has 0 chance in Eri as the group is compromised and a collection of illiterate irrelevant kids.
@Asmera-1
@Asmera-1 2 ай бұрын
ትግራይ ንሓመዱ ተሸዊድኩም ኢኹም። ብደንጎላ ደርቢኻ ንሻዕብያ ኽንዲ ጎቦ ኽትቅይር ምፍታን ጽላለ እዩ። ከም ኣዛራርባኻ ዓጋመ ጉዛይ ትጥዕም ምኽንያቱ 95% ሓባ ዓጽሙ ኸም ዝበሎ ኻብ እዚ ኸባቢ ኢኹም። እሞ ካብ ኣብ ስደት እምኒ ምድርባይ ንዑ ምጹ ኣብ እቲ ጎላጉል ሽመዣና ናይ መን ካላሽን ደም ይሕለብ ናይ መን ካላሽን ጸባ ይሕለብ ምረአናዮ። ግዳስ ኣቐዲምኩም ንወያነ ተወከስዋ ህድማ ናብ ቆላ ቴንበን ኸመይ ኸምዝነበረ። ባንክን ታንክን ኣብ ኢድ መን ኸም ዘሎ ኣይትስሕቶን።
@tektes365
@tektes365 2 ай бұрын
@@Asmera-1 ጸገም የለን ኣዝማሪኖ፤ ተስፋ ንገብር ኣብኡ ንበጽሕ ኣይንኸዉንን፤ እንተኾነ’ዉን ካብቲ መዓልታዊ ዝጠፍእ ዘሎ ህዝቢ ዝበዝሕ ኣይክንስእንን። እቲ ቀንዲ ኣገደሲ ነገር ግን፤ ስትራተጂካዊ ረብሓ ህዝብና ካብ ጽልኢ ወጺእና ኣላሊናዮ ኣለና። ኩሉ ኣብ ግምት ኣእቲኻ፣ ንዓናን ንተጋሩን ዘርብሕ ዘይብተኽ ዝምድና (alliance) ኢዩ ክህሉ ዘለዎ። እቲ ካልእ ሃበስ-ቀደስ ትርጉም የብሉን፤ ኣነ ኤርትራዊ ኢዩ፣ ሕቶይን ቃልሰይን ከኣ ሃገራዊ ኢዩ።
@hiyabbirhane5454
@hiyabbirhane5454 2 ай бұрын
Kea metse metse ambesa ymesel kab dur zewetse… at this moment my only political appetite to listen is to Brahke's show, especially to Dr Muez.
@SiyoumDagne
@SiyoumDagne 2 ай бұрын
ሙዑዝ ግደይ ዶክተር ብጣዕሚ ንፉዕን ፈላጥ ተንታኒ ዞባዊን ዓለማዊን ፖለቲካ የቋንየልና መድህን ገብረሥላሴ ንግሥት ትግራይ እለኪለኹ ዕድመን ጥዕናን ይምነየልኪ መድህነይ መዓረይ
@ghiwotgslassie3797
@ghiwotgslassie3797 2 ай бұрын
ብሱል ትንተና Dr. Muez
@DelinaTekeste-t7x
@DelinaTekeste-t7x 2 ай бұрын
thank dr
@goitomabebe1872
@goitomabebe1872 2 ай бұрын
👏👏👏👏
@getachewtsegaye9511
@getachewtsegaye9511 2 ай бұрын
He origin of all problems of TPLF are the following. 1. the forgotten principle of party one of which is internal struggle. 2 opportunist culture developed in the party through time. 3 cult developed in the leadership 4 on time correction of the failure of the party. 5 luck of internal democratic culture 6 poor analysis of internal and external conditions of the country. 7 run out of critics
@tesfayegebrehiwot7709
@tesfayegebrehiwot7709 2 ай бұрын
ንሕዝቢ ትግራይ ዝጠቅም አታሐሳስባ ንዝምጽኡ ከምበአል ሙዑዝ ጊደይ ዘይቅበሉ ምስድኽመቶም ምእላይ እንታይ ኢዩ ጸጊምዎም ዘሎ ክርደአኒ አይከአለይ
@hadushTekle-g8m
@hadushTekle-g8m 2 ай бұрын
ኣነ ዝገረመኒ ነገርስ ናይ ውሽጦም ብስርውና ናብ ህዝቢ ኣውጺኦም ኣብ ውሽጦም ዝነበረ ናብ ከባብያውነት ኣውሪዶም ህዝቢ ብከባቢ ኣባሊዖም ምጥፍኦም ዘይተርፍ ህዝቢ ሒዞም ክጠፍኡ ብሰፈር ከባልዕዎ
@WendmuTadese
@WendmuTadese 2 ай бұрын
ንሕና መፍትሒ ኢ ና ንደሊ ክድዚ ዘረባ አንደልን
@solomonmamo6602
@solomonmamo6602 2 ай бұрын
Woooow.amazing guy.
НАШЛА ДЕНЬГИ🙀@VERONIKAborsch
00:38
МишАня
Рет қаралды 2,9 МЛН
Friends make memories together part 2  | Trà Đặng #short #bestfriend #bff #tiktok
00:18
Как не носить с собой вещи
00:31
Miracle
Рет қаралды 1,5 МЛН