ትግራይ ብስራት ዓወት| ደብዳበ ኣብይ ንዶ/ፅዮን| ጀነራል ፃድቃን ተቐፂዑ ?

  Рет қаралды 50,241

Tigray Broadcast Service

Tigray Broadcast Service

Күн бұрын

#tdf #somalia #ethiopia
#ጌታቸው #ደብረፅዮን #ሑመራ #ፀለምቲ #ፖለቲካ #zena_tigrigna #ኣምሓራ #ፋኖ #ህግደፍ #eritreanews #tigraynews #ትግራይ #EriTVEritreaOfficial #ኤርትራ #ኢሮብ #ኢሳይያስ #ህወሓት #ብልፅግና #ምድማር #tdf #ወልቃይት #ፀገደ #selamawit #ታደሰወረደ #dollar #ፃድቃን
ትግራይ ብሮድካስት ሰርቪስ ሚድያ ትስፍውቲ ሓዳሽ ትግራይ ንምግሃድ እጃሙ ክዓምም ዝንቀሳቐስ ዘሎ ትካል ሓበሬታ እዩ።
Welcome to TBS, the official channel of the Tigray Broadcast Service. TBS is a new and independent media platform that aims to inform and entertain the people of Tigray and beyond. We cover the latest political news and current affairs in Tigray, Ethiopia, and the Horn of Africa. We also produce original and quality content that showcases the rich and diverse history, heritage, and identity of Tigray. Our vision is to contribute to the realisation of the new Tigray, a prosperous and democratic region that respects human rights, diversity, and peace.
Join us and "subscribe" to our channel to get notified of our daily updates and live broadcasts.
Thank you for your support and feedback. Together, we can make a difference.
TBS: Your Preferable Newsroom and New Information" Please subscribe, watch, and leave your comments. We will use the comments as needed to build our organisation.
Thank you!

Пікірлер: 299
@temtugesese8620
@temtugesese8620 11 сағат бұрын
General Tsedkan is hero we need him God bless him ❤❤❤
@MikiyasMebratu-cs4ot
@MikiyasMebratu-cs4ot 19 сағат бұрын
Tsadka hero❤❤❤❤❤❤❤
@marcelllyewsang5485
@marcelllyewsang5485 19 сағат бұрын
"መብዛሕቲዮም ፖለትከኛታት ትግራይ ህዝቢን ባህሊ ትግራይን አይምጥኑን ዘብለና ዘሎ እዙይን ወዲ እዙይን ስለዝገብሩ ኢዮም"!
@Beehope-y7i
@Beehope-y7i 19 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ኣቦ ዲሞክራሲ እዩ። ጋቢኡ ነፃነት ህህዝቡ እዩ።
@LetebrhanTeferi
@LetebrhanTeferi 13 сағат бұрын
ፅቡቅ አለኻ ፃድቃን እዚአ እንተዘይተቀቢሎምዋ ብቀፃሊ ሐደጋ እዩ እንተዝሐስበሉላ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ
@ጋልትግራይፈታውትብርጌዳይ 19 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ጅግና ወያናዋይ ትግራዋይ ኣብ ቃደም ጀምሩ ታረኽ ዝሰረሕ እዩ እዞም ኸዝ ዝዛረብለው ግን ህንድ ፍረቅ ኣይሰርሑን ናይ ዘረባ ዶ
@BerheGebrekurstos
@BerheGebrekurstos 10 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ጀግና ቀፅል ለውጢ ክተምፅእ ተሰፍ ንገብር።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 18 сағат бұрын
ንህወሕት ካብ ፃድቃን ኣባዱ ገ/ስላሴ። ዝበለፀ ስራሕ ሰሪሁ ማለት ተኮይኑ ግምትኩም ናይ እውር እዩ።
@AshebrWeldegebreal
@AshebrWeldegebreal 18 сағат бұрын
ሕመቀ ውልቀ ካድረታት ንህዝብና ካብ ዝሓመቀ ናብ ዝኸፍአ የእትውዎ ኣለው።ትዕዝብቲ ኣትዮም እንበር ጀነራል ፃድቃን ብሓንቲ ጋቢ ኣይምዘንን።
@SamiBoykaRagnar
@SamiBoykaRagnar 8 сағат бұрын
ኣያና ደነራል ፃድቃን ገብረተንሳኤ ዕድመ ጥዕና ይሃብካ ሓቀኛ ሰብ ኣይፍተይን ግን ፈጣሪ ዕድመ ይሃብካ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tirhas-rs2od
@Tirhas-rs2od 8 сағат бұрын
He is right. Absolutely right. We need many like him too right the wrong which has been going for so long time.
@YOhansarada
@YOhansarada 18 сағат бұрын
ምሕሳብ ዝተሳእኖም ጉጅለ ስብሓታውያን ጉዶም ስለዝተፈልጠ ኢዮም ዘዕግርግሩ ዘለው ኣብዘይ ዓቕሞም ተዘፊቖም ንህዝብና ቁርዲድ ኮይኖም ደም ትግራዋይ እናመፀዩ ዝኸሽዑ ስለዝኾኑ ኣይትፍለጡና ክብሉ ግድን ዩ። ብባዮሎጂ ዘይኣምኑ ደናቑር ምሸላ ምስኣኸለ ጉምቡኡ ቆጢፍካ ናብ ዓውዲ እንትውሰድ ቃንጫ ንከፍቲ ይኸውን። ጉጅለ ስብሓት ግና ንናይ ተፈጥሮ ዑደት ኣይቕበሎን።
@BerheAraya-u3u
@BerheAraya-u3u 8 сағат бұрын
ፈቲና ፀሊእና ናይ ጀነራል ፃርቃን ገ/ትንሳኤ ሓሳብ ተቀቢልና እንተዘይከይድና መጨረሽኡ ካብዚ ዝገደደ ክንበላላዕ ኢና።
@سايمانيلمان
@سايمانيلمان 19 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ክብሩ ኣብ ዓዱ ረኪብዎ እዩ ኣብ ቴምቤን ዓዲ ግራት ራያ ካድረማ ምክዳን ይቅረ የፀልምዎ ኣለውይዶ😢
@asmelashtesfay5931
@asmelashtesfay5931 12 сағат бұрын
ከናቲራ ሓቲሙ ናይ ደመኛ አብይ ኮፒ ራይት እዩ ዝገብሮ ዘሎ ኩሉ ስታይል😂
@yohannes8242
@yohannes8242 18 сағат бұрын
General Tsadkan G/Tinsae our hero.
@TigrayCommunityRefugees
@TigrayCommunityRefugees 17 сағат бұрын
ዕድመን ጥዕናን ንጅግና ኣያና ጀ/ል ጻድቃን ህወሓት ናይ ሻዕቢያን ብሄረ ሓንጀመንጂ ትሮጃን ፈረስ እያ። ስለዚ ክትጓሓፍ ኣለዋ ብሄርቸኛ ኣይኮነትን
@tigabushiferaw629
@tigabushiferaw629 Сағат бұрын
G.Tsadikan is super hero , he focus on public benefits!
@kidanehaddish
@kidanehaddish 18 сағат бұрын
እዚ ሚድያዚኮ መቕሰን እናኾነ ይኸይድ ኣሎ. ልዕሊ ኹሉ ተሐጉሱና ድማ ምስ መረዳእታኣ።🎉🎉🎉🎉🎉
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 19 сағат бұрын
ደናቑር ካድረታት ጉጅለ ኣደመ ኣኹሱም ፃድቃን ገ/ ተንሳይ ናያቶም ጋቢ መፀ ቃረየ ቦታ የህቦይ።
@abeyhaileselassie3040
@abeyhaileselassie3040 16 сағат бұрын
ፅቡቅ መልሲ ብዛዕባ ጅግና አያና ጀኔራል ፃድቃን .ህዝቢ አክሱም እንታይ ጌሩ .ኡቶም ከም ኩርኩር ደድሕሪ ሓለፍቶት ሶኹሶኽ ዝብሉ ሕማቃት ሰባም እምበር.
@walkthewalktalkthetalk6371
@walkthewalktalkthetalk6371 Сағат бұрын
ካድረ ሕወሓት መን ቐፃዕን ሸላምን ገይርዎ? ኻብዱ ናብዝመልኣሉ ድምፂ ዝሕብ መመሓደሪኡ ስርቅን ኔትወርክን እምበር ዕላማ ከምዘይኾነ መለስን ስብሓት ነጋ ቓንዬሞ እዩም ።
@ايووباثيووبي
@ايووباثيووبي 9 сағат бұрын
ኣይኮነይ ንትግራይ ዝኩሉ ታሪክ ዝሰረሐ ግርማ ኣፉሪካ እዩ ክብር ጀግና ጀነራል ፃርቃን
@legessedesalegn3328
@legessedesalegn3328 5 сағат бұрын
General Tsadkan is super hero!
@Asgodommenges-jh3co
@Asgodommenges-jh3co 14 сағат бұрын
የቕንየልና ትግራይ ብሮድ ካስት ከምዚ ዝበለ ሓቂታት ናብ ሕዝቢ ምቕራብኩም ኣብ ዜናኹም ቀፅሉሉ
@ejigayehumisgina5471
@ejigayehumisgina5471 8 сағат бұрын
እዚ ሓቒ ኣይኮነን ሪኢቶኦም እዮም ዝገልፁ ዘለው
@awetabadi6548
@awetabadi6548 8 сағат бұрын
ፃድቃን ጅግና እዩ ጅግና አብ ዓድና አይፍቶን አጆካ ቀፅል
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 19 сағат бұрын
እዙይ ሓቂ ምካኑ ህዝቢ ባዕሉ ይፈልጥ እዩ። ሪፎርም ግድን የድሊ እዩ። ፀላእላእ አይበለና። ህዝቢ ልእሊ ኩሉ እዩ። ይከበር።
@SolomonBerhe-xz9mu
@SolomonBerhe-xz9mu 5 сағат бұрын
ኣነ ዝገርመኒ እዞም ጉ/ኣደመን ኮራኩሮምን ጀ.ፃድቃን ትግራይ ናይ ውልቀ ሰባት ኣይኮነትን ንኩሉ ትግራዋይ ብማዕረ እያ ትብፃሓና ኩላትና ካኣ ማዕረ ፖለቲዊ ተሳትፎ ክህልወና ኣለዎ ምባል እንታይ እዩ እዚ ኩሉ ዓበድበድ ዘብሎም ዘሎ እዩ።
@KokiKifle
@KokiKifle 16 сағат бұрын
እናተ ባለጌዎች ጀገናውን ጀነራል ፃድቃንን ለናተሲሉ ለህዝባቸው ብለው ጠቁረው ከሰተው እናንተን ብለው ክፉዎች የኔ ጀግና ብዙ ወዳጅ ብዙ እሚከብሮት አለም ጭምር
@SamiBoykaRagnar
@SamiBoykaRagnar 8 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ኣቦ ዲሞክራሲ አቦ ፍትሒ እዩ።❤❤❤❤❤
@MuezTeklemariam
@MuezTeklemariam 19 сағат бұрын
ትነግራይ ብሮድካስት: ፅሩይን ቀኑዕን ሚድያ እዩ፣ ቀፅሉሉ!!!
@MehariGidey-d1n
@MehariGidey-d1n 10 сағат бұрын
No political leader is more than General tsadkan,,,
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 19 сағат бұрын
ጂጋና ኣያና ፂዲቃን ገ/ትንሴአ ጋቢ ዓቢዩዎ ዱዩ ወዲቁኩም ቀረኩም እንበር ኣቱም ባሃማት ግና ታሪክ ክሰሪሓ እዩ 😕ዕድመን ጥዕናን ያሃብካ ኣያና❤😘
@AbebaGebretsadik
@AbebaGebretsadik 19 сағат бұрын
@@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ ❤️💛❤🙏🙏🙏❤️💛❤
@Haregu-o6m
@Haregu-o6m 17 сағат бұрын
They are stupid,they should give the gabi
@Hmm-c8v
@Hmm-c8v 17 сағат бұрын
❤🎉🥰❤️💛❤️💊💊🙏🙏🙏🙏
@Seb15
@Seb15 16 сағат бұрын
ወይለኦም ትማሊ ጅግና ጅግና ይብሉ ነይሮም ሎሚ ድማ ጋቢ ኣይንህብን ጋቢ ስለዘይረከበ እንታይ ኢሉ ከምስሓሰቦ እዩ ይገርም እዩ ናይህጻውንቲ ምትሕርራቅ ይሰርሑ ነቲ ካብ ምውቅ ሂወቱ ንህዝበይ ኢሉ ዝተሰለፈ እዚ ክባሃል ስሕተት እዩ። መጀመርያ ትግረዋይ ከም ሰብ ወይከም ትግረዋይ ክከባበር ይግባእ።
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ
@ትግራይሃገረይእያዓለምይራ 16 сағат бұрын
@@Seb15 ነዉሪን ኑዉሪን ዘይፈሉጡ
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 3 сағат бұрын
ከም ፃድቃን ቡርቱዕ ፍፁም የይብሎምን ኣስተውዕሉ ጥራሕ
@Tekle-lr6it
@Tekle-lr6it 18 сағат бұрын
እዚ ጥረ ሓቂ ኣይኮነን ድዩ መንግስቲ ከፍርስ ደልዩ ዝባሃል እዚ ጀግና
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 8 сағат бұрын
ክቡር ጀነራል ፃድቃን እግዚአብሔር ምሳኻ ይኹን
@HaileGebre-egziabher
@HaileGebre-egziabher 10 сағат бұрын
እዞም ካሕዳማት ስረሖም ጉጅለኣዊ ምኻኑ ባዕሎም መስኪሮም ። ል/ጀ ፃድቃን እማ ጋቢኡ ህዝብን ወጣትን ትግራይ እምበር መርዛማትጉጅለ ኣሸዓ ኣይኮኑን
@samibelay-tl1gp
@samibelay-tl1gp 4 сағат бұрын
ክቡር ጀኔራል ፃድቃን ንገሰልና
@AbrehetGhereziher-md2nh
@AbrehetGhereziher-md2nh 18 сағат бұрын
ናይ ግዜ ጉዳይ እምበር ዋጋ ክኸፍሉሉ'ዮም እዞም ቡዕሉጋት ነውራማትን ከም እንበዓል ኣባዲ ድዩ ዋላ ካልእ።ሎሚ ወይ ንሶም ወይ ንሕና ኣብ ርእሶም ኣለና ሞት ይሐይሽ እዞም ዱሑራት ደናቁር
@hlufmahari4078
@hlufmahari4078 15 сағат бұрын
ፃርቃን እምበር ፃርቃን ወላዲት ኣይተጋገያይ ብትኽክል እዩ ገሊፅዎ።
@lmathans1584
@lmathans1584 3 сағат бұрын
General Tsedkan Anbesa 🦁🦁🦁🦁🦁🦁💪💪💪💪🩵🩵🩵🩵🩵🩵
@mekonenaregai9483
@mekonenaregai9483 10 сағат бұрын
ብጣዕሚ ዘሕዝን ህዝቢ ምዕራብ ተጋሩ ኣይኮነን ዝብል መግለፂ!
@SolomonBerhe-xz9mu
@SolomonBerhe-xz9mu 5 сағат бұрын
ኣየ ኣባዲ ገ/ስላሴ ከምአ ኢልካ ሓሪርካ ክትተርፍ እምበር ምንም ተምፀኦ የብልካን ፀማም ደንቆሮ ኩርኩር ጉ/ኣደመ።
@DanaytGuesh
@DanaytGuesh 17 сағат бұрын
ፃድቃን ኣቦ ሓቂ እዩ፣ ካብ ናይ ትግራይ መረሐቲ ሓደ ተስፋ ትግራይ ንሱን ንሱን ጥራይ እዩ።
@goly9965
@goly9965 Сағат бұрын
ብቅንጣብ ጨርቂ ጎጠኛታት ደማሙ ዝጉሂ ጅግና አይኮነን :: ፃርቃን ህዝቡ ዝሽለሞ ኒሻንን ክብርን ዝወነነ ኽቡር ቀይሲ ዓወት ጅግናና እዩ ::ህዝቢ እንድሕር ዘይገበሮ ወፂኡ ዘይዛረብ ነውረኛታት ::
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 19 сағат бұрын
ዘረኛታት እቲ ሓቂ ለውጢ ፈተው ዘይፈተው ሪፎርም ግድን ክትግበር እዩ
@jfdfjr3827
@jfdfjr3827 18 сағат бұрын
ጆግና ፃድቃን ቀፅለሉ በጃኻ አከብ ሰረዓት መሳፊቲ ገልግለና
@samuelgirmay-m5j
@samuelgirmay-m5j 19 сағат бұрын
ልዕሊ ፃርቃንስያ ተጋዳላይ ወይ ትግረዋይ እየህ ያርእኹም ንእሽተይ ሕፈሩ
@Girmay-j8w
@Girmay-j8w 19 сағат бұрын
ፃድቃን ልክዕ እቹ...
@sancho12345
@sancho12345 10 сағат бұрын
ጀነራል ጻድቃን ናይ ትግራይ ጀግና እዩ
@gebremedhintikue7426
@gebremedhintikue7426 11 сағат бұрын
ጉሒላታት ህዝቢ ናይ ሌብነቶም ዝለመድዎ ንምቕፃል ዕንይንይ ዓገርገር ይብሉ ኣለዉ ዝጠፍአ ዕሸልመንእሰይ ትግራይ እናበልዑ ንምንባር እዩ
@kahsuberhanugebreslasie7299
@kahsuberhanugebreslasie7299 18 сағат бұрын
ጀግና ኣያና በርትዕ
@birhanuwoldemichael8829
@birhanuwoldemichael8829 18 сағат бұрын
ንአዳነች ሀበቤ ጋብ ዝሸለመ ንክቡር ጀግና ጀነራል ፃድቃን ዝነፍግ ንፉግ ጉጅለ ኽንዳየነ ሕሱማት አዳሎውት እዮሞ
@hideyat3960
@hideyat3960 Сағат бұрын
None sense news. G. Tsadekan is a hero
@r-hgman3651
@r-hgman3651 17 сағат бұрын
Please note politics should not be about a tit for tat or revenge. Difference in politics should be seen as difference in opinions or views. Gen. Tsadkan is our hero of heroes who dedicated all his life to the cause of the people of Tigray. I know for sure he is highly held up in the world as one of the masterminds of war strategists in the continent. We must give him the respect he deserves while pointing out to him any mistakes he might make. We must also convict ourselves to resolving differences amicably while thanking him for the services he had given and the sacrifice he had made for the cause of Tigray. Political differences must be determined by the vote only where the public votes to decide who had been convincing them or otherwise. Long live to Tigray. Peace for the people of Tigray.
@berihun-iz2yl
@berihun-iz2yl 13 сағат бұрын
ልወረደ ኣተሓሳስቦኦም አዩ ዘርኢ ጋቢ ንጀ/ል ፃርቃን ተራ ነገር እዩ ።
@ariamemun9576
@ariamemun9576 8 сағат бұрын
ጀነራል ፃድቃን ብሕጊ ክሕተት ኣለዎ .???? .....እንታይ እዩ ዕላምኡ ..........ብዛዕባ ምዕራብ ትግራይ መሬት ትግራይ ብጭቅ ኢሉ ኣይዛረብን .........ብኣራት ክሎ ሃብቱ ተታሕዝዎ ስለዘሎ ..........ብግዜ ኣሃዲግ ሰሪቁ ፋብሪካታት ቢራራያ ....ብሽም ዮሕዋቱ ብዝሕ ሓፍቲ ዝውንን ሰብ እዩ ተጠንቀቅሉ ??????? ጌታቾው ካብ ጀነራል ፃድቃን ረሓቅ ናብ ልብኻ ተመለስ??? ፍትሒ ንህዝቢ ትግራይ 😍🙏
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 8 сағат бұрын
ብዕራይ
@awetabadi6548
@awetabadi6548 8 сағат бұрын
አታ ሓወይ አይትጋገ ትግራይና ክልተ አይኮነን ሓደ እዩ ከምቲ ንስካ ትድግፎም ንሕዋት ንሕና ካዓ ንጀነራል ፃድቃን ንድግፎ ኢና ንበረልና ኩቡር አያና
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 3 сағат бұрын
ፃድቃን ቁኑዕን መስተውዓልን'ዩ
@AmineBrhaneGebrehiwet
@AmineBrhaneGebrehiwet 14 сағат бұрын
ጀነራል ፃርቃን ዝኸሓዱ ነውርማት ፅባሕ ከዓ ንቲ ህዝቢ ውን ተግራዋይ ኣይኮንካን ከምዘይብልዎ መእመኒ የብሎምን
@kibreabesey9582
@kibreabesey9582 11 сағат бұрын
@@AmineBrhaneGebrehiwet ቂመኛ ኩሉ ግዜ ቅኑዕ ክሰርሕ አይክእልንዩ!! ተኹሲ ደው ንምባል ክትፍርም ኬድካዶ መንግስት ተፍርስ ኢኻ?? ንበዓል ወልድያን ደሴን ዳባት ደባርቅ ጎንደር አከራኻሪ ቦታታት ትብልምበር ንምዕራብ ትግራይዶ አከራኻሪ ቦታ ኢልካ ክፍረም ይግብኦ ድዩ ድአ??
@NabiyuZemen
@NabiyuZemen 18 сағат бұрын
ህዝቢ ከተማ ኣክሱም ከይኮነስ ዓይኒዋሪ ዝመርሕዋ ዝነበሩ ኮሚቴ ኣባላት ኔትወርክ ስለዝኾኑ እዮም፣ ኮነ ኢሎም እዮም፣ ንውሕሉልን ምእዙዝን ጀግና ተጋዳላይ ጄ/ል ጻድቃን ገብረ ትንሳኤ እዩ ፈልይዎ፣ ሕጂ ጎኒጎኒ ክኸድ የብሉን
@wedishambel-ly4wi
@wedishambel-ly4wi 7 сағат бұрын
ካብቶም ናይለውጢ መራሕቲ ሓደ ጀነራል ፃድቃን እዩ ቶም ሰረቅቲ ግን ኣይደልይዎን
@jfdfjr3827
@jfdfjr3827 18 сағат бұрын
ንፃድቃን ዝካሓደት ትግራይ ነመንዳኣ ኢያ ንደብረፅንተት
@barakbintigray1379
@barakbintigray1379 19 сағат бұрын
SO DIRTY ACT **!! DADI you are also SO.. DIRTY. ገቢ : ናኣኻ: እምበር: ን ጀ/ል: ፃድቃን: ብረቁ: አይኮነን**!! ፎ **!!
@aberagamlak3941
@aberagamlak3941 18 сағат бұрын
ጀነራል ጻድቃን ፥ ኣብ ትግራይ ሱር ሰዲዱ ዘሎ ጸረ ዲሞክራሲ :ብኔትዎርክ ዝተኣሳሰረ ግዕዝይና ንምጥፋእ ከምኡውን ዶብ ኣልቦ ርክብ ውድብን መንግስትን ንምትዕርራይ ዝሕግዝ ሪፎርም ኽካየድ እዩ ዝቃለስ ዘሎ። ዞም ኣብላዕሊ ዝተዘርዘሩ ጸገማት ንክፍትሑ ምቅላስ ውድብ ምፍራስ ድዩ? ውድብና ህወሓት ዞም ኣብላዕሊ ዝተጠቐሱ ጸረ ህዝቢ ትግራይ ንዘለዓለም ክቕጽሉ ትደሊ ድያ? ብናተይ እምነት ዞም ጸገማት እዚኦም ከይፍትሑ ዝደሊ ሓይሊ ካብ ዝኾነ ይኹን ክፈርስ ኣለዎ ዝብል እምነት ኣለኒ
@AlemGmedhin-wl9mj
@AlemGmedhin-wl9mj 9 сағат бұрын
አባዲ ገብረስላሴ ሰራቂ እና ሕልና ዘይብሉ ስብ እዩ
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 17 сағат бұрын
❤❤❤❤❤❤❤..TIGRAY.......TRES........TRES
@gebreabzgiweldehawariat5378
@gebreabzgiweldehawariat5378 19 сағат бұрын
ኩሉ ፀገም ንፃድቃንን ጌታቸውን ዝፈጠርዎ አምሲልካ ምቅራብ ናይ ሓሶት ምስክርነት እዩ።
@teklayadhanombaraki5773
@teklayadhanombaraki5773 18 сағат бұрын
ፖለቲከኛታት ትግራይ ብኸምዙይ እዮም ዝምዘኑ ! የህዝን ።
@ايووباثيووبي
@ايووباثيووبي 9 сағат бұрын
ካብ ኣመሪካ ኮ ዓዱ ከድሕንዩ መፂኡ እበር ልቱ ጨረት ዝኮነ ጋቢ ደልዩ ኣይኮነይ መፂኡ ረሳሓት ጎጀለ ስብሓት
@AtakltiAkalu
@AtakltiAkalu 9 сағат бұрын
Tigray ne G/l tsadkan kemzi megbara zeyhalfela addi mekuana aregagitse.
@HayelomReda-e1p
@HayelomReda-e1p 19 сағат бұрын
ጀ/ል ፃድቃን ዝኻሓደት መሬት አነ እንዲዒ
@genetbrhane7433
@genetbrhane7433 18 сағат бұрын
Tsadqan eyu kihido hawey
@NelesAsgele
@NelesAsgele 17 сағат бұрын
ሌያቡ እዮም ዝክሕድዎ ዘለዉ
@FerejMeki
@FerejMeki 5 сағат бұрын
ገቹ ፃድቃን ❤
@AdduBerii-z4p
@AdduBerii-z4p 17 сағат бұрын
አባዲ ገ/ስላሴ : ብስራሕ ጀግና ጀጋኑ ጀነራል ፃድቃን : ዝነቅፈሉን ዝመዝነሉን ክንዲ ፅፍሪ እካ ትኹን : ሞራል ኮነ ዓቅሚ የብሉን ። አባዲ ገ/ስላሴ : ጋቢ ካብ ዝተሸለሙ ሰባት : ብዕፅፋ ዕፅፊ : ብተዋፋይነቱን ብጅግንገቱን ዝለዓለ አስተዋፅኦ ዘለዎ : ብሉፅ ትግራዋይ እዩ ። አባዲ ንባዕልካ እንታይ አስተዋፅኦ ወይ ብምንታይ ዓይነት ሽም : ከም ትጥቀስ : መልሱ ንዝፈልጡኻ ይኹን ። ስለዚ ጀግና ጀጋኑ ወዲ ህዝቢ : ብበዓል አባዲ ዝምዘን ወይ ዝዝለፍ አይኮነን :: ካልእ : ናይ ደብረ ዕንክሊል ዘረባን ደገፍቱን : ግ.ም.ት ክልተ ዓመት እንታይ ሰሪሑ ይብሉና አለዉ : ግ.ም.ት ካብ ዝሽወም ጀሚሩ : ብናትኩም አኬባ'ዶ ዓዲ ይሸጡ አለዉ'ዶ : ጉባኤ'ዶ እንታይ'ዶ እናበልኩም : ስራሕ ከይስራሕ ዓገርገር እናበልኩም : ብኸመይ ሰላም ረኺቡ ክሰርሕ ይኽእል : አብ መስራቤቱ እናኸድኩም : ተወዲብኩም ከይሰርሕ መሰናኽል እናኾንኩም : ንዝተቃወኩም ክትቀትልዎም : ክልተ ሰባት ብጥይት እናወቃዕኹም : ግ.ም.ት ሰላም ረኺቡ ብኸመይ ክሰርሕ ይኽእል : ዕንቅፋት ኮይኩሞ'ኮ ። ስለዚ ንኽስራሕ ዕረፉ : ካብ ድሕር ሕጂ ግን : ዘይትዓርፉ ተኾይንኩም : ብዓቅሊ ሱቅ ኢሉ ዝፅበየኩም የለን : ዝኾነ ይኹን : ብሰላም ዘይቀሳቀስ አመራርሐ ይኹን ናይ ጉጅለ ከዳሚ : ስጉምቲ ምዉሳድ ክጅመር'ዩ :: ስልጣን ናይ ህዝቢ'ዩ ።
@babatek7136
@babatek7136 16 сағат бұрын
አያና ን አቦና እዩ❤❤❤
@TsegayAlemu-i3f
@TsegayAlemu-i3f 9 сағат бұрын
ጀኔራል ፃድቃን ጋቢ ከይኽደን ዝገበርዎ ሌባቡ ናይ ስብሀት ነጋ ፓርቲ ደገፍቲ እዮም ፃድቃን ሓቀኛ ንሀሕቢ ትግራይ ዝትጋደለ ከዚውን ዝጋደል ዘሎ ስለዚ ጋቢ ተሸለመ አይተሸለመ አይግድሽን ጋቢኡ ህዝቢ ትግራይ እዩ ስለዚ ናይዚ አሸአ ፓርቲ ጋቢ እንኳኧ ተረፎ።
@ArsoniaMengisteab
@ArsoniaMengisteab 17 сағат бұрын
ሳላሳይ ወያነ ትግራይ ቅድመ ኩናት አብ ኩናት ድህረ ኩናት ከም ውዳበ አስተዋፅኦኦም ጥንኩርን ድኩም ጎኖም ገምጊሞም ዶ
@InnocentCheetah-hx4ki
@InnocentCheetah-hx4ki 3 сағат бұрын
ንፃድቃን ኣይሽምባን ጋቢ ይግባኦ ነይሩ
@Tegst-w9x
@Tegst-w9x 11 сағат бұрын
Ember tegadalay❤
@KaleyuGebremaryam
@KaleyuGebremaryam 18 сағат бұрын
እኒሐ ትብሉ ሰባት ኩሉኩም ወገንተኛ ኢኩም ተንከፍ ስብሓታውያን ኢኩም
@Tekle-lr6it
@Tekle-lr6it 18 сағат бұрын
TDF ኣብጎንኻ ጀግናና
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 19 сағат бұрын
እዚኣ ሓቂ እያ። ደንዚዞም እዮም ካሊእ መማረፂ አምፅዑ ኢና ንብል ዘለና።
@ወዲዓጋመትግራይደመይ
@ወዲዓጋመትግራይደመይ 19 сағат бұрын
ግጅለ ስፍሓታዋይ ዓለታዋይ ምኻኖም ዳኣ ፈልጥናዮም ኢና ንሕና ውን ደብረጽንተት ከ 1.5ሚሎን ህዝቢ ስለ ዘጥፈአ ዲዮም ጋብ ከድኖሞ ልዕል 2 ሚሎን ህዝቢ ስለ ዝፋቀለ መሬት ስለ ዘውረር ዲዩ ጋብ ከድኖሞ ንደብረጽንተት እዞም ዓለታዋይ ሎሚ ተፋልጥና ኢና ምዞም ግጅለ ኣደመ ስፍሓታዋይ ንጻዲቃን ኣብ መሬት ዓዱ ኣኽብርናዮ ኢና ደስ ከይብሎም መኽናቱ እዞም ግጅለ ስፋሓታዋይ ን 30 ዓመት ከባብነት ዓለትነት ሰረሐምሉ ኢዮም ።
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 19 сағат бұрын
ህዝቢ ኮይንካ ንህዚ ትግራይ መስዋእቲ ዝከፈለ ተጋዳላይ "አወግድዎ" ይበሃል! አረ ልብ ንበል።
@TediEbuy-j6h
@TediEbuy-j6h 17 сағат бұрын
ኣብ ትግራይ ዘሎ ፀገም ናይ ወለድን ውላድን ዘሎ ኣፈላላይ እዩ
@Gebreegziabher-g4w
@Gebreegziabher-g4w 18 сағат бұрын
ወገንተኛ ሚድያ፣
@AlemHailu-xc1hm
@AlemHailu-xc1hm 18 сағат бұрын
ናይ አባዲ ገብረስላሴ ጽሁፍ ቆልአ ናብኡ ምፅራፍ ገይረ እየ ዝወስዳ
@alemwelela5777
@alemwelela5777 17 сағат бұрын
ፅቡቕ ኣቀራርባ
@NabiyuZemen
@NabiyuZemen 18 сағат бұрын
ኣባላት ጥፍኣት ኔትወርክ ዕግርግር፣ ወዲ ሰብዓ ዓመት ክንቃለስ ኢና፣ ዝሕዝን እዮም።
@bereket-x8w
@bereket-x8w 16 сағат бұрын
ብስራሕ ፈፃሚ ዝምራሕ ክህሉ የብሉን።
@Erifuture
@Erifuture 14 сағат бұрын
እምበኣር ጌታቾው መጽዓ ንዘፁሃት ጀነለሳይድ ኣኽሱም ዓቀከቢ ተባሂሉለይ ያኢ እዚ ህዝበከ ዲዩ ወይስ ሚድያታት ተቓዊሱዎ ኣሎ መስለነከ ምሕረት የውርደሉ ህዝቢ ትግራይ በዘይካ ህዋሓት ከሰጋግሮን ኣብ መጨረሽታ ብጽንዓት ዘሰጋግሮ ኣይደሎጀከ ፈጺሙ የለን
@GebruLegesseGebregiorgis
@GebruLegesseGebregiorgis 17 сағат бұрын
ንሱኸ መፍትሒ ይነፅር። ባዕልኼ ትፈጥሮ እዩ በሎ።
@BiniamTeklemariam1
@BiniamTeklemariam1 17 сағат бұрын
ኣብወንበር ጳጳሳት ተቀምጥዎም ምስ ጎረባብቲ ብምጽራፍ የጨፍጭፍኹም መሕፈራት ጎረቤት
@NelesAsgele
@NelesAsgele 17 сағат бұрын
ቆንጆ ዜና ❤
@ArsoniaMengisteab
@ArsoniaMengisteab 17 сағат бұрын
ናብ ተወከልቲ ህዝቢ ከይቀርብ እማ ተወከልቲ ህዝቢ አፍሪስክሞም እኮ ዘረባ ካሊእ ተግባር ካሊእ እናኮነ ጨኒቁና አሎ
@МеЕиваком
@МеЕиваком 7 сағат бұрын
ጀ/ል ጻድቃን ንፈትዎ ሰብ ነይሩ ግን ህዝቢ ተፈናቂሉ መሬትና ተወሪሩ 40 ዓመት አብ ውሸጢ ህዝቢ ዝተወሐደ ህወሃት ክጸርግየ ኢሉ ምልዓሉ ታሪካዊ ስሕተት ይፍጽም አሎ መኽንያቱ እዙይ ድሕሪ ሉአላዊነት ዝረአ ዩ
@MomedMomed-uc6zw
@MomedMomed-uc6zw 17 сағат бұрын
ብጋቢ መሃብ ከባቢ ዓድዋ ሰለዘይኮነ እዩ እምበር ፓለቲካ ህወሓት ቀደሙ ዝፎትዎ ሐዚውን ፀይፀለኦ እዩ ግን ድማ ፓለቲካን መንግሥትን ክፋላለ ኣለዎ ስለዝበለ እዩ ህዝቢ ዝቃፃፀሮ ሥርዓት ክህሊ ኣለዎ ስለዝበለ እዩ ዓላሙኡ ቀይሩ እዩ ዝባሃል ዘሎ
@YohannesAssefa-fy8st
@YohannesAssefa-fy8st 12 сағат бұрын
ናይ እስልምና ታሪኽ ምስ ትግርኛ እንታይ ርክብ ኣለዎ ምስ ክብርታት ትግርኛ? እስልምናኮ ካብ ዝነበርናዮ ስልጣነ ዘባተኸና ናብዙ ዘለናዮ ድኽነት ዘውደቀና።እስልምና ሰረቱ ስዕዲ እዩ !!
@haddisGebreyesus
@haddisGebreyesus 18 сағат бұрын
ብቅዋም እዩ ዓዲ ዘጥፍእ ዘሎ።
@Destahun-x6z
@Destahun-x6z 5 сағат бұрын
ብህዝቢ ንዝተመረፀ ቤት ምኽሪ ንኽፈርስ ዝገበረ ፃድቃን ባዕሉ እናሃለወ ሕዚ ካልእ ከምዘፍረሶ ይህትፍኣሎ
@МеЕиваком
@МеЕиваком 8 сағат бұрын
ስለ ዲምክራሲ ምንጋር ጽቡቅዩ ሉኣለዊነት አሪኪብካ ግነ ዲሞክራሰ ዝበሃል የለን::
@Tekleaxmite
@Tekleaxmite 17 сағат бұрын
TIGRAY...........BROADCAST..........MEDIA...........TG..........CITEY.........COUNTRY
@hagosGebrehaweria
@hagosGebrehaweria 19 сағат бұрын
ካብ አብይ ይቀበል
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 6 МЛН
А ВЫ ЛЮБИТЕ ШКОЛУ?? #shorts
00:20
Паша Осадчий
Рет қаралды 8 МЛН
Как подписать? 😂 #shorts
00:10
Денис Кукояка
Рет қаралды 6 МЛН