ትግራይ ጸላእታ ገሊሃ ኣብ ዓለም ክብራ ኣረጋጊጻ ክትነብር ዘኽኣለ ጅግና ወሊዳ ኢያ።

  Рет қаралды 22,409

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat

24 күн бұрын

ትግራይ ጸላእታ ገሊሃ ኣብ ዓለም ክብራ ኣረጋጊጻ ክትነብር ዘኽኣለ ጅግና ወሊዳ ኢያ።

Пікірлер: 75
@user-ue7on1xt6p
@user-ue7on1xt6p 23 күн бұрын
ተባረክ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ🙏
@kebedetilahun7940
@kebedetilahun7940 22 күн бұрын
ብሬ ሐቂ እዩ ጆኖሳይድ አብ ትግራይ ተፈጺሙ ዝብል ጽንዓት ምውጻኡ ዘሕጉስ እዩ
@tadesewoldu445
@tadesewoldu445 22 күн бұрын
ብርሂን ክንዲ ሽሕ ፈታዊ ማንነቱ ንበረልና💪💪💪💪
@TeweldeMahari
@TeweldeMahari 22 күн бұрын
ሰላምካ ይብዛሕ ብርሃነ ክብረ ኣብ ክቡርን በሊሕን ለባምን ሓውና ቃልስኻን ድኻምካን ራዕኻን ዓላማኻን ክዕወት ፍረ ኣፍርዩ ናብ ቆፎ ከኣቱ ኣብ ዓስርተ ሓደ ሰዓት በጺሑ ኣሎ ኣዮኻ ኣዮኻ ኣዮኻ ናይና ደቂ ኣባት ኣግዓዝያን ተጋሩ ክንዕወት ኢና።
@CggFge-xf3pi
@CggFge-xf3pi 22 күн бұрын
ኩሉ ግዜ እየ ዝከታተለካ ፅብቅ ሰራሕ ዩ ቀፅለሉ ህዝቢ ኤረትራን ትግራይን ሓድኦም ጠፊኦም ሓድኦም ክነብሩ ኣይክእሉን ሓደ ነገር ክንፈልጦ ዝግበኤና ግን ኑፅህ ልብን ሐደሸት ሓሳባትን ዝዉንን መንእሰይ ክንፈጥር ክንክእል ኣለና ብሓፊሻ ሰላምን ቅሳነትን ንክልትኡ ህዝቢ
@user-dz7lu3ri7b
@user-dz7lu3ri7b 22 күн бұрын
ብርሒን ፡ናይባቂ፡ሐቂ፡ክትዛረብ፡ኢካ፡ተፈጥሪካ። ትንተናካ፡ድገርሞ፡እዪ። ናይባሐቂ፡ፓለቲካ፡ዝረደኣካ፡ሰብ፡ኢካ። ፈጣሪ፡እደመን፡ጥእናን፡ይሐብካ።
@taddisuab9081
@taddisuab9081 23 күн бұрын
You are doing a Nation, Go a head.
@user-tt5yy9hf8c
@user-tt5yy9hf8c 23 күн бұрын
ትክክክክክልልልልሰ ብርሃነ ሓውናናና❤❤❤❤❤ብዙሕ ወጋ ዝተከፈለሉ ዩ።።።
@zefengorhawaria8526
@zefengorhawaria8526 23 күн бұрын
❤❤❤
@user-uw2my1up2k
@user-uw2my1up2k 22 күн бұрын
ብርሃነ አብዚኣ ጥራሕ ረጊፅካ ቀፅል ። እቲ ሽግር አብ ክልቲአን ውድባት ዝነበረ አፈላላይ እዩ መሠረቱ ። ንሱድማ ናብ ምውጋእ ክወሰደና ግድን አይነበረን ።
@SelamawitGebregergisWoldu
@SelamawitGebregergisWoldu 22 күн бұрын
🎉 ewe haqika Birhen HAGER KINKEWN ENA
@enroute3
@enroute3 22 күн бұрын
ብርሽ ተባዕታይ፡ ናይ ኣቦታቱ ዝወርስ!
@zerugebrekidan3970
@zerugebrekidan3970 22 күн бұрын
በዓል ፅኑዕ መትከል ኣንበሳ ብርሃነ ክብረኣብ; ኣብ መትከልካ ጥራይ ርገፅ ጊዜ ክቕየር ዩ::እዚ ክልተ ህዝቢ እዚ ናይ ጊዜ ጉዳይ ምበር: ናብ ናይ ጥንቲ ሕውነቱ ተመሊሱ ክተሓቓቖፍ ከም ዝኾነ ከይትጠራጠር ምኽኒያቱ ናይ ህልውና ጉዳይ ስለ ዝኾነ::
@estifbatu1468
@estifbatu1468 22 күн бұрын
Zemenka ybarek mes muluat sdrabetka ❤tebarek brhin hawey ❤
@EagerBocce-vl1ri
@EagerBocce-vl1ri 22 күн бұрын
ብርሂን ዓቢ ሰብ ባዓል ልቦና በዚ ኣጋጣሚ ዕድመን ጥዕናን ይሃብካ ፈጣሪ
@negasihagos9864
@negasihagos9864 22 күн бұрын
ደሃይ መንእሰያት ናይ ለባማት ሚድያ
@AG-vd1sp
@AG-vd1sp 22 күн бұрын
አቦ ሰላም ክብረትን እድመን ንአኻ ዘርህ ይባረክ ❤️💛
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 22 күн бұрын
😂😂😂😂😂 ገና አይቲረዳኣኩሚን ትጋሩ ኣቦ ሰላም ነ በርሃነ ዉደ ቅሽ ዓጋመ 😂
@solomonabraha756
@solomonabraha756 22 күн бұрын
ትክክል ብሬ ሓወይ ዘይ ኩርምትካ ሑፃ ብልዐሉ/ቆርጥመሉ/ከምዝበሃል ምንም ዝተፈጠረ ዘይመስሎም ነይ ሙሁራት ደናቁር ኣለዉና እዮም።
@mebrahtomkidane489
@mebrahtomkidane489 22 күн бұрын
ኣቦና ናይ ብሓቂ ጀግና ተቃላሳይ ኢኻ ኣነ እዉን ብወገነይ ኢትዮጵያዊ ክበሃል ኣይደልን
@alemabirhanegebregiorgis4509
@alemabirhanegebregiorgis4509 23 күн бұрын
Thank you Brother for addressing the truth regarding the current Tigray Matters.
@Etsay-qd5cz
@Etsay-qd5cz 22 күн бұрын
አጆካ ብርሂን ከዚ """"ፁቡቅ አለካ ትግርኛ ተናገርቲ ክንሓብር ኢና ፃዕርካ ኩዉን ክኮን እዩ
@alembrihantafesse1050
@alembrihantafesse1050 22 күн бұрын
ብርሂን ሃውና እንደቦካ ተተከል ስነ-ኣእምሮኣዊ በሰላታት ኲናት ንምፍታሕ፡ ምኽሪ ፍወሳን መደባት ምሕዋይን ሓዊሱ ኩለመዳያዊ ኣገልግሎት ደገፍ ጥዕና ኣእምሮ ከምኡ’ውን ማሕበራዊ ምትእስሳር ፅንዓት ሕብረተሰብን ዕርቅን ንምድንፋዕ ጻዕርታት የድሊ። ፅልኢ ብምውጋድ ንዲሞክራስያዊ ፖለቲካ መፍትሒ ካብ ልብና ጠጠው ንበል ፅልኢ ብምውጋድ ንዲሞክራስያዊ ፖለቲካ መፍትሒ ደው ምባል ኣብ ርህራሄን ሃናፂ ስጉምትን ዝተሰረተ ሓባራዊ ጻዕሪ የድሊ ጽማቕ ሃሳብ አቅሪበ ኣለኩ፤ • ርህራሄን ምርድዳእን፦ ኣብ መንጎ ዜጋታትን መራሕትን ርህራሄን ምርድዳእን ምዕባይ፣ ኣረኣእያን ተመኩሮን ሓድሕዶም ብኽፉት ልብን ኣእምሮን ክሰምዑ ምትብባዕ። • ኣኽብሮታዊ ዲስኩር ምድንፋዕ፦ ኣብ ፖለቲካዊ ክትዓት ኣኽብሮታውን ሲቪላውን ዲስኩር ክህሉ ምጉስጓስ፣ ኣብ ክንዲ ኣብ ውልቃዊ መጥቃዕቲ ኣብ ጉዳያት ዘተኮረ፣ ዝተፈላለየ ኣረኣእያታት ዝስማዕን ዋጋ ዝወሃበሉን ሃዋህው ንምምዕባል። • ግጉይ ሓበሬታ ምቅላስ፦ ንዝርግሐ ግጉይ ሓበሬታን ከፋፋሊ ቃላትን ብትምህርትን ናይ ሚድያ ትምህርቲን ተበግሶታት ምእላይ፣ ውልቀሰባት ሓበሬታ ብነቐፌታዊ መንገዲ ክግምግሙን ብሓበሬታ ዝተሰነየ ዘተ ክዋፈሩን ሓይሊ ምሃብ። • ንኹሉ ዝሓቁፍ ምትብባዕ፡- ኣብ ፖለቲካዊ ውክልናን መስርሕ ውሳነን ንኹሉ ዝሓቁፍን ብዙሕነትን ምድንፋዕ፡ ድሕረ ባይታ ወይ እምነት ብዘየገድስ ኩሉ ድምጽታት ክስማዕን ክኽበርን ምርግጋጽ። • ምትእምማን ምህናጽ፦ ኣብ ምሕደራ ግሉጽነትን ተሓታትነትን ቅንዕናን ብምስፋን ኣብ ህዝቢ ናይ ምትእምማንን ሕጋውነትን ስምዒት ብምዕባይ ኣብ ዲሞክራስያዊ ትካላት ምትእምማን ዳግማይ ንምህናጽ ምስራሕ። • ንሲቪካዊ ፅምዶ ምሕያል፡- ብማሕበረሰባዊ ምውዳብ፡ ወለንታዊ ስራሕን መሰረታዊ ምንቅስቓሳትን ኣቢልካ ኣብ ዜግነታዊ ህይወት ንጡፍ ተሳትፎ ምትብባዕ፡ ዜጋታት ኣወንታዊ ስጉምቲ ክወስዱን መጻኢ ሕብረተሰቦም ክቐርጹን ምሕያል። ነዞም መትከላት ብምድጋፍን ርህራሄ፡ ምርድዳእን ንኹሉ ዝሓቁፍን ንምድንፋዕ ጭቡጥ ስጉምትታት ብምውሳድን፡ ጽልኢ ቦታ ዘይብሉ ዝያዳ ስኒትን ተጻዋርን ደሞክራስያዊ ሕብረተሰብ ንምፍጣር ክንሰርሕ ንኽእል።
@tesfayeberhe8590
@tesfayeberhe8590 22 күн бұрын
❤🙏
@MeseleHumera
@MeseleHumera 21 күн бұрын
ሓጎስ እዩ ሽሙ ጅግና ወዲምዕራብ ትግራይ እዩ ብሬ
@May-vt1jq
@May-vt1jq 22 күн бұрын
ብትክኪል ወድቅና ኢና ንዙይ ድማ ብሰንኪ ንቶም ትግርኛ ተዛረብቲ ህዝብታት መራሓቲ እዩ
@ftsumbrhanberha3803
@ftsumbrhanberha3803 22 күн бұрын
👍👍👍
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 22 күн бұрын
ብርሃነ ንፁህ ትግረዋይ እትዮጵያ ዊ እየ እሉዝኣምን የለን ማለትስ ብዘይካ ባይዳ
@AsefaTafere
@AsefaTafere 20 күн бұрын
አጆካ ብርሂን ሐወይ ናትካ ተከታሊ እየ በርትዕ ክትወግሕ እያ
@GERE-zp2hq
@GERE-zp2hq 22 күн бұрын
ኣንታ ኹርዓት ህዝቡ ቐፅል!!!!!!!!!!!!!!!!
@AsefaTafere
@AsefaTafere 20 күн бұрын
ቶግራዋይ ኢ/ት ዝመነ የለን እቲ ባንዳ ጥራሕ እዩ
@user-it6wx1cu9r
@user-it6wx1cu9r 22 күн бұрын
ጽቡቅ ትምህርቲ።
@user-hj1gl1sm3h
@user-hj1gl1sm3h 21 күн бұрын
Brhin seb Tigray Tgrign enqe des bellum belena❤❤❤❤
@harinawilliam3649
@harinawilliam3649 22 күн бұрын
So right & brilliant great job 👏 keep it up 👍
@belaygeb6643
@belaygeb6643 22 күн бұрын
Thank you. You are very very special!!
@awetabadi6548
@awetabadi6548 22 күн бұрын
❤❤❤❤❤
@haftomwelay1120
@haftomwelay1120 22 күн бұрын
ሐጎስ መሰፉን ወዲመስፉን እዩ ዝበሃል
@user-em5mc4fl5j
@user-em5mc4fl5j 22 күн бұрын
Esey Aboy Tmesl
@muezgebremichael8824
@muezgebremichael8824 22 күн бұрын
ብርሂን ትንተናኻ ጥዑም አዝዩ እዩ ዝሰማማዓኒ
@user-ou2rd8oz1t
@user-ou2rd8oz1t 22 күн бұрын
ብሬ ብመትከል ትቃለስ ናይ መርህ ሰብ
@user-tb9le2jl2q
@user-tb9le2jl2q 22 күн бұрын
ብርሃነ ሓወይ ብሃደብት ጭሕምካ ምንዋሕ ጀሚርካ ነገር ግን ሓቲተካ መልሲ የለን አነግን ምድራዊ ዓለም ሕጉሰ አይኮንኩን ማለት ዶ ይኮን
@ahmaduhfyui2521
@ahmaduhfyui2521 22 күн бұрын
ብሬ ❤❤❤❤❤❤
@user-dw2tf9bn2c
@user-dw2tf9bn2c 21 күн бұрын
ደሃይ ሓቂ
@genethagos-qy2sq
@genethagos-qy2sq 22 күн бұрын
Exactlly,thanks,,
@jeannettealemayo9307
@jeannettealemayo9307 22 күн бұрын
ኩሉ ኣብ አዞም ፖሎቲካያታት አዮ አምብር ኣባይታ ምንም የልን🎉😂
@sami85berhe18
@sami85berhe18 22 күн бұрын
Bro
@KinfeHadguu
@KinfeHadguu 21 күн бұрын
I like your Idia
@ThePower1111
@ThePower1111 22 күн бұрын
ጀግና ብሬ
@raheldani5697
@raheldani5697 22 күн бұрын
Shitara nay amhara aregit shitara
@SelamawitGebregergisWoldu
@SelamawitGebregergisWoldu 22 күн бұрын
desssss ybllllll
@cruushidaar2616
@cruushidaar2616 22 күн бұрын
ትግራዋይ ክትብሃል አንታይ ኢዩ መምዘኒ።
@thitadesse2166
@thitadesse2166 21 күн бұрын
ክቡር ሓው ብርሃነ ኩልግዜ ንትገብሮ ዘይተሓለለ ቃልስን ድኻምን ዘድንቅን ዝግረምን ኣባል TDF እየ በሳል ምኳንካ ጠንቂቀ ይፈልጥ አየ ግን ን ኣባል tdf ደጋጊምካ ጅግና ምውላዳ ትግራይ ኣይትንገሮ ቅር ስለ ዝብሎ ንምንታይ ቅር ይብሎ ? you are politician + Freedom fighter
@aronkidane9300
@aronkidane9300 22 күн бұрын
አታይ አዩ ጸገምካ ብዛዕባ ትገራይ አዩ ሕማምካ ሕሙም
@alemabirhanegebregiorgis4509
@alemabirhanegebregiorgis4509 22 күн бұрын
Ethiopian leaders never sleeps until they remove Tigraians and Eritreans people from this planet. Be aware to be colabrate each rather than hitting others forget it about politics and politicaltions. Politicaltions are always seeking for power rather than nothing else from them. We have to think wisely about the innocent people of Tigray and Eritreans people who have the same Dreams and features please enough is enough oready we have been enough experience from the past History until the present time History.
@user-tc7ks3mg7f
@user-tc7ks3mg7f 18 күн бұрын
ሰራቂ ዳአ ወይ የምልጥ ወይ የሙት
@asmarah3174
@asmarah3174 22 күн бұрын
ካብ ዝነበሩን፡ ዝወዓሉን ንላዕሊ ኮንካ ተውሪ ንኤርትራ ንምውቃዕ፡ እንታዩ ጸገምካ? ኤርትራ ኣብ ንቡር ዘይነበረት ብሰንኪ እገዳ ኮይና ሳላ እቲም ጀጋኑና ከብዶም ኣሲሮም ዝሓለዉዋ ምስቲ ጂግና ዋርሳይ ኣላ ምስ ክብርታታ። ብቃልሲ እዪም ዝነድሩ ጀጋኑና፡ ምስ ዝኮነት ሃገር ኣይተወዳድረልና።
@rreer
@rreer 22 күн бұрын
Mushmush. Funfunat
@asmarah3174
@asmarah3174 22 күн бұрын
እዚ ብዛዕባ ትግራይን ኤአትራን ትዛረቦ ንክትግበርሲ ተጋሩዶ ይእመኑዮም ? ምሒሎም ጥሒሎም ዝቐትሉ ሃይማኖት ዘይብሎም።
@rreer
@rreer 22 күн бұрын
Tigraway has haymanot unlike your people. Check your facts
@Ashenafi-bz9pj
@Ashenafi-bz9pj 22 күн бұрын
ኣታ ብርሃነ ሓውና ህዋሕት ሕዝኻ ዶ ዓቀብ ይውፃእ
@AlganeshGebremeskel-pi7fv
@AlganeshGebremeskel-pi7fv 23 күн бұрын
Are you trying to inflict pain on all people of Tigray when you say all our heroes who gave their lives been eaten by wild animals. Be a little sensitive about Tegaru pain.please!!!!!!!
@user-wf7ce1yd7e
@user-wf7ce1yd7e 22 күн бұрын
አማራ የአክሱምውያን ተላላኪዎች ነበሩ የሚባለው ዕውነት ነው የሸዋ ነገስታትማ አገር እየሸጡ አንድ ህዝብ ለሁለት ከፍለው የኖሩ ናቸው መቼም ታሪክ ዘግቦታል
@AlemAbraham-wq5et
@AlemAbraham-wq5et 22 күн бұрын
I don't why you are lying at this age. You said that tigray is not part of Ethiopia. If it is not you can separate from it. Tigray can not live alone if it the desire of the people of tigray secession I am sure the people of Ethiopia will not say no. Who are the axumites? There is no people who are called axumites As you have said the tigrians and eritrians could be of the same origin though it may or may not true there is geographical differences among them. That is true in Somalia and Ethiopia and the same is true between Kenya and Ethiopia that binds the people of Africa. No axumites! Alas
@rreer
@rreer 22 күн бұрын
Yes Axumites were your bosses, check your facts
@user-vu3zf3fb4k
@user-vu3zf3fb4k 22 күн бұрын
😂😂😂😂😂😂😂 ፈልሰጢምን ከሊል ተግረይን መሬትን ሲማይን አይራኺቡን እዩም ፈሊሰጢም ዓዲ ቁራጻት ዓዲ ጂጋኖ ነማንም ትጉምቢሓ ዝይትፈሊጥ መሰ ሐንቲ ከሊል ናይ እትዮጲያ ከቲዉዳዲር ዓገመ ዐቅሚኹም ኣይትፊልጡን ኪብሊኩም ዉዲ ኣፋዉርቅ ሓቆ እዩ 😂😂😂
@asmarah3174
@asmarah3174 22 күн бұрын
ኤርትራን ትግራይን ጎረባብቲ ኢና። ከም ኩለን ሃገራት ዓለም ምስ ጎረባብተን ተሓላልየን ተኸባቢረን ክነብራ ዶበን ተሓንጺጹ ክነብራ እዩ ምንዮትንን ድልየትናን እሞ ልዕሊ እዚ እንታይ ኢኻ ትደሊ?
@yohannesiv4300
@yohannesiv4300 22 күн бұрын
ሓሳዊ መምሰላይ ንህዝቢ ትግራይ ክተፅንቱ እምበር ክተኸባበሩ ዘይትደልዩ ኩሉ ሻዕ ሕመቕና ትምነዩ ኣረመኔታት ኢኹም። ወዮ ሎሚ ፀሓይ ምስ ዓረበትኩም ምኽብባር ዶ ምትሕልላይ ዝብል ባጫ ኣምፂእኹም እምበር ቅድሚ 6 ወርሒ ደኣ ትምኒትኩም ብግልፂ ዘይነገርኩምና?! ሕፍረት ከዓ የብልኹምን ብስቓይና፣ ሞትና፣ ውርደትና፣ ቃንዛናን ከምዘይተሳለቕኩምስ ሕዚ ግልብጥ ኢልኩም ክትመፃደቑ?!
@lanteTV1
@lanteTV1 22 күн бұрын
ሓሳዊ ጋሕባ ❌🇪🇷❌ ኣረሜን ወዲ አራዊት ሕብረተሰብ !!
@rreer
@rreer 22 күн бұрын
​@@yohannesiv4300exactly
@asmaraeritrea29
@asmaraeritrea29 17 күн бұрын
ብርሃን ቆንዳፍ ጋዕጋዕ ረሳሕ ዓሌት ትግራዋይ ኢኻ ባልጃኻ ጥቕሊልካ ኪድ ንሕና ጭዋታት ኤርትራዊያን ሲ ተጋሩ ትቱፍ ንፋስ ይውሰሮ እዚለማኒ ሰራቒ ዓሌት ትግራዋይ ፎእ 😡🤮😡😡😡🤮😡😡😡🤮😡😡😡🤮
@dawitgebre323
@dawitgebre323 22 күн бұрын
ጋዕጋዕ ለሐሲ ተጋሩ ከማካ ኤርትራዊ ዑሱብ ርእዪ አይፈልጥን ብክፉእ ይከውልካ ውርደተኛ 🤮🤮🤮🤮🤮🤮
@rreer
@rreer 22 күн бұрын
What is your problem
@Hosaena806
@Hosaena806 22 күн бұрын
Brhane hawey ❤
@HabtemariamG
@HabtemariamG 22 күн бұрын
Reptilian hgdef😂😂😂😂😂
ሻዕብያ ክድሕነሉ ዝኽእል መንገድታት ኣሎ ድዩ? ኲናት ሱዳን ናበይ ገጹ ኢዩ?
1:00:31
#Zaramedia - ሓፀርቲ ሓበሬታት -06-12-2024
54:08
Zara Media Network -ZMN
Рет қаралды 32 М.
ጀነራል ምግበይ ዳግማይ ታሪኽ ሰሪሑ ኣብ ሽረ መካይን ነዳዲ ይመላኣ ኣለዋ
1:03:52
ምምልስ ምዕራብ ትግራይ ሓድሽ ፖለቲካዊ ለውጢ ከምጽእ ኢዩ።
52:08
ደሃይ መንእሰያት Dehay Meneseyat
Рет қаралды 16 М.
TMH | ዶክተር ዳኛቸውና የመድፍ ፍቅሩ
42:05
Tigrai Media House
Рет қаралды 7 М.
ToRung short film: 😭i'm not blind😢
0:58
ToRung
Рет қаралды 67 МЛН
ХЕЧ БУЛМАСА МЕХНАТГА БИТТА ЛАЙК БОСИНГ #2024
0:10
Муниса Азизжонова
Рет қаралды 4,7 МЛН
ПРИДУМАЛ ВЫХОД (@inaciomundoafora - Instagram)
0:21
В ТРЕНДЕ
Рет қаралды 4,3 МЛН