ታሪኻዊ ድሕረባይታ ንግስቲ ሳባ

  Рет қаралды 52,165

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Пікірлер: 334
@jonathanfsaha928
@jonathanfsaha928 3 жыл бұрын
ንግስተ ሳባ ትግራወይቲ ያ። ኣኩሱማዊት ያ
@goodboyhabasi1287
@goodboyhabasi1287 2 жыл бұрын
ጅግና ቀፅለሉ ክቡር ሓውና ብዙሕ ናተማሃርና ኢና💗💗💗💗💗
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ፍናን ብድሕሪ ንግስቲ ሳባ ንግስነት ኣክሱም ኣይወደቀን ብድሕሪ ንግስቲ ሳባ ሓያላ ውሩያት ነገስታት ነጊሶም እዮም ብድሕሪ ሳባ ንጉስ ባዜን ንጉስ ሮምሃይ ንጉስ ኢዛና ንጉስ ካሌብ ንጉስ ገረመስቀል ቀጺሎምዎ እዮም ብተለይ ንጉስ ኢዛና ኣኽሱም ኣብ ዝላዓለ ስልጣነ ንክበጽሕ ዝገበረ ንጉስ እዩ ፊደላት ግእዝ ዝጻሓፈ ሓወልትታ ኣክሱም ዝሃነጸ ባዓል 12 ደብሪ ብወርቂ ብዕንቂ ዝሃነጸ እቲ ቤተክርስታይ ብግራይ መሐመድ ፈሪሱ ሕጂ የለን ካብ ኣድሊስ ተበጊሱ ቀይሕ ባሕሪ ተቓጻጺሩ ክሳብ ህንዲ ዓብይቲ ንግድታታ ዝገብር ዝነበረ ሓያል ንጉስ ነይሩ ካብ ኢዛና ቀጺሉ ሓያል ፍልጥ ብወታደራዊ ብኢኾኖሚ ዝነበረ ንጉስ ካሌብ ይባሃል ንጉስ ካሌብ ካብ ኣክሱም ተላዒሉ ክሳብ የመን ዝገዝእ ዝነበረ ኣብ የመን ተዋጊኡ ዓወት ዝሓፈሰ ሓያል ንጉስ ነይሩ
@asmeromweldegebriel7577
@asmeromweldegebriel7577 4 жыл бұрын
Bkemey felitkayo ezi kulu ? Nic www
@Salem-cb9kq
@Salem-cb9kq 4 жыл бұрын
@@asmeromweldegebriel7577 anbibu felitwo abti gize nere kibleka delika lol
@asmeromweldegebriel7577
@asmeromweldegebriel7577 4 жыл бұрын
@@Salem-cb9kq 😆😀 ok bro
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 жыл бұрын
ያ ሓቁ ,ዩ ዝወዲ ኣነ ውን ከምኣ,የ ዝፈልጣ {ንጉስ ኢዛና} ኣብ ህዝብን ምሕደራን ካልኦት ታሪኻዊ ቅርስታትን ዓብዪ ተራ ከምዝነበሮ ,ዩ መጽሓፍቲ ታሪኽ ዝሕብር።
@tgray_eya-hagrey
@tgray_eya-hagrey 3 жыл бұрын
ናይሐቂ ጽቡቅ ኣለኻ ግን ሐደ ኣሎ ኣብ እዋን ኢዛና ግዝ ፌደል ዝተማራመረ
@axumawi1186
@axumawi1186 3 жыл бұрын
Queen saba the Queen of axum Tgreweyti ember ethopiwat kona aytfeltn Fanan hero tanks
@arayahailu8762
@arayahailu8762 3 жыл бұрын
Queen SABA , has never been or will never and ever be ethiopian. Look and observe how TEGARU act and behave , even the mistakes they make and how they treat their hateful and mortal enemies . This is evidence that QUEEN SABA is TIGRAWAY, because her nobility and character is reflected on TIGRAY people from her generation to this generation.
@yosefetopia7711
@yosefetopia7711 2 жыл бұрын
ምኞት አይከለከልም።
@natiman3617
@natiman3617 3 жыл бұрын
🙏 ኩሉ ግዜ ጽቡቅ ይእምሮ መግቢ ኢካ ትልግስ እሞ ❤ i like ቀጽሎ ናይ'ዚ ታሪክ ኣገዳሲ እዩ ፍናን ሓወይ
@ሳሚወዲገጠር-ሰ9ቐ
@ሳሚወዲገጠር-ሰ9ቐ 3 жыл бұрын
ፋኒ ሓወይ thanks 🙏🏽 ኣካታዒት ኣርእስቲ ብኸፊል ስለ ዘምጻኻልና።
@ፅቡቅየዘለኩ
@ፅቡቅየዘለኩ 4 жыл бұрын
ንግስተ ማክዳ ወይ ንግስተ ሳባ ። ፍናነይ ፅዮናዊ ሳባዊ 😘
@meleananas9211
@meleananas9211 3 жыл бұрын
ሰላም ፍናን ታሪኽ ንግስተ ሳባ ብምቅራብካ ከመስግነካ ይፎቱ።እንተኾነ ብዙሕ ጎዶሎታት ርእየልካ ስለዚ ደጊምካ ታሪኽ ከምኣንበብካ ጽቡቅዩ።ብፍላይ ንግስነት ታሪኽ ኣኽሱምን ህዝቢ ትግራይን ዝተትሓሓዘ ምዃኑ ኣይትረስዕ።ኢትዮጳ ኢትዮጳ ዝተብሃለት ኣብዚ ቀረባያ ደብተራታት ኣምሓራን ዘርኣያቆብን ዝበረዝዎ ታሪኽ ኣይትድገሞ
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
@FkriAemlakeysAelewoHelefa 3 жыл бұрын
እወ ብትክክል ቡዙሕ ጉድለት ኣለዎ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ካብ እየሩሳሌን ደቡብ ዘላ የመን ዘይኮነት ኣክሱም እያ ኣብ ንግስነት ኣክሱማውያን ኢትዮጵያ እትባሃል ሃገር ኣይነበረትን እዚ ናይ ኣምሓሩ ጠንቆልቲ ተረት እዩ ዓለም ኩሉ ዝምስክሮ ሳባ ወይም ማኽዳ ትግረወይቲ እያ
@yosiefhabtom5216
@yosiefhabtom5216 3 жыл бұрын
ስቅ በሊ ጣንቆሊ ትግራይ ትብሃልሲ ኣበይ ነይራ በጀካ ከተማ ኣክሱም ከተማ ኣክሱም ድማ ናይ ትግራይ ወይ ናይ ኢትዮብያ ወይ ናይ የመን ኣይነበረትን ሃገር ወይ ክልል ዝብሃል ዉን ኣይነበራን ኩሉ ሓሶት እዩ ሕጂ ከተማ ኣኩሱም ኣብታ ዲሒራ ዝተፈጥረት ክልል ትግራይ ሰለ ትርከብ ትግራወይቲ እያ ትብል ሓሳዊ ኾይንካ ኣነ ዝገርመኒ ሃይማኖታዉያን ኢና ኢልኩም ትምኩሕ እምበር ሓቂ የብልኩም ኣብ ሓሶት ትነብሩ ዱሁላት
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 жыл бұрын
@@yosiefhabtom5216 ውጻእ ህግደፍ ነኻል ንዓኻል መቸም ብቅንኢ ሕርር ምስ በልኩም ኢኹም ድኹማት ኣኹሱም ናይ ነግስታት ኣግኣዝያውያን ተጋሩ ጥንታዊት ከተማ እያ መን እዩ ክምኡ ዝበላከ ኣበይስ ተማሂርካ ሰለ ኣክሱም ኣበይ ትፈልጣ ኣክሱም ኣብ ጎዳጉድ እትነብር ሓንቲ ኢቨርስቲ ዘይብላ ስለ ኣክሱም ክትዛረብ ኣይትሓፍርን ግዙእ ኣክሱም ናይ ነገስታት ታጋሩ ዋና ከተማ ክብቶም ሓያላት ዝብሃሉ መንግስታት ሮም ግሪክ ፓርሼ ቻይና ሓንቲ ዝነበረት መሰረት ተጋሩ ከተማ እያ ሰለ ባዕልካ መጀመርያ ፍለጥ
@yosiefhabtom5216
@yosiefhabtom5216 3 жыл бұрын
@@berihugerezghier6451 ስቅበል ወዲ ሽፍታ ሕዉሓት ለማኒ ህግደፍ እንታይ ክሓርር ብኣካ ድርባይ ሓሶዊ ወይ ድማ እቲ ምሕሳዉን ጥልመትን ኣቦታትካ ኣይገድፈካ እዩ እምበር ጉኑፍ
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 3 жыл бұрын
@@yosiefhabtom5216 ኣታ ተረዋኢ ወዲ ነኻል እቲ ናይ ኣቦታትካ ሓሶት ምጉባሕ ሸይጥቲ ክብሮን ንፓስታ ወድዙ ጋሕባ ኣቦኻ ጣልያን ይወግሮ ክም ዝነበረ ትፈልጥዶ ውዲ ሰራቂ ሽሮ በረበረ ማንኻ ሌባ ኢርትራዊ ሰረቅቲ ኪድ ሬሳታትካ ኣብ ትግራይ ተደርብዮም ኣለው ቀባሪ ሲኢኖም ህዝባዊ ሽፍታ ውዲ ሰረቅቲ እረ ዘይትሓፍሩ ጋሓፋት ዓሌት ሰረቅቲ ኣምበጣታት ሰብ ኣይኾንኩም ኣንበጣ ኢኹን ኢርትራ ሰረቅቲ በላዕቲ ስጋ ሰብ ጥፍ ሑሱራት ዓሌት
@yosiefhabtom5216
@yosiefhabtom5216 3 жыл бұрын
@@berihugerezghier6451 ኪድ ኣታ ረሳሕ ድቃላ ልሓሰ ቡዑሉግ ጠላም ከም ኣቦታቲ ወዲ ጁንታ ሽፍታ ኢትዮብያ
@tedrosneamn974
@tedrosneamn974 4 жыл бұрын
ደስ ዘብል ጽቡቅ ታሪኽ ኢዩ የቀንየልና ፍናን ✅👍
@jonathanfsaha928
@jonathanfsaha928 3 жыл бұрын
ንግስቲ ሳባ ወይ ማክዳ ትበሃል እሳ ድማ ትግራወይቲ ያ ኢትዮጵያ ኣብቲ ግዜ ኣይነበረትን
@habtemichaelabraham1920
@habtemichaelabraham1920 3 жыл бұрын
Fnan jigna amlak yibarika buruk hawey
@hlnamedia1111
@hlnamedia1111 4 жыл бұрын
ብሓቂ ጽቡቕ ኣቀራርባ ,ዩ ግን ድሕሪ ንጉስ ቀደማዊ ምንሊክ ተዳኺሙ ዝበሎ ኣነ ኣይሰማማዓሉን ,የ ምኽንያቱ በዓል ንጉስ ኢዛና ኣዝዮም ሓያላትን ፍትሓውያንን ኣብ ህዝብን ታሪኻዊ ቅርስታት ምህናጽን ዓብዪ ታራ ከምዝነበሮም ,ዮም ዝንገረሎም ተመሊስካ ደኣ ጽቡቕ ጌርካ መጽናዕቲ ውሰደላ ፋኒ ኩቡር😍
@Jusesloveme
@Jusesloveme 4 жыл бұрын
ንግስቲ ሳባ ትግራወይቲ እያ፥
@ያዱማሚኖኣስመራ
@ያዱማሚኖኣስመራ 4 жыл бұрын
🤣🤣🤣
@hosaena6740
@hosaena6740 4 жыл бұрын
ትግራይ ነይራ ዲያ ሺዑ ትግራወይቲ ሙካና ከ መረጋገጺ ኣሎ ዲዩ ተሎ ኣካፍለና
@mfxbio9275
@mfxbio9275 4 жыл бұрын
xibuk aleka tigrigna eya
@fitsum2435
@fitsum2435 4 жыл бұрын
Hakika aleka zeyiamene tezey halyu Google riayu ✌
@fitsum2435
@fitsum2435 4 жыл бұрын
@@hosaena6740 Tigrayweyti ewe nera ab akxum tewelida Tigray kea abti gize eti akxum eya tibehal nera Google wela gibero
@tgraytgraytgray8814
@tgraytgraytgray8814 4 жыл бұрын
Thanks fnan abi seb
@wedikeshi9502
@wedikeshi9502 3 жыл бұрын
Thank you fnan. Very interesting
@bisratweldertsion3775
@bisratweldertsion3775 3 жыл бұрын
እሞ እዞም ኣምሓሩስ ብቐዶሞም እዮም ሰረቕቲ ነይሮም
@amanuelghezahgn5951
@amanuelghezahgn5951 3 жыл бұрын
Tnx aglalexa perfect 👌
@Yesief333
@Yesief333 3 ай бұрын
ajoka qexlo❤❤❤
@ሊዱዩኤል
@ሊዱዩኤል 3 жыл бұрын
ፍናን ጅግና ናይ ብሓቂ ጽቡቅ ታሪኽ ኣጆኻ ቀጽሎ
@NewLife-n2b
@NewLife-n2b 2 жыл бұрын
ንግስተ ሳባ ፅሪቲ ትግረወይቲ ኣብ ዞባ ደቡብ ተምቤን ተወሊዳ ዝዓበየት ትግረወይቲ እያ ኣብ ኣክሱም ቤት መንግስቲ ኔሩዋ ክሳብ ኣዕራብ የመንን እናከደት ትገዝእ ኔራ ሓውለቅ ለቅ ኣይተብልዎ ታሪካ
@awetkidane7273
@awetkidane7273 3 жыл бұрын
Thanks bro
@Filawihgawi
@Filawihgawi 3 жыл бұрын
Danke fnan nay mansa musa nugus nay mali znebere eiba aqrbelna
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ንግስቲ ሳባ መን ምኻና ክፈልጥ ዝደሊ እንተሃልዩ ኣክሱምና ይሓ ክይዱ ይርአ ማይ ሹም ዝባሃል እትሕምሰሉ ዝነበረት ክሳብ ሕጂ ኣብ ኣክሱም ይርክብ ናይ ሳባ ፊደላትውን ኣብ ይሓ ክሱም ይርከብ ሳባ ናይ ኣግኣዝያን ንግስቲ ኣክሱማውያን ሓንቲ እያ ብምቅጻል ናይ ሙሴ ጽላት ወዳ ቀዳማይ ምሊኒክ ካብ ኣብኡ ሰለሙን ተቀቢሉ ናብ ኣክሱም ክም ዘምጸኦ ታሪክ ይሕብሩ ሳባ ኣብ ትግራይ ብዙሓት ቦታታት ቤተመንግስቲ ኣለዋ
@aronhidray69
@aronhidray69 3 жыл бұрын
➡️ኢትዮጵያ፣⤵️ ትርጉም እዚ ቃል እዚ፡ጸሊም ማለት እዩ፡(ኤር13:23):ብግሪክን ብኣታሓሳስባ ጽሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስን፡ኣብ ወገን ደቡብ ግብጺ ክሳዕ እቲ ጸሊም ኒልን ጻዕዳ ኒልን ዚራከበሉ ዝነበሩ ሃገርን መንግስትን ዚዝርጋሕ እዩ፡እዚ ስም እዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ልዕሊ 40 ጊዜ ተጠቂሱ ይርከብ(ዘፍ2:13:ኢሰ18:1:ጸፎ3:10):: ኢትዮጲያዉያን ብዘበን ንጉስ ኣሳ ንእስራኤል ምስ ወረሩ ከም እተሳዕሩነንብብ።(2ዜና14:9-15)::ቲርሂቃህ ንጉስ ኢትዮጲያ ብግዜ ህዝቅያስ ምስ ኣሶር ተዋግኤ(2ነገ19:9)ድሓር ከኣ ኢትዮጲያ ንኣሶር ሰዓረታ (ናሆ3:8-10)::ነቡካድነጻር ንሰራዊት ግብጽን ኢትዮጲያን ኣብ ዉግእ ከርከሚሽ ሰዓሮም(ኤር 46:1-10)መንግስቲ ፋርስ ንኢትዮጲያ ይገዝእ ከም ዝነበረዉን ነንብብ(ኣስ1:1):: ኢትዮጲያ ብመገዲ ምሳሌ ዘይዉስን ግዝኣት እግዚኣብሄር ዝገልጽ ቃል እዩ።"ኢትዮጲያ ቀልጢፋ ኣእዳዋ ናብ ኣምላክ ክትዝግሕ እያ"ዚብል ትንቢት ኣሎ(መዝ68:31፣87:4::ህዝ30:4-9::ኣሞ9:7::ጸፎ2:12) በታ መዓልቲ እቲ ኪኸውን እዩ፡ እግዚኣብሄር ነቲ ኻብ #ኣሶርን#ካብ #ግብጽን#ካብ #ጳጥሮስን#ካብ #ኢትዮጵያን#ካብ #ኤላምን#ካብ #ሲንኣርን#ካብ #ሃማትን#ካብ ደሴታት ባሕርን ተሪፉ ዘሎ ትራፍ ህዝቡ ምእንቲ ኼጥርዮስ፡ ከም ብሓድሽ ካልኣይ ሳዕ #ኢዱ#ኺዝርግሕ እዩ።ኢሰ11:11 ➡️ብተወሳኪዉን ህንደኬ ተባሂዉን ይጽዋዕ እዩ።ንግስቲ ኢትዮጲያ።እዚ ቃል እዚ መጸዉዒ ንግስትታት ኢትዮጲያ ዝነበረ እዩ።ከምቲ ነገስታት ግብጺ(ምስራዉያን)ፈርኦን ዚብል ቃል ዚጽዉዑ ዝነበሩ ከምኡዉን ቄሳር ዝብል ዝጽዉዑ ዝነበሩ ከምኡ ድማ ንግስትታት ኢትዮጵያ ከኣ ህንደኬ ብዝብል ቃል ይጽዉዓ ነበራ።(ግብ8:27) #ሳባ# በዚ ሰም እዚ ዚስምዩ (1)ወዲ ኩሽ (ዘፍ10፥7) (2)ወዲ ራዓማ(1ዜና፥1፥9) (3)ወዲ ዮቕጣን(10፥28) (4)ወዲ ዮቕሻን ወዲ ወዱ ንኣብርሃም(ዘፍ25፥3) (5)ሓደ ካብቶም ነገድ ጋድ(1ዜና5፥13) ኣብ መጽሃፍ ቕዱስ ብዙሕ ጊዜ እዛ #ሳባ#አትብል ስም ነታ ኣብ ምብራቕ ባሕሪ ኤርትራ እትርከብ ኣብ ደቡብ ዓረብ ዝነበረት ሃገርን መንግስትን (ናይ ሎሚ ሃገር የመን)እያ እተመልክት፥ሰብ #ሳባ#ነጋዶ ስለ ዝነበሩ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ይገሹ ከም ዝነበሩ ነንብብ (ኢዮብ6፥19 1ነገስት10፥1-13 ኢስያስ60፥6 ኤር6፥29 ህዝ27፥22)
@aronhidray69
@aronhidray69 3 жыл бұрын
➡️ኢትዮጵያ፣⤵️ ትርጉም እዚ ቃል እዚ፡ጸሊም ማለት እዩ፡(ኤር13:23):ብግሪክን ብኣታሓሳስባ ጽሓፍቲ መጽሓፍ ቅዱስን፡ኣብ ወገን ደቡብ ግብጺ ክሳዕ እቲ ጸሊም ኒልን ጻዕዳ ኒልን ዚራከበሉ ዝነበሩ ሃገርን መንግስትን ዚዝርጋሕ እዩ፡እዚ ስም እዚ ኣብ መጽሓፍ ቅዱስ ልዕሊ 40 ጊዜ ተጠቂሱ ይርከብ(ዘፍ2:13:ኢሰ18:1:ጸፎ3:10):: ኢትዮጲያዉያን ብዘበን ንጉስ ኣሳ ንእስራኤል ምስ ወረሩ ከም እተሳዕሩነንብብ።(2ዜና14:9-15)::ቲርሂቃህ ንጉስ ኢትዮጲያ ብግዜ ህዝቅያስ ምስ ኣሶር ተዋግኤ(2ነገ19:9)ድሓር ከኣ ኢትዮጲያ ንኣሶር ሰዓረታ (ናሆ3:8-10)::ነቡካድነጻር ንሰራዊት ግብጽን ኢትዮጲያን ኣብ ዉግእ ከርከሚሽ ሰዓሮም(ኤር 46:1-10)መንግስቲ ፋርስ ንኢትዮጲያ ይገዝእ ከም ዝነበረዉን ነንብብ(ኣስ1:1):: ኢትዮጲያ ብመገዲ ምሳሌ ዘይዉስን ግዝኣት እግዚኣብሄር ዝገልጽ ቃል እዩ።"ኢትዮጲያ ቀልጢፋ ኣእዳዋ ናብ ኣምላክ ክትዝግሕ እያ"ዚብል ትንቢት ኣሎ(መዝ68:31፣87:4::ህዝ30:4-9::ኣሞ9:7::ጸፎ2:12) በታ መዓልቲ እቲ ኪኸውን እዩ፡ እግዚኣብሄር ነቲ ኻብ #ኣሶርን#ካብ #ግብጽን#ካብ #ጳጥሮስን#ካብ #ኢትዮጵያን#ካብ #ኤላምን#ካብ #ሲንኣርን#ካብ #ሃማትን#ካብ ደሴታት ባሕርን ተሪፉ ዘሎ ትራፍ ህዝቡ ምእንቲ ኼጥርዮስ፡ ከም ብሓድሽ ካልኣይ ሳዕ #ኢዱ#ኺዝርግሕ እዩ።ኢሰ11:11 ➡️ብተወሳኪዉን ህንደኬ ተባሂዉን ይጽዋዕ እዩ።ንግስቲ ኢትዮጲያ።እዚ ቃል እዚ መጸዉዒ ንግስትታት ኢትዮጲያ ዝነበረ እዩ።ከምቲ ነገስታት ግብጺ(ምስራዉያን)ፈርኦን ዚብል ቃል ዚጽዉዑ ዝነበሩ ከምኡዉን ቄሳር ዝብል ዝጽዉዑ ዝነበሩ ከምኡ ድማ ንግስትታት ኢትዮጵያ ከኣ ህንደኬ ብዝብል ቃል ይጽዉዓ ነበራ።(ግብ8:27) #ሳባ# በዚ ሰም እዚ ዚስምዩ (1)ወዲ ኩሽ (ዘፍ10፥7) (2)ወዲ ራዓማ(1ዜና፥1፥9) (3)ወዲ ዮቕጣን(10፥28) (4)ወዲ ዮቕሻን ወዲ ወዱ ንኣብርሃም(ዘፍ25፥3) (5)ሓደ ካብቶም ነገድ ጋድ(1ዜና5፥13) ኣብ መጽሃፍ ቕዱስ ብዙሕ ጊዜ እዛ #ሳባ#አትብል ስም ነታ ኣብ ምብራቕ ባሕሪ ኤርትራ እትርከብ ኣብ ደቡብ ዓረብ ዝነበረት ሃገርን መንግስትን (ናይ ሎሚ ሃገር የመን)እያ እተመልክት፥ሰብ #ሳባ#ነጋዶ ስለ ዝነበሩ ኣብ ብዙሓት ሃገራት ይገሹ ከም ዝነበሩ ነንብብ (ኢዮብ6፥19 1ነገስት10፥1-13 ኢስያስ60፥6 ኤር6፥29 ህዝ27፥22)
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ንግስተ ሳባ ውይንም ማኻ ትባሃል ጽሪቲ ትግረወይቲ ኣኩሱማዊት ግእዛዊት ትግረወይቲ እያ እዚ ናይ ኢትዮጵያን የመን ዝባሃል ግን ተረት ተረት እዩ እቲ ሓቂ ግና ኣክሱማዊት ትግረወይቲ እያ 1000%
@kingtigray418
@kingtigray418 4 жыл бұрын
Btkkkl
@rahelmariyam2326
@rahelmariyam2326 4 жыл бұрын
ማክዳ ካሊእ እያ። ንግስቲ ሳባ ድሕሪ ሽሕ ዓመት ዝነገሰት ክዓ ማክዳ ትበሃል
@Salem-cb9kq
@Salem-cb9kq 4 жыл бұрын
Tigrai is part of Ethiopia 🇪🇹
@amanuelfisehatsion1932
@amanuelfisehatsion1932 3 жыл бұрын
Ok geez ke kabey mexieu???
@kingtigray418
@kingtigray418 3 жыл бұрын
@@amanuelfisehatsion1932 ata tay eaynet huto thatt aleka konka kabey metseu
@fisehaberhe69
@fisehaberhe69 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ኣቀራርባ ይበል ኣብ ቀጻሊውን ሓደ ሓደ ምናልባት ዝመሓየሽ እንተለዎ ኣምሓይሽካ ከተቅርበልና ምኳንካ ይኣምን።
@senaitmebrahtom961
@senaitmebrahtom961 4 жыл бұрын
Thanks you so mach fanan 👍💪💪💪
@sidetenamekerna2247
@sidetenamekerna2247 3 жыл бұрын
ማሰን መልቀሰን ናይ ኣቦይ ገረመድህን ብስራት ምስ ነጋሽ ሳግላ ዓዶም መስሓል ወደከለ ዩ ዝብልዎ ዝነበሩ ልቦናን ኣበሃህላን ስነጥብን ኣዋዳድቃ ቃላትን ደስ ምበለኒ ምንጪ ማሰን መልቀስን ይርከብ
@Elrio1314
@Elrio1314 4 жыл бұрын
ፍናን ሓወይ ኣነ Ethiopia ምስ ሰገርኩ ኣኽሱም ሙዜም በጽሔ ኔረ መዓት መረጋገጺ አሎ ኣብኡ ከም ዝነበረት
@Sabah-bq6eh
@Sabah-bq6eh 26 күн бұрын
የመናዊት እያ እቲ ሓቂ
@jhonytesfu475
@jhonytesfu475 4 жыл бұрын
Wawww zxbaya znabarku eya thank fnan hawey 👍👍👍👍
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 жыл бұрын
ንግስተ ሳባ መቦቆላ ኣክሱም ዩ ድሓር ናብ እየሩሳሌም ኬዳ ሐጂ ክዓ ኣብ ጓጓ ኣክሱም ትርካብ ።thank you fnan
@muluemulue1063
@muluemulue1063 2 жыл бұрын
Hbra xelam dya nera malet dyu fnan so thanks
@sdethsum1610
@sdethsum1610 3 жыл бұрын
Temesgen amlak fnan si enqAe eritrawi konka Really appreciate u br keep it up
@bernandosyohannes1945
@bernandosyohannes1945 4 жыл бұрын
Thank you Fnan hawey
@ንስዋብዋንጫ
@ንስዋብዋንጫ 3 жыл бұрын
ኣብ ኤርትራ ጻዕዳ-ክርስትን ማይበላ ዝባህል ቦታ ናይ ንግስቲ ሳባ ሓወልቲ ተሰሪሕል ርእየ ኣለኩ ።
@እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም
@እቲዝልዓለእግዚኣብሄርኣም 3 жыл бұрын
ናብኡ ከ ድኣ እንታይ ክገብር ከይዱ ክክክ ሓንቲ 600 ዓመት ዝገበረት ቤተ ክርስትያን ግን ኣላ ይባሃል
@barhieyhdegue8067
@barhieyhdegue8067 3 жыл бұрын
MERIFIEE SERIHOM ZEYKIELUS TIBEB NAY SELOMON - KEMSELOMON INA , HIRUYAT INA YBLUKA , ETHIOPIA ZIBIL SIMWN NAY TIMALI ZISEMEYUWA IYU NAY TINTY SIMMA AYKONEN . " ETHIOPIA TABETSIH EDEWIHA HABE EGZIABIHER " KEA NAYTA AB TIKA GIBTSY ZINEBERET KEBABY SIM IYU
@yosefetopia7711
@yosefetopia7711 2 жыл бұрын
ንግስተ ሳባ እንጂ ንግስት ሳባ ነግስቲ ሳባ ተብላ አትጠራም ትርጉሙም ፍፁም ልዩ ነው። ትግሬም ነግስቲ አማራም ንግስት ሳይሆን እንደ ግእዙ ንግስተ ተብላ መፃፍ አለባት። ነባብና ፅሁፉ አንድ ይሁን። ግእዛዊ ነችና።
@tesfaldetmedhanie7843
@tesfaldetmedhanie7843 3 жыл бұрын
ጽቡቅ ታሪኽ ቀጽሎ ሓበሻ ትርጉሙ እንታይ ምኳኑ ካብ ዓበይቲ ሓቲትካ ኣምጽኣልና
@slamslam54
@slamslam54 3 жыл бұрын
Ewe anewen Habesha bkemey ena tefetirna way rgumat
@sirakgeez-m.h4139
@sirakgeez-m.h4139 3 жыл бұрын
thank u bro... what the history of minilik i...
@makilove6390
@makilove6390 2 ай бұрын
ብዝበለፀ ኢትዮጵያ ዝብል ዳሓር እኳ እንተወፀ ኣብ መፅሓፍ ቅዱስ ግን ኩሽ ከምትበሃል ከምኡ ዉን እቲ ሐዚ ኣባይ ንብሎ ወሓዚ ጊሆን ይብሎ ኣብፀሓፍ ኦሪት
@hopehope1810
@hopehope1810 3 жыл бұрын
Would you also tell us queen Yodit story please.thanks
@tsgabteklom4415
@tsgabteklom4415 Жыл бұрын
Leka ndnguyekum ena zelena Fani ✊🏿
@shewitamanuel4225
@shewitamanuel4225 4 жыл бұрын
ፍናን ጅግና ናይ ኣሉላ ኣባነጋ ካኣ ኣቅርበልና
@ኣደይብሌንዓይነይ
@ኣደይብሌንዓይነይ 3 жыл бұрын
Tanks more bro
@Samri-p4f
@Samri-p4f 2 жыл бұрын
🙏❤️
@merhawimengstou1511
@merhawimengstou1511 3 жыл бұрын
የቀንየልና ብርሃን ዓዲ ዕድመ ይሃብካ ፈጣሪ።
@saymondesey3285
@saymondesey3285 3 жыл бұрын
Ziy tarikh ms nay ngsti Egypt kilo patra aymesaselin do?
@GrmayFkadu-i4g
@GrmayFkadu-i4g 19 күн бұрын
❤❤❤🎉🎉🎉
@danielhalemaryam9440
@danielhalemaryam9440 3 жыл бұрын
ናይ ንግስቲ ሳባ ናይ ኤረትራን ናይ የመናዎን ናይ ኢትዮያን ታሪኽ'ዩ: :
@romhay7853
@romhay7853 3 жыл бұрын
ፍናን ናይ አሉላ አባ ነጋ ከዓ አቅርበልና
@ብርሃን-መ1ሠ
@ብርሃን-መ1ሠ Ай бұрын
ንግስተ ሳባ ትግራወይቲ እያ ትውልዲኣ ካኣ ኣብ ተምቤን ማርያም ስቑርቲ ዝባሃል ያ ዓዳ መስዋእታ ኦሪት ትውአሉ ዝበረ ማርያም ስቑርቲ ክሳብ ከዚ ኣሎ ቤተ ክርስትያ ማርያም ማርያም ስቑርቲ ኣለኩም ኣብ ተምቤን ኣለኩም ንምፍላጥ ዝኣክል
@tesfaitekie8478
@tesfaitekie8478 3 жыл бұрын
ንግስቲ ሳባ ካብ ንጉስ ሰሎሞን ከምዝጠነሰት ዘረጋግጽ ዋላ ሓደ መርትዖ የለን፡ከምኡ'ዉን ንጉስ ምኒልክ ኣብ ከባቢ ስታድዮም ኣስመራ(ናይ ቐደም ንግስቲ ሳባ ስታድዮም) ከምዝተወለደን እቲ ማይበላ ዝብሃል ኣብትኪ ከባቢ ዘሎ ድማ ክትሃርስ ከላ ማይ ስለዘድለያ ማይበላ(ማለት ማይ ክህብኣ) ስለዝሓተታ ማይበላ ወጺይዎ ከምኡ'ዉን ንግስቲ ሳባ ኣብ ኣኽሱም ከምዝነበረን ክትምለሰ ከላ'ዉን ካቲም ናይ ኢዳ ኣብ ወደብ ኣዱሊስ ከምዝጠፈኣታን ካብ ትግራይ ከምዝኾነትን'ዩ እዩ ታሪኽ ዝዝንተው። እንተ ካብ ንጉስ ሶሎሞን ተወሊዱ ዝብሃል ምኒልክ ግን ኣይግድን ዝኾነ'ዉን መርትዖ የብሉን።
@ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ
@ንኩሉግዜኣለዎ-ኈ4ነ 3 жыл бұрын
ጽብቅ ኣለካ። ወላ ኣብ መጽሓፍ ቁድስ ደቂ ንጉስ ሰለሙን ኩሎም ኣሽማታም ኣሎ። ናይ ምኒልክ ግን ሽም ግን የለን።
@AbeeAbbee
@AbeeAbbee 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤
@eridaeromedia1156
@eridaeromedia1156 2 жыл бұрын
ግሩም ልብ-ወለድ ዛንታ!!!!!!!!!!
@ተመስገንአምላኬ-ቸ3ቐ
@ተመስገንአምላኬ-ቸ3ቐ 2 жыл бұрын
መን እዩ ድበለ ልበ ወለድ😬
@hanibalhadgu2069
@hanibalhadgu2069 4 жыл бұрын
ኣፍቲ እዋን እቲ Ethiopia ትባሃል ሃገር ኣየነበረትን Ethiopia ኣቢሲኒያ ዘቢል ሮቃሒ ሸም እዩ ነሩ Ethiopia ዘብል Eritrea ዝብል ስም ሕጂ እዚ ቀረባ እዋን ዘመጸ መጸዊዒ ስም እዩ ስለዚ የዐርዮ እቲ ታሪክ ንግሲቲ ሳባ ካብ ምድረ ባሕሪ ድዋርባ እያ ሕጂ eritrea ተባሂላ ትጽዋዕ ዘላ ሃገር እዩ ካብ ግዝኣት ናታ ኣብ ምደረ ባሕሪ እዩ ነሩ Ethiapio 100 ዓመት ዘይ ብላ ታሪክ እዩ ናይ ሐጂ ዘመጸ ስም መጸዊዒ እዩ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ
@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ 4 жыл бұрын
@@selamfkri4025 150 ዓመት ቅድሚኡ ግን ኣብሲንያ ትብሃል ኔራ ትግራይ ክዓ ኣክሱሚት ትባሃል ኔራ
@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ
@ሓድሽዮውሃንስሓጎስ 4 жыл бұрын
@@ጓልትግራይዕባይሶሎዳዓድዋ ኢትዮጵያ ዝብል ስም ካብ 1948 ብፈረንጂ ክሳብ 2021 ማለት 73 ዕድመ ኣለዋ ኤርትራ ዝብል ካብ 1890 ይጅምር ኤርትራዊ ዜግነት ከኣ ካብ 1932 ይጅምር።
@hanibalhadgu2069
@hanibalhadgu2069 4 жыл бұрын
@@selamfkri4025 1890 እዩ ጫፍ ሒዝካ ምዝራብ ትርጉም ይብሉን Ethiapio ንባዕሉ እቲ ስም ሕጂ ዝመጸ እዩ
@johnhagrseb5731
@johnhagrseb5731 3 жыл бұрын
Yes bro ane keman medere bhari negestat mekanu eye zefelet
@rezuwedihagereseb1283
@rezuwedihagereseb1283 4 жыл бұрын
Thank you kexlelna gele aynet kenxbe ena 🤝😘
@mikialenguse9934
@mikialenguse9934 3 жыл бұрын
የቐኒየልና ክቡር ሓውና ንዘለካ ፍልጠት ዘካፈልካና ናይ ባሓቂ ዝገርም'ዩ ታሪኽ ንግስቲ ሳባ ብዝኾነ ግን ንትግራይ (ኣብ ኣክሱም) ጽላት ሙሴ ንኻኣቱ ዓብዩ ኣብርክቶ ዝገበረት እያ ብኸመይ ኣብኡ ክኸውን ከም ዝኻኣለ ድማ ኣብ ካልእ ማዓልቲ ከተብራሃልና ትኽእል ትኸውን ክቡር ሓውና።
@nurturingglobal2local473
@nurturingglobal2local473 4 жыл бұрын
የቐንየልይ። እንኳይ ናይ ሳባ፤ ናይ ግብጺ፤ ናይ ሞሶፖተቶሚያ፤ ኹሉ ናይ አፍሪቃ ሐድግታት ታሪኽ ኢዩ።
@sariye9339
@sariye9339 3 жыл бұрын
I believe she is from Axum, Tigray.
@merhawitatsbha
@merhawitatsbha 3 жыл бұрын
Ngste saba 👸❤💛
@mengiogba8584
@mengiogba8584 4 жыл бұрын
ኣነ ከማን ሪኤዮ ፡ንግስቲ ሳባ / ትሕጸበሉ / ዝነበረት / ዝብልዎ ።( ኣቦታትና - ከይተፈስወ -ነይ- ጩኖ - ይቡሉ ) ።ገለ ሚስጢር ኣሎ / ኢዚ ምስጢር ክኣ / ኣርኮሎጅስቲ- ፍሒሮም - ጭብጥታት - ምስ - ኣምጹኡ - ኢዩ - ዓለም - ዝኣምኖ ።ኣይኮነን / ነይ / ኣምሓሩ / ሙሁራት / ዝምሃዝዎ - ልቢ/ ወለድ / ኢዩ ።
@Meron268
@Meron268 3 жыл бұрын
ፊናን መምህር ሕብረተሰብ የቀነልና ኣካታዓ ዘኮነ ብከምዝ ብምቅራብካ
@tgray_eya-hagrey
@tgray_eya-hagrey 3 жыл бұрын
2021 ናይ ንግስቲ ሳባ መጽናዕቲ ዝገበረ ሐደ ናይ ቦሊሁድ ትካል ንፍልሚ ተዳልዩ ኣሎ ብሰንኪ ኮሮና ጠጠዉ ኢሉ ኣሎ 3ተ ተዋዳደርቲ መሪጹ ኣሎ ፍናን ሐወይ ሰለ እቲ ምቅራብካ የመሰግነካ ብቅጻል ነዉሲ ወከፍ ነገስቲ ኣብ ኣኩሱም ኣሎ ሳባ ዝብል ፊደል ኣሎ ናይ ባዕላ ፊደል ትጥቀም ከም ዝነበረት ዝሕብር ጽሑፍ ኣብ ኣኹሱም ኣሎ ብዘመን ንግስና ሮምሃይ ግእዝ ፊደል ተመስሪቱ ናይኩሎም ነገስትታት ዝሕብር ኣብ እምኒ ተወቂሩ ብ ሳባ ብግእዝ ብግሪኽ ተጻሒፉ ሰለ ዘሎ ዘጣራጥር ኣይኮነን ። 2 ከኣ ብሱዳን ገይራ ከምዝኸደት ምክርነት ኣሎ ኣብ ሱዳን ሐልፋ ገዲማ
@ariaron
@ariaron 3 жыл бұрын
ሳባ ኣብ መንደፈራ (መስጊድ ጃምዕ) ዚባሃል ቦታ አያ ተወሊዳ ዓባየይ ከማን ጥጥቖ በሊዓ፡ ሲለዚ ኣይትባኣሱላ ኤርትራዊት ኢያ🤣🤣🤣
@ክርስቶስእዩሂወተይ-ኸ6ኸ
@ክርስቶስእዩሂወተይ-ኸ6ኸ 8 ай бұрын
😂
@LM-dk4ue
@LM-dk4ue 4 жыл бұрын
የቀኔልና ኩቡር ሓው ንእዝንካ ደይርብሽ ኣቀራርባ ከምቲ ልሙዱ ።
@berihugerezghier6451
@berihugerezghier6451 4 жыл бұрын
ፍናን ብጣሚ ኢና ነመስግነካ ናይዛ ውሪቲ ንግስተ ሳባ ታሪክ ሰለዘስማዕኻና ቀጽሎ
@doniaselam427
@doniaselam427 3 жыл бұрын
Tgebro zeleka aziu zehgus tmhrti zhbn u yeqenyelena 💪💪
@filmonaraya4657
@filmonaraya4657 3 жыл бұрын
I'm proud of tigray
@tesfitkubrom8730
@tesfitkubrom8730 3 жыл бұрын
Fnan hero youth intelligent educated Wedi tom jeganu kab kedemom
@filimondawit3239
@filimondawit3239 4 жыл бұрын
መምህረይ የቀኔለይ በርትዓለይ ዳኣ ንስኻሲ ።
@haileandemichael8612
@haileandemichael8612 3 жыл бұрын
Fnan jigna We love you 😍 bro
@ገዛናናፍቀ-ገ5የ
@ገዛናናፍቀ-ገ5የ 4 жыл бұрын
waww thnks ዛኪ 👍
@fkadunegash628
@fkadunegash628 4 жыл бұрын
መፅሓፍ ቅዱስ ስለ ንግስተ ሳባ ፅንስና ምነልክ መውለድዋን አይገልፅም ከንጉስ ሰለሙን ፅንስ አንደያዘች ምን ምስረጃ አለ።? መፅፍቁድሳዊ ማስረ ጃ የለም ። ካለ ምዕርፉና ቂጥሩ ንገሩን
@ኤርትራውያንኮማንዶ
@ኤርትራውያንኮማንዶ 3 жыл бұрын
ልክነክ እኔም ካንተ ጋር እስማማለው ወንድሜ ሳባ ኢዮርሳሌም እንደሄደች እንጂ ከይት መጣች ወይም ልጅ ወለደች የሚይል ብቅድሱ መጻፍ የለም::
@Raino647
@Raino647 3 жыл бұрын
ምርዳእ ኣቢኒ የሕዋት ንግስቲ ሳባ ንምልሊክ ዝወለደት ተኮይና ምልሊክ ምስ ሃጸ የዉሃንስ ዝዋጋእ ዝነበረ ዪ ዲዪ ዋላ ካልእ ምክንያቱ እዚ ታሪክ ቅድመ ልደተ ክርስቶስ ዝነበረ ኣብ መጽሓፍ ቁዱስ ዘለዪ።
@samuelenbaye7316
@samuelenbaye7316 3 жыл бұрын
No ezi Mo ezi kidmi 3000 amet zinebere kalie menelik eui
@zeraiberaki5293
@zeraiberaki5293 3 жыл бұрын
እቲ ናይ ሽዋ ምኒሊክ ካልኣይ እዩ።
@berekethabtom
@berekethabtom Жыл бұрын
Amharu niti kedmi 3000 amet nayru zeblewo abona eyu bahlti eyom
@queenshebatube9022
@queenshebatube9022 3 жыл бұрын
ሀተፍተፍ አይትበሉ አይምልከተኩምን ንግስተሳባ ትግራወይቲ እምበር ኢትዮጵያዊት አይኮነትን ከምኡ እውን ንኤርትራዊያን አይምልከትን
@ከውታዊምድረባሕሪ
@ከውታዊምድረባሕሪ 3 жыл бұрын
Nab meaqorka aetwo dunzuz nerka diki afka melieka tgrawit tb seb yom ember Fetari diu zzareb zelo
@youtube8394
@youtube8394 2 жыл бұрын
ሓቂ ኣለካ ወዱ ትግራይ ዓደይ
@awetkubrom3817
@awetkubrom3817 3 жыл бұрын
thakes fani
@joniyoni954
@joniyoni954 3 жыл бұрын
What about Ezana? Ezena was king of Aksum in the 4th century. The empire then included what is now Eritrea, parts of Ethiopia, Sudan and Yemen.
@muluhadishhadish7044
@muluhadishhadish7044 3 жыл бұрын
Thanks Fnan😐🥰 I am so proud of you!
@SIET214
@SIET214 4 жыл бұрын
ንግስቲ ሳባ ንኩሉ እያ ትውክል ምኽንያቱ ኣብቲ ግዜ እቲ ናይ ሳባ ንግስነት ካብ ኢትዮጵያ ፥ኤርትራ፥ ግብጺ ,፥የመን፥ ሱዳን ፥ሶማል፥ጁቡቲ፥ ይበጽሕ ዝለዝነበረ ኮይኑ ግን ቀንዲ ንግስነት ቦታ ከኣ ኣክሱም ጽዮን
@moratekle5484
@moratekle5484 3 жыл бұрын
@tgraytgraytgray8814
@tgraytgraytgray8814 4 жыл бұрын
Aalii
@solomonbisrat5467
@solomonbisrat5467 3 жыл бұрын
Grum tarik fnan tsibuk
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610
@fqriuemuneteyfqriuemunetey610 4 жыл бұрын
No ngsti Saba xirti tgraweyti eya hakinet Tarik kiflet alewo👌
@ghrmaysiyum3893
@ghrmaysiyum3893 3 жыл бұрын
Fnan btami xbuq tarik nka dma edmen tanan yhabka fetari
@abielsolmonsolmon9781
@abielsolmonsolmon9781 2 жыл бұрын
ንግስቲ ሳባ ትግራወይቲ እያ
@danirrff72
@danirrff72 8 ай бұрын
5😊
@nevergiveup6747
@nevergiveup6747 3 жыл бұрын
ትግራይ ወይ ኢ/ያ ዝባሃል ሱም ኣይነበረን። ንግስተ ሰባ ድማ ንግስናኣ ኣብ ኣክሱማውያን ይባሃል ኔሩ። ኣይኮነን ዶ ብዘበነ ናይ ንግስተ ሰባስ ራእሲ ኣሉላ ንጉስ ከለው ውን ኤርትራየ ኢ /ያ የ ዝባሃል የነበረን። ግዝኣት ንግስተ ሳባ ክሳብ ጣይፍ ዝባሃል ናይ ስዑዲ ዓረብ ኔሩ። እና ቱሱማትስ ናይ ዳሓር እዩ። ሕጂ ካዓ ምስተቆራረፀ ኣኩሱም ኮይኑ ። ቱዘሕጉሰካ ግን በቲ ሐጂ እንካዕ ኣብ ትግራይ ከነ። ካውኡ ንላዕሊ ኚኝኝኝኝኝ ኣይትበሉ
@tesfalemberhe2383
@tesfalemberhe2383 2 жыл бұрын
ዝገርመኒ ግን ንምታዮም ጥራሕ ነብሳ ይስእልዋ ወ ከም ኣመንዝራ ወይ ሓንቲ እስትረይት ዝቀብእዋ ጽልኣት ዲዩ ወይስ ናታ ደስ ዘይብሎም ሰባት ኣለዉ
@merhawiokbay7430
@merhawiokbay7430 3 жыл бұрын
Welcome
@ንቁምበበህላዌነእስከንረክ
@ንቁምበበህላዌነእስከንረክ 14 күн бұрын
እቲ ሓቂ ኣይት ሸፍኖ ግልፂ ግበሮ ሓቂ ሸፊንካ ኣይሽፈንን ወሰን ወሰን ኣይትኺድ
@the_family1
@the_family1 3 жыл бұрын
interesting
@arayahailu8762
@arayahailu8762 3 жыл бұрын
Around time between queen Saba and king Ezana , Yemen and south Arabia , including Meroe of SUDAN was part of Axum. As a matter of fact , a Jewish historian and merchant wrote that Yemen was conquered by brown skin people from AXUM , he witnessed this fact personally.
@wediasmera6550
@wediasmera6550 3 жыл бұрын
ክኡቡር ሓው፡ ኣነ እን እዛ ትብላ ዘለካ ኢየ ዝፈልጥ። የመን ኣብ ትሕቲ ኣኽሱም ይመሓደር ኔሩ፡ ክሳብ ሕጂ'ውን ኣሰር ታሪኽ ኣሎ።
@gereharyat
@gereharyat 3 жыл бұрын
ንግስነት ኣኹሱም እኮ ናይ የመናዊያን ታሪኽ እዩ ። ካብኦም ከኣ እዚ ሓበሻ ዝበሃል ድቃላ ህዝቢ ተሪፋ ሳባዊያን ዝበሃሉ ዓሌት ብዓንደርእሱ መበቆል ሰማዊ ዓረባዊ ዝውክል እዩ ።
@almazeyasu8956
@almazeyasu8956 3 жыл бұрын
Negsti seba gzata keskab yemen eyu nyru gezata, mebqla gn axum king dam eyu nyru
@wedieri8264
@wedieri8264 3 жыл бұрын
ሳሙኤል ሓወይ ዘይትፈልጦ ኣይትጽሓፍ መን እዩ ሳባውያን ካብ ሴም ዮም ዝበለካ እስከ መጽሓፍ ቅዱስ ኣብ ዘፍጥረት ኣንብቦ ሳባ ይኹን ኩሽ ካብ ሃም ዮም ካብ ሴም ኣይኮኑን ጸረ መንነቶም ዝኾና ህዝቢ ፎእ ኤርትራ ይኹን ትግራይ ብዘየገድስ ናይ ትግርኛ ታሪኽ ዩ ኻልእ የለን 1961 ወይ ኣብ 40ዓታት ዝተጀመረ ታሪኽ የብልናን ቃልስና ናይወለዶታት ዩ
@efremgebrhiwet8842
@efremgebrhiwet8842 3 жыл бұрын
ሳባ አረብ ኩይና ሃብሻ ኩይና እንታዩ ልውተ ተምፁ አልዋ ማለት እዩ አብዚ ህጂ ግዜ መላአክ አይኩነትን ። እቲ ፅቡክ ማሃሪ ተምፁ ትራይ አምፃአልና
@tsegasemere8613
@tsegasemere8613 3 жыл бұрын
Yekinilena kubur hawey sletiy kubur tarik Egzabiher edmen tienan yahabka.
@wediasmera6550
@wediasmera6550 3 жыл бұрын
ፍላሻ፡ ንንግስቲ ሳባ፡ ኣሰንዮም ዝመጹ ወተሃደራት ንጉስ ሰለሙን ዝተወዱ እንበር ምንሊክ ዝወለዶም ኣይኮነን። ንግስቲ ሳባ የመናዊት ኣይኮነትን፡ ኣፍቲ ግዜ እቲ የመን ኣብ ትሕቲ ኣክሱም ኢያ ኔራ። ስላ ምዕቡል ተክኖሎጅን DNAን ብርግጽ ሓቅርኛ ንግስቲ ሳባ ናይ መን ኢያ ክፍለጥ ተክእሎ ኣሎ።
@ብርሃን-መ1ሠ
@ብርሃን-መ1ሠ Ай бұрын
ትግራወይቲ እያ ኣብ ተምቤን ዓብዩ ዓዲ ማርያም ስቑርቲ ትባሃል እያ ተወሊዳ መስዋእቲ ኦሪት ትስወአሉ ዝነበረ ክሳብ ከዚ ኣሎ ኣብ ስቑርቲ ማርያም ተምቤን
@michaelawet144
@michaelawet144 3 жыл бұрын
Das ist richtig
@kibreabandom890
@kibreabandom890 Жыл бұрын
መጀመርታ ንግስቲ ሳባ መበቆላ ካብ ሓማሴን ያ ክትፈልጡ እንተ ደሊኹም ኣብ ኣራት ኩሎ ኣዲስ ኣበባ ኬድኩም ክትመሃሩን ክትፈልጡ ትኽእሉ ኢኹም እዚ ዘከራኽር የብሉን
@tesfamichaelghebrehiwot8929
@tesfamichaelghebrehiwot8929 4 жыл бұрын
ፋኒ ሱቅ ኢሎም ኡዮም እምበር ንግስቲ ሳባ ኤርትራዊት ኋል ከርነሽም እያ
@helenberhane5175
@helenberhane5175 4 жыл бұрын
Beti koinu beti Ertrawit eya malet eyu.
@ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ
@ኣይሰምዕንእየወዲፉቁራእየ 4 жыл бұрын
ክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክክ ወዲ ተስፋጺዮን
@mfxbio9275
@mfxbio9275 4 жыл бұрын
eritrea ab 1890 eya eritrea tebahila ezi zanta gn kidmii lidetee kirstos eyu
@kenanseret5637
@kenanseret5637 4 жыл бұрын
ኣዳም ወድዓድናዩ ክትብልኮ ቀሪብካ ዓርኩ
@tesfamichaelghebrehiwot8929
@tesfamichaelghebrehiwot8929 4 жыл бұрын
@@kenanseret5637 ክክክክክክ ካብ ዝተመሃርክዎ እዩ
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН
VIP ACCESS
00:47
Natan por Aí
Рет қаралды 30 МЛН
REAL or FAKE? #beatbox #tiktok
01:03
BeatboxJCOP
Рет қаралды 18 МЛН
ፓትሪስ ሉሙምባ ተወሊዑ ዝቀሃመ ብርሃን
41:38
Fnan App Infotech
Рет қаралды 70 М.
ሶቅራጦስ፡  እቲ ንሓቂ ዝሓለፈ ፈላስፋ !
20:52
ሃገራት ዓረብ ቅድሚ እስላም
20:52
Fnan App Infotech
Рет қаралды 27 М.
Don’t Choose The Wrong Box 😱
00:41
Topper Guild
Рет қаралды 62 МЛН