ተዛረብ ዛንታ ቅትለትን ምፍርራሕን ምሽባርን ኤርትራውያን ብሻዕብያ ተስፋስላሴ ቢላዲን

  Рет қаралды 29,595

Fnan App Infotech

Fnan App Infotech

Күн бұрын

Join this channel to get access to perks:
/ @fnanappinfotech
fnan app infotech
ሰላም ተኸታተልቲ መደብና ቻነልና ኣብ ትምህርቲ ሓዘል መደባት ዘተኮረ ኮይኑ መዓልታዊ ብዝቀርብ መደባት ስፖርት ውን ዝማሞቀዩ።ዝኾነ ሰበ ኣብመደባትና ከቅርቦ ዝኽእል መደባት ኣለኒ ዝብል እንተሎ ማዕጾና ርሑውዩ።
ኢመይልና finangebretinsae@gmail.com
ንእትህቡና ሃናጺ ርኢቶ እቐዲምና ነመስግን
ናይ ፌስቡክ ኣድራሻና
/ finan.gebretinsae
ናይ ዩቲዩብ ኣድራሻና
• ገንዘብ ዘኻዕብቱን ሚልዮነር ዝገብሩ...

Пікірлер: 87
@jordantsehaye3170
@jordantsehaye3170 5 ай бұрын
እዋይ ግፍዒ😭 ንስኻ እሞ ናይ ብሐቂ ጅግና💪🏾እዚ እንዳፈለጡ ስጋብ ሕጂ ዘገልግሉ ዘለዉ እዩ ዝሕዝነካ
@ephar133
@ephar133 5 ай бұрын
ብዙሕ ከምዚእታት ታሪኽ ሰሚዔአለኹ ዋላእዚ መንግስቲ ተቛይሩ ዝሞለስ አይመስለንን ኢሳያስ ጥራይ አይኮነኖ ናይኤርትራ ጸገም
@ደውለለይ
@ደውለለይ 5 ай бұрын
መደብ ተዛረብ ጽብቅቲ መደብ ኣዕብያ ኩሉ ኣብ ኤርትራ ዘጋጠመ ውን ወስከላ
@zegdagmawi275
@zegdagmawi275 5 ай бұрын
ኣዝዩ ዘገርምን ዘሕዝንን ታሪኽ ናይ ሃገራዊ ባርነት ስርዓት ኢሳያስ። ንተስፋላሴ ንትብዓቱን ኣዘናትውኡን ምስጋና ይብጽሓዮ። ናይ ብሓቂ ፊልም እዩ ዝመስል ፡ እዚ መደብ "ተዛረብ" ብኸምዚ ይቐጽል።
@BETESEB1972
@BETESEB1972 5 ай бұрын
እዞም ሸፋቱ ፋሽሽቲ ጉዶም ኣይተቃልዐን ካብ ባሕሪ ብጭልፋ እዩ 😢😢😢
@wediasmera7883
@wediasmera7883 4 ай бұрын
Fnan lomi sni zelewo tekawamay konka 😅 beta zeyfetwuwa mexikayom ezom seytawnti ab dege tray kisthu alewom 👌🏽
@tomasgebre1253
@tomasgebre1253 5 ай бұрын
ሰላም ኣነ ወዲ ዛላምበሳ እየ እቲ ኩሉ ዘዘንተኻዮ ከኣ ሓቂ እዩ፡ እታ ጻዕዳ ድንግል ከኣ ሲስተር ሜሪ ትበሃል
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 5 ай бұрын
ናይ ብሓቂ ድንቅ ዝኾነ ታሪኽ እዛ ሃገር ሰብ ኣለዋ ታሪኽ ዝስንድ
@shidenhabtu7815
@shidenhabtu7815 4 ай бұрын
ጽቡቅ መደብ፡ ነዞም ክፉአ ዝገብሩ ኩሎም ክቃሉዑ ኣለዎም
@sham4415
@sham4415 5 ай бұрын
ሻዕብያ ኣብ ከባቢ ዓድና ምስ መጹ መናእሰይ እትረፍ ሲ ዋላ እንስሳ ሞሮር ዓድና እዮም ሃጢሞም🥹 ብዝኮነ እንቃዕ ኣውጻካ ካብዞመ ዘርኢ መርገም👍
@samuel7080
@samuel7080 5 ай бұрын
ኣምላክ እንቃዕ ንታሪክ ኣብጽሓካ ልበይ ተተንኪፉ❤Danke
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 4 ай бұрын
Tsbqti Medeb Fanu.kemziom Lbon Haliyotn Fqrn zmeleom jeganu entelewu aqrbelna ❤❤❤❤
@misssunshine865
@misssunshine865 5 ай бұрын
Fnan teawet mis kubur hawina💙💙💙
@tesfaitecle1705
@tesfaitecle1705 4 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@Tusfai
@Tusfai Ай бұрын
ምስኪን ህዝቢ
@mgm4286
@mgm4286 5 ай бұрын
ተባዕታይ ሕጂ ከ እብ ምንትይ ይህሉ ይድግፎም ዶስ: ይምለሶም ኩልና ኤሪትሪን ስቶኮሎም ስይንድሮም ሕማም ስለ ዘለና
@toronto314
@toronto314 5 ай бұрын
ፍናን ጹቡቕ መደብ ብፍላይ ኣብ ድምጺ ተገዲስካ ተኸታተሎ ብዝተረፈ ጹቡቕ
@123abc758
@123abc758 4 ай бұрын
እዚ ታሪኽ ንኸይርሳዕ ብጽሑፍ አቀምጦ ብሐቂ ናይ ምዝካር ክእለት አሎካ ምኽንያቱ ናይ ሻዕብያ ታክቲክ ግዜ አናዊሕካ ምሕሳው ኢዩ
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
ስዉእ ጉቡኡጌሩ ከይዱ ኸሎ ሕጊ ንምድምሳስ እታ ዝባን ሕጊ ትብሃል ብዝባን ስዉኣት ቀይሮማ እዞም መጸይቲ ደም
@tesfuhat.407
@tesfuhat.407 5 ай бұрын
በጃኻ ተስፋስላሴ ብጽሑፍ ኣስፍሮ ሓደራኻ ናይ ጽባሕ ታሪኽ ስለዝኾነ ተገዲስካ ።ብመጽሓፍን ፊልምን ክስራሕ ስለዝኽእል መሪየት ምስወገሔ
@shidenhabtu7815
@shidenhabtu7815 4 ай бұрын
so sad😢😢😢
@afrikaafrika8362
@afrikaafrika8362 5 ай бұрын
👍👍👍👌👌👌💙💙💙
@gebrehiwetteklehailemicael8091
@gebrehiwetteklehailemicael8091 5 ай бұрын
Against all the odds guy
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 5 ай бұрын
Eritreawi is treacherous ( Telam yu)
@mengsgubsa9973
@mengsgubsa9973 5 ай бұрын
ብጣዕሚ ፁቡቅ መደብ ( ንፅባሕ - ከምዚ - ከይድገም - ስለ - ዝሕግዝ ) መንእስይ ከነቅሕ አለዎ ። ሰብ ክበልዕ አይኮነን ዝነብር / ንክነብር ኢዩ ዝበልዕ ። ኢሞ ሰብ አይነበር ን ኢዩ / ታርኩ ኢዩ ዝነብር ። ብዝንአሰ ( ከም ተስፋስላሴ - ምስ ሓቂ ንወግን ) ። ሰብ ንኩን / ሰብአውያን ንኩን ።
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 5 ай бұрын
How does he remember everything thing ?
@gwualasmara3141
@gwualasmara3141 5 ай бұрын
Eway chekane shabya shabey Regumat seb Axnetom ezom regumat
@northstar7051
@northstar7051 5 ай бұрын
antay abzi eritrea zeytegebre eba yelen ewayyy zegerim eu…Hanti gin kibleka net kab mirishan zedhaneka ahmedin wedi Afar zigeberka gierka rikobo ab tihti amlak melak koynu sile zedhaneka.
@raiseup4000
@raiseup4000 5 ай бұрын
ምስ ሻዕብያ እዚ ኸማን ቀሊል ዩ።
@donbosco3732
@donbosco3732 5 ай бұрын
"ሰጥ በል ዝባን ስውኣት" ናይ ሻዕብያ መሸቀጢ ቃላት:: ናይ ስውኣት ሓልዮት ዘለዎም ክመስሉ: ጠላማት::
@amanuelghirmay1289
@amanuelghirmay1289 5 ай бұрын
ኣቦይ መሓሪ ዝብሎ ዘሎ መራሒ ክፍለ ሰራዊት 15 ዝነበረ ኢዩ መስልኒ ቆልዑ ኣብ ዝነበርናሉ ኩሉ ሰራዊት ክፈርሖ መዓት ነይሩ ። ናይቲ ከባቢ ግበዝ ብግፋን ገለን ወዲኡዋ ኢዩ ንሱ ኢንተ ኮይኑ
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 4 ай бұрын
እዋይ ቶሾሽ ዓዶኽ ዓዶኽ እዛ ፈጠራ ልክዕ ከምዛ ናይ ጒሮቤትና ፡ኣብ እንዳ ሻዕብያ ቀይዲ በተኽ ክሳድካ ኢኻ ትብተኽ ኣይትሓሱ ፡
@teklemariamnegash798
@teklemariamnegash798 5 ай бұрын
ጉብሳ ኣብዚ ናይ 2ዓመት ኣብትግራይ ዝተግብረ ትርጉም ኣልቦ ኹናት ጠፊኡ እታ ቲቪ ናቶም ኣምጺኢኣቶ ነይሩ።
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
ዎው ብጣዕሚ ዘሕዝን ነጊርካኒ። ርኢኻ መሳኺን ብዓል ጉብሳ ጠፊኦም ደኣ መን ድሓን ሰብ ክህልዋ እዛ ሃገር
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 4 ай бұрын
ክላእ ዓጃው ፉንፉን ፡
@WaltaGidey
@WaltaGidey 5 ай бұрын
🌿🌿🌿✅✅✅🦋🦋🦋
@filmonyakob3355
@filmonyakob3355 5 ай бұрын
emo hakna ena ab TikTok snesreat zeyblom Artrawyan nrie zelena dekom neziom eyom 😢😢😢😢
@samsomtewelde5766
@samsomtewelde5766 5 ай бұрын
ፍናን ሓሳዊ ቁሩብ ከ ሰብ እንታይ ክብለኒ ኣይትብልን ከምዚ ዓይነት ሓሳዊ ከተቕርብ ብረት የዐሚረሎም ብድሕሪኡ ፈርሖም ገዲፎም ማለት ኢዩ ኣንታ ኣበይ ነበርኩም ሓሰውቲ ኢኹም ንሕና ንገድድ ንዓካ ንሰምዕ
@piyaryohanakehasesarahana7394
@piyaryohanakehasesarahana7394 5 ай бұрын
መን ዶ ኣገዲዱ ስማዕ ኢሉካ ዩ
@sgrbietna374
@sgrbietna374 4 ай бұрын
​@@piyaryohanakehasesarahana7394 ሰብ ዝኾነ ደኣ ሸዓብያ ኣራዊት ክንደይ ንጹህ ሰብ ኣሕቂቓ ይሰምዕ ኣሎ። እቶም ዘይሰብ ባራዩ ህግደፍ ከኣ ሓሶት ትብሉ።
@abrhatflsseha412
@abrhatflsseha412 5 ай бұрын
Biteami zezin eyu niminitey hji zey qixilo kem rieto natey ?
@MihreYeAb
@MihreYeAb 5 ай бұрын
Typical ትዕቢተኛ ኤርትራዊ!
@kiros679
@kiros679 5 ай бұрын
ዘገርም እዩ ናይ ዓደረናስ ወላ እቲ ሳገኦም እዩ እኮ ዘይ ዋሓጠልካ ዑምሩ ተካል ሳጎኦም
@samueltekie9388
@samueltekie9388 5 ай бұрын
Ane xbuk gere eye zifelito misay eu neru haniti kinati aye tesatefeni abe esiribet eu yehilifiwa
@M-vr7zo
@M-vr7zo Ай бұрын
ጉብሳ ዓቢ ሰብ እዩ ኔሩ።ሓደ ግን፡ኔሩ ግናይ ሓደ ኢዱ ስንኩል ተጋዳላይ ብራዉን ዝብሉዎ ኣብ ጽርጉያ ወሪድኩም ኢሉ ሄሊኮፕተር ኣሲሩ ዝወድኦም። ብእግሩ ኣብ ሕቆኦም ረጊጹ ብሓንቲ ኢዱ የስጥሞ ።ጭካነ ናቱ ደረት ኣይነበሮን ፡ድሓር ንግ ደቂሱ ከሎ ቡንባ ደርቢዮም ክሳዱ ንየማን ነብሱ ንጸጋም ዘርጊሖሞ ሰሚዔ ።ኣፍልጦ ኣለካዶ ናይዛ ጉዳይ?
@mihretabyobio3671
@mihretabyobio3671 5 ай бұрын
Ata kemey zibele zanta eyu?
@mikimeharena9722
@mikimeharena9722 4 ай бұрын
Ezi wedi des kbl miskinay eti kunetatu yrayeka zhalefo Hiwet
@aronhabtay9501
@aronhabtay9501 5 ай бұрын
Intichris are in Toronto they are both from Spanish they will revealed from Toronto
@tesfaytewelde8499
@tesfaytewelde8499 4 ай бұрын
Zehzn eu buenot eza zante lkie wediahadoy neru abenda 12 kifleserawit kemziagerom zreshenwo mstererom hadimka bmbal zreshenwo anes hazine aleku maletey bzaeba hagereyn haben yehlife ekakhb zeyfetu ykun ember bzaeba zetegebre haqign fexime kidane eydeln eye😢😢😢😢
@samisaba4082
@samisaba4082 5 ай бұрын
Dehay figo gele belena
@YoditDesta-p2t
@YoditDesta-p2t 4 ай бұрын
Sebe.yeblikan.benika.tzareb.alka
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 5 ай бұрын
ኣብ ሑጸት እንዳ 76 ነይራ
@yashenfalgena6247
@yashenfalgena6247 4 ай бұрын
Neskawen Leminkayom eika?😂😂😂
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 5 ай бұрын
ወይ ምኽምስ ፡ልጋት፡
@senaytesfaldet9404
@senaytesfaldet9404 4 ай бұрын
Tkal demxuu afnakk hasawii sebay do kndzii yhsuu eyuu emo yelen kulu felitkun geze anbebe wedii Botswana
@selemunsamson696
@selemunsamson696 5 ай бұрын
ትምህርቲ ዘይብሉ ዛንታ ኮለል
@mikalaraya2924
@mikalaraya2924 4 ай бұрын
Sidi ateqbabiya zibedelo 😢
@Seysey770
@Seysey770 4 ай бұрын
qewsi da ay nska endika
@solomonkalab8389
@solomonkalab8389 4 ай бұрын
ኩሉ እሞ ንግደፎ ሐሳዊ ደፉኒ ምዃንካ ? ብድስፕሊን ዘይትመላለስ ምቅያድ ምእባይካ ከይአክል ? እቲ ዝገደደ ብረት አሚርካ ክትከላኸል ክትቀትል ትጠፍእ እንዳነበርካ ? ከምዛ ሐንቲ ዝይገበርካ ተመሊስካ ናብ ቦታኻ ምምጽእኻ ከም ወተሃደር ከተገልግል ዘይኮንካ ስግንጢር ሐሳዊ ለኽባጥ አይነት ሰብ ስለ ዝኾንካ እኻ ። ነዚ ናትካ አካይዳ ድማ አብ ዝኾነ አለም ዚሮ ተጸዋርነት እዩ። ወይ ድማ ከምቲ ዝበልካዮ ጌርካ ካብ ውትህድርና ንንሐዋሩ ትጠፍእ እወ ይእመን እዩ። ወይ ድማ ብጌጋኻ ተአሚንካ ግቡእ ወታሃደራዊ መቕጻእቲ ወሲድካ ወዲእካ ተአሪምካ ክትቅጽል ይከአል እዩ። እዚ ድማ እዩ ንቡር ወታሃደራዊ ባህሪ። ነዚ ታሪኽ እለካ ክትዛረበሉ መሕፈረካ ። ብመሰረቱ ዘይትሐፍር ምዃንካ ክትጅምር አብ ምትህልላኽ ዝተመርኮሰ አካይዳ እዩ ኔሩካ። ንስኻ ድማ ብባህሪኻ መእነዊ እኻ እምበር ወታሃደር አይነበርካን ። ካብዚ ኩሉ አርሕቅካ ምጥፉእ ምሐሸካ ኔሩ። ብቀንዱ ክትሐስቦ ዘይሐፈርካ ክትዛረበሉ ንአኻ ታራ ነገር እዩ። ንሐደ ወታሃደር ዝነበረ እዚ ትዛረቦ ዘሎኻ ንቡር አይኮነን። ከም ብአል ፍናንን ተጋሩን ዝመስሉ አፍናቃት ጽቡቅ ይስምኡኻ ይቀበሉኻ ጸገም የለን ። ዝቅየር ነገር ግን የለን።
@Mebrahtupawlos
@Mebrahtupawlos 4 ай бұрын
እዚ ሕክያ እዩ።።።ሐደ ጅግና ኔርካ እንተትነብር ማዓለሽ።።ኮይኑ ግን ናይ አግላይ አላይ ካብ ትከውን ቁቡጽ ኢካ።።።ሐደ ብድስጵሊን ዘይተሃነጸ ሰብ እዩ።።
@hybirdgenetic7096
@hybirdgenetic7096 4 ай бұрын
ኣነ ከምዚ ኑክታ ተሰሚዓ ኣይትፈልጥን ፡ከውዱቁኻ ኔርዎም
@DawitTeklemariam-xe2xs
@DawitTeklemariam-xe2xs 4 ай бұрын
ስእልካ ንምንታይ ሓቢእካ ትዛረብ ሎቁማጽ
@abrhaleyrussom1718
@abrhaleyrussom1718 4 ай бұрын
Shuw dika ezi eko ab paltalk zneberu nay hji tiktok dyu mesiluka barya abti Blo zelo tezareb nefat barya
@selamgerezgiher3081
@selamgerezgiher3081 4 ай бұрын
Kitqetlo dika delika baelege
@TenseaBerhe
@TenseaBerhe 4 ай бұрын
EZI TEGHADAY NEBER HIJI YEZAREB ALO DEHRI KURUB AWARH KEAA MALETEY ZENEBERE DO GHELE DO ELU GHEMETEL KEBEL EYU KEM BAHRI NAY SEMIEN TEGHARU.
@SaidMussa-i9f
@SaidMussa-i9f 4 ай бұрын
2 brgede na 12 dikume
@XelimHewat-gq3mj
@XelimHewat-gq3mj 4 ай бұрын
emo zeyakle megzati tegru ....eza 27 Yr mechem geze tegeu eya nere ...yekle ezi megati tegru melse cenwi
@siumalmesged8614
@siumalmesged8614 4 ай бұрын
Model tplf exp day 2018😅😅😅😅😅 hjey tdmewo yblkum tlmsewo byati yele nenhd hdkum tray thasasewu
@bereketteklehaimanot9982
@bereketteklehaimanot9982 4 ай бұрын
ንስኻ ኣብ ምድሪሩባ ካብ ዛለበሳ ንየማን ዝወስድ ዲኻ ነርካ ዓንዳት ወዲ ከረን ዲኻ
@TeweldeBeraki
@TeweldeBeraki 4 ай бұрын
ሓትው ከተው ነዛ ነብስኻ ሰማይ ሰክልካያ ክትሕሱ ርሑቅ ዓዲ መሕሰው
@samueltekie9388
@samueltekie9388 5 ай бұрын
Kkkkkkkk
@suleimansafi2547
@suleimansafi2547 4 ай бұрын
ኪድ ዓድኻ ዓጋመ አይትረብሸና አንተ ከሓዲ. ናይ ህዝብና ባዕልና አለናዮ
@JhohnGere
@JhohnGere 5 ай бұрын
Xbuq medeb qxluwo
@emanuelgebrehiwet1872
@emanuelgebrehiwet1872 5 ай бұрын
ኣበየናይ ኣሃዱ ኔርካ 32, 1,1 ኣብ ጠስነ ድዩ?
@teklesenbetmehari2579
@teklesenbetmehari2579 4 ай бұрын
ሓሳዊ
@teklesenbetmehari2579
@teklesenbetmehari2579 4 ай бұрын
ን ሲኻ ባዕሊካ ኢካ ሰራቂ
@MichaeleGhebrehiwot
@MichaeleGhebrehiwot 5 ай бұрын
Eritreawi to live a normal life Eritrea need to re-join Ethiopia again.
@kibromzeru671
@kibromzeru671 5 ай бұрын
እንታይ ዓይነት ሃጠው ቀጠውዩ ዝዛረብ ዘሎ ኤርትራዊ ብኸምዚ ከድዓት ዝምህዝዎ ዘየለ ታሪኽ ዝዳናገት ኣይኮነን ። እዛ ዕላል ከዳዓት ዋጋ ዝህባ ኤርትራዊ የለን።
@RBT._F
@RBT._F 5 ай бұрын
ነብስኻ ኣይተዐሹ ንስኻ ወይ ኣቦኻ ሰረቅቲ ተዘይኮይንኩም ኣብታ ሃገር ተበራበር : ዓሻ እንተ ኮይንካ ግን ብዕሽነትካ ኢኻ ክትቅጻዕ::
@negasigiebro3014
@negasigiebro3014 5 ай бұрын
ጅግና ናይ ጅጋኑ ኢለካ ኣለኹ ነዚኦም ምሕረት ምሃብ ማለት ብኣይ ውገን ሓጥያት ዩ እዚኦም ሰብ መሰል ኣዛብእ ሳሕል ዮም
@tim582
@tim582 5 ай бұрын
Very good show. Thank you for sharing your story.
@samueltekie9388
@samueltekie9388 5 ай бұрын
Ezi wedi tesifalase zeykone selemun eu shimu natu tariki eu zizarebe zelo baelu eu seraki
@kubromghebrhanes2091
@kubromghebrhanes2091 4 ай бұрын
😂😂😂😂😂😂❤❤❤❤❤ wawwww Amlakh msakha u Arkey wedi Gerhi Lba ❤❤❤❤
@Johnwediemba
@Johnwediemba 4 ай бұрын
ኣቤት ትዕቢት ኣነ ይኸውን ጥራሕ ገበታ ፈኸራ ልዕሊ ዓቅምኻ ምምጣጥ በስምኣም ብወልደመንፈስ ቁዱስ ከምዚ ወዲ እዚ ናይ ሓሶት ደፋር ሰብ ኣይረኣኹን
@mebratbirhaneabeyeyatekeme5562
@mebratbirhaneabeyeyatekeme5562 5 ай бұрын
Ese sesarebe zelo foro eymesel
@ees988
@ees988 5 ай бұрын
So traurig 😢, so sad😢😢
@Erena-bl8pf
@Erena-bl8pf 4 ай бұрын
"ተዛረብ" ተፍርዮ ግን የለን። ካብ ምዝራብ ሓሊፍኩም ዘፍረኹሞ ኣይረኣናን። ዝጥፈሸ ነጋዳይ.........። 🤕😤🤒🤒
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 8 МЛН
Help Me Celebrate! 😍🙏
00:35
Alan Chikin Chow
Рет қаралды 13 МЛН
SHAPALAQ 6 серия / 3 часть #aminkavitaminka #aminak #aminokka #расулшоу
00:59
Аминка Витаминка
Рет қаралды 1,6 МЛН
መደብ ምስ ተስፉ ወዲ ነጋ
TEFETAWI TALKSHOW
Рет қаралды 115
ዛዕባ ሎሚ   ውሳኔ ቤትፍርዲ ሆላንድ ከመይ ነበረ?
1:58:45
NEW 2024 ERI SITCOM [MEWEALTI] PART 27 ( BY BRUNO )
45:35
Awra Tube
Рет қаралды 40 М.
سورة البقرة كاملة رقية للبيت, علاج للسحر - القارئ علاء عقل Sourate Al-Baqara
3:52:00
Every parent is like this ❤️💚💚💜💙
00:10
Like Asiya
Рет қаралды 8 МЛН