እታ ጅግና ኣብ ስደት ዘላ ጓል ኣነስተይቲ ክንዲ ምንታይ ፀዋር ምካና ብንእሽተይ መልክዑ ከካፍሎኩም

  Рет қаралды 1,579

Geni Chanel ገኒ ቻነል

Geni Chanel ገኒ ቻነል

Күн бұрын

እታ ጅግና ኣብ ስደት ዘላ ጓል ኣነስተይቲ ክንዲ ምንታይ ፀዋር ምካና ብንእሽተይ መልክዑ ከካፍሎኩም

Пікірлер: 116
@user-vj9ld4ni2v
@user-vj9ld4ni2v 2 ай бұрын
ኣነስ ምግቢ ይሰርሕ እየ ብዙሕ ግን ኣይኮንናን ንሳን ወዳን ኣነ ሳልሰይቶም እንጀራ ይስንክት 4ተ5ተማዓልቲ የፅንሐና ፀብሒ ሓንቲ ኢና ንሰርሕ ባዛልያ እንተሰሪሐ ትኣክለና ሚፎ ቀሪበዮ ኣይፈልጥን ደቃ ተመፅየን ይስርሓላ
@GalGerye-em2fp
@GalGerye-em2fp 2 ай бұрын
እሰይ ወሓለ ዕድመነን ጥዕናን ይሃብኪ ብሓቂ ለባመይ ስራሕካ ጥዑም
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን(3)ክብረተይ
@mariyamey555
@mariyamey555 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኪ ገንየይ ናይ ገኒ ተካታተልቲ ሳብስክራይብ ግበሩለይ ደቂ ዓደይ
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ገይረልኪ ግበርለይ አላአይ እውን
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
@@SmretTube ኣነለ ገይረልኪ ወለላይ❤
@GalTgrayyouTube
@GalTgrayyouTube 2 ай бұрын
ናይ ሱዑድ ጋል ናይ ባሓቂ ጅግና መዘና ኣልቦ እያ። እምበር ዋላ ኣነ እየ ኣብ ሶሙን ክልተ ኣብ ሚፋ ዝስረሕ እና ብጣዕሚ እዩ ሓያል ገፅካ እዩ ዝቓፅል ። ኣጆና ጥራሕ ደቂ መዳመይ ፅሩያት❤❤❤❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እወ ዝያዳይ ኣጆና❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ማዓረይ
@MIZANTSEGAY-nv3lb
@MIZANTSEGAY-nv3lb 2 ай бұрын
ደስ ክብል ገኒተይ ስራሕ ክብሪ እዩ ሞያ ኩሉ ምኽኣል ፅቡቅ እዩ❤❤❤ኣነ ዝኣትዎ ስራሕ ኣብ ኩሉ ኣየጥብኽን ብዝኾነ ክፍተት ጋዝ ክውልዕ እንተቀሪበ ዓሞይ ኢደይ ዝሰርሕ ኣይመስላን ከይቃፀል ትፈርሕ ሞ ተስሕቀኒ😂😂😂ኣይተቅርበንን ናብ ሓዊ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ረዲእኪ ሚዝየይ ፅሪቲ
@AfuauAhmab-dk3eb
@AfuauAhmab-dk3eb 2 ай бұрын
ገፅኪ ግን ተጠንቀቂ የመና የዋህ የትክኒ😥
@ggbghghgd3369
@ggbghghgd3369 2 ай бұрын
ዋይ ጋል እነይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓይልን ትባዓትን ይዓድልኪ ብሓቂ ምግቢ ምስራሕ ብጣዕሚ እዩ ኣድካሚ ኣነ እውን ምግቢ ይሰርሕ እየ እና ሰሪሐ ምስ በላዕና እቲ ኣቁሑ ኣልዒልዒለ ክሓፅቦ ድክም ይብለኒ ግን ተመስገን
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እወ ወለላይ ተመስገን❤❤ኣጆና ደሞ ዳሓር ከሐግሰና እዩ❤❤❤
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@DPo-fq3lb
@DPo-fq3lb Ай бұрын
ብሓቂ ጅግና እኽ❤❤❤❤
@user-ri3qx3vh9m
@user-ri3qx3vh9m 2 ай бұрын
❤❤❤ የክእልኪ ኣምላክ ከቢድ እዩ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን(3)ወለላይ
@user-ec7lu1oe3z
@user-ec7lu1oe3z 2 ай бұрын
ፅፍፍቲ ኢኺ እግዚአብሔር አምላክ ስራሕኪ ይባርኸልኪ ዛሓፍተይ❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን(3)ክብረተይ
@dhddbdh6616
@dhddbdh6616 2 ай бұрын
ኢድኪ ይባረክ ዝሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ሓይሊ ይሃብኪ ምግቢ ጠበክ ካቢድዩዋ እና ኣብ ድሕሪት ኣብ ባዓረሽ ተኮንኪ እባ ስራሕ ርአይለይ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ሳንጣ እየ ዘለኩ ህያበይ ብሰብ ክጥይቀልኪ እየ
@dhddbdh6616
@dhddbdh6616 2 ай бұрын
እሺ ፀገም የብሉን ኣነዉን ሳብያ እየ ዘለኩ ፅጋበይ
@Grmaneshyoutube
@Grmaneshyoutube 2 ай бұрын
ሰላም ሰላም ገነትየ ናተይ ኣንኳዕ ሰላም መፃኺ ክብረተይ ባሓቂ ኣብ ሰዑዲ ዘላ ጋ ጀግና እያ መገለፅ የብለይ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@user-xx8iv1cy5e
@user-xx8iv1cy5e 2 ай бұрын
ጋሻ እየ ነዚ ገዛኺ❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እንኳዕ ዳሓን መፃእኪ ክብረተይ❤❤❤
@hgggg7143
@hgggg7143 2 ай бұрын
ኣይ ናስደት መዓዝ ኢና ክነዕርፍ😢
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
@@hgggg7143 ኣጆና ዛናተይ ልዳሓር ከሐግሰና እዩ❤
@Mesi1219
@Mesi1219 2 ай бұрын
አሰይ ዛናተይ ጎብዝለይ 💚💚💚
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ዛናተይ❤❤
@user-zq7cz6yt9d
@user-zq7cz6yt9d 2 ай бұрын
ሰራሕክብሪ እዩ ዝያዳይ ጅግና ኢኪ ገኒየ❤❤❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ዛሓፍተይ
@AfuauAhmab-dk3eb
@AfuauAhmab-dk3eb 2 ай бұрын
ዛናተይ ዋሓለ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ዝያዳይ
@user-pc6sw4gn8i
@user-pc6sw4gn8i 2 ай бұрын
ብልፅተይ ከመይ ድየ ልፈትወኪ ❤❤🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣነለ ናተይ❤❤
@SmretTube
@SmretTube 2 ай бұрын
ሳብስክራይብ ግበርለይ ምቅርተይ
@jssllaa122ali7
@jssllaa122ali7 2 ай бұрын
መጥበክኳ ብጣዕሚ ድካም እየ ኣምላክ ያሓግዝኪ❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን ዛናተይ
@samer-wh6rk
@samer-wh6rk 2 ай бұрын
ብሓቁ ንፍዕቲ እኪ ክብርቲ ሓፍተይ ❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ❤❤❤
@user-ld3if6bk6t
@user-ld3if6bk6t 2 ай бұрын
ብሓቂ ለባመይ ባዕልትና ንፈልጣ😢😢😢😢ጅግና ኢኪ ቀፅልሉ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣጆና ኣሲተይ
@Temesgen876
@Temesgen876 2 ай бұрын
Nay behaqi jigna🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ❤❤❤
@fanatube3810
@fanatube3810 2 ай бұрын
ስራሕ አይተስእነኒ እዩ እዎ ገኒተይ ንፍዕቲ🥰🥰🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ፋኒተይ
@Sndusndu-f9u
@Sndusndu-f9u 2 ай бұрын
ሓፍተይ ናተይ ዋሓሎ❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 2 ай бұрын
ኣረ ስራሕ ምንም ኣይብልን ኣብ ደሞወዝ ምስ ኣክለ ዕጥይጥይ እናበላ እምበይ❤❤❤😢
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣጆና ወለላይ
@AbxhdBsjs-fl2ec
@AbxhdBsjs-fl2ec 2 ай бұрын
@@GeniKZbinChanel እሺ ዝያዳይ❤❤❤
@grmaneshberhe979
@grmaneshberhe979 2 ай бұрын
መዓረይ😢
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ❤❤
@BirhanAbraha
@BirhanAbraha 2 ай бұрын
ብሓቂ ባዓልና ኢና ንፈልጦ ለለናዮ ብቻ ተመስገን🙏🙏🙏ግንገኒዋናይክስ ፕላስቲክ እዩ😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ዋዛ ገይርክኒ ላብ ድካን ንከይድ ከለና ጥምር ኣቢለ የ ለምፅእ ብርየዋይ😂😂
@user-hc8in8kj4q
@user-hc8in8kj4q 2 ай бұрын
❤❤❤ጀግና
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ❤
@remetsmedia1677
@remetsmedia1677 2 ай бұрын
ዌልካም ገኒየ እንኳዕ ብሰላም መፃእኪ ዛናተይ በርትዒ😍😘
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ወለላይ❤❤
@user-og3rk8du2h
@user-og3rk8du2h 2 ай бұрын
ኢድኪ ይባረኽ ዘሓፍተይ❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣሜን(3)ክብረተይ
@genet1261
@genet1261 2 ай бұрын
ብሓቂ ናተይ ጀግና❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ወለላይ
@FbIh-ri2et
@FbIh-ri2et Ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤
@user-vu3tr8hh1p
@user-vu3tr8hh1p 2 ай бұрын
Behaki jegena Geniye 💙💙
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ወለላይ
@MediGalTewahdo
@MediGalTewahdo 2 ай бұрын
የኔ ጠንካራ😘ገኒተይ💝
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@salaamsalaamsalaamsalaam2492
@salaamsalaamsalaamsalaam2492 2 ай бұрын
እንኳዕ ብስላም መፀኪይ ገኒ❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ወለላይ
@Nebu1619
@Nebu1619 2 ай бұрын
ገኒተይ እንዃዕ ዳሓን መፃእኪ ዋሓሎ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ነቢተይ❤❤❤
@user-bw6cs5le4d
@user-bw6cs5le4d 2 ай бұрын
ጀግና ኢኪ ገንየይ❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ❤❤
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 2 ай бұрын
ዋይ ክትሕሸየይ ዓደይ ከይደ የበልክይ 😮😮😮
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ፕራንክ እዩ ናተይ😂😂😂
@user-ji6wm1yn3k
@user-ji6wm1yn3k 2 ай бұрын
@@GeniKZbinChanel መርዓካ ክርኢ ቆላሕ ተበልኩስ እንየኪ ዳሞጎጎኪ ሓምባሺት እሺ ናተይ
@HIfti-H
@HIfti-H 2 ай бұрын
አዘና ናተይ🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ናተይ❤❤❤
@abeba429
@abeba429 2 ай бұрын
ናተይ❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ኣቢተይ
@user-nw5yc2kj7e
@user-nw5yc2kj7e 2 ай бұрын
ገኒየ ጅግና❤❤❤❤❤🎉🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ክብረተይ
@user-ld3if6bk6t
@user-ld3if6bk6t 2 ай бұрын
ገኒተይ ዋሓሎ❤❤❤❤
@mariyamey555
@mariyamey555 2 ай бұрын
ጋል ዓደይ ማዓረይ ሳብስክራይብ ግበርለይ ወለላይ❤❤
@user-ld3if6bk6t
@user-ld3if6bk6t 2 ай бұрын
@@mariyamey555 ገይረልኪ
@mariyamey555
@mariyamey555 2 ай бұрын
የቀኒየለይ ክብረተይ
@brllabay3842
@brllabay3842 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@user-zq7cz6yt9d
@user-zq7cz6yt9d 2 ай бұрын
ግን ኩሉ ብላስቲክ ተዓዲልኪ ይስርሕለኩ ከይትብሊ 😅😂😂😂😂
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
ባዕለይ እየ ልገዝኦ ሜሪየይ😂😂
@user-zq7cz6yt9d
@user-zq7cz6yt9d 2 ай бұрын
@@GeniKZbinChanel ሓደ ቂጣ እስካ ለኣክለይ ገኒ ብሕልማይ ናተርኣየኒ እዩ ሓዲሩ ዋ
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
@@user-zq7cz6yt9d እሺ ሜሪየይ ናተይ አረ ክጥዕም እኮ ተተሰሪሑስ😂❤
@user-zq7cz6yt9d
@user-zq7cz6yt9d 2 ай бұрын
@@GeniKZbinChanel ሓዊ የብልናይ እካ
@nkulugizealewo9803
@nkulugizealewo9803 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-iu9xb4uv6d
@user-iu9xb4uv6d 2 ай бұрын
🥰🥰🥰🥰🥰🥰🥰
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤
@TsediTsedi-wh6jf
@TsediTsedi-wh6jf 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤🙏🙏
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-hy6uq8cv7v
@user-hy6uq8cv7v 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-st1hf3xt7q
@user-st1hf3xt7q 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉❤❤❤❤❤🎉
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@AfuauAhmab-dk3eb
@AfuauAhmab-dk3eb 2 ай бұрын
ገፅኪ ግን ተጠንቀቂ የመና የዋህ የትክኒ😥
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
እሺ ናተይ
@user-ww8yn9cd4h
@user-ww8yn9cd4h 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤
@yerdnosglagerye1780
@yerdnosglagerye1780 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@user-vl7ri7tv1s
@user-vl7ri7tv1s 2 ай бұрын
❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤
@sabai12167
@sabai12167 2 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤
@sndug3394
@sndug3394 2 ай бұрын
❤❤❤❤
@GeniYouTubeChanel
@GeniYouTubeChanel 2 ай бұрын
❤❤❤
小丑和白天使的比试。#天使 #小丑 #超人不会飞
00:51
超人不会飞
Рет қаралды 36 МЛН
Dad gives best memory keeper
01:00
Justin Flom
Рет қаралды 20 МЛН
ሀቢብ አፋጠጥኩት በሆዱ ምን እንዳማኝ
8:51
ልጓል ዓሞይ ፕራንክ ገይረያ🤣🤣🤣
7:40
Geni Chanel ገኒ ቻነል
Рет қаралды 7 М.