KZ
bin
Негізгі бет
Қазірдің өзінде танымал
Тікелей эфир
Ұнаған бейнелер
Қайтадан қараңыз
Жазылымдар
Кіру
Тіркелу
Ең жақсы KZbin
Фильм және анимация
Автокөліктер мен көлік құралдары
Музыка
Үй жануарлары мен аңдар
Спорт
Ойындар
Комедия
Ойын-сауық
Тәжірибелік нұсқаулар және стиль
Ғылым және технология
kibru ክብሩ - Zemarit TirhasGebreegziabhier | ዘማሪት ትርሃስ ገብረ እግዚአብሔር
53:55
Kulu Dehan Eyu | ኹሉ ዳሓን'ዩZemarit Tirhas Gebre Egziabhier
10:53
GIANT Gummy Worm #shorts
0:42
Wednesday Shot by country - Ohio in real life #trending #funny #wednesday
0:23
번쩍번쩍 거리는 입
0:32
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
0:21
ተማሂረ ዘማሪት ትርሃስ ገብረ እግዚአብሔር | Zemarit Tirhas Gebre Egziabhier
Рет қаралды 207,921
Facebook
Twitter
Жүктеу
1
Жазылу 66 М.
Zemarit Tirhas
Күн бұрын
Пікірлер: 474
@Selamawi_Tube_729
11 ай бұрын
ትርሓሰይ ብጣዕሚ ዝገርም መዝሙር እዩ😢 ንቐፃሊ መዝሙር ክትሰርሒ ተለኺ ብምምኻርን ብዳይሬክተርነት ክሕግዘኪ ይደሊ እዬ 😊ዝማረ መላእኽቲ የስምዕኺ😊😊
@solomonberhe1343
9 ай бұрын
ክብሪ ንዝግበኣ ክብሪ ምሃብ ጉቡእ እዩ ሓው ክብረት የሃብካ ኣዝያ ጎበዝ ሓፍትና እያ ትርሓስ።
@aximtube6963
Жыл бұрын
በስመ ሥላሴ ተማሂረ አለኹ ተማሂረ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ደኺመ ኣይብልን ኣይደልን ዕርፊቲ ስርሐይ ምስጋና ለይቲ ምስመዓልቲ ካብቲ ዝከፈአ ናይ ስይጣን ሕልክላክ ልምደይ'ሲ መዝሙር'ዮ ውዳሴ ንኣምላክ ኣይስናኻልን ብናይ ዓለም ስቃይ ኣላ ዘይትዓርብ ናይ ብሕተይ ፀሓይ ዘይወድቅ ከኮብ ዘይትድብዝዝ ወርሒ ናይ ፀጋውህበቶ ኣይኮነን ብጉርሒ ብምርካብ ኣይኮነን ዝዓርፈለይ ልበይ ብምሳኣን ኣይኮነን ዝጭነቕ አእምሮይ ኣሎ ሓደ ነገር ዝተቐመጠ ኣብ ልበይ ዘየቓርፅ ሓጎስ ተስፍ ናይ ኣምላከይ ተመስገን ተመስገን መፍትሕ ኩሉ ሽግር ኣርዲኢና ኣሎ ነዚ እግዚአብሔር ይምላእ ይጉድል ናብራ ተመስገን ንዑኡ መፍትሕ ናይቲዕፁው ረከበ ኣለኹ ዝማሪ መላእክት ያስማዓልና ክብርቲ እንቁ ዘማሪት ቲትየ ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ
@jerusgeb4791
11 ай бұрын
Thank you🙏🏽🙏🏽🙏🏽❤
@brikarasida6902
5 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬመላእክቲ የስመዐልና ፀጋኡ የብዘሐልኪ ኣሕዋተይን ወለደይን ሕማቅ ኣለኩ እም ኣብ ትገብርዎ ፆሎት ዘኩሩኒ
@MenarMenar-o6k
9 күн бұрын
አሜን ዝማሬ መልአክቲ ያሰምዕልና ፀግኡ በረከት ያብዝሐልኺ ትርሓሰ ሓፍተይ ብግጥሚ ብዜማ አብ ጎድንኪ ጠጠው ክብል ይደሊ እየ ሓፍተይ ብውሸጢ ቴሌግራም ነውግዕ እና ዛግጥሚ ብልሳነ ግዕዝ ዝልአኩክዋ ተትሰርሕያ ክንደይ ደሰምበለኒ🎉🎉
@brhanugebre9344
Жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስምዐልና ክብርቲ ሓፍትና።ፀጋኡ የብዝሐልኪ ኣብ ቤቱ እንዳገልገልኪ የንብርኪ።ግን ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና በዚ ትራሕ ዘይኮነ ካብዚ ብዝበለፀ ብ ጥርንፍ ዝበለ ብ ሙሉእ ኣልበም ንክትመፅና ብተስፋ ኢና ንፅበየኪ።በዚ ጥዑም ልሳን ድምፅኪ መንፈስካ ዘረስርሱ ጥዑማት መዝሙራት ከምተቅርብልና ብሃንቀውታ እንዳተፀበና ኢና።በርትዒ በቲ ንክእሎ ነገር ኩሉ ኣብ ጎንኪ ኣለና።እቲ ምእመን ግን ካባኪ ብዙሕ እዩ ዝፅበ ክብርቲ ሓፍትና።
@ጓልሃገረትግራይ-ሰ1ጐ
Жыл бұрын
ብሓቂ ጥዑም ልሳን አለዋ እግዚአብሔር ይመስገን እግዚአብሔር ይሓግዛ ፅቡቅ ሐሳብ እዩ ዝሓወይ ፈጣሪ ተዝፈቅድ ብዙሓት ዘመርቲ ተነፍሪ ክንደይ ደስ መበለና አብቲ አምሓርኛ ስለ ዝነበርና ኩላትና ዋላእቶም ዘመርቲ ናህና ውን ገና ሕጂእዮም ብትግርኛ ዝመፁ ዘለው ሞ ኩላትና ነዕብዮም አሕዋተይን አሓተይን ትዕድልቲ እዩ ምስ አምላካ ምንባር ብሓቂ ንሕና ውን በቲ ንሱ ዝብለና ክንከይድ ክንነብር ናቱ ፍቃድ ይኩን❤❤❤
@khamisramadan6764
Жыл бұрын
ኣሜን ዝማረ መልኣክቲ የስምዓልና ክብርቲ ሓብትና ብሓቂ ተማሂረ ኣለኹ ምስ ሂወተይ ትታኣሳሰር ኣብ ጸላም ነይረ ናብ ብርሃን ወጺአ ካብ ብርሃን ክኣ ናብ ጸለም ተመሊሰ ነየረ ሕጂ ክኣ ብሓይሊ ኣምላከይ ክኣ ናብ ብርሃን ተመሊሰ ኣለኩ ። ስለዚ ተማሂረ ኣለኩ ስለዚ ኢየ ነዛ መዝሙርኪ ብተመስጦ ዝሰምዓ ።ብሓፈሻ ጥዕም መዝሙር ክትሰምዖ ብሃ ዘብል ኣለኪ እሞ እግዝኣቢሄር ኣምላክ መፈጸምታኪ መፈጸምታ ቅዱሳን ይግበረልኪ ።ኣይትጥፍእና እቲ ምንታይ ንዓና ክሕሸና ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን
@TesfahalemWoldegabriel
2 күн бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ብርክቲ ሓፍትና ❤️❤️❤️💐🙏🙏🙏
@fhji1903
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬመላእክት የስማዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኪ እግዛኣቤሄር አምላክ 👏👏👏🙏🙏🙏
@MaryMary-wq9iy
Жыл бұрын
Amen Amen Amen Temsegen Tekkl 🇻🇳🤝🇪🇹💔💖❤💘🤲🤲🤲🤲➕️➕️➕️➕️➕️🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽🙏🏽
@Mari-jt1zh
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ተመስገን ፈጣሪ ዝማሬመላኢክቲያስመዐልና ክብርተይ
@rigbyrigby5599
Жыл бұрын
🙏🙏🙏
@samrihappyfamily9886
Жыл бұрын
❤❤❤
@GeweMuiu
10 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜንዝማሬመላእክት የሰማዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኪ እግዛኣቤሄር ኣምላክ
@selam801
Жыл бұрын
ዛመዝሙር 'ዚአ ንናተይ ህይወት እያ ትገልጽ🥺 ጸግኡ የብዘሐልኺ ትርሓሰይ🥰
@aaggss8829
Жыл бұрын
ዋላ ንዓይ 💔😭🙏
@samira7156
7 ай бұрын
ውድዋ እህቴ ትግርኛ ካ ብዙ ባይችል መዝሙሩሽ በጣም ነው የሚወደው የሚሰማው እና በኣንድ ላይ ጠቅልልሽ ሸር ኣርግልኝ በማርጉ እያረግሽ የኣንድ ስአት ምናመን ሁሉ መዝሙርሽ የስላሴ የመድሃኒአለም የእመቤታችን የመላእክት የቅዱሳን ሁሉም እያረግሽ ለበረከት
@lemlem7065
Жыл бұрын
ኣሰይይይ ባሓቂ ተማህረ ኣለኩ ተማህረ 😢ጸጉኡ የብዘሐልኪ ዝማረ መላእክት የስመዐልና😘😘
@AAAa-fm8xi
3 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለእክት የስመዐላ ውሽጥካ ዝነኪኢ መዝሙር❤❤❤❤❤🎉🎉🎉
@lewtayehutemesgen1361
Жыл бұрын
ትርጉሙን ባላውቀውም ውስጤ ግን የሆነ ስሜት ይሰማኛል። ዝማሬ መላእክት ያሰማልን።
@hyabeynatey1679
Жыл бұрын
Bemigebachu qanqa ema edme likan tzemrlachu neber zeregnoch edme lenante ehtachin melsachu setachun enamesegnachwalen leegna bemigeban qanqa eyezemerech new beteley enatwan ena abatwan bemigebachew qanqa eyesemu new
@noahpaulos5931
10 ай бұрын
Simaw engdih yetigray hizb yadnekorachut be amaregna mezmure aydlem endye!!??
@KegnHaymi
5 ай бұрын
@@hyabeynatey1679ወረኛ ሴትዮዋ እኮ ጴንጤ ናት እኔ ማዝነው ስንት ሊቃውንት የወጡባት ትግራይ ውስጥ እንደ ትርሐስ ያሉ የፕሮቴስታንት እምነት ተከታዮች ለናንተ ዘማሪ ሲሆኑ ነው በጣም ያሳዝናል
@KegnHaymi
5 ай бұрын
@@noahpaulos5931ሲጀመር የጴንጤ መዝሙር ለኛ ምን ይሰራልናል
@hyabeynatey1679
5 ай бұрын
@@KegnHaymi syamrachu yqir amargna mezmur sitzemr new tadya yeortodocs yehone gmatamoch
@abiyeYouTube
Жыл бұрын
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ብሓቂ😢 ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓሰይ ብጣዕሚ ዝፈትወኪ❤ ጋል ተዋህዶይ እግዚአብሔር አምላክ ፀጋ አብ ልዕሊ ፀጋ ይዓድልኪ አብ ቤቱ የፅንዕኪ ዝሓፍተይ አሜን፫
@yeabsramogos9474
Жыл бұрын
እመቤቴ ከአውሬወቹ ትጠብቅሺ አደራሺን ወሬእዳሰሜ በሀይማኖትሺ ያፅናሺ ምንምቃልየለኚም ላች ማርያምን በጣምነውምወድሺ
@zeweldiamanual4896
Жыл бұрын
ተማሂረ አለኩ ተማሂረ! ነቲ ክንማሃር ዕድመ ዝህበና እግዝአብሄር ፍጹም ምስጋና ንቅዱስ ስሙ ይኩን! ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና አጎልጉለትኪ ይባርክ ስምኪ አብ መዝገብ ህወት ይጸሓፈልኪ ሓፍተይ መዓረይ !!!❤
@Tishg.
Жыл бұрын
ዝማሬ መልአኽቲ ያስመዐልና🙏 ናይ ንስሀ መዝሙር ሲዲ ስርሒ በጃኪ🙏
@Phrsfora_Media
Жыл бұрын
ኹልና ንፅበ ኣለና
@merhawitembaye7473
11 ай бұрын
Mezmu trah entay kikewun btegbar entezeytenesihna
@tsionsimba4558
Жыл бұрын
ድግም ግም ኣቢለ ሰሚዓዮ፡ ሀዚ ውን ስምዕዮ እዩ ልብለኒ ዘሎ። ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና ክብርቲ ሐፍትና።
@ጉስነት
Жыл бұрын
ዘይወድቅ ኾኾብ ክርስቶስ ዘይትድምዝዝ ወርሒ ድንግል ማርያም ❤❤
@hayathayat6387
Жыл бұрын
ዝሚሬ መላእክት የሰመዐልና ትርሕሰይ ፀጉኡ የቡዘሓሊኩ እግዚአብሔር አምላክ
@AAAa-fm8xi
2 ай бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መለእክት የስመዐላ ትራሓስ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልክ ኣምላክ ብሓቂ ወሽጥካ ዘረስርስ መዝሙሩ❤❤❤❤❤❤❤❤❤🎉🎉🎉🎉🎉
@mesi-io6sf
Жыл бұрын
አሜን 🙏 ዝማሬ መላእክትን ያሰማልን 🙏 ተባረኪ የ አገልግሎት ዘመንሽ ይባረክ
@fremariyam3954
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና
@ሊሊጋልትግራይ-ቐ1ጠ
Жыл бұрын
ታማሂረ ኣለኩ ተማሂረ ካብቱ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢 ኣሜን፫ዝማሬ መልእክቲ የስመዐልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍተይ እግዚአብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ❤❤ ኣብ ዓረብ ሃገራት ዘለናዉን እግዚአብሔር ኣምላክ ናይ ስደት ግዜና ኣሕፂሩ ናብ ንስሃ ሞት ናብ ደጅኡ የብቀዐና ኣሜን😢👏👏👏
@rahelra865
Жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የስማዕልና ደጋጊመ እየ ዝስምዖ ንብዓተይ ምቁፅፃር ኣብዩኒ ነዚ ክስምዕ እንተለኩ
@mdsoleman3351
3 ай бұрын
ተመስገን አምላኬ ልብኻ ዘረስርስ ሰምዐ ምፅጋብ ስእነ ተባረክ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብረተይ❤❤❤❤❤❤❤
@semenawit8438
Жыл бұрын
Zemare Melayekt yesmelna kebrti Haftena '"Egziabher"Amlak Tsegu yebzahalki Amen Amen Amen 👏
@selamselam4829
Жыл бұрын
ዝማሬ መልአኽቲ ያስመዐልና ሓፍተይ፡ ዓይንኺ ከፊትኺ እንዝምሪ ላብ ሰማይ እዩ ዝወስደካ፡ ምጭፋን ግን ተስፋ ዘቁርጽ እዩ
@musseteklit2860
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእኽቲ ይስማዓልና።እግዚአብሔር ጸግኡ የብዝሓልኪ ዘማሪት ትርሓስ።
@seniyoutube
Жыл бұрын
ተማሂረ ለኩ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢ትትየ ፀጋኡ የብዝሕ ማማየ
@fishalegebreyosus862
11 ай бұрын
❤❤❤እግዚኣብሄር ይሓልኺ በቲ ኣኽናፋቱ፡ ምእንቲ ንዓና'ውን ስንቂ ክንሰቕ-ካብቲ ሰናይ ምስጋናኺ-ካብ ልዑል ጎይታና ክንረክብ።
@Gog-ok3ly
Жыл бұрын
ተማሂረ ኣለኩ ተማሂረ ። ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መልእክት የስማዓልና ፀግኡ የብዝሓልኪ ጥዕምቲ ልሳን ዘማሪት ትርሓስ ኣጀኪ በርትዕልና ❤❤❤❤ ብጣዕሚ ኢና ንፈትወኪ ዛሓፍተይ❤❤❤🎉
@Asmeret-re8xr
3 ай бұрын
አሜን 🙏ዝማረ መላእክቲ የስምዓልና🙏🙏🙏
@ማርያመይኣዶፍቅሪ
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ክብርቲ ሓፍትና ጸጉኡ የብዝሓልኪ እግዝኣቢሔር ኣምላክ🙏❤❤❤
@kidan5256
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ፀጋ በረከቱ የብዘሐልኪ ኣብ ቤቱ የፅንዕኪ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረክ ዘማሪት ትርሓስ ክብርቲ ሓፍትና ዕድመን ጥዕናን ይሃብኪ 🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏💒🙏❤❤❤❤💊💊💊💊😘😘😘😘😘
@2Corinthians.10-17
Жыл бұрын
ዝፈትዋ መዝሙር ሰምዕኻ ዘይትምኖ ጥዑመ ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ዘማሪት ትርሓስ ሓፍትና ናይ ኣገልግሎት ዘመንኪ ይባረኽ⛪️✝️❤️💛
@FreHiwet-h7q
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ ግጥሚ አብ ቦታ ኮመንቲ አቀምጥልና ሓፍትና ትርሓስ ❤
@fasikamesfun7232
Жыл бұрын
ኣሜንንንንንንንንን ዝምቅረ መላክቲ የስማዓልና ሓፍተየ ዓይኒ ልቦናና ይኽፈተልና ንዝምሃሩና ክንትግብር ነዛ ሓላፊት ዓለም ኒዒቆም ዘላለማዊ ውርሲ ዝተጓናጸፉ ኣቦታት የምስለና መድሃኔኣለም ክንምሓር ናብ ጉባኤኡ ይሕረየና ዓስቢ ቅዱሳን ይሃበለይ ሓፍተየ 🙏🏾💐💠😭😭⛪💠😭😭😭✋🏾💐🇪🇷
@amnaslama4484
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያሠማልን ውዱ እህታችን ፀጋኡ ያብዛልሽ ❤❤😢😢😢
@HyabTube8428
Жыл бұрын
ተማሂሪ ኣለኩ ተማሂረ ካፍቲ ጡዑም ካፍቲ ዝመረረ እህህህ ንቁስለይ 😥 ትፍውስ ኣዕፅምቲ ተለምልም ዝማሬ መላክቲ የስማዓልና መክሸይ ትርሓሰይ
@እልሻዳይእካአምላከይ
Жыл бұрын
እሜን እሜን እሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐና🙏❤
@mornmmm8574
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክቲ የሰምዐልና ቲቲየ ማዓረይ ተባረኪ🙏🙏🙏❤
@tsigetefera7656
Жыл бұрын
ናይመለአኽቲ ድምፂ የስምዕልና ጀግና ሐፍትና 🙏🙏🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕🙏🙏💕🙏💕🙏💕🙏💕
@ትራንስፖርት
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስማዓና ተማሂረ ኣለኹ ተማሂረ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ😢
@gelsastudio7403
Жыл бұрын
Zemaret Tirhait Good Job እግዚአብሔር ምሳኪይኩን አሜን❤❤❤😢😮😮
@EngudayKinfe
6 ай бұрын
የኔ ውድ ዝማሬ መላእክት ያሰማልን በቤቱ ያፅናሽ ከድሮ እስካሁን አደቅሻለሁ በጣም
@grrjhfr2209
Жыл бұрын
ዝሜሬ መላእክት ያሰማለን እዛ ሐፍትና ፀጋኡ የብዘሐልክ 😢😢😢 ተማህረ አለኹ ተማህረ
@fusfv877
Жыл бұрын
ብሓቂ ዝማሬ መላእኽቲ የሰምዓልና ክብርቲ ሓብተይ ኣሜን 🤲🤲🤲😭😭😭👏👏👏💒💒💒🇪🇷🌹❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹🌹
@zeroto2347
Жыл бұрын
ተባረኪ 🙌
@FkriAemlakeysAelewoHelefa
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ትርሓስይ ናይ ዘመን ኣገልግሎትኪ ይባረክ ግን ትርሓስይ ክትዝምሪ ከለኪ ዓይንኪ ኣይትዓምቲ ከምናይ መናፍቃን
@ኒህምያጓልተዋህዶ
Жыл бұрын
ኣነ ብዝሓስቦ ግን ምዕማት ኣይከነን እንታይ ደኣ እቲ መዝሙር ልባ ብጣዕሚ ሰለዝምስጣ እዩ 🤲 ፀግኡ የብዝሓላ ምስይቅርታ ግን🤲
@kidaneberhane6938
Жыл бұрын
@@ኒህምያጓልተዋህዶ ኣነ ውን ከም ናትኪ ሪኢቶ እዩ ዘለኒ ዝማሬ መላእክቲ የስመዓልና ንሓፍትና ኣሜን ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤
@nevitarinevitari9792
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ሓፊትና ትራሕሰ ዛማሪ መልእክቲ የሳማዓልና🙏🙏🙏
@TahirShazad-re1tc
Жыл бұрын
ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስምዐና
@semhalsara2133
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የሰማዐልና ፁጉኡ የብዛሕልኪ አግዛአቤሄር ኣምላክ🤲🤲🤲🤲🙏🙏🙏🙏🙏🕊
@awetashdebre1685
2 ай бұрын
ትርሃሰይ ኽጥእም መዝሙር ቀፅልሉ
@letayhaile9192
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና ዝሓፍተይ 🙏🙏🙏🙏😢😢😢❤❤❤❤
@ፍረሂወትገብረሃንስጋልትግ
Жыл бұрын
ዝማሬ መልእኽቲ የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላኽ ጸጋ ኣብ ልዕሊ ጸጋ ይዓድልኪ መዓረይ
@askidesta4271
5 ай бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላዐክት ያሠማል በቤቱ ያኑርሽ በፀጋ🙏🙏🙏🙏
@hagyemane5264
Жыл бұрын
Amen, kulatna kab gegana kinmehar egzeabher tbebn mistiwaln yihabena, bflay atum hizbitat etmerhu, ab Eritrea and Ethiopia, meskin hizbi dcknetun shgrun keyacklo nsltankum elkum teqatlwon tebaliewon, 😢😢 btaemi zehzn eu.
@DejenMillion-kw9bc
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ያሰማልን ❤
@warkenhsam1362
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ሓፍተይ ፀግኡ የብዘሐልኪ 💕💒💒💒😢😢ብጣዕሚ እየ ዝፈትዋ ዛመዝሙር ተፅናዕንዐኒ እያ🙏🙏🙏🙏❤😍😍😍💐💐💐💐
@ከክርስቶስፍቅርማንይ-ሐ2በ
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት ያስምዐልና❤❤❤
@mulufesaha3351
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዘሓፍተይ
@ርብቃ
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስምዓል, አገልግሎት ዘመንኪ አምላክ ይባርከልኪ.
@GgGg-sw5yi
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐል ክብርቲ ሓፍትና ዘማሪት ትርሓስ ሚስጢሩን ጥበቡን አብዚሑ ይዓድልኪ አብ ቤቱ የንብርኪ ትርሓስዋይ ክብረተይ
@Temesgenamlakeesrael
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላኣኽቲ የስምዓልና እግዚኣቢሄር ጸግኡ የብዝሕ
@Th-si7zn
Жыл бұрын
*_አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ትርሓሰይ ማዓረይ_*❤❤❤
@Amanuel465
Жыл бұрын
እግዚአብሔር በብዙ ይባርክሽ ክብር ለስም አጠራሩ አሜን 🙏🙏🙏
@tsegahadush9764
Жыл бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ጸጉኡ የብዘሐልኪ እግዚአብሔር አምላክ ቲቲየይ
@vdhgey1589
Жыл бұрын
ዕልልልልልልል ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርቲ ሓፍትና ናይ በሓቂ ተማሂረ አለኩ ተማሂረ ካብቲ ጥዑም ካብቲ ዝመረረ ...🙏
@teklaytesfu9902
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏 ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ❤
@askalaraya8167
Жыл бұрын
ሂወተይ አብዚ መዝሙር ትርከብ አምላከይ ሕጂ እዉን ተመስገን ን ዘማሪት ሓፍትና እዉን ፅጉኡ የብዘሐልኪ ማዓረይ የቀንይልና
@برهانصومال
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና መዝሙር ክፈተው አነስ እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ዛናተይ ❤❤❤❤❤❤❤❤❤❤😢😢
@SmithMobile-qq1qp
Жыл бұрын
ዝማረ መላእክቲ የስመዐልና
@salmaasfa7282
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን 🙏🙏🙏ዝማሬ መላኣክቲ የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና ፀግኡ የብዛሓልኪ⛪⛪⛪🙏🙏🙏🙏 ማዓረይ🌺🌺🌺🌺💘💘💘💘💘💐💐💐💐💐💐💖💖💖💖💖💖🌿🌿🌿🌿🌿🌿🌿❤❤❤❤❤💥💥💥💥💥
@ሰላምጓልተዋህዶ-ጸ6ዸ
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀጉኡ የብዛሕልኪ እግዚአብሄር ኣምላክ ❤
@samharamen2584
Жыл бұрын
Zmari melaekti yesmealna haftey mearey Egziabhar Amlak zemen hiwetki ybarko🤲✝️🙏🏽
@ተመስገንኣምላኬ-የ8ወ
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት ይስምዐልና እግዚኣብሔር ኣምላኬ ፀጉኡ የብዘሐልኽ ዝሓፍተይ❤❤❤
@እቲዝምካሕብእግዚኣብሔርይ
Жыл бұрын
አሜን ዝማሬ መላእክቲ የስምዓልና ክብርተይይ እግዚአብሔር አምላክ ጸጋ በረከቱ የብዘሐልኺ ስምዕ ዊዒለይ ዘይመንዋ
@newuaq1125
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእኽቲ የስምዐልና ክብርቲ ትርሓስ ሓፍትና መሉእ ሰላም ልሀገርና ትግራይ የውርደላ 🙏🙏🙏❤❤💛💛🕊🕊🕊🤲🤲🤲💔💔💔
@netsereabgebremariam1316
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዓና ፡ እግዚኣብሔር ጸጋ የብዘሓልኪ ።ካባኪ ብዙሕ ኢና ንጽበ።
@YordanosNigatu-x5g
Жыл бұрын
ትርሀስ እግዚአብሔር ያገልግሎትሽን ዘመን ይባርክ❤❤❤❤❤🎤🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹🇪🇹 🇪🇷🇪🇷🇪🇷
@brhan1212
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን እግዚአብሔር ኣምላክ ዝማሬ መላእክቲ የስመዐና ዝሓፍተይ🙏🙏🙏
@laylaal7008
Жыл бұрын
❤ዝማሬ መለአክቲ የስመዐልና ጥበቡ ይግለፅልኪ❤
@ማህበርቅድስትኪዳንምህረት
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ይመስገን ስለ ኩሉ ነገር አሰይይይይይ ብሓቂ ዝማሬ መላእክት የሰመዕልና እግዚአብሔር አምላክ ፀጉኡ ይብዝሐዮ ክብርት ኃፍተና ❤❤❤❤
@ድንግልሆይየተሰበረልቤጠግ
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽት ያስመዐልና ክብርት ሓፊትና ፀጋኡ የብዘሐልክ እግዚአብሔር አምላክ❤❤😢
@titinotitino2910
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ፀግኡ የብዝሐልኪ ክብርቲ ሐፍትና
@kahsugebretekle7056
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ስለ ኩሉ ነገር እግዚአብሔር ኣምላክና ይክበር ይመስገን አሜን፫🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀🌺🍀
@soshitube7215
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የሰመዐልና ትርሓሰይ❤❤😍ተማህረ አለኩ ተማህረ 😓❤👈
@negasitesfaye9978
8 ай бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዓልና!!!
@zafuzafu6588
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእኽቲ የስመዐልና ፀግኡ የብዘሐልኪ
@hayagfds1950
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና
@yyss1449
Жыл бұрын
እግዚአብሔር ምሳኺ ይኹን መዝሙርኺ ድማ ኹሉም ፅቡቓት እዮም።
@samriproduct
Жыл бұрын
ዝማርየ መላእክቲ የስምዐልና ጋልነይ
@TibletsGebrewahid-zl3gp
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክቲ የስመዐልና ነዊሕ ዕድመ ምስጥዕና የሃብኪ ዝሓፍተይ !!! እግዚኣብሔር ይመስገን ንሕና ንክንፅናነዐሉ እዚ ኣንደበት ዝሃበኪ።❤❤❤
@ጓልስሑልሽረ
Жыл бұрын
ኣሜን ኣሜን ኣሜን ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚአብሄር ኣምላክ ሓፍትና🙏🙏
@Hailat27
Жыл бұрын
ዝማሬየ መላኢኽት የስማዓልና፡ንሕና ዉን ካብ ኩሉ ክንማሃር ኣምላኽ ጸጋ መንፈስ ቅዱስ ምስ ኩላትና ይኹን።
@lemlemyoutube
Жыл бұрын
ዝማሬ መልአክቲ የስመዐልና አምላክ ፀጉኡ የብዘሐልኪ ክብርት ሓፍትና
@ትግራይ-መቐለ
Жыл бұрын
ኣሜን 3 ብጣዕሚ ኢና ነመስግነኪ ካብ ናይ ፀላእትና ቋንቋ መዝሙር ሓራ ንወፅእ ኣለና ቀፀልሉ ብዝሑ በርትዑ ቃል ሂወት የስመዐልና ክብርቲ ሓፍትና❤
@ስደትእናመረረካይምህረካ
Жыл бұрын
ዝማሬ መላእክት የስመዐልና እግዚኣብሔር ኣምላክ ፀጉኡ የብዘሕልኪ
@ሚሒራጋልተዋህዶ
Жыл бұрын
አሜን አሜን አሜን ዝማሬ መላእክት የስዐመዐልና ትርሓስ ሓፍተይ ፀጉኡ የብዘሐልኪ🌹
53:55
kibru ክብሩ - Zemarit TirhasGebreegziabhier | ዘማሪት ትርሃስ ገብረ እግዚአብሔር
Zemarit Tirhas
Рет қаралды 8 М.
10:53
Kulu Dehan Eyu | ኹሉ ዳሓን'ዩZemarit Tirhas Gebre Egziabhier
Zemarit Tirhas
Рет қаралды 110 М.
0:42
GIANT Gummy Worm #shorts
Mr DegrEE
Рет қаралды 152 МЛН
0:23
Wednesday Shot by country - Ohio in real life #trending #funny #wednesday
Watch Me
Рет қаралды 22 МЛН
0:32
번쩍번쩍 거리는 입
승비니 Seungbini
Рет қаралды 182 МЛН
0:21
How to have fun with a child 🤣 Food wrap frame! #shorts
BadaBOOM!
Рет қаралды 17 МЛН
9:52
ይግረም ኣለኹ/ Ygrem aleku / #zemari Bereket tikue / #eritrean_orthodox_tewahdo_mezmur_2023 #livemezmur
Zemari Bereket Tikue Official
Рет қаралды 2,9 МЛН
8:18
ልቢ ዘረስርስ ሓዱሽ ከቨር መዝሙር ስኣሊ ቅድስት ናይ ዘማሪት ትርሓስ ገ እግዚኣብሔር ብዘማሪት ቤቴሊሄም
Kedamiha Tube ( ቀዳሚሃ ቲዩብ )
Рет қаралды 6 М.
24:19
የመድኃኔዓለም መዝሙሮች Orthodox Tewahedo MedhaniAlem Mezmur x264
ዋንጫ ቲዩብ Wancha Tube
Рет қаралды 261 М.
29:51
ናይ ድቃስ ጸሎት
Eritrean Orthodox Tewahdo ቤት ፍቕሪ እግዚኣብሄር
Рет қаралды 1,2 МЛН
6:45
Yetekefete Ber
Zemarit Tirhas
Рет қаралды 293 М.
17:02
ደጅ ጠናሁ ቆይቼ ኪዳነ ምህረትን || በዘማሪት ናርዶስ ካሳሁን Zemarit Nardos Kasahun Deje Tenaw Koyeche @21media27
21 MEDIA ሃያ አንድ ሚዲያ
Рет қаралды 215 М.
6:53
MEGDELAWIT NEBSEY/መግደላዊት ነብሰይ/ NEW ERITREAN ORTHODOX MEZMUR #ZEMARIT HERMELA YHSHO #Debesey Mezmur,
ZEMARIT HERMELA YEHSHO OFFICIAL TUBE
Рет қаралды 1,1 МЛН
14:23
🟢 አዲስ ዝማሬ " ናፍቆት " | NAFKOT | ሊቀ መዘምራን ቴዎድሮስ ዮሴፍ | ገጣሚ ሕሊና ደሳለኝ @-mahtot
ማኅቶት ቲዩብ - Mahtot Tube
Рет қаралды 6 МЛН
58:41
ከምዝፈቀዳዮ | ዘማሪት ትርሃስ ገብረእግዚአብሔር
Zemarit Tirhas
Рет қаралды 1,8 МЛН
9:26
ዝባረኽካዮ ዘማሪት ትርሃስ ገብረ እግዚአብሔር Zbarekayo Zemarit Tirhas Gebre Egziabher
Zemarit Tirhas
Рет қаралды 42 М.
0:42
GIANT Gummy Worm #shorts
Mr DegrEE
Рет қаралды 152 МЛН