No video

ታሪኽ ባሕሪ ነጋሲ ኢያሱ በዓል ድግሳ ( ካብ መጽሓፍ ታሪኽ ሰንሰለት ወለዶታት )

  Рет қаралды 9,723

Mosaic Bahli

Mosaic Bahli

Күн бұрын

Пікірлер: 22
@davidbrother4908
@davidbrother4908 Жыл бұрын
የቀንየልና መምህር መኮነን ስለቲ ኩሉ ዝሃብካናን ዝጸሓፍካልናን ታሪክ ኣቦና ባሕረ ያሱን ድግሳናን ❤ 🌳
@ablelmisgun8345
@ablelmisgun8345 6 ай бұрын
A true and wise leadeeship abotatey akal nayzi tarik bmukanom kea yehbneny.
@Ayla-Gundet
@Ayla-Gundet Жыл бұрын
ናይ ባሓቂ ደስ ዝብል ታሪኽ ቀጽልዎ መ/ም መኮነን ተስፋይ!👏 እዛ ስያመ ዛላ ኣንበሳ ትብህል ግን፣ ካልእ ኣሰያይማ ውን ኣላታ፣ ምስ ባሕረነጋሲ ዑቅባሚካኤል ጥቊር ትተሓሓዝ! 👍
@andegebremichael8644
@andegebremichael8644 Жыл бұрын
Nice thanx God blles you
@user-nt2qv6in3w
@user-nt2qv6in3w Жыл бұрын
Waww Akele adey💪🏾💪🏾💪🏾❤️❤️❤️
@tefeybeyene5789
@tefeybeyene5789 Жыл бұрын
ነመሰግን
@user-lw4zt4fp3q
@user-lw4zt4fp3q Ай бұрын
❤❤❤❤❤
@kasay67
@kasay67 Жыл бұрын
መሳጢን ምሃርን ታሪኽ፡ክብረት ይሃበልና ጽሓፍትን ተራኽን
@nahomhaile-fs1co
@nahomhaile-fs1co Жыл бұрын
❤❤❤❤
@user-yz6ie5bp1m
@user-yz6ie5bp1m Жыл бұрын
❤❤❤
@michaelissack9271
@michaelissack9271 Жыл бұрын
Thanks please I need to real history ❤
@butsuamlakkibreab8924
@butsuamlakkibreab8924 Жыл бұрын
btami mesati tarik abona bahregasi yasu. keep going.
@Tomas-komita
@Tomas-komita Жыл бұрын
ጽቡቕ ታሩኽ ላይክ ሼር በልው ኩሉ ክርኦን ክማሃረሉን
@chirubeleyob5377
@chirubeleyob5377 Жыл бұрын
Hi mekonen tsfaye edmen tieanan yimneyelka eza mexhaf b kemey kinrekba nikiel habereta habelni please thanks for everything 🙏
@MosaicBahli
@MosaicBahli Жыл бұрын
ሰላም ደሓንዶ ኣብ ኣመሪካ ኣንተሊኻ www.semayat.com ክትእዝዛ ትኽእል ኢኻ። ወይ ካብ ኤርትራ ሰባት ክሰዱልካ እንተኾይኖም።
@chirubeleyob5377
@chirubeleyob5377 Жыл бұрын
@@MosaicBahli amlak ymesgen dehan eye Yekenyeley online order kigebra eye
@bahlibihagos9763
@bahlibihagos9763 9 ай бұрын
አረ ታርክ ኣይተበላሹ ዛላ ኣንበሳ ኣብ 1543 ክ/ዘበን እያ ተመስርታ ብሹም ዓጋመ ኣዘዜይ ማለት ኣብ ዘበነ ኣሕመድ ግራኚ ሹም ዓጋመ ኣዘዜይ ድማ ንራእሲ ክፍለዋህደ ኣቦሓጎኡ እዩ ስለዚ ዛላ ኣንበሳ ዕድመኣ 600 ከባቢ እያ ትገብር ንስካ ግን ቅድሚ 200 ዓመት ዝተመስረተት ገርካ ኣቅርብካያ ኣለካ
@MosaicBahli
@MosaicBahli 9 ай бұрын
ሰላም ባህልቢ፡ ኣነ ምንጪ ጠቒሰ የንብብ ስለዘለኹ ምጉትካ ምስ ጸሓፊ ኢዩ ክኸውን ዘለዎ።
@bahlibihagos9763
@bahlibihagos9763 9 ай бұрын
@@MosaicBahli ሽግር የብሉን ኩሉ ግዜ ስለዝካታተለካ እየ እቲ ምፅኦ ትምህርቲ ደስስ እዩ ዝብል እዛ ዛንታ ዝሃበካ ግን ካብ ሓቂ ዝራሓቀት እያ እቲ ኣብ መንጎ ሹም ዓጋመ ወልዱን እዚ ኣከለ ጉዛይን ዝነበረ ኩናት እንድዒ ክንብር ይክእል እዩ ምክንያቱ ሹም ዓጋመ ወልዱ ከምቶም ናይ ቀደም ሓርበኛታት ኣይነበሩን ውዑያት እምበይ ኣቦሓጎታቶም ድማ ገዛእቲ ዓጋመ ኣይነበሩን እቲ ኣቦኦም ኩማኒት ካብ ኣኮታቶም ዝወረስዎ ሽመት እዩ እምበን እሶም እንዳ ወረደ ምሕረት እዮም ሓረጎም እቲ ካብ ሃፀይ ገ/መስቀል ዝምዘዙ እንዳ ሹም ዓጋመ ተስፋይ ደቂ ደቆም ሹም ዓጋመ ኣውዓሎም ሹም ዓጋመ ኣዘዜይ ሹም ዓጋመ ደብረፅዮን ራእሲ ኣኽሓዶም ራእሲ ቴድሮስ ራእሲ ደጌና ራእሲ ይሳቅ ራእሲ ክ/ዋህድ ራእሲ ለባሲ ራእሲ ስሑል ሚካኤል እዮም
@JhohnGere
@JhohnGere 3 ай бұрын
❤❤❤❤❤
@bereketaraya6495
@bereketaraya6495 Жыл бұрын
❤❤❤❤
@chiaramichiel9270
@chiaramichiel9270 Жыл бұрын
❤❤❤
Running With Bigger And Bigger Feastables
00:17
MrBeast
Рет қаралды 148 МЛН
Doing This Instead Of Studying.. 😳
00:12
Jojo Sim
Рет қаралды 37 МЛН
ዘርኣይ ደረስ ባንድ፣ Zeray Deres Band
7:35
MEDHANIT - መድሃኒት
Рет қаралды 1,2 М.
ጾታ ይኹን ዕድመ ዘይፈሊ ስፖርት ኣብ ገዛና
21:53
ሓበሻ ካሊስተኒክስ Habesha Calistenics
Рет қаралды 2,5 М.
መንገዲ ጃፓን | መበል 19 ክፋል
19:17
Mosaic Bahli
Рет қаралды 2,5 М.