ታሪኽ ሂወት Robert Mugabe / Who is Robert Mugabe

  Рет қаралды 44,228

RBL TV Entertainment

RBL TV Entertainment

4 жыл бұрын

We are RBL TV 📺 which is a big company located in Germany Karlsruhe, Our Main Productions Are; Eritrean Music | Interview Famous And Successful People | Comedies | Educational Videos | Motivational Videos | Short Stories And Long Stories.
----------------------
Produced by RBL TV Entertainment
_
Full Interview ምስ ህቡብ ፕሮፈሽናል ተቐዳዳማይ ብሽግለታ Eritrea ናትናኤል ብርሃነ
1ይ ክፋል : ai6.net/b0lxjM
2ይ ክፋል ai6.net/b4Gs26
_
Full Interview ምስ ህብብቲ ተወሳኢት Eritrea ሳሮን በረኸት
1ይ ክፋል ai6.net/MdXF6o
2ይ ክፋል ai6.net/xONu1t
3ይ ክፋል ai6.net/NynPzT
4ይ ክፋል ai6.net/2elint
Full Interview ምስ ህብብቲ ተወሳኢት Eritrea ሳሮን በረኸት ai6.net/DEItAP
___
Full Interview ምስ ህቡብ ፕሮፈስናል ተቐዳዳማይ ብሽግለታ Eritrea
ያቆብ ደበሳይ ai6.net/UaIJpS

Пікірлер: 59
@siseman5327
@siseman5327 4 жыл бұрын
Robi ahwey kemey tikewn dhan dika ane wetru kabtom nay like zhbuka sebat hade eye gn hanti kbleka zideli nay abzi klte semun ab nay debub africa hadesh nay gonxi malet Eritrawiyan Ethiopiawyan somalawiyan zrkebuwom ab hnfish fish eyu zello malet nay English hxret sle zellena baelka ketekrbelna bkbret yihatit gn tegediska anbiba eza komment natey so amlak yihagzekum 😘👏👏👏
@RBLTVEntertainment
@RBLTVEntertainment 4 жыл бұрын
Personal Facebook facebook.com/robel.tewelde.391 ሰላም ክቡር ሓው በዛ facebook ርኸበኒ
@eskiasbayru2831
@eskiasbayru2831 4 жыл бұрын
Ayfeletukun ane entay eyu agatimue guys
@hadush0543
@hadush0543 4 жыл бұрын
ኣየ ኣፍሪቃ 30 40 20 35ዓመት ይመርሑ ብዘይ ፍረ ህዝቢ ሃገት ይብሩሱ ከም ባዓል እስያስ ወዲ ተበን ሃገራና ዓነው ኣብልዋ የአድግ
@yordanostesfatafla2168
@yordanostesfatafla2168 4 жыл бұрын
What about your reputation you Eritrean lady who sounds like a guy. Are sure youcarevfrom Eritrea?
@kahasygheberemicilnaybehak7859
@kahasygheberemicilnaybehak7859 4 жыл бұрын
@@eskiasbayru2831 About Africa sedetena xelom yektlwom alewu gud iyu
@kibromberhane2291
@kibromberhane2291 4 жыл бұрын
ሮቦርት ሙጋበ ጓሓፍ ምስ ፍልጠቶም ኮሎዉ ንማማ ኣፍሪቃ ንድሕሪት መሊሶማ ምህራትን ደናቁርን መራሕቲ bomboclat I love you mama Africa ☝️👉❤👍one love my people
@nevergiveup8614
@nevergiveup8614 4 жыл бұрын
ዝኸበርኪ ጥዕምቲ ደሃይ ታሪኽ ሂወት ናይ ማርቲን ሉተር ኪንግ እባ ኣቕሩቡልና።እቐዲምና ቅድሚ ምቕራብኩም ነመስግን።
@frezghiatobrhan232
@frezghiatobrhan232 4 жыл бұрын
ኣስሚረላ ኣለኩ ሓስብካ ማርቲን ሓያል ሰብ ኢዩ
@habtomokubagabr6319
@habtomokubagabr6319 4 жыл бұрын
Wwww batami zfetwo President bzkone xbuk meglexi Thank you RBL TV Entertainment
@semmahari8269
@semmahari8269 4 жыл бұрын
Wwww think you RBL TV. agtami xbhe bezeba ezi sebey kzrbe eya ab kedmi naty class like gerkum atbabun comment tenbebu zelkum.
@user-sk8fg4xe6v
@user-sk8fg4xe6v 4 жыл бұрын
ሞጋበየ ዝምባበ ጥራይ ዘይኮነ ንሙሉእ ኣፍሪቃ ዘስደመመ ፡
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
መራሕቲ ኣፍሪቃ ፡ ዝና ሕዞም ይመጹ ፡ኣብ መወዳእታ ድማ ብሕማቅ ስም ዝናን ሕዞም እዮም ዝመቱ ።እዚ ካኣ ካብ ምሒር ድንቁርናን ትዕቢት ምዃኑ ኣይግንዘብዎን እዮም
@kingkonghenery3049
@kingkonghenery3049 4 жыл бұрын
Tack
@eritreanafrican7765
@eritreanafrican7765 4 жыл бұрын
ዝኸበርኩም ኣዳለውቲ ዩቱብ ቻነል #RBL TV Entertainment and #Robel ብእትገብሩልና ናይ ሓበሬት ኣገልግሎት እንዳ ኣመስገንኩ ፡ ሓንትን ኣገዳሲትን ሕቶ ክሓተኩም። ኩልና ከምእንፈልጦ ንዝኾነ ሓበሬታ ዋና ወይውን ምንጪ ከምዘለዎ ትዝንግዕዎ ኣይብልን፡፡ ከም ኣብነት ንምጥቃስ እዛ ብዛዕባ ሮበርት ሙጋበ እተላሊ ብስእሊ ዝተሰነየ ትሕዝቶ ንምቅራብ ብዙሓት ምንጪታት ተወኪስኩም ከምዝረኸብኩሞ ንምርድኡ ዘሸግር ኣይኮነን። ሓበሬታ ዝህብ ምጪ ከይረከብኩም ናባና ናብ ተዓዘብቲ ክትዝርግሑ ዘኽእለኩም ዝኾነ ተኣምራት ኣሎ ውን ኣይብልን። እዚ እንዳኾነ ግና ንስኩም ምንጪ ከይጠቀስኩም ኢኩም ናባና ናብ ትዓዘብሪ እተቅርቡልና ፡ እዝስ ምስምንታይ ይቁጸር???ስለምንታይ'ከ ከምኡ ትመርጹ? ብሕጊ ዋንነት ከሕትተኩም ኣይክእልን'ዶ?? ጉዳይ Intellectual property rights ከመይ ትርእዮ?? መልስኻ ብኣኽብሮት እጽበ። የቀንየለይ፡፡
@dendensirak3321
@dendensirak3321 4 жыл бұрын
ሮበርት ሙጋበ ንበዕልቲ ቤቱ ዚምባብወ ተከቲሉ ካብዛ ዓለም ተፋንዩ
@merhawitkue5389
@merhawitkue5389 4 жыл бұрын
Welcome
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
እታ ናይ ኣፍሪቃዉያን ጸገም ኣብታ ኣኽሊል ናይ ኩርሲ ኮፍ ምስ በሉ እያ እታ ማዓት ንህዝቢታትት ኣፍሪቃ ትወርዶም ።
@fabrigascesc15
@fabrigascesc15 4 жыл бұрын
President ካብ ዝብል "P" ትብል ቃል ኣልየ ናይ ዝንባብዌ resident-ነባሪ መራሒ ኮይነ ኔረ።ሕጂ ናብ ህዝበይ ዘይኮንኩስ ናብ ፈጣሪ እናተቓረብኩ እየ። ርግጸኛ እየ ፈጣሪ እፈትወኒ እዩ። ንጸሊም ካብ ጻዕዳ ሸይጣን ከገላግል ዝኽእል ኣነ ምዃነይ ተረዲኡ ንፉጥራቱ ክብል ራህሪሁለይ። ንሰለ ጭቁናት ነቢረ እየ። ክርስትያን ስለዝኾንኩ ኣምላኽ ምስ ጭቁናት ምዃኑ ይኣምን‘የ! ……ኣነ እምባገነን መራሒ ኔረ። ኣንባገነነቴ ግን ጥቕሚ ኔርዎ እዩ። ስለዝኾነ ንገለ-ገለ ጅግና እየ…ንኻልኦት ድማ ጨቋኒ፤ ኣነ ጸሊም ሙጋቤ ገንዘብ ኣይኮንኩን ብኹሉ ዝፍቶ!ብኽሉ ክፍቶ ኣይሃርፎን እየ እኳ ድኣ እጸልኦ። ጻዓዱ ክፈትውኒ ኣይደልዮን: ምኽንያቱ ኣነ ንሓረድቱ ዝምቕለል እንስሳ ኣይኮንኩን። ኣነ እቲ ጸሊም ሙጋቤ እየ። ብዙሓት ኣፍሪቃውያንን ፈጣርን እፈትዉኒ ምዃኖም እፈልጥ!" ~ሮበርት ጋብርኤል ሙጋቤ ሙጋቤ ካብ ብሄረ ሾና ካብ ድኻ ቤተሰብ ተወሊዱ፣ ብ1963 ዝቖመ zimbabwe African national union patriotic front(ZANU PF) ኣቦ-መንበር ተመዚዙ÷ ድሕሪ 37 ዓመት ኣብ መብል 93 ዕድሚኡ ስልጣን ለቒቑ። ከም ማንዴላ:ማርክስ ጋርቤይ: ማርቲን ሊተር ኪንግ…ወዘተ ብጽልሙ ዝኾርዕን ንስለጸለምቲ ዝተቓለሰን በዓል-ታሪኽ እዩ። ነገር-ግን ምዕራባውያን ንሙጋቤ ጸቒጦም ንማንዴላ ኣንጊሰሞ። ግደ ሓቂ ማንዴላ ንምዕራባውያን ምቹእ እዩ ኔሩ። ኣብ‘ዚ እዋን ደቡብ ኣፍሪቃ ብቕኒት ጸዓዱ እትዝምር ሃገር እያ። ዝንባብዌ ግን ከምኣ ኣይኮነትን። ሙጋቤ ንጽዓዱ ምቹእ ስለዘይኮነ!፣ ሙጋቤ ዝሃነጾ ሰራዊት ‘እዚ ህዝቢ ይኣኽሎ ስልጣን ግደፍ‘ ኢሎሞ፣ ህዝቢ ‘ውን ናብ ጎደና ወጺኡ "ስልጣን ልቐቕ፡ ይኣኽለካ ……ስልጣን ካብ ሰብኣይ ናብ በዓልቲ-ቤት ብጾታዊ ርክብ ክመሓላለፍ ኣይክእልን እዩ…ሙጋቤ ኣሰልቺኻና!" ክብሉ ሰልፊ ወጺኦም። ብዘይዝኾነ ዕንወት ብዘይዝኾነ ናይ ሰብ ጉድኣት: ስልጣኑ ናብ ንዝሓይሽ ሰብ ለቒቑ። ህዝብን ሰራዊትን ዝንባብዌ ተሓቛቚፉ ፍቕሩ ገሊጹ። ወተሃደራትና ድምጽና እዮም ክብሉ ጨፊሮም። ~ "ኣነ ካብ ስልጣን ብምውራደይ ዝጭፍር ጻዕዳ እንተዝርኢ ምስኡ ሓቢረ ምስ-ጨፈርኩ፣ ምኽንያቱ ህልውናይ የፍርሖም ምዃኑ እፈልጥ እየ፡ ከምዘሰነፍክዎም ኣብ ኣዳባባይ ተዛሪቦም እዮም" -ሙጋቤ mnchi Soliana kahsay Rest in peace
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 жыл бұрын
ሙጋበ ጂግና ወዲ ሃገር መንግስተ ሰማይ የዋርሶ
@simondaniel9692
@simondaniel9692 4 жыл бұрын
Hiiiii akedimey selamtay and ablielekum delenu adnakotn kebxhalkum yfetu ane hade natkum adnaki eye bejakum eba tarik hiwet wela nay hade seb kab zom nay Mr Olympia nay krxi zwedaderu eba amxulna exapmle Arnold, Ronnie, kai Greene etc
@fshayekifle3132
@fshayekifle3132 4 жыл бұрын
Neay to wadi Tigray issyas motu yareana ftari
@wediadkemewedimilga6885
@wediadkemewedimilga6885 4 жыл бұрын
Kxbeya keniye
@millionkubrom628
@millionkubrom628 4 жыл бұрын
Xbuk u nayti seraki esayas afewerki ke tarik ke aytfeltun
@poundland3166
@poundland3166 4 жыл бұрын
ካካካካ ናይ ቀርኒይ ኣፍራካ ላዬን እዬም ዝብልዎ ታይ ይመስለካ
@angesommekseb67
@angesommekseb67 4 жыл бұрын
Rip
@meradedeart9949
@meradedeart9949 4 жыл бұрын
ምስ ሙጋቤ ፍሉይ ፍቅሪ እዩ ዘለኒ ማራ እየ ከኣ ዘድንቆ እስከ ብሽም ሙጌ like ግስም ኣብሉኒ
@shabaymender9126
@shabaymender9126 4 жыл бұрын
ብርግጽ ሮበርት ሙጋበ ሓደ ካብ፡ዉልቀ መለኽቲ መራሕቲ ኣፍሪቃ እኳ እንተነበረ ኣብ ቃልሲ ኣንጻር መግዛእቲ ፡ ኣብ ትምህርቲ ፡ሕርሻዊ ምዕባለን ካልእን ብዘምጽኦ ለዉጢ ግን ሓደ ካብ ተጠቀስቲ መራሕቲ ኣፍሪቃ መበል 21 ክ /ዘ እዩ ነይሩ ። ሓደ ሓደ እዋን ኢሳያስ ኣፈወርቂ ዉልቀ መላኺ 'ዩ ኢልካ ምስ ብዓል ሙጋበን ጋዳፊን ክትሰርዖ ኣዝዩ ይኸብድ 'ዩ ። ብልክዕ ዝበቕዖ ስም ክኣ ፋሽሽታዊ ፡ ኣረሚናዊ መራሒ ኢሉ ክጽዋዕ እዩ ። ምኽንያቱ 1 - ሃገር ምስ የመን ፡ ሱዳን ፡ኢትዮጵያ ኣብ ዘየድሊ ኲናት ሸሚሙ ኣሽሓት መንእሰያት ኣህሊቑ 2 - ፖለቲከኛታት ፡ ጋዜጠኛታት ፡ መራሕትን ሰዓብትን እምነታት ኣሕቂቑ 3 - እንኮ university ዓጽዩ 4 - ቅዋም ከይትግበር ከልኪሉ 5 - ስንኩላን ኲናት ረሺኑ 6- ህዝቢ ብስደት ከምዝበታተን ዉዲት ኣሊሙ 7 - ብቕዓት ስርዓተ ትምህርቲ ትሕቲ ዜሮ፡ኣውሪዱ 8 - ካብ ዕደና ዝርከብ ሃብቲ ሃገር ህዝቢ ብዘይፈልጦ ገቢቱ 9 - ሃገራዊ ባይቶ ኣደስኪሉ ----- ወዘተ ነዚ ከመይ ኢልና ምስ ብዓል ሙጋበ ከነወዳድሮ፡ ንኽእል ? ? ? ብትኽክል ክኣ ነዚ ኢዲ ኣሚን ዳዳ ወይ መንግስቱ ሃ/ማርያምን ጠራይ ዮም ክመሳሰልዎ ዝኽእሉ ።
@senay665
@senay665 4 жыл бұрын
Denkora, yaay xihife elka eka
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
@@senay665 ሓደ ካብቶም ኩርኩር ሂግደፍ እንተዘይኮይንካ ሓቁ ኣሎ ፈቲኻ ጸሊእካ ውሓጦ
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
ናይ ብሓቂ ብትኽክል ኣቕሪብካዮ ኣለካ ንሱ ኢዩ እቲ ሓቂ
@filiande9322
@filiande9322 4 жыл бұрын
Zena d u walas tarik hiwet pls kes ...
@wetruhagerey4759
@wetruhagerey4759 4 жыл бұрын
Qurb Hdie beli abay seb kabu terefe xbuk agelalxa
@hadenetentertainment4546
@hadenetentertainment4546 4 жыл бұрын
Kabe mulu nay Africa merheti eti enko manem seb zey yefrho merahi America Europe welhade beti hade yedgfo eya nera beti terir mekanu
@tsegezeababreham4607
@tsegezeababreham4607 4 жыл бұрын
Waww ata eza habtina kitnefie do haqey naybehaqi gazetenawit ajoki qetiliyo
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
ከም'ቲ ዝተማሃሮ ኣይገበረን ።እታ ሃገር ቀዲማቶ ሞይታ ።
@gzie9273
@gzie9273 4 жыл бұрын
እዛ ቻነል እዚኣ ናይ ህግደፍ እያ ስለዚ ኩሉኻ ኣብዛኣ ሳብስክራይብ ጌርካ ዘለኻ ሳብስክራይብካ ሳሓብ እዞም ሸቃጡ እዮም ስሚዒት ህዝቢ ዘይርዱኡ እዮም ?
@RobiRobi-by7yr
@RobiRobi-by7yr 4 жыл бұрын
መን ኢሉካ ናይ ሂግደፍ ሙካና እዛ ቻነል ኢንዶ ኣይኮነትን ዪኣክል ዝጀመረቶ ዘይትፈልጦ ሱቕ ኢልካ ኣይትዛረብ
@Peace-zf1br
@Peace-zf1br 4 жыл бұрын
Rbl sebbyyyy elka alku subscrib gerlka alku mugaba sbbyy
@robi-gu3gu
@robi-gu3gu 4 жыл бұрын
ሞት ንዘይትረፍ ክንድዚ ሸቡዳዕዳዕስ ወደይ እንታይ ንምርካብ እዩ ኩሉ ስልጣን ዝሓዘ ዘበለ ጽድቂ የቡሉን የእዳዎም ብደም ዝጨቀወ እዩ ብዝኮነ ሮቤርቶ ሙጋበ ንዓምና ኪኣ ይጽዎዖ ባ ይከዉን ።
@user-jl9sv4pc8v
@user-jl9sv4pc8v 4 жыл бұрын
ከምታ ዝበልካያ ዉሽማ ኣይገድፉን እዮም ።
@godislove2154
@godislove2154 4 жыл бұрын
እዚ ኹሉ መፍዓትኩም'ሲ ምንጪ ዘይምግባርኩም ንስርሓትኩም ኣፍዂስዎ
@ImproudbTigrinya
@ImproudbTigrinya 4 жыл бұрын
ብጣዕሚ ጽብቅ ኣገላልጻ ምጋበየ ኣርከይ ክኣ መንግስተ ሰማይ የዋርሶ ያ ጃምዓ ጽባሕ ዕለት /11 / 09 /2019ኢሰያስ ኣፈወርኪ ካብዛ ዓለም ክፍለ እዩ ፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡፡ እዞም ምስኡ ከንኩም ህዝቢ ተጥፍኡ ተዘይ ተዋሒጥልኩም ዋላ ሸቀቅ በሊ
@user-xh8um3vm9s
@user-xh8um3vm9s 4 жыл бұрын
ከምዚ ናይ ሙጋበ ጌሮም ዲዮም ከቅርቡልና ዳሓር
@bereketdawit3546
@bereketdawit3546 4 жыл бұрын
Ezi natina dima hanti mealti kemzia gerkum tekirbula gize kerba eya
@lilmaefrem1482
@lilmaefrem1482 4 жыл бұрын
Bizaeba deep state eba aqribulna
@phlippasme379
@phlippasme379 4 жыл бұрын
Nay Diktator tarik si nay abeiti merahti elkio
@user-xh8um3vm9s
@user-xh8um3vm9s 4 жыл бұрын
ኣንታ እዝሲ የዛናጋዓና ኔሩ ብተረካብ ዘረቡኡ ፡ኣሎ እዚ ናትና ዘርቡኡ ምሕፈር ዝኾነ ሰብ
@andomteklab5575
@andomteklab5575 4 жыл бұрын
ምጭ ካበይ ምኮኑ ግን ኣይ ነገርኩምን
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 жыл бұрын
ኢሰያስ ተምቤናይ ድማ ቀሪቡ'ዩ ጋሕ ክብል
@poundland3166
@poundland3166 4 жыл бұрын
ነጁሱ
@niceyesorno8699
@niceyesorno8699 4 жыл бұрын
@@poundland3166 ትም በል ዱሁል ድቓላ
@poundland3166
@poundland3166 4 жыл бұрын
@@niceyesorno8699 ክላታ ጉሓፍ ጉሓፍካ ናባና ናብ ተጋሩ ኣይተፅግዐልና ፅጉዑ
@wedihumeraeygenwedimekelee8742
@wedihumeraeygenwedimekelee8742 4 жыл бұрын
Guhaf komal Hamasen terfe behri asia 🐬 🐬 🐬 🐬 🐬 🐬 🐬 Terfe Talyan 🖕 🖕 🖕 🖕 🖕 🖕. Haswit. Neskum kab Afrika key tefakum Selam yeln ab Ethoipa 🇪🇹
@anemeneye2090
@anemeneye2090 4 жыл бұрын
Kab africa bdknetn lmenan bhmam aidsn qedameyti menya ?
@biniamyemane9740
@biniamyemane9740 4 жыл бұрын
ኢሰያስ ኣፍወርቂ አብርሃ ተምቤናይ ወዲ ጋሕባ ቀሪቡ እዩ ጋሕ ክብል
@senayeritrean6592
@senayeritrean6592 4 жыл бұрын
Kkķkkk ete mot ab reseka eyu zalo kelemu ga bal ant wade gaheba wala enta mota k tareku ayresan eyu wayelka da ab sedat ketemawet eka ay aboka kaberka ay adaka kaberamka mesken
Robert Mugabe Funny jokes Tigrinya || ተረኻብ ዋዛታት ሮበርት ሙጋበ #5
11:10
OMG😳 #tiktok #shorts #potapova_blog
00:58
Potapova_blog
Рет қаралды 4,1 МЛН
Survival skills: A great idea with duct tape #survival #lifehacks #camping
00:27
ታሪኽ ሂወት ማንዴላ
12:51
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 9 М.
ኣብ Europa ብደቕና ጅሆ ዝሕዛ ኣንስቲ - RBL TV
19:07
RBL TV Entertainment
Рет қаралды 17 М.
QANAY - Шынарым (Official Mood Video)
2:11
Qanay
Рет қаралды 320 М.
Saǵynamyn
2:13
Қанат Ерлан - Topic
Рет қаралды 2,6 МЛН
Bakr x Бегиш - TYTYN (Mood Video)
3:08
Bakr
Рет қаралды 564 М.
Duman - Баяғыдай
3:24
Duman Marat
Рет қаралды 126 М.
LISA - ROCKSTAR (Official Music Video)
2:48
LLOUD Official
Рет қаралды 64 МЛН
Zattybek & ESKARA ЖАҢА ХИТ 2024
2:03
Ескара Бейбітов
Рет қаралды 77 М.
Ozoda - JAVOHIR ( Official Music Video )
6:37
Ozoda
Рет қаралды 8 МЛН