Рет қаралды 4,512
ምስ መግዛእቲ ጣልያን ናብ ኤርትራ ዝተኣታተወ ታሪኽ ቅድድም ብሽክለታ፡ ነዊሕ ሰረትን ህዝባዊ ድጋፍን ዘለዎ ዓይነት ስፖርት’ዩ። ንሱን ካልእ ምኽንያታትን እምበኣር’ዩ ኤርትራያውን ተቐዳደምቲ ኪንዮ ኣብ ኣፍሪቃ ዝስራዕ ውድድራት፡ ሕጂ ናብ ዝዓበየ መድረኻት ተሳቲፎም’ውን ታሪኽ ዘመዝግቡ ዘለዉ። በዚ ኣጋጣሚ እምበኣር ኣብዚ ጉዳይ መጽሓፍ ዝጸሓፈን ንቢንያም ግርማይ ፈለማ ናብ ውድድር ማውንቴን ባይክ ዝዓደመን መዋእል መዓሾ ኣዘራሪብና ኣሎና።
🔵 VOA broadcasts regional and international news and programs to Eritrea, Ethiopia and the rest of the world.
» ሳብስክራይ ድምጺ ኣሜሪካ ቋንቋ ትግርኛ: bit.ly/3u1DtWs
» ንተወሳኺ ቪድዮታት ንናይ ዩቲብ ቻነልና ተኸታተሉ: www.youtube.co...
ድምጺ ኣሜሪካ ሓደ ካብ ዓበይቲ ዓለለኸ መሓውራት ዜና ኣሜሪካ ኮይኑ ዜናን ሓበሬታን ብ40 ቋንቋታት ን236.8 ሚልዮን ሰሙናዊ ሰማዕቲ ይበጽሕ:: ድምጺ ኣሜሪካ ትሕዝትኡ ብራድዮ: ቲቪን መርበብ ሓበሬታታትን ይዝርግሕ:: ትሕዝቶ ድምጺ ኣሜሪካ ብናይ ቴሌፎን ኣፕን ማሕበራዊ መራኸቢ ብዙሃንን’ውን ክርኸብ ይክኣል:: ብተወሳኺ ብሳተላይት: ብቴሌቭዥን ማእከላይን ሓጺር ማዕበል ሬድዮ ይመሓላለፍ::
ድምጺ ኣሜሪካ ኣብ 1942 ዝምስረት ጀሚሩ ኩሉ መዓዝናዊ ሸፈነ ዘለዎ ሓቀኛ ሓበሬታ የመሓላልፍ:: ኣብ እዋን ካልኣይ ኹናት ዓለም:ዝሑል ኹናት: ኹናት ኣንጻር ግብረሽበራ ከምኡ’ውን ኣብ መላእ ዓለም ንዘሎ ቃልሲ ንናጽነት ድምጺ ኣሜሪካ ኣብነት ናጽነት ፕረስ’ዩ::
» ንተወሳኺ ሓበሬታ መርበብ ሓበሬታና tigrigna.voane...
» ማሕበራዊ መራኸቢ ፌስቡክ / voatigrigna
» ኢንስታግራም / voatigrigna
» ትዊተርን / voatigrigna ክትከታተሉና ትኽእሉ::